New Eritrean comedy 2024

  Рет қаралды 181,794

Waka TM

Waka TM

Күн бұрын

Пікірлер: 295
@መቓልሕምድረባሕሪ
@መቓልሕምድረባሕሪ Ай бұрын
ናይ ዳዊትን ናይ ወጊሑ ድርሰትን ተዋስኦን ሓሳብ የብሉን ናይ ዳዊት ርዝነት የብሉን ድርሰቱ ንሱ ግን ክዋሳእ ብቅዓት ኣለዎ መም ወጊሑ ድርሰቱን ርዝነት የብሉ ንሱ ናይ ምውሳእ ተውህቦ የብሉ ብሓይሊ እዩ ነቲ ገጸ ባህሪ ክማሰሎ ዝፍትን ኣብ ልምምድ ዝዋሳእ ዘሎ እዩ ዝመስል በጃኩም ነቶም ካልኦት ኣይትለክምዎም
@gezana5666
@gezana5666 Ай бұрын
እዞም የብ የብ ጥራይ ሰሚዕኩም ዋውውው ቀጽሎ ገለ ትብሉ ገለድም ኢኹም
@siemkahasy8752
@siemkahasy8752 Ай бұрын
Geldam baleka wayal
@-zo7mx
@-zo7mx Ай бұрын
​@@siemkahasy8752ገልዳም እባ ንስካ ኣብ ምንታይ ኢዩ wowwwwww zebl zelo
@peintatonic5296
@peintatonic5296 Ай бұрын
Yeb yeb kab ግሪክ ika mexika nska
@SamsonKindeya
@SamsonKindeya Ай бұрын
እዮባ ቀልዲ ቀደም ወጊፍካ እዝናይ ሎሚ ዘበን መናበሪ እዩ ኮታስ ማግኔት ቀፅሎ
@binitube8890
@binitube8890 Ай бұрын
ዳዊት ሓውና ነቲ ክንዘናጋዕ ኢልካ ትሰርሖ እንዳኣመስገንና፡ ስርሓትካ ግን ብጣዕሚ ወሪዱ ቁም-ነገር ኮነ ምዝንጋዕ ዘይብሉ ኮይኑ። እዞም ንከታተል ዘለና ከኣ ንጽቡቕ ጽቡቕ ንሕማቕ ከኣ ሕማቕ ንበል ንምዕባለ ኣርቲስት ሃገርና ።
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 Ай бұрын
ናይዚ ሰብ "ዚ ስራሕ ዲዩ ወይስ እንታይ ምዃኑ 'ኳ ንክትርድኦ ኣጸጋሚ ኢዩ። እዚ ሰብ 'ዚ ንነብሱ ከም ሓደ ስነ ጥበባዊ ዝፈልጣ እንተኾይኑ ጥበብ እንታይ ማለት ምዃኑ ኣይተረድኦን ዘሎ። ስነ ጥበባዊ ኣብ ማእከል "ቲ ሕብረተሰብ እናነበረ ነቲ ጎዲሉ ዝብሎ ሰብ እናተመሃረ ክዘናጋዕን ገለ ቁም ነገር ክወስድን ምዃኑ ዝዘንግዐ ይመስል። ኮመዲ ሃገርና ከኣ ከም ብዓል'ዚ ሰብ 'ዚ ምስ ኣተውዎ ኢዩ ተባላሽዩ። ንሕብረተስብ ዘይምህርን ካብ ወግዕን ስነ ምግባርን ናይቲ ሕብረተስብ ወጻእን ዘይ ባህልናን ፈጺምካ 'ውን ነየናይ ክፋል ሕብረተሰብ ከምዝውክል ሕርብት ዝብለካ ስራሕ ዝሰርሕ ኣዝዩ ካብ ቀንዲን ሕመረትን ኮመዲ ዝወጸ ሕሱር ስራሕ ኢዪ። እዚ ንሱ ስራሕ ኢሉ ዝጽውዖ ግን ከኣ ጎሓፍን ዋላ ሓንቲ ትምህርቲ ኮነ ምዝናይ ዘይትረኽበሉ ኣዝዩ ባይታ ዝዘበጠ ውዱቕ ስራሕ ኢዩ ዘለዎ። ንሕብረተሰብ ኤርትራ ገና ኣይፈለጦን ዘሎ። ካልእ እቲ ቀንዲ ጸገም ኮይኑ ዝስምዓኒ ሳንሱር ስለ ዘይግበር ኢዩ ጎሓፉ ዝደፍኣልና ዘሎ። እምበር ኩሉ ዝስራሕ ብሳንሱር ዝሓልፍ ነይሩ እንተዝኸውን እዚ ሰብ'ዚ ናብ ቲ ክቡር ስነ ጥበብ ሃገርና ኣትዩ ክዕንድረሉ ዕድል ኣይምረኸበን ነይሩ።
@musaiyonas9631
@musaiyonas9631 Ай бұрын
ኮመንት ምስ ረኣኩ ከይረኣኩዋ ወጺየ😂
@Mendelay_10
@Mendelay_10 Ай бұрын
ምስ ልዑል ክብረተይ እዝነይ ስለ ዘገድሳኒ ኣብ 2፥59 ኣቋሪጸያ ኣለኩ የብ የብ ዓርከይ😏😏
@akliluberihu5482
@akliluberihu5482 Ай бұрын
😂😂😂
@24kampala
@24kampala Ай бұрын
ዓቃል ኢኻ
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b Ай бұрын
ዓቅሊ ኣለካ ኣነ ኣብ 1 min ወጽየ ኣለኩ😂
@siemkahasy8752
@siemkahasy8752 Ай бұрын
Saketka zay Teri way kea tastahmel fugur
@millaayalew1392
@millaayalew1392 Ай бұрын
😂😅😅😅😅
@Mendelay_10
@Mendelay_10 Ай бұрын
ካብታ ኮሜዲ ንላዕሊ እታ ኣብ መንጎ ዘላ ናይ ሽፎን ጥልፊ ኣድቨርታይዝ ትጥዕም😂😂
@siemkahasy8752
@siemkahasy8752 Ай бұрын
Emo gezla nata sebyateka way kea wishemaka fugur
@Mendelay_10
@Mendelay_10 Ай бұрын
@@siemkahasy8752 ንስኻ ኣለኻ እንዶ ሰበይታይ ምረጽ ዓቐንካ ርኢኻ ክገዝኣልካ ንዓኻ ይንዓል ሽፎን ዋሒድ😂
@mussietn1966
@mussietn1966 Ай бұрын
@@Mendelay_10 😁✌
@BirukSolomun
@BirukSolomun Ай бұрын
Dawit ezia aleku mebeli eka tetekemela zeleka ember comedy si kedem eya hawyatka ab eidka slezi ab kexali kendeyenay gn knxbe ena
@dailyairdrop7
@dailyairdrop7 Ай бұрын
Emo men reaya elka
@seniarkebe6290
@seniarkebe6290 Ай бұрын
men agedidika eyu ata hawey anehnna.btaemi nfoto eina
@siemkahasy8752
@siemkahasy8752 Ай бұрын
Gedafo man rea elika
@HadasGebremikael
@HadasGebremikael Ай бұрын
Moral mhb eti kubur bahlna eyu❤❤❤❤❤❤❤
@Gale_jeganu
@Gale_jeganu Ай бұрын
​@@dailyairdrop7 ሪኢትኡ እዮ ዝህብ ዘሎ እኮ
@lahmas
@lahmas Ай бұрын
እንቃዕ ዚ ትግርኛስ ካልእ ሃገር ዘይሰምዖ ምሳሓቁ ምሓፈርና ክኣ ፎእ ዳዊት eyob ኣቃርጾ ዚ commedy ወርሓዊ ክንሰደልካ 🙄🙄🙄
@maekelehabte3888
@maekelehabte3888 Ай бұрын
ዳዊት ሓወይ እዚኣስ comedy ኣይኮነን pleas yep እንዳበልካ ክትብጽበጸና ኣይኮንካን ከም ቀደምካ የለኻን😮😮
@Mulue844
@Mulue844 Ай бұрын
ኮሜዲ ሓሲሩ በጃ ብዓል ስዝኒኖ
@jhosashulegi
@jhosashulegi Ай бұрын
ዳዊት ኢዮም ቆልዑ ገዛውትና ዘይጻወትዎ ጸወታ ገዛ ገዛ ዘይትገድፎ ኮሜዲ ዋናታት ኣለው። ኩሉ ጌዜ ሓደ ለውጢ ዘይብሉ😫🤬
@MogosTesfay-po8vn
@MogosTesfay-po8vn Ай бұрын
ኮሜድስ በዓል ሱዚኒኖ ይስርሕዎ እምበር እንታይ እዩ እዚ ሕጂ መምሃሪ ዲዩ ወላስ መስሓቂ ቁሩብ ንሰብ ዘዐግብ ስራሕ እባ ስርሑ በጃኩም
@siemkahasy8752
@siemkahasy8752 Ай бұрын
Emo nai sezinino zay teray
@HADGUKIDANEMARIAMGebremi-ji8cl
@HADGUKIDANEMARIAMGebremi-ji8cl Ай бұрын
@@MogosTesfay-po8vn kem suznino dea Abey krkeb
@theblueschelsea8921
@theblueschelsea8921 Ай бұрын
Dawita yrdaka alo dyu gn srahatka yfekus kemzelo nab kedemka temeles fre zelewo comedy srah please 🙏
@millaayalew1392
@millaayalew1392 Ай бұрын
ሕጂ ክኣ ነዞም የብ የብ ጥራይ ሰሚዖም ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ ዝብሉ ዘለው ሰባት ናይ ሕልና ጸሎት ንግበረሎም 😅😅
@tesfitom
@tesfitom Ай бұрын
Yeap
@nebizerai8204
@nebizerai8204 Ай бұрын
Comedy is dead stop westing time. Try long series sitcoms. Your reputation is down low.
@robelkbrom2924
@robelkbrom2924 14 күн бұрын
Nay dehan dikum kndzi mdhalkum kentebabeom u zelena ahwat❤❤❤
@nebiatgebremariam8193
@nebiatgebremariam8193 Ай бұрын
Eyoba, kulu gizie nbuzuh amet tsubuk, zegerm sirah serihka, higi gn aigdn, please please take your time. Thank you 🙏🏽.Nekefeta with love and respect.
@andebrhanhabte2682
@andebrhanhabte2682 Ай бұрын
ዳዊት ምድካም ኣይተረፈን ስለዚ ኣልዝብ ኣብልዎ ነቲ ተዓዛቢ ክኣ ሕሰበሉ
@MilkiasOmichael-b4k
@MilkiasOmichael-b4k Ай бұрын
የብ የብ ኢሉ እኮ ወዲእ ዋ በርሀ ጅግና የብ የብ ኣይትበል በርሀ ሸበጥ
@አሰመራሽኮር
@አሰመራሽኮር 25 күн бұрын
ዳዊት ሕጅስ ኩሉ ስራሕካ እንዳኸፍኤ ከይዱ ትምህርት የብሉ ዘየለ ቋንቋታት እንዳ አምጻእካ ትገብሮ ዘለኻ አስተብህለሉ ያሚስተር የፕ የፕ ፊግዕ 44 ።
@SaimonSaimona
@SaimonSaimona Ай бұрын
ኣንታ ነዚ ሕብረተሰብ ስነ ልቦኑ ዲኹም ንዒቅኩሞ ኮንኩም አዚ ስራሕ አዚ ተቅርቡሉ ዘለኩም
@ሳሚሳሚ-መ5መ
@ሳሚሳሚ-መ5መ Ай бұрын
ጉሓፍ ዝኮነ ኮሜዲ እንተ ኪኢልካ ግደፎ ዳዊት መይታትካ መጭሓም
@elinorbiniam1221
@elinorbiniam1221 Ай бұрын
Bejakum ndawit zkewn xerfi ngeruni
@FlimonEri
@FlimonEri Ай бұрын
Rip ኮሜዲ 😬😬😬😬 ኮሜድስ ሱዚኒኖ ጥራይ ይስረሓዮ
@MehariSium-ec4le
@MehariSium-ec4le Ай бұрын
ኡይይ ኡይይ ኡይይ ኮመዲ ጋል ዳዊት ዓሪፋ ንሎሚ ፋዱስ ድበ ሓመድ ኣቃብሩና ኢሎምኩም
@kinglio8947
@kinglio8947 Ай бұрын
ዳዊት ሕጂ ቁሩብ በዚሓትና። ን ቢዝነስ ጥራይ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ክብረት ተኸታተልትኻ ሸለል ኢልካዮ። ቁሩብ ጥፍእ ኢልካ ጽቡቅ ሓሳብን ኣዛናጋዒ መደብ ሒዝካልና ምጻእ በጃኻ
@WediEri-lv3ts
@WediEri-lv3ts Ай бұрын
ካብ ዉዱቅ ሕብረተሰብ እንታይ ክንጽበ የቀንየልን ዳዊት ኣይትቀኒ።
@wadidashm24
@wadidashm24 Ай бұрын
😭😭😭😭😭
@jamalalideen8636
@jamalalideen8636 Ай бұрын
አቶም ስባት ሱቅ ምባል ውን እኮ ጽቡቅ እዩ ሕጂ እንታይ ከምዝጻሓፍካ ዘይተፈልጥ ምዃንካ እዩ ።ሕብረተሰብ ሙሉእ ባአኻ አይዕቀንን እዩ​@@wadidashm24
@sanchohagos2182
@sanchohagos2182 Ай бұрын
ኤርትራውያን ሎሚ ሎምስ ኮሜዲ ትሞተኩም ኣላ ኣብ ኢድኩም።
@iandmyself
@iandmyself Ай бұрын
ኣየ ዳዊት ስራሓትካ ኣዝዩ የሕዝን ዝና ክትሸይጥ ኣይትፈትን ወይ ስራሕ ወይ ተኣለ ብሞያ ኣይትጻወት
@Robi-94
@Robi-94 Ай бұрын
ዓቅሊ ጌርካ ጽቡቅን ጥዑምን ስራሕ ሒዝካ ዘይትመጽእ ህኮት like ረጊጸ ኣለኹ መታን ከይትከስር 😢 እበር ኣቋሪጸያ ኣለኹ ዳዊት የብ የብ በራሕ
@eritreanieritreawyan4488
@eritreanieritreawyan4488 Ай бұрын
Comedyan dawit ageb ageb ageb plz kbri nay teazebti yihalika
@AmanuelSiele-qr6ju
@AmanuelSiele-qr6ju Ай бұрын
ኣነስ አዚ ነቅፌታ ስ ከም ፕሮቲን ሼክ ዲካ ትጥቀምሉ ንግሆ ንግሆ ዝስልቹ ድራማ ትስርሕ ዘልካ 😢😢😢😢
@semereandebrehan1836
@semereandebrehan1836 6 күн бұрын
Good job dawet ajoka teray
@YakobDahbe
@YakobDahbe Ай бұрын
የብ የብ የብ ዳዊት ኮሚዲ ተቃጺላትካ ዛዓርከይ
@tekhlehaimanotgebre5447
@tekhlehaimanotgebre5447 Ай бұрын
ዳዊት ዘይእረም ኣብዲ እዳኾንካ ትኸይድ ኣሎኻ ማጨሎት ዓዲ ራእሲ ወይ እንዳጋብር ደርዓንቶ ተሓጸብ።ትርጉም ኣልቦ ያኢስ ኮሞዲ ኢልካ ዲኻ ሓሲብካዮ
@fsheymrara6746
@fsheymrara6746 Ай бұрын
Ane zgermeni ezom nay teqhawmo zmesl comment tgebru bzuh nay dawit comedy zrdakum aytmeslun enber xbuqh gerkum enasahqum ketestemaqhrwa emo fetnu mara kef alewa good job dave
@wedigebremedhin31
@wedigebremedhin31 Ай бұрын
ብጣዕሚ ተጽልእ comedy እያ ኣብ ቀጻሊ ኣማሕሹ
@KopaDery
@KopaDery Ай бұрын
Ata wedi smka bayta tewdqo aleka ngenzeb ktbl
@asmarahalal5573
@asmarahalal5573 Ай бұрын
የብ የብ ካብ ተሰልችወና ነዞም ግብረሶም ዝሰርሑ ዘለዉ ነታ ቶማስ የብ የብ እናበልካ ዓድና ዓዲ ክቡር ባህልን ሕፉርን ፍርሃት እግዚኣብሄር ዘለዎ ታርክን ጅግንነትን ወርሱ ዘውርስ ከም ዝኮነ ብጥበብካ ቅጽዓልና ሓውና 😊
@mohamedzinemaeruf8898
@mohamedzinemaeruf8898 Ай бұрын
Dawit fah eilatka ala ......
@mussietn1966
@mussietn1966 Ай бұрын
Dawit eyob ከምዛ ንኮሜዲ ዝቐተልካያ ፡ ሞይትካ ሕደር ! ኣምየን
@SihamFerej
@SihamFerej Ай бұрын
😂😂😂
@FlimonEri
@FlimonEri Ай бұрын
🤣🤣🤣🤣😂
@EliasKidane-y1v
@EliasKidane-y1v Ай бұрын
ከምዚ ኣይብሃል ጌጋ ሃናጺ ርእይቶኻ ሂብካ ዘይትሓልፍ ኩቡር ሓው
@teddyteddy642
@teddyteddy642 Ай бұрын
ዳዊት ካብ ሱዚኒኖ እባ ቁሩብ ተማሃር please
@24kampala
@24kampala Ай бұрын
ዳዊት ኢዮብ ምስ ክብርኻ ከለኻ ኮሜዴ ግደፎ ፣ ክሳብ ትጽላእ ኣይትጽናሕ ሓደራኻ ።😢
@DejenZeray
@DejenZeray Ай бұрын
❤🎉🎉🎉dawit hasabat wedika eka mesleni hjis yeb yeb nay Amerika ke keu yblu dyom 🎉
@AmineabTekle
@AmineabTekle 14 күн бұрын
Yep yep yep yep 😅😂😂😂😂😅
@bunay.8
@bunay.8 Ай бұрын
Bejakhum ngeruni, comedy dyu ezi?😢
@fotoyiebe
@fotoyiebe Ай бұрын
Ere. Aykwenenetin ezias normal hikya eyu😢😢😮😅
@siemkahasy8752
@siemkahasy8752 Ай бұрын
Bo mrea nai baytesebeka fugur
@kibromnegasi131
@kibromnegasi131 Ай бұрын
Aselchawi
@kidaneweldemichael7455
@kidaneweldemichael7455 Ай бұрын
Yeb yeb hjis tewedieka eyu mesleni dawit
@yafeitmehari5652
@yafeitmehari5652 Ай бұрын
Devo mara endia zifetwwka ezia gin faka tefishika eka serihkaya 😂🙈
@filimonfessehaye2598
@filimonfessehaye2598 Ай бұрын
Ooyyyyy comedy yeb yeb ela terifa😂 ata halow devi 😢😂tilagexu alekum
@asmeromasmerom4765
@asmeromasmerom4765 Ай бұрын
ኣብ ሰሙን ሰሙን ተመጺኻ ሰብና መናዎ ኢዪ ግዜ ገይርካ ጽቡቅ ስራሕ ኣቅርበልና
@LulaDroneESBC
@LulaDroneESBC Ай бұрын
Nezom kab Dege, eko awaridkumna, beqa gegana kinierm ena, ya ya ya ya zeybla. 😂😂😂😂
@teflostsegay3688
@teflostsegay3688 Ай бұрын
Dawit YepYep.. 🤔 abia alatika 😅, Bihansab cherimna gin YEP semieka 😂😂..
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 Ай бұрын
Ajoka be strong, hade hmak entexihifu kulant kema ymelewa, aytdehal ajoka
@wediKdusGebrial
@wediKdusGebrial Ай бұрын
ይብላዕያ ኣሎ እንተበልዎስ ጥሕሎ ምስ ሽንጣሩ
@seniarkebe6290
@seniarkebe6290 Ай бұрын
thlo 难道不好吃吗,
@jakobgehbretnsae3940
@jakobgehbretnsae3940 Ай бұрын
Zeay terfeka wedey
@AsmeromOkagabriel
@AsmeromOkagabriel Ай бұрын
የብ የብ በዚሑ ወደደይ ንሎሚ👇👇👇👇ምስ ይቅሬትኣ ግን ማራ እየ ዝፈትወካ ኔሬ ሎሚ ግን 👇👇👇👇 ክውስኸካ እየ
@knowyourself.4103
@knowyourself.4103 Ай бұрын
Comedey dya wela siries movie Suzunino nea ngerena gdef😢
@berhaneberish-yn4mr
@berhaneberish-yn4mr Ай бұрын
ነዊሕ ጌሩ ስራሕ ኻብ ሸተት ትብሎ
@rahel-h1q
@rahel-h1q Ай бұрын
😂❤❤❤❤❤🎉getmuni
@Dejen-w1k
@Dejen-w1k Ай бұрын
የፕ የፕ ጥበብ አንዳረኣናይ ትመውት ኣላ
@Lagana-p9q
@Lagana-p9q Ай бұрын
Eza kula negative comment tixihif zela ko dyaspora eya shitara sile zitegalexet eya xerxer tibil zela😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@ermiasyohanes7453
@ermiasyohanes7453 Ай бұрын
ዳዋ መሕጎል የብየብ ማዓልቲ 😂❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@ellaman4599
@ellaman4599 Ай бұрын
ሞይታትካ ዳዊት ።
@yohannesyemane8701
@yohannesyemane8701 Ай бұрын
ዳዊት ኢዮብ ካብ ዝሰርሐን እዚኣ ጽብቕቲ ኢያ ትብሃል ስራሕ ኣይረኣኹሉን። እቲ እትሰርሖ ስራሕ ንኣብ ኩሉ ዕድመ ዘሎ ሰብ ክኸውን ተመራጺ ኢዩ። ንኣብነት ኮመዲያን ግርማይ ዮሃንስ ( ሳንድያጎ) ኩሉ ክፋል ሕብረተሰባ ኢዩ ዝፈትዎ ካብ ኩለን ብሄራትና 'ውን ከይተረፈ። ንዳዊት ምስ ሳንድያጎ ከውዳድሮ ደልየ ኣይኮንኩን።ብውሑዱ ግን ዓበይቲ ኮመዲያን ነይሮም ኢዮም ቅድሚኡ ካብኣቶም ክመሃር ይኽእል ነይሩ ኢዩ። ካብ ናይ በዓል ሱዚኒኖ ኣንቲኮን ካልኦትን 'ውን ከምኡ። እቲ ዝለብሶ ገጸ ባህርያት ነየናይ ክፋል ሕብረተሰብ ኢዪ ዝውክል ክርድኣካ ኣይክእልን ኢዩ። እቲ መንእሰይ'ውን እንተኾነ ዕግበት ዘለዎ ኣይመስለንን። ምባልባት ዕላማኡ ከመይ ጌርካ እቶትካ ተኻዕብት እምበር ንስነ ጥበብ ተገዲሱ ንምምዕባሉ ድማ ዝሰርሕ ሰብ ኣይኮነን። ክንደይ ሰብ ርእዮማ ኢዪ ዘገድሶ እቲ በቲ ስርሑ ኣብ ስነ ጥበብ ዝወርድ ሃስያ ኣይንታዩን ኢዪ። ዓገብ ዝብሎ ሰብ ስለ ዝሰኣነ ብቐንዱ ድማ መን ኢኻ ዝብሎ ዘየብሉ ጎሓፍቱ ሒዙ ናብ KZbin ምጉያይ ኢዪ ስርሑ። ትንሳኤ ኮመዲ ሃገርና ክንርኢ ንከምዚኦም ዝኣመሰሉ ዘይሓላፍነታውያን ሰባት ነቲ ንሳቶም ዝሰርሕዎ ካብ ምርኣይ ብምሕሳም ከነወግዶም ናይ ኩላትና ሓላፍነት ኢዩ።
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw Ай бұрын
Kitimieblu elna like nigebr misikum kea mexaweti tigebruna tiuy deytserihu seb dimeharelu disihkelu waza ms kumneger yblu abotat
@gezana5666
@gezana5666 Ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኻ ቅጭ ተምጽእ ትሕዝን ሕሱር ፎእ ሃለው ቖጦው ኮይንካ ተሪፍኻ
@mariegebermeskel
@mariegebermeskel Ай бұрын
Dawita ab qexali kenxebyka ena eza gen mealsh habibi kytkesr lik gernlka alena...
@hayleharmaz1766
@hayleharmaz1766 Ай бұрын
የብ የብ ጥራይ ትረዋኣ ዳዊት 😂😂
@DawitMichael143
@DawitMichael143 Ай бұрын
Ata ezi wedi fah teblo jemira yep yep teray comedy meluwa 😅😅
@ellaman4599
@ellaman4599 Ай бұрын
Waka media ትገዱ
@fetawimazeru9010
@fetawimazeru9010 Ай бұрын
Woww. kexlo dave 😂😂😂😂 Nice job 😂😂😂😂😂😂 Keep it 😂😂😂😂 Kemey zbeluka shilet eka bejaka
@DanielZewde-f2w
@DanielZewde-f2w Ай бұрын
የብ የብ ንባዕላ ክንደይ ግዜ ቀቲላትልና😂😂😂😂😂😂😂00:30:57
@filimonfessehaye2598
@filimonfessehaye2598 Ай бұрын
😂😂😂🎉😢
@johnjohn558
@johnjohn558 Ай бұрын
Felut bezia comedy teshequ sebat azemadu ne dawit ketkonu alkum
@saintmaryyy
@saintmaryyy Ай бұрын
እዞም የብ የብ ጥራይ ሰሚዕኩም like tgebru gn😂
@NatnaeilgabriwatNatu
@NatnaeilgabriwatNatu Ай бұрын
well Came Dawit🎉🎉🎉🎉
@MedhanieMheretab-rh2of
@MedhanieMheretab-rh2of Ай бұрын
Dewit eyob moytatka
@mohamedzinemaeruf8898
@mohamedzinemaeruf8898 Ай бұрын
Waka entertainment.......chanelkum ayebalshwu ....
@siemkahasy8752
@siemkahasy8752 Ай бұрын
Anta haway nateka Chanel zay tegaber entai yemalkateka
@AmaTsegay
@AmaTsegay Ай бұрын
Kef alekum deki ereyyyy❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@miklidmikilidsuak8242
@miklidmikilidsuak8242 Ай бұрын
ፋሕ ኢላትካ ዳዊት
@kesetegeresus3121
@kesetegeresus3121 Ай бұрын
Rip eritrean Commdy 😂
@immanuel8545
@immanuel8545 Ай бұрын
❤❤❤
@Chamakey24257
@Chamakey24257 Ай бұрын
የብ የብ የብ የብ የብ የብ የብ የብ የብ የብ የብ የብ የብ የብ የብ የብ የብ ሕማም የብ ዝኮነ ግዜ 😂
@nugusearey3923
@nugusearey3923 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohanhaimen7312
@yohanhaimen7312 Ай бұрын
Kab Suzunino temaharu
@MusieAmine-ru9cy
@MusieAmine-ru9cy Ай бұрын
Dawit yep yep😂😂😂
@HarmonBrhane
@HarmonBrhane Ай бұрын
Dawita entay tkewen aleka
@Wediabrham
@Wediabrham Ай бұрын
ዳዊት ኮመዲ ደሓን ነራ ግን ናይዛ ራኢና ሾብ ወግና 😢😢😢
@aboyhalaley5258
@aboyhalaley5258 Ай бұрын
Atum hzbi nskum yep yep trah tsemu alekum..... Eti ab resu zeli qobie ke nestewelelu do alena😢😢😢😢😢 gdef dawit eyob gdef agebab gber 😢
@Hubuehd
@Hubuehd Ай бұрын
@SEMWTEK
@SEMWTEK Ай бұрын
Beza Yep Yep tbil comedy mesel zisahake men alo eske ane belu ab comment.
@EfremAfewerki-z3v
@EfremAfewerki-z3v Ай бұрын
❤😂🎉❤❤😂😂🎉🎉❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉
@GebrAn1GebrAn1
@GebrAn1GebrAn1 Ай бұрын
የብ ዝኮነ ግዜ ዳዊት ትሕዝቶካ ፎኪሱ ንማግኔት ምምጻካ ግን ነመስግነካ።
@OsmanOsman-b4u
@OsmanOsman-b4u Ай бұрын
Dawit eyob ❤❤❤❤🎉🎉🎉😂😂😂😂🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪❤❤❤
@lahmas
@lahmas Ай бұрын
No no ዳውር ኣላጋጭ ዩ ዝጻወት ዘሎ ካብኡ ኣይህለፉ ኢሉ ግብረ መልሲ ን ወሃብቲ ርኢቶ 😅
@HadasGebremikael
@HadasGebremikael Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@EfremEbeBahta
@EfremEbeBahta Ай бұрын
😂😂 en yeb yeb😂😂😂
@esromwelday5958
@esromwelday5958 Ай бұрын
Anes kab jemerkwa ile ember aytxedqn ika dawittttttt
@SamsomAraya-mc4lg
@SamsomAraya-mc4lg Ай бұрын
Aykealkuman eeeee
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 36 МЛН
这是自救的好办法 #路飞#海贼王
00:43
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 118 МЛН
Каха и лужа  #непосредственнокаха
00:15
ቢንያም ግርማይ ዓሌታውነት  RSF ተኣጊዱን ተሳዒሩን
10:36
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 6 М.
new Eritrean comedy 2024 Jelato kampala  2 by aron fishaxion (sintaq)
35:12
NEW Eritrea comedy ዳ'ሓሞይ  (Dhamoy) ብ ዳዊት አዮብ 2023
48:43
DABBERA ENTERTAINMENT
Рет қаралды 408 М.
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 36 МЛН