ወግዒ ምስ ኣያ ድራር ገኪዳን ፥ ን ተጋ ሑሩይ ተላ ባይሩ ድጋፈይ ከስምዕ

  Рет қаралды 22,818

TEFETAWI TALKSHOW

TEFETAWI TALKSHOW

Күн бұрын

ወግዒ ምስ ኣያ ድራር ገኪዳን ፥ ን ተጋ ሑሩይ ተላ ባይሩ ድጋፈይ ከስምዕ

Пікірлер: 98
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow 3 ай бұрын
Don’t Forget To Like Subscribe & Share መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 kzbin.info/door/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
@medhanemesfun6871
@medhanemesfun6871 2 ай бұрын
😊😊😊 åt 😊😊öö😊😊öpp😊pöp9😊
@AydaBekele
@AydaBekele 2 ай бұрын
1
@AydaBekele
@AydaBekele 2 ай бұрын
1
@adikeiheriboy
@adikeiheriboy 2 ай бұрын
Well done aya Drar....loved the respectful yet bold explanation of your analysis and take on the current state of Eritrea and the isms tied to it 💙 💙 💙
@josig2315
@josig2315 2 ай бұрын
Tefetawi has finally found a guest who matches his IQ. Derar is the best fit for this kind of youtube.
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ዓዲበጊዖ ረሲዑካ።ታባቶ ኢኒታዩ ንዓመታ ንግ ደቲ ።❤❤❤❤❤❤❤❤አቢ እንድረ ዓቤመ ሊመረት ግዛ ሰሪሓም ነፋሪቲ ኢትዮጲያ ሓሪማቲና ዚቢሊዩም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@muluebrhanweldeselase9649
@muluebrhanweldeselase9649 2 ай бұрын
waw great Job
@habtomakeitay2718
@habtomakeitay2718 2 ай бұрын
ጽቡቕ ኣለኻ ኣያ ድራር ኣብ ምሉእ ዓለም ብኸም ኡ እዩ ዝመሓደር።
@yohaneshagos8225
@yohaneshagos8225 3 ай бұрын
This guy has lots of experience, and has a very good option for Eritrea. Awraja is the only way forward, federalism is right for Eritreans.
@Miracle03-em5im
@Miracle03-em5im 3 ай бұрын
I like him, God bless him.
@andomangosom9843
@andomangosom9843 2 ай бұрын
❤ ጹቡቕ ገሊጽካዮ ኣያ ድራር🎉
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ዲራር አቤቲ ጎቦ ኢዚ ሮባ ሃዞም ኢለሙኒ ምሲዓርከይ 10ደቂአሲመራአኮለጉዛይ ኒፊሪቂ ኪሓሪሲየ ደሒጉሰኒ አዘሪዋይሲ አይሓዉሳካላን።❤❤❤❤❤❤❤ኪሊተና ምሕሮ የቢሊናኒ ጊራመር ኢንጊሊሽ ኢኒዳሓወሱ የዳነጊሩና።አነንሲካንዲ አዩኒቭርሲቲንዲያ ተዓጢቲና።❤❤❤ሒጀም ኢዛደሪፍ አታደራፊ ቀዲሒካኒ።ሀሀሀዞም ኪብል ጠኒሒ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።
@jossygebremical8160
@jossygebremical8160 2 ай бұрын
King Derar l proud you.
@hiwetokbay7121
@hiwetokbay7121 2 ай бұрын
Great. 💙💙💙💙
@grmalemrezene6011
@grmalemrezene6011 2 ай бұрын
Raesi drar and seltene xere bekeyti 💙💙💙💙💪
@woldemichaelgebremichael3126
@woldemichaelgebremichael3126 3 ай бұрын
ኣውራጃዊ ምሕደራ ጠቅሚ እምበር ጉድኣት የብሉን,ምክንያቱ ብዓዳዊ ገይሩ ናብ ሃገር ዝከይድ ከም መንገዲ ባቡር ማለት እዩ,ነጢርካ ናብ ሃገር ትብል ተሊካ ግን እቶም ተካሉ ሸፋቱ ተሓቢኦምሉ ዘለዉ ስፈራ እዩ,እቲ ለውጢ ብኣውራጃ ገርና ተንከይድ ገዛእቲ ወይ ዘረገቲ ቦታ ኣይምረከቡን ይብል!!
@Abera854
@Abera854 3 ай бұрын
Seltene nay bhaki dika n drar kmhr elka temxo .....btaemi zehfr
@muluebirhansimon2500
@muluebirhansimon2500 2 ай бұрын
ጸማም ይምህር እወ፡
@Abera854
@Abera854 2 ай бұрын
@@muluebirhansimon2500 ንዓኻ መምህርካ'ዩ......ድስቲ መኽደኒኣ ኢያ ተናዲ...
@muluebirhansimon2500
@muluebirhansimon2500 2 ай бұрын
@@Abera854 thank you bro, ya he is my teacher. No matter how and when ,he will be yours as well.
@bisratbeyene1874
@bisratbeyene1874 3 ай бұрын
ብሱል ኣገላልጻ 🎉😊💙
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
አያ እይተ አቶ ።አቢዓንስባ ሸነኩ ሸኒከቲ ይብሉ ምሲሃደሚኩ አቢ መቀርካ 1975ጥሪ ሰሚዔያ።
@dawitbahta637
@dawitbahta637 2 ай бұрын
💙🤝
@estifanosmassias686
@estifanosmassias686 2 ай бұрын
Dear super
@Awetjb
@Awetjb 2 ай бұрын
Seltene kolilka kolilka abza awraja wediqka yehezn u.
@Eriblock
@Eriblock 2 ай бұрын
👍👍👍
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 ай бұрын
ድራር ሊክ ናይ ዛ ሃገር ኣጀካ ሚስ አዚ ህዝቤዚ አሞ መን ኪሪዳአካ ኣጀካ ትራይ
@muluebirhansimon2500
@muluebirhansimon2500 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Hadis7486
@Hadis7486 2 ай бұрын
We Need Honesty people
@birhaneniguse1068
@birhaneniguse1068 2 ай бұрын
🙏🙏💙🌿💙🌿💙💚💙✅✅
@tsigetadesse9543
@tsigetadesse9543 2 ай бұрын
አያ ዲራር ከማካ ጂግና የብዚሓዮ አብ ኩለን አውራጃታት
@soraenatie4116
@soraenatie4116 2 ай бұрын
💙🙏🏻💙🙏🏻💙🙏🏻💙👍👍👍
@muluhabesha-e3y
@muluhabesha-e3y 2 ай бұрын
💙💙💙✅💙💙💙💙
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ጆኪ እሲመራ መሒጫጪያ።ዋላ ኢቶ ደቂዓዲግራ ነቶም ደቀሲመሪ ዓጋሞ ይቢሉና ግን ፊቁራቲና ደቂ ዓዲዋ መምሃራኂዬም ሪዲኢተይ።❤❤❤❤❤❤❤
@shewitweldimiche
@shewitweldimiche 2 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ውርጅ ሲንጊሊይአውራጄታቲኪኂቡዚሓቲ ተድምጺ ።ኒ ዓባዬ ወደኪአ ማና ባዩሩን ተላ ን።8ውረጃታቲ አደማሕጣ እውራጂታቲ ይቢሃላ ምሲሊኒ ።ድርፍካ ገሪምዋ ዓል ንብረልይ ኒበረልይ ዕልም ጂኒነቲካ ግሪሚዋ ኒበሪ ውሪሒ ሒዳር ።ኪቢ ኡስያስ እፍሪቂጀሚሪክ ሓቂካ።❤❤❤❤ኢማ ካብ ጎዲይፍ ጀሚርካ ዓዲጊራቲ።❤❤❤❤።
@Erichane
@Erichane 2 ай бұрын
ትግርኛ ተመሃር እንታይ ክትብል ደሊካ ኣይተረድአኒን😂
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ፊሒኛ ተተኩሲና ❤❤❤❤❤❤❤❤።
@atsegebatsegay5474
@atsegebatsegay5474 2 ай бұрын
Darar is good momory ❤❤❤
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 ай бұрын
ድራር ቡኰአ ሃንጎል ዚዊኒንሰአይ አዩ
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe Ай бұрын
The comment isn't clear to me.
@wedieri6762
@wedieri6762 2 ай бұрын
ያኢ ሰብ ተረኪብለይ ኣዝዩ ሓደገኛ ዓሌታዊ ሰብ ሲ ክንድዚ? ንዝርደኦ ነቶም ናተይ ዝብሎም ተቃለስቲና ኣብ ሓደጋ የእትዎም እዩ ዘሎ። ከምዚ ዝገብርዎ ዘለዉዩ ጀሚሩ ናይ ርዋንዳ ህልቂት ግን ኣብ ትበጽሖ የብልካን ድራር ዓሌታዊ።
@HsJahw
@HsJahw 2 ай бұрын
👍🙏🌿🎋🌹💚💙💖❤️
@henoktecle590
@henoktecle590 3 ай бұрын
Interview hebey mes gawna!
@samsonberhane1925
@samsonberhane1925 3 ай бұрын
GUHAFF
@senaytfshaye7905
@senaytfshaye7905 3 ай бұрын
Hbey baelka
@MeraMaku
@MeraMaku 3 ай бұрын
ድኽነት ኣተሓሳስባኻ ኢዩ ተማሃር ክትዓቢ ካብ ድኽነት ኣእምሮ ተገላገል
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe Ай бұрын
እዛ ናይ ኣቶ ኣተወብርሃን ሠጊድ ደርፊ ኣነ'ውን ብጣዕሚ'የ ዝፈትዋ።
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe Ай бұрын
ሠልጠነ ለባም ሠብ ለባም ጋሻ (ንኣያ ድራር) ሥለዘቅሪብካልና ነምሥግን። የቅንየልና። ኣያ ድራር ትምህርቶም ደሥ ዘብል'ዩ። "ሽም ይመርሕ" ድዩ ዝብሃል? ናይ ብሓቂ ናይ ኣያ ድራር ትምህርቲ ድራር'ዩ (መግቢ'ዩ)። እቶም ኣውራጃ ዝፀልኡ ኣውራጃ ዘይብሎም ማለት ካብ ክልተ ሠለሥተ ኣውራጃ ዝውለዱ ወይ ካብ ኤርትራ ወፃኢ መፂኦም ኣብ ኣስመራ ዝነብሩ ንኣብነት እዞም ደቂ ኣርብዓ ዝብሃሉ ደኾን ይኾኑ?
@wlg670
@wlg670 3 ай бұрын
Aya drar bzuh gize logochiwa abzihka likie higi enda ba yu koynu gin ab 2 awraja zitemekle yu gin tishto aymeslenin ab awraja akele win lieli 2 higi enda ba kemzelo
@ምስልናትማልንሎምን
@ምስልናትማልንሎምን 2 ай бұрын
ብሉጽ ንጹር መግለጺ. ኣከለ ጉዛይ መንግስቲ ህግደፍ ናይ ሓማሴን ዩ ኣይበለን ንምንታይ ደኣ ሓማሰናይ ንምንታይ ናይ ኣከለ ይብል. ኣብ ሙሉእ ኣከለጉዛይ ሓደ ጀነራል ክህሉ ከሎ ኣብ ኣውራጃ ሓማሴን ካብ ሓንቲ ዓዲ ዓዲ ንፋስ ጥራይ 6 ጀነራላትን 34 ኮሎነላትን ኣሎውዋ ነዚ ግን ዘክርናዮ ኣይንፈልጥን ስለዚ ብዙሕ ምበልና ግን ዕላማና ፍትሓዊ ምሕደራ እምበር ከምዚ ምስትምሳል ኣይተረአን
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ኢሞ አኮሎጉዛይ ሓቆም 100ተቃወሚቲ ።ሐደ ቤተሰብ ሚሲ 8ደቁ fiatመኪና ኒመዳ 1978ተሰሊፉ ሓኒቲ ጉሉ አቢሪያድ ኢዪርሳሌ ም አቢሪያድ ዓዲዓረብ ሺማ አይቲገደሲሉ።ዓመት ዓመቲኒመዲያ ቲኺይዲ ነይራ ሓድ ወደሲመራ ቢዓሊቤታ ጆን አፎሪቂ አብ ዓዲንጊሊዚ አሎ ሓቢሪኒ ።ኒኢሪቲራ በሊዲራር።❤❤❤❤❤❤❤❤❤ገዛካ ፈሪሳዒናኪ ጊይሎር ሆቲል ሰሪሓዱያ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@GhirmaiWeldai-uh5jr
@GhirmaiWeldai-uh5jr 2 ай бұрын
Ab Bandierana zelewa aqxilti 34 iyen trgumu dma Kab 34 weredatat keklte Sebat temerixom abalat parlama zkonu iyom eritrea dma mebel 34 Hager Afrika mkuana iyu. Item qoxli bklte wegen aaserte hade 22 kkona kolowa item ab Makel Zelewa dma 12 iyen. Iti amerarxa gna bturgum iyu.
@negashyohanes531
@negashyohanes531 2 ай бұрын
❤😂🎉
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe Ай бұрын
ሠልጠነ ሓውና 1)ኣብ ቀጻሊ ካብቶም "ኣውራጃ ኣየድልን" ዝብሉ ሓደ ጋሻኻ ጌርካ እንተተቅርበልና ፅቡቅ ይመሥለኒ። 2) ራእሲ ተሠማ ኣቦ ሓቂን ድምጺ ውጹዓትን ኣቦና። 3) ሓደ ሓደ ደቂ ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ኣሃዳዊ መንግሥቲ ዝመሓደር ህዝቦም ከይረኣዩ ትግራይ ክልል እናበሉ ንፈደራላዊ ሥርዓት ከናሽዉ/ከዋርዱ ክትርኢ ድንቁርንኦም ኣዝዩ የሕዝነካ። 4) መሠል ህዝቢ ብዝሓሽ ዘኽበር ምሕደራ ኣሃዳዊዶ ፌደራላዊ?
@danieltesfazion1189
@danieltesfazion1189 2 ай бұрын
መኣረታ ኣቶ ድራር ንኣቶወብርሃን ሰጊድ ወዲ ሎጎ ጭዋ እዮም ኢልዎም ግን ወዲ ዓዲ ቆንጺ እዮም:: ምስ መቱዉን ኣብ ዒዲ ቆንጺ ተቀቢሮም::
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 ай бұрын
ድራር አንካአ ወዲ ኣከለጉዛይ ኮንካ ሂቡን አሪትራዊ አዩ
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
እውራ ደርሆ ኒተቢዒታይ እውራደሪሆ ።እውራወረጂ።
@yemaneyohannes862
@yemaneyohannes862 2 ай бұрын
Atewebrhan Segid was badly beatten at Biherawi Theater, Addis Abeba by Andnet people (Eritreans) during Haileselase Empire. Because of that violence Segid lost his left eye. Andnet guys were mad when he said 'beal meniom zhademu' in his song reffering to those 'dandas' who presented Eritrea to Ethiopia as gift.
@yemaneyohannes862
@yemaneyohannes862 2 ай бұрын
I am not happy about the guy who resang Segid's old song for replacing the word 'logochiwa' by other word. Reginalism is a diseases that divided the Eritrean community & still. That was a reflection of hate over 'logochiwa'
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 ай бұрын
ድራር ካብቶም ቡካአት ካብቶም ተማሂርና ዚብሉ ጊን ኒኡኡ ኪጽርፉ ዚዌአሉ ደናኩር ድራር ኪብሪ ህ ሰብ ዚፈሊት ቡኰአ አዩ ኣጀካ ኩሉ ሚሳካ አና
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe Ай бұрын
1) ምጥርናፍን መንነትን ካብ ሥድራ ቤትካን ገዛኻን'ዩ ዝጅምር። ብባህልና ንዝረኸብካዮ ሠብ ክትላለ "ንሥኻ ወዲ መን ኢኻ?" እዩ ዝብሃል። ካብ ወዲ/ጓል መን ኢኻ/ኢኺ ቀፂሉ ኣዝማድካ፣ ዘርኢኻ፣ ቁሽት፣ ወረዳ ኣውራጃ ይሕተቱ። እዞም ኩሎም መንነት ንምፍለጥ ዝቀርቡ ሕቶታት እምበር ካልእ ዒላማ የብሎምን። ቁሽት፣ ወረዳ፣ ኣውራጃ ምሕደራዊ ቅርፂታት ካብ ምዃን ዝሓለፈ ካልእ ዒላማ የብሎምን ክህልዎ'ምውን ኣይግባእን። ሥለዚ ኣውራጃ ክፅላእን ክፍራሕን ምኽንያታዊ ኣይኮነን። 2) ኣያ ድራር "ወዲ ሠብ ኩሉ ሓውና እዩ"ዘሥምዕ ዘረባኹ ቁዱሥ'ዩ። ንሕና'ውን ኣዚና ንኣምነሉ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም።
@henoktecle590
@henoktecle590 3 ай бұрын
Drar beqa feqedenalka alena Akele Guzay adi gebera kab Djoubeti teabi😀
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 ай бұрын
Geganu silezikonkum ekum ketsiliwo. Fetawikum kab serayen hamasienin gidefom ezom esle maletom hashket silezikonkum eyu.Sebut ekum akele siletitahagagezu eyu himam hamasien serayen ab ahwatom eyom zetfiu barayu mukan kea kemhirelom meat eyu.
@eritreatoday
@eritreatoday 3 ай бұрын
Ato Drar, With all respect to your opinion; you are wrong 100% about logo chewa. Because they had soccer ⚽️ team doesn't make it Awraja. Logo chewa was worada under awraja Hamasien just like Ansaba and all had their own Laws/ hegi enda ba. Hgdf put some of the logo chewa into Ansaba/ some to seray. Please don't tell stories that you don't know. Tell only what you know no need to assume just for the talk.
@MeraMaku
@MeraMaku 3 ай бұрын
ካብ ድኽነት ኣእምሮ ተገላገል ተማሃር
@eritreatoday
@eritreatoday 3 ай бұрын
@@MeraMaku you don't learn stupid things. Learn the facts. Not making up stories based on assumptions or opinions. Fact is fact but if you are like Drar or he is your teacher stay ignorant.
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
እይኒተሃወኺ ኢታኺለቢ እብ ፍትሕ ፍትሕ ሊቁሲያ አያዲራሪ አስምር 1991አቲዋ ይኺውን አይቲሪሰን እና ቢዒለይ አሲመራየ ሪግኢ ንበሊ ።ሓሳሳቲ ከይኒወሪሳ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe Ай бұрын
1) ኣድሓኖም "ትግረኛ ወይ ትግራዋይ እየ" ከይብል መንነቱ ክሒዱ " ኣነ መንነተይ ኤርትራዊ እየ" ምባሉ መንነት ናይ'ቶም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ሸሞንተ ብሄራት ማለት ብሄረ ትግረ ፣ ሣሆ፣ ብሌን፣ ራሻይዳ፣ ቤንዓሚር፣ ናራ፣ ዓፋር ን ኩናማን ንምዕፋን ዘለዎ ድሌት ይመሥለኒ። ብሄራት ኤርትራ ንምዕፋን ዝግበር ቃልሲ ምሥ ኣብ ኢትዮፕያ ዝግበር ሠብኣዊ መሠል ብሄርን ብሄረሠባትን ንምዕፋን ዝግበር ፋሕጠርጠር ይመሣሠል። 2) ሠልጠነ ነቶም ንብሄር ዝፀልኡ ኣሕዋትና " ዙራ'ሞ ሃገርካ ጠምት ተዓዘባ ትሽዓተ ብሄራት ተባዕ'ዩ ህዝባ" ትብል ጥዕምቲ ናይ ገድሊ ዜማ ጋብዘልና። "ኣይተ" ናይ ምንእኣሥ ኣፀዋውዓ እያ።
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe Ай бұрын
እታ "ኣውራጃ" ትብል ሽም "ወረጃ/ውርዙይ" ካብ ዝብል ቃል'ያ መፂኣ ኢልካያ ኣያና ድራር። እታ "ኣው" ከ ሥለምንታይ ተወሢኻ?
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 2 ай бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵
@woldemichaelgebremichael3126
@woldemichaelgebremichael3126 3 ай бұрын
ተጋዳላይ ድራር ንፉዕ ተባዕ ሓቀኛን ኢካ ቀጽሎ,ንሓው ጋዘጠኛ ሰልጠነ ውን ብሳላኩም ጀጋኑ ንፍትሕን ሓቅን ትከፍልዎ ዘለኩም ዋጋ መዳርግቲ ኣልቦ እዩ,ካብ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ ዩአስ !! ምልኪ ይፍረስ ሕጊ ይንገስ!!
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 2 ай бұрын
ሒጁ በዲኡ ኡርቲራዊን ዓዲበአ ኪቲኒብር ምሪጫአዪ ግን ኪሊተዓዲ ትጤሳ አይቲወሲዱን ኒ እብነቲ ሳባ ኒተኒቤን አቶ ኢስያስ ተንቤን ወይ ጎንደር አድልየቲን አብ ኢኑዳቢእ ቲነቢር መሰሊ ደቀንሲቲዩ ሒሉዩ ጀርምናዊ እመሪካው ዓደን ይመጣ ዳኒጋ ይዒረ።❤❤❤❤❤❤❤❤።
@haqitisier8947
@haqitisier8947 3 ай бұрын
ኣንታ ንድራር ብርሃነ ኣይ ተጋዳይ ሕሩይ እንድዩ ብዛዕባ ብኣውራጃ ውዳበ ክኽተል ዝመሃሮ ኣድስ ኣበባ ንኣኼባ ኪዳን መሪጽና ሰድድናዮ ።ካብ ሽመልባ
@Abera854
@Abera854 3 ай бұрын
ኢሰያስ ዕድለኛ 'ዩ 50 ዓመት ብኣውራጃ ኣመኺንዩ ገዚኢና ሳላ ድንቁርና:ሕጂ ኽኣ ድራር ንኣብራሃም ኢሰያስ 50 ዓመት ክገዛኣና ይጉስጉስ ኣሎ.....
@muluebirhansimon2500
@muluebirhansimon2500 2 ай бұрын
ኣይተረዳካን ኣሎ ወይ ኣይትሰምዖን ኣሎኻ
@negahaile5391
@negahaile5391 2 ай бұрын
-- ብናይ ዓዲ ውክልና ዝፍጠር መንግስቲ ኣብ ስደት ጌጋ እይዩ እብል። -- ኤርትራ ብውክልና ናይ ዓድታት ዝተፈጥረት ሃገር ኣይኮነትን እብል። -- ኤርትራ በቶም ነበርታ ፍቃድ ዝቆመት ሃገር ዘይኮነት፡ ብመግዛእታዊ ሓይሊ ጣልያን ኣብ ልዕሊ ነበርታ ብሓባር እተዳዕነነት ሃገር እይያ እብል። -- ሃገር ኤርትራ ንዓድታት ዊሒጣ ነቶም ነበርቲ/ዜጋታት ካብ ጸቢብ ዓዲ ናብ እዚ ንርእይዮ ዘለና መሬትን ባሕርን ዝሓወሰ ግዝኣት ዝወለዳ ሃገር ኣረኪባቶም ኣላ እብል። -- እቲ ንሃገር ኤርትራ እዚ ህልው ቅርጺ ዘትሓዛ ገዛኢ መንግስቲ ጣልያን ብናይ ደገ ሓይሊ ክገድፋ ከሎ፡ ዋናታት ኢና ዝብሉ ስለ ዝበዝሕዋ ክሳብ ሕጂ ዜጋታታ ቀሲኖም ክነብሩላ ኣይከኣሉን። -- ሃገር ኤርትራ ሃገር ዜጋታት እይያ እብል። -- ኤርትራ ከም ሃገር ካብ እትፍለጥ ክሳብ እዛ ዝጽሕፈላ ዘለኹ እብል፡ ዜጋታት ሃገር ኤርትራ በብዝውክልዎ ወይ እውን ብዓበይቲ ዓዲ ብሓደ ተራኺቦም እንታይ ይሓይሽ ዝተባሃህሉ የለን እብል። -- እዚ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ገዛኢ ሓይሊ ንምእላይ ዝቐውም ናይ ሓባር ሓይሊ ዝውክል ክቐውም ዘለዎ ብነፍሲ ወከፍ ዜጋ፡ ብዜጋታት ብዝተወከለ ክኸውን ኣለዎ እብል። -- ኣብ ኤርትራ ንዘሎ ገዛኢ ሓይሊ ንምእላይ ዝቐውም ናይ ሓባር ሓይሊ ዝገብሮ ቃልሲ፡ ሰላማውን ሕጋውን ጥራይን ጥራይን ክኸውን ኣለዎ እብል። ሰላም ንኹሉ
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 2 ай бұрын
ን "ተጋዳላይ" ሕሩይ ተላ ባይሩ፡ ካብ ትብልስ ኣቶ ምባል ዶ ኣይቀልካን? ሻዕብያ ዝሓርኣሉ ኣራእስ ስጋብ ዝጸሪ 2 ወለዶ ከድልየና እዩ።
@bereketDawit-j8z
@bereketDawit-j8z 3 ай бұрын
ሓቂ መራር እንድያ ሱቅ ኢልኩም ስተይዋ፡ንቀጻሊ ግን ከመይ ንራዳዳኣሉ ንሕሰብ፡ክክክክ ኣዝማሪኖ ክክክክ
@Asi4394
@Asi4394 3 ай бұрын
Kab aya drars entay ena knmhar amxiekayo.😢 meniesey kab hagerawi smiet nab nay kushet smiet awridwo zelo. Bkemiu kea mfllay bezihu 😢 shgrna keyhaxir ynawah alo.😢 ab tiktok zxyko zelo keyaklis nabzi kulu seb zsemio media.........
@yohannesbaraki3164
@yohannesbaraki3164 2 ай бұрын
ኣውራጃ ብጣልያን ተመስሪቱ ኤርትራ ንገዛእ ርእሳ ብጣልያን እያ
@haregumirach3707
@haregumirach3707 3 ай бұрын
Butaemi eyu des zibl Esle des eyu
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 3 ай бұрын
ቂያርማንከይ አድራር ይሒሽና ንብረልይ ዓርካይሒሽና።❤❤❤❤❤❤❤❤።
@estifanosmassias686
@estifanosmassias686 2 ай бұрын
Drar the great 👍
@HsJahw
@HsJahw 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@MeraMaku
@MeraMaku 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ለባም ሰብኣይ ብሱል ዝኾነ ሰብኣይ ከምብዓልዚ ኢዮም ዘድልዩና ብሓቂ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@jemalidris4266
@jemalidris4266 3 ай бұрын
❤wedi grmay
@MeraMaku
@MeraMaku 3 ай бұрын
ለባም ብሱል ሰብኣይ💪💪💪💙💙💙🌿🌿🌿
@Ae91scd
@Ae91scd 2 ай бұрын
አዝዩ ዝነአድን ዝምህርን ናብ ምቅርራብን ሰላምን ዝዕድምን እዩ።
@Miracle03-em5im
@Miracle03-em5im 3 ай бұрын
ምስድራር ናይሕማመይ ሰልጠነ ተራኺብኩም ዶ ክክክክክ መምህር እዩ ።ዉጽዕ ኤርትራዊ እዩ።
@Rtrcygd
@Rtrcygd 2 ай бұрын
👍👍👍
@Funnyvideos-gu2zp
@Funnyvideos-gu2zp 3 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@hiwetkahsay7263
@hiwetkahsay7263 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💚💚💚💚
@YoniTes-q5c
@YoniTes-q5c 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
ЭТО НАСТОЯЩАЯ МАГИЯ😬😬😬
00:19
Chapitosiki
Рет қаралды 3,4 МЛН
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 20 МЛН
Do you choose Inside Out 2 or The Amazing World of Gumball? 🤔
00:19
From Small To Giant Pop Corn #katebrush #funny #shorts
00:17
Kate Brush
Рет қаралды 72 МЛН
ቀጥታ መደብ ምስ መ/ም በየነ ገ/ሄር (ዉፉይ)
1:57:22
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 24 М.
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 16) - One Day With Alena Walta Hager
1:45:43
Evening News in Tigrinya for July 16, 2024 - ERi-TV, Eritrea
21:32
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 14 М.
ЭТО НАСТОЯЩАЯ МАГИЯ😬😬😬
00:19
Chapitosiki
Рет қаралды 3,4 МЛН