(ወግዒ ቀዳሞት)ዛንታ "ህርኩትን ሃብቱን" ካብ ወግዒ ቀዳሞት ወግዒ እንዳ፣

  Рет қаралды 15,942

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

Пікірлер: 19
@ftwiweldab9841
@ftwiweldab9841 3 жыл бұрын
ግርህነት ዘለዎ ባህሊ ኣበይ ክንረኽቦ ብዕሊ ስደት በዲልና እዚ መታለሊ ጋልና ወድን ዘየብልና ዓቅሊ ኦ ፈጣሪ ክብሪ ያታና ግለጽ ፍስሃ ወዲ ሰብ ክንርኢ ኣብ ገጽ ብዓል ሓያል ሞያ ኢኻ ብሉጽ ንጽባሕ እትፈልጥ ፈጻሚ ግሉጽ ።
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 3 жыл бұрын
ወግዒ ቀዳሞት ናይ ቀደም መጽሓፍ ኩላ እንተተንብበልና ኸመይ ምጠዓመ 🙏
@AfeBrown
@AfeBrown 3 жыл бұрын
ከምዚ ወግዒ ቀጻሊ ኣምጻልና በጃኻ i love our culture❤️❤️
@kahsaihaile6285
@kahsaihaile6285 3 жыл бұрын
ናይ ቀዳሞት ኣቦታትና ጥበብ ብሓቂ ዘደንቅ እዩ።
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 3 жыл бұрын
ሰላምታኹም ይጥዓም ኣቱም ብሩኻት
@smretwedigere388
@smretwedigere388 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ዘረባ እዩ
@yosiefhabte1261
@yosiefhabte1261 3 жыл бұрын
Kbur hawna btaemi talented eka tsibuk tarik ms tsbuk treka Polemics selezey kone kndeyenay abzi gzie nezi zestemakr keyhlu gn Aziyu bluts srah eyu emo view zeyrekebku elka aytselki please ketsilo niuuud srah zip hawey thank you
@yosiefhabte1261
@yosiefhabte1261 3 жыл бұрын
Politics sle zeykone maletey eye sorry ngiega kalat
@melaketesfahiwet9006
@melaketesfahiwet9006 3 жыл бұрын
Merhaba 👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️
@eliamgebrezgi4348
@eliamgebrezgi4348 Жыл бұрын
Dmxu des kbleni ezi wedi.
@ተመሰገንኣምላክ-ሐ4ጐ
@ተመሰገንኣምላክ-ሐ4ጐ 2 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍😍😍
@E.M.B_App
@E.M.B_App 3 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ንዓኹም ይኹን ኣብዛ ናተይ ቻነል ዘወር በሉ ኣገዳስን ንዓኹም ዝጠቅም ክትረኽቡላ ኢኹም E.M.B App ኢልኩም እተዉ።
@melaketesfahiwet9006
@melaketesfahiwet9006 3 жыл бұрын
Tewali hawey natey
@selamzaid8539
@selamzaid8539 3 жыл бұрын
👍👍👍👍🇪🇷
@tsegay6ixt9ine54
@tsegay6ixt9ine54 3 жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@gunbotdesale1279
@gunbotdesale1279 2 жыл бұрын
xubuq zereba eu 😮😮😮
@ablelhabte5945
@ablelhabte5945 3 жыл бұрын
Merhaba 🥰👍👍
@tekleabtewelde5238
@tekleabtewelde5238 3 жыл бұрын
ሰላም ስላም ኣዳለውቲ ደሓን ዝኾነ ልብወለድ እካ እንተ ኣቕረብኩም ቀዳማይን ከላኣይን ሳልሳይን ሓሳባት ይጋጮ ኣሎ ኣብ መጀምንርታ ክሊተኦም ብሓንሳብ ይነብሩ ከም ዝነበሪ ደቆም ከም ዝተዋሃሃቡ እቲ ሓደ ከም ዝመተ ማሕሉኡ ጠሊሙ ንካሊእ ከም ዝሃበ ።ቀጺልካ ምስ ዓርኩ ተማኺሩ ቀትሪ ብጻሓይ ለይቲ ብወርሒ ከም ዝተጋዕዙ ትብል ኣለኻ ኣብዚ ኣይ ይትሓወወሰካን ዶ በጃኹም ነቶም ሰማዕቲ ከኣ መሰልና ይተሓሎ
@berhanehagos25
@berhanehagos25 Жыл бұрын
ሐደ ሰብ ዘይ ኤርትራዊ ኤርትራዊየ በሀላይ ጎድኒ ዓማጺ ኢሰያስ ኮይኑ ይዕምጽአሎ ንኤርትራዉያን ስለዚ ብዓቕምና ናይ 60 ዓመት መግዛእቲ ወጊድ ንበሎ መንእስያት ወዲ መሰረት ኤርትራ ንኹነታት ኤርትራ ክንፈልጦን ክነስተማቅሮምን ይግባእ ሓዉኻ ዋላ ጸላኢ ይኹን ሓዉኻ ወዲ መሰረት ምኻኑ ተረዳእ ገንዘብካን ንብረትካን ንበጻሒኻ ልብናን ቃልናን ዘይምሃብ ብፍላይ ንኤርትራዉያን
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,8 МЛН
Elza love to eat chiken🍗⚡ #dog #pets
00:17
ElzaDog
Рет қаралды 12 МЛН
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶 #gen
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 33 МЛН
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 88 МЛН
ወግዒ ቀዳሞት ፡ ፈዉሳ ሞት  ኢይ ፡ ናትናስ ዘጋፋ
12:50
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 30 М.
JayoTruth-  ኣደ ቆልዓ እየ By Yacob Dawit.
23:32
Jayo Truth
Рет қаралды 48 М.
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,8 МЛН