ፊልም እዋን ኣብ ፈጠራውነት ዝተነድቀ ጥበባዊ ዕዮ ምኳኑ እንዳገለጽና ፡ ካብ ተኻታተልቲ (audience) ዝቐረበ ሪኢቶ ወይ ውን ዘይበርሀ ሕቶ መልሲ:

  Рет қаралды 73,862

Master Entertainment

Master Entertainment

Күн бұрын

ፊልም እዋን ኣብ ፈጠራውነት ዝተነድቀ ጥበባዊ ዕዮ ምኳኑ እንዳገለጽና ፡ ካብ ተኻታተልቲ (audience) ዝቐረበ ሪኢቶ ወይ ውን ዘይበርሀ ሕቶ መልሲ:
To access and subscribe Master entertainment
/ @masterentertainment689
Follow us on Facebook / masterhabesha
Follow us on Twitter / masterhabesha
Follow us on Instagram / master.habesha
To contact us Email address: masterentertainmenteritrea@gmail.com
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ዳዉንሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታት ስለዘኽስር፡ነዚ ቪዲዮ ዳዉንሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Master Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 108
@asadimedia
@asadimedia 3 жыл бұрын
ነዛ ኮመት ቱንብብ ኣደይ ምርያማ ታሓልወኹሙ አሜን👏👏👏⛪⛪⛪👌💘👈 ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም ቤተሰብ ኹኑ ከይገበሩኹሙ ኣይትሕለፉ
@dejudave198
@dejudave198 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@asadimedia
@asadimedia 3 жыл бұрын
👍👍👍💘👌👈
@efratatech6672
@efratatech6672 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ምስ እዚ እዋን ትኸይድ ኢያ , ንኹሉ ሰብ ትምህር .... ግን ከይትውዳ ሓደራ ቁሪብ ክሳብ 5 episode ገለ ቀጽልዋ ኢኹም .....
@ኤፍታህወለተሩፋኤል
@ኤፍታህወለተሩፋኤል 3 жыл бұрын
_ሰላምኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ደስ ዝብል መግለጽን መብራህርህን እዩ ኣጆኹም_
@medachelim897
@medachelim897 3 жыл бұрын
ዋውውውው ብጣዓሚ ደስ ዘብል ኣገላልጻ ኣጆኩም ቀጽልዎ ጽቡቅ ኣለኩ 🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑
@senayselemun1665
@senayselemun1665 3 жыл бұрын
Merhaba deki Erey I really proud of you because ab sdet kien kum kulu tetsawirkum emo kemzi aynet mehari azenagae bhaki ab kulu tekrbwo medebat hankewuta ena(jaz ntsbeyon nketatelon slezi kndey⁷⁷ ntaie nbyruJ bkiat zelewon thank you all!!
@coolmom8537
@coolmom8537 3 жыл бұрын
ዋውውውውውው 👏👏👏👏 ብተኣሚ አኩም ንፉዓት ምግለጵ ሲአንልኩም አሞ ከኣ ካብ ኣድካ ተሰዲድካ ከምዚ ዓይነት film ምክራብኩም አግዚኣብሄር ነዊሕ አድመ ይሃብኩም ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና we Love so much ❤🇪🇷
@የራያአላማጣልጅነኝ
@የራያአላማጣልጅነኝ 3 жыл бұрын
በእውነት በጣምነው ደስስ የምትሉት በርቱ ♥️
@ሕልናኣለኒ
@ሕልናኣለኒ 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣድኒቀኩም ስለቲ ተገዲስኩም መብርሂ ምሃብኩም መግለጺ ሲነልኩም በቃ ብርዕኹም ይሰስን
@Militoto8
@Militoto8 3 жыл бұрын
ምስ ስድራና ንራከበሉን🙏🏼ኣብ ገዛና ንማሙቀሉን👩‍👩‍👧 ዘመን ደጊም ኣኪሉ እዩ ደቀየ ይበለና ፈጣሪ🌷 ኩቡራተይ።ነዛ ፕሮፋይለይ ጠዊቅኩም #ሳብስክራይብ ክትገብሩ ይምሕጸን።የቀንየለይ Let we pray for the peace.🙏🏼🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌷🌷🌷🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🌷🌷🌷🌷🧡🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼😎😎😎🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@Eritreawit-291
@Eritreawit-291 3 жыл бұрын
Deqi Erey we Love you 😍🇪🇷❤️💪
@militeteklemariam6504
@militeteklemariam6504 3 жыл бұрын
ይከታተላየ መጀመርታ አይፈተኹዋን ምስቀፀልኩዋ ግን እቲ ኩሉ አብዝእዋንዚ ዝኸውንን ንርእዮን ማሀሪትን ሓቀኛ ሽም ዝተውሀባ ናይባሓቂ እዋን እያ
@ኤሩለዘለኣለምትኑር
@ኤሩለዘለኣለምትኑር 3 жыл бұрын
ነታ ሓሳዊት ቅተልዋ ከይ ቀተልኩም ከይ ትዉድእዋ 💔💔💔 ብሰንኪ ሓሶት ልብና ዝተሰበርና ኣለና
@babeyebabey9746
@babeyebabey9746 3 жыл бұрын
ደስ ትብል ፍልም ኢያ ትምህርት ኢያ
@mileynatey6286
@mileynatey6286 3 жыл бұрын
Love you deki eri shakorinatat ❤️❤️❤️
@abrahamqudus6420
@abrahamqudus6420 3 жыл бұрын
ኣታ ኣነስ ንለባም ኣታሓስስባኩም ዝከውን መግለጺ ቃላት የብለይን ንጥበብ ብዝግባእ ሒዝኩሞ ከም ዘለኩም ምስ ኩሉ ብዶሆታትኩም ፊልም ምስራሕኩም ጥራይ ዘይኮነስ ስምዒት ናይ ታዓዛቢኩም ተረዲእኩም መብርሂ ሂብኩም ምግላጽኩም ውን ዘደንቅ ልቦና እዩ።
@ፍቅሪጥዑም-ቐ4ቈ
@ፍቅሪጥዑም-ቐ4ቈ 3 жыл бұрын
እዋእ ወዲኣ ድያ ኩለን ብሓሳብ ከይደን እተን ንካታተለን ዝነበርና ዘይምርኣይ ይሓይሽ
@momylove1962
@momylove1962 3 жыл бұрын
Tsubukat deki eriy nhna wn hankew ailna aina ntsubeyekum btserhwo dma btami aina nmahar blbi btami dma nemesgnekum we love you guys ajokum reskum keytednunu ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👏👏⭐️👏⭐️👏👏
@beyenesolomon
@beyenesolomon 3 жыл бұрын
We love you ❣️🇪🇷❣️✌️
@nateyalem8792
@nateyalem8792 3 жыл бұрын
Waww we proud of you guys ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ 💜💜💜 purple you!
@ምስጢርዓወትቕንዕና
@ምስጢርዓወትቕንዕና 3 жыл бұрын
ብመጀመሪያ ኩሉኹም ብሐበራ ተዋስእቲ ፊልሚ እዋን ጽቡቕ ትሕዝቶ ይብል ቐጺለ ኣብ ቕድሚ ህዝብኹም እቲ ዘጋጠመኩም ክትገልጹ ምፍታንኩም ብዓቢኡ ምስጋናይ ይብጻሕኩም እዋን እውን ክንብል ኮለና ዝሐለፈ እዋን ናይ ሕጂ እዋን ክንብል ንኽእል እዛ ፊልሚ እዋን ናይ ሕጂ ዘጋጥም ዘሎ ሐቕነት ዘለዎ ዘጋጥም ጥራይ ዘይኮነ ዘጋጠመ ልክዕ ምስዚኣ አተሐሒዘ ናይ ሐደ ዝፈልጦ ዓርከይ ልክዕ ክምርዖ ኢሉ ዓዲ ምስከደ ሐንቲ ጋል ረኺቡ ብሒደት ማዓልታት ተፋሊጦም ኣብ ሐዳር በጺሖም ተመርዒዩ እውን ኣምጺእዋ ኣይደንጎየን ግን ሕማቕ ኣጋጣሚ ኾይኑ ሐደ መዓልቲ ንስራሕ ምስ ወፈረ ናይ ስራሕ ምፍታሕ ኣብ ገዛ ይርስዕ እሞ ገዛ ይምለስ ገዛ ምፍታሕ ክኸፍት ብኺያት ይሰምዕ ኣብ ውሽጢ ገዝኡ ሰብኣይ ስንቢዱ ገዛ ከፊቱ እቱው ተበለ ወያ ሰበይቱ ስእሊ ናይ ቐደም ዓርካ ሒዛ ምስ ሐደ ህጻን ዝተስልእለ ስእሊ ኣብ ሳሎን ንዑዑ እናራአየት ክትንብዕ ምጽእ ክብል ሰንቢዳ ሃለዋታ ክሳብ ዝጠፍኣ ብስንባደ ኣብዛ ማይ ዝኣተወታ ኣንጭዋ ኮይና ዝግበር ነገር የለን ወዲ ግን ለዋህ ስለ ዝነበረ ዓበይቲ ጸዊዑ ካብ ገዛይ ጥራይ ትርሐቐለይ ኢሉ ውሲኑ ንሳ ኣብዚ ዓዲ ብዙሕ ኣይገበረትን ትፈልጦ ሰብ እውን የብላን ግን ጋልንሰይቲ ስለ ዝኾነት ምስ ሐደ ስድራቤት ንግዚኡ ተቖሚጣ ወረቐታ ምስኡ ስለ ዝነበረ ወረቐታ ኣተዓራሪዩ ኺዲ ጻዕዳ ይጽናሕኪ ይብላ ።ድሕሪ ክልተ ዓመት ተመርዕዩ እነሄለ እካ ድኣ ሰለስተ ቖልዑ በጺሑ ንሳ ግን ውላዳ ምስ ስድራኣ ወዮ ዓርካ ካልእ ዓርኪ ሒዙ ብድሕሪኣ ንሱ እውን ጻዕዳ ይጽናሕኪ ኢሉዋ ጋል ንበይና ተሪፋ ሞንጎ ሞንጎ ሐደ ሐደ ግዜ ብዓልኻ ተምጽኦ መዘዝ መፈጸምትኡ ለኪምካዩ ዝኸይድ።ፊልሚ እዋን እውን ነዚታት ትድህስስ ብልጽቲ ፊልሚ ኣብ ሐቐኛ ዛንታ ዝተጠመረት ብኹሉ ቕብእቲ ዝወጻ የብላን ቕሰኑ ጽቡቕ ሰሪሕኩማ፣እወ ንወድሰብ ዝጠምሮ እምነት "ዩ እምነት እንተዘየለ ኩሉ ከምዘየለ ምስ እምነት እውን ሕልና ሰብ ሕልና ክገብር ኣለዎ ፣ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘለኽን ደቒንስትዮ ቑሩብ ሕልና ግበራ ካብ ወጻኢ መጺኡ ማለት ዶላራት ረጊጹ ዝኸይድ ዘይኮነ እቲ ዶላር ብኽንደይ ክልተ ስራሕ እናሳራሕካ ንዓመታት ዝአከብካዮ ገንዘብ ብውሕድ ዓመታት ክጠፍእ ኮሎ እዚ ክልተ ሞት " ዩ ንሐዳር ድመጸክን ሰብ ገንዘቡን ንብረቱን ዘይኮነ ጠባዩን እምነቱን ርኣያ ንስኽን እውን እምነትክን ኣጽንዓ ወጻኢ ሃገር ማለት ኩሉ ሐደ ይነብር ዘይኮነ ክንደይ ወላሐቲንቲ ዘይብሎም እውን ኣለው ነዘን ቑሩብ ቐራቦ ሒዞመን ዝመጹ ምልካም ዘይኮነ ሕልየት ሕልና ክህሉው ናይ ግድን "ዩ ስደትና የሕጽሮ እምበር ስደት ተስዲድካ ጢዑሙካ ዘይኮነ ከም ሻምኡ ኢኻ ትነብር፣ነዚ ቑርን በረድን ዝተሐወሶ ናብራ ስደት ካብ ምትምናይ ሃገርና ሰላም ይስፈና ኢልካ ምጽላይ ይበልጽ ፣ኤመሪካ ካናዳ ኤሮፓ ነቢሩ ማለት ሃብታም ማለት ኣይኮነን ሰብ ዝነብሮ " ዩ ዝነብር ሃገርና ትበልጽግ ሰላምን ራህዋን ይንገሰልና ።
@nesredinosman633
@nesredinosman633 3 жыл бұрын
ajokum , fre tsarkum ktrekbu ekum. Tesfa tray aytkretsu bertu.😍😍👌👌💪💪💪💪
@rutiruti7479
@rutiruti7479 3 жыл бұрын
Kulatkum beka mara wdueat emahaseyyy elekum aleku bertuley🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤😘
@semharhabtom9527
@semharhabtom9527 3 жыл бұрын
Wawawawa enkae b selam mexakum deki erey halalat❤❤❤❤❤❤👌
@aronfrezghi8561
@aronfrezghi8561 3 жыл бұрын
Dankeschön yehwatey marey edmen tenan yhabukum fetari
@newassong7805
@newassong7805 3 жыл бұрын
ምስጋንኑኡ ኣይጉደሎ ፈጣሪ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉ ትገብርዎ መሃርን ኣዘናጋዕን ዮ ኣጆኩም ቐጽልዎ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ንኩላትኩም ዝዓበኩም ዝነኣስኩምን ሙቑሬተይይይ ኡማማማማ❤❤❤😍😍😍😘😘😘
@tsehayyebio976
@tsehayyebio976 3 жыл бұрын
Awet Shikor God bless you
@senaysanduch1916
@senaysanduch1916 3 жыл бұрын
Nay behaki xebuk serah thanks more All
@edenbelay8840
@edenbelay8840 3 жыл бұрын
Proud of u Ema with your team🥰😍
@danayttekle4752
@danayttekle4752 3 жыл бұрын
ቅድሚ ምውዳኣ ከምዚ ጌርኩም ቅሬታኩምን ስምዒትኩምን ምግላጽኩም ዓቢ ነገር እዩ ክሳብ መወዳእታ ካኣ ከም ኣጀማምራኣ ክከውን ተስፋ ደገበርኩ ናይ መወዳእታ ስራሓትኩም ብሃነውታ ክንጽበየን ኢና።
@lovepeace1919
@lovepeace1919 3 жыл бұрын
ስለዝረኣናካ ደስ ኢሉና ኣሌክ ሓውና ።ኣጆካ ኩልኩም ኣጆኩም ንፉዓት ንባህልን ልምድን ሕብረተሰብ ኤርትራ ብጥበብኩም ትሕልዉ ዝተባላሸወ ተዕርዩ።ግን ከም ሓሳብ ነቲ ዘሎ ጥራይ ምንጽብራቕ ጥራይ ዘይኮነስ ኣብቲ መወዳእትኡ ብጽቡቕ ምውዳእ ብዝምህር ክንዲ ዝከበደ ይክበድ እቲ በደል ይቕረ ምባል ኣብ እዋን ሕርቃን ሰብ ካብቲ ዘሕርቖ ክእለ ወይ ንካልኦት ኣማኪሩ ድማ መፍትሒ ከናዲ ከም ዝክእል ።ተዝከውን ጽቡቅ እዩ ።ከምዚ ጸገም ኣጋጢምዎ ነፍሳ ምጥፋእ ገለ ተትገድፍዎ ብሂወት ክሳብ ዘለካ ጸገም ኩል ጊዜ ኣሎ መፍትሒኡ ብዙሕ እዩ ንኣብነት ዓመጽ ተጋጢሙወን ኣብ ፊልም ቀልጢፋ ናብ ሕክምና ከይዳ ሓገዝ ትረክበሉ መንገዲ ተትምህሩ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ናብ ሕክምና ተከይዳ ሕማምጥንሲ ከምዘየጋጥማ ተትምህሩ ። ነብሲ ምጥፋእ ብፍጹም ካብ ፊልምታት ሃገርና ተዝጠፍእ ጽቡቅ ኔሩ።ጥበብ ጽልዋ ኣለዎ ነቲ ሃገራዊ ስነልቦናዊ ማህሰይቲ ብጥበብ ከተቅንዖ ይክኣል እዩ።ኣብዚ ዘመን ኩሉሰብ ነቲ ብትምህርቲ መልክዕ ዝቀርብ ናይ ሓዳር ይኩን ናይ ስነልቦና ትምህርቲ ክሰምዖ ኣይደልን ብፊልም መልክዕ ግን ብፍላይ ነዚ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ካብ ባህሉን ልምዱን ወለዱን ተፈልዩ ዝነብር ዘሎ መንእሰይ ከተቅንዕዎ ብመንነቱ ክኮርዕ ክትገብርዎ ትክእሉ ኢኹም ።የቀንየልና ብሓቂ ብጣዕሚ እዬ ዘድንቀኩም ደቂ ዓደይ 🇪🇷
@semeresamuel4559
@semeresamuel4559 3 жыл бұрын
uyuu
@gualorthodoxtewahdo8229
@gualorthodoxtewahdo8229 3 жыл бұрын
Naybhaki bluxat ikum damn bflay eza film best of bests ❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍
@ZemenwediCharles
@ZemenwediCharles 3 жыл бұрын
Betami xebuk des zebel serah serhkum Nemxai wen kabzi nela hezkum ketmxu senay menutey eu Abza gen heto altni nemntay ekum mebzahtkum etom hadesht ne sene tebeb kal mehtet ab tegbrlu Englisch enda hawskum tezarbu betgrna ketglxulna yexgmkum du weys mebale eu Englisch haiska mebrhi wey meglxi mehab eti qanqna tigrigna eko belxun kem delyka ketglxlu tekel qanqa eu ente ambibkum neza kommt melskum kexbe eye yeknylen ajokum eti sene tebeb kab des yeblni ane ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@kedentredaeredae5963
@kedentredaeredae5963 3 жыл бұрын
Wawwww nay behqe neftwa filem mes geza ka axibiqa tekhide mekhan bezhe temhrti zehazet ya ajikhim ❤❤❤❤❤
@mileynatey6286
@mileynatey6286 3 жыл бұрын
Anka bselam mexakum shakorinatat ajokum kexlwo deki eri
@kerenmariamdearit7733
@kerenmariamdearit7733 3 жыл бұрын
Mashalahh ❤️💜💓💓
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 жыл бұрын
ጸሐፊ ዛንታን ደራሲ ዛንታን እንታይ'ዩ ፍልልዩ ???
@helenbeauty2958
@helenbeauty2958 3 жыл бұрын
Tdnguyu alekum gn 😴❤❤
@philitiasli4962
@philitiasli4962 3 жыл бұрын
Vander nay bhaqi ab tbeb zeleka abrkto burutue eyu emo bertie amlak eyoka ybark ema ekul seb eka neay ab tbeb even ab wey of directing so keep going nice boy actress so sweet
@abishuruy4381
@abishuruy4381 3 жыл бұрын
Enkae bselam mexakum deki rmey
@danalove2541
@danalove2541 3 жыл бұрын
🥰🥰💕💕💕
@samilmiki7755
@samilmiki7755 3 жыл бұрын
Wawww Fetinakum qexlwo ❤❤❤
@fiorygebreegziabher5876
@fiorygebreegziabher5876 3 жыл бұрын
nice deqi erey sekakur
@andebrhanweldemichael6015
@andebrhanweldemichael6015 3 жыл бұрын
Xbuk srah kexlwo.
@nejathaj1658
@nejathaj1658 3 жыл бұрын
Ich liebe denn Film es ist super
@onelove3389
@onelove3389 3 жыл бұрын
Btami Meharitn azenagaitn qexlwo deqi Erey
@thomassolomon2380
@thomassolomon2380 3 жыл бұрын
Kemzi Akribkumo zelekum 2 ahwat ab maere kndzi hlik ziatwu kndeyenay keyhlwu
@nahomdaniel3293
@nahomdaniel3293 3 жыл бұрын
Pls sideduluna. Emo nay mewedaeta riena rietona kinhbekum pls
@samrawitkesete5973
@samrawitkesete5973 3 жыл бұрын
Welcome deqi eriyi natey
@almaztekleb9329
@almaztekleb9329 3 жыл бұрын
❤❤❤❤🤩🤩🤩💋💋💋
@aman6148
@aman6148 3 жыл бұрын
Well come deqi eri shkor
@teklomteklom3284
@teklomteklom3284 3 жыл бұрын
Omg ich bin früh dass ich vander gehen habe 😻🥰
@Kikito-123
@Kikito-123 3 жыл бұрын
Meas eikum ke kitsedulna ?.
@feshahadugu1588
@feshahadugu1588 3 жыл бұрын
ኤማ ሓወይ መርበብ እባ ዘርግሓያ ኣብ youtube ንስኻ ዝደረስካዮ ፊልም ብጣዕሚ እየ ክሪኦ ዝደሊ ሕጂ ከኣ ንመርበብ ዘርግሓያ
@mehretwarsay9811
@mehretwarsay9811 3 жыл бұрын
😙😙😙Dankeschön
@ፈጣሪዓለሙ
@ፈጣሪዓለሙ 3 жыл бұрын
ዓወተይይ መዘናይ ውዱእ ወደደይ
@fkadume2268
@fkadume2268 3 жыл бұрын
Kabti des zibeleni nashitu yehwatna kemzi aynet ketefru mkalkum eiu ketsilwo
@elsagebreluul6248
@elsagebreluul6248 3 жыл бұрын
Waw aytedenguyu ekum
@bieti2600
@bieti2600 3 жыл бұрын
lul bzey makeup btami xbqti mkanki tfelti do please makeup aytteqemi kem riato
@kibreabgebremeskel3220
@kibreabgebremeskel3220 3 жыл бұрын
ሓወይ ፈጠራ ኣይኮነን ገለ ደኣ ሓቂ አዩ ነኣብነት ከም ሚካል ትሰርሖ ኣብ ኣዲስ ሙና መሓመድ አዚ ስረሓ አዩ ናይ ክንደይ ሰብ ገንዘብ ኣደናጊራ ክሳብ ሕጂ ከምኡ ትሰርሕ ኣላ አታ ስዲ ኣዲኣ ከምኡ ንክትገብር አያ ተተባብዓ
@egzabherhaylihiweteyeyu4282
@egzabherhaylihiweteyeyu4282 3 жыл бұрын
ajekum ❤❤
@niyatnit5961
@niyatnit5961 3 жыл бұрын
Kulatkum btaemi des tblun hayalatn eikum qexlwo shkorinatat
@amanuelteklu6884
@amanuelteklu6884 3 жыл бұрын
Selam nakum kburat yehwat btami azykum hayalat azykum btami adniqekum kbret yhabkum lebam ayu yeqenyeley dfelt bdkone bhrfen nxbe Alena nay bhaqi Ewan
@ከምልበይ-ቐ4ወ
@ከምልበይ-ቐ4ወ 3 жыл бұрын
Waww vander hawey xfuf zanta eyu ms mesarhtka awetn asalton aytdonguyuna ekum ka
@alemzere7723
@alemzere7723 3 жыл бұрын
Wedikum dikum sinkum kenie selam yimneylkum
@semharwelderefiel4793
@semharwelderefiel4793 3 жыл бұрын
Welkom
@tesfitweldittesfitweldit427
@tesfitweldittesfitweldit427 3 жыл бұрын
Ajekum
@brurey1100
@brurey1100 3 жыл бұрын
Anabsekum emo kea ab sdet kenka ajoku kexslu natna ⭐⭐⭐⭐⭐⭐⭐
@abduselamabdurezak653
@abduselamabdurezak653 3 жыл бұрын
Wow xebuk serah be hanqewta nexeb alena zetrf ahwat qexlwo
@asmeri8401
@asmeri8401 3 жыл бұрын
I love Ema hawey
@ERI-ONE-LOVE
@ERI-ONE-LOVE 3 жыл бұрын
Welcom deki Eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Neza natey comment tenbubu zelekum hmak Maryam asmereyti hasab lbukum tesmrelkum🙏🙏🙏 neza natey profil bmtwak #subscribe gberuley🙏🙏🙏🙏👌👌👌❤️❤️❤️
@ebrahimedris9725
@ebrahimedris9725 3 жыл бұрын
Teweda dya
@wizmera1351
@wizmera1351 3 жыл бұрын
Tewdia deya ?????
@ንሂወትብስሓቅምልኣያ
@ንሂወትብስሓቅምልኣያ 3 жыл бұрын
ኣይ ኣታ እንታይ ኮንኩም ድኣ ኣሽኪዕኩምና ክክክ ደሓን በሉ ኣጆኹም በርትዑ from sudan ብ data
@haniboy_Eri
@haniboy_Eri 3 жыл бұрын
ከባድ ጉዳይ ኣጋጢማትካ ኣነ ደኣ ኣሕሊፈ እየ ዝሪኦ ቅድም ደሓር ፊልም ተኾይኑ ደጊመ ይሪኦ እምበር ትፈልጣ ኢኻ ጉዳይ data ደኣ
@ንሂወትብስሓቅምልኣያ
@ንሂወትብስሓቅምልኣያ 3 жыл бұрын
@@haniboy_Eri ክክክክ እንድዒ ይፈትዋ ግዲ ኮይነ ነዛ ፊልም ስቅ ኢለ የ ካብ መጀመርያ ዝሪኣ
@onelove3947
@onelove3947 3 жыл бұрын
Ata mewedaeta part abela.
@ወናኒትምቁርቃንዛ
@ወናኒትምቁርቃንዛ 3 жыл бұрын
ዋ ተወዲኣ ማለት ድዩ ታይ
@niyatnit5961
@niyatnit5961 3 жыл бұрын
Alex agelalxaka mara xbuq
@yorusguesh4318
@yorusguesh4318 3 жыл бұрын
Wedia malet dyu eda texebekwa
@brktifkadu4045
@brktifkadu4045 3 жыл бұрын
አንታይ ተሩና ኣለኩም ክድም ba ወደዋ ሹ ትዛረቡ mewedata ክፍል ኣረናንን
@thomassolomon2380
@thomassolomon2380 3 жыл бұрын
Anta za amaniel tbehal wedi ab meteabiti tbil Film zserhe deyu eti ebara znebere
@efremghebre1554
@efremghebre1554 3 жыл бұрын
Kkkk 😅🤣ewe eti ebara taha ( ab tmrti nfue )
@thomassolomon2380
@thomassolomon2380 3 жыл бұрын
@@efremghebre1554 Ata wedi mimoryey Bella ala malet eyu alaleya za wedi
@efremghebre1554
@efremghebre1554 3 жыл бұрын
@@thomassolomon2380 kkk dongika keman anes mejemerta ye feliteyo
@amenkflesus1540
@amenkflesus1540 3 жыл бұрын
ወዲኣ ድያ እዛ ፊልም
@feyslsami6981
@feyslsami6981 3 жыл бұрын
Ya hje emo etay Tewdia Teray Keteblu.. kelas Tewdia Malet du....
@funnyentertainment4704
@funnyentertainment4704 3 жыл бұрын
Making kentseb ina
@selamtsegayselamtsegay8971
@selamtsegayselamtsegay8971 3 жыл бұрын
Wedia malet dyu ab mintay tezazimu wa
@binimebrahtu6525
@binimebrahtu6525 3 жыл бұрын
አንታይ አዩ አዚ በጃኹሙ አባ አዛ ፊሊም ስድድዋ
@wedieri1743
@wedieri1743 3 жыл бұрын
Emo hiji tewedia malet dyu
@nahomzerezgi172
@nahomzerezgi172 3 жыл бұрын
Atu eta nay mewedaeta kfal gda zeytewrudulna mavay da ybahal
@tsigehredabrhane2485
@tsigehredabrhane2485 3 жыл бұрын
Eimo blbka aytsemomn eika deleka hawey natey
@samrgg9069
@samrgg9069 3 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/amennml5fK96bc0
@legendnani1786
@legendnani1786 3 жыл бұрын
ወዲኣ ድያ ወላ አንታይ
@filimongebrehiwet5598
@filimongebrehiwet5598 3 жыл бұрын
klae ata halewu ata kemey eikum beka rebha trah kebdi zeybele guday sukilkum gday eta kfal zetewurdwa wey kea mshu aleka kemzis aymedleyen eziy ab mewedaeta kkewun znebero guday eu beza guday xeliya eza film
@ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ
@ጋልትግራይመቐለ70አንደርታ 3 жыл бұрын
ኣቱም ሩጉሞን ዘርኢ ናኢድኹም ክትረኽቡ ቐሪብኹም ኢኹም ደቂ ኢሱ ሰይጣናት ኣዶ ትግራይ ብኣኽሙ ነቢዓ ኣብ ኣዲስ ዘለዉ ኣሕዋትና እናጠቀሙኹም
@momylove1962
@momylove1962 3 жыл бұрын
Kid gahaf wtsi kabzi nay aidna ktbna mo mtsi kenedagmeki aina we are shabya tokan agame
@habenhadish938
@habenhadish938 3 жыл бұрын
ካብ ትፍክሪ ግዳ ጸሎት ዘይትገብሪ ህዝብኪ ይሃልቅ ኣሎ ። ድክምቲ
@abrhambemnet1019
@abrhambemnet1019 3 жыл бұрын
Ata eta film zey tsedulna gda .... bqedemu do tigrigna yreay yeakey 👎👎👎
@furtunazeamin9491
@furtunazeamin9491 3 жыл бұрын
😳 zytgdfo emo
@abrhambemnet1019
@abrhambemnet1019 3 жыл бұрын
@@furtunazeamin9491 entadieki ymlketeki wana nayza film diki
@wuduewedi2883
@wuduewedi2883 3 жыл бұрын
@@abrhambemnet1019 kkkkkkkkkk moyte bel 🤦‍♀️😁😁
@abrhambemnet1019
@abrhambemnet1019 3 жыл бұрын
@Bieki Berene ነኖ ቀዳምነት እቲ ክገብርዎ ዝግባእ እታ ፊልም ምስ ወደአት እዩ መብሪ ክወሃብ ዝድለ . እንበረይ መናውሒ ፊልም ኢልካ ዶ ዝሓፈፍናዮ መሰናኽላት ትብል ኢካ መሰናኽላቶም ከኣ ብ ናትና ቪው ይመልስዎ ኣለዉ ዶ
@lmiss-youmom
@lmiss-youmom 3 жыл бұрын
መጀመርታ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ዶሞ ቅድሚ ምፍፃምኩም ይቅርታ ብምሕታትኩም ብጣዕ እና ነመስግነኩም ብኻልእ ፊልም ትመፁ ተስፋ ይገብር ግን እታ ናይመወዳእታኹም እንውሕ አብልዋ
እዋን (ክፋል-12) Ewan (Part-12) Master Entertainment Drama Series Film.
31:36
Spongebob ate Michael Jackson 😱 #meme #spongebob #gmod
00:14
Mr. LoLo
Рет қаралды 10 МЛН
pumpkins #shorts
00:39
Mr DegrEE
Рет қаралды 57 МЛН
Inside Out 2: ENVY & DISGUST STOLE JOY's DRINKS!!
00:32
AnythingAlexia
Рет қаралды 13 МЛН
ዳኒ ዛሬም ለሷ ቦታ አለኝ አለ.እውነታው ወጣ😱😭😭
26:22
AB Tube አብርሽ ቱዪብ
Рет қаралды 202 М.
ምጸምጸ-Eritrean short movie-ምራጭ@SHAHIENTERTAINMENTሻሂኢንተር
6:57
SHAHI ENTERTAINMENT(ሻሂ ኢንተርተይመንት)
Рет қаралды 14 М.
oct 3/2024 ይቅሬታ ሓቲቱ ንመን ? እንቋዕ ሓጎሰና ኤርትራውያን
25:25
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 15 М.
New Eitrean Show እዚ እዩ ጸጋ ዝበሃል #neshneshtv @neshnesh_show
26:20
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 66 М.
እዋን (ክፋል-13) Ewan (Part-13) Master Entertainment Drama Series Film.
37:01
Lalala doctor-patient instability
0:14
Dũng Một Tay
Рет қаралды 2,4 МЛН
КОГДА НОЧУЕШЬ У ДРУГА УЖЕ КАК 5 ДЕНЬ #друг #нариманшеф #cheflife #юмор
0:16
НАРИМАН ШЕФ ВСЕ БУДЕТ ИДЕААААЛЬНООО
Рет қаралды 2,2 МЛН
🧯Видели когда как М3 толкают?
0:53
arinanottoday
Рет қаралды 6 МЛН
Менеджер переиграл клиентку 😱
1:00
fradzers
Рет қаралды 6 МЛН