ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #12

  Рет қаралды 30,566

Logbiba Tv

Logbiba Tv

Күн бұрын

#Logbiba #habesha #habeshatiktok #eritrea #eritreanfilm #eritrean #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanmusic #eritreanews #tigrinya #ሓበሻ #eritreanbestguayla #eritreanwedding

Пікірлер: 127
@samimengs2350
@samimengs2350 10 ай бұрын
Log biba እንዳበልኩ ብዙሕ የ ጽሒፈ ናይ ኣዋልድ ጥራሕ ዩ ዝምልስ ናተይ ዳ ገደፈ ኣብዚሐዮ ከይከውን ሎምስ ተሰኪፈ ኣድናቂካ የ ብኣካ ዝተወለፈ ብጽሞና የ ዝከታተለካ ዝገደፍኩ ገዲፈ ክነግረካ ዶ ሞ ብምንታይ ከምዝፈትወካ ቀዳማይ ቀዳማይ ዘይምኖ ዋዛካ እንደገና ድማ መልእክቲ ተሕልፍ ኢካ ዋዛ ምስ ቁምነገር ቀጽሎ ኣጆካ ከይትሓለኩ ክከታተለካ የ ክሳብ ኣብዚ ዩቱብ ዘለካ ምሉእ ተስፋ ዩ ዘለኒ ኣባካ ብር ክትብል ትሓጎስ እሾኽ ኣይጋእካ። ካብ ሓውካ ሳሚኤል ( እዚኣ ንዓካ ❤ )
@logbiba2500
@logbiba2500 10 ай бұрын
ኣብዚሕካለይ ዓቢ ሰብ !! ክብረት ይሃበለይ 🙏❤️🙏
@WediFqie
@WediFqie 4 ай бұрын
ኣሜን ሙቁረይ ንዓና ምዋጽእቲ ይፍጠረልና ንዓካ ክኣብ ዘለካዮ ጥዕና ይሃብካ
@meronteklu5410
@meronteklu5410 10 ай бұрын
ግምባር ድዑል ምዓረይ 😂😂 ኣቅሪበ እየ brother❤❤❤
@merhawiaradoum9098
@merhawiaradoum9098 10 ай бұрын
ሉኡል ሓውና ብጣዕሚ ኣዛናጋዒ መደብ ግን ተሕጽረልና ኣለካ ብዝተረፈ ንትግሪቻ ዝተፈጠርካ ኢካ ቦሎ ተብትቦ ❤❤❤❤❤
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 10 ай бұрын
welcame Luul hawena❤ ብጣዓሚ ዘድንቀካን ዝፈትወካን ኢየ!! ኢዛ ብዛዕባ ልብያ ዝተዛረብካያ ኣብ ዝሓለፈ ብዙሓት ሰባት ካባኻ ተስፋ ጌሮም ❤ ካብተን ዝፈትወን ደርፊታትካ👉 ፋራ ኣበይ ዓዱ ጠባዩ ! ብተቅሮቦ መደብ ኣዝዩ ማሃሪ ኢዩ ቀጽሎ👏
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 10 ай бұрын
ኣንታ ወዲ እዛ መንጥልክሙና መንጢልናኩም ትብል ዘለካ ኣነ ወን ይምንጥል ኣለኩ ኣብ ኣስመራ በዞም ናይ ደገ ተመንጢለ እየ እሞ ይምንጥል ኣለኩ ቀዳመ ሰንበት ኣአብ ዲስኮ ሓበሻ እሞ ክምንጥል ከለኩ ዘረባካ እንዳ ዘከርኩ ኣገልግሎት ይህባ ኣለኩ ቃልካ❤️
@milena-im7em
@milena-im7em 10 ай бұрын
ፈቴካ ክመውት❤😘 kexlo mara eka teshqeni kab stress kea tewxeani 🥺
@brhanesesen6454
@brhanesesen6454 10 ай бұрын
ዋውውውውውውው ሉኡል ዓርከይ ይበል ግጥሚ ዛርከይ መዓረይ ኩሉ ግዝየ ንናፍቀካ ዛርከይ ❤❤❤❤❤❤❤
@ZaidAtewebrhan
@ZaidAtewebrhan 8 ай бұрын
Ewy nay hmamey tewelifeka eko ❤.endey eber afqirekas aleku geza mulue eko aXelilkaya... bshmey tewelfeka tbl defi smaya pls ❤...gdn abiba kexelaka
@JoleWediama
@JoleWediama 10 ай бұрын
Natka adneqi eyu lullll zweledo Ika bro king 👑👑👑👑👑👑 ከመይ ጌርና ናይ ምንባብ ልምዲ ከነማዕብል ከም እንኽእል ምኽርኻ ወስ'ኣብለልና።
@AwetJambo-e6p
@AwetJambo-e6p 6 ай бұрын
ሎግቢባ ሕጂ ልቢ ወይ ቴንኪው ከይትሰደለይ እዛ መጽሓፍካ ኣዲስ ኣመርቃ በጃካ ትእዛዝ ኣይኮነትን መልእክቲ ኣዚየ ኢየ፡ካኣ ዝፈትወካ ❤❤❤❤
@nathnaelabraham8192
@nathnaelabraham8192 10 ай бұрын
ፀሐይ እንተ ሐቂቃ ስርሓ🎉 እንተኣቃሪጻ ፉተዉ. ጽልኡ ብርግጽ አነ እየ ዝትክኣ፡፡፡፡፡፡፡፡፡ ይበል ግጥሚ
@Marrybrauhan
@Marrybrauhan 10 ай бұрын
well come
@tesfaldetgebrenugus7409
@tesfaldetgebrenugus7409 10 ай бұрын
ሉኡል ርእሲ ዱዑል ከመይ ከ ኣለኻ ብጣዓሚ ጽብቅ መደብ
@GebrehiwetOkbay-yc1ud
@GebrehiwetOkbay-yc1ud 10 ай бұрын
Welcome bro ኣብ ካልኣይ ሕክያ ትኽሕሰና ትኸውን እንበር እዚኣ ሞይታ😂❤ ቀጽሎ በርትዕ
@RobelBrhane-ev7ps
@RobelBrhane-ev7ps 10 ай бұрын
Welcome Logbiba ምንጪ ስሓቐይ
@rgowelela
@rgowelela 10 ай бұрын
wedi gezawtey marey enka bel haz msla fkri kbtr ente hazkayo ynetr love protect if you touch his jump🥰🥰
@huruygere867
@huruygere867 10 ай бұрын
Leoul wedi Xibuk medeb 😂😂.....kemza zelata kexellq haxar temti eya zella....👏🏿👏🏿👏🏿
@MeksebMekseb-xy1hb
@MeksebMekseb-xy1hb 10 ай бұрын
ሰላም ሰላም ሉኡላ ስራሓካ ብጥዓሚ ኢዩ ደስ ዝብለኒ ይከታቶሎ ኢየ ውን ግን። ሓንቲ ክሓተካ ኢዛ ጸጉሩኻ ሓንቲ ጥራይ ኢስታይል ኮይና ብሚሒር ምድግጋም ሲ ካብ ሉኡል ናብ ዱዕል ቀይራትካ ?
@gualyesus7242
@gualyesus7242 10 ай бұрын
Leka endo gidda mekirka zoba kasa konka eka ❤❤❤I miss my zoba kasa
@TeameTeweldeBerhe-wd2om
@TeameTeweldeBerhe-wd2om 10 ай бұрын
ኣጆኻ በረትዕ❤❤❤
@yoni377
@yoni377 10 ай бұрын
👍your videos on the very first second, cheers mate✌keep going🤝
@fitsummisgna8721
@fitsummisgna8721 10 ай бұрын
Neska gezanrhanu ....ane kea wedi moto sinema hasien❤❤❤ lull habibi
@mussiemehari6600
@mussiemehari6600 10 ай бұрын
Metan ktabi natka tik tok account ab tahti xehafo emo shu tag gberuni belom shu zsededulka react tgebro kab nska tray zrekebya temxe bela hagezn nay sebat meshabn iu bzuhat iyom bkomu abiyom Habibi tesfa ygebr komu ktgebr ❤😂😊
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 10 ай бұрын
ሉኡሌ ግንባር ድዑለ ኣይጸላክዎን ትሕዝቶካ ቀጽሎ ጎኒጎኒ ካኣ ክምነግር ምሕዋስ ኣይትጽላኣዮ ክብር ሓውና 😂😂😂😂
@ertrawi
@ertrawi 10 ай бұрын
Btami eina nfetweka ganersawi love u bro keep up it Ab london byansab game arsenal chelsea knrei tesfa ygebr 😂⚽️💙📷 Kab france degafi chelsea 😂
@biniwedimaharisenegal4673
@biniwedimaharisenegal4673 10 ай бұрын
ሉኡል ከም ሰምካ ንፉዕ ብሰም ሓወይ ፎሎዉ ኢለካ ኣለኩ። ምስ ሓወይ ኣብ ሊብያ ነርካ ጸቡቅ ከም ተዕልሎምን ተዘናገዖም ነጊሩኒ። ብዘይ ብኡ ግን ጋል ላምና ኢካ ሞ ኣጆካ ቀጽሎ።
@lomisyeakleni7894
@lomisyeakleni7894 10 ай бұрын
Log__biba እቲ ንጉስ ትግርኛ rapper ክብሃል ዩ ሓደ ምዓልቲ ኣታ ወዲ ❤❤❤ 🙏🙏🙏🙏
@temesgenamlakey2848
@temesgenamlakey2848 10 ай бұрын
Eway lomi wedi gezawtey rekibe ane wn ab cherhi neru gezawtey hadnet and barka kea temahire.❤😊❤eway wedi gezawtey edmen tenan yhabeley.medebka btaemi iyu mezenagi ketslo.
@luchianoghebrekidus779
@luchianoghebrekidus779 10 ай бұрын
Logbiba habibi kemta nay wedi gezawtikha gerkaya bzkone agatami aygetemenin bchina eya😂😂😂😂😂
@meharigebreweldi8790
@meharigebreweldi8790 10 ай бұрын
ልኡሌ ገምበር ድዑሌ 😂 መኣረምታ ----- ምስሊ ኣብ ዕዳጋ ይሽየጥ❎ (ምስሊ ኣብ ዕዳጋ ይርከብ )✅ ብዝኾነ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወካን ዘድንቐካን ፡ ብፍላይ እታ ኃይላ ብ ኢንግልሽ ደርፍኻ ካብተን ሰሚዐ ዘይጸግባ ኢያ ፡ ከምዚ ዓይነት መደብ ከተቕርበልና ብ ህንጡይነት ኢየ ዝጽበየካ ኔረ ፡ ቁሩብ ድንጉይ ኢልካና ኢኻ ሕጂ ግን ክሒስካና ❤ አጆኻ ቀጽሎ❤👍
@ggtui-tv1un
@ggtui-tv1un 10 ай бұрын
2 ኮሞንት ይምርችካ ብሮ ገና ከራእክዎ እየ ዝጽሕፍ ዘለኩ ❤❤❤❤❤❤
@Blackboy12652
@Blackboy12652 10 ай бұрын
Log biba my brother እታ መጽሓፍካ ድኣ ኣብ መሸጣ ኣቅሪብካያ ዶ"ክነባ ብጥዓሚ እየ ተሃንጥየ ዘለኹ ከምቲ ሕክያኻ ተኾይኑ መቀረታ one day ኣብ ገዛኻ ጀይበ ገለ ክግፍትተካ እየ ኣብ ጎሮቤትካ እየ ዘለኹ መልሲ ክጽበ እየ😘✌️
@jossi2527
@jossi2527 10 ай бұрын
welcome back brother i love you ❤❤
@SamielIsseias
@SamielIsseias 9 ай бұрын
Eza aynbalaen tbl gtmi btami des elatni degime kenbba des mbelen bkemey krekba ykel" thank you so much habibi
@zemenafro7469
@zemenafro7469 10 ай бұрын
Hadnet I want the middle school too 😢 wedi gezawitey endiku dea 😂😂
@YawhanaMehari
@YawhanaMehari 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤ btaimi eye zketateleka xibuk medeb kexilo bro
@binikebede8743
@binikebede8743 10 ай бұрын
Hallo logbiba Selam kethlu nay wetru temntey eyu serhaka derfi kolom mes getmom akmko yehtatlom ey gen 1 ala zey terdani abta ዕዋላ ተብል fino Entay malit eyu nesa teray zey tertni tegdska abrhaley pls 🙏🤜🤛
@abelsherifo7859
@abelsherifo7859 10 ай бұрын
ክክክክ እንቃዕ ከማን ኣጋጣሚ ኮይኑ ኣይ ዝፈትሓካዮ
@AzmarinoAsmera341
@AzmarinoAsmera341 10 ай бұрын
ነገር እስኪ ከይተምጽኡ ብሓጸርቲ ዝመጻኒ ኣይፈቱን ኢየ 😂
@firubiniam1099
@firubiniam1099 10 ай бұрын
Logbiba habibi ana nska mnchi sehaqey eka qexlo ❤❤❤❤
@michaelhaile6257
@michaelhaile6257 10 ай бұрын
U make me happy my day bro keep going buddy
@awetnegasi1
@awetnegasi1 10 ай бұрын
Selam neaka ykun! Bkemey iya aza Log Biba tbl tbl wextka gele ktblena? abi seb! Messi kxbe iye.
@teklesenbetteklemaryam5628
@teklesenbetteklemaryam5628 10 ай бұрын
😂😂😂 ሓጸርትን ነዋሕትን ! ማከሎት ከ ኣለኩም ዶ ገለ ንግበር
@reemmilion9272
@reemmilion9272 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂btami ashqatni eza joke ur talented
@FnanTekleab
@FnanTekleab 10 ай бұрын
Ewuy sehak wedikana btaemi azenagae video kkkkkkkkkkkkkk😅😅😅
@SamuelTeklemichael
@SamuelTeklemichael 10 ай бұрын
ሰላም ሉኡል ሓወይ ኩሉ ዝዛረቦ ሓቂ ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ፈለዉ እን ኩሉ ግዜ እየ ኣድናቂካ እየ ግን ሓደ ዘስጋኒ ነገር ኣሎ ኣብ ልዕሌካ ሰበይተይ ብንስካ ትሰርሖም ቢዶታት ኩሎም ስርዓታት ሕዋሳታ ኣቃሪጻ እያ ትካታተለካ ሕጂ ኣይትሓዘለይ እምበር ንዝተወሰነ ግዜ ክትእለ ምካልካለይ ክሳብ ሓድ ቆልዓ ንወልድ ዛዓርከይ ኣብ ቪዶ ኣይተምጻኣን ትከዉን እዛ ዝጽሕፈልካ ሲምዒተይ ዘርገፍኩላ ጽሕፍቲ
@temesgenweldeab4340
@temesgenweldeab4340 10 ай бұрын
ሓጺር ዝብሃል ካብ ክንደይ ንታሕቲ እዩ ?
@therry_henry14
@therry_henry14 10 ай бұрын
ኣብ ኣሜሪካ ዓቢኻ ዘይዘከርካዮ ሰብ ምስ ትረክብ፦ "ኣብ Harvard University ድየ ዝፈልጠካ፧ "No ተጋጊኻ ኣለኻ" "እሞ ኣብ Yankees Stadium ኢየ ርእየካ!" "No ሕጂ'ውን ተጋጊኻ" Sorry ተባሃሂልካ ትፈላለ። ኣብ ኤርትራ ዓቢኻ ዘይዘከርካዮ ሰብ ምስ ትረክብ Be like:- "ሓቀይ ዊዓ ተዓሊምካ፧" "No ተጋጊኻ ሳዋ ኢየ ተዓሊመ" "እሞ ዓሰብ ደቂ ኣሃዱ ኔርና ማለት ኢዩ፧" "No ኣፍሂምቦል'የ ኔረ። "እሞ ሓሽፈራይ ተኣሲርካ ኔርካ፧" "ዓዲ ኣበይቶ ኢየ ተኣሲረ ኔረ ቅድሚ 3 ዓመት" "እውይይ ዘኪረካ ናይ ሴም ላዕላይ ካሜራ" ተጠማጠም ኢልካ ኢዩ ቡዓይይይ 😂😂😂 ኣብ FB ናትካ ኢየ ረኺበያ በይነይ ስሒቀ፥ ኣብቲ ግዜ እቲ ኣብ ናይ መንሱር ካሜራ ተቀፊደ ኔረ ኣነ ድማ በዚ ኣጋጣሚ የቀንየለይ ዳሕራን ረጂዕካኒ።
@logbiba2500
@logbiba2500 10 ай бұрын
😂😂😂
@Wedibri1
@Wedibri1 10 ай бұрын
ተሓንጊሮምና በል ነዞም ሓጸርቲ ተስፋ ባ ኣይተቁርጽና የሕዋትኹም ደይኮናን 😊
@allweneedislove234
@allweneedislove234 10 ай бұрын
Mszi getamay hade eyu xolotna wey gud 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@sebnabsebu9495
@sebnabsebu9495 10 ай бұрын
Ata nskas eta gtimis mara eske ybek lieli over 100%mbelkwa, Wawwww keslo brukey
@akitto1997
@akitto1997 10 ай бұрын
😂😂 Barka secondary school zneberkum eske habuley like nizi jgna❤
@Aman_G
@Aman_G 10 ай бұрын
Meghgoley mexieu :) keep it up bro
@JackiMelles
@JackiMelles 10 ай бұрын
Eza wedi hakey eye kfetwo wedi gezawtey eyu naru bate
@reemmilion9272
@reemmilion9272 10 ай бұрын
Agatami ab TikTok nay haxerti yebeb nere Haxar sebyti tehalyatka kulu malatatka nab bjama eyu ziqyer exactly 😂😂😂😂😂😂
@azmarino517
@azmarino517 10 ай бұрын
Zia keytnetra pls log biba trgum ngerena sagua diya ?
@yemaneandemichael5123
@yemaneandemichael5123 10 ай бұрын
Ya fateka maytea abey nerka zkulu❤
@ሂወትኣሰፋ
@ሂወትኣሰፋ 9 ай бұрын
ክፈትወካ ኣነሰ❤❤😊
@Futuneye
@Futuneye 10 ай бұрын
Moyte lomi😂😂😂may seha ayeney😂
@Selam-uq9yl
@Selam-uq9yl 10 ай бұрын
Logbiba wenchar 😂 am ur fun...i appreciate u ..keep going
@Selam-uq9yl
@Selam-uq9yl 10 ай бұрын
Ane wn kabzen xbuqt zgdesely sine zeleku eye bejakum dehayna gberu
@Brtue
@Brtue 10 ай бұрын
​@@Selam-uq9yl ሃመይ ሞ😉
@MarhawiHagas-sk9ns
@MarhawiHagas-sk9ns 10 ай бұрын
log biba ብምንታይ ይገልፀካ ኳ ኣይፈልጥን የ ግንብጣዕሚ ዝፈትወካን ኣድናቒኻን የ ዋላ ሓንቲ ቃል ከይትሓልፈኒ መታን videoኻ ምስ ወደአኻ የ ኮሜ ዝወቅጥ so keep it up respect
@KhaledIbrihim
@KhaledIbrihim 10 ай бұрын
Hibib kaf alwa aznigie ❤❤❤❤👌🏻👌🏻👌🏻👌🏻👌🏻👌🏻👌🏻👌🏻👌🏻👌🏻👌🏻👍👍❤️❤️❤️
@Kebrichi
@Kebrichi 10 ай бұрын
Thankyou luli slezembebkaley. 😂😂😂😂
@almazaskale7593
@almazaskale7593 10 ай бұрын
Ane ntka eyu zeshkeni kb ntom nlili ❤
@Dawit-Eyob
@Dawit-Eyob 10 ай бұрын
Hakeyi zerba logbibe hawey teftawi eu ezi gexka I like you men ❤
@LijNatan-g1g
@LijNatan-g1g 10 ай бұрын
ዓርከኒ ሉኡል ሰላም ናዓካ ይኩን ኣብ ዛሓለፈ ቪድዩ ካ ጉዳይ ሓጸርቲ ኣሊዒልካ ኔርካ ሊዌር ካኣ ጉዳይና ሒዛቶ ኔራ ኣብ ምንታይ በጺሓ እዛ ጉዳይ ሓጸርቲ😂😂😂
@merrytesfaldet9171
@merrytesfaldet9171 10 ай бұрын
Luel wela nska bet elka deks😂😂😂😂
@SimonMengs
@SimonMengs 7 ай бұрын
kosto lakosto ቢሒም ዝበለ ይተሓጎም😂
@AduAdu-ik8jt
@AduAdu-ik8jt 10 ай бұрын
Logbiba....ኣሰድ በረኻ(ኣንበሳ)ዝብል'ዩ፡ ቁሙጥ ቁሙጥ ዲኻ ትብል ኣሕጽር ኣቢለ ካብ ፍሉይ ውህብቶኻ ገለ ተቃጢበ ኣለኹ።ብፍላይ ድማ (ፋራ) ትብል ናትካ ምኻና ምስ ፈለጥኩ (ኣድኒቀካ)ብሓቂ፡ቀጽሎ ኢኻ ተገድሰና ኢኻ ናይ መወዳእታ ራፕ ትሰርሓልና ከኣ ኣብ ትጽቢት ንርከብ ያ (ኣሰድ)
@beshiraforkibeshiraforki9119
@beshiraforkibeshiraforki9119 10 ай бұрын
መጋድልቲ ኣቀራርባ ይበል ትኣምኖ ሊእካ ቀሲንካ ሕደር እዪ ነገሩ ኣነ ወላ ብእግረይ እየ ዝጥዉቀልካ ክብለካ ይፈቱ ግጥሚ በቂ ኣድኒቀ ምኽኣል ሲኢነዮ ይበል ነዞም ኣብ ሽግር ዘለኹም የሕዋትና ኣምላኻ ምሳኹም ይኹን ህወት ፈተና ኽህልዋ ግድነት እዩ እቲ ዋና ነገር ከመይ ትቅበሎ እዩ ከምቲ ማይ ሃሪሙ ምስ ወድአ ጽሓይ ትበርቅ ሽግር ምስሓለፈ ካኒ ራህዋ ክመጽእ እዩ እሞ ኣምላኻ ምሳኹም ይኹን የሕዋተይ 🙏
@Wedikeren9664
@Wedikeren9664 10 ай бұрын
Well come wedi abeyti ✌️
@SemereBrhane92
@SemereBrhane92 10 ай бұрын
ቃዛ ቃዚለ ጨርሒ ዘማእከለ ዝጸምኦ ስዋ ሻውል እናጠለል ምስ ጥዑም ሙዝቃ ጋዕዳ ዝማእከለ ከምዚ ሎሚ ግዜ ከይሓተለ ዝተረፍ ምምላእ ኣይትሕመቕ
@selemawitdebesay7516
@selemawitdebesay7516 10 ай бұрын
Ata nska kthmmeni eka😂😂😂 bzkone gelaynet medeb qexlo
@ወዲሳዋ-ጠ6ፈ
@ወዲሳዋ-ጠ6ፈ 10 ай бұрын
ኣብ ዩቱብ ስመይ ተጸዊዐ ኣይፈልጥን እየ ጸዋዓኒባ ክጥዕማ 😅 ሎጊ ኣይትዝክረንን እንበር ንፋለጥ ኢና ስለዝስ
@yedhhdhhdhd
@yedhhdhhdhd 10 ай бұрын
Logibiba yeak kab eri kab diwexie 6 month gere aleku mara eka futuw gn rap ente gedifnayo derfi misimia kingedfo 😢😢😢😢
@TesfalemSerexu
@TesfalemSerexu 10 ай бұрын
Ata nska mexelel eka😂😂😂
@ሶፋኒት
@ሶፋኒት 10 ай бұрын
ኣታ ሰብኣይ ተሕጽረልና ኣለካ 14 ደቂቅ ኢልካ'ሎ ዋ ፡ብዝኮነ ሎጊባ ዓይነይ ኬፍ ኣለካ ይካታተለካ እየ ግን ሎሚ እየ ዝሕንጥተልካ ዘለኩ ሶ ጽቡቅ ኣቃራርባ ምስ ብሉጽ ሓሳባን ምስ ጥዑም ዋዛታት ኣጋላልጻካ ክኣ'ሞ ቁሙት ቅሙት ትክ ኢላ ናብዛ ርእሰይ እያ ትኣቱ ብካ መምህር ኮንካ ግን ሲ ካበይ ዝመጸ እዩ እዚ ኩሉ ብልሒ ላይክ ኩሉ ግዜ ክህበካ እየ ሳብስክራይብ ግን ኣይሕብያን እየ እንድዒ 😂ብዘይካ ንያቆብ ዳዊት ሶ በርትዕ ❤❤
@EddyAk47-vc5fo
@EddyAk47-vc5fo 10 ай бұрын
ፍቅሪ ሓበሻ ኣብ ክሻ
@iamcoming3658
@iamcoming3658 10 ай бұрын
Lomi zdekemka tmesl, srah ykebd alo du?
@DaniDani-x5v
@DaniDani-x5v 10 ай бұрын
ዋዉዉዉ ሉል ሓውና ኣነ ዓወት ዝተበሃልኩ ሓደ ካብ ኣድነቕትኻ የ ንስኻ ናይ በሓቂ ኣብቲ ሞያ ታለንት ኣለካ ንመደባትካ ከምቲ ጠሚኻ ንመግቢ ትሃርፎ ኩሉ ግዜ ከምኡ የ ዝጽበየካ ስለዚ ኣጆኻ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኘሊስ ከኣ እዚኣ ኮመንት ምስተን ተንብበን ኣንብባ ኢኻ ኣብ ሊብያ የ ዘለኹ ስከ ካብቲ ተስፋኻ ገለ በለና ምሒር ግን ኣይትምጸጽ ታ መዓዳ ከይንቐብራ ሞ ዝዓርከይ ሶሪ ኣብዚሐልካ ካብ ምፍታው ዩ ይርድኣካ ይኸውን so ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ሰ ሰናዩ!!
@Baltazar5468
@Baltazar5468 10 ай бұрын
Moya saha yu log biba nebsi
@mili1607
@mili1607 10 ай бұрын
ወዲ ገዛውተይ መቅሰን አስከ እዛ ማይ ሰሓ ኣኳ ፍረሽ ቁምጥ ቁምጥ ትብል ዘረባ ኣሰልቺያትና ካልእ ቀይር በዚሓትኒ ጆርናታ ግዲ ዝከታተለካ ኾይነ ሲ ተዘዋዊዳትኒ ። ተኺኢልካ ኻኣ ናይ ቀደም ስእልኻ ኣርእየና ። So ቡሉጽ ስራሕ ኣብ ዝመጽእ መደብካ ተመሊስካለይ 1 ሕቶ ኣላትኒ ክሓተካ አየ ኣብ ዝመጽእ ። 10q Bror
@Meri-pf3gq
@Meri-pf3gq 10 ай бұрын
Logbiba habibi ana❤
@ggtui-tv1un
@ggtui-tv1un 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 እዚ ሬሳ ዳኣ በየን ከመይ ክተዉጽዎ ኢኩም ያ
@HelenDaniel-r7h
@HelenDaniel-r7h 10 ай бұрын
Lul shkor may sha dyu 😂😂❤❤❤❤🎉🎉
@Eri1991-love
@Eri1991-love 10 ай бұрын
Logbiba hawina mimhrey kab 1 ksab 40eiom zbetshu titearem n hade seb zmeslu ane KSA hji 10rekibe aleku
@NATI-b9b
@NATI-b9b 10 ай бұрын
Ata logbiba entay dea bzaba kuosho 🏀 gedfkayo ?????
@Danini-o1i
@Danini-o1i 10 ай бұрын
Eway haxir mealti😂😂😂
@DanDuri
@DanDuri 10 ай бұрын
Men videoka edit yigerelka
@YffGff-g2p
@YffGff-g2p 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@HabenTeklemariam-k7t
@HabenTeklemariam-k7t 10 ай бұрын
Comentey gdn melseley 🤣🤣🤣🇪🇷
@Ijustwannahappy4430
@Ijustwannahappy4430 10 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 kenife
@grmahabeshaube853
@grmahabeshaube853 10 ай бұрын
ata afkaritka endo areyena
@luwammogos7610
@luwammogos7610 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@millionbahta9166
@millionbahta9166 10 ай бұрын
Logbiba yahoo very funny
@kokokibrsh6721
@kokokibrsh6721 10 ай бұрын
Kindey zur resieka
@MeronZeru-v1j
@MeronZeru-v1j 10 ай бұрын
Wowwwwwww❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HeriWelderfeal
@HeriWelderfeal 10 ай бұрын
Yoyo🎉❤
@MebrihtTesfalem
@MebrihtTesfalem 10 ай бұрын
❤❤❤🎉
@batseba8511
@batseba8511 10 ай бұрын
ወዲ ኣባሻዉል ዲካ ወዲ ገዛዉተይ ኢካ ማለትዩ
@doitMan-qj4zn
@doitMan-qj4zn 10 ай бұрын
my G
New Eritrean Movie  ሓዳስ ፊልም ትግርኛ 2024
2:08:01
Rahena TV Production
Рет қаралды 278 М.
Dehay Betna - ድሃይ ቤትና (Episode 5) - One Day With Alena Walta Hager
1:09:18
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #13
16:31
Logbiba Tv
Рет қаралды 33 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #7
16:00
Logbiba Tv
Рет қаралды 54 М.
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 28 ( BY BRUNO )
41:37
Awra Tube
Рет қаралды 296 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv  #10
14:59
Logbiba Tv
Рет қаралды 30 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #4
12:22
Logbiba Tv
Рет қаралды 27 М.
#ብርጌድ ንሓመዱ Radov Leo x Ras Sandro 
#freeeritrea#tigringarap 2023
4:22
Ras Sandro ራስ ሳንድሮ⭐️
Рет қаралды 27 М.