Wake Up! | ነብስኻ ከም ዝብኢ ኣይትብላዕ

  Рет қаралды 11,706

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @hbri-vodcast

Пікірлер: 103
@asmeromabraha4076
@asmeromabraha4076 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ተበዕ ዘይ ድፈሩ ዝመስሉ ዝነበሩ ጋሪዶምና ዝጸንሑ እምባታት ግልህልህ ኣቢልካዮም ተቢዕካ ኣትቢዔካና¡¡¡ ቀጽሎ የቀንየልና::
@robelamine
@robelamine 5 ай бұрын
Good job I like it kip going brother 👍👏
@abrahamyemane3598
@abrahamyemane3598 5 ай бұрын
ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ (KJV) ዝኣክል፡ ኣዝዩ ብዙሕ ሰብ ዝጥቀመሉን ካብቲ ናብ ኢንግሊሽ ዝተተርጎመ መጽሓፍ ቅዱስ እቲ ዘተኣማምን ምዃኑ ብብዙሓት ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ምሁራት ዝተመስከረሉን፡ ጽቡቕ ገይርካ ከየንበብካ/ከይፈለጥካ ክትዛረብ ኣይጽቡቕን
@dankelati664
@dankelati664 6 ай бұрын
ክቡር ሓወይ ብመጀመርያ ሰላም እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኹን ብምቅጻል እቲ ኣልዒልካዮ ዘለኻ ኣርእስቲ ጽቡቕ እኳ እንተኾነ፡ ንባዕልኻ መጽናዕቲ ዘይገበርካሉ ነገራት ኣምጺእካ ክትምህር ኣይግባእን።ንኣብነት ብዛዕባ ኣቕሽሽቲ ዘቕረብካዮ ኣብነት ጌጋ እዩ።ከምቲ ንኸይ ንፈልጥ ባዕልና ርእስና ደፊንናዮ ዝበልካዮ ንስኻ ውን ብዛዕባ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስን ስልጣን ካህናትን ዘለካ ኣፍልጦ ከተመሓይሽን እቲ እተሕልፎ ትምህርቲ ድማ ንብዙሓት ከጥፍእ ስለዝኽእል ክትጥንቀሉን ይግባእ።
@Asmeret23
@Asmeret23 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@mellshabtemariam2256
@mellshabtemariam2256 6 ай бұрын
Nevetheless, I enjoy you programs. ብሉጽ ትምህቲ ኢኹም ትምህሩ።
@temesgen7233
@temesgen7233 5 ай бұрын
😊😊
@FloraDaniel-w4g
@FloraDaniel-w4g 6 ай бұрын
ጽቡቅ ትምህርቲ❤
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምርቲ ቐጽልዎ ❤❤❤
@mikado5545
@mikado5545 6 ай бұрын
Short clear powerful and educational, I love it 🙏🏼
@filmonsirak3159
@filmonsirak3159 6 ай бұрын
good topic and thanks for sharing this bro!
@biniyamgebresilasi3677
@biniyamgebresilasi3677 6 ай бұрын
ሰላም ሰላም ዘሓወይ ኣቀዲመ ጽቡቅ ስራሕ ክብለካ ይፈቱ። ቀጺለ ቃንቃ እንግሊሽ ንምምዕባል እንታ ምኽሪ መሃብካኒ
@beilulmesfn9062
@beilulmesfn9062 6 ай бұрын
I love this topic! I don't understand why people are mad on what he said, he's just expressing his point of view.
@AaronZerai
@AaronZerai 6 ай бұрын
ጽብቕቲ ዛዕባ ኢኻ ኣልዒልካ!! ነመስግን!❤
@yohana2496
@yohana2496 6 ай бұрын
U right bro
@AfariMad.SleuthExportedSalt
@AfariMad.SleuthExportedSalt 6 ай бұрын
ታይ ግቨር ትቭለኒ ዛ ቡድሃ ፣ ሓቂ ፅዋ ዶ አኮርፊፉዋ ፡፡
@habtugebrebrehan-el1bw
@habtugebrebrehan-el1bw 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Hager330
@Hager330 6 ай бұрын
Bravo 👏
@marsmehari2510
@marsmehari2510 6 ай бұрын
Well done
@mikekidane2907
@mikekidane2907 6 ай бұрын
That’s important topic I don’t know if we can fix it, quickly, but let’s fight it keep it bro appreciate that.
@falfila5219
@falfila5219 6 ай бұрын
Thanks bro keep it up .
@zebibest7362
@zebibest7362 6 ай бұрын
👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼❤
@HiwetTeklay
@HiwetTeklay 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤wow
@ericoraley7854
@ericoraley7854 6 ай бұрын
C'est bien mon ami continue
@lisacobalt8174
@lisacobalt8174 6 ай бұрын
The main point is your conclusion.thanks If you are going to grow your society has to grow.with you. I appreciate your ideas.
@ሳካማርቲ
@ሳካማርቲ 6 ай бұрын
❤❤
@Hager330
@Hager330 6 ай бұрын
👍👍👍👍
@mimiberhe2635
@mimiberhe2635 6 ай бұрын
Great podcast..thankyou Could you please share with us how you manage time in your marriage with the kids and household responsibilities Thankyou guys again
@estifgeremeskel5823
@estifgeremeskel5823 6 ай бұрын
ጽቡቅ መግለጺ ክቡር ሓው
@BanRebaba
@BanRebaba 6 ай бұрын
Thanks bro xbuk idea
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 6 ай бұрын
👍🙏
@BiniBini-z4m
@BiniBini-z4m 6 ай бұрын
ትምህርትካ ብጣዓሚ ዓጊበልካ ቆጹሎ ኣብዚኣ ግን ምስ ናይ ይቅሬቱኡ ክሳድካስ መዓተብ ግበር🎉🎉🎉
@AbrahamAsfaha-y6p
@AbrahamAsfaha-y6p 6 ай бұрын
ዋይ ድንቆርና ጲንጠ እንድዮ ተዋሂጥልካ'ዶ
@mengedihaqiterarikinaybhaqi
@mengedihaqiterarikinaybhaqi 6 ай бұрын
​@@AbrahamAsfaha-y6pkkkkkk😂
@DelaySelam2000
@DelaySelam2000 6 ай бұрын
ዋእ ንሱደኣ ዘይምልከተካ ኣንታ ሓወይ ኣብዚ እኮ ሃይማኖታዊ መልእኽቲ ኣይኮነን ዘመሓላልፍ ዘሎ ስርሑ እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ስለምንታ እቲ ናይ ግሉ ከምናትካ ክኸውንትደልዮ?
@abelteame6382
@abelteame6382 6 ай бұрын
Good work
@helenweldeabzgi5941
@helenweldeabzgi5941 6 ай бұрын
Great keep up
@HiwetTesfay-k9g
@HiwetTesfay-k9g 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@marcg.1831
@marcg.1831 6 ай бұрын
Excellent topic captain thanks! But yes- hyenas don't eat them self but the dominant female eat cubs of lower-ranking females (sometimes)
@asmoromhabtom9958
@asmoromhabtom9958 6 ай бұрын
ብሉጽ ሓሳብ
@fala6610
@fala6610 6 ай бұрын
Lomis French Artist mesilka 😂, thank you for the class 🙌🏽
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 ай бұрын
My pleasure!!😊
@hbntiertra6854
@hbntiertra6854 6 ай бұрын
I enjoyed and liked this video. Thank u Hbri Vodcast.
@Amicogrande1
@Amicogrande1 6 ай бұрын
ጽቡቕ ሓሳብ ክቡር ሓው!
@AwetGrmay-c7d
@AwetGrmay-c7d 6 ай бұрын
Keep it up
@tomorrowisgift7723
@tomorrowisgift7723 6 ай бұрын
ብሉጽ መደብ ።
@senumekeret4109
@senumekeret4109 6 ай бұрын
Kemey dka jigna ketslo ❤
@NahomZeru-y6q
@NahomZeru-y6q 6 ай бұрын
🎉❤
@shamsham-pj8fm
@shamsham-pj8fm 6 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ስለ ጻዕርኻ ነመስግን ፡ግን እዚ ናይ ምንቅቃሕ (motivation )ንፉርቱና እንተ ትገድፈላ ይምረጽ ንሳ ብብቅዓት ተቅርቦ ኣላ።
@ella-eu8vz
@ella-eu8vz 6 ай бұрын
Nice bra 🎉 zedenq aqerariba as a comment don't take much talk with religious staff as a tigrinya native some people can take it for the wrong statement. Good job continue the hard work 👍💪
@muluefisehaye2468
@muluefisehaye2468 6 ай бұрын
ሰላም ዓወት ከም ስምካ ዕውት ሰብ !እዛ ምስጢር ዝበልውካያ ኣብ ሕብረተሰብና ክሳብ ሕጂ ዘይተቐየረትን ንኹሉ ዘጋጥመካ ከም ሚስጢር ትሓስቦ እንተኮንካ መፍትሕ ኣይትረኽበሉን ኢኻ ዋላ ውን ኣይትዕወትን፣ብፍላይ ኣብ ስደት ዘጋጥም ሽግራት ኣብ መንእሳያት መፍትሕ ዘይተረኽቦ ንዘጋጥሞም ሽግርን መከራን ከም ምስጢር ኣብ ውሽጦም ንዝኾነ ሰብ ከምዚ ኣጋጢምዎ ኣይፈልጥን ዩ ኢሎም ንኣእምሮኦም ከፊቶም ዝለዝህብዎ ምስ ተዋህለለ ምስ በዝሖም ብምስጢ እታ መዘና ኣልቦ ዝኾነት ህይወቶም ብምስጢር የጥፍእዋ ።ስለዚ ህይወት ምስሓለፈት እንታይ ኮይኑ ዋላ ሓደ ብደገ ዝረኤ ኣይነበሮን ንብል ኣብ ውሽጡ ግን ብዙሕ ሽግር ከም ሚስጢር ኢሉ ዝሕዞ ኣሎ መለት 'ዩ ።ኣብዛ ዓለም ሚስጢር ዝበሃል ኣሎ ኢለ ኣይኣምንን ።ጌጋ እንተሃልይኒ ክእረም ድልው 'የ።ዓዊታ እንታይ ትብል ክፍለጥ ይደሊ ኢየ ።ስለቲ ክብር ግዜኹም ሽሕን ዋልታን ኩንልና ።
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 ай бұрын
ብጣዕሚ የመስግን ክቡር ሓው ሙሉእ ፡ ብርግጽ ጽቡቕ ኣለኻ። ኣብ ሕብረተሰብና ንዝኾነ ዘጋጠመካ ከም ምስጢር ሒዝካ በይንኻ ምስቓይ ዳርጋ ባህልና እዩ ኮይኑ ፡ ብዛዕባ ሽግርካ ምስ ትዛረብ ጥራይ ይነፍሰልካ እዩ ክበሃል መቸም ንሰምዕ ኢና። ግን ካብቲ ሕብረተሰብ ንዝመጸና ናይ ምግላልን ኣትሒትካ ናይ ምርኣይን ባህሪ ዝብገስ ኮይኑ ይስመዓኒ። ከምዚ ዝበልካዮ ድማ ኣሕዋትና በይኖም ተሳቕዮም ይጠፍኡ ኣለዉ። ሽግራትካ ምክፋል ከም ባህሊ ከነስርጾ ክንሰርሓሉ ካብ ዘለና ሓደ እዩ ሓቅኻ ይሰማማዕ እየ። ብጣዕሚ እየ ዘመስግን
@RedaeAbraham
@RedaeAbraham 6 ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@GrumMstr
@GrumMstr 6 ай бұрын
Nebsi = soul ! Nebsi ka ( your soul ) aytblae??
@samuelzerisenay
@samuelzerisenay 6 ай бұрын
ትምህርቲ ካብ ምንባብ ዘይኮነስ፡ ብዛዕባ እቲ ዘንበብካዮ ምሕሳብ እዩ ዝመጽእ
@nahomyonas1098
@nahomyonas1098 6 ай бұрын
ኩቡር ሓው ስለ እቲ ተገዲስካ ንንቃሕ ዝበልካ ካብ ልቢ እየ ዝመስግበካ፡ ዘይፈልጥ ሰብ እንተ ጽዓንካዮ ኣድጊ እንተ ኣጋለብካዮ ክኣ ፈረስ ይብሃል፡ ስለዚ ንንቃሕ ንፍለጥ ምባልካ ኣዝዩ ክናድ ክምስገን ዘለዎ ሓሳብ እዩ፡ ሓንቲ ግና ከም ፈላጥ ኬንካ እንዳ ተዛረብካሲ ብዙሕ ዘይትፈልጦ ነገር ከምዘለካ ከዘኻኽረካ እፈቱ፡ ናይ መራሕቲ ሃይማኖት ቅጽላት እንዳ ጸዋዕካ ምዝላፍ ምቅላል ጽቡቅ ኣይኮነን፡ (ንኸይንፈልት ዝሓብኡልና) ዝቨልካዮ ማለት'ዩ፡ ቀጺለ ንዝኾነ ነገር ብ'ኣሉታዊ መልኩዕ ጥራይ ትጥሙቶ እንተኮንካ ንርእስኻ እዩ ዝገደካ ንኣብነት (ባህሊ) ኣብ እንፊ ብልሒ እንተ ኣድሓርሓርካ ንዓኻ እዩ ዝኸፍኣካ። ብዝኮነ ግን ቀጽሎ ካብ ልቢ ኢና ነመስግን ክቡር ሓው፡ ኣጆኻ በርትዕ።
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ብጣዕሚ የመስግነካ ስለቲ ግዜኻን ርእይቶኻን። ኣቕሽሽቲ ዝበልኩዎ ንኹሉ ሰብ ርዱእ ክኸውን ምእንቲ ኢለ እምበር መራሕቲ ሃይማኖት ንማለተይ እየ። ናይ ዝተፈላለዩ ሃይማኖታት መራሕቲ ንፍልጠት ካብ ዝቕዩሩን ዝዓግቱን ምዃኖም ኣብ ታሪኽ ክንመሃር ንኽእል ኢና። ተራ ኣቕሽሽቲ ደኣ ወሪድዎም ንሶምሲ ምሳና እንድኣሎም። ደጊመ የመስግን
@NahomTadese-zu9fr
@NahomTadese-zu9fr 6 ай бұрын
Bkemey krekbeka ykel
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 ай бұрын
00256707870242
@Tekea
@Tekea 6 ай бұрын
Ane hji kemeu kone alelku,eti mknyat ka kfat hsem nay seb abzi derja abxihni alo ,ab kemzi ente bexihka,btemi wela hanti qal ktkun kthbr aytdeln eka,wela nab xedfi zey xedf ab zbl wsane eka tbexhh kab kem zi ydhnena ba.ezi bahri gn , ntom zmharkayom tegemtilom beti znegerkayom kwarezeyulka eyom zjmru nsu ka ab kemzi zebxhaka ka,eti zgeded ka fltetka nkwesdu ymexuka,kabti fltetom gn knegruka zey delyu,wela ente hatetkayom knegruka zey deyu tweywy ena belu key negeruka eyom zkedu nbaeal eziom negirka bteami eka ttass ,kab tetaeska nbska tweqs asqt eka tebl tefelte yflet ente zey felete ayfletelka nkeytnegrom tgdedd malet eyu.
@paulosyohannes2211
@paulosyohannes2211 6 ай бұрын
ትክክል ገሊጽካያ ሞቶር ስጋብ ዝግጠም ካለ ንሓጽብ ኔርና ከይኒሪኢ መእታን ዘማይ ቅጭን ክክክክ❤
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 ай бұрын
Paulo, thank you
@thesprinter7644
@thesprinter7644 6 ай бұрын
This is utterly unacceptable message especially about spiritual leaders
@amanuelghidei3410
@amanuelghidei3410 6 ай бұрын
ዛዓርከይ እዚኣስ ካበይ ኢኻ ኣምጺእካያ! ፍልጠት ከተዕጥቕ ክትብልሲ ዘየለ ጽንጽዋይ! መጀመርታ King James version ኣብ 17th cen. ዘይኮነ ኣብ 16th cen. ኢዩ ተጻሒፉ ካልኣይ ከኣ እታ መጽሓፍ 66 ጥራይ ኢዩ ናብ English ተርጒሙዎ እምበር ኣይጠምዘዞን! ሃለውለው ይበሃል!
@hermontekle101
@hermontekle101 6 ай бұрын
Over all hasab musad do ayhayshin kam fault finder mukan
@amanuelghidei3410
@amanuelghidei3410 6 ай бұрын
@@hermontekle101 fault finder ዘይኮንኩ ኮይነስ መጀመርታ ሓሳብ ዝተጻሕፈ ኣንብብ! ኣብርሆት ኢልካ ከፊትካ ዘየለ ሓሶት ክትምህር ቁሩብ ኣሰካፊ ኢዩ! ወይ ከኣ እዝን እዝን ጠምዚዙዎ ከም'ዚ ከኣ ይብል ኔሩ! መርትዖ ከኣ የምጽእ እንተዘይኮይኑ ግና ናቱ መረዳእታ ወሲዱ ዝኾነ ጭብጢ ከይሃበ ባዕሉ መደምደምታ ዝሃበሉ ነገር ክንቅበሎ ኣይንኽእልን። ደሓር ከኣ ንዕኡ እውን መምሃሪ ኢዩ ዝኾኖ ጽባሕ ንግሆ ኣጸቢቑ ተዳልዩ ይመጽእ ምኽንያቱ ጌጋ ስቕ ኢሉ ዝቕበሎ ከምዘየልቦ ፈሊጡ ኣሎ። ከማኻ " ኣበር ለቀም" ከይበሃል ኢለ ስቕ ኢለ እንተደኣ ተቐቢለዮ ግና ንዕኡ እውን ኣይጽቡቕን ኢዩ! እንተደኣ ተረዲኡካ እቲ ኣብርሆት ኢሉ ዘቕርቦ እኮ ናይቲ ሕብረተሰብ fault ደልዩ ረኺቡ ኢዩ ብኸምዚ እንተዝመሓየሽ ኢሉ ዘቕርቦ ዘሎ! Fault finder መዓልቲ! ክትሕለቕ ጸሓይ ከይትዓርበካ!
@galeritra6083
@galeritra6083 6 ай бұрын
መደብኩም ኣዝዩ ብሉጽ ኢዩ ፡ እቲ ቀንዲ ብሉጽ ዝገብሮ ከኣ መንእሰያይ ብምኻንኩም ኢዩ፡ ሓንቲ ሓሳብ ግን ኣላትኒ ሎሚ ዘንብብ የለ እንተ በልኩ ኣይጋነንኩን ስለዚ ከም መደብ ብዛዕባ ዘንበብኩሞ መጻሕፍቲ ጽማቅ እንተ ተዕልሉና ፡ መተባብዒ ምኾነ ይብል፡
@1tm253
@1tm253 6 ай бұрын
I will wait ur feedback
@Maranata570
@Maranata570 6 ай бұрын
ጽቡቅ መግከጺ ግን ታሪክ ናይዚ ንጉስ ጃምስ እኮ ኣይፈልጥን እየ እታ መጽሓፍ ቕዱስ king James version ትብል ግን ከምቲ ዝገለጽካዮ ወይ ውን እቲ ንጉስ ዝደለዮ ሓሳብ ዘለዋ መጽሓፍ ከምዘይኮነት ተቢዐ ክዛረብ ይፈቱ። ቐጽልዎ ንፉዓት ኢኩም ብሓቒ
@NewtonTesfay
@NewtonTesfay 6 ай бұрын
Kulu medebatkum yfetwo endiye gn eta bzaba Bible KJV zbleka xbuk gerka mebrhi ayhabkalan kitblo zdeleka ayteredann
@AsayDesta
@AsayDesta 6 ай бұрын
ፅብቅ ሓሳብ እዩ ግን Microsoft excell course srehelnaba kem ps
@NahomTadese-zu9fr
@NahomTadese-zu9fr 6 ай бұрын
Hawey srahkum yedneko eye gn hade hto nirni nkltikum
@great2894
@great2894 6 ай бұрын
kkkkkkkkk Sandish Copy Paste, Only Legends will understand.
@eskinderkiflemariam8316
@eskinderkiflemariam8316 6 ай бұрын
Eza medebkum kifetewa mateendeye, discussion and debate tetehewesula kemey xebuke zebele hasab aloni....ezi alilkayo zeloka aresti bitami xebuke eyu...Gina eko emo ezi tibelo zeloka hasabsi ni bi polotics,religion,ethic,culture....gele already programmed zetegebere yemerero hack gerka bikemey eka convince kitegeber
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 ай бұрын
ብጣዕሚ የመስግን ክቡር ሓው እስክንድር ፡ ኣብ ቀጻሊ ናይ ክትዕ መደባት ክንገብር መደብ ኣሎና። ከምዚ ዝበልካዮ እዩ ፡ ኣዝዩ ከቢድ እዩ ፡ ግን ዓዓቕምና ንፍትን!
@mellshabtemariam2256
@mellshabtemariam2256 6 ай бұрын
You comment on King James Virsion in discourageing. You have to be careful.
@aloniab93
@aloniab93 6 ай бұрын
Nigus aymeslenin bruk hawey keshi nai catolic eyu neru. Keshi nai catolic kea aymrawn eyom. Nisu kea neta meria silezidlya ezi tblo arsti geru dihriu nab showend keydu protestant dibl emnet mesritu wala mis nai adna areaeyo keshi catolic aymon eyu keshi kensha gn ymrio
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 ай бұрын
Thank you, ክኸውን ይኽእል እዩ ሓቅኻ!
@filititi6264
@filititi6264 6 ай бұрын
I think Henry vlll EU, sebytu sheweate gzie tenisa hansae gual sle zweledetlu, Hadgi kegedif n mahaza Catherine sebytu atniswa b hebue nay catholic hgi temeriwa, Qeshi ske zwegezo, natu church of England ( protestant) koynu, kabuu Qexilu sheweate shmonte anesti bexihu neblekum.
@Tsigemehai
@Tsigemehai 6 ай бұрын
ntgebro astewaxo aweta hawey nemegn edmen tenan dma ymneyelka eta qedameyti xbqti hasab 2yti netbi gn zkone seb bzaeba eti awdi aflto zeyblu nkulu krdae aykeln eu e.g mexhaf qdus zkone seb krdo aykeln eu so aqedimu gele hint yedlyo eu
@medhanieghirmay5950
@medhanieghirmay5950 6 ай бұрын
Excellent except the way you move your hands are disturbing
@AbrahamAsfaha-y6p
@AbrahamAsfaha-y6p 6 ай бұрын
እንታይ ከምዚ ከማይ ከማኩም ትብለና ናይ ነብስካ ዝይትገብር
@natnaelsamsom
@natnaelsamsom 6 ай бұрын
እዛ ኣቅሽሽቲ ፍልጠት ይሓብኡልና፡ ዝደልይዎን ዘይደልይዎን እዮም ኣብቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘእትውዎ ገሊኦም ውን ይቅይሩ ዝበልካያ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ፍልጠት ምሕባእ ፡ዝደልይዎን ዘይደልይዎን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ምእታው ዝበሃል ነገር የለን። ይቅርታ ኣቕሽሽቲ ዝብል ቃል ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣገልገልቲ ዝውክል ቃል ስለ ዝኾነ እየ ርእይቶ ክህብ ተገዲደ። ጽቡቅ መደብ እዩ ዘለኩም በርትዑ
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 ай бұрын
ብጣዕሚ የመስግን ክቡር ሓው ናትናኤል ፡ ምናልባት እቲ ቃል ንኹሉ ስለዝውክል እምበር ፡ ን ናይ ክርስትያን ጥራይ ዘይኮነ ዋላ ናይ ምስልምና ይኹን ካልኦት ሃይማኖታት ዝውክል እዩ። ብጣዕሚ የመስግን!
@SolomonWoldemicael
@SolomonWoldemicael 6 ай бұрын
🙄 ክፉት አእምሮ ክህልወካ አለዎ ከምኡዉን Open mind ክትከውን አለካ ንኽትፈልጥ እንዳበሉ ሰባት ብሐፈሻ እዛረቡ እዮም 👍 አእምሮና Our Minds ግን ብተፈጥሮ ክፉታት እዮም ስለዝኾነ ኸአ ሰብ ደላያይ እዩ እምበር አማናይ አይኮነን ኢለ ኔረ አብዝሐለፈ ግዜታት ማለት ሰብ ብተፈጥሮ አእምርኡ ክፉት ስከዝኾነ ንኽፈልጥ ንኽማራመር ብቐፃሊ እዩ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ዘይፍለጥ ሂወታት እዩ ዝነብር ስለዚ አእምርኡ ክፉት open ስለዝኾነ ሰብ ደላያይ እዩ አማናይ አይኮነን ክንብል ይግባእ እዚ ክብል እንከለኹ ግን 👌 ንዘይትፈልጦ ንዝኾነ አነስ አይፈልጦን እየ የግዳስ እንታይ ሙኻኑ ብጭብጥ ብኽውውነት ከአ ክፈልጦ እደሊ እየ እንዳበልካ ማለተይ ንዘይትፈልጦ ንዝኾነ ብድንቁርና ንእምነት ከም ሐቂ ወሲድካ ተረዲእካ ብእምነት እወ እፈልጦ እየ ዘይምባል ምኽንያቱ ብዘይ እምነት ንኽትፈልጦ ዓቢ ተኽእሎ ስለዘሎ otherwise ክፉት ወይ ዕፅው አእምሮ ዝብሃል የለን The question is ? ዝኾነ ሰብ ነቲ ተፈጥሮ ብነፃ ሂብዎ ንዘሎ ክፉት አእምሮ ክጥቀመሉ ድልየት አለዎ ድዩ ዋላስ የብሉን ጥራይ ኢልና ኢና ክንሐስብ እንኽእል ብዝተረፈ ብዛዕባ ናይ ዝብኢ አካላቱ ዝበልዕ ሐቂ ኮይኑ አይስማዓንን እንተ ብዛዕባ ባህሊ 👍 ግን ሰብ ካብዝምሃዞም ምህዝታት ሰብ ብጥዕንኡ ብሰላሙ ብአገባቡ ብምክብባሩ ወዘተን ከምብርዎ ዝኽእሉ መስርሕ ሐደ ካብኡ ባህሊ ስለዝኾነ አነ ብወገነይ ዝኾነ ባህሊ ሰባት ዘይብድል ዘይፀልእ ዘኽብር ዘይጭቁን ዘይቀትል ዘይአስር ብዝውሐደ እንድሕር ደአ ኮይኑ ክኽበር ክፍለጥ ይግባእ ካብኡ ሐሊፉ ኤእ Delete ክኸውን አለዎ እቲ ባህሊ የቐንየልና አቶ ዓወት ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ናይ ትግርኛ ግእዛዊ
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 ай бұрын
ብጣዕሚ የመስግን ክቡር ሓው ግእዛዊ ፡ ከምዚ ዝበልካዮ ክኸውን'ውን ይኽእል እዩ። ንዓይ'ውን ከምኡ ኮይኑ ይስመዓኒ። እንተኾነ ሰባት ንባህሊ ከነማዕብሎ ከለና ኣብ ክንዲ ብርድኢት ብ ስምዒት ከነተግብሮ ኢና ንግደድ ፡ ምኽንያቱ ንዝበዝሐ ሰብ ከተረድኦ ኣዝዩ ከቢድ እዩ ፡ ከተፍርሖ ግን ቀሊል እዩ። ብጣዕሚ ነመስግነካ ስለቲ ተገዲስካ ትጽሕፈልና ርእይታት
@SolomonWoldemicael
@SolomonWoldemicael 6 ай бұрын
@@Hbri-vodcast 👍👍
@jesusmaryam8164
@jesusmaryam8164 6 ай бұрын
Sorry bro, ናይ ሰበይትኻ ቪዶ ይምስጥን ትሕዝቱኡ ውን ናታ ይሓይሽ። ኣብ ዩቱብ ብዘሓት እዮም ቪዶ ዘፍርዩ ዘለዉ፡ ስለዚ ትሕዝቶ ቪዶኻን ኣቃራርባኻን ዝዋዳደር ክከውን ኣለዎ። ኣነ ዋላ ሓንቲ ኣይተረደኣንን። ባእ!
@nahommehari1288
@nahommehari1288 6 ай бұрын
ኣነስ ኣብዛ ፍልጠትካ ከተካፍል ኣለካ ዝበልካያ ኣይድግፋን እየ ። ኣብ ኩሉ ዘይኮንኩ ግን ኣብ ቢዝነስ ከም ኣብነት ናይ ካምፓኒ ኮካኮላ ማለት እዩ ። እዚ ክብለካ ግን መምህር ኮንካ ን ተምሃሮኻ ኣይትምሃር ማለተይ ኣይኮንኩን ሓወይ ክትርድኣለይ ዝደሊ ግን ተንኮል ጽቡቅ ስለ ዝኾነ ዘይኮነስ ዓለም ፌር ኣይኮነትን
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ኖሆም ፡ ብጣዕሚ ጽብቕቲ ነጥቢ ኢኻ ኣልዒልካ። እንተኾነ ፡ ወነንቲ ኮካ ኮላ ቢልየነራት እዮም። እዚ ድማ ውሑዳት ሰባት ን ዝበዝሐ ጸጋታት ናይዛ ዓለም ብሒቶሞ ከምዘለዉ ዘረድኣና እዩ ፡ ወነንቲ ኮካ ኮላ ንባዕሎም ምስ ኣቅሽሽትን ፖለቲከኛታትን እዮም ዝስርዑ። ምኽንያቱ ሚልዮናት ሰባት ኣብ ትሕቲኦም እናስርሑ ናይ ካልኦት ሰባት ግዜን ጸጋታትን እናሰረቑ ዝነብሩ እዮም። ወነንቲ ኮካ ኮላ ኩሉ ኣብዚ ዓለም ዘድልዮም ገዚኦም ዝተረፈ ገንዘቦም ኣብ ባንክ ብ ቢልዮናት ዘይጥቀምሉ ገንዘብ ተቐሚጡ ከሎ ፡ ሚልዮናት ሰባት ከኣ ብድኽነት ይሳቐዩ ኣለዉ። እዚ እዩ ድማ እቲ ክሰዓር ንደልዮ ዘለና። የቐንየለይ!
@nahommehari1288
@nahommehari1288 6 ай бұрын
@@Hbri-vodcast ዓወት ሓወይ መጀመርታ ሓሳብካ የድንቆ እየ ሰናይ ሓሳብ እዩ ። ግን ብተፈጥሮ ደቂ ሰባት ኣእምሮና ዝኾነ ዝፈትሖ ጸገም እንተ ዘይብሉ ቻሌንጅ ይፈጥረልና እዩ። ንኣብነት ኩሉ ሰብ ምስ ሓሳብካ እንተ ተሰማሚዑ ባህታ ኣይህበካን እዩ። እንታይ ደኣ ነቲ ብድሆ ኣምቢርልካ ዘሎ መፍትሒ ኣምጺኻ ከተእምኖ ከለኻ።ስለዚ እቲ እሶም በጺሖሞ ዘለው ደረጃ ንዓና ደኣዩ ስለ ዘይበጻሕናዮ እኹል ኮይኑ ዝስመዓና ዘሎ እምበር ንዕኦም እኹል ኣይኮነን። ማለት ን ባዓል ኤሎን ማስክ ቀዲሞም ኣብ ቅድሚት ሃብታማት ናይ ዓለምና ክስርዑ ይደልዩ : መን ይፈለጥ ኣብ ማርስ ጤሳ ክገዝኡ ይሓስቡ ይህልዉ ክክክክ
@biniamtesfamariam8525
@biniamtesfamariam8525 6 ай бұрын
What you said about king James bible is a big lie .Abi hasot.
@1tm253
@1tm253 6 ай бұрын
Why don’t u focus on the things u know well. Why do u need to fabricate things. History is not biased my bro.
@1tm253
@1tm253 6 ай бұрын
I m unsubscribing
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 6 ай бұрын
Hello dear brother, I am here to change our Society not to beg for subscription. If you think this is not helping you in any way, please unsubscribe. And if you think I am wrong. We can meet and debate on that issue. Don't think I am here for business or followers. Thank you
@1tm253
@1tm253 6 ай бұрын
A very biased information u r feeding to the people. Faceless and corrupted way of narrating history with out knowledge. U r losing ur trust ship.
@mewitieyob-gs8js
@mewitieyob-gs8js 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@furtunahyabu3120
@furtunahyabu3120 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@marsmehari2510
@marsmehari2510 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@Exodus3377
@Exodus3377 6 ай бұрын
❤❤❤
@rahwa805
@rahwa805 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@IAMNOTALONE-k8y
@IAMNOTALONE-k8y 6 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Personal Growth | ንስኻ/ኺ ፍሉይ ኢኻ/ኺ!
17:43
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 12 М.
ለባም ሰበይቲ ለባም ሰብኣይ ከመይ ዝበሉ ኢዮም?
1:13:20
Apostle Hneshim Ethiopia
Рет қаралды 18 М.
GIANT Gummy Worm Pt.6 #shorts
00:46
Mr DegrEE
Рет қаралды 118 МЛН
The Joker wanted to stand at the front, but unexpectedly was beaten up by Officer Rabbit
00:12
Ozoda - Lada ( Official Music Video 2024 )
06:07
Ozoda
Рет қаралды 21 МЛН
주일예배 설교 .. (2024.09.29)
38:39
Daejeon Pioneer
Рет қаралды 2
ውልቃዊ ዕብየት | ሕማም ኩልና ብኸመይ ይፍወስ?
16:01
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 13 М.
እንታይ ከም ንጽበ
26:21
Growth ቤት ትምህርቲ ዕቤት
Рет қаралды 4,3 М.
ስለምንታይ ኢና ዘይንቕየር?
15:29
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 42 М.
ማይ- 5 ዘደናግራ ነጥብታት #ዶክተርሻሮን
8:36
Dr. Sharon Woldu
Рет қаралды 207 М.
ሓሳዊ ነቢይ ከምዝኾነ ባዕሉ ገሊጹ። // ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ
20:46
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 54 М.
ሓይሊ ሓሳባትና | The power of our thoughts!
14:33
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 29 М.
ቡዳ ኣብ የእምሮኻ'ዩ ዝፍጠር
34:32
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 27 М.
GIANT Gummy Worm Pt.6 #shorts
00:46
Mr DegrEE
Рет қаралды 118 МЛН