Waka TM: New Eritrean Series film 2024

  Рет қаралды 288,881

Waka TM

Waka TM

Күн бұрын

Selam this is Waka TM: New Eritrean Series film 2024 #Tselim Mebxea #ጸሊም መብጽዓ #By Michael Eyasu Harmony Part 16, Aman Badsha, Shewit Sereqe, Sidon, Awet Abrha, Ruta Merhawi, Tedros, Daniel, and others enjoy it. Aiming and always refining our work to take the fastly growing Eritrea's entertainment to a new level, Waka TM will continue to feed you all the comedy, music, drama, and all kinds of fun and art. Enjoy - like our videos, engage - let us know your comments and share them with your beloved ones on Facebook, Instagram, Twitter, Tiktok and anywhere you like. Peace, and stay safe, and stay healthy. Follow us on 👉👉 Facebook for more 👇. Facebook: / waka.art.tm #WakaTM#Eritrea#EriteanComedy
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
.
#eritrea#asmara#artist#eritreanfilm#Xelim Mebxea# #eritreanfilmproduction#ertreanmovie#eritreanphotography#eritreanbeauty#habesha#haneshabeauty#africa#entertainment#drama

Пікірлер: 732
@kibromSemere-gh6wz
@kibromSemere-gh6wz 3 ай бұрын
ደቓይቕ ይሓጽር ኣሎ ትብሉ ላይክ ደቂ ዓበይቲ❤
@GhZv-zq5ds
@GhZv-zq5ds 2 ай бұрын
ሰለ ዝሓፅርሎ እዬ ሳሓብ ዝኾነ እቲ ፍልሚ
@endiamo10
@endiamo10 3 ай бұрын
ዕንበባ ውቕብቲ ጽጌሬዳ ⚘️ ጸሓይ ወጋሕታ ተስፋ ቤታ 🌄 ኣጉሚ ዕንበባ ዉጺ ድመቒ 🌹 ደጋጊምኪ ድመቒ ከም ሓቂ 😊 ተተሰብረ ናይ ተስፋኺ መንገዲ 💔 ዝወስደኪ ናብ ናይ ፍቕሪ ዓዲ 👫 ክርትምትም ዋላ እንተበለ ጥዉልግልግ ዋላ ተበለ 🕸 ክርህዉ'ዩ ጽባሕኪ ደው በሊ ከም ጽኑዕ ዓንዲ 🌉 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ 👩‍❤️‍👨 ከብርረኪ ብኽንፊ መልኣኽቲ 🕊 እመንዮ እመንዮ ንፍቕሪ ክርህወልኪ ዝጻናጸን ፈጣሪ🙏 ልብኻ ዝኣትዋ ቃላት እምነት ፍርሓት ኣምላኽን ጽላል ናይ ኩሉ ነገር ኢየን ኣምላኽ ክኣሊ ኩሉ 🙏
@khjmnvkvd
@khjmnvkvd 3 ай бұрын
@RimBrhane-vl6sl
@RimBrhane-vl6sl 3 ай бұрын
Wawwww❤❤❤❤
@robelmajor5256
@robelmajor5256 3 ай бұрын
❤❤💚💚
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 3 ай бұрын
😘😘
@aumwjdan4142
@aumwjdan4142 3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@abuhuz9506
@abuhuz9506 3 ай бұрын
ናይዛ ፊልሚ ሕምቅ ነገራ ግዜ ምሕፃራ ጥራሕ 🙏
@betelihem823
@betelihem823 3 ай бұрын
ጡዑም ኣይጽገበን እዩ
@EfremKasa-nv2ke
@EfremKasa-nv2ke 3 ай бұрын
ስዳይ እይተዓመፀትን ትብሉ like 👍🏿
@ameenalam1223
@ameenalam1223 3 ай бұрын
ህእ ኣቡኣ ኣብ ልዕሊ ድራማ ይዋሰኣሎም ዩ ዘሎ ነቶም 3😂
@Helenhelen-l5d
@Helenhelen-l5d 3 ай бұрын
እቲ ደም. ከ ቀይሕ ሕብሪ ገዛ ኮይኑ ይረኣየካሎ😂
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
​@@Helenhelen-l5dደምርኒ ዝያዳይ❤❤
@furti.mamushafurtimamusha5164
@furti.mamushafurtimamusha5164 3 ай бұрын
Ayteamexetn halimu eyu😂😂❤
@Helenhelen-l5d
@Helenhelen-l5d 3 ай бұрын
@@furti.mamushafurtimamusha5164 ተዝሓልም ድኣ ኣስመራ ኣትያ ሪእናያ ሰዳይ kkkk
@ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ
@ጩራወጋሕታ-ደ1ጰ 3 ай бұрын
ከምዚ ከማይ ብሃንቆዉታ ክፅበያ ዝፅነሕ like ግበሩለይ የፍትወኹም እየ ስድተኛታት ኣሕዋተይ ሰላም ፍቅሪ ስኒት ካብ ፈጣሪ እዩ ሞ ምሕረቱ ይላኣኽልና🥰🙏
@YerdaniosMisgna
@YerdaniosMisgna 3 ай бұрын
Amen amen amen
@fuvg8804
@fuvg8804 3 ай бұрын
Amen Amen Amen
@Danait-st3ve
@Danait-st3ve 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@-uj7te
@-uj7te 3 ай бұрын
amen 🙏 ኣብ ውሽጢ ዓዲ እዮም ዘለው ስደተኛታታት ኣይኮኑን። ምፍታው እንተኾይኑ ከኣ ንኹሉ ፍተዊዮ ናይ ደገን ናይ ውሽጥን ኣይትበሊ
@tube-pe5tl
@tube-pe5tl 3 ай бұрын
😂😂😂😂
@dnglmaryamadey
@dnglmaryamadey 3 ай бұрын
ሰዳይ ናይ ባሓቂ ድያ ታዓሚፃ😢 አይተዓመፀትን ትብሉ😊❤ባዕላ እያ ክዳና ፀያይቃቶ ናተይ ግምት🙂
@Gal_tgray
@Gal_tgray 3 ай бұрын
ተስፋ ይገብር ኣነ እውን ከምኡ ክትኮን ❤😊
@TimtuGebrehiwet
@TimtuGebrehiwet 3 ай бұрын
😢🙏🙏🙏
@ፊሊ-ነ3ገ
@ፊሊ-ነ3ገ 3 ай бұрын
ወላ ኣነ ግምተይ ኮሙኡ እዩ ዘሎ ምስ ኣባኣ ተማኽሮም ዝገበርዎ እዩ ዝብል ግምት ኣለኒ
@rchigal585
@rchigal585 3 ай бұрын
ዋላ ናተይ ሓሳብ እያ ክኮን ክኣ ኣለዎ😢😢😢😢
@AbibAbis-j7l
@AbibAbis-j7l 3 ай бұрын
Men kfetha teasira zeykonetn niera
@haderakelati1160
@haderakelati1160 3 ай бұрын
ናይዛ ሞቪ እዚኣ ካብቶም ተዋሳእታ ንላዕሊ ንዓይ እታ ሞዚቃን ዜማኣን ጣዕማን ብሓቂ እያ ትስሕበኒ ትዝታ ዘለዋ ሞዝክ ብሓቂ ተፈታዊት ደስስ ትብል ጣዕመ ዜማ ደቂኤረይ ንፉዓት ብሓቂ። ❤🎉❤🎉❤🇪🇷🎉❤🎉❤🎉!!!
@yorkientertainment3584
@yorkientertainment3584 3 ай бұрын
N gerawa zfetu like yweqeteley
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 3 ай бұрын
ሰዳይ ተምሳል ኤርትራ፡ ንኹሉ ግዜ ኣሎዎሞ፡ ፡ ንሕና ብምሉእ ልብና፡ ብሓጢኣትና ተኣሚንና ካብ ክፉእ ግብርና ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣብ ትሕቲ፡ እግሩ፡ ብንስሓ ወዲቕና፡ ምስ ተመለስና ፡ ኩሉ ፡ ኩራ እግዚኣብሄር ካባና ምስ ረሓቐ፡ ኣብቲ፡ መደብን፡ ግዜን እግዚኣብሄርን፡ ሰደይ ምስሊ ኤርትራ ከምእንደገና ፡ ብሓይሊ ስምላኽ ክትዕምብብ እያ። ሕጂግን፡ ኣብ፡ ክንዲ ፡ ሓልዮትን ፡ ከም ንእሽቶ ሓፍቶም ፡ ምሕንቃቕን ፡ ምሕላውን ፡ ካብ ንእሽቲኣ ፡ ቀደምስ ብደቃ ዘይኮኑ ነገስታትን መሳፍንትን ፡ ናይ ሕጂ ግን፡ እሞኸኣ ፡ ብደቂ፡ ዓዳ፡ ተደፊራ፡ ኣብ ቃንዛ ፡ ካብ ነዊሕ ዘመናት ጀሚራ ደም ትነብዕ ኣላ ። ብናፍቖትን ብሰናይ ትምኒትን ሃረርታን ግን ብሓይሊ ሰብ ዘይኮነስ ብሓሊ እቲ ኩሉ ከኣሊ ሓደ ኣምላኽ፡ ንገዝኣ፡ ክትምለስ ፡ ብእምነት ብምስጋና ስብ ትሕቶ ኣምላኽ ኮይንና፡ ንጽበ ኣሎና። ዘይሓልፍ ይመስል ኩሉ ነበረ ኾይኑ ብሓይሊ እቲ ዓቢ ኣምላኽ ከመ ቕጽበት ክልወጥ እዩ። ክብሪ ኹሉ ነቲ ሓያል ኣምላኽ ይኹን፡ ኣሜን፡ ንእግዚኣብሄር ብምፍራሕ ተባረኹ።
@DaveEntertainment.
@DaveEntertainment. 3 ай бұрын
ማነው ግን እንደኔ ጸሊም መብጽዓ ሱስ የያዘው ብቻ ለይክ❤❤❤❤
@life-e2t
@life-e2t 3 ай бұрын
😢me
@Bana07tv
@Bana07tv 3 ай бұрын
ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊
@وذيس
@وذيس 3 ай бұрын
Amen amen amen amen
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
ነዛ ፍልሚ ተከታተልቲ ቅድስ ገብሬኤል ካብ ክፉእ ነገር ይሓልኹም ሰላምና ያምፀአልና ሳብስክራይብ ቤተ ሰብ ንኩን አሕዋተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MSho-p9h
@MSho-p9h 3 ай бұрын
amennnnn❤❤
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
@@MSho-p9h ሳብስክራይብ ግበረለይ ውዴ
@WintaAbraham-rg7pc
@WintaAbraham-rg7pc 3 ай бұрын
Amen 🙏
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
@@WintaAbraham-rg7pc ሳብስክራይብ ግበረለይ ወለላይ
@ዓሳድራያTUbe
@ዓሳድራያTUbe 3 ай бұрын
@@MSho-p9h ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@HelenHedish
@HelenHedish 3 ай бұрын
እዋይ ጋል ትረክባ 😢ሰዳይ ጽብቅቲ እዚ ኩሉ ሽግር ናዓኪ❤️‍🩹❤️‍🩹???
@rozaroza7147
@rozaroza7147 3 ай бұрын
አይተዓመፀትን
@Umqueen-n9k
@Umqueen-n9k 3 ай бұрын
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ዝፅበያ🤚💞❤️💞❤️💞
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish 3 ай бұрын
ኣነ❤❤
@AidaGerezgiher
@AidaGerezgiher 3 ай бұрын
𝕒𝕟𝕖 ❤❤❤❤❤
@HabasiKhaiara
@HabasiKhaiara 3 ай бұрын
ኣነ❤🎉😊
@rawaamer-hu9sg
@rawaamer-hu9sg 3 ай бұрын
ሰሙን ዲና ክንጸበ ኣነስ ተሃዊኸ ኣሎኹ ሰደናየ ጽሪቲ❤
@ዲልተይብፃዕር
@ዲልተይብፃዕር 3 ай бұрын
ጋልትግራይ እየ ግንንን ኤሪትራውያን ከመይ ዲየ ዝፈትኩም እዛ ፉልምኹም ደስክብለን❤❤❤
@Sarahll-k3c
@Sarahll-k3c 3 ай бұрын
😅😤
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 3 ай бұрын
😂😂😂
@KhanKhan-on7yy
@KhanKhan-on7yy 3 ай бұрын
ፈሊጥኪ ኢኪ😂😂
@ጋልደርጋዓጀንዕባይኣራጉረ
@ጋልደርጋዓጀንዕባይኣራጉረ 3 ай бұрын
ኣይ ፈሊጥኽስ😂
@ميريابونوفا
@ميريابونوفا 3 ай бұрын
ዳሕና ግዲ ካብዚ ኮነታት ብሰላም ወፅእኺ ኤርትራውያን ቃተልትና እምበር ኣሕዋትና ኣኮነን
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 3 ай бұрын
እግዝኣቢሔር ኣምላክ ሰላም ፍቅሪ የውርደልና ኣሕዋተይ🙏❤❤❤❤❤
@YerdaniosMisgna
@YerdaniosMisgna 3 ай бұрын
Amen amen amen
@ajibajib7989
@ajibajib7989 3 ай бұрын
Amen
@Silmat
@Silmat 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ክኢላታት ቡሉጻት ተዋሳእቲ...እዛ ፊልም ዝወጻ የብላን ግን ማራ ሓጺራ.❤❤❤
@haniabduselam1642
@haniabduselam1642 3 ай бұрын
ተዋሳአቲ ባሓቂ ንፉዓት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BrhanHaki123-1
@BrhanHaki123-1 3 ай бұрын
እግሪ ኾሞዲኖ 😂ዘስተብሃለ ላይክ ይግበር
@michealbirhane
@michealbirhane 3 ай бұрын
Shiweya tidinguyena ala ember bitaemi bilixti film eya ajokum kexilwo deki erey ❤❤❤❤
@azebhagos9374
@azebhagos9374 3 ай бұрын
ጉራዋ ሹኮር❤❤❤❤❤❤❤
@Mhretabkdusan
@Mhretabkdusan 3 ай бұрын
ግራዋ❤❤❤
@MulubrhanTesfay-lc5wo
@MulubrhanTesfay-lc5wo 3 ай бұрын
ጽብቅቲ ፈልሚ ❤❤❤❤❤❤ ግራዋ ግን ኣደጊጽና
@ማርያምሆይኣማልድሽ
@ማርያምሆይኣማልድሽ 3 ай бұрын
ብጣዕሚ መራኪት ፊልም እያ ብፍላይ ኣብ ኣክቲ ዘሎ ጽቡቅ ሽፋን እዩ ኣብ ምርካብ ናይ ሰዳይ ግን ኣቀልጢፍኩምና ተመስጦ ከነሕድር ዋላ ኣብ ዝቅጽል ክፋል ተዝከውን ጽቡቅ ኒሩ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ ኩሉ ስጡምን ጽፉፍን ስራሕ እዩ ! ቀጽልዎ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም ❤❤❤
@fugi7821
@fugi7821 3 ай бұрын
ጠዕምቲ ፍሊሚ ❤❤❤
@AdisuKahsay-f4p
@AdisuKahsay-f4p 3 ай бұрын
ፊልሚ ናይ ኤርትራ ዳኣ ኩፉኡ ኣለዎ ድዩ
@fugi7821
@fugi7821 3 ай бұрын
@@AdisuKahsay-f4p ኣይውፅንን
@yorsalamberaki
@yorsalamberaki 3 ай бұрын
Nay behaqi temti❤❤❤
@FiriHadad
@FiriHadad 3 ай бұрын
​@@AdisuKahsay-f4pነገር ምድላይ ድዩ ከሙኡ ዘይበለት
@mesginahabte3391
@mesginahabte3391 3 ай бұрын
Great xbuk Sirah deki Eri ❤
@የርዱጋልሃይልሽ
@የርዱጋልሃይልሽ 3 ай бұрын
እቱ ዝዓመፃ ክተርኡዩና ኣለኩም ኣብ ቀፃሊ ቀፅሉሉ
@ABZ2014
@ABZ2014 3 ай бұрын
ዝተዓመጸት ኣይመስለንን ኣቦኣ ኢዩ ኣብ ልዕሊኦም ድራማ ሰሪሑ ናብ ኣሞኣ ናብ ኣስመራ ወሲድዋ
@Bahrenegstatenterteiment
@Bahrenegstatenterteiment 3 ай бұрын
ኣይትዓመጸትን መስለኒ
@DawitTeferi-yp7oe
@DawitTeferi-yp7oe 3 ай бұрын
Kemzi kemay beza film zabedka habeni👍
@NatiMan-xi9dw
@NatiMan-xi9dw 3 ай бұрын
እንቋዕ ብድሓን መጻኹም እንዳ ግራዋ 😂❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@MilenaHabteab-n4d
@MilenaHabteab-n4d 3 ай бұрын
Betami haxira anwhwa bjkum
@SemereHabte-q8l
@SemereHabte-q8l 3 ай бұрын
ደቂ ሓላል መሪት 💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷እንካዓ ብሰላም መጻኹም 💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷
@aizzabraham5279
@aizzabraham5279 3 ай бұрын
THE BEST MOVIE EVER!!!!
@Fili-jm1dl
@Fili-jm1dl 3 ай бұрын
wow deqi eri 🇪🇷👑☔️☔️☔️🇪🇷
@ErmiasEstifanos-wi8th
@ErmiasEstifanos-wi8th 3 ай бұрын
Wel come ♥️♥️♥️♥️deqi eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
@suzisuzam5162
@suzisuzam5162 3 ай бұрын
Btami nfuat tewasaeti 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@SelamAmanuel-ws5wi
@SelamAmanuel-ws5wi 3 ай бұрын
Wawww enkae bselam mexakum deqi arey xaeda❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@berekettewelde3044
@berekettewelde3044 3 ай бұрын
Well come ❤❤❤❤
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ 💖💖💖
@abelkidane6968
@abelkidane6968 3 ай бұрын
Yeballlll, movie ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@NshsKd
@NshsKd 3 ай бұрын
ሻምን ሰዳይን ክራኸቡ ኣለዎም 😢
@Hiyba123
@Hiyba123 3 ай бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 3 ай бұрын
Well come back guys 😍😍
@AsmeromTesfaldet
@AsmeromTesfaldet 3 ай бұрын
Derasi meglexi yebleyn btami xbuk srah tray eye zbleka,❤❤gn shwiya tehxrwa alekum ❤❤deki erey 🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷
@aumwjdan4142
@aumwjdan4142 3 ай бұрын
Waww❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BiniBibi-jk3kq
@BiniBibi-jk3kq 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ xbuk srah tnx erey shkorinatat🎉🎉🎉🎉
@Rashaida1980
@Rashaida1980 3 ай бұрын
Thank you waka TM!
@Helenhelen-l5d
@Helenhelen-l5d 3 ай бұрын
ወድ ነገደ ይፃወተሎም ኣሎ😂
@yaredyesab6162
@yaredyesab6162 3 ай бұрын
Welcome ❤
@MussieTeweldmedhn
@MussieTeweldmedhn 3 ай бұрын
ሰላም ኒኹሉኩሚ ኣፉቅሪቲ ፈኢሊሜ🎉🎉🎉
@SjYey
@SjYey 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@KokobNebari
@KokobNebari 3 ай бұрын
seday ayteamexetn dya natey gmt eko baela kdana xeyqato ktkewn u ❤🎉
@samuelfierdos
@samuelfierdos 3 ай бұрын
Wow btaemi des tebl film eya qexlwo yoni(bozi) hawey kea ajoka qexlo btaemi nfue eka❤❤🎉🎉🎉
@geregebre353
@geregebre353 3 ай бұрын
Wawwww des tibl film ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@hkt4505
@hkt4505 3 ай бұрын
ኣንታ እዚ ደጀን ከመይ ዝበልዎ ዕቡድ ከልቢ'ዩ? ስቕ ኢሉ የናውጸካ.. ሰዳይ ኣብቲ ሃገርገር ዝብል ገዝኦም እንታይ'ያ ክትውዳኣሎም? ከምዚ ዓይነት ኣንነት ከኣ ኣሎ'ዩ?
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl 3 ай бұрын
The first ❤..
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl 3 ай бұрын
Tekedimka😂
@MiliMili-rg4yf
@MiliMili-rg4yf 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤ deqi erey shkorat
@Selam-w4n
@Selam-w4n 3 ай бұрын
መሓሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@SilvanaBrhane-w1z
@SilvanaBrhane-w1z 3 ай бұрын
❤❤wellcome ❤❤❤
@NardisGrmay
@NardisGrmay 3 ай бұрын
ጽብቅቲ ፊሊም ግዜ ግን ታሓባበሩና ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MoultonLeila-q7x
@MoultonLeila-q7x 11 күн бұрын
Leffler Overpass
@Fere-h9w
@Fere-h9w 3 ай бұрын
bselam mitsuna❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@BrktiMebrahtu-wz9kq
@BrktiMebrahtu-wz9kq 3 ай бұрын
አቦይ ተኽላይ ዝድነቅ አቦ ዩ❤
@yosanbiniamjosi8055
@yosanbiniamjosi8055 3 ай бұрын
ግራዋ ድንግል😅😅😅
@selamkiros4672
@selamkiros4672 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤Wowwww
@Jbsr-m4f
@Jbsr-m4f 3 ай бұрын
ሎሚ ጀሚረያ ካብ 1ይ ኪፋል ኣጋጣሚ የ ረኺበያ
@AmaTsegay
@AmaTsegay 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@zufanzufan9990
@zufanzufan9990 3 ай бұрын
ደንጉኩምስ ረሲዐያ ነይረ ደስ ክትብል ከላ ተደንጉያ ክተሰልቹ ያ ንርስዓ ከኣ
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም
@tsehaitesfai4665
@tsehaitesfai4665 3 ай бұрын
🇪🇷💐💐💐💐❤️❤️❤️
@Wedimassawa525
@Wedimassawa525 3 ай бұрын
Riham ayney 😂😂😂😂 GBU Sister ❤❤❤❤❤
@welodey
@welodey 3 ай бұрын
Grawa hakena afkari eyu. Xbkti filmi eya aboy teklit gn ms lbonaka zey keyd hade hade hmak kalat ywexeka alo ❤❤❤❤
@noahnatey2275
@noahnatey2275 2 ай бұрын
Egri komedino dya 😂😂😂
@Flowerblossom900
@Flowerblossom900 3 ай бұрын
Kemnay lewhat gerkuma-xbkte and haxar Please keburat directors kurub anweh endabelkum max 45 minutes Other than that, we really appreciate your constant hard work and determination
@Denna-d9r
@Denna-d9r 11 күн бұрын
Chance Roads
@AdisuKahsay-f4p
@AdisuKahsay-f4p 3 ай бұрын
ያኣከ ደቂ ኤረይይይይ ኣይተደንግይዋ ባ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-bj2vv3wz6b
@user-bj2vv3wz6b 3 ай бұрын
Wawww xbqti film deqi erey ❤❤❤
@simonnega5185
@simonnega5185 3 ай бұрын
Xbati flim eya gn bezihu rekram
@kidankidankidankidan7031
@kidankidankidankidan7031 3 ай бұрын
ጉራዋ 😅❤❤❤
@RobelHayelom-s6j
@RobelHayelom-s6j 3 ай бұрын
Daqi eriyy anqa bselam mxkom
@SemharTekali-dn6mj
@SemharTekali-dn6mj 3 ай бұрын
Badsha azye ey zednqka nskum ms tefukum filim mexwti koynu kemzi kemay nay qedem filim teray zeres yehlu do❤
@JoelTitus-o6r
@JoelTitus-o6r 19 күн бұрын
Brooklyn Island
@SamriBasi
@SamriBasi 3 ай бұрын
I feel ike this movie is pure politics, Tseday represents Eritrea, her father as president, and the 3 kidnappers represent enemies of Eritrea who try to control by force. May be i might be wrong, but if u agree, press like 👍 😊
@aarsu830
@aarsu830 3 ай бұрын
😂😂😂 Maybe, but everything can be bent or shaped according to your own plot.
@AnnaHenderson-b9o
@AnnaHenderson-b9o 26 күн бұрын
Hauck Alley
@Dfbbhbj
@Dfbbhbj 3 ай бұрын
ብስም ምክላልካል ከምቲ ልሙድ ባ 🎉🎉🎉🎉🎉
@aman6148
@aman6148 3 ай бұрын
Welcome back deqi eri ❤
@Kflom-ku4ni
@Kflom-ku4ni 3 ай бұрын
ሚኪኤለ እያሱን ሳሚ ዘርአን ግን ቅድሚ ዝተወሰነ ዓመት ናይ ሬድዮ መደባት የቕርቡ ኔሮም ሓቀይ? መደብ መንእሰያት...
@kiroskiroskiros
@kiroskiroskiros 3 ай бұрын
Seday shkor❤❤❤❤❤
@suzimebrhatom2295
@suzimebrhatom2295 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MossKudus
@MossKudus 3 ай бұрын
Keep up the good work ❤❤❤
@AnthonyOsteen-h8r
@AnthonyOsteen-h8r 22 күн бұрын
Ferry Harbor
@LichomTewelde
@LichomTewelde 2 ай бұрын
Mhtsar trah
@mihreteritreayoutubechanne9899
@mihreteritreayoutubechanne9899 3 ай бұрын
Welcome Deki Eri🎉❤
@GuntherClaire-l5m
@GuntherClaire-l5m 25 күн бұрын
Ziemann Road
@HarryGregory-i4q
@HarryGregory-i4q 27 күн бұрын
Rath Falls
@JudithPhilip-i2x
@JudithPhilip-i2x 21 күн бұрын
Lenora Roads
@mhretberih7827
@mhretberih7827 3 ай бұрын
ለኩላክ 'ለኩሳስ ቶርማስ 'እግሪ ኮሞዲኖ 😂😂 ግራዋ ዝረከቦ 😂 Wedi negede shekor ❤️🤞
@mebrihat5349
@mebrihat5349 2 ай бұрын
እመንዮ ልፊቅራ 😔😥
@merkebtube7760
@merkebtube7760 3 ай бұрын
Anes ayteamexetn ybl aleku? Gin kea teteratire nmntay himimti gedifulna keydu ma belu ezom atyatom zela enda amoa.😢
@DuFss-c1p
@DuFss-c1p 3 ай бұрын
Are ab semun 2 gzye gberulna
@freweyni-jk3yi
@freweyni-jk3yi 3 ай бұрын
waooooo aseyyyyy 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 53 МЛН
WORLD BEST MAGIC SECRETS
00:50
MasomkaMagic
Рет қаралды 54 МЛН
Spongebob ate Michael Jackson 😱 #meme #spongebob #gmod
00:14
Mr. LoLo
Рет қаралды 9 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 27 ( BY BRUNO )
45:35
Awra Tube
Рет қаралды 132 М.
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 53 МЛН