KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ጉድ ናይ ስነጥበባውያን/ ንሓገዝ ብገንዘብ/ ንእሰያስ ሃለቓ/ውፉይ ኪሮስ ይቓለሱ/ ንስኩም ብክዳን ትበኣሱ
33:31
#ትርፊ እዩ #ሽመይ #በይነይ#ተሪፈ 8ተ ደቅና ናብ ምግዳል ወፊሮም ቶም 4ተ ተሰዊኦም ሎሚ ኣብ መረባ በይንትና ተሪፍና
25:29
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
00:38
⚡Токаев ШОКИРОВАЛ Кремль! РАЗМАЗАЛ заявлением Путина #shorts
00:33
Chain Game Strong ⛓️
00:21
So Cute 🥰 who is better?
00:15
#ውላደይ
Рет қаралды 54,621
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 47 М.
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Күн бұрын
Пікірлер: 886
@سلامالعمري
2 ай бұрын
ውይ ሓወይ ልቦና ይሃቦ መርገም ወላዲ ሕማቅ እዩ ተጣዒሱ ካሕሳ ልምሃብ የብቅዐዮ ንወላዲና እግዚአብሔር ጥዕና ይሃቦም❤❤❤
@ahmqhkma2859
2 ай бұрын
ኣሜን 🙏😢❤
@SaraMebrahtom-x7o
2 ай бұрын
አቦይ ማዓረይ ጸላኢኹም ይንባዕ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙌🙌🙌🙌🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@DdGg-c1i
4 күн бұрын
ሓመድ ትብልዐኒ ኣቡይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@hanayemaryam12
2 ай бұрын
አቤቱ ጌታ ንብዓት ወላዲ ኸቢድ እዩ 😢😢😢😢😢 መምህረይ ተባረኽ
@hhhfhgngvbj6505
2 ай бұрын
😭😭💔💔💔💔
@Vcinlv23
2 ай бұрын
💔💔💔💔😭😭😭😭
@shewitmengstab8727
2 ай бұрын
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ኣጆኹም ኣቦይ 😢😢😢ኣታ ብሩኽ ሓወይ እቲ ጸጊምዎም ዘሎጥራሕ ተትቃላዕ ኣይሓይሽን እቲ ኣብ መንጎ ስድራ ዘሎ ባእሲ ተዘይተውጽኦ ይሓይሽ ካልእ ጸገም ከየምጽእ ብውሽጢ ሰባት ጌርካ ምትዕራቕ ኣጋሊጽኩሙኒ ኢሉ መሊሱ ካልእ ሽግር ከየምጽኣሎም በጃኻ
@Melawitchanel
2 ай бұрын
ኣሕሕሕሕሕ ኣቦዋይ💔😭 ተኺኢልካ ፀበል ውሰዶ በጃኻ ብጥዕንኡ ወላዲኡ ዝወቅዕ የለን💔😭😭😭😭😭
@ZaydTsadik
2 ай бұрын
ዉይ ኣያዋይ ቅድሚየኩም ይድፈአኒ ሕማቅ ዘመን በፂሕና 💔💔😢😢 ሕራረት ክንደይ ልቦና ዝሰኣነ ዉላድ አዩ ዘሎ አኮ
@ኣፅቢ
2 ай бұрын
ዋይ ምኪኤል ኣቦይ ንወላዲየይ ካብ ምድፋር ሓልወኒ😢😢😢😢😢 በስመኣብ😢
@ftsumtsahaye8768
2 ай бұрын
❤❤❤
@ለምለም21
Ай бұрын
ኣሕነለ ኣቦ ስእንነ ያወልና ዘላአለም ናፍቆት በዝሕና😢 እዝለ ደበእ ክቅዕ ልበና ይሃቦ ፊጣሪ😢
@UsJa-i9x
2 ай бұрын
ኣያዋይ ማዓረይ አነለ ብድክትምና ክንደይ ገፅ ስብ ሪኢና ዓቢና💔💔😭😭😭😭😭😭ወላዲኩሙ ቢሂወት እንተልዮሙ በዛካትኩሙ ካብ ሕማቅ ቃላት ንወለድና ዘዳፍር ንቀጦብ😭😭
@Tsige-21
2 ай бұрын
ኣጀኪ😢
@geniabraha2311
2 ай бұрын
Nay bihaki Abey emo hirifan weladi kikefie meat
@lixmony9570
2 ай бұрын
እግዝዮ ምሀረና ክርስቶስ🙏😭😭😥
@علياحمد-ج5ح1ح
2 ай бұрын
ልብካ ዝሰብር ምሕረት ይልአከልና ፈትዩ አይኮነን ፀላኢ ሰናይ ናብ ማይፀሎት ውሰድዎ አሲርኩም😢
@kdusHailemariam
2 ай бұрын
ሓዘኖም ይኣክሎም ካብ ገዛ ይወገድ እንት ንስካ ተባረክ❤❤❤❤❤❤
@trhasgide6583
2 ай бұрын
ኣቦይ መዓረይ ጸላእኩም ይንባዕ ዋይ ብውላድካ ከምዚ ክትረክብ ሲ ከብድ እዩ በሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓይነ ልበንኡ ይክፈተሉ😭😭😭
@sarayan525
2 ай бұрын
😢😢😢😢ሓመድ የብለዐኒ አቦዋኒ ማዓረይ ፀላኢኹም ይንባዕ😢😢😢😢😢😢😢
@samsamsun367
2 ай бұрын
ዝምልከቶ አካል እንተሊዩ ንዘም አቦ ክበፅህሎም ይግባ አብጥቃኦም ከይበፅህ ክግብሩ አለዎ 😢😢😢😢😢አቤሎ መንድስት
@ጓልገራዓልታ
2 ай бұрын
ዋይ አምላክ አቦይ ምሕረትካ ላአክ ሕማቅ ግዜ በፂሕናዋ😭😭💔
@SelamMeles-lt8lz
2 ай бұрын
ፈረወይኒ ሐፍተይ አደመን ጥዕናን ይሃብኪ ዛበይተይ 🙏❤️❤️❤️❤️
@ዮዳሄንበል
2 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር ሓውና መምህር ፀጋይ አይይይይ አቦዋይ ፀላእኹም ይንባዕ እፍፍፍ አታ አምላክ አቦይ ሃሞኻይዶ ምሕረትካ ላአኸልና ዋይ ታይ ዓይነት ሳዓት በፃሕና 😢😢😢😢
@aronhidray69
2 ай бұрын
Egziabhere mrhert geber ብኩፉእይ ከይጠፍእ ንብዓት ወላዲ....
@trzatesfay4614
2 ай бұрын
ዋይ ጸላኢኹም ይንባዕ ወላዲ ረኺብዎ ዘሎ ልቦና ይሀቦ
@aezmrigthftj9716
2 ай бұрын
በሰመአብ ዋይ አያዋኒ ማዓረይ አንሕና እወን ናፍቆት ሰደት ዋይ😭😭😭😭
@ArsemaHagos-f7h
2 ай бұрын
ዋይ😭 ፈጣሪ ኣቦይ ልቦና ዓድለና 🙏
@MhretKahsay
2 ай бұрын
ዓይነ ልቦና የኽፈተሊ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ ኣቦይ መዓረይ ኣጆካ ብሓይሊ ኣምላኽ ኽትሓዊ ኢካ።ገለን ብማይ ንገለን ሰሪ ማይ ኣንሕና ስድራና ሲኢና ንሱ ከኣ ስድራ ረኪብስ ይሃርም ኣሎ።
@frweyankelaey4525
2 ай бұрын
መዲሃኒአለም ልቦናኡ ይመልሶ አጆኦም አቦዋይ
@Mihret-l2p
2 ай бұрын
ዓሕ ወላዲ ዝረኽቦ ኣቦየ ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኩም ንወድኹም ኣምላኽ ዓይነ ልቦናኡ ይኽፈተሉ😢😢😢
@BellaG-h9d
2 ай бұрын
እይ ክፉእ ዘመን በፂህና ወላዲ ዘይከብረሉ ኣምላክ ምህረት የውርደልኩም ንውላድኩም ልቦና ይሃቦ መምህር ፀጋይ ህወይ ጠባሪ ኩሉ ኣምላክ ብደቅካ ይህጉስካ
@ማርያመይመዝሙረይ
2 ай бұрын
_እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣቦይ ካብዘይ ማሓረና ኣይ ኣቦዋይ ኣጀኩም እመቤቴ ማርያም እዘም ስድራ ሰላም ዓድልያ 😢😢😢_
@Fds567-wy9oe
2 ай бұрын
ኣቦይ ማዓረይ ጸላኢኩም ይንባዕ❤❤😢😢😢
@dasddawe3256
2 ай бұрын
ዋይ ወላድየይይ ኣይግበኩምይ ጨፍጠጥ እሉ ዘዕበካ ወላዲካ ክንደይ ፍቅርይ ክብሪ 😢😢😢😢😢 ናይ ኢድኪ ይሃብካ
@asteralemseged281
2 ай бұрын
በስመአብ ካብዚ ይሰውረና😭😭 ንወላዲኻ ይውቃዕ😭😭 ወሊዱ ዝዕበየካ ኣበዋይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሕረት የውርደልኩም🤲 ነቲ ውላድ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልበኑኡ የብረሃሉ😭😭
@GenetGenet-hv7kk
2 ай бұрын
ኣቦይ መዓረይ ሕማቅ ግዜ😢😢😢😢😢😢
@ንግስቲየተዋህዶልጅነኝ
2 ай бұрын
ኡፍፍፍፍ ኣምላኬ ወወላዲ ዝሓስሴረሉ ግዜ 😢😢😢 እመብርሃን ኣደይ ናብ ልቦንኡ ምለስዮ ርጉምሜ እንስሳ ትሸጦ ርጉም ውላከ እንታን ትገብሮ ይብሎ ወለዲ ከምዚ ናረከቡ እዮም እኮ 😢😢😢
@KhanKhan-fr4zs
2 ай бұрын
ፈጣሪ ልቦና ይሃቦ እህህህህህህህ ኣይ ወለዲ ዶ ከመተወቀዑ ኡፉፉፉፉፉፉፉፉ😢😢😢😢😢
@GuDh-zi3rh
2 ай бұрын
ዋይ ኣቦዋይ ማዓረይ ቅድመኩም ድፍእ የብለኒ😢ነብዖም ኣንብዕምኒ😭😭😭💔💔💔💔💔💔
@tarikteklay
2 ай бұрын
እዊ ፀላኢኹም ደም ይንባዕ ቐደማኹም ስጥሕ ካብዚ ይምሓርካ እዝቖልዓ ግን ፀበል ውሰድዎ በይዛኹም ኣጋንንቲ እዮም ሰፊሮምዎ ናብ ልቦንኡ ይመልሶ ፈጣሪ
@SelamTsfay
2 ай бұрын
እግዚአ መሃረነ ክርስቶስ😢😢😢
@LmlmBrha
2 ай бұрын
የኔአባታ😢😢😢😢😢😢😢😢
@BK1234-c2v
2 ай бұрын
ወይ ኣምላከይ ንወለዲ ዶ ኢድካ ይለዓል ሓዘኖም ከይኣክሎምስ😢😢😢😢😢😢😢😢ልቦና ይሃቦ ፈጣሪ ዝጠዓሰሉ መዓልቲ የምፀአሉ
@Frehiwet6246
2 ай бұрын
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እዚይ ቆልዓ ብጥዕናኡ አይኾነን በጃካትኩም አሱርኩም ናብ ማጮሎት ውሰድዎ እቲ ትንቢት ማቴዎስ ወንጌል ብዓይኒ እንዳረአናዮ ኢና ዘለና አሕዋተይ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ ኢልና ናብ እግዚአብሔር አምላክ ንለምን አሕዋተየ ካብዚይ ይምሓረና ካብተን ዓሰርተ ትእዛዛት እታ ሓንቲ አቦካን አዲካን አኽብር እዩ ዝብለና ቅዱስ ቃሉ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@HghhdHgddj
2 ай бұрын
አያዋይይይ ፀላኢካ የንባዕ ኦ አምለክና ልቦና ሃብና ናዓኩም ዶ እዙይ ዶ የግብአ❤😢😢
@Mihira-o5t
2 ай бұрын
ኣባዋይ ምሕረት የውርደልኩም💔😢😢😢
@gjgj-cg2qy
2 ай бұрын
ዋይ ኣቦይ ማዓረይ ፀላእኩም ይንባዕ ብክንደይ እና ንሓዝኖ 😭😭😭😭
@ካሕሳ
2 ай бұрын
ግን ብጥዕንኡ ኣይኮነን ዝውላዶም ገለስ ኮይኑ ኣሎ😢 ማይ ፀሎት የድልዮ እዩ። ኣቦና ኣጆኹም
@chaltuaddisabebakegna265
2 ай бұрын
እወ ሀምሙ ክከውን አለዎ
@mezmurmariyam-ys7
2 ай бұрын
ኣምላኽ ኣቦይ በጃኻ አንዶ ታዓረቀና ኣቦይ ማዓረይ ኣጆኹም 😭😭😭😭😭😭11
@asdqwe6168
2 ай бұрын
💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢😢😢 ዋይ አነ ኣቦይ ማዓረይ😢😢
@ለሚጋልዞምጀጋኑ
2 ай бұрын
ኡፍፍፍፍ ኣቦዋይ ፀላኢኩም ይንባዕ በጃኩም ኣሕዋተይ ምክንያት ንብዓት ወለድና ኣይንኩንንን ኡፍፍፍፍ😢😢😢
@Sojoo-k5z
2 ай бұрын
እግዝኣብሔር ኣሜላኽ ናብሉቡ ይመልሶ ብዝክዓ የሕልፎ የፋሪሕ❤💔🤲🤲🤲
@meksebtesfamaryam8232
2 ай бұрын
Agziabiheir amlak mhretu ylakelkum naeu yeantelboneu ykfetelu❤❤❤❤❤❤
@AberhatsyonGebresilse
2 ай бұрын
ኣባይ ማዓረይ ፀላኢኩም ይንባዕ በስምኣም ምሕረት የውርደልኩም
@HgushaeGebrekiros
2 ай бұрын
እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ
@ሶሊይ
2 ай бұрын
ኡፍ አምላክ አቦይ ዓይነ ልቦና ፍጠረልና አቦዋይ❤ ፀላኢኩሙ ይንባዕ😢😢
@ጓልእንዳባጉና
2 ай бұрын
ዋይ ኣነ አቦይ ምዓረይ😢😢😢😢
@dehabtesfay769
2 ай бұрын
አነለ አቦይ ከማይ ይፀምአኒ አሎ😢 ላብ ልበኒኡ ይምለሶ😢😢 ብጥዕኑኡ ዶ ይኮን😢
@Mrym-i1n
2 ай бұрын
ዋይ በስመአብ ኣቦዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕርት ያውርደልኹም🙏 ውላድ ዶ ድወላድ ይወቅዕ እዩ ታይ ዓይነት ግዜ ኢና በፅሕና😢😢
@mmn7636
2 ай бұрын
ዋይ ሕራሮት ሓዘኖም ከይኣክሎምሰ ብውላዶም ክድፈሩ ኣቦዋይ ኣጆኹም 😢ልቦና ይሃብካ ሓወይ😢😢
@rhfdhgj696
2 ай бұрын
ሓመድ ትብለዐኒ አቦዋይ ማዓረይ 😢😢😢😢አምላክ ናብ ልቡ ይምለሶ አሕሕሕሕ እታ ከመይ ዝበለ ውላድ እዩ😢😢😢
@kdstiteklemaryam
2 ай бұрын
ስሕተት መዓልቲ ዊዒሉ ጸላኢኩም ይንባዕ ❤❤❤
@Abomilyon
2 ай бұрын
በስመኣም፡ወወልድ፡ወመንፈስ፡ቕዱስ፡ኣሃዱ፡ኣምላኽ፡ኣሜን፡፡፡፡፡፡ለኸ፡በላዒኻ፡ገበልውን፡ተባፅሕ፡ኢኻ፡ኻብ፡ኸምዙይ፡ዝበለ፡ውላድ፡ይሓልወና።🙏🙏🙏🙏
@AndQw-ls5fkd
2 ай бұрын
እያዋኒ ማዓረይ ፀላኢኩሙ 😢😢😢
@ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ
2 ай бұрын
በጀካ መምህረይ ልዙ ወዶም ታሓባበርኩም ናብ ሕጊ ኣቅርብዎ ወይም ማዓድዎ💔💔💔💔
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
2 ай бұрын
ፈትዩ አይኮነን እቲ ወዶም እውን ሚስክናይ ማይፆሎት እዩ ዘድልዮ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም 😢😢😢😢
@ggcf1371
2 ай бұрын
ብሓቅ ክብረተይ😢❤
@እስመ
2 ай бұрын
😢😢😢😢 ሓመድ የብለዐኒ ኣቦዋኒ ውላድ ፈጣሪ ቃጺዑ ይሃብኻ ፈጣሪ እዩ ልባሃል ፈጣሪ ላብ ስሓቅ ይቃይሮ ንባዓትኽም ኣበዋኒ😢😢😢
@FwefCard
2 ай бұрын
Effffff way aboway
@SabiyaDaff
2 ай бұрын
ኣቦይ መዓረይ ፀላኢኩም ይንባዕ
@Hhhjdjj-l5q
2 ай бұрын
አሕ ባባቢተይ አጆኩም ልቦና ይሃቦ😢😢
@lilihafithalofom270
2 ай бұрын
ኣባት ግዜ ወላድኻ ዝድፈረሉ💔😥ጌታሆይ ልቦና ሃበና ተጣዑሱ ንካሕሳ የብቀዕዮ እዝ ሓውና😢😢
@TbletsHaftom-n8e
2 ай бұрын
ኡፍፍፍ አቦስ ክውቃዕ አቦ መምህር ፍቅር አቦ ዓንዲ ገዛ😢😢😢😢😢😢
@DfUf-ut9fi
2 ай бұрын
አባዋይ ምሕረተ ይወረድልኩም ፍጣር ዓይኑ ለባና ይሀቢ ፍጣር 😢😢
@Mashotube-i2v
2 ай бұрын
በስመኣብ ኣቦዋይ ፀላኢኩም የንባዕ 😭😭😭😭እግዚአቢሔር ሰነልብና ይዓድለሉ😭😭
@w2gala726
2 ай бұрын
ኣቦይ ማዓረይ ፀላኡኩም ይንባዕ😢😢
@እኖንወድንሓልዉኒቤዛ
2 ай бұрын
ዋይ ምስኪናይ ወላዲ።ፈትዩ ኣይኮነን ወቂዑኩም ጸላኢ ሰናዩ ዝጻበአኩም ዘሎ ኣብ ሞንጎኩም ኣቦና።
@fili9331
2 ай бұрын
ኣባይኩም ኣቦዋኒ😢 እቲ ዉላዶም እዉን ፈቱዩዶ ከይኮን ማይፆሎት ናብ ዓበይቲ ኣቦታት ኣብ ገዳዳም ዝርከቡ ዉሰዱዎ ኣምላክ ኣቦይ ካብ ኩፉእ ስራሕ ሰዉረና እግዚኦ😥
@angesomaraya5785
2 ай бұрын
እዋይ ኣቦይ መዓረይ እግዛኣቢሄር ምሕረት የውርድ!!!!!!
@marbayname
2 ай бұрын
እግዚአብሔር ካብ ፈተና ይሰውርና 🙏ልቦና ይሃብካ ሓወይ💔አበዋይ ማዓረይ😭😭😭😭
@YdgSheu
2 ай бұрын
ዋይ ሓመድ ትብለዐኒ 💔😭😭😭😭
@ara6934
2 ай бұрын
ኣየ ግዜ እንታይ ዓይነት ዘመን በጻሕና ውላዱኡ ዘየኽብር ትውልዲ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@aexum1597
2 ай бұрын
Medhynealem lubona yehabo, teslaekum yenbae aeboy mearey 💔💔💔😭😭😭😭
@bahtaleake5969
29 күн бұрын
Egziabher Amlak nezi nbat nab hogos ykeyrelkum
@astergerezgher
Ай бұрын
Broken ma💔💔💔💔💔💔
@MULEY12
2 ай бұрын
ዓሕ ፀላኢኩም ይንባዕ እህ
@buucsbb8535
2 ай бұрын
ዋይ በስመአብ አምላክ ሆይ ብምሕረትካ ጠምተና ልቦና ያሃበና ፈጣር አጀኩም አቦዋኒ 😢አደዋና አጀኩም ጸላእኩም ደም ይንባዕ ዋይ ልቦና ያቦ ዳኣም አሕናስ ካብ እግዚአበሔር ብጣዕም የና ርሕቅና ዘለና ንወላድካ አክብር ዝብል ቃል አምላክ ዘጉዑ ናብ ልቡ ይመልሱ ፈጣር 😢😢😓 ለለማ ባረካ ዝወጸአ አታ ሓወይ ንምታይማ በረካ ምስቶም ጀጋኑ ኮንካ ንጸላእ ናትታኮስካ ነብርካስ ተመስገን ብሰላም አትካስ ንወላድካ ግድ ንብዓቶም ትሕብስ መልስካ አብ ልዕል ቁስሎም ጮው ትንስንስ ብጣዕም ዳሕዝን ዩኡ 😢
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
2 ай бұрын
ኣይ ካብ ፈተና ይሓልወና ፈጣሪ ምንጪ ሓጎሶም እበር ሓዘኖም ኣይትግበረኒ ኡፍ ግዜ ዘይነስምዖ ዘየለ😢😢😢
@NshsKd
2 ай бұрын
ኣቦይ ማዓረይ ጸላእኩም ይንባዕ ኣይይ 😭😭😭
@merryorthodox2813
2 ай бұрын
ዋይ ጭካነ ወላዲኡ ከመይ ገይሩ ይወቅዕ 😢 ልቦና ይሃቦ ፈጣሪ ርጉም ውላድ ኣይሃብካ😢
@Fds543
2 ай бұрын
ፀላእኹም ይንባዕ ኣቦይ ማዓረይ 💔💔💔💔💔💔😢😢😢😢😢
@WdJv-vo3jb
2 ай бұрын
አበዋይ ፃላኢኩም ይንባዕ😢😢😢😢😢 ንሱከዓ ናይ ኢዱ አይስአን ❤❤❤❤
@Grmi-wr5lu7do5x
2 ай бұрын
ኣይ በስመኣብ እፍፍፍ ኣቦዋይ😢😢😢 እግዚኣቤሄር ኣምላክ ናብ ልቦኑኡ ይምለሶ💔
@Heje-m4i
2 ай бұрын
ኣባዋይ ሓመድ ትብለዐኒ ኣጀኩም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን😢😢😢😢😢🙏
@Eruna1993
2 ай бұрын
ኣቦየይ ኣነ ደም ክነብዓልኩም 😭😭ጸላኢኹም ይንባዕ ኣጆኹም 🙏🏼
@rozrooza1511
2 ай бұрын
ሓሚሙ እዮ ዝኮን ማጮሎት ተትወስድዎ ኣቦዋይ ማዓረይ ፀላኢኩም ይንባዕ😢
@GhGh-hr8hy
2 ай бұрын
እፍፍፍፍ አቦዋኒ ማዓረይ አምላክ ናይ ኢድካ ያሃብካ ፈጣሪ 😢😢😢😢
@BrahnDesta
2 ай бұрын
ዋይ በሰማአም😢😢😢😢💔💔💔💔😭😭😭
@FilmawitNatey
2 ай бұрын
ዊ ኣያወይ መዓረይ ኣባይኩም😭😭😭
@XDLOTER
2 ай бұрын
እግዚዎ ማህረነ ክርስቶስ እንዴት ካለ ዘመን ደረስን? ኣምላኬ የመጨረሻ ዘመን ደረስን 😢😢😢
@HMA354
2 ай бұрын
ኣየ ግዜ እንታይ ዓይነት ዘመን በጻሕና ወላዲኡ ዘየኽብር ትውልዲ 😢😢😢
@አለምአያለዉየገብሪኤልልጆ
2 ай бұрын
ዋይ አበዋይ ማዕርይ አይዙኩሙ መርግም አቦ ክቤድ እዮ😢😢😢❤❤❤
@SalamaUae-i5m
2 ай бұрын
ውይይይይ አቦዋይ ማዓረይ ፀላኢኻ ይንባዕ እፍፍፍፍ ኸመይ ዓይነት ትውልዲ ኢና በፂሕና💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭
@tirhasbirhan3065
2 ай бұрын
Aboy marey ajoka sleka ynbi aboy amrye 😢😢😢😢
@Sojoo-k5z
2 ай бұрын
በስምኣም ኣየዋን ኣብዛ ዘለኩም ካብ መሪገም ወለዲ ይሰዊረና ወለዲና ንኣና ከባፅሑ ወዞም ገለም😢😢😢😢😢
@fdg761
2 ай бұрын
እግዚአብሔር ልቦና ይሃብኻ ሓወይ ኣሕ ኣይ ወላዲ 😥😥😥😥😥😥😥
@زيتونهه-ك4و
2 ай бұрын
😢😢😢😢😢ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ኣቦዋይ ማዓረይ ኣረ እዛ ግዜ እንታይ ግዜ ኢና በፅሕና
33:31
ጉድ ናይ ስነጥበባውያን/ ንሓገዝ ብገንዘብ/ ንእሰያስ ሃለቓ/ውፉይ ኪሮስ ይቓለሱ/ ንስኩም ብክዳን ትበኣሱ
Neshnesh Tv
Рет қаралды 6 М.
25:29
#ትርፊ እዩ #ሽመይ #በይነይ#ተሪፈ 8ተ ደቅና ናብ ምግዳል ወፊሮም ቶም 4ተ ተሰዊኦም ሎሚ ኣብ መረባ በይንትና ተሪፍና
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 26 М.
00:38
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
ГЛЕНТ
Рет қаралды 2,4 МЛН
00:33
⚡Токаев ШОКИРОВАЛ Кремль! РАЗМАЗАЛ заявлением Путина #shorts
24 Канал
Рет қаралды 941 М.
00:21
Chain Game Strong ⛓️
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
00:15
So Cute 🥰 who is better?
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
15:03
#ዝሞተ_ሰብ_ክትንስእ ሎሚ ኢና ራኢና ኣይብሉን እዞም ህጻዉንቲ ብኣንደበቶም ትግረም ወልዲ ዘይብሎም 6ተ ቆልዑ እዮም
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 55 М.
25:54
#እንዳቦይ #ቀሺ #ኣስመላሽ 12ተ ውላድ ወሊድና ካብ ምርኣይ ዝኣብየና 8ተ ዓመትና ሓድ ካብ ትዝተረፈ ውላድ ድማ ምንባር ከሊኡና
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 64 М.
31:53
🛑ዝተደብረኹ ሰብ እየ
Maggy Show
Рет қаралды 60 М.
1:18:05
"ብህይወት ከሎ ፍትሓት ዝተገበረሉ ምሩኽ!"
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 44 М.
48:00
EMNA ድሕሪ ሰለስተ ቕነ ሞት፡ ካብ መቓብር ወጺኡ ዝተስአ ተኣምራታዊ ተጋዳላይ ወዲ ዘርአ ERITREAN HISTORY AND CULTURE
EMNA ENTERTAINMENT
Рет қаралды 46 М.
21:30
ረኣዩ በሉ ውፉይ ምስ ኪሮስ ጥቓ ኤርትራ/ ከደት ከደት ብርጌድና ከምዚኣ እናበለት ዓሰብ ቐረበት ኣተወት
Neshnesh Tv
Рет қаралды 61 М.
29:15
#ቢንያም #ወዲ #ማይ_ቅንጣል ኣብ ማይ ጸሎት ዘለዎ ኩነታት
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 45 М.
32:36
ብወለዲ ምምርዓው ይበልፅ ፡ #amazing lovestory #wedding
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 27 М.
55:30
"ኤርትራውያን አብ ፀገምና አይተፈለዩናን!"
Nile Media ናይል ሚድያ
Рет қаралды 20 М.
46:35
"ክዝፍዝፎም ዶ " ተረኪቡ ወፍሪ ኣሉላ ፡ ጀነራል ሸሪፎ ምስ ድሽቃ ፡ ኣብ 4ተ ሰዓት 1200 ቁንቡላ ተደርብዩና ተኩስ 👉 ተጋ ኣፈወርቅ 0962607850
Desta ደስታ Show
Рет қаралды 22 М.
00:38
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
ГЛЕНТ
Рет қаралды 2,4 МЛН