KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ወንጭፍ 7ይ ክፋል ( ቤቲ ሃይላይ - ለምለም ዓይነይ - ትሕሽ ) Wenchif Tigrigna comedy drama Part 7 | Lemin
30:58
ውዕሎና ምስ ገባር ብዝበልናዮ መሰረት ውዕሎና እዙይ ይመስል ክሳብ መጨረሻ ረአይዎ ሸር ላይክ ሳብስክራይብ እውን አይትረስዑ ?
11:45
GIANT Gummy Worm #shorts
0:42
Короче говоря Алинка Малинка ест сладости #shorts
0:22
Вопрос Ребром - Джиган
43:52
Устроился на работу в БАНЮ, а тут призраки какие-то..
1:2:39
ወንጭፍ 6ይ ክፋል ( ቤቲ ሃይላይ - ለምለም ዓይነይ - ትሕሽ ) Wenchif Tigrigna comedy drama Part 6 | Lemin Films
Рет қаралды 85,808
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 74 М.
LEMIN MEDIA
Күн бұрын
Пікірлер: 229
@ወይኩንፈቃዲከ
4 жыл бұрын
ባእታ ማርያም አደና ካብ ገፀ መሬት ትግራይ አንበጣ ተጥፈአልና አሜን በሉ ተጋሩ ሽኮራት🙏
@ጓልስሓርቲለምለምግጀት
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@aesugaltewahdo5132
4 жыл бұрын
Amen amennnnnn
@urfehjjurcs978
4 жыл бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን
@ngfgfhfh412
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏
@shimoy4984
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@aesugaltewahdo5132
4 жыл бұрын
ተጋሩ በጃኩም ምህልላ ግበሩ በጃኩም ፆሎት የድልያ አሎ ሃገርና አሕሕሕ ስደት ረሳሕ ወገን አሎ ወገን ዝሳአነ 😭😭😭⛪😭👈
@gdfd5905
4 жыл бұрын
እወ እወ
@emnet93
4 жыл бұрын
Bhaki mearey
@سمراسمرا-ي9د
4 жыл бұрын
bahkie abzalanyu nsalye
@gccfgh823
4 жыл бұрын
ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ አብ ሰድት ዘለዎ ወገናት😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@daniya4773
4 жыл бұрын
እግዝኣብሄር ካብ መከራን ስጋን ነብስን ይምሓረና ሃገርና ህዝብና ሰላም የውርደልና ኣሕዋተይ አሜን በሉ ደቅ ተዋህዶ
@ኤልሳጓልትግራይ
4 жыл бұрын
Amen
@gccfgh823
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@lemigaultigray6335
3 жыл бұрын
Amen amen amen maery
@frefre6220
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ደብሪፅጀግናወዲትግራይ
4 жыл бұрын
ናይ ጉዑሽ አድናቂት እየ ከምዙ ከማይ እትፍትይዎ ላይክ ግጨውና ክልተ ሓደ ከ ዳአ ናበይ አቢልኩምዎ ድዩስ ተወዲአ እዩ
@Salamsalam-mq6ol
4 жыл бұрын
😘😘😘😘
@qqqqqqyw343
4 жыл бұрын
Kkkk ktsewi eye ktsewi eye
@lemigaultigray6335
3 жыл бұрын
Ane nay kuloem adnkeiet eya 👍👍👍👍
@دوديدودي-ز7ز
4 жыл бұрын
ፅብቅ.ስራሕ.ቀፅልሉ.እሕዋተይ.ማዓረይ ትግራይ.ዓደይ.ሰስንለይ.ትግራይ.ፃዕዲ እናሓደረት.ጀጋኑ.ትወልድ
@amenamen3751
4 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም ፍትዋተይ ካብዚ ወርድና ዘሎ ዕሰለ ኣምበጣ ፈጣሪ ይምሓረና
@amiylove5726
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
ኣሜን መዓረይ 😍🙏 ሰላም🖐አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ሓጉዝኒ የቀንየለይ🙏💕 😍 kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@ኾኾብዕባይዓጋመ
4 жыл бұрын
ለምለም ዓይነይ ዝፈትወኪ ናተይ
@ኣሉጎልትግራይ
4 жыл бұрын
ለምለ ዓይነይ መቀረት
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
ሰላም🖐አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ🙏💕 😍 kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@Ak-hs5qt
4 жыл бұрын
ፍትሒ ኣብ ስዑዲ ዓረብ እስቤት ዝሳቀዩ ዘለው ኣሕዋትና 😭😭😭😭
@ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
4 жыл бұрын
ዋውውው❤❤💕💕💚💚💗💖💖ብጣዕሚ ፅብቅቲ ቀፅልሉ❤❤🌻🌻🌻💕💚💚💗💖💓💙💙💔💔🌷🌷💙💗💖💚💕❤🌻💔💓
@yut9623
4 жыл бұрын
እንካዓ ብሰለም መፃአኩም ንፍቅ አብለኩም ቀኒየ soቀፅልሉ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ሽካር💪💪❤❤❤
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
4 жыл бұрын
ፅብቅቲ እያ ለምለም ዓይነይ ዘላቶማ ክምቅር
@gualaragure8784
4 жыл бұрын
ቆንጆ እዩ እዚ አቦ ንኡሰይ ትብሎ ዘላ ቤቲ ደቢሩ የመና ግዘ አይተሃብዎ ንለምለም ዓይነይ ብዙሕ ግዘ ሃብዎም
@ylgj3645
4 жыл бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ፅቡቅ ግን እቲ ክራር ዝሃርምሲ አይተጥፍኡልናደ ዳኢ
@ክብረቴይናቴይ
4 жыл бұрын
Esey tegaru shkorrr des bhali ድምፂ ንኣብ ሱኡዲ ዘለው ኣህውትና።
@SandeepSingh-lc6dq
4 жыл бұрын
ፍትውትው
@ዓባይሃገረትግራይናይፍቅሪ
4 жыл бұрын
ዋይ እንግሊዝ ብእግራ ኸይዳ ክክክክክ
@ተሜጓልፅምብላ
4 жыл бұрын
ብርእሳ እንበር
@tgakterentertainment3855
4 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሓን ሞፃኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ 🇨🇳🇨🇳😘😘
@GgGg-eq7ov
4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት
@LoveYou-xb9hi
4 жыл бұрын
ነዛ ጽሕፊት ተንብባ ዘለካ ዒይኒ ጸላኢካ ይደፊን ሰላምን ጥዕናን ነዓካ ይኩን ዝረገጺካዮ ለምለም ዝተዛረብካዮ ቀለም ይኩነልካ ኣብ ስደት ዘለኩም ክዓ ስደትኩም የሕፅሮ ዩቱብ ኣለኒ ሞ ዛ ሽመይ ብምንካእ Subscribe ግበሩኒ
@amenamen3751
4 жыл бұрын
ኣሜን ዝያዳይ
@bbdvdwbdb7060
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@ጓልስሓርቲለምለምግጀት
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@gshdvxbx7756
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሑቡዋ💘💘💘💘💘
@merigaltgray7771
4 жыл бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ የሕዋተይ ደቂ ዓደይ መዓረይ ንሕና ብሃንቀውታ ኢና ንፅበየኩም ዘለና ስለዚ ኣብ ሳዓቱ ስደድልና
@Mebrihit-x6p
4 жыл бұрын
ስላምኩም የብዛሓዮ ደቂ ዓደይ ካመይ ቀኒኩም ጊን ጠፊእኩምና ቃኒኩም ማዓልትኩም እባ ፍሉይ ግበርዎ ንምክትታል ክምችው ዶም ኣምላክ ስላም የውርደልና ንትግራይ ዓደይ ነዞም ኣብ ችግርን ፀባባን ዘለው ወገናትና እውን መዋፃፂ ይፍጠረሎም ኣምላክ
@የልኡልሸጋእናትየልኡልሸጋ
4 жыл бұрын
ትኩረት ለገበሬ
@እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
4 жыл бұрын
ዋው ለምለም እይነይ የይቅርታ ሰው ሁኝ አትናደጂ ተሎ እንዳታረጂ
@danitigray6813
4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ዓደይ እግዝአብሔር ኣንበጣ ካብ መሬት ዓድና የጥፈአልና ኮላይ ቤተሰብ ንኩን ሳብስክራይብ ግበሩኒ
@سمراسمرا-ي9د
4 жыл бұрын
Amne amne amne
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
ኣሜን🙏 ገይረልካ ኣለኩ ንስክለ kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
@@سمراسمرا-ي9د ሰላም🖐አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ሓጉዝኒ የቀንየለይ🙏💕 😍 kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@danitigray6813
4 жыл бұрын
@@mesobTigray03 አነ እዉን ልቅሐይ መሊሰ ኣለኩ የቀንየለይ ከዓ
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
@@danitigray6813 🙏😍
@ሳምራዊህይወተይ-ወ4ቸ
4 жыл бұрын
መስሓቅቲ ዝኮንኩም ሙቁራት 💞
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
ሰላም🖐አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ🙏💕 😍 kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@Adonay_Dvora143
4 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ኣጆኹም ቀፅሉሉ ደቂ ዓባይ ትግራይ❤❤❤❤❤
@atrryterf7565
4 жыл бұрын
ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን፡ፈጣሪ
@Keeulee2305ke
2 жыл бұрын
The ony reason I'm watching this because of ለምለም አይነይ (ፅጌ ገ/ሒወት)
@sameralibis6724
2 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሓላላት😍😍😍😍😍😍😍
@LamlmLamlm-hn4cf
11 ай бұрын
አቢየት ለምለም ዓይነይ አያ ዘብራአብርኩ ኑዑ ሰበትኩም ሒዙ❤❤❤
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ መዓረይ ኮሮናን አምበጣን ዘጥፍእ ምሕረት የውርደልና አምላኽ
@ሰላምጓልዞምጀጋኑሰብስረሰ
4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሽኮሪናታት
@gyvcfyygfdtiv7365
2 жыл бұрын
ደስ ክብል🥰🥰
@mlatmizen8917
4 жыл бұрын
እንካዕ ብደሓን መፃኩም ተናፈቅቲ
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
ሰላም🖐አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ🙏💕 😍 kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@ሽምኪጥዑምእዩማርያመይ
4 жыл бұрын
ትግሁ ወፀልዩ 🙏😢
@albadralbadr3119
4 жыл бұрын
ቐፅሉሉ ጎቦዛት
@ksugalmekelle6356
4 жыл бұрын
ፁቡቃት ፍጥረት🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
ሰላም🖐አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ🙏💕 😍 kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@sani6513
2 жыл бұрын
😍😍😍😄😄😄😂😂😃ደስ በሃሎቲ ደቂ ዓደይ መዓረይi miss you🙏💕
@berihuheshe4152
4 жыл бұрын
ቀፅልሉ
@የቻንአፍቅሮነኝ
4 жыл бұрын
ማርች🥰🥰🥰😘😍😍❤❤😍😘🥰💐🥰🥰🥰🥰
@ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
4 жыл бұрын
እዋይ ዛሰብኣይ መጠቓ ፈረንጂ😀😀😀😀😀
@ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና
4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክ ደስ ክብሉ
@ሄሪጓልውቅሮ
3 жыл бұрын
ተመሰገን አምላክይ
@ushshshzyshshah2229
4 жыл бұрын
ኣየ እወ ወደይ ኩሉ ወዲ ትሻዓንተ ወርሒ እሞ ድኣ ደቂ ሓደ ደቂ ኣዳምን ሂዋንን ግን ድማ ክንደይ ሰብ ዋጣ ባርያ ጠቢብ እናተብሃለ መን እሞ ካብ ዝፈትዮ ሰብ ዘይተፈላለየ ደራሲ ብዚ ጭቁን ህዝቢ ተገዲስካ ኽሉ ሰብ ወዲ 9 ወርሒ ወዲ ኣዳምን ሂዋንን እዩ ኢልኻ ብምድራስካ ተየመስገንኩኻ ኣይተርፍን
@samitigray4537
4 жыл бұрын
ነዛ ፅሑፍ ተንብብ ዘለካ ብር ክተብል ተሓጎስ ፀላእ ዓይንካ ይደፈን ፍቅርን ስኒትን ይምለኣዮ ቤትካ/ኪ subscribe ግጨውኒ የቀንየለይ። ትሐሸይ ዝፈትው
@gccfgh823
4 жыл бұрын
ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ አብ ሰድት ዘለዎ ወገናት😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@lloveyou1210
4 жыл бұрын
ዌል ተጋሩዋይ❤
@robelmulugeta6798
4 жыл бұрын
Aze sebay sehqa qatilni
@smeiahhatem1652
4 жыл бұрын
በጃኩም ድምፂ ኣብ ሱዑዲ ዘለዎ ወገናት
@gccfgh823
4 жыл бұрын
በጃኩም ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሒ አብ ሰድት ዘለዎ ወገናት😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@ሚካኤልኣቦይሓደራካ
4 жыл бұрын
ክትጥዕም ዛ ድራማ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
ኣሜን ሰላም🖐አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ🙏💕 😍 kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@ሜሪጓልኣክሱምፅዬን
4 жыл бұрын
Tegaru bejakum mhlla gberu
@ኣስቱጓልቶምጀጋኑትግራይን
4 жыл бұрын
መጠንቃ ፈንጂ 😁😁😁😁😁
@fjz1093
4 жыл бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃኣካትኩም ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
ሰላም🖐አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ🙏💕 😍 kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@mihreteababraha7889
4 жыл бұрын
Wellcam lemlem qschin
@ፍቕሪእዩጡዑም
4 жыл бұрын
Nafiqekum eko qenye muqurat
@rahelrahel8397
4 жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃኩም ተናፈቅቲ ደቅዓደይ መዓረይ ፃድቃነይ ክሳብ ብሓቂ ዝመስለኒ እዩ ተሰሚዕኒ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ እኩም ትሰርሕዋለኩም ።
@kahsay3687
4 жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃኩም
@نوافالعتيبي-ل7ط2م
4 жыл бұрын
እንኾዕ ብሰላም መጻእኩም ቆናጅ
@ትንሳኤትግራይ
4 жыл бұрын
ሙቁራተይ ፍትዉዉዉዉ👉❤💋
@tqtldavid8074
4 жыл бұрын
ህዝብና ብአንበጣን ብችግርን ተቸግርሎ ሓውኹም ካአ ብፍቕር ተቸግረ ሰበይተይ ብዕርክነት እንከለና ብማሓዛአ ዝነበር ወድ ብቕርሽ ተታልላ አብዝባነይ ሓደግዜ ተራኽባቶ ሹዑ ደፍሩን እዩ ፎትየ አይኮንኩን እላ ቡዙሕ በኽያ ተዓርቕና ን6 አዋርሕ ብፍቕር ነብርና ቡዙሕ ፈተነታት ፈትነያ ብዛይካ እዝናይመጀመርታ ሽግር አይረኸብኩላን ድሕር6 ወርሕ ሓዳር ገብርና ፍቕር በርትዑንእምበር ሙሉእ ንሙሉእ ደስተኛ አይነበርኩን ፍቕረይ ምስጨረስኩ ግደታ ክንፈላለ አለና ብለይሓስብ ንይረ ብድሕረኡ ጥንስ ይመፅእ ቆልዓ ይውለድ ብዝሐዝሳዓት ጭንቕ ኡሉን ታይ ትመኽሩን ንሳ ብቕርሽ ከለቀሐክ ብዝብል ምኽንያት ተታልላ አበገዛ ዓፅዩ ከምዝደፈራ እያ ትነግረን አነኻዓ ፎትኽ እኽ ይብላነይረ ምኽርኹም ለጉሱለይ ብናይ ባዕልኹም ህይወት ተትኾን ታይ ምገበርኩም ካብሽዑ ጀምረ ክሳብ ሐዝ ሙሉእ ንሙሉእ ያአምና እየ ግን ብናይ መጀመርታ ገጋ ውሽጠ ክረጋጋዕ አይኻአለን
@gsggsgsg6797
4 жыл бұрын
ሂወት ፈተና ከምዞሎ እካ እንተኮነ ግን ፍቅሪ ሰለ ዝኮነ ብናይ ባዕልካ ሕልና ምዉሳን እየ አቲ ዝበለፀ ምክንያቱ ከም ዘይየናሰሐካ ክልተ ጊዜ ሓሲብካ ትዉስን ኩቡር ሓወይ ብዝተረፈ አብ ዉላድ እንድሕር በፂ ሕኩም ፍቅሪ እንተሊእኩም እምነት እንተሊእካ ዘይ ጋገ የለይ ሰለዚ ፈጣሪ ሕድገት ገበሩ እየ ዝበል ነብሲ ቀቲልካካ ይቅርታ ይሕተት እየ ሰለዚ ምእንተዉላድካ ኢልካ ንድሕሪ ሐዚ ብቻ እምነት ይሃሊኩም እንበር ይቅረ ግበረላ ኩቡር ሓወይ ሶሪ ብዝበለፅ ብሕልናካ ተገዛእ💔
@tqtldavid8074
4 жыл бұрын
@@gsggsgsg6797 የቐንየለይ ሓወይ/ሓፍተይ እምንትስ ብቡዙሕ ፈትነያ እየ አይደልየክን ከይትጠንስ እናበልክዋ ጠንሳ ብጣዕም እየዝፈትዋ ቡዙሕ ሽግር ተኻፍላትን ነገርግን ውሽጠይ ሕማቕ ይሓስብ ስለምኽርኻ የመስግን ከብ ብሕትኻ ዝመኸርካዬስ ምስአሕዋትካ ይሓይሽ እለእየ።
@gsggsgsg6797
4 жыл бұрын
@@tqtldavid8074 አይዞካ ካብ ሕሉፍ ዘክር ልብካ ዝአዘዘካ ደማ ወስን ዉሽጥካ ንዛ ናይ ሓንቲ ማዓልቲ ጌጋ ዘይኮነትስ ንቀፃሊ ዕጫካ ጠምት ምስ ይቅሬታ ካባካ ለቢመ ዘይኮንኩስ ከም ሓበሬታ አየ ንልብካ አድምፅ አምለክ ይሓግዝካ ንቁኑዕ መንገዲ ይምራሕካ ኩቡር ሓወይ ዶማ ጓል እየ
@sabasaba1323
4 жыл бұрын
Tqtl.. hawoy natey zeygage seb yelen emo Ykre gberela Aytkasaseru...Aytwuledi enabelkaya entewelda dima Zeywudaei. fkri alewa malet eyu.....bzheshe libka teketel.....
@gualaragure8784
4 жыл бұрын
ዘይጋገ የለን ይቅረ ግበረላ ካብዚ ናብዚ ፅቡቅ ሂወት ክትነብሩ ኢኩም እዙ ቆልዓ ከዓ ናይ ባዕሉ ዕድል ሒዙ እዩ ዝውለድ ከጆካ ውላድ ፀጋ እዩ
@gualaragure8784
4 жыл бұрын
ጉዕሽ ክፈትዎ ምስ ሰበይቱ
@merawitadgudem7497
4 жыл бұрын
ዋላ አነ
@teklayteame9575
4 жыл бұрын
ለምለም ምቅርቲ
@بوبهمنصور
4 жыл бұрын
ብእግሊሲ ዚዛረበ ቆሎዓ ደብሩናኮ
@mussiemehari5482
4 жыл бұрын
Good job
@lauradavidson3630
4 жыл бұрын
God bless you all
@berhanegaletigray264
4 жыл бұрын
Helani (beti)mekerit fitirate
@muleman2203
4 жыл бұрын
Ere 2 hade likekelina wayyy bihankewuta ko tok elina
@ኣሉጎልትግራይ
4 жыл бұрын
well Came
@ghxxccwwwee9590
4 жыл бұрын
dekiy Tegray marte😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤
@FgDgh-c5t
Жыл бұрын
ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤
@negasitesfaye9978
4 жыл бұрын
des behalti mearate!!!!!!!!
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
ሰላም🖐አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ🙏💕 😍 kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@makdazebinok6789
4 жыл бұрын
Hailemchaal eti eidka etgebro zeleka tsbuk aikonen emo tnkake gberelu
@semharbelay4935
4 жыл бұрын
Keyh bahri feresna ms Astena 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 Anbetakum Belu abarru Tegaru 🤣🤣🤣. Eritrea n Eritrawyan eya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
@rahwarahwa7436
4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ሽኮራት እንካዕ ዳሓን መፃኩም
@ኣምላኸይረደአንካማዓምቁሓ
Жыл бұрын
ኣጀኹሙ ተጋሪዋይ
@nevergiveup3251
4 жыл бұрын
ክክክክክክክ መጠቃ ፈረንጂ
@የልኡልሸጋእናትየልኡልሸጋ
4 жыл бұрын
እንኳን በሰላም መጣቹሁ እምወዳቹሁ
@goodlack927
2 жыл бұрын
እንየካ መጠቃ ፈረንጂ ያ😂😂😂
@binihabeshawi1054
4 жыл бұрын
ደስ ትብል ድራማ እያ ግን እቲ እንግሊዝ ዝዛረብ ወዲ ይፅይቃ ኣሎ ተዝተርፍ ተመራፂ ይመስለኒ
@ንግስት-ፐ8ለ
4 жыл бұрын
ደቂ ትግርይ 😍😍😍😍😍
@borhans6448
4 жыл бұрын
.ድምፂ.አስተካኩሉ
@አይሚስዩማሚ
4 жыл бұрын
ዋዉ
@gcbx1045
4 жыл бұрын
Mekraty
@user-xq3ep3tu1k
4 жыл бұрын
ደቅ ኣደይ ከመይ ቀኒኩም ሰብ ይሳቀ ኣሎ ግን የለን ኣቤት ሰብ ኣሕሕሕሕሰ
@Th-ze8nm
4 жыл бұрын
ማሮች
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
ሰላም🖐አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ🙏💕 😍 kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@GhBj-l3j
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@efikonjozkonedmtsialeka3796
4 жыл бұрын
😀😀😀😀😀👍👍👍👍👍
@abebafisum
Жыл бұрын
❤️❤️
@Kiros-ew1mm
4 жыл бұрын
Enda wenchi nay dimtsi chigr alo beyzakum astekakilu
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
ሰላም🖐አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ🙏💕 😍 kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@dfrr5459
4 жыл бұрын
Mekkuratey
@zainabzainab6960
2 жыл бұрын
💛❤💛❤💛❤
@selamSelam33-ll1bs
Жыл бұрын
እዋይይይይይይይ ሸጣን ቀትሪ ኢልካውን ዶ ይፅረፍ አታዮ
@dfrr5459
4 жыл бұрын
😃😃😃😃
@mesobTigray03
4 жыл бұрын
ሰላም🖐አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም: ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሊንኩ ተፅዒንኩም ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን የቀንየለይ🙏💕 😍 kzbin.info/www/bejne/pHTXpH6ViLNkaqs
@lemigaultigray6335
3 жыл бұрын
💘💘💘💘❤❤❤❤
@kubromeyob1919
2 жыл бұрын
Ahh
@semeretiso6177
4 жыл бұрын
ሓሳዊ ትግራዋይ
@ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና
4 жыл бұрын
እስከ መሓል ዓርኪ ኢሳያስ ናይ ሰይጣን ኣገልጋሊ
@hamelmalmehari2129
4 жыл бұрын
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😍😍😍
@albasdralbadr7251
4 жыл бұрын
💛❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@zufanhadush3615
4 жыл бұрын
ጉሽ ሽኮር
@zemayared1025
4 жыл бұрын
ላይክ ሼር ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ ኣሕዋት kzbin.info/www/bejne/g5KrYquQiLKdZsk
@Keeulee2305ke
2 жыл бұрын
ለምለም ዓይነይ ሽኮር i love you will you marry me ? 🙏🙏🙏
@Keeulee2305ke
2 жыл бұрын
ሲያስጠላ በግድ ሳቁ !!
@gfugufyfuf8409
4 жыл бұрын
መጀመርታ እንካዕ ብሰላም መፃእኩም እና እዚ ግዜ ግዜ ምህልላ እዩ እና ተማህለሉ
@albasdralbadr7251
4 жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌳🌴🌴🌴🍂
30:58
ወንጭፍ 7ይ ክፋል ( ቤቲ ሃይላይ - ለምለም ዓይነይ - ትሕሽ ) Wenchif Tigrigna comedy drama Part 7 | Lemin
LEMIN MEDIA
Рет қаралды 170 М.
11:45
ውዕሎና ምስ ገባር ብዝበልናዮ መሰረት ውዕሎና እዙይ ይመስል ክሳብ መጨረሻ ረአይዎ ሸር ላይክ ሳብስክራይብ እውን አይትረስዑ ?
Rewina tube ረዊና ዩቱብ 11
Рет қаралды 597
0:42
GIANT Gummy Worm #shorts
Mr DegrEE
Рет қаралды 152 МЛН
0:22
Короче говоря Алинка Малинка ест сладости #shorts
Alinka Malinka Tv
Рет қаралды 18 МЛН
43:52
Вопрос Ребром - Джиган
Gazgolder
Рет қаралды 3,8 МЛН
1:2:39
Устроился на работу в БАНЮ, а тут призраки какие-то..
TheBrianMaps
Рет қаралды 3,1 МЛН
8:23
🛑 ኢሳያስ መልሲ ሂቡ/ አብ አስመራ ናይ ትግራይ ባንዴራ
Mera Tube
Рет қаралды 961
34:46
ሐረግ ( ክፍል 14)
ለዛ
Рет қаралды 36 М.
32:43
GIZE LEKULU PART 6 | ግዜ ለኩሉ ክፋል 6
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 47 М.
31:11
kilite hade part 1 comedy lemin films
LEMIN MEDIA
Рет қаралды 248 М.
15:13
🔥ይርጋ🔥 ባህላዊ ትግርኛ ደርፊ #tigrignamusic #ethiopia #habesha #foryou #music #video #subscribe
Melosam (ሜሎሳም) Records
Рет қаралды 10 М.
29:01
ለቱ - ሓዱሽ ናይ ትግርኛ ድራማ | Letu - Tigrigna Comedy Drama 2020
Lele Entertainment
Рет қаралды 114 М.
23:51
ክልተ ሓደ 11ይ ክፋል - Klte Hade Part 11 - Tigrigna Comedy | Klte Hade Films | 2024
Klte Hade Films ኽልተ ሓደ ፊልምስ
Рет қаралды 15 М.
21:53
ወንጭፍ 3ይ ክፋል ( ቤቲ ሃይላይ - ለምለም ዓይነይ - ትሕሽ ) Wenchif Tigrigna comedy drama Part 3 | Lemin Films
LEMIN MEDIA
Рет қаралды 92 М.
24:32
ክልተ ሓደ 10ይ ክፋል - Klte Hade Part 10 - Tigrigna Comedy | Klte Hade Films | 2024
Klte Hade Films ኽልተ ሓደ ፊልምስ
Рет қаралды 22 М.
22:00
ወንጭፍ - ተኸታታሊ ድራማ 2ይ ምዕራፍ , 3ይ ክፋል 2015 | Wenchif Series Drama Season 2, Episode 3 2023
Suzan Cinema
Рет қаралды 15 М.
0:42
GIANT Gummy Worm #shorts
Mr DegrEE
Рет қаралды 152 МЛН