ቪድዮ ዳ'ኣቦይ ቀሺ ወ/ገብርኤል ካሕሳይ ንምንታይ ተዓፅዩ ነይሩ???

  Рет қаралды 21,733

Wushatena Media

Wushatena Media

Күн бұрын

"ኣብ ኣስማታት ዝበፅሐ ፀገም ዓይነ ስውርነት ዳ'ኣቦይ ቀሺ ወ/ገብርኤል ካሕሳይ"
(ናይ ቅድሚ ሐዚ ቪድዮ ኣብዚ • ኣብ ኣስማታት ዝበፅሐ ፀገም ዓይነ ... ኣለኩም) ቅድሚ 3 ወርሒ ኣፕሎድ ምስገበርናዮ ንብዙሓት ወገናትና ዘተሓሳሰበ ከቢድ ፀገም ከምዝነበረ ይፍለጥ። ኮይኑ ግና ይምልከተና እዩ በሃልቲ ውልቀ ሰባት ካብ ሚድያና ንክነልዕሎ ደጋጊሞም ስለዝሓተቱና ተላዒሉ ፀኒሑ እዩ። እቲ ቀንዲ ምኽንያት እንታይ እዩ ነይሩ? ሐዚ ንምንታይ ኣፕሎድ ገይርናዮ? ወዘተ ዝብሉ ሕቶታትኩም መልሲ ሒዝና መፂና ኣለና። ንክልቲኡ ቪድዮታት ብምርኣይ ሃናፂ ርኢቶታትኩም ክትሕብሩልና ንላቦ።

Пікірлер: 58
@gffrfg832
@gffrfg832 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መ/ሙሉ አቦ ፁጉማት🙏🙏
@saytsayt164
@saytsayt164 4 жыл бұрын
እቶም አልዕልዎ ዝብሉ ሰባት ጥዕና የብለሙን ምክንያቱ ልምንታይ ቅድሚ ላምድያ ምውፀኦም ዘይ መሐከምዎም ማንጨለት ዘይ ምወሰድዎም ጉራኛታት እዩም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@zebibsudan4989
@zebibsudan4989 4 жыл бұрын
ባሓቂ ፀግዕካ ሒዝካ ጉራ ፈሳማት
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 жыл бұрын
ስላም ነዕኩ መምህር ሙሉ ሓወይ ስላምካ ይብዛሕ በእውነት አዘይ ሕምመ ነብ መንጨለት ወንቅሽት ቅዱስ ጉብርኤል ዊስድውም
@ብርሃንጓልእመብርሃን
@ብርሃንጓልእመብርሃን 4 жыл бұрын
ደሓን ንጽቡቕ ስራሕ ብዙሕ ፈተናታት እዩ ዘጋጥም ኣሕዋትና ከዓ ቁልዕነት ሒዙዎም እዩ ኣጆኻ መምህረይ ቀጽሎ ጥራይይ፡
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ኣይይይይ ኣምላኽ ኣቦይ ምሕረት ለኣኽ መምህረይ ነዛ ስራሕ ውን ተቀዋሚ ረኺብኻ ኣጆኻ
@ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ
@ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ 4 жыл бұрын
ፅቡቅ ክሕገዙ ኣለዎም ኣነ ከማን እንታይ ኢዮ ዘይተርኣዩ ሓገዝ ክግበረሎም ከሎ እና በልኩ ነይረ ብዝካኣልናዮ ክንሕግዞም ኢና ፈጣሪ ድማ ፈውሲ ምሕረት የውርደሎም መምህር ሙሉ ኣቦ ፅጉማት ደኪሙኒ ሰልችዩኒ ከይ በልካ እትገብሮ ዘለካ ብጣዕሚ ዘሑጉስ እዩ እሞ ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ትግራይዓለመይናፈቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ይሐዛን መሉ ሓውይ አጅካም ወለድና
@zebibsudan4989
@zebibsudan4989 4 жыл бұрын
ዋይ ዘይስማዕ ዘየለ ሃያብ ተኮይኑ ከይበዝሖም ድዩ ዘይውስኮም ናይ መን ስዲ እዩ ታአምር እና ምልየ አምላክ ይባርካ ዝሓወይ
@thanksgod4886
@thanksgod4886 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልአከልኩ መ/ም ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@እምነትእዩዓቢይ
@እምነትእዩዓቢይ 4 жыл бұрын
አምላክ ካብ ኩሉ ነገር ያሓልወና መምህረይ ናዓካ ልበይ ኢለካ አለኩ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 4 жыл бұрын
መ ሙሉ ዕድመ ይሀብካ
@samraalmhaili6999
@samraalmhaili6999 4 жыл бұрын
አይዘካ መምህረይ ናይ ሰብ በዘይየገድስ ሰብ ፅብቅ አየፍትወዪ ስቅ እልካ ሰራሕካ ቀፅል ኣንሕና እውን አለና አብ ጎንካ ዐስብካ ካብ አምላክ ረከቦ አምለክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ፀግማት ሓላለይ ናይ ትግራይ ብትሕቲ ፈጣሪ ንስካ አለካና ንበረልና ዝያዳይ
@dearmom2633
@dearmom2633 4 жыл бұрын
ምሕረት የውርደሎም
@MmM-zq8kj
@MmM-zq8kj 4 жыл бұрын
Maharet.yawaredelekam
@mesganamerhawi4003
@mesganamerhawi4003 4 жыл бұрын
ኣምላክ ምህረት የውርደሎም
@nukulukalolebey8989
@nukulukalolebey8989 4 жыл бұрын
ኣጆኻ መምረይ ኩሉ ግዝየ ሰላም የለን ኣጆኻ berti ኣምላኽ ምሳኻ yukun
@merymerry3747
@merymerry3747 4 жыл бұрын
እትገብሮ ኩሉ ናይ እግዛብሄር ስራሕ እዩ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ንመላእ ቤተሰብ ይምነየልካ
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሰለቲ ትገብሮ ሰናይ ተግባርካ ዓስብካ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 жыл бұрын
ዉይ ኣሕዋተይ እንታይ ፀገም ኣለዎ እንተተሓገዙ ፀገምና ክንሓብእ ማለት ድዩ ነዉሪ እዩ ተሰኪፍኩም ኢኩም ቤተሰብና ናብ ሚድያ ቀሪቦም ኢልኩም ግን ከምኡ ክከዉን የቡሉን ወዲ ሰብ እኮ እናተሓጋገዘ አዩ ዝነብር ስለዚ ተጋጊከም መ/ር ሙሉ ሓወይ ኣጆካ መሰናክላት ዘገጥም ምካኑ ኣሚንካ ሰናይ ተግባርካ ቀፅል ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና ኣቦ ፅጉማት💕💓💖
@ADONAY_DIVORA143
@ADONAY_DIVORA143 4 жыл бұрын
ከመይ ዝበሉ ድኹማት ሰባት ደኣሎም ከምኡ ዝገበሩ እንታይ ኣለዎ ከም ቃሎም ስድራኦም እንተዝኣልዩ ሕጂ ቧእ ቅጭ መምፃእቲ ሕጂ ደኣ ልቢ ኩሉ ህዝቢ ሰይሮምዎ ኦሮማይ ሕስድና ይበሃል መምህረይ ግን እግዚኣብሄር ዕድመ ጥዕና ይሃብካ እሾኽ ኣይርከበልና ብሩኽ ዘርኢ 😍❤❤❤
@ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ
@ጋልደብርፀየንእየጋልሃገረ 4 жыл бұрын
መ/ር ሙሉ ለባም ትሕተኛ አረ ነተባባዓዮ
@missyoumom8697
@missyoumom8697 4 жыл бұрын
መምህረይ ክብረተይ በጃካ ናብ ማይ ጮሎት ውሰድዎም በሎም ንእግዚኣብሄር ኩሉ እዩ ዝከኣሎ
@binyam1578
@binyam1578 4 жыл бұрын
🙏🏼💙👋🌻🌻🌻 wey gud Berhn yhbom 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@asbideralove6812
@asbideralove6812 4 жыл бұрын
ምሕረት ይኣዝዝ ኣምላክ
@abrahitabrahit7259
@abrahitabrahit7259 4 жыл бұрын
ኣጆካ መምህረይ ሓደ ዘይረብሕ ሰብ ኮይኑ እምበር ሓገዝ ኮ ነውሪ ኣይኮነንን ክትስንብድ የብልካን ቀጽሎ ኣጆካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እምበር ሓሳድዪ ብልቢ
@ምንባርዕላማናይሓባር
@ምንባርዕላማናይሓባር 4 жыл бұрын
ኣየ ዓድና ንዚኣ ውን ቀኒእክምሎም? ኣጆካ መምህረይይይ
@አለምየድንግልልጅ-መ2ነ
@አለምየድንግልልጅ-መ2ነ 4 жыл бұрын
ናይ መምህር ሙሉ እባ አካውንትን ስልክን እባ ጻሓፊለይ አሕዋተይ
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 4 жыл бұрын
(Mulu Haileslassie, 1000011869258 Commercial Bank of Ethiopia) ተጠቐሙ ወይ ብ0914722907 ክትሕውለሉ ትኽእሉ ኢኹም ኣሕዋት።
@zufanzufan4943
@zufanzufan4943 4 жыл бұрын
Well come
@meklatmeklat228
@meklatmeklat228 4 жыл бұрын
Mulu hawey marey
@hiyabhabtestsien7344
@hiyabhabtestsien7344 4 жыл бұрын
Aboy mearey ajokum amlak ykealo iyu kithawyu ikum 🙏🙏🙏
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 4 жыл бұрын
Enkae bselam mexaeka memhir
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 4 жыл бұрын
ወንቅሸት ገብሪኤል ይወሰዱ ኣሕዋተይ
@netsaagame541
@netsaagame541 4 жыл бұрын
ወይ ጉድ ታይ አለዎ ተታሐገዙ እዞም ግደፉ ዝብል እንታይ ስለ ዝሕግዙ እዩም ምውታት አበይ ከሪሞም እዮም ሕጂ አልዕሎ ገለመለ ዝብሉ
@hailaygebremedhin9197
@hailaygebremedhin9197 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሓወይ ካብቶም ክገጥሙኻ ዝኽእሉ ድሑራት ሽግራት ሓደ እዩሞ ተፃወር በርትዕ
@hiyabhabtom2406
@hiyabhabtom2406 4 жыл бұрын
amlak aboy miharetko awrudelom
@hiyabhabtom2406
@hiyabhabtom2406 4 жыл бұрын
Ata muliye Kindy tuam eko edmen tanan yihbko Fetari ziyday ajoko kexsalo
@selamselam909
@selamselam909 4 жыл бұрын
Welcome
@Fkadu-ruo8cl2rn4b
@Fkadu-ruo8cl2rn4b 4 жыл бұрын
ምናልባት ከምት ዝበልካዮ ናይ ንእስነት ደኣ ይኸውን እምበር እዚ ኣቃሊሕካዮ ዘለኻ ፀገም ካብ ውልድ ወለዶ ዝሳገር መደመም ፀገም ከምዝኾነ እንሪኦ ዘለና ሓቂ እዩ። እቲ ይለዓል ኢሉ ዝበሃል ዘሎ ቆልዓ ውላድ ካብ ኮነ ፅባሕ ንጉሆ ንባዕሉ እንታይ ከምዝገጥሞ ኣይፍለጥን ስለዚ ኣብዚ ጉዳይ እዚ ካብ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ሰብ ሞያ ጥዕና ይኹን መቐለ ዮኒቨርስቲ ንባዕሉ ዓብይ ምርምር ክብረሉ ዝኽእል ዕድል ዝፈጥርን እቶም ግዳያት እውን ተሓኪሞም ዝድሕንሉ ዕድል እውን ዝኽእል ክኸውን ይኽእል እዩ። ንሶም ዋላ ተዘይደሓኑ እውን ናብ ቀፃሊ ወለዶ ንከይሰግር ዝኽእለሉ ዕድል እውን እዩ ዝዓፁ። ብተወሳኺ እውን ንመ/ምር ሙሉ ዝሕብረለካ ነገር እንተሃልዩ ከምዚ ዓይነት ነገር ኣብ ዝፍጠረሉ ነገር ቅድሚ ምዕፃውኻ ንሰብ ሞያ ሕጊ ምኽሪ ተትሓትት ዝበለፀ እዩ ዝኸውን። ኣብዚ ጉዳይ እዚ ሰብ ዋና እንዳሃለዩ ካልእ ሰብ ቤተሰብ እየ ስለ ዝበለ ጥራሕ የተዓፀወለይ ስለ ዝበለ ክዕፆ ኣይምነበሮን ምንም ዓይነት ናይ ሕጊ ኮነ ሞራል ድጋፍ የብሉን።
@abuchiabuchi750
@abuchiabuchi750 4 жыл бұрын
Xubuq medebat guluxinet zelew qexilo kulu hbreteseb kitaamamen zigebr ewt medeb
@tirhasarefatne9318
@tirhasarefatne9318 4 жыл бұрын
👍👍👍😍🙏🙏🙏
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 4 жыл бұрын
ክሳብ ሕጂ አበይ ፀኒሑም እዮም አልዕልዎ ዝብሉ ጉረኛታት ድቃሉ
@senaitgebremariam2257
@senaitgebremariam2257 4 жыл бұрын
Qexlo da enjera allem belae hawy buruk ::
@jcfug3355
@jcfug3355 4 жыл бұрын
Ajeka Memher mulu fere tamaka kab amlak rkebo
@azmerakiflemaryam7688
@azmerakiflemaryam7688 4 жыл бұрын
Egziyabhre ybka alme bemulu yemsgnka alo so nana kabe egziyabhre erhikna zenberna nab egziyabhre mlskana megdi hiwte yetikana eza alme nebarite aykoneten kulahna nemsgnka ertrawitw hfetkume eya ajoka kexlo
@yeorthodoxlij953
@yeorthodoxlij953 4 жыл бұрын
እንታይ ዓይነት ስራሕ እዪ ክመቀለ ሰበያ ዘኣክል ፀገም ሰባት ክተቃልል ከድካስ ክብረት ዘየፍትወሉ ክንደይ ሰብ እዪ ዘሎ
@linidesbele380
@linidesbele380 4 жыл бұрын
ብትክክል ፍዮሪዋይይይ
@alemyoubube
@alemyoubube 4 жыл бұрын
ወይ ጣጣ ዘይስንኻስ ሕፃ ተትሓይከሉ ድዩ ልበሃል የሕዝን እዩ ስድራ ሙሉእ ኣብ ፀገም እናሃለዉ ሰቦም ረዲእዎም ምሕጋም እንታይ እዩ ትፀገም ኣይ ሕብረተሰብና
@fintra26
@fintra26 4 жыл бұрын
Etom aleliwo tiblu beteseb agokum aytisekefu kab amlak zimtse sile Zekone minalbat fefisi ewin yrekebo ykewin
@selamselam909
@selamselam909 4 жыл бұрын
Eway xagmia sabi hagzka da tamsgan ebra etay eu zraba nesnat ay konan ay hasbin eu almie da thagagzka kamna ay tkaltien melu admin tanan yhabka naka
@zufanzufan4943
@zufanzufan4943 4 жыл бұрын
Amlake hoy nay zom geza tsbuk were asmeani esti
@zielundaufgabe210
@zielundaufgabe210 4 жыл бұрын
እንታይ ዝበለ ጸገም ዩ ወደይ ክንደይ ሓሳብ እባእዩ ዘሎ
@trhastesfamichal9848
@trhastesfamichal9848 4 жыл бұрын
Hgi dma kemu ente agatemeka mejemrta nwana nti zteshegere hteto baelka
@alishaalisha6141
@alishaalisha6141 4 жыл бұрын
NKEYHKEMU. MNKEGN. NET. EYU EZI. TAY DEA ZEYEHGZWOM. MAERO AB JERMEN TEKEMITU. ATAHABABIRU MEHEKEMOME NERU KAB METSAW HABESHA. ENTBEHAL. ....
@senaitgebremariam2257
@senaitgebremariam2257 4 жыл бұрын
Zey hawka EU e tebtabo Do yekonu kon keyhwyu ka mehsab
@trhastesfamichal9848
@trhastesfamichal9848 4 жыл бұрын
Mlue halafnet wesidem zhgzuwom nerom entezkonu alelo kbluka yexebkelom eyu mnm keyhagezu kemu kbluka gn sltan yeblomn
HAH Chaos in the Bathroom 🚽✨ Smart Tools for the Throne 😜
00:49
123 GO! Kevin
Рет қаралды 12 МЛН
SCHOOLBOY. Мама флексит 🫣👩🏻
00:41
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 7 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 46 МЛН
HAH Chaos in the Bathroom 🚽✨ Smart Tools for the Throne 😜
00:49
123 GO! Kevin
Рет қаралды 12 МЛН