KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ቸልሲ ካብ ድሕሪት ተበጊሳ ንዌስትሃም ረቲዓ 4ይ ተርታ ተረኪባ
14:21
ዐቢይ በትግሪኛ ስለትግራይ፣ የዛዲግ አብርሃ አነጋጋሪ ድርጊት፣ ኮማንዶው በሰሜን ሸዋ፣ የተያዙ የመከላከያ ተሽከርካሪዎች፣ ግብፅ በጂቡቲ| EF
17:38
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Каха и дочка
00:28
Learn Colors Magic Lego Balloons Tutorial #katebrush #shorts #learncolors #tutorial
00:10
ወዲ መምህር እንታይ እዩ ዝብለና ዘሎ?ይተኣላ! እንታይ‘ዩ ክእለ?
Рет қаралды 7,790
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 126 М.
AAN MEDIA NETWORK
Күн бұрын
Пікірлер: 56
@eritreaalandofpromise971
5 сағат бұрын
ከመይ ጌርካ ነዚ ዓሌተኛ ወዲ መምህር ተድንቖ፡ ከምዚ ዓሌታዊ ሰብ ከ ኣሎ ድዩ፡
@tesfayokubamaryam4422
6 сағат бұрын
እዛ ደርፊ ብልክዕ ናይ ሰላም ደርፊ ኣይኮነትን ስም ኤርትራ ኣኽፊእኻ ኣትሒትካ ስም ናይታ ክልል ንምብራኽ እዩ ልኣላውነት ዝሓለወት ኣይኮነትን ኣኹሱም ከልዕል እቲ ትግራዋይ እቲ ኤርትራዊ ኸ ኣድሊስ ፡ መጠራ፡ ቆሓይቶ ኣበይ ከይድዎ።
@YobelShumay
5 сағат бұрын
Aksum k Men U Nay Tegraway ilka Nay Eritrawian U Kab Eritrea Zemexu Hezbi Yom Serihemo Kesab lalibela
@Brtue
4 сағат бұрын
Anbesa Adulis keybelka Aksum ktbl bfxum aytkielin eka, belih kemzi kemaka tray eyu zestewielo gn
@fromtheeast1589
3 сағат бұрын
@@YobelShumay😂 ነይ ገዛኩም ሕካያ ኣብዚ ትጽሕፍ😂😂
@iambelovedbyjesus8521
49 минут бұрын
I feel the same
@omerabdella8212
6 сағат бұрын
Wedi mmhir zeykone wdi donqoro eyu ezi seb
@Balla291
6 сағат бұрын
Halfta yegbrlkum alo, Nehna eritrawan ena eza derfi dema Neana Aytmlketenane eya Adlus kelena Adewa Ayntmten ena 🇪🇷🇪🇷🦁🦁🇪🇷🇪🇷
@simongrmay9975
14 минут бұрын
ትክክል ኣገላልጻ
@erishekor
49 минут бұрын
እቲ መሸኒ ወዲ ተባዕታይ ዝመስል ሓወልቲ አክሱም እንታይ እዩ ዘለዎ ንተጋሩ ኣብ ባሕርና ዘሎ ጸጋታት ከነካፍለኩም ክክክ😂😂 💚🇪🇷💚
@awelkir3979
6 сағат бұрын
ዝተመዛበለ ህየሳን ሃየስትን ተኣለዩ ።ምኽንያቱ ናይ ተጋሩ ስራሕ ተኾይኑ ነዖኦም ይምልከት ። ካብ ቓል ሃያሲ ዝተዛረቦ "ኤርትራዊ መንነት የለን " ዝበሎ ረሲዑ ሀገርን ክልልን በሓንሳብ ከልዕል በየናይ መዓየሪ ።ዝተጻሓፈሉ ዘንብብ ምዃኑ ካብ ቓል ሓላፊኡ ኣግኣዝያን ሃብተጼን ዝሰማዕናዮ ኢዩ ።ምንባብ ከኣ ሃያሲ ኣየብሎን ኢዩ። ካብ ፖለቲካ ውጻእ ዝብል ሪኢቶ "ሓውና" ግና ሎም ክትእርሞ ምምጻእካ የደንጽው ።ሃናጺ ሪኢቶኻ ግና የመስግነካ ።ዓወት ንሓፋሽ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷4ever
@christinemabratu5053
2 сағат бұрын
እሶም እንበር አብ ኤርትራ ፖለቲካ ይታአለዩ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ብደምና ናጽነትና ኤርትራዊነት ክቡር መንነት❤
@MehariAbrhamAndetsion
5 сағат бұрын
ሶሪ ወዲ መምህር ሃይሲ የኮነ ናይ ትግራይ ኢዩ ንስካ ከአ እንታይ ትብል ኣለካ ?
@YobelShumay
4 сағат бұрын
yemane barya Kemzi ilu Derifu Neyru Lewah Eritrawi Zerebay Semani Afera Keyteregex Mesiluka Emni Netenkek Kabziom Leqebet
@benisembel6032
2 сағат бұрын
🇪🇷🙏🙏👍
@berihunuguse3613
2 сағат бұрын
❤💕🇪🇷🙏🏼👍
@asmarah3174
52 минут бұрын
ኣክሱመታይ ምስ ኣክሱማዊት። ወድ መምህር ኪንየው ሃተፍተፍ ታይ ከይብል? የግዳስ እተን ማዳ ገጹ ኣብኣ እየን ዘለዋ። ሓመድ ኣክሱም ዘይምሸበጦ ተተመሰለሉ።
@josijosi1566
2 сағат бұрын
መጽሓፍ ቅዱስ ይብል ኣስቢ ሓጣት ሞት ኢዩ ውህበት ጸጋ ኣምላክ ብጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ናይ ዘል ኣለም ህወት ኢመን ክድሕን ሕጂ ኢያ ኢታ ማልቲ ምድሓ ጽባሕ ኢንታይ ትከውን ኣይትፈልጥን ኢካ ኣነ ከምሃውካ ይነግረካ ኣለኩ ኢምበር ካባካለቢመ ኣይኮንኩን የሱስ ጎይታ ዩ ኣሜን
@eritreafirst7329
Сағат бұрын
Wedi member amenzra adwa, bxlay hzbi n tarik eritrea zawere, denkoro mkanu zeyfelit b genzeb teasibu hzbu kizilf zwal amselu b mexhaf memhr gebrekidan ztesbke xebibb kondaf eyu natu habo b kbri mxwa wn ayedlin n husur 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@samuelamanuel1429
2 сағат бұрын
Aya mati abzey derejeka aytwured kulu ztezarebe felat aykonenen keepvit up
@MardokayBerhane
4 сағат бұрын
ሓድ መጀመርያ ሃገርን ክልልን ብይኑ ዕርቂ ምምናይ ይዋህነት እዩ ተጋሩ ውሽጣዊ ሰላሞም ዘይዕረዩ ብፍልስፍና መስርዑን ደረጅኡን ዘይሓለወ ቃላት ተጠቂምካ ንዘይሎ ሓሶት ሕቂ ኣምሲልካ ንሰባት ምድንጋር ጥራይ እዩ ።ናይቶም ደረፍታን ብዓል ወዲመምህር ህየሳን ከመይ ጌርካ ብሓሶት ንሰብ ምድንጋር እዩ። ስለዚ ምስ ተጋሩ ዘራኽበና ጉርብትና እንበር ሓባቢልካ ብምድንጋር ዘሎ ታሪኽ ኣዘንቲኻ ዝመጽእ ሕውነት የለን
@beynuelsami2714
4 сағат бұрын
Tigawot si n tigrayom zegebrula intay iya geratom iza eritrea. Nay gezaka rishat geifika nay gorbet kitexeri.
@Eri-malet
6 сағат бұрын
ክልላዊ መነጽር ዝርኢ ዜጋ ርእሱ ዝተደፍነ ጥራይ'ዩ። ባሕሪ ከለካ ቀላይ፡ ሃገር ከለካ ጭራም መሬት። እቲ ሓድነትን ሰላምን ስኒትን ፍቕርን ኣህጉራውነትን ኣብ ሞንጎ ሓደ ዜጋ ኣህዛብ ዘሎ፡ ናብ ሃይማኖት ክጥምዝዝ ዝፍትን እዚ እቲ እንኮ ጸላኢ ኢዩ ዕላምኡ ድማ እሾኽ ዳንዴር ምዝራእ እዩ።
@MardokayBerhane
5 сағат бұрын
ይበል ኣገላልጻ እቲ ሓቂ ንሱ እዩ
@tirhasdainel4906
4 сағат бұрын
ሓቅኻ ወደይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gmekonnen397
6 сағат бұрын
well done is the speaker Mateos Zelalem ???
@AsenaymenderSuleman
6 сағат бұрын
ሐሶት አብ ኤረትራ መስግድ አይፍቀድን ዩ መስግድ አይኮነን መንጸፍ ናይ መስጊድ አይፍቀድን ሰለ ዘይ ይረአ ሰብ አይተጋግዩ ን ኩሉ ቤት ትምህርቲ አስለም አጽዮም ደቅንትዮ አሰለም ከም ሃይማኖተን ዝብለን ከይክደና ከልኪሎም አብ መግዘእቲ የንብርዎ አለዉወደሐንኩም
@MichaelTsegay-d2o
5 сағат бұрын
ኣብዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ ሓሳዊ ምሓዮ,,,መንዩ ምስጋድ ኣይፍቀድንዩ,,ደቀንስትዩ ክዳነን ኣይፍቀደንንዩ ዝበለካ,,ለኽባጣብ ጉዳይ ሃይማኖተይን,ሃገረይን ኣይምልከተካን ዩ,,ብጽብጽ ጉሓፍ
@wewe5688
5 сағат бұрын
ሓሳዊ ኾንካ 😂😂😂
@MardokayBerhane
5 сағат бұрын
ኤርትራ ትግራይ ኣይኮነትን ኣብ ትግራይ ኣኽሱም ክትብል ከይትኸውን ግልባበን ቀሊዖመን ዘለዉ ኣብ ዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ መደናገሪ
@MichaelTsegay-d2o
4 сағат бұрын
@MardokayBerhane በሎስከ ወዲ ሪመይ ነዚ ቆማል
@AsenaymenderSuleman
4 сағат бұрын
@@MardokayBerhane አብ አሰመራ ብምንታይ ዮም ሰልፊ ወጺኦም 2018 አክሱም አውየቶም አለም ከማን ትሰመኦ አላ ብዘይ ዝኾና ድምጺ ይእመጽ አሎ ህዝብና
@tesfitcamera1213
4 сағат бұрын
" እንቁርዖብ ኣብ ዒላ ዘሎ ዓለም እያ ዓለማ !" ወዲ መምህር ዝበልካዬ ሃያሲ እንዶ ብቕዓት ህየሳ የብሉን ! ነቶም ቤታት ግጥሚ በብደረጅኡን ቃና ትግርይንኡ ከስተማቕር ኣይከኣለን ! እንተድኣ መዝሙር ሰላም ኮይና እንተድኣ ኣስተማቒረያ ዝባ ኣህልዩ ናይ ስነ-ጥበብ ጣዕሙ ሃሲሱካ ኣሎ ! ኣክንደይ ንሱስ እንቅዓ ክዓፍር ክግዕርን ቁሩብ ሕንከት ክስመዖ ምተገበኣ ተሰተር በልዎ ንወዲ መምህር ! ቁሩብ ክውል በል ክሳብ እንርስዕካ ከም'ቲ ተኸዊልካ ዝተሰተርካ ተኸወል ወይ ከም'ታ ኣርእስቲ 'ታ ዘይቅርውቲ ደርፍኹም ይተኣለ ትብል ተኣለ !!!
@MardokayBerhane
2 сағат бұрын
@@tesfitcamera1213 ካብኡስ ኪኢለዮ ኣለኹ ኢሉ ኢዩ እኮ ወዲ መምህር
@MichaelTsegay-d2o
5 сағат бұрын
እዚ ወድመምህር ቀደም ድሓን ይመስለና ኔሩ ሎሚ፡ናብ ዓባይ ትግራይ,ዓባይ ኣኩሱም ገጻ ምስ ሰገረት ቁኑዕ ሓሳቡ ፈሊጥናዮ,,ጽቡቅ መመዛዘኒ ግዜ ዩ,ገግለታ ትእለየልናላ,,ወድመምህር&ቆርጫጭ ኣብዛ ኣርእስቲ ጥራይ,ካልእ ክኣላ,ንጸበ
@NahomTeklit-ep8cs
5 сағат бұрын
በዚ ከምዝን ወዲ ከምዝን ዝታለል ኤርትራዊ የለን ኩልኻ መንእሰይ ወለዶ ኤርትራዊ ንቃሕ ዝተረፈ ንሸየጥቲ ባህልን ታሪኽን ነዛ ሕድሪ ስውአት ዝኾነት ቅድስቲ መሬት ኤርትራ ሕጊ ባዕሉ ክሓቶም ዩ ሰነድ ከድዓት አብ ከብሒና አሎ ንሕግን ሕጋውነት ይግደፍ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MardokayBerhane
2 сағат бұрын
@@NahomTeklit-ep8cs ወዲ ሓላል መሬት ንሱ እዩ እቲ ሓቂ
@asmerthabte2492
13 минут бұрын
Nsom ytaleu yehbay
@alenalkieritrea3862
6 сағат бұрын
ስዒድ አበይ ከይዱ ሎሚ? I like him
@asmerethaile3545
6 сағат бұрын
አብ ኤሪትራ የለን።
@Newlifejourney111
5 сағат бұрын
Eway ezi media enda eto belo koynu gize zrekebe ember filtet zrekebe zwehado media
@milusayo
5 сағат бұрын
Wed memhr tgraway iyu kemey gerkum ikum nay eritrea xbuq khys thasbu Baal langa langa
@tkahsai2772
Сағат бұрын
The Muslim in Axum don't have the right to build a Mousqi
@okubaygerehans
7 сағат бұрын
ዕርቅን ሰላምን ድሕሪ ምሕንጻጽ ዶብ. በጃኹም ኤርትራውያን ዶብና ክሕንጸጽ ንጽዓር. በጃኻትኩም እቶም ምሁራት ነዚ ጎስጉሱሉ, including aan media. እምበር ኣብ ምድረ ሓበሽ ጠርበሽ ደኣ ደርፎም ሰብ የዝምቱ, ተገምጢሎም ሰበኽቲ ፍቅሪ ይቅየሩ. ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደሎም ነዞ ኣዝማች ጎዶቦና
@sisaysolomon1293
6 сағат бұрын
ደርፍ ናይ ብሃቂ ትክክለኛ ንፉአትን ዮም ንኩሉ ዝገልፅ ዩ ዘለናዮ ኤርትራውያን ትግራይን
@JordanTesfay-i9n
6 сағат бұрын
ኣልግስ እስኪ ወዲ ዋዓግ
@MardokayBerhane
5 сағат бұрын
ህየሳ እንታይ ማለት እዩ ትርጉሙ ምነገርካኒ ዶ ክክክክ ኣብዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ
@YobelShumay
4 сағат бұрын
Amshi Ezi Derfi N Eritrawian Aywekelen Ezi Xenxeway Nay Abotatkum Kem Daynasor Kxenetekum U
@Mubieali
6 сағат бұрын
Ezia eya hagerawi media kengbra deqi abeyti
14:21
ቸልሲ ካብ ድሕሪት ተበጊሳ ንዌስትሃም ረቲዓ 4ይ ተርታ ተረኪባ
DEHAY TV
Рет қаралды 2,9 М.
17:38
ዐቢይ በትግሪኛ ስለትግራይ፣ የዛዲግ አብርሃ አነጋጋሪ ድርጊት፣ ኮማንዶው በሰሜን ሸዋ፣ የተያዙ የመከላከያ ተሽከርካሪዎች፣ ግብፅ በጂቡቲ| EF
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 20 М.
00:12
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
00:54
We Attempted The Impossible 😱
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
00:28
Каха и дочка
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
00:10
Learn Colors Magic Lego Balloons Tutorial #katebrush #shorts #learncolors #tutorial
Kate Brush
Рет қаралды 45 МЛН
43:24
Feb-03 ብልሒ ሻዕብያ ረኣይዎ I ተልመደን ፖሊቲካ I ምስጢር ወጺኡ I Shabia Intelligence I Horn Politics I US Policy
G. Drar
Рет қаралды 13 М.
31:39
EMN - ኣብ ኤርትራ ዘሉ መንግስቲ ናይ ሓደ ወገን መንግስቲ ተዝኸውን ኔሩ ኣይምመከቶምን | ፕሮፌሰር መሓመድ ሓሰን -Eritrean Media Network |
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 2 М.
18:25
Evening News in Tigrinya for February 3, 2025 - ERi-TV, Eritrea
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 3,5 М.
15:53
Ethiopia - ጠቅላዩ ስለትግራይ ዝምታቸውን ሰበሩ፣ ኢትዮጵያ ከሩሲያ አደገኛ ስምምነት፣ ከባድ ውሳኔ ተላለፈ፣ ትራምፕ በደቡብ አፍሪካ ዛቱ፣ የአላሙዲው ሰው
Feta Daily News
Рет қаралды 74 М.
10:58
Ethiopia - አፋርን የተጠጋው ቡድንና የኢትዮ ጅቡቲ ጉዳይ!
Feta Daily
Рет қаралды 10 М.
8:49
( ሓድሽ ዜናታት ትግርኛ ) - ኣቢ ንወጥሪ ትግራይ - ZENA TIGRIGNA 03/02/2025
Dasna EXTRA
Рет қаралды 3,4 М.
10:18
ክሊ ኣየርና ጭሩ ኸማን ኣይትሓልፋን ዝተባህለ ብድሮን ክጭፍጨፍ ወዓለ
AAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 43 М.
43:24
🔵ኣብ ዓፋር ኮንካ ሩድኡኒ ወዲ ካሳ ጉድ ጌሩዋም ንደበ ዕነ 03 02 2025
miki TV ሚኪ ቲቪ
Рет қаралды 29 М.
17:32
ፖለቲካዊ ንቕሓት ኤርትራውያን መንእሰያት ንምዕባይ እንታይ ክግበር ይከኣል፧
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 101 М.
10:08
Breaking ኣብይ ብትግርኛ ንጀነራላት ትግራይ ግደፉ፣ ምጽዋ ዝመጸ ሓበሬታ፣ ኤርትራዊት ብግፍዒ ተቐቲላ february 3 2025
ZENA TIGRIGNA
Рет қаралды 18 М.
00:12
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН