Waka TM: New Eritrean Series film 2024

  Рет қаралды 289,597

Waka TM

Waka TM

Күн бұрын

Пікірлер: 566
@Joe123_
@Joe123_ 3 ай бұрын
ሰዳይ ሰዳይ ሰዳይ ጓል መዓሮ ዲኺ ጓል ሳንዳይ ወይ ውን ጓል አብሻይ መዓረ ጠስሚ ኢኺ ሽሻይ ንስኺ ከይበልኪዮም ሕራይ ኩሎም ይብሉኺ ነዓይ ነዓይ መንዩ ዝወስደኪ ዳሕራይ መን'ዩ ዝዕወት መንኮን'ዩ እቲ ሰዓራይ እዝጊ ይፈልጥ ግዲ
@selamasweet7680
@selamasweet7680 3 ай бұрын
ዋውውው😊❤❤❤❤
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 3 ай бұрын
እግዚኣብሄር ይፈልጥወ❤
@Silmat
@Silmat 3 ай бұрын
ቤላ ግጥሚ👍🌹🌹🌹
@loveyourselftv8950
@loveyourselftv8950 3 ай бұрын
🫡✌🏼❤️‍🔥😂
@Tmnit-f7b
@Tmnit-f7b 3 ай бұрын
ዋውውው ❤❤❤❤
@Kabina-x3x
@Kabina-x3x 3 ай бұрын
ማራ ኢና ንፈትዋ እኮ ዛ Film በጃኹም እባ ክንልምነኩም ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ግበሩዋ😢❤
@lulrbahri
@lulrbahri 3 ай бұрын
Zeyhseb nsu keman nefiom enber bzuH eyu zhatt financially❤
@musayemane2268
@musayemane2268 3 ай бұрын
ንሰዳይ ብሻቅለት ዝቀነኩም ሊይክ እስኺ😌
@Kabina-x3x
@Kabina-x3x 3 ай бұрын
ሰዳይ Not ሳንዳይ 😂😂
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish 3 ай бұрын
ደምርኒ😂😂
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ደምራኒ አሕዋተይ❤❤❤
@musayemane2268
@musayemane2268 3 ай бұрын
​@@Kabina-x3x😂😅
@NshsKd
@NshsKd 3 ай бұрын
ሰዳይ ከይትብድልዋ ኣነ ምርኣይ ክገድፋ እየ ምስ ሻም ኣራክብዋ 🙏🥲
@AhmedRomodan
@AhmedRomodan 3 ай бұрын
Wala ane
@tigistineguse5935
@tigistineguse5935 3 ай бұрын
Tetenkeku 😃😃😃
@meronteklu5410
@meronteklu5410 3 ай бұрын
Yes i am with you
@nattv291
@nattv291 3 ай бұрын
ካልአይ ግዜ ጥራይ ከይትብደል 😢😢😢
@Abiakal3rd
@Abiakal3rd 3 ай бұрын
Ane wun kema eye ferihe zeleku
@እሙጋልተዋህዶ
@እሙጋልተዋህዶ 3 ай бұрын
ግራዋ ዋላ ምስ ጥፋኣቱ የሕዝነን ኣሎ ልባዊ ፍቕር ኣለዎ😢❤
@Dfbbhbj
@Dfbbhbj 3 ай бұрын
ብስም ቢኒ ባ ላይክ ተጋሩን ኤሩን ብዘይ ኣፋላላይ 🎉🎉🎉
@MeriMeri-hd9nt
@MeriMeri-hd9nt 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@maazayemanemaaza
@maazayemanemaaza 3 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lilihaile9503
@lilihaile9503 3 ай бұрын
Sik bel , gis tegaru xelaiku
@endiamo10
@endiamo10 3 ай бұрын
ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️ ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄 ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹 ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊 ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔 ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫 ክርትምትም ዋላ እንተበለ ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸 ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩‍❤️‍👨 ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏 ልብኻ ዝኣትዋ ቃላት እምነት ፍርሓት ኣምላኽን ጽላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን ኣምላኽ ክኣሊ ኩሉ 🙏
@aumwjdan4142
@aumwjdan4142 3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@MamiNatey-ul6kd
@MamiNatey-ul6kd 3 ай бұрын
@lulrbahri
@lulrbahri 3 ай бұрын
❤❤❤thank you
@abebaghwet
@abebaghwet 3 ай бұрын
❤❤
@SabaMulugeta-z5u
@SabaMulugeta-z5u 3 ай бұрын
🙏🇪🇷💯❤❤❤👍👏
@brhangebremichael532
@brhangebremichael532 3 ай бұрын
ኣረ ሓፂሩ ደቂቃ ወይ ለለ ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ገበርዎ Please ❤❤❤
@JjjHhh-s3h
@JjjHhh-s3h 3 ай бұрын
ኣባኣ ንሳዳይ ግን ብጣዕሚ ጎብዝ ንኹሎም ኮ ንዓኻ ነዓኻ ኢልዎም😂❤❤❤
@temesgenamlakye504
@temesgenamlakye504 3 ай бұрын
ማራ እየ ዝፍትወኩም ሓውኩም ካብ💊👈
@danielarsemadaniel6056
@danielarsemadaniel6056 3 ай бұрын
ሓቅኻ ፍቅሪ ኢንድዩ ጥዑም
@GUALMEDRIBAHRI
@GUALMEDRIBAHRI 3 ай бұрын
Eza gorebetkum kab tigray eba lemdwa bjakum
@شغالهشغاله-ك9ص
@شغالهشغاله-ك9ص 3 ай бұрын
ከም ናይ ኣቦ ሰዳይ ጥበብ ያዓድለና ፈጣሪ
@NeyatEyob
@NeyatEyob 3 ай бұрын
Seday key tbdlwa mes sham arakbuwa ane mray key gedfo 😢
@DlietuTsegay-r7s
@DlietuTsegay-r7s 3 ай бұрын
ምስቲ ሓንካስ ክትምርዖ ኣለዋ ❤😂
@saronkeste97
@saronkeste97 2 ай бұрын
Wala Ane kgdfo eye mreay
@tblets-zu4qc
@tblets-zu4qc 2 ай бұрын
To me ❤❤
@NahomTekesteNahomTekeste
@NahomTekesteNahomTekeste 2 ай бұрын
ዓንጃል ንስኻ ከይትናደድስ ሰዳይ ትረኽቦ ኒአዋ ናይ ግድን😂😂
@edentsegay9785
@edentsegay9785 3 ай бұрын
መርሓባ 💯💯 ግን ግራዋ ብኹሉ ትብድልዎ ኣለኩም ኣይ ሰዳይ ረኺቡ ኣይ ክዳኑ ቀይሩ kemza natey hasab ab ታሕቲ 👍
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ደምርኒ ውዴ❤❤❤
@tigistineguse5935
@tigistineguse5935 3 ай бұрын
Kdanu dey keyeres nxedayyy bae kdefna bejakum😂
@TrhasTiti-dk5nq
@TrhasTiti-dk5nq 3 ай бұрын
😂😂
@ggfkn8829
@ggfkn8829 2 ай бұрын
ኣብ ኩሉ ደሙሩኒ😮​@@ዓሳድራያTUbe
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 3 ай бұрын
*_ግራዋ ዝፈቲ😊_*
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 3 ай бұрын
​@@zebibtesfay7954Eshi mearey😅😊
@Abi-ll1fz5wl5
@Abi-ll1fz5wl5 3 ай бұрын
ዕንበባ ውቅብቲ ጽገረዳ 🌷 ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄 ኣጉሚ ዕንበባ ውጺ ድመቂ 🌹ናይ ብሓቂ ኣቦ ይላገጸሎም ኣሎ እንካዕ ድሓን መጻኹም ግን ትሓጽረና ኣላ በጃኹ ኣብ ሰዓታ ትመጽና ኣላ ግን ተሕጽርዋ ኣለኩም ሓጺራትና ትብሉ ላይክ ርገጹ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🇪🇷🫶🇪🇷🥀🥀
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 ай бұрын
ደምርኒ🎉
@Xruramedia
@Xruramedia 3 ай бұрын
ክላ ያኣኽ፡ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብል ሓሲበስ፡ ንዝመጽእ ዘሎ ግዜ ይሓይሽ ዋላ ተተሰኪፍኩም ግን ዋላ ሕጂ መጻንሒ ግበሩለይ😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
@BrhaneSolomon-en9iw
@BrhaneSolomon-en9iw 3 ай бұрын
እንካ ርኸብ ኣይትስኣን
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ደምርኒ አደዋ❤❤❤
@TrhasTiti-dk5nq
@TrhasTiti-dk5nq 3 ай бұрын
😂😂
@Xruramedia
@Xruramedia 3 ай бұрын
@@TrhasTiti-dk5nq ትርሓሲኖ ኣይትስሓቒ፡ ክጽበየኪ ኢየ ኣብ ቻነለይ ክክክክክክክክ
@اشكلالزهراني
@اشكلالزهراني 3 ай бұрын
😂😂
@SHSHAYHAGOS
@SHSHAYHAGOS 3 ай бұрын
ኣንውሕዋ እባ ተፈታዊት ፊልሚ እያዋ ተኸታሊትኩም ትግራወይቲ💊😊
@YoniBarentu
@YoniBarentu 3 ай бұрын
Seday zefatu like geru yehlef ❤❤
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. 3 ай бұрын
እስቲ ማነው እንደኔ ፀሊም መብፅዓ በጉጉት የጠበቀ ያለው #like❤❤❤
@haderakelati1160
@haderakelati1160 3 ай бұрын
ጸሊም መብጻዓ:- እታ ኣዋጣሪት ፊልም ኣዝያ ግድላት ዝበዝሓ ሞቪ ብጹብቅ ድርሰትን ኣታኣላሊያን ዝተኣልየት መሳጢት ሞዚክ እትውንን ሳሓቢት ፊልሚ ። ❤🎉❤🎉❤🇪🇷🎉❤🎉❤🎉!!!
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 ай бұрын
ደምርኒ🎉
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ብሰዳይ ጭንቅ ዝቃነኹም እስኪ ላይክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Bana07tv
@Bana07tv 3 ай бұрын
ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊
@godgood2649
@godgood2649 3 ай бұрын
My favorite Artist is Aman good job guy's 👏 👍 ❤🙏🙏🙏
@eritreanayeritrawyan4711
@eritreanayeritrawyan4711 3 ай бұрын
My 2024 Best movie🎉🎉🎉🎉🎉
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 2 ай бұрын
Amaney wow tibeb Solomon eka tetheqimka ❤❤❤ thanks to all artists Eritrea kemakum yelen ❤❤❤❤
@asmarah3174
@asmarah3174 Ай бұрын
ርኢኻ ዘይትምኖ ፊልም። ኩሉኩም ካብብ ሕድሕድ ሕሉፋት ኢኹም❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@wediweyinking
@wediweyinking 3 ай бұрын
እዛ ፊልሚ ማራ እያ ኬፍ ዘለዋ ማራ እያ ደስ ትብል subscribe like ገይረልኩም ኣለኹ ❤❤❤ ቀፅልዎ ከይተቋርፅዎ 🤞🤞🤞
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ደምርኒ ህያበይ❤❤❤
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ጎረቤትና ፅቡቃት🙏❤
@MaldiniSamicent
@MaldiniSamicent 3 ай бұрын
ወድ ኢያሱ ዓርከይ!! እዚ ህዝቢ ንናይ ቢንያም ዓወት ክጽንብል ዲኻ ገዲፍካዮ ጸኒሕካ ደኣ ሰሉስ ዘየውጸኻያ!!!ብዝኾነ ተሓጒስካ ዶ እንቋዕ ኣብቃዓካ!!
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ደምረኒ❤❤❤
@HelenHedish
@HelenHedish 3 ай бұрын
ወይ ጉድ አደን ወድን ሐደ?? ሳባ ዕድለኛ ኢኪ ካብዚኦም ምግልጋልኪ❤
@Aጓልክልተኣዉላዕሎ
@Aጓልክልተኣዉላዕሎ 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፀኣኩም ግን በጃኩም ትፀቢት የበዘሐና ሎ😔😔
@wbb4sq
@wbb4sq 3 ай бұрын
ኣቦ ሰዳይ ግን ሓደገኛ እዩ ደሰ ልበል ፊልም ❤❤❤❤
@selameyezdeli4249
@selameyezdeli4249 3 ай бұрын
Girawa yiwuseda ❤❤❤ tiblu like eske habunu
@Fere-h9w
@Fere-h9w 3 ай бұрын
well come❤🎉 ❤gorebetna bhankewita nstibyekum❤🎉❤❤🎉🎉❤❤
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ደምርኒ አደዋ❤❤❤❤
@semirabelay462
@semirabelay462 3 ай бұрын
@Ariam5601
@Ariam5601 3 ай бұрын
ቀዳመይቲ ባዕለይ ንመጀመርያ ግዜ love you allll❤❤❤❤❤❤❤
@NATI-b9b
@NATI-b9b 3 ай бұрын
Congrats
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ደምርኒ ህያበይ❤❤
@Abeba-16f
@Abeba-16f 2 ай бұрын
ኣሕ ጋል ትረኽቦ ሳዳይን ሳባን ኣሕዝነናኒ ግደፉ እባ አወዳት ኣይትበዲሉና 😢
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 3 ай бұрын
እዋይ ዓርከቦይ ድአ ንኩሎም እንዲዩ አናጊዑውም ንዓኻ ሓሲበያ ኔረ እንዳበለ ብዘይ ድኻም ባዕሎም ከምዝለፋለፉ ጌሩዎም ሕጂ ክአ ባዕሎም አነ ኢየ ረኪበያ ክብሉዮም 😅😅nice film 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪we miss sham
@GUALMEDRIBAHRI
@GUALMEDRIBAHRI 3 ай бұрын
😂😂😂😂 maexid yu sebayu
@Hafteok5db2qx9q
@Hafteok5db2qx9q 3 ай бұрын
ዌልካም ተኻታተልቲ ናዛ ፍልሚ እዚኣ❤❤
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ደምረኒ ማሬ❤❤
@khalfeyukulu1221
@khalfeyukulu1221 3 ай бұрын
እንቋዕ ድሓን መፃኩም ፅቡቃት❤❤❤❤ በጃኩም ንሰዳይ እዞም ፁሉላት ኣደን ወድን፡ ከይብድልዋ
@Rigbe-l9q
@Rigbe-l9q 3 ай бұрын
Ewayyy aden wedin kilte hade 😢😢😢
@samsom5524
@samsom5524 3 ай бұрын
መበል 15 እየ ላይክ ግበሩኒ ❤
@nebyattesfahiwet
@nebyattesfahiwet 3 ай бұрын
The best movie in Eritrean shlamat kihlwa tesfa ygber qerub gn gize wesekla
@BMSHomeWeeklyNews
@BMSHomeWeeklyNews 3 ай бұрын
ሰዳይ ተዓሚፃ'ያ ኢልኩም ትጭነቑ ኣካላት ወርሓዊ ፅግያት ዩ ዘረር ቢልዋ ኣይትሰከፉ
@FnanYonas-v6x
@FnanYonas-v6x 3 ай бұрын
Dehay sham Kea dea
@aminefsha
@aminefsha 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኣዝያ ስሓቢት ፊልም ❤❤❤❤❤❤ገዳይም ተዋሳእቲ ኣለውዋ ብዓል እዚ ከም ደጀን ኮይኑ ዝዋሳእ ዘሎ ካብቲኦም ሓያላት ተዋሳእቲ ፓኣውውውውው ኣጀኹም ❤❤❤❤❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 ай бұрын
ደምርኒ🎉
@abelkidane6968
@abelkidane6968 3 ай бұрын
​@@WejeratAdey mis man?
@betimodel6712
@betimodel6712 3 ай бұрын
ሳዳይ😢😢ከይትብደል
@BhhrtGfurf
@BhhrtGfurf 2 ай бұрын
Jigana Aman hawey wedi Negede klu tonxo Btaeni dessss zbl eyumo kexlo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tsegino5553
@tsegino5553 3 ай бұрын
ናይ ሕማመይ ፊልም 🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ደምርኒ ሓላለይ❤❤❤
@E-uh7gp
@E-uh7gp 3 ай бұрын
ኣብ ጥርዚ መቀረት ንኹለፍ ኣለና ደቂ ኤረይ ቅሩብ እንዶ ኣንውሕ ኣብልዋ ❤❤❤
@aduadu1965
@aduadu1965 3 ай бұрын
ሕጂ ካኣ ሰሙን ክንጽበ ❤
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤
@KandhaftKahsey
@KandhaftKahsey 3 ай бұрын
እዋይ ዙ ደጀን ዝባሃል ከወደአካ ገፊፍኩምባ ኣውፁኡለይ
@LifeisLife-wk1yj
@LifeisLife-wk1yj 3 ай бұрын
Harmony Bravo yebl Directing Bulux Serah👏
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 3 ай бұрын
እፍ ዙቱኻን ዝብልዎይ ደጀንን ክፅልኡኻ 😢
@rehaboth203
@rehaboth203 2 ай бұрын
Nai bihaqi xelim mebxea.
@احمدابرهم-و6ت
@احمدابرهم-و6ت 3 ай бұрын
Dedi erey xubukat hunqea dehan mexikum ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ruthhagos6792
@ruthhagos6792 3 ай бұрын
እዚ ቱካን ዝባሀል ካራክተር ስነ ምግባር ዝጎደሎ ን ኤርትራዋያን ዘይውክል ኮይኑ ይስማዓኒ።
@SgtgSgtgw
@SgtgSgtgw 2 ай бұрын
ግድ የብልካን ኤርትራዊ እዩ😂😂
@arsuandat4300
@arsuandat4300 3 ай бұрын
Well come back deqi Erey❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@KisanetAbrham-f3t
@KisanetAbrham-f3t 3 ай бұрын
Ewae eza move thxra aleka mara mara
@senulove
@senulove 2 ай бұрын
ማሚ ይብል ሱቁ ኢሉ ይንዓል ነጅስ ፀሊአዮ ክሞት ኢለ😂
@YonatanWeldu-ql4jv
@YonatanWeldu-ql4jv 3 ай бұрын
Welcome deki erey ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@سميرهمحمد-ل6س
@سميرهمحمد-ل6س 3 ай бұрын
ሰዳይን ሻምን ተራክብዎም ዲኩምሰ ዋላ ምርኣይ ክንገድፎ
@BilenAndebrhan
@BilenAndebrhan 3 ай бұрын
Aden wedn klte hade gexkum trhaq
@Asmeret-o8d
@Asmeret-o8d 3 ай бұрын
Wows I love it. This movie really appreciated it
@RutaMsgna
@RutaMsgna 3 ай бұрын
Nice filim deki eray xubukt ❤️ 🍓 👌 👍
@zufanzufan9990
@zufanzufan9990 3 ай бұрын
ተስታ ገይራ ዓጠቅ ኣንሕና ኣዋልድ ንከይደፍሩና ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ብከምዚ ዓርስና ነድሕን
@WejeratAdey
@WejeratAdey 3 ай бұрын
ደምርኒ🎉
@klaravitaklaravita2016
@klaravitaklaravita2016 3 ай бұрын
Ewi yhark aleku mara n seday nezi sebeay keythbwaaa atum deresti plz keytexelluna.
@AmanAmanuielMulue
@AmanAmanuielMulue 3 ай бұрын
Welcome deki erey
@azigaltigray
@azigaltigray 2 ай бұрын
ግራዋ የሕዝነኒ ኣሎ ሚስክናይ😢
@furtunazemhret8188
@furtunazemhret8188 3 ай бұрын
ATI sebeyti gal hawki zeykonetn
@kisanettesfay5354
@kisanettesfay5354 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@john-pk2jc
@john-pk2jc 3 ай бұрын
ሰዳይ ስቃይ በዚሒዋ ትብሉ ሰባት like😊😊😊
@abitii
@abitii 2 ай бұрын
Saba ember bezihwa sikay
@Mentki3838
@Mentki3838 2 ай бұрын
Wow badsha malet best actor
@DitanZerom
@DitanZerom 3 ай бұрын
First comment 😮my fav movie ❤
@hanatzegay1019
@hanatzegay1019 3 ай бұрын
@EdenTesfamichael-y8p
@EdenTesfamichael-y8p 2 ай бұрын
Sedayn shamn ketbdlwom hadera mriay keygedfo
@MariaStillman-h2k
@MariaStillman-h2k 22 күн бұрын
Hall Maria Robinson Dorothy Perez Richard
@nebyatgoitom2885
@nebyatgoitom2885 3 ай бұрын
Well come ❤❤❤❤❤
@BetelG.-ok8to
@BetelG.-ok8to 3 ай бұрын
ሕጅስ ሰዳይ ምባል ኣብይዎ ማለት ድዩ ምሽሽሽሽ ዶ፡ እንተፊልም መግለጺ ኣልቦ❤❤❤❤❤
@rutaalazar4389
@rutaalazar4389 3 ай бұрын
Bejakum eba ab semun 2 gize giberewa
@AAAa-s9f
@AAAa-s9f 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DannyAbraham-cn4mc
@DannyAbraham-cn4mc 3 ай бұрын
Perfect movie🇪🇷🌹🇪🇷🌹💯
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፂኩም ❤
@RobelKahsay-q8b
@RobelKahsay-q8b 3 ай бұрын
Great job i beautiful day
@ZinabHagos
@ZinabHagos 2 ай бұрын
agelaltsa sham fkri zfetu like gberu 😍🥰fkri hizuni
@AsterAlemayo-tn6kc
@AsterAlemayo-tn6kc 3 ай бұрын
🥰🥰
@adiamkidane4403
@adiamkidane4403 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ኤረይሓማጭደድ
@ኤረይሓማጭደድ 3 ай бұрын
ከምዚኣ ኣደስ ትህሉ ዶ ዓገብ ዘይትብል ንኩሉ ሕራይ ፖውው
@RehewaAbdilwase
@RehewaAbdilwase 3 ай бұрын
Ata bejakume neseday keytebeduleley film mereay keygedefo
@Amorawedigash
@Amorawedigash 3 ай бұрын
Well come deqi erey jeganu 🥰👍🇪🇷
@MeriMeri-v9b
@MeriMeri-v9b 2 ай бұрын
ኣይ ጸጋይ ድኹዒ ኣለካ ውሰድ 😄😄😄
@FerFf-ih7vp
@FerFf-ih7vp 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Teamt-nn4iq
@Teamt-nn4iq 3 ай бұрын
ሰላም ጾመ ሓዋርያት ከመይ ኣሎ ብስክራይብ ግበሩለይ❤ጀማሪት እየ ዋ
@awettekle5542
@awettekle5542 3 ай бұрын
ሰላም ሚኪ ሓወይ ኣድናቂኻ እየ ብጣዕሚ ኸኣ ዝፈትዎ ስራሕኻ ግን ሓንትስ ኣላ ደስ ዘይትብለኒ ሰዳይ ምዚ ኩሉ ነገራስ ማዕተብ ክሳዳ ዘይምህላዋ ንእሽቶ ወስ ክብል በቲ ካራክተር ከኣ ክህልዋ እዩ ዝመስለኒ
@GUALMEDRIBAHRI
@GUALMEDRIBAHRI 3 ай бұрын
Emo n Kristiyan tray twekil ktkwen eya nsu hasabu gn eta seday gn wey nkulen deqi anstyio eya twekil wey ka n hagere Eritrea eya twekil
@feiruz26
@feiruz26 2 ай бұрын
Yaa please blekram aytwedeiwa at least alabwuna❤😘♥️
@qalabbrhane6959
@qalabbrhane6959 3 ай бұрын
Dehay sham kea dea❤❤
@samsommichael6093
@samsommichael6093 2 ай бұрын
ደቒ ኢረይ ሓላላት እንቓዕ ብድሓን መጻኹም ብጣዕሚ ጽብቕቲ ፊልም ንኹሉ ወዲ ሰብ ፈጣሪ ስደትና የሕጺሩ ገጽ ዓድና የርኤና ሰላምን ፍቕርን ሂቡ ኣኣብ ዘለናዮ ይሓልወና ❤❤❤
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ
@ጥዕምቲጓልተዋህዶ 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@EveEudora-g6l
@EveEudora-g6l 11 күн бұрын
Jackson Michelle Taylor Mark Taylor Barbara
@eritrea6227
@eritrea6227 3 ай бұрын
Welcome deki erey marey miki hawey xibuk serha 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ደምርኒ❤❤❤❤
@WintaGrmay-ow6jh
@WintaGrmay-ow6jh 3 ай бұрын
Uyy wa seday aytbedlu 😢 and sham keyteshelchwna
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 50 МЛН
小天使和小丑太会演了!#小丑#天使#家庭#搞笑
00:25
家庭搞笑日记
Рет қаралды 33 МЛН
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 26 МЛН
Aynin Hamedin  ዓይኒን ሓመድን   Full Eritrean Movie
1:25:21
Denden Entertainment
Рет қаралды 534 М.
ካብተን ዓበይቲ ድራማዊ  መልኽቲ ሃገራውነት ፍቅሪ
9:58
ASMERA ERI 1991 PATRIOT Media
Рет қаралды 196
ነዚ ኤርትራዊ እንታይ'ዩ ኣጋጢምዎ
14:41
Aklilu H.michael
Рет қаралды 64 М.
ብመፅበዓ ኢና ሓዳር ገይርና #amazing love story
57:27
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 36 М.
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 50 МЛН