Waka TM: New Eritrean Series film 2024

  Рет қаралды 277,992

Waka TM

Waka TM

Күн бұрын

Selam this is Waka TM: New Eritrean Series film 2024 #Tselim Mebxea #ጸሊም መብጽዓ #By Michael Eyasu Harmony Part 20, Aman Badsha, Shewit Sereqe, Sidon, Awet Abrha, Ruta Merhawi, Tedros, Daniel, and others enjoy it. Aiming and always refining our work to take the fastly growing Eritrea's entertainment to a new level, Waka TM will continue to feed you all the comedy, music, drama, and all kinds of fun and art. Enjoy - like our videos, engage - let us know your comments and share them with your beloved ones on Facebook, Instagram, Twitter, Tiktok and anywhere you like. Peace, and stay safe, and stay healthy. Follow us on 👉👉 Facebook for more 👇. Facebook: / waka.art.tm #WakaTM#Eritrea#EriteanComedy
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
#eritrea#asmara#artist#eritreanfilm#Xelim Mebxea# #eritreanfilmproduction#ertreanmovie#eritreanphotography#eritreanbeauty#habesha#haneshabeauty#africa#entertainment#drama

Пікірлер: 582
@FhQs
@FhQs 2 ай бұрын
ዋእ በጃኹም ሰዳይ ምስ ሻም ኣራኹብዋ ምስ ዝ ኣረግት ከይትሙሩዑ ዋእ ፊሊሚ ትባላሾው ያ 😢😢😢😢😮😮 ወይ ደሞ ምስ ኣባኣ ኣራኹብዋ ንሰዳይ ቱብሉ ላይክ🎉🎉😢😢
@Cameltube-zo8yn
@Cameltube-zo8yn 2 ай бұрын
ተረጋጋእ ዝዓርከር ኣብ ጉዕዞ እዩ ዘሎ እዚ ፊልም
@eriboy62833
@eriboy62833 2 ай бұрын
ተረጋጋእ ንመጀመሪያ ግዜ ኢኻ ፊልም ትርኢ ዘለካ መስለኒ😅
@dabitessey7965
@dabitessey7965 2 ай бұрын
Kkkkkk keydki arakbyom wezal😂😂
@Teamt-nn4iq
@Teamt-nn4iq 2 ай бұрын
እወ ክትምርዖ የብላን❤ነዓይለ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@Merkebመርከብ
@Merkebመርከብ 2 ай бұрын
​@@Teamt-nn4iqእሺ ጓል ዓደይ❤
@rahwatsegu2300
@rahwatsegu2300 2 ай бұрын
ትሕጽርዋ፡ኣለኹም ቅሩብ ኣንውሕዋ እባ ❤ ትብሉ ላይክ ግበሩ ከምዚ ከመይ
@Zarafltet-e6u
@Zarafltet-e6u 2 ай бұрын
Hatsira try
@HabasiKhfda
@HabasiKhfda 2 ай бұрын
ኣደንቂት ሰዳይን ሻምን እስክ👍 ጠዉቕና ጀምዓ😂
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. 2 ай бұрын
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ ዓይኒ ጸላኢካ ይደፈን መዋእልካ መዋእል ሓጺን እንጀራካ ሰፊሕ ይኩን ።ብዝኮነ ጥዕምቲ ፊልም ምስ ምቁራት ተዋሳእቲ🎉🎉🎉❤❤❤ 💜💓💙💚💗💟
@ajibajib7989
@ajibajib7989 2 ай бұрын
Amen
@Helenhelen-l5d
@Helenhelen-l5d 2 ай бұрын
ኣሜንንንን ብሩኸይ❤
@Didi-h2i
@Didi-h2i 2 ай бұрын
ኣሜን❤❤❤❤❤
@rutaluel949
@rutaluel949 2 ай бұрын
Amen(2)
@endiamo10
@endiamo10 2 ай бұрын
ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️ ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄 ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹 ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊 ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔 ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫 ክርትምትም ዋላ እንተበለ ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸 ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩‍❤️‍👨 ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏 ዝፈትወን ልብኻ ዝኣትዋ ቃላት እምነት ፍርሓት ኣምላኽን ጽላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን ኣምላኽ ክኣሊ ኩሉ 🙏
@aumwjdan4142
@aumwjdan4142 2 ай бұрын
❤❤🥰🥰🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼
@Goytaye
@Goytaye 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@WeghataYemane
@WeghataYemane 2 ай бұрын
Demreni ❤❤❤❤
@Hayat-hp7mi
@Hayat-hp7mi 26 күн бұрын
❤❤❤❤
@FacheHagos
@FacheHagos 2 ай бұрын
መበል 51 ኮንመንቲ ይጽሕፍ ኣለኩ ንሻምን ሰዳይን ዝናፈቀ ላይክ ይርገጽ🎉❤
@GhZv-zq5ds
@GhZv-zq5ds 2 ай бұрын
ዋላ አነ ማራ ናፍቐዮም ብዝያዳ ኻኣ ን ሻም 😅
@brebeldeab22
@brebeldeab22 2 ай бұрын
ሰዳይ ምስ ኣቡኣ ክትራከብ ኣለዋ ትብሉ ላይክ ረገጸኒ❤
@musayemane2268
@musayemane2268 2 ай бұрын
ሳዳይ ብምድፋራ ምሓር ዝሓዘነ ኣሎ ዶ😢 ሐዚ ግን ምስ ኣባኣ ትራከብ ኣለዋ ዝብል 🙏😌
@sara-r7c3s
@sara-r7c3s 2 ай бұрын
😢🥺💔ኣብዛ ለኹ😢 ንሰዳይ ና ሻማ ክረእ የኤ ዳኣቲ ፀነሐ ኽዚ ግን ዘይትራኸቡ ክድብር😢
@dyykejtkj
@dyykejtkj 2 ай бұрын
ኣቦ ሰዳይ ጅግና በሊሕ ግን ማራ ኣሕዚኑኒ 😢😢😢 ብዝኾነ ደራሳይ ብጣዓሚ ጎቦዝ ተዋሳእቲ ለ ብጣዓሚ ጎቦዛት ❤️❤️❤️❤️❤️
@HabenHabu-zc8mi
@HabenHabu-zc8mi 2 ай бұрын
ያ ኣራኽብዋ ንሰዳይ ምስ ሻም ይኣኽሎም ምፍልላይ ክልቲኦም ድወዳደስወ ናይ ፍቅሪ ቃላቶም እኮ ናፊቅና' ዮ ❤❤
@abrhamtadese1220
@abrhamtadese1220 2 ай бұрын
ኣድነቅቲ ዲቮራ ኣለኩም ዶ ፡ኺናት ምስ ቱኻን ብወግዒ ጀሚሩ ኣሎ ላይክ እስከ ርገጹ ደገፍኩም ኣርእዩና
@lemle.lemlem8528
@lemle.lemlem8528 2 ай бұрын
😂😂
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 2 ай бұрын
😂
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ
@ድንግልንፈጣሪኣወለደቶክብ 2 ай бұрын
ቱኳን ተኳን😂
@Livrepulawi
@Livrepulawi 2 ай бұрын
እረ ትሓፅር ኣላ ባ በጃኩም ቱኣድቨርታይዝ ነዊሑ ንተካታተልኩም ስሙዑባ ብዝተረፈ ምርጥ ፊልም ሓውኩም ካብ ክልል ትግራይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳 i mese you🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ንፍቅሪ ንዘምር ከዓ ፍቅሪ እዩ ጡዑም❤❤❤❤❤❤❤
@slamahslamah1321
@slamahslamah1321 2 ай бұрын
ከው የብልካ ፈሳዊ ወዲ ትግራይ ዘይመኣከለካ ወድከ ዘይትመስል😏
@MizanAbay-gw5pv
@MizanAbay-gw5pv 2 ай бұрын
​@@slamahslamah1321ሓቅኪ ጓለይ ታከቲልኩም ዘይትወፁ ክትፍተዉ ድዩ ደሞ ናይና ሰብ ከምንከታተሎም ጠፊእዎም ድዩ መንዓቂኩም ኢኩም ከምኡ ኢልኩም ትፅሕፉ
@sheba-291
@sheba-291 2 ай бұрын
ውጹ እስከ ሃመማ መን ምስ ሰብ ሓሲብኩም ኢኹም ኮመንቲ ትጽሕፋ ዘለኹም? ካብ ትግራይ ጸላኢ እምበር ፈታዊ የብልናን ንዑቃት😂
@FanuelGobush
@FanuelGobush 2 ай бұрын
ንፍዕ ዘ'ሓወይ ሓቅካ ኣለካ ንፍቅሪ ንዘምር ❤❤❤❤
@MizanAbay-gw5pv
@MizanAbay-gw5pv 2 ай бұрын
@@sheba-291 ኪድ ድርባይ ንስካሞ ልመን ክትንዕቅ ንዑቅስያ ሰብ ይንዕቅ😤
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 2 ай бұрын
አድነቕቲ ሰዳይን ሻምን ላይክ ሰዳይ ምስ አቦአ አራኽብዋ እትብሉ❤❤❤❤❤😢😢😢
@Rigbe-l9q
@Rigbe-l9q 2 ай бұрын
በጃኹም ንሰዳይ ምስ ሻም ኣራኽብዋ ምስ ዓቢ ሰብኣይ ከይ ተመርዕዋ እዛ ፈልም ከይ ተባልሽዋ ❤❤❤❤😢😢😢😢
@BiniamTeklehaymanot-ww2it
@BiniamTeklehaymanot-ww2it 2 ай бұрын
ሰዳይ 😢😢 ይኣኽላ ትብሉ ላይክ ግበሩ
@fugi7821
@fugi7821 2 ай бұрын
እንቆዕ ብስላም መፃኩምና ❤❤
@haderakelati1160
@haderakelati1160 2 ай бұрын
ሰዳይ ምስ ሻም ክትምርዓው ምስቲ ዘፍቅራ ልባ ምስኡ ዝዓምበበላ ኣዝዮም ዝሳነዩን ዝፋቀሩን ክልተ ረጋቢት ክልተ ጹቡቃት ክልተ ቅኑዓት ንዓለም ብፍቅሮም ክስዕሩዋን ክረትዑዋን መታን ሰዳይሲ ምስ ሻም ዳኣ ትሞርዓው። ❤🎉❤🎉❤🇪🇷❤🎉❤!!!
@ErmiasAsmerom-8
@ErmiasAsmerom-8 2 ай бұрын
ፊልም ብጣዓሚ ጽብቕቲ ዝወጻ የብላን ኣምላኽ ከምቲ ብሰላም ዘጀመረኩም ብሰላም የፈጽምኩን ግን ታብቲ ክፋል ማራ ታሓጽር ኣላ ኣድቨርታይዝ በዚሑ ዝከኣል እንተኾይኑ ተትነውሕ ክንደይ ምመቀረት።❤❤❤
@cbffhf1567
@cbffhf1567 2 ай бұрын
ሻም እምበር ናፍቀዮ ጀምዓይ😢 ኣምጺኢለይ🤣❤❤
@AmanAmanuielMulue
@AmanAmanuielMulue 2 ай бұрын
አድነቅቲ ሰዳይ ሻምን ላይክ ጠውቁኒ
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ 2 ай бұрын
ኡፍፍፍ ንጆ ኢና ዘን ሰበይቲ ፀልኦዮም 😢
@beautyQueen-of6me
@beautyQueen-of6me 2 ай бұрын
Amekiroma unber flim
@YohannesOkubagebriel
@YohannesOkubagebriel 2 ай бұрын
Haxir do haqey 😂😂😂
@eritube9777
@eritube9777 2 ай бұрын
Zeyjemeret
@tayerlove4027
@tayerlove4027 2 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ምስ ይሕጸርዋ ቆራያት ዝኮኑ ካብ እታ ፊልሞም ሬክላሞም ዝነውሕ ፊልም
@smretteklit1104
@smretteklit1104 2 ай бұрын
Btami newiha 😂😂😂
@FacheHagos
@FacheHagos 2 ай бұрын
ዘይ ሓጸረት ጥዕማ አያ❤❤❤❤
@ፊፊየ
@ፊፊየ 2 ай бұрын
​@@tayerlove4027 38 ደቂቅ ሂቦምካ ኣለዉ እንታይ ዳኣ ሳዓት ዘይገበርዎ ደሊካ ኣብዚ ኔካ ሃሳስ 😂
@AranshiGotiom
@AranshiGotiom 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ I miss u seday kemay zenafeq like yergexe
@MisginaKiflemariyam
@MisginaKiflemariyam 2 ай бұрын
ሰላም ንኩሉኩም ደቂ ኤረይ ኣስዕብ ኣቢለ ብፍላይ ደራስን ዳሪግተርን ሰዳይ ካብቲ ናይ ኣሞኣ ገዛ ክትጠፍእ ኣለዋ፡ ምክንያቱ ጸወታ ክትምቅር እያ ናብቲ ኣረጊት ሰብኣይ ከይተመርዕዉዎ ። እቶም ሰዳይ ክትጠፍእ ኣለዋ ትብሉ ላይክ ግበሩ ፡ቀጽልዎ ደስ ተብል ፊልም እያ።
@SemiraWahabey
@SemiraWahabey 2 ай бұрын
ግዜ ግን ማራ ሓፂራ ደቂ ኤረይ ሓባይብ ወስኩላ እባ❤❤❤❤❤❤❤ በጃኩም
@YafetEseyas
@YafetEseyas 2 ай бұрын
Ya❤❤❤
@BiBIBinjajmi
@BiBIBinjajmi 2 ай бұрын
እዛ ተኸታታሊት ፍሊም ሲ ሓንቲ ካብተን ዘድንቃ እንድየ ግን ኣብቲ እንዳ ኣሞኣ ንሰዳይ ንዘለው ገጸ ባህሪ ኣመና ገኚኑ ብመጠኑ ክኸውንኣለዎ ኣብ ዝመጽእ ብዝተማሕሸ ክትመጹና ንትስፎ
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ 2 ай бұрын
ዋላ ኣነ ብጣዕሚ ፀልኣዮም
@Barc869
@Barc869 2 ай бұрын
Xbuq aleka Mara teganinu
@MeronYeibiyo
@MeronYeibiyo 2 ай бұрын
Divora Vs dejen✅️ Seday Vs sham✅️ Shashu Vs grawa✅️ Sabi Vs ruwuyet✅️ Tmneyu like 👍 and time guys very short 🥺
@MissMasu-bn9do
@MissMasu-bn9do 2 ай бұрын
ሳንዳይ ሞስ ሻም ኣምፁኡሉና ናፊቅናዮም 😢
@HenokKibrom-m1v
@HenokKibrom-m1v 2 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ዳይረክተር ልዕሊ ድርሰት ደሚቁ ይርአ ስእሊ ድማ ልዕሊ ዳይረክተር ደሚቁ ሎ
@NshsKd
@NshsKd 2 ай бұрын
ኣዲኡ ንደጀን ግን ክትከፍእ ንኹሉ ጸዋግ ገጻ ዋይ ሰዳይ ምስ ሻም ክትውድእ ኣለዋ ምስ ወላዲኣ ኣራክብዋ ዋይ 😢
@ተመስገንኣምላኸይ
@ተመስገንኣምላኸይ 2 ай бұрын
ኣነ ተጨኒቀ ከክንዲ ሰዳይ 😢😢😢😢ምስ ሻም ኣራኽብዎም ምስ ካሊእ ከይተመርዕዉዋ
@Helenhelen-l5d
@Helenhelen-l5d 2 ай бұрын
ናይ ፍልሚ ባህሪ ንኸይተርፍ እዩ እበር ኣብ መወዳእታ ድኣ ምርካቦም ኣይተርፎምን ስቓይ ዘይብሉ ፍልም ከምዘየለ ፍለጡ
@Sharon.91
@Sharon.91 2 ай бұрын
ኣቦ ሰዳይ'ሲ መሰልቸው ፡ መጀመርታ ጎተት ኢሉ ይዛረብ ምስ ዓመጽቲ ጋሉ ብዙሕ ግዜ ይራኸብ ፡ ደሃይ ጋሉ ክገብር እንዳ ሓፍቲ ዘይከይድ ንምንታይ. .. መቐረቱ ጠፊእኒ ።
@Rahel-q4j
@Rahel-q4j 2 ай бұрын
ዲቮራ ጅግና❤
@FetyaAhmed-k8q
@FetyaAhmed-k8q 2 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኹም
@MulueTadese-k4c
@MulueTadese-k4c 2 ай бұрын
Seday nabzi sebay tetemeriya kgedfaye zafilm 🎉🎉🎉🎉
@سلامه-ج7ش
@سلامه-ج7ش 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
@ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷❤🎉ደቂ ኤሩ ጻዕዳ
@WintaTekie-jq2dw
@WintaTekie-jq2dw 2 ай бұрын
እምባእ ታያ ጌራ ግን ሰዳይ በጃኹም ናብ ኣቡኣ ስደድዋ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Dawittv
@Dawittv 2 ай бұрын
ርእሲ ናይ ኣቦ ሰዳይ ከየድነቕካ ክትሓልፍ ዝኸብድ ኢዩ ።
@selamSelu-im4je6jh1s
@selamSelu-im4je6jh1s 2 ай бұрын
እረ ሻምን ሰዳይን ኣራክብዎም ባእ❤❤🎉🎉😢😢😢
@GhZv-zq5ds
@GhZv-zq5ds 2 ай бұрын
ዋይ ሻሹ ፅንዓት ይሃብኩም ያ😂
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 2 ай бұрын
ኣቡኣ ንሳዳይ ጥራይ ወዲእዎ ግዜ ጎሰስ እንዳ በለ ይዛረብ 😂😂😂
@ajibajib7989
@ajibajib7989 2 ай бұрын
😂😂😂😂
@LemlemHagos-z7s
@LemlemHagos-z7s 2 ай бұрын
Welcame deki rimey❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jhonsimon1691
@jhonsimon1691 2 ай бұрын
🚨Full time.......40min Advertise......15min Premise.........15min Classical.........5min Beqa 5 deqiq tray ta orginal scenes....🙃🙃🙃 plzz 🙏
@S.i.e.m
@S.i.e.m 2 ай бұрын
Kkkk gena kab tzrgah 17m ya geyra Tay ewanka Rika wedikaya dea rito thb aleka😂😂
@Ksanet-cd6tg
@Ksanet-cd6tg 2 ай бұрын
😁😁😁😁
@TeklitKeshi
@TeklitKeshi 2 ай бұрын
​@@S.i.e.mክከታተል ዝኣቱ መሲልካ ክጽሕፍ እዩ ዝኣቱ😅😅😅
@jhonsimon1691
@jhonsimon1691 2 ай бұрын
​@@TeklitKeshiስቕ እስከ በል...ሲጡ😂😂
@TeklitKeshi
@TeklitKeshi 2 ай бұрын
@@jhonsimon1691 ኣታ ጃኬት ዝብኢ 🤣
@yohannesgoitom1963
@yohannesgoitom1963 2 ай бұрын
15 minutes ab metewn mewxn tewediu
@fyorimehari7744
@fyorimehari7744 2 ай бұрын
Tiktok do koynu hakey
@wedirussom1297
@wedirussom1297 2 ай бұрын
Trey Elka ba
@ephiyemane5773
@ephiyemane5773 2 ай бұрын
Ab mewdaeta terediek Balka teray yehxero .anawihnayo dea ember😂😂😂
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 2 ай бұрын
ከምዛ ቻነል ጠማዕን ናይ ሸቀጥን ኮ ሪኢና ኣይንፈልጥን። እዛ ፊልም ሞ ትወድእ ሳብስክራይብካ ምስሓብ ዩ። ምውዳእኳ ክንደየናይ ከይትውድእ ኣብ መንጎ ምቁራጽ ከም ሞያ ተታሓሒዘሞ ዮም
@HenokAsgede
@HenokAsgede 2 ай бұрын
Keytgrem kemu endie zibil. Gin des kitbleka eta emenio tibil clasic tx gornalist freweyni kidane kea
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 2 ай бұрын
Selam. Deki.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@thshdesta1221
@thshdesta1221 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም🥰
@Trhas601
@Trhas601 2 ай бұрын
ከይትቅፅሉ ወይለይ ስዳይ ምስ ኣቡኣ orሻም ክትራከብ ከላ እዩ መቀረት ክህብ እምበይ ናብዚ ኣረጊት ተተመሪዓማ ትፈርሰኩም ኣላ አረ ይራሰን ዶ ኣለኩ 😂😂
@SaraMohammed-u6n
@SaraMohammed-u6n 2 ай бұрын
Aytdenguyuna bijkum dqe ery iwaay libey😂❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Gal_tgray
@Gal_tgray 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም 🎉❤❤ ዛሪ እኮ ልዴተ ነው መርቁኒ እባ 😁❤ ከምዛ ሎማዕንቲ ማይ ጢቅ እናዳ በለ እየ እኮ ተወሊደ 🎉❤ 😊
@Sgh1-pj2ec
@Sgh1-pj2ec 2 ай бұрын
መልካም ልደት ይኩነልኪ :ቀሪ ዘመንኪ ይባርክ :ናይ ልብኪ ሓሳብ የሳከዐልኪ ቆንጆሓፍተይ :ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኪ: ወለላይቱ ድንግል ማርያም ትሓልውኪ
@Gal_tgray
@Gal_tgray 2 ай бұрын
@@Sgh1-pj2ec ኣሜን ፫ክብረተይ ንኩላትና ዚያዳይ 😍😍😍 Thank you so much 😍💘💋
@selamgereziharr8400
@selamgereziharr8400 2 ай бұрын
ሰዳይ ግን ሰለ ምንታይ ምስ ኣቦኣ ወይ ምስ ኣፍቃሪኣ ዘይተራኽብዋ😢😳
@DannyAbraham-cn4mc
@DannyAbraham-cn4mc 2 ай бұрын
እመንዮ ንፍቅሪ🎶🎼🎵Love the Song🌹🌹🌹 ቦቴጎ ወይ ባርካ ትድውሩ ዝነበርኩም ኣለኹምዶ🇪🇷🌹🇪🇷🌹💯
@SuzanBailey-eg5jz
@SuzanBailey-eg5jz 2 ай бұрын
Welcome ጎረቤቶቻችን ❤❤
@genettekeste271
@genettekeste271 2 ай бұрын
❤❤❤
@freweinitesfagaber3513
@freweinitesfagaber3513 2 ай бұрын
Bejakum eza Seday tebhehal qolea bizekieslkum kulu temherti zesrneyo kitesbi hagezewa. Tesfa, Raeyi zelewo Nay mexaei Kokob bilxti tewasaeit sel etikewein feluy tewehibo Haqejna Zenitea kisab zemesel telabes nay biluxat bilxti Kokob eya hadera Tekenkeniwa. 🙏🙏❤️
@eritrea6227
@eritrea6227 2 ай бұрын
Welcome deki erey marey miki hawey xibuk serha 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@RegeatGebru
@RegeatGebru Ай бұрын
Saday shoker❤❤❤❤
@selamasweet7680
@selamasweet7680 2 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ሙቁራተይ ዝፈትወኩም❤❤❤😢😊❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@MGT04
@MGT04 2 ай бұрын
ደቒቓ ማራ ይነውሐና ኣሎ ቅሩብ ኣሕፅርዋ😂😂😂😂
@tsegaaregawi2888
@tsegaaregawi2888 2 ай бұрын
😅😅😅
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 2 ай бұрын
😂😂😂
@NoboyNoboy-zx8mv
@NoboyNoboy-zx8mv 2 ай бұрын
ማራስከ ነዊሓ ኣሰሊቺያትና😂😂😂😂😊😊😊
@aotali8812
@aotali8812 2 ай бұрын
😂😂😂😂
@dhur3631
@dhur3631 2 ай бұрын
እዛ ሁማንሄር ትሸውጥ ግን ከማ ዝተመቸወቶ ይህሊዶ ፀጉረይ በሪሐ ቆርጭጨ ኣይትበላ የበለትን😂😂
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 2 ай бұрын
አቲ ሻም ከአ ኣበይ አዩ ተፊኡ
@abelkidane6968
@abelkidane6968 2 ай бұрын
Maybe,tsebah,kkkkkkkk
@hannafessehaye4035
@hannafessehaye4035 Ай бұрын
omg kkkk the way he says SADAY KKKK
@user-zd3pw9dv8lmara
@user-zd3pw9dv8lmara 2 ай бұрын
ሻሙ ኣምፅእዎ ምስ ሰዳይ ኣረክብዎ ትብሉ😢😮🙄
@TsegeMehari
@TsegeMehari 2 ай бұрын
Welcome ❤️🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏❤️🙏🇪🇷😊
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 2 ай бұрын
ሰዳይ ምሰ አቦአ እራኸብዋ እትብሉ❤❤❤😥😥😥😥
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 2 ай бұрын
ሽመንድ ዓሻ ማዓስ አየ ስድራይ ዝሰዽድ ይብል ዘይ ስቆሮ
@سلامه-ج7ش
@سلامه-ج7ش 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@meharigoitom8679
@meharigoitom8679 2 ай бұрын
Divora actor of the year
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 2 ай бұрын
እንዃዕ ድሓን መጻእኹም ድሃኹም አይትሓባእ ደቂ ኤረይ ክንጽበየኹም ቀንና ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ትስርሑ ነመስግነኹም አለና።
@Romiዩቱብ
@Romiዩቱብ 2 ай бұрын
ናይ ሰዳይ ምዕማጽ ሕልሚ ክኾወን ተመንየ ነይረ😢
@Borntowin-s4v
@Borntowin-s4v 2 ай бұрын
N mejemerta gzie mwedaeta guess ktgebra zeytkel film nay Eritrea..best movie
@rehaboth203
@rehaboth203 2 ай бұрын
Nai bihaqi
@HHsf-z2j
@HHsf-z2j 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 ብጥዕም ደስ ብላቲን ድካታተላድራማ አድናቅቱኹሙ ይኤ ካብ💊🇻🇳
@Bhgialeni12345
@Bhgialeni12345 2 ай бұрын
Kab china dika wela kab ethiopa 😂😂😂😂 tefina eko
@UfSc-vg7fe
@UfSc-vg7fe 2 ай бұрын
ካብ ጣልያንor ናይጀርያ😂😂😂​@@Bhgialeni12345
@SelamGuesh-w2b
@SelamGuesh-w2b 2 ай бұрын
ኣደንቂት ሰዳይን ሻምን እስክ ሳብስክራይብ ግበረልይ ክብራት ኣሓዋትይ ❤❤❤❤🙏
@senulove
@senulove 2 ай бұрын
ዋይ ሰዳይ ሳሓቅ ኣይመፃይ ድዩ ዝወዲ ሓፍቲ ኣቦኣ😂
@ጋሻኢየንጽባሕ
@ጋሻኢየንጽባሕ 2 ай бұрын
ደቂ ኤረይ እንቆዕ ብሰላም መጻኹም❤❤❤
@FjDh-ri4ik
@FjDh-ri4ik 2 ай бұрын
ዉይ ሰዳይ ኣሕዚናትኒ😢
@Zeni-r4i
@Zeni-r4i 2 ай бұрын
መረኣይ ከይቀረፆ ሰደይ ምስ ሻም ኣራክብዎ😊❤🎉
@SeluseluSeluselu-iv2do
@SeluseluSeluselu-iv2do 2 ай бұрын
Wow thanks deqi erey❤❤❤❤❤
@EnanuGebremedhn
@EnanuGebremedhn 2 ай бұрын
I love you 💞 💞 ❤️ from 💊Aytehtsrulna aytdenguyna
@Bhgialeni12345
@Bhgialeni12345 2 ай бұрын
I am from ethiopa eu zbhal nay men eya ezia nay china dya🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@EnanuGebremedhn
@EnanuGebremedhn 2 ай бұрын
@@Bhgialeni12345 Ethiopian sefah slezkonet keytdenageru eile eye ayney😜😜
@john-pk2jc
@john-pk2jc 2 ай бұрын
ሳባ&ሰዳይ😢😢
@hzis6559
@hzis6559 2 ай бұрын
ሻመይ ኣምፅሎይ ናፊቀዮ😢❤
@SaraSara-fk8ey
@SaraSara-fk8ey 2 ай бұрын
ፅናዓት ይሃብኩም😂😂
@BurhanBurhan-v8x
@BurhanBurhan-v8x 2 ай бұрын
ትግርኛ ዕድ ከምት ድራማ ሓብርና ኒሪእዮ ዘለናባ ሓብርና ኒፋቐር ኣቱም ህዝብ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@akberettesfu5568
@akberettesfu5568 2 ай бұрын
Nenatna hizna fkri tum eu
@lolamigos2381
@lolamigos2381 2 ай бұрын
ኣሜሪካ፡ እንግሊዝን ኣውስትራሊያን ሓደ ቋንቋ ይዛረቡ ሓቢሮም ውን ፊልም ይርእዩ ሃሃገሮምን መመረብቶምን ግን ኣለዎም።
@Bhgialeni12345
@Bhgialeni12345 2 ай бұрын
Komal agame tekan tgraway teref dron eritra nay tigrina hager 🇪🇷 tray dya nay 9 bher eya komal agame teref dron mes ahwatka selte oromo amhara tarek ata barya amhara 😂😂😂😂😂
@UfSc-vg7fe
@UfSc-vg7fe 2 ай бұрын
​@@Bhgialeni12345ኣታ ጨካናት ኣረሜኔ ንመን እዩ ተረፍ ድሮን ከ ዓለም ምሉእ ዘዛረበ ንሻዓብያ ዘሸነ Tdf ሐራይ
@zakiyoni7945
@zakiyoni7945 2 ай бұрын
Kid luhus
@AdisuKahsay-f4p
@AdisuKahsay-f4p 2 ай бұрын
ኤርትራ ንኤርትራውያን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aotali8812
@aotali8812 2 ай бұрын
ናይ ናይጀርያ እውንባ ብሩኽ😂😂
@wegz7962
@wegz7962 2 ай бұрын
Welcome my beautiful people ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷
@FetyaAhmed-k8q
@FetyaAhmed-k8q 2 ай бұрын
እካዕ ብሰላም መፃኩም
@aziebnaizghi8797
@aziebnaizghi8797 2 ай бұрын
Great work deqi Eriray. ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@DannyAbraham-cn4mc
@DannyAbraham-cn4mc 2 ай бұрын
Love it 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💯
@shidenshama9989
@shidenshama9989 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ Love it the movie as well as the acter from us we love it with my sweet wife ❤❤❤
@نور-ج7ر6ص
@نور-ج7ر6ص 2 ай бұрын
ሻምን ሰዳይን ኣራክብዋ እንዶ😢😢😢
@345soso
@345soso 2 ай бұрын
ያ ጀምኣ ትሓፅረና አላ
@ErmiyasEma-e2o
@ErmiyasEma-e2o 2 ай бұрын
Btaemi ya sehabit eza film ❤❤❤
@bcffybcccxc9054
@bcffybcccxc9054 2 ай бұрын
ዋዉዉ ኣቦኣ ንሰዳይ ግን 👌😍😍
@BeckerBecker-oh9md
@BeckerBecker-oh9md 2 ай бұрын
😢ቱኻን ግደፈና ባ ካሊእ ጸገምና ይኣኽለና😢😢
@ራህዋአሎድህሪፀበባ
@ራህዋአሎድህሪፀበባ 25 күн бұрын
አድናቅቲ ዲቦራ ❤❤
@Didi-h2i
@Didi-h2i 2 ай бұрын
ሳዳይ ማዓረይ😢😢😢
@AmaTsegay
@AmaTsegay 2 ай бұрын
Waaaaaw gele aynet film deki ereyyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aman6148
@aman6148 2 ай бұрын
Welcome back deqi eri ❤
@EdenTesfamichael-y8p
@EdenTesfamichael-y8p 2 ай бұрын
Arakbwom shamn sedayn nafiqnayom ko bae❤❤❤❤
@RutaMsgna
@RutaMsgna 2 ай бұрын
Welcome deki eray I love you ❤❤❤❤❤❤
@YorusaliemPawlos
@YorusaliemPawlos 2 ай бұрын
እዋይ እዚ ኣቦይስ ናበይ እዩ ደርቢኒ ከይዱ part 🥹😭
@عزامالنزاوي-ص2ب
@عزامالنزاوي-ص2ب 2 ай бұрын
Fenqeley mejenana anes filemeka kesab hji ea zeria zelku be feqri hatia 😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤
@haavensiye250
@haavensiye250 2 ай бұрын
I love this movie but it is hard to understand please add English captions thank you very much!
Хасанның өзі эфирге шықты! “Қылмыстық топқа қатысым жоқ” дейді. Талғарда не болды? Халық сене ме?
09:25
Демократиялы Қазақстан / Демократический Казахстан
Рет қаралды 306 М.
How I Turned a Lolipop Into A New One 🤯🍭
00:19
Wian
Рет қаралды 10 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 126 МЛН
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 31 МЛН
Хасанның өзі эфирге шықты! “Қылмыстық топқа қатысым жоқ” дейді. Талғарда не болды? Халық сене ме?
09:25
Демократиялы Қазақстан / Демократический Казахстан
Рет қаралды 306 М.