ወፍሪ መቕዘፍቲ ኣምላኽ፡ ሴፍ ሕነ ጎልዳሜር

  Рет қаралды 18,477

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

Жыл бұрын

ተርጓሚ፡ ኣንገሶም ተስፋሚካኤል

Пікірлер: 24
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 Жыл бұрын
Thank you 🙏🏻 teacher Wonderful
@SENDEKENTERTAINMENT
@SENDEKENTERTAINMENT Жыл бұрын
ሞኬ ሓወይ ስለ ዘበራበርካኒ ኣዝየ ኣዝየ ኢየ ዘመስግነካ።ምርኻብና ብምኽንያት'ዩ፡፡
@tumuzghimuzghi4807
@tumuzghimuzghi4807 Жыл бұрын
nemesgneka Angsha
@MosaicBahli
@MosaicBahli Жыл бұрын
ኣንጊሻ ንስኻውን ነዛ መደብ ኣበራቢርካያ ኢኻ ኣይትጥፋኣና ደኣ።
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 Жыл бұрын
Angosom xbuk SRA mexhaftka bkemey yrekbo
@SENDEKENTERTAINMENT
@SENDEKENTERTAINMENT Жыл бұрын
@@peaceisalwaysgood450 ሓወይ መጽሓፍ እኳ ዛጊት የብለይን፡፡ዘከፋፍላ መጽሓፍ ናይ ሓደ ዓርከይ "ዘርፈደ ምሕረት"ግን ምስ ኣብ ኣሜሪካ እንተኾንካ ምስ ሞኬ ኣብ እውሮጳ እንተኾንካ ድማ ንክሕብረካ ኣብ መሰንጀር angosom tesfamicael ኢልካ ርኸበኒ።የቐንየለይ ድማ።
@tekhlomokbay5814
@tekhlomokbay5814 Жыл бұрын
Wow xbuk aqerarbba
@Mulugeta-bf3im
@Mulugeta-bf3im 6 ай бұрын
welcome 😍😍😍
@AtakltiHaileAtye
@AtakltiHaileAtye Жыл бұрын
ጽቡቅ ትራካ መምህር ቀጽሎ
@shewitfsahaye6492
@shewitfsahaye6492 Жыл бұрын
Welcome brother
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn Жыл бұрын
እቲ ዝንገረና ይኩን እቲ ኣብ ሓቐኛ ዓለም እንረክቦ ጭብጢ ብዙሕ ፍልልይ ክህልዎ ከም ዝክእል ምሕሳብ የድሊ። ነዚ ትኣምራታዊ ዝኮነ ፍጻመ ንምክሓድ ዘይኮንኩ፡ እቲ ነዚእታት ምቹእ ዝኮነ ፖሊሲ በሎ ምድንጋጽ ከምኡ ውን ሉምዕ ጽላልን ማሙቕ ሽፋን ናይ ልዕለ ሓያል ዓለምና ኣብ ግምት ኣእትኻ፡ እቲ ጽውያ ምግንዛቡ የድሊ። ዓለም በቲ ዝበሃለናን ብዓይንና እንርእዮን ዘይኾነ በቲ ዘይመስለንስን ብዓይንና ዘይንርእዮ ጥንግናግ ግድላት እያ ትምራሕ፡ ንኣብነት ሓንቲ ሃገር፡ ንናይ ካልእ ሃገር ምጥቓዕ ይኩን ግዝኣታ ምውራር ብሕጊ የሕቲት እዩ ኢና ንብል፡ ይኩን እምበር እዛ ንብላ ዘለና ሃገር ኣብ ካርትኣ ዘየለ መሬት ንልዕሊ ሹዱሽተ ዑቑድ ኣይሓዘትን ድያ? ቀጻሊ ብዘይ ናይ ዝኮነ ኩኔኔን ወቐሳን ንልእላውያን ሃገራት ከም ንበዓል ሶርያ፡ ልባኖስ ሱዳን ብቀጻሊ ኣይድብደባን ድየን? እሞ እታ ብሕጊ ከም እትምራሕ እንጸውያ ዘለና ዓለምና ነዚ ዘይትፈልጦ`ዶ ይመስለካ? ኣይፋሉን ዓለም በቲ እንርእዮ ዘይኮነ በቲ ዘይንርእዮን ዘይመስለናን እያ ትምራሕ፡ እዚ ዘምበብካልና ድማ ብዙሕ ብግዳም ወጽኡ ዘይንረክቦ Conspiracy theory or political sympathy ከም ዘለዎ ኣይንዘንግዕ። እቲ ብልሖም ይኩን ናይ ምግባር ዓቅሞም ከየንኣእስና ብዙሕ ዘይርኣየና ከም ዘሎ ምፍላጥ ግን ፍልጠት እዩ ንበዕሉ። ካልእ ኣብ ኢስራኤል ስለዘለኹ፡ ሓደ ካብቲ ደስ ዝብለኒ፡ ኩሉ ጎደናታቶም ብስም ናይ ኢስራኤል ተቃልሶምላ ዝሓለፋ ሓርበኛታት እዩ ዝጽዋዕ። ንእግረ መንገድካ ኣብ መዓልታዊ ህወትካ ኣብ ኢትጥቀመሉ ጎደና ዘሎ ስም መን እንታይ ገይሩ ስለምንታይ ብስሙ ተሰይሙ ቡዙሕ ከይሓሰብካሉ ንእግረ መንገድካ ከም እትማሃሮ ይገብረካ፡ እሞ ንሕና ውን እዚ ኣጋባብ እዚ ክቅናኣና ይግባእ፡ ክንደይ ጅግንነት ተፈጽሙ ብኤርትራውያን ሓርበኛታት፡ ክንደይ ቅያን ታሪኽ ኢና ንፈልጥ? እሞ ታሪኽና ብቀሊል ደቂና ይኩን ዝመጹ ወለዶታት ክፈልጥዎ እቲ ዝቀለለ ኣጋባብ ንካልኦት እነሳጋግረሉ ዕድል ኮይኑ እዩ ዝስማዓኒ። ብመሰረቱ ድማ ንሓርበኛታትና ስለዝግበኦም። ንኣብነት እቲ ቀንዲ ጽርግያ ዝበሃል፡ ኣብ ኢስራኤል ማለት ካብ ባጽዕ ክሳብ ጾሮና፡ ወይ ካብ ባጽዕ ክሳብ ኡማሓጀር ዘሎ በቲ ካብ ሃንጋሪን-ኦስትርያን ዝመበቆሎም ኣይሁዳውያን ስድራ ከም ዝተወልደን ዝንገረሉ (2 ግንቦት1860. ) ጠበቃ ናይ ሕጊን ጻሓፊን ዝነበረ፡ ባዕሎም ኣይሁሳውያን ኣቦ ዘመናዊት ኢስራኤል ኢሎም ዝኣምንሉ Theodor herzl ይጽውዕዎ። እዚ መስራቲ ጽዮናዊ መሕበርን ኣብ ወጻኢ ከም ንድፊ ኣይሁዳውያን ንዓዶም ናይ ምምላስ ኢስትራተጂ ዝሓንጸጸ ኣብ`ቲ ኣዓራብ ሃገርና ዝብሉዎን ዝነብሩሉ፡ ንሱ ግን መሬትና እዩ ዝብሎ ናይ ምስፋር ፕላን ዝሓንጸጸ እዩ። ከም ዓስቡ ካኣ ኣብ`ቲ main road ናይ ኢስራኤል ኣብ ኩሉ ዘሎ ቀንዲ ጽርግያ ብስሙ ይጽውዕዎ። ንሱ እቲ ብዙሕ ሰምካዮ ዘለካ ዳቪድ በንጎሬን ድማ ብዓብኡ መዕርፎ ነፈርቲ ተልኣቪቭን ከምኡ`ውን ኣብ ብዙሕ ከተማታት ናይ`ዛ ሃገር ዘሎ ጎደናታት ይውክል። ዓባዮም ጎልደኣሚር ውን ከምኡ ብዙሕ ጎደናታት ኣለወን…
@SENDEKENTERTAINMENT
@SENDEKENTERTAINMENT Жыл бұрын
የቐንየልና ሓው ሶሎሞን!
@HR-uf1zn
@HR-uf1zn Жыл бұрын
@@SENDEKENTERTAINMENT ምናልባት ንስኻ እንተኮንካ ነዚ ጽሑፍ ዘዳለካ፡ ንሕና ኢና ክነመስግነካ ዘለና። መክንያቱ ተመክሮ ናይ ሓንቲ ዕውቲ ሃገር ምክፋል ቁዱስ ቅንኢ ክንቐንእ ስለዝገበርካና። ከም ናተይ ድሌት ኣብቲ ካብ ኣመሪካውያን ኣይሁዳውያን ክንማሃሮም ዘለና ኢልካ ኣስፊርካዮ ካብ ዘለካ ጽሑፍ ከም ዝገለጽኩዎ፡ፖሊሲታት ይቅዳሕን ከም ተሞኩሮ ይቅሰምን እዩ። ከምዚ ዝበለ ተመክሮ ኣዝዪ ኣድላይ እዩ። ዋላ እዞም ዓዲ ብኡኩብን ብተናጸልን ተመክሮ ናይ ካልኦት ኣየስተናዑቑን እዮም። ከለጃቶም ነዚ ብዕቱብ እየን ዝርእዮኦ። ንሕና ድማ ተመክሮ ናይዛ ሃገር ብብዙሕ ክንጥቀመሉ ዘይንክእለና መክንያት የለን። ኣብ ሕርሻ ኣብ ወፊሪ፡ ኣብ ትሕተ ቅርጺ፡ ኣብ ምምዕባል ኢንዱስትርያዊ ሰውራ, ብሓፈሻ ኣብ ብቅዓትን ፍርያምነት ኩሉ ዓይነት ንሕና ብብዙሕ ዕጽፊ ካብ ናቶም ዝሓሸን ዕድል መሳፊሕን ዘለና ኢና። ዋላ በቲ መንግስትና ንከምዚ ዝበለ ተመክሮ ተስፋ ኣብ ዝቆርጸሉ፡ እቲ ናይ ኤርትራውያን ኮሚንቲ ዝበሃል ሓደ ፕሮጅክት ፈጥሩ ከማካን ንዓኻን ዝመስሉ ክእለት ዘለዎም ዜጋታት ኣክቡ ንሃገርና ዓቢ ተመክሮ ዝከውን ጠቅላላ መጽናዕታዊን ተመክሮ ዘማሓላልፍ ሰነድ እንተዘዳሎ እየ ዝብል። ዋላ ብወገነይ ክቖድሖ ኣለኒ ዝብሎ ከም ዘሎ ክነግረካ ደስ ይብለኒ። እቶም ናትና ምሁራት ዝበሃሉ ነዚእታት ብዙሕ ዘስተውዓሉሉ ኣይመስለንን። ንኣብነት እኳ ንበል ምፍራይ ከብቲን ውጺእት ጻባን ንህቢ እንተወስድና ኣብ ኢስራኤል ካብ መጠን ንላዕሊ ካብ ምብዝሑ ዝተላዕለ ዕዳጋታት የዕልቅላቁ ከም መግቢ ድኻታት እዩ ዝቁጸር። ኢስራኤል ድማ ነብሳ ክኢላስ ዕድጋ እትስእነሉ መድረክ ኣለዋ። ብከመይ ኣብ ከምዚ በጽሖም ብዓቅመይ ተዛውረ ይዕዘብን ይሓቲትን እየ። እዚ ኢታት ተሰንድኩሞ ድማ ከምቲ ዶ/ር ኣባ ይሳቕ ኣብ ጽሕፎም ዝበሉዎ ንቆልዓ ብላዕ ኣይትበሎ መግቢ ተቀርብካሉ ምስ ጠመየ ባዕሉ ግባቦ ከፊቱ ክበልዕ እዩ፡ ንወሎዶታት ውን መጽሓፍ ተጽሕፍካሎም ምስ ኣድለዮም ከምብቡዎ ኢዮም ዝበሎ እዩ
@abrhamtesfamichael107
@abrhamtesfamichael107 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣብ ስምዒት ዘስጥም ታሪኽ ከምኡን ክንድኡን ስለዝገብሩ እስራኤላውያን ብቕልጽሞም ተኸቢሮም ይነብሩ ኣለዉ
@abrhamtesfamichael107
@abrhamtesfamichael107 Жыл бұрын
ተጓምን ኣቕረብትን ክኣ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ቀጽልዎ ብሃንቀታ ክንጽበ ኢና
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 Жыл бұрын
ሲፈ ሐነ ጎልዳምረ ኣብ ትግራይ የደሊ ኣሎ ነቶም ነቀርሳ ህዝቢ ትግራይ ዘኾኑ ኩሎም ኮታስ.#Goldamiyre 💪💪💪💪
@mulukuflom8706
@mulukuflom8706 Жыл бұрын
ካብ ቅድሚ 1 ዓመት ዛሓስባ ዝነበርኩ እየ
@samuabu6673
@samuabu6673 Жыл бұрын
ኣዝዩ ዝነኣድ ኣቀራርባን ኣዘናትዋን። ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል። ሓንቲ መኣረምታ ግን ማይክል ሃራሪ ኣብ 2009 ዘይኮነ ኣብ 2014 እዩ ሞይቱ። ካልእ ብጣዕሚ ጽቡቕ።
@andomtesfay7046
@andomtesfay7046 22 күн бұрын
ብዙሕ ተማሂርና ኣለና ክብረት ይሃበልና ።
@filmonkibreab2685
@filmonkibreab2685 Жыл бұрын
😮😮😮
@michaelberihu3286
@michaelberihu3286 Жыл бұрын
ሰላም ሓወይ 🙏🙏
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 Жыл бұрын
ንዓይ ዲካ እግዚአብሔር ይመስገን ሰላም እዩ
@tekhlomokbay5814
@tekhlomokbay5814 Жыл бұрын
Michael harari 21.september 2014 kemzmotte yu ab Google dhbir delo ayenay yu qunue memhir.
@MosaicBahli
@MosaicBahli Жыл бұрын
ሰላም ተኽሎም ቸክ ክገብሮየ ምንጪ እዚ ጽሑፍ ከሙኡዩ ዝብል ጌጋ እንተልዩ ኣረጋጊጽና መኣረምታ ክንገብረላ ኢና።
ኒኮላ ቴስላ፡ እቲ መሃዚ ብዙሕ ርኽበታት
33:25
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 39 МЛН
መንፈሳዊ ስነ ጽሑፍ "ስደተኛ እየ"!
10:21
ብርሃን ቲዩብ Birhan Tube
Рет қаралды 7 М.
ስቅ በሃልቲ ኩኑ SENAY AUDIOBOOKS ሰናይ መጻሕፍቲ
38:59
SENAY AUDIO BOOKS መጻሕፍቲ ሰናይ
Рет қаралды 114 М.
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 78 М.
Burger Boom 💥 #настольныеигры #boardgames #games #игры #настолки #настольные_игры
0:35
PUT CARDBOARD TOOTHPASTE ALL OVER ONE’S BODY!#asmr
0:40
HAYATAKU はやたく
Рет қаралды 16 МЛН
У Тебя Есть 3 Желания! 😌 @NutshellAnimations
0:46
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 4,8 МЛН
Какая погода у тебя за окном? У нас вчера был ураган!
0:40
POR QUEEE DIVERTIDA MENTE 2 !!! #SHORTS
0:15
Figuritalo
Рет қаралды 41 МЛН