KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
3+ ደቅና ተጋዲሎም ቶም ክልተ ተሰዊኦም ትሓደ ተመሊሱ ናይቲ ዝተመልስ ሰበይቲ ግን ኣብ ፀልማት ኣእቲዋትና
9:39
#ጸሎትና #ንመንእሰይ #ኤርትራን ትግራይን እዩ!ካብ ሞት ዘውጸኣኒ ሓወይ ኣኤርትራዊ ተጋዳላይ !ዝተደብረና ንሕና ጠዋሪ ዘይብልና #እገላ_ገርሁ_ስርናይ
15:17
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:32
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
If people acted like cats 🙀😹 LeoNata family #shorts
00:22
#ወርቅን
Рет қаралды 7,351
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 43 М.
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Күн бұрын
Пікірлер: 64
@brkti_tube
3 күн бұрын
ዝገርም እዩ❤❤❤ እንታይ እሞ ንስልጣን ይጓየዩ ኣለው መናእሰይና ፅቡቕ ኣይተፈደዩን !እንተ ኣቦና ግን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም , ንትግራይ ተድልይዋ ኢኹም
@M12-l8e
Күн бұрын
እግዚአብሔር ይባርኽኩም ንቅዱስ ስራሕ ድማ ንኽትሰርሑ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም
@surafuelgebrehaweria
3 күн бұрын
ወላዲና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና
@hanayemaryam12
3 күн бұрын
እዛ ትግራይና ምስ ክንደይ ሃፍታ እያ ትሳቀይ ዘላ ናቦና ዕድመን ጥዕናን መምህረይ ተባረኽ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@freweynitewelde2099
2 күн бұрын
Nya behaki xbuq srah Egziabher amlak edmen tenan yhabkum
@Teklu-z5d
2 күн бұрын
ዐወት ሐውና ዝገርም ፍልጠት እኒሔካም ትግራይ ምስ ወገሐላ ክትጥቀመሉ እያ
@FitsumBirhane-zr8dk
3 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ሃፍተ ገነት
@aziebtadesse3411
3 күн бұрын
እግዚአብሄር እድመን ጥእናን ይሃብኩም ንመናእሰይን ተገደስትን የእንቶም የብርሃሎም አምላኽ ገዳም ሚድያ የቀንየልና ።
@AbebaGebrekidan-l5b
3 күн бұрын
Alemat eko neziy delyom eyom ni tigray zwagiewa zelewu
@amanuelsolomonabebe6936
3 күн бұрын
ናይ( ተጋዳላይ ተወልደ ጅቡቲ ደርፊ ዘኪረ...) ትግራይ ንተጋሩ መዓዝከ ንኢሳ በቲ ርጉም ስርዓት እያ እምበር በሪሳ
@Abeba1985
3 күн бұрын
ትግራይ ወረቂ ነይራ ግን መራሕቲ አይረከበትን እምበረ
@binyam1578
3 күн бұрын
😢አምላክ ኩሉ ሃብትን ናይ ጥዕናን ገዳማት ማለት ማይጸሎት ተዓዲልና ክንስና ግን ወዲ ሰብ ብሕማም ብጥምየት ይሃልቅ አሎ።😢
@saa4252
3 күн бұрын
ወይ ታሪክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ወላድየይ❤❤❤❤❤
@GenetWsillasie
3 күн бұрын
ምስመን እሞ
@ngsitweldebrhan7845
3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም አቦና ❤❤
@MolowHadabaga
3 күн бұрын
አሰይይይይ አቦዋይይ ብሓቂ ካም ትግራይ ኩሉ ዝተዓደለ የለን ግን ስደት ጥራይ እናመረጹና❤❤❤❤
@selamselam2754
3 күн бұрын
ኣብ ዓድና ኣብ ከባቢ ዓዲ አሕፈሮም ከምዚ አእማን ዝበለ ብጣዕሚ ብዙሕ እዩ ዘብለጭልጭን ርእይ ወዓሎ ዝመጸካ ብዙሕ ሕብሪ ዘለዎ አእማንን ብዙሕ አሎ ብፍላይ ኣብ ሩባታት
@rahwanebu1359
3 күн бұрын
Egziabher. yemasgen. behake. Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. Uaye ⛪😢🙏🙏🙏✔️💊✔️
@alemshaygebremarim4642
3 күн бұрын
ኣልማዝ እውን ኣሎ ቐድምትይ ተጋሩ ይፍልጥዎ እዮም፡
@zenabazemo7142
3 күн бұрын
ብጣኧእሚ እዩ ዘሕዝን
@መሪጓልወጀራትዩቱብ-መ
3 күн бұрын
ዋውውውውውው❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@meksebtesfamaryam8232
3 күн бұрын
Agziabiheir amlak kuluseyseano habtkumn shshai kumn ygberelkum❤❤❤❤❤❤❤❤
@GenetWsillasie
3 күн бұрын
ሳኣን ታሓጋጊዝዚና ትግራይና ነዐቢ ፍርቅና ስልጣን ጥራሕ ፍርቅና ንኢትዮጵያንናይካሎኦት ዓዲ ነዕቢ ውፁ ንባሃል ንፅረፍ ዘሓለፈ ሓሊፉ በዚሒዚ ንለብም ያኣክል ንበሎም ነፃ ትግራይ በቃ ካብ ዘላኣለም ምጭፍጫፍ ሃግረ ትግራይ በቃ ፈጣሪ ፍቃዱ ይኹን ኣሜን
@AbebaGebrekidan-l5b
3 күн бұрын
Tigray merahi Siena ah
@hadushgebremikael4229
3 күн бұрын
መንም፡ኣብኣ፡ከብፅሖ፡መንእሰይ፡ብቢ፡እስራ፡ኣመቱከ፡መን፡ክዋጋዕ፡፡ስርሖሙ፡በሊኦሙ፡ቀቃማ፡ወላትግራይዶ፡ክግከብር፡ፈጣርኣ፡ተመስግን፡፡ትግራይ፡ብውግኣ፡ጥራይ፡ጀግና፡እናተብሓለት፡፡😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢፡የሕዝን😢😢😢፡እና፡የቀንየልና፡ገዳም፡ምድያ፡ካብኡለ፡መንእሰይ፡ትግራይ፡ኣስተውእል፡ይኣክለካ፡ምት፡😢😢😢😢😢
@BirhaneKahsay-qq7rs
Күн бұрын
እዚ ዘአክል ፍልጠት ዝነበሮም ህዝቢ ቡዳ ጠቢብ እንዳተባለህለ ንድሕሪት ተሪፍና።
@TeweldeMebrahtu-c6k
3 күн бұрын
ሃብታይ ነይሰማዕና ብትኳቦ ትናበር ትግራይ
@alemtsehayberhe2515
2 күн бұрын
አብ ትግራይና ብዙህ ሀፍትን ማእድንን አሎ ግን ድማ መራሂ ሲኢና አለ ነይራም እቶም ዝነበሩም ላብ አ.አበባ ልቦም ሸፊቱ ነይሩአዶም ስለዘይኾነ ድማ ተባሪሮም መፂኦም ክማሀሩን ካብ ጌጎም ግን አይተመለሱን እዚ ድማ እቶም አብ ወርቂ ስርቂ ተሳቲፎም ዘለው ከይርእዎ ክዘርፍ ከይመፁ ምጥንቃቅ የድሊ።
@surafuelgebrehaweria
3 күн бұрын
በዛኩም ኩላና ሸር ንገበሮ
@TsadiFikrrr
3 күн бұрын
ዋውውውውውው❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@awetwendum6385
3 күн бұрын
ክብረት ይሃበለይ ንኹሉኹም አሖዋተይን አሓተይን
@abadittadesse5892
3 күн бұрын
እትገብሮ ዘለኻ ፃዕሪ ፍረ ከፍሪ ኩሉና አእጃምና ከነወፊ ይግባእ ዓድና ካብ መከራን ሓሳርን ከነድሕና ቆሪፅና ንለዓል ።
@nigistyg.b4354
3 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤
@meksebtesfamaryam8232
3 күн бұрын
Agziabiheir amlak tegeu yebzhalkum atdelywo zebele hasab lbukum yesmrelkum ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@abadittadesse5892
3 күн бұрын
ትግራየይ በሃፍቲ ተዓዲልኪ ነይርኪ ግን ድማ ብመራሒ ተበዲልኪ ደቂኺ ኣብ መከራን ሓሳርን ንነብረለና💔💔 ክቡር ሓውና በዓል ጥበብ ስለ እትገብሮ ዘለካ ኩሉ ነመስግነካ ናትካ ኣሰር እውን ክንክተል ኢና።
@ሚዚትግራወይቲ
3 күн бұрын
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤❤❤
@alemshaygebremarim4642
3 күн бұрын
ኩህልይ ዒምንይ ንዓይንይ ጥዒና ፅቡቕ እዩ ክትካሃሉ እንተለካ፡
@alemshaygebremarim4642
3 күн бұрын
ደቕሶም እዮም ፅንሆም ተጋሩ፡ ናይ ኣቦታቶም ፊልጠት እውን ርስዖሞ፡ ንውህይ ግዜ ጦሪነት ኣውዳምይ እዩ ብፊላይ ግን ስርሳዓይ፡ ምድክይ፡
@MuluTesfay-z8i
2 күн бұрын
በሓቂ ❤❤❤
@binyam1578
3 күн бұрын
ንሱ እዩ እቲ ሐቂ 🎉ናብዛ በስባስ ኣኣ ክስደድ 😢ከመይ ከምዝነበረት ንፈልጣ ኢና እንዳ ጋሐፍ ቅድሚ ሐራ ሙዉጽኣ ምስጋና ዘየለ ብቃንቁኣ ክሳብ ሐድሽ ዎሎዶ ትግርንኡ ዘይፈልጥ ተፈላለየ ቃላት እንዳተዛረበ ዝተባላሸወ ትግርና ልብካ ዝሰብር ን120ዓመትመግዛእቲ 😢እንታይ ዘይገበረ ናይ ሕጂ ኩሉ ተረዲኡዎ ካብቶም ቀዳሞት ናይ ሕጂ TDF ትግራይ ትስዕር እናበሉ ዝተሰዉኡ ካብ ሐደ ገዛ 1 2 3 4 5 7🕊🔔🧸💎💊✌🏻⛪️👑✝️😇ይኣክል 🎉
@emirufisseha6811
3 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉
@mulukidane4163
3 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@ibrahimalsharif9013
3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@semhaldrar9389
3 күн бұрын
👍🏼👌❤❤❤❤❤❤❤
@surafuelgebrehaweria
3 күн бұрын
አነ አፈይ ከፊተ እየ ቀርየ
@Tigray_Hagerey
20 сағат бұрын
ንበሩልና ክቡር ኣቦና🙏🙏 ዞም ናብ ካልኦት ክልላት ዝኸዱ ተጋሩ ምሁራት ናብ ዓዶም ተመሊሶም ህዝቦም ከምህሩ ንባዕሎም ውን ካብ ፀጋታት ዓዶም ክጥቀሙ ምግባር የድሊ
@binyam1578
3 күн бұрын
😢ሐደ ጹጉም አይምስተረክበን 😢ሪኢናዮ ኢና ናይ ሆቴላት ፊንፊኒ (ኣኣ)ብማርሞ ናይ ትግራይ ተሰሪሑ 😭💔🐴)Sorry 😢
@AbebaGebrekidan-l5b
3 күн бұрын
Werki teterieska timyet ygerem eyu eko aye tigray ah
@tigestglsilasse300
3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🤗🙏
@alemshaygebremarim4642
3 күн бұрын
ብእንዳስቱሩይ ክስርህሉ ኣሎ፡ ስራህ ፍጠራ እዩ ኩባንያ ትእመት እንታይ ይገብሩ ኣለው፡ ስራሃ እዩ፡
@utsr5458
3 күн бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@zenabazemo7142
3 күн бұрын
What can we do to get the adia work not fighting
@abelking474
13 сағат бұрын
ምን ዋጋ አለው ትግራይ ከጦርነት እና ከእርስበርስ የስልጣን ጥም ካልወጡ ማንም ሊጠቀምበት አይችልም
@TeweldeMebrahtu-c6k
3 күн бұрын
ሕምባሻ ነይሩ ጽውጽዋይ እዩ እምበር ትግራይ ዓዲ ኩዒንቲ እዩ።
@GenetWsillasie
3 күн бұрын
እንታይ ዋጋ ሎዎ ሃገር እንተዘይኮይና ኣደዳ ኢትዮጵያ እያ እንብር ህዝባስ ንፉዕ ፃዕራም ነይሩ
@yadomabreha5547
Күн бұрын
Entayi eumo Shefato network kordedat hezmwo
@Melawitchanel
3 күн бұрын
ትግራይ ብብዙሕ ነገር ሃፍታም እያ ግን ገሃፍትና ኣይንፈልጦን ይገርምዩ
@GenetWsillasie
3 күн бұрын
ከማኹም ዝበለ ሰብ የብዝሓልና
@LieltiyGirmay
19 сағат бұрын
Tikikilllllll eyu zhawuna
@TeweldeMebrahtu-c6k
3 күн бұрын
Diamond ዳያሞንድ ከ ብምንታይ ቋንቋ እዩ?
@AbebaGebrekidan-l5b
3 күн бұрын
Sinfinana eyu bedluna eko ah menisey tigray nenab yemenin Libyan ytefie alo werki hageru gedfu
@ልቺYouTube
3 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@sarayan525
2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
9:39
3+ ደቅና ተጋዲሎም ቶም ክልተ ተሰዊኦም ትሓደ ተመሊሱ ናይቲ ዝተመልስ ሰበይቲ ግን ኣብ ፀልማት ኣእቲዋትና
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 10 М.
15:17
#ጸሎትና #ንመንእሰይ #ኤርትራን ትግራይን እዩ!ካብ ሞት ዘውጸኣኒ ሓወይ ኣኤርትራዊ ተጋዳላይ !ዝተደብረና ንሕና ጠዋሪ ዘይብልና #እገላ_ገርሁ_ስርናይ
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 8 М.
00:41
Don’t Choose The Wrong Box 😱
Topper Guild
Рет қаралды 55 МЛН
00:32
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
Family Games Media
Рет қаралды 54 МЛН
00:27
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 14 МЛН
00:22
If people acted like cats 🙀😹 LeoNata family #shorts
LeoNata Family
Рет қаралды 44 МЛН
13:10
ክቡር ሽልማት ካብ ክብርቲ ወላዲተይ ሃንደበት
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
55:30
"ኤርትራውያን አብ ፀገምና አይተፈለዩናን!"
Nile Media ናይል ሚድያ
Рет қаралды 17 М.
14:10
እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና? ንዓኹም ከ ከምዚ ኣጋጢምኩም ዶ?
Aklilu H.michael
Рет қаралды 65 М.
1:05:03
"ኣብ ዓድዋ ሰፈር ቅዱሳን ተረኺቡ"
Tibeb Ybrah
Рет қаралды 8 М.
34:11
በ7 አመቴ እንጀራ እጋግር ነበር፡፡ሳላስበው የገዛ ጓደኛዬ አሳልፋ ሰጠችኝ::ባለ ታሪክ ታመኑ ሀይሉ::
የልቤ እውነት Artist Genet Nigatu
Рет қаралды 9 М.
2:27:48
Atv Asena Live - ካብ ቅጽበታዊ ለውጢ ሲርያ እንታይ ንምሃር? - ዝርርብ ምስ በረኸት ካሕሳይ
ATV asena
Рет қаралды 17 М.
51:57
🔴ኢትዮጵያ ስምምዕ ወደብ ፈሪሱ//መልእኽቲ ንኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ//ህሉው ኩነታት//11/12/2024
Himbol Media1 ሂምቦል ሜድያ
Рет қаралды 13 М.
15:03
#ዝሞተ_ሰብ_ክትንስእ ሎሚ ኢና ራኢና ኣይብሉን እዞም ህጻዉንቲ ብኣንደበቶም ትግረም ወልዲ ዘይብሎም 6ተ ቆልዑ እዮም
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 36 М.
29:09
በሊሕን ካብ ሰባት ጸብለል ክትብል ዝመኽሩ 10 ነጥብታት
Drsan
Рет қаралды 10 М.
16:57
ኣብ ሽንግርዋ፡ንደያኑን ተዓዘብትን ብሰሓቕ ዘቑሰሉ ተዘከርቲ ተወዳደርቲ።
WINTANA MEDIA ዊንታና ሚድያ
Рет қаралды 109 М.
00:41
Don’t Choose The Wrong Box 😱
Topper Guild
Рет қаралды 55 МЛН