No video

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 🔵VOATigrigna Daily Show 10 July 2024

  Рет қаралды 2,072

VOA Tigrigna

VOA Tigrigna

Күн бұрын

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
00:00 - መእተዊ
01:03 - ንስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ዝግምግም ካልኣይ ርክብ ተኻዪዱ
12:53 - ዋዕላ ኔቶ ኣብ ኣመሪካ
20:24 - ኤርትራዊያን ኣመሪካዊያን ኣደን ወደን ደረስቲ መጽሓፍቶም ብወለንተኛታት ተማሃሮ የተርጉሙ
00:00 - Intro
01:03 - COHO discussion in Addis Ababa
12:53 - NATO Summit
20:24 - Mom and Son Duo authors translate their books to Tigrigna by volunteer Eritrean kids
🔵VOATigrigna Daily Show
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
#eritrea #ethiopia #Tigrayregion #COHO #PretoriaAgreement #MomandSonAuthors
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: kzbin.info/door/ATi...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voanews.com
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Пікірлер
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 9 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 6 МЛН
Playing hide and seek with my dog 🐶
00:25
Zach King
Рет қаралды 35 МЛН
New Eritrean Comedy 2024  Tseyqlom// ጸይቕሎም  by Dawit Eyob
51:23
Star Entertainment
Рет қаралды 308 М.
የቀን 6፡00 ዜና 24፤ ሀዋሳ፡ ሐምሌ 26/2016 ዓ.ም
SNNPRS RADIO & TELEVISION AGENCY
Рет қаралды 3