KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ሰበር ዜና🔥 ምላሽ ህወሓት ንጉዳይ ዕጥቃዊ ቃልሲ/ ዜና ዓወት ካብ ትግራይ/ "ባድመ ይልቀቑ " ኣብይ
35:21
ሰበር ዜና: ዘሐዝን ሓበሬታ ምዕራብ ትግራይ | ህፁፅ ሰበር ዜና ትግራይ | ወተሃደራዊ ሓለፍቲ ክእሰሩ | Kulu News ኩሉ ዜና
13:22
Пилот обманул смерть ракета пролетела рядом с ним #shorts
00:10
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
እዋናዊ፡ኣብ መድረኽ ጉባኤ ዘካየዱ ላዕለዎት ካድረታት ህወሓት ብፖሊስ ኦርኬስትራ ዝቐረበ ተዋስኦን መዝሙርን 18/12/2024
Рет қаралды 7,138
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 78 М.
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Күн бұрын
Пікірлер: 82
@FjfDo
22 сағат бұрын
ፖሊስ ኦርኬስትራ ትግራይ ንዝትገብሩዎ ዘለኹም ቃልስን እዚ መድረክ ብዝረኸቦ ድምቀትን ምስጋና ይግበኣኩም ። ዓወት ን ህ ወ ሓ ት
@MelakuTesfaya
16 сағат бұрын
ሐደ ሚሌን መጥፊኢ ህዝብና ምክንያት እኮ ህውሓት እያ ሰርሕኩም ብልዑ በለለይ እኻ ወዲ ዓደይ❤❤
@HdhddhhdAldbhd
17 сағат бұрын
ህዋሓት ንቅደምት❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@FjfDo
22 сағат бұрын
ህ ወ ሓ ት ግርማ ሞጎስ ውን ኣለኩም ያዓኺ ወይን ንቅድሚት ❤❤❤
@MRy-e7j
22 сағат бұрын
😂😂😂😂😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@letishkebede5965
18 сағат бұрын
ህወሓተይ ንቅድሚት ❤❤❤💛💛
@ArAr-dp5sl
20 сағат бұрын
ፖሊስ ኦርኬስትራ ትግራይ የቀንየልና በ እንዳማዓረግኩም ንበሩልና🙏🙏🙏❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛💊💪💊💪
@ggfg5809
18 сағат бұрын
ህዋሓት ዉላድ ህዝቢ ትግራይ. ብርሃንኪ ይኮላእ ጀጋኑ
@MahugaSamicho-lx6ow
23 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ሕውሓት ክቅፅል እዩ። ሓቂ ይስዕር❤❤❤❤
@EdedJe
Сағат бұрын
@@MahugaSamicho-lx6ow ዘምፀኦ የብሉን ኣብዝበፅሖውን የብሉን ጉዳይ ህዝብ ጉዳይ ፊትሒ እዩ
@BirahanGinga
14 сағат бұрын
መድረክ ለያቡ መድረክ አረመኒታት
@jemalmohammed6900
22 сағат бұрын
ይኣክል ደጊም ንሓድሽ ወሎዶ ኣርክቡ
@YemaneAbrha-k9b
12 сағат бұрын
ተሓሕት ሓሳብ ወዲኣ ኣብ ደረፍቲ ወዲቃ
@FjfDo
22 сағат бұрын
ህፁፅ ወድቀት ን ግ ም ት መዕነይን መታለልን ዓወት ን ህወሓትን ንመላእ ህዝብናን❤❤❤❤❤❤
@abrahamtewelde1712
22 сағат бұрын
@@FjfDo ሞት ንመላእ ህወሓት ናይ ጥፋኣት ድርጅት ፀረ ህዝቢ ትግራይ።
@seyoummisgana2824
14 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉ህወሓት ሰረት ህላወና!
@ManJohson
19 сағат бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም ንኩሉኩም ፓሊስ ኦርኬስትራ ትግራይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መክፈቲ መድረክ ሕውሓት ኣብ ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ልቢ ንኩሉኩም ኣብዚ መድረክ ዝተሳተፍኩም ክብርን ምስጋናን ይግበኣኩም ናይ ኩሉ ግዜ ጀጋኑ ሰብ ስረ ዋሓስ ህዝቢ ትግራይ እኩም ኣጆኩም ኩሉ ክወግሕ እዩ ብፃዕርኩም ብጅግንነትኩም ሰናይ መድረክ ይግበረልኩም ጀጋኑ መራሕትና ንበርሉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TTG-t3k
14 сағат бұрын
Keep it up proud of you guys no matter what happens TPLF will always win.
@Dhf-o2f
6 сағат бұрын
Hwehat Nkidmit 👍👍👍👍👍👍💛❤️💛❤️💛❤️
@WediAmare-ly1ej
23 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤
@gizachewtafere141
3 сағат бұрын
መማረፂ የለን ንመልሶ ህዝብና ናብ ገዝኡ ተስፋና አብ ህወህት ምስ ህዝባ
@Zeleul-f8r
15 сағат бұрын
አዴታቶም ዝፃረፉ ናይ ዓለምና ጭራታት አልኽምዶ?
@FjfDo
22 сағат бұрын
ሕርያና ህ ወ ሓ ት እዩ ። ❤ህወሓት❤ ታ ኻሕዳም ኢ/ያ ኣብዚ ክትበፅሕ ዝገበረ ውድብ እዩ ።
@meskeremberhanu6307
23 сағат бұрын
መማረፂ እንተሃለወውን ሕርያና ወይን እዩ!
@FjfDo
22 сағат бұрын
ሰላም TPM ድምፂ ህዝቢ ብሙዃንኩም ነመስግን ኣብ ፅፁይ ሓበሬታን ህንፀት ወለዶን ግንዛበ ሕ/ሰብ ን ክትነጥፉ ድማ ርኢቶይ ይህብ ።
@MehariWeldu-vv2sx
22 сағат бұрын
ህወሓት ንቅድሚት
@WoldeM-jf9yc
22 сағат бұрын
The same thing for 50 years!
@haftamuasmerom4586
19 сағат бұрын
ንሕና መናእሰይ ሰላም ኢና ንደሊ።
@AweteheyZeru
16 сағат бұрын
ሕወሓት ጀግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fthi3585
14 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏👍💯
@ArAr-dp5sl
20 сағат бұрын
TPM ጎብዙልና ህዝብኹም ኣቀድሙ ዞምየሕዋተይ ድምፂ ህዝብኹም ኩኑ ዓዲ ብዝብኢ ከይትብላዕ ኣድጊ መፅዩ ከምድላዩ ከየንገርግረላ ዓድና በርትዑ ንዘይንደልዮ ብመረፃ ኢና ንውግዶ ❤💛❤💛❤💛💊💪
@XxXTWH-em2zj
5 сағат бұрын
❤❤❤
@ይግዝኡይደውሉ
21 сағат бұрын
ፈኸራ ድኣ ናትኩም እንድያ😂😂😂
@haftamuasmerom4586
19 сағат бұрын
ብድራማ ዝመፅእ ወንበር የለን።
@lathishlathish9804
5 сағат бұрын
💪💪👑👍👍
@mebri1822
19 сағат бұрын
ውድብና ንቅዲሚት 💪💪💪
@TsegaTsga-g8n
2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@フリーダム-o2n
Сағат бұрын
❤💛❤💛❤💛💯💯💯✌✌✌
@GezaeWbrhan
14 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fthi3585
14 сағат бұрын
ህዝቢ ትግራይ ኽምዚ እዩ ዘፀብቀልኹም ሕድነትኹም አስጢምኹም ፀላእትኹም መኽቱ ህዝብኹም አይትበድሉ ህልውናኹም ዋሕስኹም መሪሕ ውድብኹም ሐልው ኻብ ጥፍአት
@destaAman-xn7td
18 сағат бұрын
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏ሕድሪ ሰዋአትና ኣይናዕብርን
@dawitmikiele
21 сағат бұрын
ሕወሓት ኣብ ልቢ ኩሉ ትግራዋይ እያ ዘልኣለም ክትነብር እያ❤❤❤
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
17 сағат бұрын
ካላ ባሃም ኣብ ልቢኸ እንበር ኣብ ልበ መንእሰይ ይላን😎
@abadittadesse5892
16 сағат бұрын
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ብደምን ኣዕፅምትን ደቂ ህዝቢ ዝተመስረተት ውድብ ብከዳዓትን ጠላማትን ከይትፈርስ ኩልና ንቃለስ።
@دستادستا-ي3ر
10 сағат бұрын
እና ፈከራ ከጥዕመልኩም
@KahasuTrunh
21 сағат бұрын
ወይን ጅግና ❤❤❤❤❤❤
@GtsadkanBrhaneAlemayoh
14 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@ytewolde9350
22 сағат бұрын
ጉጂለ ጥፋኣት ደም ህዝቢ ትግራይ ሰቴም ዘይጸገቡ እንዳ ኣደመ
@nowarpeace2488
21 сағат бұрын
ጉጅለ አለም ፣ ጉጅለ ዝርፊያ፣ ጉጅለ ዓፈና፣ጉጅለ ክሕደት፣ ጉጅለ ጎጠኛ ናይ ቤተሰብ ትዕፍንዋ ዝነበርኩም ሚዲያ ዝግጅትኩም ተማሐላልፈልኩም አላ ወየ ተማሂርኩም አይትመሀሩን እንበር ,,,,,,
@wedigure9906
12 сағат бұрын
ንትግራይ ዶ,ትብደል ❤❤❤
@ArAr-dp5sl
20 сағат бұрын
ቀፅልሉ ጀጋኑ ደዊህዝቢ ሓቂ ትምንምን እምበር ኣይትብጠስን ኣብጎንኹም ኣለና
@Ademrose90
22 сағат бұрын
TPLF FOR LIFE GOD BLESS TIGRAIANS MOTHER'S FOREVER ❤️ 🙏 💖 ♥️ 💓 💕 ❤️ 😢😢😢😢😢😢🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡🫡
@KsanetAbrhale
16 сағат бұрын
ሕወሓት ትስዕር
@SemiraSalih-mm4pf
22 сағат бұрын
no more no more war
@jamalgaberut1654
20 сағат бұрын
ሕዋሓት ንቅድሚት
@BerheKidane-hi7oo
7 сағат бұрын
እዙይ እዩ ሰላማዊ ቀልሲ ቀደም በብውሻጦ ሀደን ክልተን ሰብ ከይርኡ ከይሰምኡ እናበልካ ይንቀሳቀስ ነይሩ እድመ ንሰላም ንሰማእታትና በግልፂ ምስህብና ብሰላም ክንቃለስ ኢና ንቅድሚት ኢም ዝበለ ይታሀጎም
@EdedJe
17 сағат бұрын
ቀደም ዝሸወድኹምና ይአኪል
@mengistuabasgedom9330
18 сағат бұрын
Kkkkkk ፈከራ አመሐሩ the same funny
@girmay483
22 сағат бұрын
ማሓውር ድሕረት ሰብ እንትእከብ የጉርዑ ንባዕሎም ብማርሽ ባንድ ይዕጀቡ ህዝቢ ይዕዘብ ኣሎ እዩ
@EndWar-hj4wh
2 сағат бұрын
ፖለቲካ ዓጣሮ
@SemiraSalih-mm4pf
22 сағат бұрын
ደደቢት የቃሌማ መንታያ የወያነ ማባበያ ምት አብሸሪነሸ ምድረበዶ የትግራይ ህዝብ የጣለብን እዶ
@AsmamawHagos-q6i
Сағат бұрын
ህወሓት ናይ ህዝቢ ዝነበረኪ ጌጋ ኣሪምኪ ኣብ ካሕሳ ህዝብኺ ደዉ በሊ ።
@peaceisgood9639
14 сағат бұрын
እንዳ ደብረ ዕንክሊል ሎም ድማ ምስ መን ኢዮም ክቃለሱ? ውድብ ውድብ ይብሉ ኣይሓፍሩን:: ባቃ ብናታቶም ጸባብ ርእሲ ንትግራይ ክመርሑ ዝተፈጥሩ ንሳቶም ጥራሕ ኢዮም:: እዞም ከንቱ ለማሳት 1) ቅድሚ ለውጢ ዝተብሃለ ነገር ኩነታት ከይተፈጥረ ኣየትረፉ 2) ምስ ተፈጥረውን ብሜላ ኣየሕለፉ 3) ከምዛ ዝተዳለዉ ንህዝቢ ትግራይ ሓሲዮም ምስ መዓት ጋዕ ገልጠም መላፍንቲ ጄኖሳይደራት ክገጥምን ብባዶ ኢዱ 1 ሚልዮን ክሃልቕ : 1 ሚልዮን ክማዛበል : ሚልዮናት ክጠሚ : ሲሶ መሬት ክግበትን ገበሩ ድሕሪኡውን ሃደሙ:: ህዝቢ ትግራይ ሳላ ውሑዳት መራሕቲ ሰራዊትን ሓዲሽ ወለዶን ሰማይ ደጊፉ መስርሕ ሰላም ተፈሪሙ:: ሎም ድማ ኣብ ክንዲ ምስቲ ብታሪኽ ኣጋጣሚ ኣብ ማዕከል ሃገር ስልጣን ዝሓዘ ኣካል ተሳንዮም ተመዓራርዮም ተጸንቢሮም ረብሓ ህዝቦም ዘረጋግጹ ፍንጭራዕ ኣብ ምባል ይርከቡ:: ኣብ ጊዜ ኢህወደግ ሃገር ብሓደ ውድብ ሓንቲ ክልል ብካሊእ ውድብ ተመሪሓ ኣይትፈልጥን:: ሎም ደኣ ከመይ ገይሮም ኢዮም ብልጽግና ሃገር ክመርሕ : ንሶም ግን ንትግራይ በይኖም ከም ቁርዲድ ክገዝኡዋ ክነብሩ ዝሓልሙ ዘለዉ? ከምዚ ዝበለ ናይ ምትፍናን ኣካይዳ ንህዝቢ ትግራይ ንምጥፋእ እንበር ንሕውየቱ ኣይኮነን::
@etn6309
19 сағат бұрын
አየ TPM ለአረገ ልመረተ ግዚኡ ለሓለፎ ረሳሕ ፖለቲካ ተቅሩቡ እሰኻቱምለ እዙ ቫየረሰ ህወሃት የሳቅየኩም አሎ
@DebesaySereke-v7h
21 сағат бұрын
Ajoki menjerino anbesit
@Dagibiruk-x6n
23 сағат бұрын
አንቱም ጸወኧቲ ሞት ብፍላይ ሓደሓደ ከየንቲ ነኻብድኩም ክትብሉ ንመነእሠይ ሞት ትምነይሉ ንኧኹምን ንኧኹምን ይኹን ሓዘን ካብገዛኹም አይውጻእ
@addisuyemer3516
22 сағат бұрын
ኸምዚ እንዳበልኩም ክንደይ መናእሰይ ኣሕሊቅኩም።ንስኻትኩም ግን ሐዚእውን ትዝምሩ፤ ትደርፉን ክምስምስ ትብሉ። ይኣክል በቃ።
@temsgen.fetari
13 сағат бұрын
Yegrm eu lomi ke eti hezbi aykbxomen du
@tesfaysemere2533
Күн бұрын
ነዝኦም እባ መን መሃያ ይኸፍሎም
@ZelalemZe-w7n
Күн бұрын
ንስኻ ኢኻ ትኸፍሎም
@delinayonas8988
23 сағат бұрын
እዚ ኩሉ ዝሰርቅዎ ዘለው ወርቂ ከሎ ኣይሻቀለሎም ወይልኣን ድኣ ኣደታትና ድኣንበር 😢
@abrahamtewelde1712
23 сағат бұрын
ወርቂ
@meskeremberhanu6307
23 сағат бұрын
መማረፂ እንተሃለወውን ሕርያና ወይን እዩ::
@abrahamtewelde1712
23 сағат бұрын
ጉጅለ ጥፋኣት😢
@GereziherGebremedhin
23 сағат бұрын
ኽኽኽ ልሙዳትን ርሙሳትን
@EqubayEqubay
6 сағат бұрын
Aybahaln
@TsegaTsga-g8n
2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@DgDh-px1wd
19 сағат бұрын
ጉጅለ ጥፋኣት😢
@kidukahsay4415
19 сағат бұрын
ህወሓት ንቅድምት
35:21
ሰበር ዜና🔥 ምላሽ ህወሓት ንጉዳይ ዕጥቃዊ ቃልሲ/ ዜና ዓወት ካብ ትግራይ/ "ባድመ ይልቀቑ " ኣብይ
Tigray Broadcast Service
Рет қаралды 4,7 М.
13:22
ሰበር ዜና: ዘሐዝን ሓበሬታ ምዕራብ ትግራይ | ህፁፅ ሰበር ዜና ትግራይ | ወተሃደራዊ ሓለፍቲ ክእሰሩ | Kulu News ኩሉ ዜና
Kulu News ኩሉ ዜና
Рет қаралды 576
00:10
Пилот обманул смерть ракета пролетела рядом с ним #shorts
ТАЙНА НЛО
Рет қаралды 5 МЛН
00:39
The evil clown plays a prank on the angel
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
00:49
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
00:22
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
24:24
እዋናዊ፡ኣብ መድረኽ ጉባኤ ዘካየዱ ላዕለዎት ካድረታት ህወሓት ብድምፃዊ ኣበባ ኣርኣያን ድምፃዊ ፀጋልኡል ሃይለማርያምን ዝቐረበ ሙዚቃ18/12/2024
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 12 М.
38:57
"ናይ ጀነራል ምግበይ ሕድሕድ ነገር ምግላፀይ እንታይ ከምዝመፀኒ ይፈልጥ እየ" ተጋዳላይ ኣማኑኤል #target_media
TARGET - Media - ታርጌት ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
15:04
ትሕሽ ምስ ኤርትራዊት ሓፍታ ተራኺበን😲 ስለዝተራኸብና ደስ ኢሉኒ🤩🙏
Kidan Tube
Рет қаралды 23 М.
19:50
#Dedebit_2024 "ደሊናዮ ዝመፀ ስልጣን የለን" - ጌታቸው፤ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምኻድ ግድን እዩ፤ ግምት ንሰራዊት ትግራይ ኣፀሊሙ #bitrate #tdf
Dedebit Media Official
Рет қаралды 683
1:13:00
እዋናዊ፡- ኣብ መድረኽ መናእሰይ ዝተረኸቡ ተሳተፍቲ እንታይ በሉ? 1ይ ክፋል 08/12/2024
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 14 М.
11:08
Ethiopia፡ "አሸንፈናል" አርበኛ ዘመነ ካሴ "ብልፅግና ሀገር ይዞ ወደቀ" ጀዋር ሰልፉ ወደ ተቃውሞ ተቀየረ
Amhara Daily
Рет қаралды 1,3 М.
11:38
ንምንታይ ጀነራል ኣብ ቅዲሚ ብፆቱ ነቢዑ ( ተጋዳላይ ፀጋይ ሰለሞን )
zantana media
Рет қаралды 2,9 М.
26:59
TBS TV| ዓይኒ ዝጠፈኦ ፖለቲካ ትግራይ ናበይ ከምርሕ ይኾን? ኣመኽንዮ ብኤርሚያስ ኣርኣያ | Ameknyo By Ermias Araya
TBS TV
Рет қаралды 2,4 М.
21:59
ሰበር 🚨 ጅግና ኣሕፈሮም-መፍትሒ/ጃዋር፡ ምስ ህወሓት ድርድር/ትግራይ ባዕላ ትፈልጥ ሚኒስተራት/ኤርትራ ዕዳ 75 ሚልዮን$/ግብፂ ንትራምፕ ስለኣባይ/
Tigray Horizon
Рет қаралды 2,3 М.
10:08
#zaramedia -ድምፃዊ ተጋዳላይ ፀጋልኡል ሃ/ማርያም (ብርሱን ወነይ ብሂገያ)-ሓደራ ከይጥለሙ! መኽፈቲ ኣኼባ ኣመራርሓ ህወሓት -#tigrignamusic
Zara Media Network -ZMN
Рет қаралды 14 М.
00:10
Пилот обманул смерть ракета пролетела рядом с ним #shorts
ТАЙНА НЛО
Рет қаралды 5 МЛН