KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ኣንጻር ጾታዊ ዕርክነት ኣብ መንፈሳዊ ሂወት--ቃለ መሕተት ምስ ቆሞስ ኣባ መዝገበስላሴ New Eritrean Orthodox Interview 2019
25:55
ያልተጠበቀ አስገራሚ መልስ | እፎይ እና ሁሱ ክርክር | የነቢዩ ውሐመድ ፍቅር | minber tv ጥያቄ እና መልስ | የቁርኣን ውድድር | #ethiopia
14:25
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
00:48
伪装成一棵树整蛊妹妹,结果妹妹当场怀疑人生竟要揍我?【两只马儿-恶搞姐妹】
00:57
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
😯 Подарила сыну БМВ, но не ожидала такой реакции на машину! | Новостничок
00:20
ውቃጦ ብመንጽር ቤተክርስቲያን - Is tattoo allowed in orthodox interview with qomos aba mezgebesilasie new 2019
Рет қаралды 82,198
Facebook
Twitter
Жүктеу
3600
Жазылу 151 М.
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Күн бұрын
Пікірлер: 497
@teweldeg1883
5 жыл бұрын
ጅግና ዝኮነ መነኮስ ኣጆኩም ኣምላክ ይሓግዝኩም ኣብዚ ዘልኩሞ ዕድመ ነዚ ሰናይ መንገዲ ኣምልላክ ብምምራጽኩም ዓቢ ዓስቢ ኣለኩም ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@hidatwelday2212
5 жыл бұрын
👂👂👂👂💒💒💒💒👏👏👏👂👂👂👂👏👏👏👏💒💒💒💒👂👂👂👂💖💖💖💙💙💙💛💛💛💜💜💜💚💚💚
@ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ አሜን(3)
@luwamtesfu5363
5 жыл бұрын
amen amen amen kal hiwet ysmana zabnkom ybrklkom amen(3)
@AliAli-jj5mm
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@wedieri7465
4 жыл бұрын
ኣቦና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ጽቡቕ ኣገላልጻ። ከሙ ውን ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ኣምላክ ይባርኸልኩም። ኣሜን(3) 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@milimebrahtu2425
3 жыл бұрын
Amen🙏🙏🙏
@slamslam766
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@semharalmedom4602
5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማና ኣቦና ነዚ ቁዱስ ቃል ንክንሰመ ዝፈቀደልና ሉዑል እግዝኣብሄር ክብርን ምስጋናን ንዑኡ ይኩን።
@teklutewelde803
4 жыл бұрын
"ክቡር ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና ዝሰማዕናዮ ቃል ኣብ ልብና የሕድረልና ንሓጢኣትና መደምሰሲ ንመንግስተ ኣምላክ መውረሲ ይግበረልና በረከትን ረዲኤትን ናይ ኣቡነ ተክለሃይማኖት ጻድቅ የካፍለና ልዑል እግዚኣብሄር ስደትና ባሪኩ ምሕረቱን ሰላሙን ይልኣከልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
@milimebrahtu2425
3 жыл бұрын
ናይ ብ ሓቂ ጹቡቕ ትምህርቲ ኣቦና 🙏 እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ 🙏አሜን አሜን አሜን ኣቦና ኣቶም መሲልና ተጋጊና ኣብ ነብስና ዝወቀጥናዮ 'ኸ ብ ምንታይ ካብ ሓጥያትና ንጸሪ 🙏
@xjhfhdhx807
4 жыл бұрын
ክብርን ምስጋና ን ናዓኻ አቦና ዕድሜኻ የንዎሐዮ እግዛአቢሄር አሜን
@arsuselama5698
5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘምውንኩም የብዛሓልና መስቀል ምውቃጥ እንድያም በረከት ጥራሕ ዘይኮነስ ሰማእትነትም ኢዩ ምኽንያቱ ኣብትሕቲ ካሓድያን ዓላውያን ኣብ ትኣትወሉ ብናይ ስጋ ፍርሓት ማዕተብካ ምብትኽ የጋጥም ኢዩ ኣብ ስጋኻ ዝተወቀጥካዮ ግን ክብተኽ ኣይክእልን ኢዩ ስለዚ ስለ ክርስቶስ ፍቕሪ ብእምነትካ ሰማዕትነይ ክትቅበል ትኽእል
@meashoghebretnsae7601
5 жыл бұрын
Good, Good speech. We Eritraen cristians (Ortodox)we love so Much, continue your Gospel for ever. We are proud of you. Specially when mention Bible. GBU &thank you...
@sabrinkelifa9893
5 жыл бұрын
Amen(3)++++++++++++
@zainazaina2750
3 жыл бұрын
ብሓቂ ኣቦና ፀግ ኡ የብዘሐልኩም ደስ ዝብል ትምህርቲ ናይ ኣገልግለትኩም ዘመን ይባረክ፫
@teklebrhanaraia3920
5 жыл бұрын
ቅዱስ ቃል ኣባ ክብረት ይሃበልና ኣባ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
@eriboy8086
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ሓፍትና ከኣ ነቦና ብምቅራብኪ እግዚኣቢሄር ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርኸልኩም ዘይ ተመለሰት ዝነበረት ውቋጦ ኢያ ኔራ ተመስገንካ መድሃኔ ኣለም ✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@danielkahsay8488
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ወትሩ ሃናጺ ዝኮነ ምክርኩምን ትምርትኩምን ኣይፈለየና ናኣዕና ንሃጣተኛ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና
@የቅዱስጊዮርግስልጅ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀሎቶሙን በረከተሙን ናይ ኣቦና ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን(፫)✝️🤲🤲🤲
@ኣርሴማጋልተጋዳላይ
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ክብርቲ ሓፍትና ፀጋኡ የብዘሐልኹም ኣብ ዘለናዮ ሰላመ እግዚኣብሄር ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏👏
@ንጉስወዲኣፅቢ-ቈ5ለ
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቛል ሂወት የስመዐና ክቡር ኣቦና ቕድስት ድንግል ማርያም ሰላሞም ተብዘሐሎም ክቡር ኣቦና🙏🙏🙏
@godislove2279
4 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመልና ብጣዕሚ መሣጥ ዝኮነ መረዳአታ እዩ አቦና ፈጣሪ ፀጋኡ የብዝሐልኩም 🙏🙏🙏🙏
@ክርስቶስሂወተይ
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ጽብቅ ትምህርቲ እዩ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና
@xjhfhdhx807
4 жыл бұрын
ብልቢ ነመስግን ኩቡራተይ አቦና ስለቲ ኩቡሩ መስቀሉ ክብርን ምስጋ ና ሞጎስ ስለቲ ኩቡሩ መስቀል ማሐሪና ተመስገን
@meronkibrom2523
3 жыл бұрын
ኣሜን🙏🏾 ጎይታ ሰዓብትኡ ክንከዉን ብጸግኡ ይደግፈና!
@AbrishVio
4 ай бұрын
ኤሜን ኤሜን ኤሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ኣቦና ናይ ኣገልግልት ዘመንኩም ይባረክ አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ቅዱስሚካኤልፈጥኖደራሼነዉ
5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂይወት ያሰማልን ፀጋዉን ያብዛላቹ አባታችን ንሓፍትና ከአ ቅዱስ ቃል ክንሰምዕ ዝገበርኪ እግዚአብሔር ይባርኪ አብቲ ነቀዝ ዘይረክቦ መንግስተ ሰማይ ዋጋኪ የፅንሐልኪ እግዚአብሔር አምላከ ንቅዱስ አቦና ከአ ናይ ማቱሳላ ዕድመ ጥዕናን ይሀበልና ቸሩ መድኃኔአለም አሜን
@slamslam766
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የሥምዐና እግዚኣብሄርይሓልወና ድንግልማርያም ትራደአና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦናለ የቅንየልና
@ድያናበረሀ
5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት ይስመዐልና ኦርቶዶክስ ንዘላአለም ትንበር
@baby-mv6ge
5 жыл бұрын
በስምኣብ በወልድ በመንፈስ ቁዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን መስቀል ሓይልና እዩ መስቀል ጽንዓትና እዩ መስቀል መድሓኒትና እዩ መስቀል በጃና እዩ ኣሜንንን ኣባ ቃለ ሂወት የስማዓልና
@nebyat0547
4 жыл бұрын
ቃለሂወት የስምዕልና ኣባ
@SwSwi-m9l
2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ኣቡነ❤❤❤
@luwam9
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ኣብ ጾሎትኩም ዘኩሩና
@eljosi.g8615
5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን መስቀል ሐይልና እዩ ሐይልና መስቀል እዩ ዘጽናዐና መስቀል እዩ መስቀል እስትንፋስና እዩ መስቀል ናይ ነፍስና መድሐኒና እዩ አሜን ቃል ህይወት የስማዐልና አቦና
@tg6336
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐል ክብር ኣበና ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ይባርኮሎም እግዚኣብሄር ኣምላክ✝️✝️✝️✝️
@ሰላሜነሽድንግልማርያም
4 жыл бұрын
ቃልህውይት ያስማልን ፀጋውን ይብዛላችሁ እግልግሎታችው ዘመንችው ይብዛላችሁ እሜን እሜን እሜን እሜን
@እስግድለከክርስቶስ
4 жыл бұрын
ቃል ሂወት ያስማልን እግዚአብሄር ኣምላክ የኣጋልግሎት ዘመነቹ ይባርከው ኣባታችንን
@atheeralfarsi344
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ኩቡራይ ብጣዕም ደስ ዝቢል ትምህሪት ዕዲመን ጥዕናን ይሃቡኩም ኣምላኽ ኣብ በቱ የፅንዑኩም ተባረኩ ብአዲ እግዚኣብሄር ኣምላኽ💒💒💒🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤✝️✝️✝️
@asmeromandemichael391
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna abona edmen tenan yehbelna Orthodoxe Nzelalem TNber🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒❤
@fevenmehari4831
4 жыл бұрын
ኣቦና ጸጋ ኣገልጉለትኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ይብዝሓልኩም 🙏🙏🙏
@ወዲ-የማነ
5 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና። ናይ ኣገልጉሎት ዕድሜኹም ይባረኽ።
@user-dm8hn6ut6p
28 күн бұрын
ብሓቁ ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡረ ኣቦና🙏🙏🙏❤❤❤❤🌻🌻🌻🤲🤲🤲🤲
@xjhfhdhx807
4 жыл бұрын
ቃል ሂወቱ የስማዓና ሰናይ ማዓልቲ አሜን
@hintsawelday2438
5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@rahelteame2987
4 жыл бұрын
ጸጋኡ የብዝሓልኩም ኣቦና ናይ ሕይወት ቃል የስምዓልና ኣሜንንንንንን ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና
@ሃገረይኤርትራዳሃይዓድና
5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣጎልግለት ዘበንኩም ይባርኽ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
5 жыл бұрын
Amen amen Amen kale hiwet yesmalna getana medhanina eyesus krstos selam yebzhalkum deki krstos abotatey ahwatey kulukum bzuh neger ina nmehar zelena keep it going ahwatey betami edlenatat ina neakum zhabena goyta❤.
@kalabtadese3875
5 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዝኣብሄር ኣምላም ጸጋ በ ዲበ ጸጋ የብዝሓልኩም ሰሚዕና ኣብ ልብና ከነሕድሮ ድማ ኣምላከ ቅዱስን ይሓግዘና ብመንፈስ ቅዱሱ ኣሜን።
@nestereandebrhan1642
4 жыл бұрын
qale hiwet yesmalna Abona Egziabher amlak xegu yebzhalkum 💒🙏🙏🙏
@ፅሪቲጓልትግራይ
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣቦና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበለና ፈጣሪ🙏
@senaitweldeghiorgis3250
5 жыл бұрын
ኣሜን!!!(3) ቃለሂወት የስመዓልና ኣቦና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኹም ይባርኽ እግዝኣብሄር
@diyanazerom7163
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalena Abona
@rahelkahsay8246
4 жыл бұрын
Amen amen amen abona qal hiwet yesmalna ezi tihbuna mikrn maedan amlak ab andewerki yxhafelkum.
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብራተይ እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልኩም አሜን
@fani5317
5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ኣቦና ስለቲ ትቡና ማእዳ እግዚኣብሄር ኣብ ኣንደወርቁ ይጽሃፈልኩም።
@ሊሊየማርያምልጅነኝS201
5 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና አቦና ፆሎቶም አይፈለየና አሜን ፫ ክቡርተይ ፅጉኡ የብዘሐልኪ ግን አወዳት አሕዋትና ተትሓትዎም ለቦና ይቡለኩም።
@ኦማርያምበእንተዚናፈቅረኪ
5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃበና
@mussiedebesay2350
4 жыл бұрын
ቃልሂወት ይስመዓልና አቦነ ብትትሂቡና ትምህርት
@solomonberhane7568
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna Abona 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@yonasandemichael9422
5 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna, nay agelglot zemenkum Amlak ybark!
@tesfomberhe5329
5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂውት የስመዓልና እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣቦና
@tefuboy1143
4 жыл бұрын
Bruk abo Egziabher Amlak zemenkun ybark
@رهيلر
4 жыл бұрын
እዝጋብሄር ይመስገን ቃል ሂወት የስመዐና ኣቦና
@ብመንገድካምርሕኒኣምላከይ
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና አባታችን
@solisesa6804
5 жыл бұрын
*አሜን አሜን አሜን🙏 ቃል ህይወት የስመዐና👏👏👏*
@weynihagos5835
5 жыл бұрын
ኣሜን!ኣሜን! ኣሜን!ቃለ ሂወት ይስምዓልና!!!ንዓኹምን ነቦናን ሒዝና ኩሉ ስክፍታና ተቐንጢጡ ኢዩ። ምስ ቅዱሳን ኢህን ሚህን ክንብል ዕድል ምርካብና ዓቢ መኽሰብ ኢዩ። ኩሉ ኢዩ ጋህዲ ዝኾነልካ፡ ለካ ልብና ኢዩ ተሪሩ እምበር እዚ ኣምላኽ'ሲ ኣብ ቀረባ ኢዩ ዘሎ ኸኣ ትብል።
@ተመስገንአምልክ
3 жыл бұрын
ቃል ህውት ያሰማልን ኩባር አቦን አሜን አሜን አሜን
@Merhawimera659
5 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmaelna abona Nay agolgulot edmekumun zemenkumun ybark agziabhier amlak
@እግዚአብሔርፍቅርነው-ለ8ወ
5 жыл бұрын
*ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና* *ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ኣቦና*
@kiflommebrahtom6990
5 жыл бұрын
Abon admen tianan yhabkum xega bedibe xega yadlkum!!!
@ማማይእያኩሉሙለይዓለመይ
5 жыл бұрын
ስላም ፉቱዋት ስድራ እግዛኣቢሄር ኣምላኽ ከመይ ትኾኑ እዛ ሕቶ ባዕለይ እየ ሓቲተያ ስለቲ ተገዲስኩም ዝመለስኩምልና የቐንየልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና & ሓፍትና
@SaraSara-n4u
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር ኣቦና❤❤❤
@solomonisayas2551
4 жыл бұрын
Amen(3) kale hiwet yesmalna
@zakizaki9800
4 жыл бұрын
Amen amen amen Kale hiwet ysmalna anti hto alatni mnwah xeguri wedi tebatay xegem Alewo do yeblun, 2 kaleyti hto mskar ezni ke entay xgem Alewo htoy ezi ymesl
@habtomkahsay9949
5 жыл бұрын
ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽና ክብርን ምስጋናን ኣምልኾን ውዳሴን ንዘለኣለም ኣለም ንዕኡ ይኹን ኣሜን!!!
@menieie2464
5 жыл бұрын
Amen kal hiwet ysmalna abona Anewn zdelya htoya nera
@de7320
5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት ይስመዐልን ኣቦና ክብሪ የሃበልና ፀለቱኩም ይሓሉወና
@aswaaswal6153
4 жыл бұрын
ኣቦና ቃለህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሓልኩም
@merhawiandemkal701
4 жыл бұрын
abona kale hiwet yesimalna agolgulotukum ybzihalkum amlak
@EritreaGodbless
5 жыл бұрын
ኣሜን (3) ኣቦና ቃል ሂወት የስማዓልና።
@amlaktume6417
5 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዐልና አቦና። ክብርቲ ሓፍተይ ፀግኡ የብዝሐልኪ: ክእርመኪ ግን ናይ እምነት ድርጅታት እየን ዝብሃላ:1 እምነት 1 ጥምቀት 1 ጎይታ አብ ኤፌሶን።
@semiragbray3259
4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalina abona newh edime yhebely
@habtemariamtsagay1546
5 жыл бұрын
ኣሜን ቃልሂወት የስምዓልና
@ሂወትደስታጓልትግራይ
5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና
@berhane815
5 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna abona ezgeabiher amlak xegeu yebzhalkum yehwat kea kbret yhabelna kemzi gerkum zeqrebkumulna 🙏💒🙏🙏
@samrisamr8413
3 жыл бұрын
amen amen amen kale hwet yesmalena abuna
@anditbraun7550
4 жыл бұрын
Abona kal hiwet yesmealna Amen Amen Amen
@xjhfhdhx807
4 жыл бұрын
ብሐቂአቦና ስለቲ ኩቡ መስቀሉ ንሕበነሉ ንአስረሉ እዩ ተመስገን ስለቲ ኩቡር መስቀሉ
@xjhfhdhx807
4 жыл бұрын
ኩቡር አቦና ብዎሳብዶ ክን አሜን
@luela4890
5 жыл бұрын
Amen Amen Amen qalhiwet ysmanaAebona
@muluesbhatleab5441
5 жыл бұрын
Amen Amen Amen Abona Amlak nay Agolgulot admekum ybarkelkum. 🤲🤲⛪🙏🙏⛪
@michaelzeray4546
5 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmealna .Abona dma nay agelglot zebenkum ybarkelkum Egzeabher.
@Snit-Intertaiment
5 жыл бұрын
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዛሓልኩም
@danialves3825
5 жыл бұрын
amen amen amen kale hiwet abona amlak bmhretu ytemtena egzabihar selamu yhabena amen
@natunatna8359
5 жыл бұрын
Amen amen amen Kale hiwet yesmalna
@sisusisu6778
5 жыл бұрын
Amen qale hiwet yesmealna Abaye, edmen tenann yhabelna fetari
@milienabrham423
5 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏 kela hiwet yesmelana abona 💒💒💒
@efremzerabruk3188
5 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona mezgebslasie nay agolgulot zebenkum ybark
@samsomwelderfiel4273
4 жыл бұрын
kal hiwet yesmalna abona nay agelglot zemenkum dima ybarkelna
@ksanetsulus5695
5 жыл бұрын
Amen ab qal hiwet yesmalna
@KiD-hx8gx
5 жыл бұрын
አሜን ኣቦና ቃለ ህይወት ያሰማልን
@selamberhe5600
5 жыл бұрын
Amen Amen Amen Abatachin kalehiwot yasemalin Fetari rejim edme ke tena gar yistilin.
@Bahta-Teksl
5 жыл бұрын
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ። ውቃጦ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓንሳእ ጥራይ ኣብ ዘሌዋውያን 19:28 እዩ ተጠቒሱ ዚርከብ። ኣብኡ ድማ፡ “ኣብ ሰብነትኩም . . . ውቃጦ ኣይትግበሩ” ዚብል ነንብብ። ኣምላኽ ነዚ ትእዛዝ እዚ፡ ንህዝቢ እስራኤል እዩ ሂብዎም፣ በዚ ኸምዚ ኸኣ፡ ካብቶም ኣብ ሰብነቶም ስማት ወይ ምልክታት ኣማልኽቶም ዚውቀጡ ዝነበሩ ኣብ ከባቢኦም ዚርከቡ ኣህዛብ እተፈልዩ ዀይኖም ነይሮም እዮም። (ዘዳግም 14:2) እቲ ንእስራኤል እተዋህበ ሕጊ ንክርስትያናት ዚቕይድ እኳ እንተ ዘይኰነ፡ እቲ ሕጊ እቲ እተዋህበሉ መሰረታዊ ስርዓት ግና ብርዝነት ኪሕሰበሉ ኣለዎ። ሓደ ክርስትያን ኣብ ሰብነቱ ውቃጦ ወይ ካልእ ከምኡ ዝኣመሰለ ነገር ኪገብርሲ ግቡእ ድዩ፧ እዚ ዚስዕብ ጥቕስታት መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ ጕዳይ ክትሓስበሉ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ፦ ‘ኣንስቲ ብትሕትና ይሰለማ።’ (1 ጢሞቴዎስ 2:9, 10) እዚ መሰረታዊ ስርዓት እዚ ንኣንስትን ንሰብኡትን ብዘይ ኣፈላላይ ይምልከት እዩ። ስለዚ፡ ስምዒት ካልኦት ሰባት ኣብ ግምት ከነእቱ ኣሎና፣ ናብ ርእስና ዘየድሊ ኣቓልቦ ዚስሕብ ነገር ከኣ ክንገብር የብልናን። ገሊኦም ሰባት ናይ ርእሶም መንነት ከም ዘለዎም ወይ ናጻ ምዃኖም ኬርእዩ ይውቀጡ እዮም፣ ገሊኦም ከኣ ኣብ ሰብነቶም ቃሕ ዝበሎም ኪገብሩ ኸም ዚኽእሉ ኼርእዩ ይውቀጡ እዮም። መጽሓፍ ቅዱስ ግና ንክርስትያናት፡ “ንሰብነትኩም ህያውን ቅዱስን ንኣምላኽ ቅቡልን መስዋእቲ ጌርኩም፡ ማለት ብኣእምሮኹም ተጠቒምኩም ቅዱስ ኣገልግሎት ጌርኩም ከተቕርብዎ” ኢሉ የተባብዖም እዩ። (ሮሜ 12:1) እምበኣር፡ ስለምንታይ ክትውቀጥ ከም ዝደለኻ፡ ‘ብኣእምሮኻ’ ተጠቒምካ መርምር። ዘመን ኣምጽኦ ኽትስዕብ ወይ ኣባል ገሊኦም ጕጅለ ምዃንካ ኸተርኢ እንተ ዀይኑ፡ ደሓር ሓሳብካ ምስ ቀየርካ እቲ ውቃጦ ኺድምሰስ ከም ዘይክእል ኣይትረስዕ። ንውሽጣዊ ድራኸኻ ምምርማርካ፡ ጥበባዊ ውሳነ ንምግባር ኪሕግዘካ እዩ።-ምሳሌ 4:7። “ውጥናት ትጉህ ብርግጽ ናብ ኣሳልጦ ይመርሕ፣ ዚህወኽ ዘበለ ዅሉ ግና ናብ ድኽነት የምርሕ።” (ምሳሌ 21:5) መብዛሕትኡ ግዜ ውቃጦ ምግባር ተሃዊኽካ እዩ ዚውሰን፣ ኣብ ርክባትን ኣብ ስራሕን ግና ነዊሕ ጽልዋ ኺሓድግ ይኽእል እዩ። ብዘይካዚ፡ ውቃጦ ንምድምሳሱ ኽቡር ዝዋጋኡን ዜሳቕን ኪኸውን ይኽእል እዩ። ምርምር ከም ዚሕብሮ፡ ከምኡ እውን ምድምሳስ ውቃጦ ብፍጥነት እናዓበየ ዚኸይድ ዘሎ ንግዲ ምዃኑ ኸም ዜመልክቶ፡ ውቃጦ ዝነበሮም ብዙሓት ሰባት ብውሳነኦም ይጥዓሱ እዮም።
@selamaregay5678
5 жыл бұрын
amen kale hiwet yesmalna abona
@ቲቲግርማይ
4 жыл бұрын
Amen amen amen abona kal hiwet yesmealna
@yosiefgebrekrstos1981
4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna abona
@millionafewerki6696
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ደጊመ እንታይ ክበል ይፈቱ ዉቃጦ ከም ዘይፍቀድ እየ ዝፈሊት ነረ ግን ኪኣ ኣብ ኣቦና ምስ ራኣኩ ውቃጦ ከመይ እዩ ድኣ እለ ሎሚ ጽባሕ ክበል ክሓተላ እና በልኩ እንሆ ነታ ክሓተላ ዝሓሰብኩ ከም ፍቃድ ኣምላክ ሙሉእ መልሲ ረኪበ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ኣቦና
@natsinetokube8688
5 жыл бұрын
Amen kale hiwet yasmalina abona
@tekianguse5133
5 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmalna egzabeher nayageloti zemnkum yebark
@AhmedReda-wt1kt
5 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና
@ድንግልማርያምአደይ-ፈ6በ
5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር አቦና!
@abadisolomun9246
5 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና
25:55
ኣንጻር ጾታዊ ዕርክነት ኣብ መንፈሳዊ ሂወት--ቃለ መሕተት ምስ ቆሞስ ኣባ መዝገበስላሴ New Eritrean Orthodox Interview 2019
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Рет қаралды 84 М.
14:25
ያልተጠበቀ አስገራሚ መልስ | እፎይ እና ሁሱ ክርክር | የነቢዩ ውሐመድ ፍቅር | minber tv ጥያቄ እና መልስ | የቁርኣን ውድድር | #ethiopia
Abas
Рет қаралды 1 М.
00:48
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН
00:57
伪装成一棵树整蛊妹妹,结果妹妹当场怀疑人生竟要揍我?【两只马儿-恶搞姐妹】
两只马儿—恶搞姐妹
Рет қаралды 44 МЛН
00:28
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
00:20
😯 Подарила сыну БМВ, но не ожидала такой реакции на машину! | Новостничок
НОВОСТНИЧОК
Рет қаралды 6 МЛН
1:08:34
Feb 5/2025 ሻዕብያን ኣመርካን ኣብ ስምምዕ ሕጂ ግርም ወርቂ
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 8 М.
42:45
ቃለ መሕትት ምስ ድያቆን ኣስመላሽ ገብረሂወት 1ይ ክፋል
sulamatis ደብረሰላም መድሃኔኣለም ዙሪክ
Рет қаралды 54 М.
19:21
መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ ስነ ጥበባዊ ቶማስ የማነ Part 1
LUL WERKI ENTERTAINMENT
Рет қаралды 205 М.
17:48
መዝሙር| መናፍቃን ምስማዕ ሳዕቤኑ~ ቃለ መሕተት ምስ ቆሞስ ኣባ መዝገበሥላሴ Eritrean Orthodox interview with Aba mezgbesilasie
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Рет қаралды 54 М.
27:38
ሰነ 12 ኣብ ደ/ፅጌ ቅዱስ ሚካኤል ዓዲ ሽምዱሐን ዝተዉሃበ ቃለ ምዕዳን
ሥርጉት ሚድያ srgut media ስርጉት ሚድያ
Рет қаралды 1,6 М.
15:55
ካብ ኣምልኾ ጣኦት ረሓቁ- Interview with Aba Mezgebesilasie Is X-mass Tree allowed in Orthodox Church
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Рет қаралды 37 М.
28:21
(1ይ ክፍል)ቃለ መሕትት ምስ ኣባ መዝገበ ስላሴ (1ይ ክፋል)
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 58 М.
19:30
ናይ 2025 ዝዓበየ ዜና ንኤርትራ። ኮይና ግርም። ሰራዊት ኤርትራ ኣበይ ኣሎ። ኣገናዕ ጅግና። ድምጺ ሓፋሽ ነዚ ጉዳይ። ረቡዕ 5 ለካቲት 2025
Fenql eri media (ፈንቅል ኤሪ ሜድያ )
Рет қаралды 8 М.
30:16
ንስሓ ክወጽእ ይግባእ ዲዩ?!?-ቃለ መሕተት-ምስ ቆሞስ ኣባ መዝገበስላሴ Eritrean Orthodox Interview with Abamezgebesilasie
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Рет қаралды 118 М.
13:02
ንጸላእትኹም ኣፍቅሩ፡ ንዝረግምኹም መርቁ! ብቆሞስ ኣባ መዝገበሥላሴ NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHEDO 2020 Aba mezgebesilasie
ቁስቋም Qusquam
Рет қаралды 27 М.
00:48
Tuna 🍣 @patrickzeinali @ChefRush
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН