ጽጹይ ሓበሬታ/ ጉድ መዓልቲ ብሰንኪ ዛ ጓል/ ተጋሩ ምስ ኤርትራውያን ኲናት ቲክቶክ ከፊቶም/ ቸርነት መንዩ

  Рет қаралды 97,174

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Күн бұрын

Пікірлер: 747
@neshnesh_show
@neshnesh_show 7 ай бұрын
ተወሳኪ፡ ቸርነት ምናልባት ተጻራፋይ ትግራዋይ ኔሩ ተዝከውን ብዙሓት ተጋሩ ኮነ ኤርትራውያን ምፈለጥዎ ኔሮም፡ ቑም ነገር ስለ ዝሰርሕ ግን ብዙሕ ሰብ መን ዩ ቸርነት ክብል ውዒሉ😂
@mgbigebre4877
@mgbigebre4877 7 ай бұрын
ንሱ እዩ ሸጊሩና እኒኤ ተፈላጢ ንሙኳን ሕማቅ ክትሰርሕ ኣለካ 😂
@علعل-ن3ك
@علعل-ن3ك 7 ай бұрын
እዚ ደንቆሮ ህዝቢ😢😂😂😂
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 7 ай бұрын
😂😂ንፉዕ ኢካ ግን ነዚ ህዝቢ ኣጽኒዕካዮ በዛ ወረ ኣምሲልካ ነቲ መንእሰይ ምስ ህዝቢ ኣላሊካዮ
@Justbsxg1358hk.
@Justbsxg1358hk. 7 ай бұрын
ቸርነት ቆልዓ ብጸጉራ እንበር ብርእሳ ዘይትሓስብ ኣጸሊልካ ገዲፍካልና😂😂
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 7 ай бұрын
​@@Justbsxg1358hk.😂😂😂😂😂 ናይ ኢዱ ኣይስኣን ጨርቃ ኣደርቢዋ😂😂😂😂
@ሃይማኖት_ማሓሪ
@ሃይማኖት_ማሓሪ 7 ай бұрын
ቸሩ ተስፋ ናይ ትግራይና & ኣፍሪካ ብጣዕሚ በሊሕ መንእሰይ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ❤❤❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 7 ай бұрын
❤❤❤
@MubeWehab
@MubeWehab 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉zzzz😢z😢 off x​@@neshnesh_show
@AaAa-kj4rt
@AaAa-kj4rt 7 ай бұрын
ከምዚ ዝኣመሰለ ጅግና ስለህዝቡ ዝሓስብ ትግራዋይ በዛ ረሳሕ ጨምላቅ ክልዓል ደስ ኣይብልን ስለ ዝፈለጥክዎ ገን ደስኢሉኒ ቀፅለሉ ጅግና ወድ ትግራይ
@MeriyAlem
@MeriyAlem 7 ай бұрын
ቸርነተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@merihaftigerefedayhne8307
@merihaftigerefedayhne8307 7 ай бұрын
ተጋሩ ጎይላ ንዝስዕስዕን ንዝፃረፍን እምበር ቁምነገር ንዝገብር ምትብባዕ ኣይንኽእል :: ቸርነት ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ከይተሓለለ ዓቅሙ ዝኽእሎ ኩሉ ዝተቃለሰን ዝፃዓረ ጅግና እዩ :: ናይ ትግራይና ተስፋ ፅባሕ ዝኾነ ብሱሉን ብዙሕ ራኣይን ዘለዎ ጅግና ቆልዓ እዩ ::
@neshnesh_show
@neshnesh_show 7 ай бұрын
ተጻራፋይ ኔሩ ተዝከውን ኩሉ ምፈለጦ
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 7 ай бұрын
ብሓቅ ፁሉል ህዝብ እዩ ዘለና።
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 7 ай бұрын
ናይ ብሓቂ።👌🥺
@SgDu-pg8ls
@SgDu-pg8ls 6 ай бұрын
ቆማል​@@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 6 ай бұрын
@@SgDu-pg8ls ስቕበል ቖማል ስደተኛ ልብያ ትመስክር
@mediaadna-7499
@mediaadna-7499 7 ай бұрын
ኣመና ንፉዕ መንእሰይ ዋውው ኣድኒቀዮ ከምዚ ዓይነት መንእሰያት ክተባብዑ ይግባእ
@Tsedihaftiyjeganu
@Tsedihaftiyjeganu 7 ай бұрын
ነሹዋይ አድናቂትካ እየ ዘድንቀካ ምክንያት ድማ ምስ ዝዓበረ ዘይትዕብር ብናባዕልካ ሓሳብ ትጋዓዝ ምዃንካ እዩ ይመለአልካ👌
@brhanzetigray
@brhanzetigray 7 ай бұрын
ብሓቂ። ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@Lillyghile
@Lillyghile 7 ай бұрын
ነሽነሽ ሓወይ ጽቡቅ ኣብነት ንመንእሰያት ዝኮነና ሰብ ኢዩ ቸርነት ማለት ስለዚ ከምዚ ብሉጻት ሰባት ኣብ መደበካ ብዙሕ እንተ ኣምጺካልና ንሽሮ ጠስሚ ተወሰኮ ኢዩ ሞ ሓደራኻ ። ኩሉ መደብካ ጽፉፍን ኣገዳስን ዩ ንዓይ thank you bro
@neshnesh_show
@neshnesh_show 7 ай бұрын
🙏🙏🙏
@dudy8366
@dudy8366 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 7 ай бұрын
ነሽነሽ ሓውና ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ሓድነት እና ሰላም ርክባትና ተጠናኺሩ ክቅፅል አለዎ ። ናይ ዝሓለፈ ዓመት ይአክል ።
@neshnesh_show
@neshnesh_show 7 ай бұрын
🙏🙏🙏
@ወለተመድህን-ደ1ጐ
@ወለተመድህን-ደ1ጐ 7 ай бұрын
ተጋሩን ኤርትራውያን ምህረቱ የውርደልና ከም አደ ዝብል እግዚዮ መሀረነ ክርስቶስ 😢
@fioriberhe663
@fioriberhe663 7 ай бұрын
Mihret ylakelna amlak hmaq zemen bexhna
@De4F-u8x
@De4F-u8x 7 ай бұрын
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 7 ай бұрын
ቸሬ ጅግና ወዲ ህዝቢ ተባዕ ትግራዋይ ሓወይ።
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 7 ай бұрын
ነሹየ ለባም ጅግና ኩሉ እተቅርቦም ብጣዕሚ እየ ዘደንቀካ ከም ሓሳብካን ከም ትምኒትካን ንኩሉ ተዛራቢ ትግርኛ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ🙏❤❤❤
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 7 ай бұрын
ጅግና ወድ ትግራይ ትግራዋይ ንትግራዋይ 😍😍😍😍 ሰላም ንዓኻ 🙏😍😍💊💊💊💊
@brhanzetigray
@brhanzetigray 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@EfremGebru-nh6dn
@EfremGebru-nh6dn 7 ай бұрын
ነሽነሽ ሓወይ ናይ በሓቂ ዓብዪ ሰብ ኢኻ ክበር ትግራዋይ ሓውካ እየ ኤሬን ትግራይን ዝፈልየና የለን ብሓባር ክንከውን ኢና ነሽነሽ ሓወይ
@Alame-e5w
@Alame-e5w 7 ай бұрын
ተጋሩ ጀጋኑ ኢና❤❤❤❤❤❤
@lulululu2675
@lulululu2675 7 ай бұрын
ክፍእቲ እንቛዕ እካ ጽብቅቲ ኣይኮነት መን ኮይና እያ ከምዚ ጌራ ንትግራዎት ተናሹ ድሙ
@Bhgialeni12345
@Bhgialeni12345 7 ай бұрын
Komal agame teref dron 😂😂😂😂medengeri bandera nay eritra ka gerka ata wedi rushun 😂😂😂😂
@MichaelAbay-g1v
@MichaelAbay-g1v 7 ай бұрын
መጋል ትግራዋይ እንታይ ገባረ እዩ
@samrukidane2310
@samrukidane2310 7 ай бұрын
@@MichaelAbay-g1vnihna nay gili xileom ab hzbi ayewrdwo we need peace
@Eriboy862
@Eriboy862 7 ай бұрын
Sebdleyla aza xerfi
@habenbrhane5852
@habenbrhane5852 7 ай бұрын
B 10eid holmos Eritrawi ❤ 🎉
@SelamAbraha-rw6me
@SelamAbraha-rw6me 7 ай бұрын
ምስ ቸርነት ኣይተወዳድሩዋ ኣቱም ህዝብ መልሳ ኸይትኾርዕ ምስ እዚ👑🫀😂 one love ሕቡሸይ ነግራማት😂❤💛
@brhanzetigray
@brhanzetigray 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@SelamAbraha-rw6me
@SelamAbraha-rw6me 7 ай бұрын
@@brhanzetigray እሽ ማዕረይ💛
@wedirimey-m3e
@wedirimey-m3e 7 ай бұрын
ኣየ ነሹ ናይ ትግራይ ጽቡቁ ማራ እዩ ደስ ዝብለካ
@ghbgyg8839
@ghbgyg8839 7 ай бұрын
ኩላቶም ያ ከማካ ንሰላም ተትዝሙሩ ክንደይ ከ መንፈስና ምቀሰነ❤❤❤❤❤❤
@Merigalger
@Merigalger 6 ай бұрын
ቸሩዋይ ተስፋ መፃኢና ንፈትወካ ኢና❤❤❤
@tigrayadey2771
@tigrayadey2771 7 ай бұрын
እወ ወደይ አሕዋት ኢና መምስተጠለማ ንህዝቢ ምፅራፍ ንተጋሩን ኤርትራውያንን አማኺራ ድያ ምስ ቸርነት ጀሚራ አቱም ሰባት ታይ ጉዱ ዋእ ፍቕሪ ከምዚ ድዩ ሃለፍለፍ ዛብል😂
@መንነተይእዩክብረተይ
@መንነተይእዩክብረተይ 7 ай бұрын
ዘይ ከም ዕድሚኡ ጅግና ትግረዋይ❤
@imissmama3978
@imissmama3978 7 ай бұрын
ሓቂ ይሓይሽ ዛ መንካዕ ትመስል ጓልሲ ዝመርጻ ትግራውዋይ የለን። ኣብዛ ኤርትራ ግን ብዙሓት ደናቑር ኣለዉ🙆
@Bhgialeni12345
@Bhgialeni12345 7 ай бұрын
😂😂😂😂 tigraway seb du ezimefeteni nay dron 😂😂😂kbret zeyblu 😂😂😂
@yes6292
@yes6292 7 ай бұрын
ሓቂ😂😂😂😂
@SelomieZeray
@SelomieZeray 7 ай бұрын
Entadeki aleki n Eritrea txerfi ......dnkurna dea abakum endiyu zelo
@imissmama3978
@imissmama3978 7 ай бұрын
@@SelomieZeray 😜😜
@Bhgialeni12345
@Bhgialeni12345 7 ай бұрын
Leli tigraway denkoro alodyu😆😆😆denkoro sele zkone bdron atfiomo haleftom bsrki tekomatiom nhzbi abi kxnteka mexiu elom neti denkoro hzbi bdron kemztefe geromo leli tigraway denkoro alodyu abza alem ezi teref dron zkonu hzbi 😆😆😆😆😆
@maron278
@maron278 7 ай бұрын
ቸሪ ሓቢቢ ❤ ጋዘጠኛ ነሽነሽ ዝፈትወካን ዘኽብረካን ❤❤❤❤ አቱም ሰባት ልሰላም እስከ ዘምሩ
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 7 ай бұрын
ነሹ ሓወይና ብሓቂ ለባም ተጋሩ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኻ።
@saraasar9365
@saraasar9365 7 ай бұрын
ነሹዋይ ሚዛናዊ ብዘይ ምክንያት ኣይኮንኩን ዝፈትወካ❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ 7 ай бұрын
ድሙ ቆላሕ ምባል ምስ ኣበይዋ ተጋሩ ትብል በዛ ተጋሩዋ ይድፍእኪ ፍንጫ መን ሰብ ኢሉኪ እዩ😁💪
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 7 ай бұрын
😅😅😅ቸርነት ፈንፍኑዋ😅 እዛ ህበይ መፈመስኣ ረኽባ😅😅😅
@Alsehday
@Alsehday 6 ай бұрын
ተባዕ ጉበዝ እያ አሹ ሓወና ጅግና ለባም ዕድመን ጥዕነን ይሃብካ ትግራዋይን ኤርትራውን ሓድነትን ሰላምን ይግበረልና ❤❤❤❤
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 7 ай бұрын
ሞ ንዑመር ተመርዓውዬ በልዋ ሆምለስ ኤርትራዊ ኣለዋ ኣብ ኣሜሪካ ነዛ ነቀዝ ትመስል ቆክዓ።ተጋሩ የሕዋትና ብኣኹም ዘዝተበደዐት ገሊኣ ትጽለል ገሊኣ ትሕነቅ ኣላ ዋጋ ኣይትሃብዎም❤❤❤❤🎉🎉🎉
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 7 ай бұрын
Ay kemakumun kab Eritreawyan nlaeli yehwatkum ab zkone zatwa ybezha
@lllliyan
@lllliyan 7 ай бұрын
Semhar hahsay That's good point 😂😂😂
@Geeztube21
@Geeztube21 6 ай бұрын
ቸርነት ማለት ማ ጅግና ትግራዋይ ወድዞም ቃደሞወት ወየንቲ ወድ ራያ ማይጨው ደጓዐታይ እዩ ትግራዋይ ልትግራወይቲ አለቀ ደቀቀ❤❤❤
@akiaksumawit4937
@akiaksumawit4937 7 ай бұрын
ቸርነተይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ተስፋ ትግራይና
@ገኒ.ጓል.ተዋህዶ
@ገኒ.ጓል.ተዋህዶ 6 ай бұрын
ነሹዬ ለባም መስተወዐሊ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ❤ ቸርዬ❤
@ghbgyg8839
@ghbgyg8839 7 ай бұрын
ቸርነተይ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@TsgstFzgs
@TsgstFzgs 6 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እህታችን እንኻን በሰላም መጣሽ አሪፍ ቆይታ ነበር በርቺ እህታችን ።❤❤❤
@mekonnengurmesa4121
@mekonnengurmesa4121 7 ай бұрын
ወዲ ሰብ ዓቕሙዩ ዝገብር እዛ ቆልዓ ድማ ዓቕማያ ጌራ ተመዘኒ ኢልዋ ድማ ተመዚናላ : ቸርነት ክአ አራማ ትግራይ ጥራይ ዘይኮነ አርማ አፍሪካ እዩ :ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
@TadesseKIdanemariam
@TadesseKIdanemariam 6 ай бұрын
ልምኻኑ ፊደል ፈሊኪድኪ ተህዝኒ ፍቅሪ እንታይ ምካኑ ብዘይ ምፍላጥኪ ይሓዝን ልትመኖኪዮ ናእድኪ አትሳዕኒ ትግራይ ሰብ አለዋ
@Dcx-xv1qy
@Dcx-xv1qy 7 ай бұрын
ነሽነሹ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@gix9374
@gix9374 7 ай бұрын
ቸርነተይ ጅግና ዘይ ከም ዕድምኡ ቸርነተይ ማዓረይ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ክትበፅሕ ይምነየልኻ ዝሓወይ🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰
@brhanzetigray
@brhanzetigray 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@sojoh9j904
@sojoh9j904 7 ай бұрын
ቸርነት ጀግኖች ነው ለዛውም በልጅነት እድሜ የትልልቅ ጭንቅላት ያለው ጀግና ነው አንደ ቃላት ጀግና የጀግናው የህዝብ ልጅና ድምፅ ነው አድ 1/1000❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 7 ай бұрын
✅✅✅
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 7 ай бұрын
❤❤።
@Lewhatey
@Lewhatey 7 ай бұрын
ከመይ ዊዒልካ ነሹ ሓወይ❤ እዚ ሓውና ብሱልን ምሁርን እዩ ግን ታይ እሞ ክንብል ዕድመን ጥዕናን እስከ ይሃቦ ብዝሕ ተስፋ ዘሎዎ ትግራዋይ እዩ❤️🙏እዞም ህልከኛታት ህዝቢ ፅብቅ ስራሕ ረኪቦም ክሳብ ሓድሽ ኣጀንዳ መባእሲ ዝረክቡ ከይስማምዑ ዝተሳማምኡ ደቂ ትግርኛ ህዝቢ😂🤣🤣
@neshnesh_show
@neshnesh_show 7 ай бұрын
🙏🙏🙏
@ወለተመድህን-ደ1ጐ
@ወለተመድህን-ደ1ጐ 7 ай бұрын
ለባም ነሽነሽ ብጣዓሚ ክቡር ሀዉ ተጋሩን ኤርትራውያን ብጣአሚ ነክብረካ ንፈትወካ ❤ ሰላም ኮይኑ ትግራይ ክትመፅዕ አነ ከም አደ አብታ ክብርቲ ቅድስት መሬት አክሱም አድና ኤርትራውያን ተጋሩ በደንቢ በኢሚቢልታ በእልልታ እየ ዝቅበለካ ❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 7 ай бұрын
አምላከ ቅዱሳን ናብኡ የብቅዐና ሰላሙ ይፈንወልና🙏 ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 7 ай бұрын
ቸርነት ንቁሕ ትግራዋይ ዝገጠመካ ነገር ዘይተበገርካ አብዚ ዝበፃሕኻ አፍሪካዊ እውን ኢይኻ ነሹ ከመይ ሰላምዶ ሑቡይ 💛❤️💛❤️💛❤️💙💙💙💙💙
@sarahmohammad5035
@sarahmohammad5035 6 ай бұрын
ጂግና ወዲ ትግራይ❤❤❤❤❤❤ንበረለይ
@TesfayGenet-hn7ph
@TesfayGenet-hn7ph 7 ай бұрын
ካብ ኩሉ ንሕና ነቅሕና እና ዝበለ ኤረትራው ፁቡቅ ተዛርቡ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 7 ай бұрын
ብሓቂ ዋላ ኣነ ኣደኒቀዮ❤
@Semay7828
@Semay7828 7 ай бұрын
ኣነስ እዚ ኤርትራዊነት ዝብሃል ሕሉፍ ናይ ሓሶት ሃገራውነት ብጣዕሚ እዩ ዘፈንፍነኒ። ብፖሎቲካ ኣውራጃ ሃይማኖት ክንባላዕ ንውዕል። ኣብ ትምህርትን ሞያን ገንዘብ ምእካብን ግዜና ነሕልፍ ኣብ ክንዲ ኣብ ዘይጠቅም ሕድሕዳዊ ጸርፍን ምግርጫውን። ሃገራውነትና ብኣብ መንጎና ዝኹስኮስ ፍቕርን ሓድነትን ነመስክሮ። ዘረባ ብዙሕ ቁምነገር የብሉን።
@yoditfkrieuhiwetey3333
@yoditfkrieuhiwetey3333 7 ай бұрын
Etom nmahr nmahr alena etom zeytmahru ka temahru
@rreer
@rreer 7 ай бұрын
​@Iyassu-oo2hnAGame is leading your country
@ffbh9535
@ffbh9535 7 ай бұрын
​@Iyassu-oo2hnበጃ ዓጋመ ጋሕ በል ድሁል 😂😂😂
@ShewitGrey
@ShewitGrey 7 ай бұрын
ዛታራ ሰብ እዚኣስ ምስ ቸርነት ክተወዳድርዋ አር ስነ ስርዓት ❤️‍🔥❤️‍🔥🥰🥰🥰🥰 ዋይ 🤣
@Alame-e5w
@Alame-e5w 7 ай бұрын
ዘይ ትሓፈ ኢያ😂😂
@SemiticTigray
@SemiticTigray 6 ай бұрын
ምስ ናጀርያዊ ምውሳብ ዘኩርዖ ምስ ትግራዋይ ምውሳብ ዘሕፍሮ ባሃም ትውልዲ። 🙁🙁 ቸርነት 👍
@Yordiye19
@Yordiye19 7 ай бұрын
ቸሩ ነዚኣ ክንህቦ ዘይከዉን ዩ i hope ክኣ ጠይቅላይ ምኒስተር ናይ ኢ/ያ ክኸዉን🥰
@Mesfin-c3j
@Mesfin-c3j 6 ай бұрын
ናይ ትግራይ❤❤❤❤
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 6 ай бұрын
አታ ጡዑም ላዛን ቁኑዕ ልብን ነሸነሸ ንበር ክበር ጸግዕካን መንገድካን ሓቂ
@neshnesh_show
@neshnesh_show 6 ай бұрын
🙏🙏🙏
@abigael7333
@abigael7333 7 ай бұрын
እዚ ቸርነት ዝብሃል ቆልዕ ብጣዕሚ ጅግና ከምዚኦም እዮም ዘድልይዋ ንትግራይ ዋላ ንኤርትራ ፡ተምሃሩ እስከ ኣቱም ንኣሽቱ ኣሕዋትና ፡ ፍቅሪ እስኪ ስበኹ ንስኪ ህጂስ ተዛሪበ ኢልኪ ዲኪ ትግራዋይን ኤርትራውን ንፍቅሪ እንታይ ፍሊልይ ኣለዎም ዘፍቅረኒ ዘፍቅሮ ኢዩ ዝወስደኒ ዝብሃል እምበር ብዓሌት ጌርክዮ 😢
@neshnesh_show
@neshnesh_show 7 ай бұрын
✅✅✅
@SemiticTigray
@SemiticTigray 6 ай бұрын
ዕሽነትና መሊኡ ፈሲሱ እምበር ኩሉ ትግርኛ ተዛራባይ ባህሉ፡ ቋንቋኡ፣ ሃይሜኖቱ፣ማሕበራዊ ኣነባብራኡ ሓደ እዩ።
@assafa35
@assafa35 6 ай бұрын
Your a right about that 💯💯💯💯💯🥰🥰🥰
@neshnesh_show
@neshnesh_show 6 ай бұрын
❤️❤️❤️
@temsgne7752
@temsgne7752 7 ай бұрын
ሓፍተይ ናተይ ትርጉም መስቀል ከ ትፈልጥዮ ዲኪ መስቀል ማለት እኮ ክርስቶስ ማለት እዩ ክርስቶስ ማለት ክዓ ፍቅሪ ማለት እዩ ስለዚ ኣብ ዘይትፍልጥዮ ህዝቢ ኣይተባእስ ፎኻስ ርግእ ኢልኺ ተቀመጢ ጓል ምሰሊ !
@neshnesh_show
@neshnesh_show 7 ай бұрын
🙏🙏🙏
@wawa8948
@wawa8948 7 ай бұрын
ቸርነት ጅግና ትግራዋይ ❤❤💛💛🥰🥰
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 7 ай бұрын
ነጊፋ ምስ ሃበቶ ንቸርነት ሕጂ ሆም ለስ ኤርትራዊ ሃሰው ትብል😂😂😂📌
@AdDf-u5fsubscribeme
@AdDf-u5fsubscribeme 7 ай бұрын
ሞይተ😂😂😂😂🤣🤣🤣🤣🤣🤣🙈🙈
@tesfayegebrehiwot7709
@tesfayegebrehiwot7709 7 ай бұрын
ቸርነት ብናይ ባዕሉ ጻዕሪ አብዚደረጃ እዚ በጺሑ አሎ ክምስገንን ክምጎስ ክነበራታትዖ ይግባዕ ናይ እዛ ቆልዓ ግን አታሐሳስባአ አይበሰለትን እቱሐደ ክብድላ ከሎ አቱሐደ ብልጭልጭ ከቅርበላ ከሎ መልሲ መሐብ ኢዩ ሰባት ክብድሉ ይኽእሉ ዓድታት አውራጃታት ቀጺሉ እስካዕ ቁሸት ምቁሻሽ ዘይ ምፍላጥ ድንቁርና ዝትሐወሶ ኢዩ
@ተመስገንካፈጣሪ-ኀ4ቨ
@ተመስገንካፈጣሪ-ኀ4ቨ 7 ай бұрын
ነሹ ወዲ ነዓካ ደኣ ላይክ ጥራይ ፡ ኣነ ካብ ዝፈትዎ ነገር ኢካ ኣቅሪብካ ኩሉ ዘዘናግዕ ዝምህር ካልእ መደባትካ ብጣዕሚ እዩ ዝስሕበኒ ሕጂ ድማ ነሹ ወዲ ከምዚኦም ዝመሰሉ ኣብነታውያን መናእሰይ መንዮም ብዘየገድስ ካብ ምሉእ ዓለም እናተንተንካ እናፋለጥካ መናእሰያት ካብ መስተን ወልፍን ጸርፍን ወጺኦም ክመሃሩ ዝክእሉ ኣብ መደብካ ቀራቂርካ ከተቅርበልና ይሓተካ ፡ኣምላክ ይባርካ ሓውይ❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 7 ай бұрын
🙏🙏🙏
@Shook160
@Shook160 7 ай бұрын
ቸርነት ጀግናና👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@Tigeraweyti
@Tigeraweyti 7 ай бұрын
ቸርነተይ ነሹዋይ ኣሕዋተይ ናተይ ሰላምኹም ይብዛሕ🙏❤ማራ እየ ዝፈትወኩም ኣነስ ንፍቅሪ ዝዘምር ተኮይኑ ኩሉ ሰብ ማዓረ እዩ ንዓይ ብፍላይ ከዓ ደቂ መለይ ብርጌድ ንሓመዱ ልዑል ክብሪ ኣለኒ ኣሕዋተይ ወገነይ ፍንጫሕ መሰንገለይ❤💛💙🌿
@aotali8812
@aotali8812 7 ай бұрын
ቸርነት መዓዝዩ ፍቅሪ ከሓተኒ ኢላ እናተፀበየት ዕጭ ምስ በላስ ተስፋ ቆሪፃ ሃለፍታ ገይሩላ ትግራዋይ ብዕንጨይቲ ኣይነኽኡኸይ ክፍእቲ
@brhanzetigray
@brhanzetigray 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 7 ай бұрын
ትግራይ ፈረስት
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 7 ай бұрын
ቸሩየ ፃማ ፃዕርኻ የሪኢኻ ዝሓወይ ጅግና😢❤❤🙏
@tsiritiadisu
@tsiritiadisu 7 ай бұрын
ዋውው ቸርነት ኣነ ዃ ይፈልጦ እንድየ ግን ብ fb እዩ ማሓዛይ ብጣዕሚ ጎቦዝ እዩ ኩሉ ስራሓቱ ፅቡቃት እዮም ብጣዕሚ ዝገርምን ዝሕዝንን አዩ ኾይኑ ፀኒሑ ሕሉፍ ታሪኹ 😢😢
@sarahfoufa9908
@sarahfoufa9908 7 ай бұрын
ቸርነት❤❤❤❤ ጅግናና
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ 7 ай бұрын
ቸርነተይ የኔ ጅግና ተስፋ ትግራይ❤❤❤❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@rhamatiyastore3451
@rhamatiyastore3451 7 ай бұрын
ቸሩ ፁሩይ ትግራዋይ ቡሉፅ ሰብ እኮ። ቸሩ ቡሱል ሰብ💘💘💘💘❤❤💘💘💋💋💋💋😊
@Wenbertawit21
@Wenbertawit21 7 ай бұрын
ቸሩ ጎይታዋይ❤🎉
@سيرهسميره
@سيرهسميره 6 ай бұрын
ስላም ኣሉሹ ተጋሩ ስላም ንደሊ🙏🙏🙏ይኣክል🙏🙏
@Hiyab-Sabawit
@Hiyab-Sabawit 7 ай бұрын
ቸርነት ተባዕ ወዲ ተስፋ ጽባሕ 👑❤
@MuauzGerensea
@MuauzGerensea 7 ай бұрын
ድሙ መን መርዓት ምስ በለኪ ቱካሐሊ ይብሉ ወለድና መን ከይጥይቃ ፈካስ
@brhanzetigray
@brhanzetigray 7 ай бұрын
ተገረምነ ክክ ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 7 ай бұрын
😂😂
@የቅድሥጊወርግሥልጅነኝ
@የቅድሥጊወርግሥልጅነኝ 7 ай бұрын
እቱም ሰባት ንስላምንዶ ንዘምር ንፍቅርንዶ ንዘምር ግደፉ አነስ ብእነት💔😥
@nigushindeya
@nigushindeya 6 ай бұрын
wow chernet it is strong young kip tup❤❤❤❤
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 7 ай бұрын
ቸርነት መርኣያ ትግራዋይነት ኽቡር መንነትን ሰብኣዊ ኽብርን ራኢን ሓቢርካ ምንባርን ምዕብልናን ሕዉነትን ናይ ተጋሩ ባህሪያ ዝወነነ በዓል ራኢ አፍሪቃዊ መንእሰይ እዩሞ ብዘየለ ኤርትራዊነት መንነት አልቦ እትጭድሩ ካብ ቸርነት ሰብኣዊነትን ሓቢርካ ዕብየትን ተምሃሩ ባራዩ ሳዋን ህግደፍን !!!
@naacki8190
@naacki8190 7 ай бұрын
ነሽነሽ መንከሽከሽ ብሰላም ምስ ትግራዋይ ክንበር ኣይከኣልን እዩ ።ፍቅሪ ዝበሃል ነገር ኣይፈልጡን እዮም ።ብጽልኢ ኤርትራዊ ዝሓመሙ ሕዝቢ
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 ай бұрын
Tegirawaye Gorebeteyebe Awinakonuhaffelet Eritrea 🇪🇷 Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 Wedi Afomo Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 ajokumokulumo Eritrea 🇪🇷 Selame Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 neberitet❤❤
@mhriesolomon1434
@mhriesolomon1434 7 ай бұрын
ኦይ ናይ ትግራይሲ ትጎዩ ኢኩም ባዓን ነሽነሽ
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 7 ай бұрын
ካብ ዞም ኣብ ኤረትራ ዝምህሩ ዝነበሩ ህንዳውያን ዲያ ተደቂላ ዛ ቆልዓ። ኣብኣ ከላ ነቲ መምህርና ዝነበረ ህንዳዊ ትመስል ነሽነሾም። ናይ ህንዲ ዘርኢ ግን ኣለዋ ።
@QwAs-hm2kj
@QwAs-hm2kj 6 ай бұрын
ነሽነሽ ሓቀኛ ይሞችኻ 🎉🎉🎉🎉🎉
@rozaoppo828
@rozaoppo828 7 ай бұрын
ቸርነት ጅግናና❤❤❤❤
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 7 ай бұрын
Ataata😂sesejati Ahgeru asawi 😢 Vivasabia Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷 Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@FjG-ot9dn
@FjG-ot9dn 7 ай бұрын
ቸርነት ኢድኪ ጠዊኺ አይትረኽብዬን ኢኺ እዚ ደአ መንግስቲ ናይ አፉሪቃ ክኸውንዩ ተተዛረብክስ ፈላጥ ጌርኪ ወሲድክያ ነብስኺ መስኪነይቲ
@brhanzetigray
@brhanzetigray 7 ай бұрын
ነሹ ክቡር ሰብ😍 ቸርነትና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🕊 እንተ እቲ ኣብ ሃለውለው ዘሎ ንኡስ ወለዶ ስቕ ኢሉ ሃለውለው ይበል ንስኻ ግን በቲ ሒዝካዮ ዘለኻ ዕብየት ቀጽል። ቤተሰብ ነሹ ንዓይ ሓፍትኹም ከዓ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ🙏
@Dhftgf6
@Dhftgf6 7 ай бұрын
ነሽነሽ ዓይነይ አስሒካኒ😂😂😂 ብዝኮነ ይመችካ❤❤❤
@HelenWeyanit
@HelenWeyanit 7 ай бұрын
ሰብ ከተባብዕ ክመክር ዘይከም ዕድመኡ እዩ ቸርት❤ I’m proud of you cheri brother ❤
@segenm950
@segenm950 7 ай бұрын
እሞ ብስንኪ ቸርነት ንኩሉ ትግራዎይ እዛ ቆልዓ ትም እንተትብል ምሐሸ ፍቅሪ አብዩዎ ደዩ😀
@rhamatiyastore3451
@rhamatiyastore3451 7 ай бұрын
ቦልዋ ዛደንቆሮ ኤርትራዊት በጃ ተጋሩ ጋሕበሊ😂😊
@aselin7015
@aselin7015 7 ай бұрын
ነሹ ፃዕዳ እኽሊ ይመችኻ እስቲ❤ ናቲ ቆላልዓ ይፅነሐልናዋ 😏
@brhanzetigray
@brhanzetigray 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@yosefasfeha4232
@yosefasfeha4232 7 ай бұрын
ነሽ ነሽ እዞም አእዛኖም ኩቱሻ ዝገቤሩ ለዋጢን ዲዮም? ወይ ካልእ ትርጉም አለዎ? የቀንየለይ ክፈልጥ ደልየ አለኩ
@yes6292
@yes6292 7 ай бұрын
ቸርነት ደኣ ትምነዮ እሞበይ ኣይትረክብን እያ ክትጽለአካ ዕዑ ክፍእቲ ነሹዋኒ ንጉሰ ትግርኛ 💊🤴💙💘💊💙🤴
@Hasiph
@Hasiph 7 ай бұрын
Please መንእሰይ ህዝብና ተመሃሩ በልዎም .. እዚ ሶሻል መድያ መወዓውዒ ድንቁርናና ኮይኑ ኣሎ:: ብጃኹም በዓል ነሽነሽ ንገሊኡ ክውል ምባል ፍለጡ
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 7 ай бұрын
ኣብዞም ኤርትራውያን ግን ምሕናቕ ከም መማረፂ ዝጥቀምሉ ኣብ ገመድ ድዮም ዝዉለዱ😅😅😅
@neshnesh_show
@neshnesh_show 7 ай бұрын
😂😂
@KidusanAbreha-yi3cf
@KidusanAbreha-yi3cf 6 ай бұрын
ትግራዋይ ይመችካ ዛሓወይ ❤❤❤❤
@MEARIFSHA
@MEARIFSHA 6 ай бұрын
Neshnesh haweyy btsaem abyiseb edmen tsenan yhabka❤❤❤❤❤
@neshnesh_show
@neshnesh_show 6 ай бұрын
🙏🙏🙏
@DrarAnd
@DrarAnd 7 ай бұрын
ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ብዙሕ ሽግራት ኣሕሊፉ ከይሰልከዮ ንዓለም ገጢምዋ ስዒርዋ ክኣ። ብጣዕሚ ሞራል ዝደንቕ ሰብ ዩ ቸርነት። ነሹ ክኣ ከምዚ ዓይነት ዛንታት ኣምጽእ እቲ መንእሰይና ደቂሱ ዩ ዘሎ ክባራበር።
@TitTit-m6v
@TitTit-m6v 7 ай бұрын
ዘግነናዮ ተጋሩ እኮ ብዘይ ተጋሩ ዘይከዉን ኮይኑ ነሹ ዓይነይ ዋይ 😂😂
@NaodYemane-r4k
@NaodYemane-r4k 6 ай бұрын
Nesh nesh ata bkebdka dika thasb menti gezeb elkas haftka edaweredwa kelewu tzrgha entay aynet ertirawi eka anta😢😢😢😢😢😢😢
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 7 ай бұрын
መንነቱ ዝኻሓደ ትግራዋይ ( ደቡብ ድዩ ሰሜን ) ዘረባኣ ደኣ ቀቀሊሉ ይቃተል ይውዕልዶ ኣየሎን። #ዓርሰቕትለትዝ#፨ 🎉🎉🎉
@ብሪጋልኢሮብ
@ብሪጋልኢሮብ 7 ай бұрын
አትን ሰባት ብደዐን ትምክሕትን ግደፋ መን ብግዴታ ሓዳር ግበራ ኢሉ ምስ ለመነክን እዩ ጉድ ረኪብና ንሰላም ዘምራ ኪናት ትፍታልና አብዚ
@nony0040
@nony0040 Ай бұрын
ጆግናወድትግራይትግራዋይስላምንዓኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 7 ай бұрын
ክትፅለአኒ እዛ ሰብ እጭ😂😂 ቸሩ ብሉፅ ናይና❤️💛💎🤗
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН