ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገ/ግዚኣብሔር (መንጀሪኖ) ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪተን ዝሃብኦ እዋናዊ መግለፂ ውድብ ህወሓት

  Рет қаралды 10,895

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

WelCome To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Berakhe_Media #ሾው_ብራኸ #ብራኸ
Well Come To Berakhe Show KZbin Channel Like Share Subscribe For More VIdeos
© Copyright:Berakhe Show
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
#Brakhe_Show
#ሾው_ብራኸ #ብራኸ_ሸው
#brake_show
#Berake_Show
#Brake_Show
#Medhin_Gebreslassie
#serawit tigray
#ሰራዊት ትግራይ
#ቃለ_መሕትት-ትግራይ_ፖለቲካ
#Amhara_ethiopian_criss
#eritrean_community
#Eritrean_Poletics
#Tigiray_poletics
#ethio_forum
#Tefetawi_Tolk_Show
Eritrean Interviews
#ቃለን_መሕትት_ምስ_መም_ኣብርሃ_ተኽሉ
#Eritrean_Poletics
#ጠርጣራው_ስቡሕ
#ተክሊት_ገብረመስቀል
#Interview_Tertaraw_Sibuh
#dialogue_Among_Two_Tigrian_Generation
#Abrha_Teklu_Teklit_Gebremeskel
#ኣብርሃ_ተኽሉ_ተኽሊት_ገብረመስቀል
#ክትዕ_ኣብርሃ_ተኽሉ_ተኽሊት_ገብረመስቐል
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣስገዶም_ተወልደ
#Interview_With_Asgedom_Tewelde
#ኣስገዶም_ተወልደ
#Abel_Gebremedhin
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣቤል_ገብረመድህን
#brake_show
#መድረኽ_ብራኸ_ሾው_ቁ_3
#መድረኽ_ብራኸ_ሾው
#Medrek_BraKhe_Show
#DDR
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ኣይተ_ተስፋኣለም_ይሕደጎ
#Interview_With_Tesfalem_Yihdego
#ኣማኒኤል_ኣሰፋ
#ህወሓት
#ዘርኡ_ገብረሊባኖስ
#ቃለ_መሕትት_ምስ_ዘርኡ_ገብረሊባኖስ
#ምስረታ_ጉባኤ_ኣሕፈሮም_መዘክር ስውኣት_ትግራይ
#ሚኪኤለ_መሓሪ
#Mikiele_Mehari
#Tigrigna_music_Mikiele_Mehari
#Tedros_tsegay
#ኣማኒኤል_ኣለማዮህ
#ኣብርሃ_ተኽሉ
#ዮሴፍ_ገብረህይዎት
#J_Studio
#ዋዕላ _ዕደና_ወርቂ
#ጉዳያት_እስልምና_ትግራይ
#መድረኽ_ብራኸ_ሾው_ቁ_5
#ዋዕላ
#ክትዕ_ኣብ_ሞንጎ_ኣባላት_ጉጅለታት_ህወሓት
#ተመዛበልቲ
#ዶር_ገብረኣብ_ባርናባስ
#Barnabas_Gebreab
#Dr_Gebreab_Barnabas
#TPLF
#ሰልጠነ_ግርማይ
#seltene_Girmay
#ኣብርሃ_ሃይለዝጊ
#abrha_hailezgi
#ሰልጠነ_ግርማይ
#selatene_Girmay
#መቐለ_ትግራይ
#ሃይሉ_ከበደ
#3ይ_ወያነ_ትግራይ
#memhir_yemane_kassa
#የማነ_ካሳ
#3ይ_ውያነ_ትግራይ
#ሳልሳይ_ወያነ_ትግራይ
#ህወሓት

Пікірлер: 136
@TsegayDesta-z3e
@TsegayDesta-z3e 5 күн бұрын
መበል ፶ ዓመት መሰረት ፅንተት ህዝቢ ትግራይ በሊ።
@yosiefbelay4842
@yosiefbelay4842 5 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ዓሻ ከይመስለኩም ። ንስኹም ብዛዕባ ስልጣንኩም እምበር ብዛዕባ ህዝቢ ኣየግደሰኩምን ። ካባኹም በተሓሳስባ ዝተፈለየ ባንዳ ከዳዕ ጠላም ወዘተ.....እዩ ጸርፍኹም ። ኣጠቃላሊ ዘረባኽሙን ተግባርኩምን ዘሕፍር እዩ ። ብዝበጸሐ ጉድኣት ተጠየቅቲ ምዃንኩም ኣይትረስዑ ።
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 5 күн бұрын
ዓሌት ስብሓት ነጋ ኣምሓራን ኦሮሚያን ኢሎም ኣጋንንቲ ዝፈጠሩ ሕማቓት ጉጅለ እዮም ።
@hgfdg7858
@hgfdg7858 5 күн бұрын
ብደም ህዝቢ ዝትጨወት😮😮😮
@ggggg6585
@ggggg6585 5 күн бұрын
ደናቑር
@abrshmu7345
@abrshmu7345 5 күн бұрын
አረ ሰብ አእምሮ
@MengestabGegzaei
@MengestabGegzaei 5 күн бұрын
ንሕዝቢ ትግራይ መድኋኒኡ ንአኩም መጥፊኡኩም ይግበረልና
@e.h857
@e.h857 5 күн бұрын
አሜን ፈጣሪ ይተሐወሶ
@tesfayaberhe
@tesfayaberhe 5 күн бұрын
TPLF has destroyed core values and history of Tigray. All they did was, to rewrite the history of these gallant people. Shame on them !!!
@alemtesfay-g3t
@alemtesfay-g3t 5 күн бұрын
ታደሰ ወረደ ተመን ብሕዝቢ ትግራይ ቁሟር ይጻወት ኣሎ
@delinayonas8988
@delinayonas8988 5 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ከምቲ ንስኩም ትብልዎ ዘይኮነስ ስልጣኔ ናይ ኣክሱም ዝነበሮ እዩ ንስኩም ኢኩም ድንቁርናን ድሕረትት ዘለኩም ውድብ ሕውሃት ቀታሊትን ጠላሚት ህዝቢ ትግራይ እያ ንመን ከተደናግርዎ 😢
@SuperSoftwareEngineer
@SuperSoftwareEngineer 5 күн бұрын
ሓቂኺ ሓፍተይ መዓረይ ኣይተዓደልናን
@All-w9s
@All-w9s 5 күн бұрын
ለካቲት 11 ማዕልቲ ልደት ፅንተት ህዝቢ ትግራይ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 5 күн бұрын
ሰረቅቲ ሕዋሕትን መራሕኩም ደብረጽዮንን ናይ 50 ኣመት ውድቀትኩም ኣቢሉ ሰረቅቲ
@DawitHabtu-j8u
@DawitHabtu-j8u 5 күн бұрын
መሰል ህዝቢ ትግራይ ክትግበር ምስ ህዝቢ ኤርትራ ሰላም የድሊ
@ትግራይ-መቐለ
@ትግራይ-መቐለ 5 күн бұрын
50 ኣብ ትርጉም ኣልቦ😢😢
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 5 күн бұрын
ንስኻ ከ እንታይ እዩ እጃምካ
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 5 күн бұрын
እዛ ዳዋ ተምፅኦ ኣለዋ። ነዛ ሰበይቲ ኣንጠልጢልኩም ኣረክብዋ!!
@delinayonas8988
@delinayonas8988 5 күн бұрын
ብደቂ 70 ዓመት ዲክታተራት ናይ ሓድሽ ወለዶ ዕድል ይጽልምት 😔
@trustingod2549
@trustingod2549 5 күн бұрын
Traitor
@e.h857
@e.h857 5 күн бұрын
ይአክል በተ መዘክር ከማን አይግብአኩምን ኢዩ ተንስእ መንእሰይ ትግራይ አንጻር እዞም ገበቲ ከም ሻዕብያ።
@lanteTV1
@lanteTV1 5 күн бұрын
ወጠጦ ጃሱስ ናይ PP
@lanteTV1
@lanteTV1 5 күн бұрын
@@e.h857ችድ ሕማቕ ድርባይ ሻዕቢያ ❌🇪🇷❌
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 5 күн бұрын
​@@lanteTV1ሓሳዊ ሽዩጥ ባሪያ ክክክክክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@askaltesfa8383
@askaltesfa8383 3 күн бұрын
This celebration should be labeled, ‘Patriots of Tigray but not only, Hiwahat’
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 5 күн бұрын
ሕውሓት ባሪያ ሻኢቢያ ኢያ ህዝቢ ኦሮሞ 50 ሚልዮን ህዝቢ ኣምሓራ 40 ምልዮን ህዝቢ ትግራይን አሪትረያን ግን ባኣካትኩም ጸኒቱ ተኣኪቡ 10 ምልዮን ኣይከውንን ሰረቅቲ ኣጽነቲ ዎሎዶ ሓሰውቲ
@ሻዕብያ-ህዝቢዩ
@ሻዕብያ-ህዝቢዩ 5 күн бұрын
መንጀሪኖ, ትግርኛ ንዘይፈልጡ ኣህዛብ ከተእምኒ ትኽእሊ ኢኺ. ንህዝቢ ኤርትራ ግን ከተእምንዮ ኣይትኽእልን ኢኺ. ምኽንያቱ ናይ ርሑቅ ፍጻሜታት ስለዘይኮነ. 1998 ብሸነኽ ባድመ ሕውሓት ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ኣብ ክንዲ ሰላም ኩናት አውጃ ናብ ዘይተደልየ ክሳራን ዕንወትን 2 ህዝብታት ኣስዒቡ. ቅድሚ ኩናት 8 ብሉጻት ተጋደልቲ ኤርትራ ንረዳዳእ ኢሎም ዝተላእኩ ብሕውሓት ተረሺኖም. ስለምንታይ????????
@naseralhabshi3895
@naseralhabshi3895 5 күн бұрын
እሞ ህዝቢ ትግራይ ባኹም በኔትወርክ ጉጀሌ ገበርትን ሓደግትን ኮንኩም ህዝቢ እዳሳቀኹም ንዘመናት ስልጣን ክትሕዙ ክትረግጽዎ ትሚኔትኩም የለን እዚ ትብልዮ ዘለኺ ኣብዚ ዘመን ኢዚ በዚ ቃላት እዚ ዝዕሾ መንሰይ የለን ተግባርኩም ሰለ ዝፈልጥ ንደቂ ሰማንያ ኮምኡ በልዮም እበር ሎምስ ተነቂሕልኩም ለካቲት 11 ብሽም ህዝቢ እዳመደርም ሸቀጥኩም ንዘመናት ኣብ ስልጣን ከትነብሩላ ወይ መደረ ክተቅርቡላ ኣይኮነትን ይኣኽለኩም ብኔትወርክ ሸቀጥ ተነቂሒልኩም ኣኸለ
@A.abraha3712
@A.abraha3712 4 күн бұрын
ሃምሳ ዓመት ውሸጢ ሃምሳ ሚልዬን ህዝቢ ትግራይ ሂወቱን ንብረቱን ሐሊቁ ብሰንኪ ወያነ ጉዲትን
@HagosTsegaye-p3y
@HagosTsegaye-p3y 5 күн бұрын
ዘወር በሉ!! ንአኩም ዝድምስስ ዶ አይመጽእን!! ንህዝቢ ትግራይ ጠብ ትብል ዋላ ሃንቲ ዘይሰራህኹም ካብ አ/አ ተባሪርኩም። ኸዚውን ንህዝቢ መህብኢ ገይርኩም አብ ሰፈላል አእቲኹሞ። ንስኹምማ ናይ ህዝቢ ትግራይ ስግዓት ኢኹም!!! ምዓዝ ይኾን ትላቀቅዎ ነዚ ለባም ህዝቢ????
@Pilase
@Pilase 4 күн бұрын
ሓውኪ ኮ ሃፍታም?ዩ
@abebaeyasu
@abebaeyasu 5 күн бұрын
ብሰላም ካብ ህዝቢ ትግራይ ገለል በሉ ከትዋረዱ ሀሰዉቲ ናይ ሻዕቢያ ተላአኻኽተቲ ሀሳብኹም ፀንቂቅኹም ፀለመ ጀሚርኹም አለኹም። ☠️☠️☠️☠️☠️☠️
@zewisdom4822
@zewisdom4822 5 күн бұрын
ገፅኺ ትርሓቕ! ናይ ኣድ መንዕሰይ ትግራይ ህንፀፅ ዝኾኑ ሰባት። ንስኹም ክንርዕይ ሞት፥ ጦርነት፥ ርሀብዩ ትግራይ ትርእያላ! ጎዓፍ
@DestatafereWmichael
@DestatafereWmichael 2 күн бұрын
Lhzbi tigray Salam kikonelu neakum degmo naymecheresha menkelikum ygberorrrrrrrrrro
@zerema58
@zerema58 4 күн бұрын
@GrmayNegash
@GrmayNegash 4 күн бұрын
ጀግና ሠበይቲ
@befairbalance7507
@befairbalance7507 4 күн бұрын
Kkkkkkkkkk sibhatawian corrupted group
@nowarpeace2488
@nowarpeace2488 5 күн бұрын
መድህን እንታይ ደአ ነዛ ሰበይቲ ዘዝድግፍ comment ጥራይ like ትገብሪ?????
@lathishlathish9804
@lathishlathish9804 5 күн бұрын
👍👍💖💖💖🙏
@bogeabilekijermen4129
@bogeabilekijermen4129 4 күн бұрын
ዝይሓፍሩ 50 ዓመት እንታይ ጌርኩሙ ዝብሎ፡ወለዶ፡ ከመዝጠፈጠረ ይርዶኦም፡ዶ 😅😅😅😅
@ህያብ
@ህያብ 5 күн бұрын
50 ዓመት ሓመድ ኣስፍሩኩምና ሓመድ ድኣ ስፈሩ እምበር😢
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc 5 күн бұрын
Is there anything the people of Tigray celebrate TPLF achievements? War and poverty no other positive achievements.
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 5 күн бұрын
ሸፋቱ ሕውሓት 50 ኣመት ንህዝቢ ትግራይ ኣጽንቲክሞን ሰሪቅኩሞን ሕጂ ግዝየኩም ኣኪላ ኢያ ጥፋኣትኩም
@ggggg6585
@ggggg6585 5 күн бұрын
ገፅኺ ይርሓቕ።
@lanteTV1
@lanteTV1 5 күн бұрын
ገጽካ ትከወል። ሕማቕ ጃሱስ
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 5 күн бұрын
ንስኻ ባ ገጽካ ትርሐቅ ሙሽሙሽ ዓጢነ
@1224-m3e
@1224-m3e 5 күн бұрын
ዮዲት ጉዲት እንቋዕ ተወለድኪ 😂😂😂
@lanteTV1
@lanteTV1 5 күн бұрын
ኪድ ናብ ደንበ ጽግዕተኛታትን ጸበብቲ ጉጅለ ኣረና። ሕማቕ ድርባይ
@e.h857
@e.h857 5 күн бұрын
አታ ነዞም ሕወሐት ጉጂለ ደብረጺዮን ዝበሃሉ ዝጨውዮም ሰብ ዶ ተሳኢኑ? አ
@mulugetakide964
@mulugetakide964 3 күн бұрын
ደናቑር ህወሓት ሓልዮትኩም 1) ብውድብኩም ዝግለፅ ስልጣን 2) ቀፃልነት ኢትዮጵያ እዩ። መርአዪ፥ 1) ንኢትዮጵያ አሚንኩም፣ ንኲናት አሳጢሕኹምና። 2) ካልኦት ሓይልታት ይግራይ ካብ እትሓውሱ በይንኹም ስልጣን ክትብሕቱ አደዳ ፅንተት ጌርኩምና። 3) ድሕሪ ፕሪቶርያ ህዝብናን መሬትና ከይነውሕስ አብ ስልጣንኩ ምምቓል አቲኹም አብሊዕኹምና። 4) ተኸፋፊልኩም ተስፋን ወነ ቓልስን ትግራዋይ ቐቲልክምዎ። ኩላሕኹም ንፀልአኩም! ደፋራት!
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 5 күн бұрын
ትኽክል ፈትለወርቅ ጅግና
@macksyou3743
@macksyou3743 5 күн бұрын
ድሕሪ ኸዚ ንህዝቢ ትግራይ አይትውኩሉን::ዕድመኹምን ሓሳብኩምን ግዘ ዝሓለፎ እዩ::
@lanteTV1
@lanteTV1 5 күн бұрын
ከዳዕ! ኪድ ናብ ደንበኻ። ናብ ደንበ ጽግዕተኛታትን ተስፋሕፋሕቲ PP
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 5 күн бұрын
LANTE TV1 KID ልሓስ ማኣኮር ደብረጽዮን ኣምንዚራ መጀሪኖ ኢሱብ ድቃላ ሕሱር ፍጥረት ግዙኢ ባርያ ሕፈር ነዞም ሰረቅቲ ኣንጻር ውጿት ህዝቢ ክትድግፍ ሕፈር ​@@lanteTV1
@lanteTV1
@lanteTV1 5 күн бұрын
@@user-je1ef3ye7k ችድ ሕማቕ ተበላጻይ። ባርያ ናይ PP ኪድ መኣኮርካ ጸሪካ ተጎንባሕ ወዲ ጠዊል አረብ ገረድ 🥴
@fidleytube
@fidleytube 5 күн бұрын
ንስኪከ መን ምስ ሀበኪ እዩ ብደም ህዝቢ ትግራይ ትጫወቲ ዘለኺ ደፍሪ ሰብ ኢኪ 😢
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 5 күн бұрын
እዚ ክሓዲ ጉጅለ ስልጣኑ ከረክብ ኣለዎ ህዝቢ ትግራይ ቀጥ ኢልካ ተቃለስ ቀሪብካ ኢኻ
@user-je1ef3ye7k
@user-je1ef3ye7k 5 күн бұрын
ሓሰውቲ ሕውሓት መራሕኩም ሰራቂ ደብረጽዮን መንጆሪኖ ምስ ኢሰያስ ሻኢቢያ ንህዝቢ ኣጽንትኩሞ ኣለኩም ንስልጣንኩም ኢምበር ንህዝቢ ትግራይ ኣይትግደሱ ንህዝቢ አሪትራ ሥሷኣት ሃይማኖት ኣልቦ ኢንሥሳ ኢኩም ብሓንቲ ሰፍ ክትሕረዱ ኢኩም
@stpual1
@stpual1 5 күн бұрын
ተፈናቐልቲ ብዝምልከት ሓቃ ! ግን ቅድሚ ስደተኛታት ውድብ ህ.ወ.ሓ.ት ነድሕን አይበለን'ድዩ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ? ዋእ ! ኩሉኹም ውረዱ ! Fresh face is required miss.
@Rockofliberty-lv1jw
@Rockofliberty-lv1jw 4 күн бұрын
ኣታ እዞም ተጋሩ ክንደይ ትሓምቁ: እዚ ኩሉ ህውሓት ምስ ኣምሃረኩም ምስ አንቃሓኩም: ስልጣን ምስ ሃበኩም ትጠልሙ::
@befairbalance7507
@befairbalance7507 4 күн бұрын
Mind your business, sibhatawian corrupted group are Shabia sympathizer put us to all😂this mess
@Rockofliberty-lv1jw
@Rockofliberty-lv1jw 4 күн бұрын
@befairbalance7507 ከም'ታ ሻዕብያ ንዘዝቃዎሞ ወያነ: ዓጋመ ኢሉ ዝጻረፍ: ተጋሩ ውን ሎሚ ወላ ድሙ እንተ ጸዲፋ ኢድ ሻዕቡያ እዩ ኣጽድፍዋ ኮይና ዘረባኹም..ሻዕብያ መሓዛ ሰይጣን'ሲ sympathizers የብሉን: ግን slaves ኣለዎ ፍሪሖም ዝግዝእዎ..
@እዉነትፍትህ
@እዉነትፍትህ 5 күн бұрын
ብጀካ ውግዕ ን መከራን ሽግርን ሙሉእ ሂወታ ናይ ሰላም ወረ ከየውረየት ዕድሜአ ወዲአ
@SesenHadish
@SesenHadish 4 күн бұрын
ዕዳ ቐለለ!!!
@abebakasa349
@abebakasa349 5 күн бұрын
ካብ ስል የካትት እስካዕ ከምዚ ምድላው እሲ ስለ ተፋናቀልቲ ከመይ ይመለሲ ውጋኣት ተጋደልቲ ከመይ ይሕከሙ ስድራ ስዋኣት ከምይ ይድበሱ ነሱ እየ የካትት ምክባር ምክንያት ዝተሰውኡ ኣያታትና ደቆም እየም ዝሳቀየለው እንተተረድእኩም ህዝብና ሰላሙ ሃብዎ
@hailekewedom7171
@hailekewedom7171 5 күн бұрын
Is anyone could stop this arrogant woman on doing bad really? Who is she preventing others on Tigrayan events? (Selam eko keliatena)
@GrmayNegash
@GrmayNegash 4 күн бұрын
እዚ መደናገሪ ጌታቸው ስጋብ ሐዚ መልሲ ኣይሀበን ንምንታ ስለ ዝበልፀገ
@Wfcgcbj
@Wfcgcbj 5 күн бұрын
❤❤❤❤
@tigistgardrinier1418
@tigistgardrinier1418 5 күн бұрын
ህጂ ህዝብ ትግራይ ዝደለይ ዘሎ እህዋት ካብ ትግራይ ክጠፍ እዬ ድሌቱ ድህር ህጂ ብሺም ህዝብ ትግራይ ምንጋድ የአክልልልል
@EquarAlem
@EquarAlem 4 күн бұрын
ዋይ ህዝቢ ትግራይ ረኺብካዮ ዘለኻ!! ናይመንኾን'ትኾውን!!
@befairbalance7507
@befairbalance7507 4 күн бұрын
Brothers and sisters i am not supporter of sibhatawian corrupted group guhilatat but let's come down
@erey550
@erey550 2 күн бұрын
ኣየ ተጋሩ መዋእልኩም ምኒን ክትብሉ ክትነብሩ ኢኩም. ኣታሓሲስባኩም እንተዘይ ኣማሓይሽኩም .
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 5 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ንለካቲት ድዩ ኣምፂኡ ለካቲት ንህዝቢ ትግራይ ኣምፂኡ???? ጋሕታን ስነሞጎት ካብ ርእሶም ዝነቐፀ።
@ZekiWkiros-e7r
@ZekiWkiros-e7r 5 күн бұрын
ሕወሓት ማለት ንህዝቢ ትግራይ 50 ዓመት ፅንተትን ብርሰትን ስደትን ሓሰረ መከራን እምበር ምንም ኣይጠቀመቶን ሕወሓት ማለት ንህዝቢ ትግራይ ኣሲድ እያ መሬት ህዝቢ ሸይጣ ዝወደአት እያሞ መወዳእትኣ ይግበሮ ንስኽም ተዘይ ገሊስኹምኮ ሰላም የለን
@ፍስሃጉተና
@ፍስሃጉተና 5 күн бұрын
ኸሓዶ ዝአከበ ውድብ እንካብኾነ ለካቲት 11 አይንታይናን።
@helenteka
@helenteka 5 күн бұрын
Arogant,
@fikreabera2554
@fikreabera2554 5 күн бұрын
ክንድ ዝሓፍረለይ ይግተረለይ ዶ በሉ። ጂኖሳይ ንክፍፇሞ ንምታይ ሕልፊ አክፊልኩሙዏ?
@ጥኣወ
@ጥኣወ 4 күн бұрын
ኣታ ታይ ኢና ንገብሮ ንእሽተይ ናይ ሰብ ባህሪ ኣለዎም ድዩ ኸዚ ለ እላደናገሩ ብስም ህዝቢ እላነገዱ ይነብሩ ኣለው። ግን ኸዚ ልደናገር የለይ።
@mohemmedabdelwaheb-n8s
@mohemmedabdelwaheb-n8s 5 күн бұрын
ብራኬ ነብልብኪ ክትምለሲ ዝደለኪ ይመስለኒ
@nowarpeace2488
@nowarpeace2488 5 күн бұрын
እዛ ሰበይቲ ዕድመአ ባዕላን ዓሌታ ብምህፍታም ዝወደአት ንምንታይ እያ ብሐድሽ ወለዶ ሂወት ትቅልድ?? ብዘምግናን ናይ ትግራይ ሀፍቲ 20% ዝከውን ብባዕላን አዝማዳን ዝተቆፃፀረት እያ። ንምሳሌ ሐዋ ዳዊትን ፍሉጣት ሰብሀፍቲ መቀለ ብሐደ ፀሐይ ዝሀፍተሙ።
@LiAa400
@LiAa400 4 күн бұрын
እዛ ሰበይትስ ብዘይ ነገር ምሕዳር ትኽእል ' ዶ ? ታይ እዩ ክንድዝይ ትዕቢትን ብዳዓን ህዝቢ አብ ራዕዲን ፍርሕን ሸሚማካ አደዳ ስደትን ሞትን ስለዝገበርካዮ!
@tsegayarefaine
@tsegayarefaine 5 күн бұрын
ህወሓት ኮነ ፈትለወርቅ ክንቀፉ እንተልይዎም እንትርፊ ፀርፊ ሓሳብ ዝብሃል ከፈልፍል ዝኽእል ትውልዲ ክፈጥሩ ዘይምኽኣሎም እዩ። ንዕሊ ሓደ ሰዓት ትክክል ይኹን ጌጋ ብዘየገድስ ጋእ ከይበለት ሓሳባ ከም ጡብ ኣዲኡ እናስተየቶ ብክልተ መስመር ፀርፊ ክስዕራ ዝምነ መኻን ትውልዲ
@YemaneAbrha-k9b
@YemaneAbrha-k9b 2 күн бұрын
ህወሓት ናይ መንጀሪኖ እምበር ንኻሊእ ኣይምልከቶን ዕዳ እምበር ካብ ህወሓት እንታይ ይርከብ ኪሳራ
@Gufa4804
@Gufa4804 5 күн бұрын
Unbelievable, please leave my ppl alone
@Pamela-cb6gl
@Pamela-cb6gl 5 күн бұрын
እከክ
@mahartame9422
@mahartame9422 5 күн бұрын
ገፅክ ትራሓቅ ዓባይ ጋሕባ
@AshenafimebrahtuHaleslasie
@AshenafimebrahtuHaleslasie 4 күн бұрын
አትም ሰባት ስምዕዋ ተፋናቀልቲ ካብ ምዕራብን ደቡብን ጥራይ ድዩ ተፋናቂሉ ህዝቢ ኢሮብ፣ ዛላበሳ ፣ እገላ ከ ትግረዋይ አይኮነን? ወይ ንእሳያስ ፈሪምኩምሉ ኢኩም?
@lanteTV1
@lanteTV1 5 күн бұрын
ተጋዳሊት ፈትለወርቅ ልክዕ ከም ስማ ፈትሊ-ሃሪ ናይ ወርቂ እያ። 🟨🟥⭐️🦾
@ነፃነት-ቈ7ነ
@ነፃነት-ቈ7ነ 4 күн бұрын
ሞንጆሪኖ ፕርሲደንት ሃገረ ትግራይ ትኹን ትብሉ ኣግርጭው ኣብሉ!!❤❤❤
@AlemAlem-om4xh
@AlemAlem-om4xh 4 күн бұрын
ዘይትምሕርዎ ዝህዝቢ መዋእልኩም ሙሉእ ኣንሕናሞ እንታይ ዘይገበርና እንዳበልኩም ናብ ኪናት : ሰልቺኹሙና ቧች
@MdAnwar-jo1re
@MdAnwar-jo1re 4 күн бұрын
50 ዓመት ሙሉእ ደም ሰብ ሰትኹም ሐዚ ግን መፍረስኹም ይግበሮ
@abusemerabusemer
@abusemerabusemer 5 күн бұрын
ቁጭ በሉ በሟቾች አታሽፉ
@tesfayohannesretta5604
@tesfayohannesretta5604 5 күн бұрын
Endurance, perseverance and commitment vived here. I see prudence and integrity with this great leader.
@hailemichelasfaw-du3et
@hailemichelasfaw-du3et 5 күн бұрын
ፈትለጭቃ 50 ዓመት ጭቆና ይአክል (አብ 1967-2017)ነብሲ ሕዋሓት አብ …ያንብር )
@EquarAlem
@EquarAlem 4 күн бұрын
ጠሪጣስ ተተሓፍረይ' ዶ ኾይኑ እተመደረ
@mengistugebremichael7626
@mengistugebremichael7626 5 күн бұрын
መፍቲሕታት ካምዝራብ ንፈልጦ ፀገም ምውጋዕ እንታይ ይበሐል? 50 years for nothing; fiscious ...
@mgebre7220
@mgebre7220 5 күн бұрын
Besaki do throta kidi le wathta ahelefi hamey fetehi kegeni yeke eseki elahaleki thfee korekonda.
@hailemichelasfaw-du3et
@hailemichelasfaw-du3et 5 күн бұрын
አረጊት ናይ ገዛኺ ፀበል ዲኺ ገርክዬ መሕፈሪት ኸዳሚት ሻዕብያ
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 5 күн бұрын
ድርባይ ሻዕብያ ዕላምኡ ዝፈልጥ እዩ አቢ ኣሕመድ ሓላፍካ ኮ ኣሕሊፉ ምስ ብዙሓት ሃገራት ኮይኑ እዩ ጨፍጭፉካ ::ንስኻ ባንዳ ኢኻ
@mickymiky9345
@mickymiky9345 4 күн бұрын
Shermotta belwa
@AlmazEyasu-li6lp
@AlmazEyasu-li6lp 5 күн бұрын
Shebia insults people. Those who are writing bad words aren't Tigaru.
@Equ-g5u
@Equ-g5u 5 күн бұрын
ሐሳዊት የአኽለኪ
@yohansberihu4322
@yohansberihu4322 5 күн бұрын
እሺ አብሻይ አቲ ሸሌ
@yohansberihu4322
@yohansberihu4322 5 күн бұрын
አብሻይ ሸርት ትሰራያለሽ ላስቀጥርሽ? 😀
@Yggug-g6f
@Yggug-g6f 4 күн бұрын
Leyba gahba
@WoldeM-jf9yc
@WoldeM-jf9yc 5 күн бұрын
Yes some warlords juntas in the name of TDF are siding with your corrupt and SERAQI Gujile! But no more TPLF domination in Tigray politics!
@askaltesfa8383
@askaltesfa8383 3 күн бұрын
If concerned about Tigray, why not concern about the displaced Tigreans, possesd their land illegally by Esayas Afewerk and while his troops are in the land of Tigray, you invited him for help to fight against Getachew’s Reda, who is legally elected as temporary president? Menjorino, you are causing a chaos, division in Tigray. please, go back Tigray is after Peace but not after War
@alembrhanwelay
@alembrhanwelay 5 күн бұрын
ንመንጆሪኖ ግን ኣብይ ኣሕመድ ግዲ እዩ ክደን ገዚኡ ሰዲዱላ😁😁😁
@amicheonline1238
@amicheonline1238 5 күн бұрын
እዛ ዘይሓልፈላ ድንስቲ ክልል ን ኦሮሞ ከም ንጉስ ምኾኑ አሚና እንተዘይተቀቢላ ኣኺሉዎ እዩ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@ayegzye
@ayegzye 4 күн бұрын
Ab adisabeba zelo habtkum keywres eikum tkalesu zelekum ember n hzbi tigray halikum aykonkumin 😂😂😂
@TesfamaryamKm
@TesfamaryamKm 5 күн бұрын
ፈትለምልክትፅንዓትንቃልስንኢኺ'ሞክብሪይግበኣኪበርትዒ።
@allialli5029
@allialli5029 5 күн бұрын
ጨንካል ዕውርት
@WELKASSA
@WELKASSA 5 күн бұрын
ዓባይ እግሪ😂
@tade-ef4ew
@tade-ef4ew 5 күн бұрын
ከሊ ሓሰዊት
@YOHANESWEREDE
@YOHANESWEREDE 4 күн бұрын
Sala sabya tawitkin hwhat resi engula😅😅
@habtezekarias6109
@habtezekarias6109 5 күн бұрын
Well said her honorable Fetlework G/zgheir 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@GiGi-xo3kk
@GiGi-xo3kk 5 күн бұрын
Lair, fascist
@Jelateiskrim
@Jelateiskrim 5 күн бұрын
kla Akmukum fletu.ab wetehaderawi teknik aflto yblkumin
@MengistuBeletu
@MengistuBeletu 5 күн бұрын
Dedeb balege shermuta attrition e ki shot your mouth.
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
ናጻ ዕላል ምስ ኣማኑኤል ሳህለ
57:32
Muza TV ሙዛ
Рет қаралды 12 М.