ውልቃዊ ብራንድና ከመይ ጌርና ንሃንጽ|| how to build a self branding||

  Рет қаралды 598

ማይ ሎሚን entertainments

ማይ ሎሚን entertainments

Күн бұрын

Пікірлер: 32
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube 7 ай бұрын
ንዓካ ክርኢ ከለኪ ናይ ጥንካረ መንፈስ ይስማዓኒ😅 ብሓቂ ማለት ጠንካር ክኮን አየ ንነብሰይ ዘተባብዓ ኣሰር እቲ ምክርካ ንክከድ ጻዕሪ ክገብር ኣብ ውሽጠይ ይስኣለኒ እና የቀንየልና ብሉጽ ሓወይ ኣዝየ እየ ዝፈትወካን ዘክብረካን ናይ ዘመና ጠንካራ ሓው ኢኻ ቀጽለሉ🥰🙏❤
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ ሓፍተይ ❤👍💪🙏🙏
@موسىالامير-ي1غ
@موسىالامير-ي1غ 7 ай бұрын
ዓርሰ እምነት ይስመዐኒ ከሉ ጌዜ እየ ዝከታተለካ ቀፅለሉ ክብር ሓወይ ኩሉ ካማካ እንተትከውን ክንደይ ምተለወጥና የቀንየልና
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
የቐንየለይ ብልቢ እየ ዘመስግን 🙏❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 4 ай бұрын
ሓወይ❤❤ መጠንከርየይ ክፈትወካ ኮ ብሩኮይ❤
@MengsOkbay
@MengsOkbay 7 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
🙏❤
@AblelAblel-qj3rr
@AblelAblel-qj3rr 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
💪❤👍🙏
@YobielOkube-j7j
@YobielOkube-j7j 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
❤🙏
@dgvh7060
@dgvh7060 7 ай бұрын
Thank you alikey❤
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
🙏❤
@ZakiHopemarry
@ZakiHopemarry 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ ክቡር ሓው ሓንቲ መደብ ብዛዕባ ነብሰ ግትኣት እንተ ተቕርብ ጽቡቕ ኔሩ እዚ ክንብል ከለና መደብ ኣውጺእካስ በቲ ዝመደብካዮ መደብ ከመይ ጌርካ ትኸይድ ከመይ ጌርካ ነብስኻ ትመልኽ Thank you❤❤❤❤
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
እሺ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ። የቐንየልና 👍🙏 ኣብ ቀጻሊ ከቕርባ ክፍትን እየ። 🙏👍❤💪
@genet3442
@genet3442 7 ай бұрын
ፈትየዮ ሓሳብካ ማዓረይ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ደሰ ዝብል❤
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
🙏❤
@genet3442
@genet3442 7 ай бұрын
ግን ብራዝረይ ኣንቲ ሕቶ ከሓተካ ኣነሲ ኣብ ሰደት እየ ዝነብር ግን ሰብ ብጣዕሚ እየ ዝኣምን ነይረ ሐዚ ግን ኩሉ እንተሓገዝኩወሰ ይርሕቀኒ ሓገዝ ሱቅ እንተለ ግን ኩሉ ሰብ ይፈትየኒ ዝኣመንከዎ ሰብ ኩሉ እዩ ዝጠልመኒ ንምንታይ ግን ኣነ ሐዚ ኩሉ ገዲፈዮ እየ ዝለኩ ንሰድራይ ብቻ እየ ዝሕግዝ ካሊእ ሰብሲ ብተግባሩ ፀሊአዮ እየ ቤተስብ ዝበሃል ግን ፁቡቅ ኣይፈትየለይ ብዝከነ ኩሉ ዝጠልመኒ እምነት ዝበሃል ይብለይ ምሰብ ብምንይ ኪምልሶ እምነተይ እሲቲ ገለ በለኒ ዝፈትወካ ሓወይ❤
@maazuyetewahdolj4257
@maazuyetewahdolj4257 7 ай бұрын
🙋‍♀️welcome ኣሌክስ ሓው እንኻዕ ሰላም መፃካ"💜🤙ሰጉም
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
የቐንየለይ ❤🙏
@AdasAngosom
@AdasAngosom 7 ай бұрын
ሰላም ኣለኪስ ሓወይ :ለዉጢ :ዓወት :ይክእለ በል ኣነ ከምዙይ እየ ኣረእያ ናተይ ኣበካ🫶 ቀጽሎ🤝
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
የቀንየለይ 🙏🙏💪💪💪✊✊✊❤
@Mera-xo3xp
@Mera-xo3xp 7 ай бұрын
💓💓💓💓💓💓💓🕊️🕊️🕊️🕊️❤❤❤❤❤❤
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
❤🙏
@mornmmm8574
@mornmmm8574 7 ай бұрын
ኣሌክሰ ክሪአካ ከለኩ ዋው..ኢለ ብተሰፋ እየ ዝለዓዓል ኣብ ዩቱብ ኣትየ ቪድዮታትካ ብላዕሊ ክረክቦ ከለኩ ደሰሰሰ እዩ ዝብለኒ ኩቡረይ❤ ንቡዙሓት ትጠቅም ኣለካ እካ ቀፅለሉ👍🙏
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ thank you 💪💪🙏❤❤
@mornmmm8574
@mornmmm8574 7 ай бұрын
@@Maylominentertainment 💞
@mornmmm8574
@mornmmm8574 7 ай бұрын
እትህበና ምክርታት ኩሉ ብጣዕሚ ደሰ ኢሉኒ እየ ዘዳምፆ ሓድሸ ተሰፋ'ውን ብውሸጠይ ይሰመዓኒ ግን እቲ ሰምዒት ንሱ ኣብ ውሸጠይ ኣይድንጉን ቶሎ ናብ ዝነበርኩዎ ድብርቲ ወይ ጭንቀት ይምለሰ እንታይ ክገብር ኣለኒ ርድአኒ ሓወይ🙏🙏🙏
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
ኣብ ቀፃሊ ቪድዮ ከዳልው እየ 👍🙏
@mornmmm8574
@mornmmm8574 7 ай бұрын
@@Maylominentertainmentእሺ ኩቡር ሓወይ እግዚኣብሔር የክብረለይ🙏🙏🙏❤
@mazenceil6592
@mazenceil6592 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Maylominentertainment
@Maylominentertainment 7 ай бұрын
❤🙏
7 ሕግታት ናይ ህይወት ምፍላጥ | Tigrignamotivation
11:30
ማይ ሎሚን entertainments
Рет қаралды 1,2 М.
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
ክሳብ መወዳእታ ምቕያር || change #tigrignamotivation
9:34
ማይ ሎሚን entertainments
Рет қаралды 1 М.
🦅#ማይ_ዝሑል_ንግሆ ንግሆ🙏🧠
21:35
Dr Afewerki ራኢ
Рет қаралды 31 М.
ተስፋን እምነትን || ቁርሲ ዓወት|TigrignaMotivation EP17
10:31
ማይ ሎሚን entertainments
Рет қаралды 608
СИНИЙ ИНЕЙ УЖЕ ВЫШЕЛ!❄️
01:01
DO$HIK
Рет қаралды 3,3 МЛН