እዋናዊ ጉዳይ፣ ፀጥታ ሓይሊታት ትግራይ?

  Рет қаралды 17,440

Tigrai Press

Tigrai Press

Күн бұрын

Пікірлер: 108
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 18 сағат бұрын
ብጣዕሚ አዮ ዝገርም ለካስ ብዘይ ምጥፋአና ዘይታሓጎሱ ቡዙሓት አዮም ሕጂ አውን ክንጠፊአ ዝጽበዮ ቡዙሓት አዮም ሱቕ ኢልና ግን ክንጠፍአ የብልና አናተቓለስና ዋላ ንጥፋአ ።
@AronYohanis
@AronYohanis 23 сағат бұрын
ትግራይ ፕረስ ደደቢት ዛራን ካለኦትን ናይ ብሓቂ ተባዓት ሚዲያታት ናይ ትግራይ ህዝቢ ድምፂ።
@tamutafu528
@tamutafu528 16 сағат бұрын
Yessssss,You are. Right. Medeana. Tmh. Ema. Heze. Enatelewawrtu. Eyoume.Yehezene.
@jemalmo9451
@jemalmo9451 16 сағат бұрын
You forgot Tigrai online & Digital Woyane
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 19 сағат бұрын
ኣንቱም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ከማኻትኩም ዝበሉ ጹሩያት የብዘሐልና!!!!! ትግራይ ሃገረይ ትሕቲ እግዚኣብሄር ኣለዋ ጹሩያት ዉሑዳት ፈትሊያ ሓቅስ ትቐጥን እምበር ኣይትብተኽን!!!! ኣይዞኹም ዓቕሚ ሃሊዩኒ እንተዝሕገዝ ክንደይ ምተሓኮስኩ ግን ኣይዞና!!!!
@Binny-i2c
@Binny-i2c 23 сағат бұрын
የቐንየልና ክቡር ሀውና። ሐቅ ዘለወ ዘረባ እዩሞ ካብ ልቢ ነመስግነካ።
@HTHT-p5f
@HTHT-p5f Күн бұрын
አጆኩም ሰናይ በዓል ይግበረልኩም እዙይ እወን ክሀልፍ እዮ ፅባህ ንህዝቢ ንትግራይ ዝሀሰብ ንወንበር ዘይኮነ ከመፅዕ ዮ
@NiguseTeklu-m3i
@NiguseTeklu-m3i 19 сағат бұрын
ትግራይ ሚድያ እግዚኣብሔር ይሃብካ እውነት ናይበሓቂ እንበር መሰረት ።
@zanaizanaii4821
@zanaizanaii4821 21 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን እንኳዕ አሕቢሩ አብፀሓና አብፀሓካ ክቡር ሓዊና 🙏🙏🙏❤
@KokobNguse4321
@KokobNguse4321 22 сағат бұрын
ክቡር ሓውና እድመን ጥእናን ይሃበልና ፈጣሪ እንዃዕ ብሰላም ነብ ዝኩቡር ባኣል አብጻሓና
@FasilYohannes-l8b
@FasilYohannes-l8b 18 сағат бұрын
ትግራይ ፕረስ ብጣእሚ ዝድነቅ ናይ ትግራይ አንዲ ህቀ እዮ ብራቮ ትግራይ ፕረስ።
@awetgere9526
@awetgere9526 Күн бұрын
አሜን ልኹላትና ብሰላም እንኳዕ አብፀሐና አሜን መድብኩም ሰሓብን ወቅታውን እዩ ቀፅልሉ
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 20 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@abebakebede1270
@abebakebede1270 21 сағат бұрын
ብሰላም ተመለስ እግዚአብሔር ሓሳብካ ይምለአልካ!!!
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f Күн бұрын
Tigray Press Ruhus Beal lidet ykunelkum🙏
@YibraTesema
@YibraTesema 21 сағат бұрын
Hiii Tigiray Pires Mdya እንኳዕ ንጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ ልደት ክብረ በዓሉ 2017 ዓ/ም ንኹሉኹም ኣባላት ሚድያ ብሰላም ኣብፀሓኩም ።
@luiovine3801
@luiovine3801 Күн бұрын
Amen amen alleluia ❤
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 22 сағат бұрын
ኣሜን እንቋዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ኽቡር ሓውና
@azmeragegziabher-yw1fe
@azmeragegziabher-yw1fe 23 сағат бұрын
❤ኣሜን ንኹሉና እንዃዕ ብሰላም ኣብፀሐና❤።
@TunaDehun
@TunaDehun Күн бұрын
ካብ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ከትርፍ ዝደሊ ወዲ ወረደ እዩ ንህወሐት አዳኺሙ ወንጀለኛታት ቦታ ረኺቦም ከስፋፍሑ ይሰርሕ አሎ
@almazabraha6198
@almazabraha6198 23 сағат бұрын
አሕቢሩ እንቛዕ ብሰላም ንይ ጎይታ ልደት አብጸሐና 🙏🙏🙏
@tamutafu528
@tamutafu528 16 сағат бұрын
Thanku. So Much jenerale. Yohanse,You Telling the Turuth ❤
@Ambayekebede-n2i
@Ambayekebede-n2i 15 сағат бұрын
እንኳዕ አብፀሓኩም አብፀሓና
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp 20 сағат бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 እወ አታ ጂግና ❤❤❤
@تاتاتت
@تاتاتت Күн бұрын
Amen amen Amen 🌷🌿🌿🌿🌿💓💛💓
@AskaleKinfe-v4s
@AskaleKinfe-v4s 19 сағат бұрын
ብሱልን ለባምን።
@RfdffHhfdd-iz5hi
@RfdffHhfdd-iz5hi 21 сағат бұрын
አሜንንን🙏🙏🙏🙏🙏
@abebakebede1270
@abebakebede1270 23 сағат бұрын
ፀላእትና ፀላእትና እዮም ግን እቲ ማእፆ አግፊሑ ዝኸፍተሎም ዘሎ አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ኮፕኑ ብሔራዊ ክሕደት ዝፈፀመ ጉጅለ እዩ።
@hadasgebreyohans6030
@hadasgebreyohans6030 18 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ Tgray press ❤❤❤❤❤❤
@mizanarefane9818
@mizanarefane9818 20 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 thanks 👍 dear brothers
@hagosteffera4132
@hagosteffera4132 21 сағат бұрын
የቅኒየልና
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 16 сағат бұрын
ብሰራት እንዃዕ አብፅሕካ 2025 መባልዕትና ይግብረልና ከብታ ከዳዕ ደም ተጋሩ ሰትያ ዘይትፀግብ እንጋላግለሉ እግዚአብሔር ያሓግዘና ብሰራትይ
@teshomeweldemariam2034
@teshomeweldemariam2034 22 сағат бұрын
ሰላምካ፣ይብዛሕ፣ሳዓቢኻ፣እየ፣ካብ፣ሀገረ፣እስራኤል
@Tigray_moms
@Tigray_moms 15 сағат бұрын
Happy holly day to you.
@wteklutwubshet9180
@wteklutwubshet9180 19 сағат бұрын
አጆኻ መዲድ ንትግራይ ዝዘርጉ ክጠፋኡ እዮም ።
@AdamAdyam-ng2iy
@AdamAdyam-ng2iy 21 сағат бұрын
Amen amen amen
@selam5239
@selam5239 23 сағат бұрын
የቐንየልና ብስራት ሐውና ከምስምካ ብስራት የስምዕኻ አወ ይጋለፁ እቶም ካብ በሪ አ.አበባ ዝመለሱም ብዙሐት አሕዋትና ዘወድኡ ክሳዕ ዝፍረዶም ይሕፈሩ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን ሐውና🙏
@tirhaslegesse2499
@tirhaslegesse2499 Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tamutafu528
@tamutafu528 15 сағат бұрын
Gmt. Ne. Hizebe. TIGERAY. Xelaetu. Eyoume.
@yaltayeshws2529
@yaltayeshws2529 22 сағат бұрын
Your presentation and investigation are amazing. Keep it up.
@WezamWezam-kc7cb
@WezamWezam-kc7cb 22 сағат бұрын
አሕብሩ እንዃዕ አብፀሐ
@meskeremhenning2937
@meskeremhenning2937 19 сағат бұрын
❤❤❤❤👌👌🙏🙏
@bg9694
@bg9694 23 сағат бұрын
You're the best keep it up!
@ArAr-dp5sl
@ArAr-dp5sl 18 сағат бұрын
🙏🙏🙏💛❤💛❤
@genetkebede3379
@genetkebede3379 23 сағат бұрын
ትክክል ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@تاتاتت
@تاتاتت Күн бұрын
ውሽጡ ሕሩር ፉሉጥ እዪኮ 💔😭
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848 18 сағат бұрын
Amshe ya leweti menyuke wahed
@abebakebede1270
@abebakebede1270 23 сағат бұрын
አሞን ሓውና ብሥራት ሓውና ተባእ ወዲ ህዝቢ እንካእ ሓቢሩ አብፀሓና!!!
@YK-rd3dx
@YK-rd3dx 23 сағат бұрын
Amne🙏
@NiguseTeklu-m3i
@NiguseTeklu-m3i 19 сағат бұрын
እወ እንበር ብስራት
@nikkidesta9289
@nikkidesta9289 15 сағат бұрын
Correction….It’s not only Orthodox Christmas today..Ethiopian Catholics and Eritrean Catholics they celebrate today….
@KokobNguse4321
@KokobNguse4321 21 сағат бұрын
ዜሮ
@HTHT-p5f
@HTHT-p5f Күн бұрын
ካባእለይ ጀሚሩ ለውጢ ካብምድላይ ንቱ ሚድያ ይኩን ንቶም መራህቲ ትግራይ ይድግፋ ነይረ ህጂ ግልፂ ኮይኑ አሎ እሰካቱም ዛራ ደደቢት ካብ ትግራይ ናትና ፋረም ቀፅሉሉ መን እዮ ንትግራይ ንህዝቢ ዝቃለሰ ዘሎ ግልፂ ኮይኑ አሎ አብ ትግራይ
@HagosAsefa-u9g
@HagosAsefa-u9g Күн бұрын
መራሓቲ ትዲኤፍ ካብ እኒ ብርሃኑ ጁላ ክምሃሩ ይግባእ ካብ ንግለሰብ ምሕሽካር ከም ብፀትኩም ንህዝብኹም መስዋአቲ ምኽፋል ይሕሸኩም !!
@NiguseTeklu-m3i
@NiguseTeklu-m3i 21 сағат бұрын
ብስራት ናይ ማንም ፀገም አይኮነን ብገዛ ናይ ባዕልትና ድኹማት መራሕትና ብዝተፈጠረ ፀገማት ኢየ ።
@Mehamed-lw8jc
@Mehamed-lw8jc Күн бұрын
The Axum,problem concerning Religions, must be settle through discussion!
@KokobNguse4321
@KokobNguse4321 22 сағат бұрын
ክቡር ሐውና ምስ 7ተ ሃገራት ጥራሕ ዘይኮነስ ምስ አሕዋትና ዘይፈለጥናዮም ጸላእትና እውን አዩ ነይሩ እት ጠሩነት ድሕሪ ጊዜ ክምርመር ሙኻኑ ዘይጠራጥር እዩ
@lulaa1242
@lulaa1242 20 сағат бұрын
ስለስተ ስሙን ሙሉእ ካብ ትምህርተን በኹረን ፍታህ አይተገብረን ኪሮስ ጉኡሽ ቅድሚ 17 አመት ዝወፀ ህጊ ጢሂሱ አይርይ አይስምዕ ኢሉ
@muezhailu5637
@muezhailu5637 22 сағат бұрын
ሕጃብ ምኽንያት ገይርካ ዓመፅ ፍፁም ጌጋ እዩ።
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 Күн бұрын
" ክሲ ? " complain ( ምዕዝምዛም )
@AdamAdyam-ng2iy
@AdamAdyam-ng2iy 21 сағат бұрын
Haden Haden keybelna ntigray zhimsan zefrsan zelo tsadqan eyu meneseyat edawedebe kulu delay selam ntsadqan kwgzo alewo
@fithanegestgurum215
@fithanegestgurum215 21 сағат бұрын
It reflects the weakness of political leaders and military commanders, who are not proactive. By leaving all the doors open, they allow others to take advantage of the situation, throwing stones without any resistance.
@abebakebede1270
@abebakebede1270 21 сағат бұрын
መሕዘኒ እዩ በቲ ጠፋእን ዘጥፍእን ገንዘብ እዮም እኮ ዘአብዱ ዘለው ቁፁራት ዝለዝኾኑ እዩ።
@YibraTesema
@YibraTesema 21 сағат бұрын
ነገር ግና ንስኻትኩም ድማ ነዙይ መሰረት ጌርኩም ንህዝብና ጠበቓ ኮይንኩም እትገብሩዎ ዘለኹም ናይ ምቅላዕ ስራሕትኹም ቀፅሉሉ እየ ዝብለኩም ።
@TsegayKebedew
@TsegayKebedew 19 сағат бұрын
ብስራት ሓወይ (Tigray Press) ንትገብሮ ንህዝቢ ትግራይ ሰላሙ ንክሕሎ መሰሉ ንክውሕስ ኮታስ ኩሎም ረብሓታቱ ንክውሕስ ባዓልኻን እትዕድሞም አጋይሽን ብፍላይ ድማ ንተጋዳላይ ብርሃነ ገ/ገርግስ አዝየ የድንቕካ ን የክብረካን ነቲ ትገብሮ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ። ካሊእ ምስትክኻል ዘድልዮ አብ ሓደ ክልል 3ተ መንግስቲ ኢዮም ዘለው። መንግስቲ ብርክታት አብ 3ተ ኮይኖም ናይ ባዕሎም ምክሪ ቤታት ዘለውም ኢዮም ዝመደቡ። ንሶምውን:- ክልል ምክሪ ቤት ፣ ወረዳ ምክርቤትን ጣቢያታት ምክር ቤትን ኢዮም እሞ ይስተኻኽል። እንተፈቂድካ ድማ ብውሽጢ መስመር እንተትረኽበኒ ዝዓቅመይ ሸው ከብል ድልየትን ወነን አለኒ። ብስራት አንበሳ ቀፅል አንታ ጅግና አብ ሜዳ ክነትርፎም ኢና ፀረ ትግራይ ባንዳታት።🎉🎉🎉🎉🎉
@moketekle4664
@moketekle4664 15 сағат бұрын
በብመዓልቱ ብአቛራጭ ንውልቂ ጥቕምን ንስልጣንን አጀንዳ እናፈጠርካ ካብ ዕንክሊል አይውፃእን። አብዚ ሕዚ እዋን ንትግራይ ካብ ፅንተትን ዕንክሊልን ከድሕነና ዝኽእልን ሐድነት ተጋሩን ግዝአታዊ ትግራይን ከረጋግፅ ዝኽእል ንግዚኡ ሐደ መራሒ ውድብ ዘለዋ ትግራይ፣እሱውን ህወሓት ጥራይ እዩ።ሰራዊት ትግራይ ብእኒ ...ቅድሚ ምፍራስኩም አይ ንቕድሚት አይ ንድሕሪት ዕንክሊል እናበለ ንትግራይ ዝሕምሳ ንዝሎ ፅግዕተኛ ጉጅለ ብህፁፅ እፍርሱ።ሰራዊት ትግራይ ምዃንኩም አረጋግፁ።ንፅባሕ ምባል ከቢድ ዋጋ እዩ ዘኽፍል።
@moketekle4664
@moketekle4664 15 сағат бұрын
ብስራት ጅግንንና በርትዕ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 23 сағат бұрын
አይካአሉን ጥራይ አይኮነን ንሳቶም ስልጣን ከመይ ገይርና ነቀፅል እዩ ዘጨንቆም. ወዲ ወረደስ ጠፊእዎ አይኮነን እቲ አብ ግዚያዊ ምምሕዳር ዘሎ ብሔራዊ ክሕደት ዝፈፀመስ አብ ክልተ ዝተመቀለ ፓርቲ እንዳበለ አሽካእላል እዩ ተፃዊቱ ብልሓቱ አይፍለጥን አገብ እየ ዝብሎ።
@YibraTesema
@YibraTesema 21 сағат бұрын
ኣብሚድያኹም ዘለኒ ናእዳ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኩም ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ዘጋጠሞ ጆኖሳይድ ናይ ዓለም ህዝቢ ዝመስከሮ እዩ ።
@adwawoldearegai
@adwawoldearegai 22 сағат бұрын
መዳለውቲ ትግራይ ፕረስ ርሑስ ብስል ልደት እናበልኩ ከምኡውን ኣብኹሉ ማእዘናት ዓለም ዝርከብ ክርስትያን ማሕበረሰብ ኩሉ እንኴዕ ናብ ብርሃን ልደተ ክርስቶስ ኣብጽሖ ኢለ ብዛዕባ ኣኽሱም ህሉዊ ኩነታት ዘንዝስዕባ ኽልተ ነገራት ኽብል እፈቱ :: ናይ ክርስትያን ኣውደምሕረት ኣኽሱም ናይ እስልምና ቅዱስ ቦታ እውን መካ ምኴኑ ንኹሎ ግልጺ እዩ :: እዘን ኽልተ ቅድስት ቦታታት ነናይ ባዕልን ክብርታት እንተተሽራረፈ ሒዘን ክነብራስ ግድን እዩ :: መካ ቤተክርስትያን ክስራሕ ዝሓትት ክርስትያን እንተዝህሉ ኣእምሩኡ ዝስሓተ ካምባል ሓሊፍካ ኻልእ ክብሃል ኣይኽእልን :: ኣኽሱም እውን ከምኡ :: ትግራይ ብዙይ ወድዙይ ክትድፈርስ ኣይግብኣን :: ናይቲ ኽቡር እስልምና ሃይማኖት ዓንዲ ኮይና ስለዘገልገለት ክትኽበር እምበር ክትድፈር ሓጥያትና ካምንዋሕ ብዝዘለለ ኻልእ በረከት ኣይነብሮንሞ ትግራይ ካብ ፍቕርን ስኒትን ወጻእ ኻልእ መዋጽእ የብላን :: ትግራይ ፕረስ ተባረኹ ::
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848
@tesfaldettesfazgitesfazgi9848 18 сағат бұрын
Mesakin tedengtse hsurat
@YibraTesema
@YibraTesema 20 сағат бұрын
ሕዚ ውን ነዞም ብሔራዊ ክሕደት ዝፈፀሙ ( ዝፍፅሙ ) ዘለው ካሕዳማት ባንዳታት ህዝብና ውዳብኡ ኣጠናኺርና ክነፈሽሎም ናብ ቤት ፍርድ ቤት ክነቕርቦም ቃልስና ክነጠናኽር ግዴታ ኣለና ። ብፍላይ ድማ ንስኻትኩም ናይሚድያ ሰራሕቲ ተፋጥኑ ዘለኹም ኣብ ውሽጢ ዓድን ኣብ ወፃእ ዓዲ ዘለኹም ዲያስፖራታት እነ ስየ ኣብራሃ ን እነ ጆቤ ( አበበ ተክለሃይማኖት ) እነ እነ ኣሉላ ሰሎሞን ሀይለ ገብረ ሚካኤል ኣብ እዋን መኸተ ናይ 8 ውግእ ክሳብ ውዕል ፕሪቶሪያ ፅቡቕ ጌርና ነዳምፆም ነይርና ሕዚ ግና ናይ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘጋውሑ ክሕደትን ዝሰብኩ ኮይኖም ንሪኦም ስለ ዘለና ኣብ ኣውሮጳ ካናዳ ኣሜሪካን ዋላ ኣብ መላእ አፍሪካ ዘለኹም ተጋሩ ኣሕዋትና ቃልስኹም ኣሔይሉ ዝብለኩም ዘለኹ ተጋዳላይ ይብራህ ተሰማ ( ወዲ ተሰማ ) እየ ትግራይ ትስዕር 29/4/2017 ዓ/ም
@AM-hf7he
@AM-hf7he 16 сағат бұрын
Amara and shaebia is following them.
@kiflaysiyum
@kiflaysiyum 22 сағат бұрын
ብስራት ፅቡቅ ሓሳብ ኢካ ተቅርብ ዘለካ። ብርሑቅ ዘለዉ ኢትዮጵያውያን ፅቡቅና ዘይደልዩ እቲ ጅኖሳይድ ክቅፅል ዝደልዩን ፅንፈኛ ሙስሊም ተጋሩን ናይ ጌታቸው ደገፍትን እዮም ከፍዮላ በላይ ጭሆት ብምግባር ኣብቲ ከቢባቢ ካብ ዘሎ ሽግር ንላዕሊ ዘምበልብልዎ ዘለዉ ክንእረም ኣለና ተጋሩ።
@hannayohannes5064
@hannayohannes5064 22 сағат бұрын
Ab resi dekeneten meraken temoten eu zibahal
@lulaa1242
@lulaa1242 21 сағат бұрын
እሞ ዘይፈትህዎ ድዓ ማርያም ተሽፊና እያ ንምንታይ ንዘንቆልኡ ትምህርተን ክይማሀራ ተኽልኪለን ሚድያታት ንዙይ ብቅንእና ክፍተህ ዘይትገብሩ
@AliAhmedfentaw
@AliAhmedfentaw 14 сағат бұрын
Telate heOmel yemtlalu
@tamutafu528
@tamutafu528 16 сағат бұрын
Ane. Zemeselene. Ezome. Halefetena. Merahete. Serawete. Enetaye. Eyoume. Koyenome???
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 15 сағат бұрын
ብስራት እቶም ተቃራኒ ዝጽሕፉልካ ትግራዎት ዘይኮኑ ነገር ግን ትግርኛ ዝኽእሉ ምኻኖም ኩልሳዕ አይትረስዕ ። ስለዝኾነ አይትገረም ።
@AsfawTESFAY
@AsfawTESFAY 21 сағат бұрын
@AsfawTESFAY እቲ መሰረታዊ ፀገም ኮነ ኢሎም ብድዛይን ሑዱር ቂም ንምውፃእ ብሓደ ገፅ ናብ ኣፅነቲ ኣጀንዳ ጠሊቆም ብካሊእ ገፅ ስልጣን ተቆናጢጦም ውለቀ ወይ ጉጅለ ረብሓ ንምሕፋስ ትግራይ ሕዝቢ እቲ ፊት ንፊት ልዕሊ ሸመንተ ሃገራት ኣብ መሬት ገፅ ሓኺኾም ንምጥፋዕእ ብኣየር ፣ብምድሪ ሙሉእ ዘመናዊ ቴክኖሎጂ፣ ኢኮኖሚን ፖለቲካዊ ዲፕሎማሲ ተጠቂሞም ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ሕዝቢ ኣፅኒቶሚን ልዕሊ ቅርፂ ሃፍተገነት ሙሉእ ንሙሉእ ኣብሪሰሞ ኾኑግን ጅግና ሕዝቢ ትግራይ መዘናኣልቦ ዋጋ ከፊሉ እቶም ኣፅነቲ ዕረ ናጣዐሞሞ ሰላም ውእል ፈሪሞም ኮኑ ግን እቲ ዝሐፀፅዎ ፅንተት ፖሊስ ኣይቀየሩን ናብ ስላሕታ ፅንተት ብድዛይን ሕዝቢ የፅንትዎ ኣለዉ ትሕቲ ቅርፂ ሃፍተገነት ይጉልዎ ይምርዝዎ ኣለው መን ሒዞም ተተባሒሉ እዞም ካሓድቲ እሊታት ተጋሩ፡፡ ሓደ ነገር ከልዕል ሰራዊት ትግራይ ኢዱን እግሩን ተኣሲሩ ብመን ብውዳት መሪሒነት ዝጨበጡ ኢታት ጀነራላት ትግራይ ንምንታይ ውልቀ ረብሓ ኣብቅድሚት ስለዝሰርዑ እቲ ዘቅረብዎ ረማስ ሓሳብ ምስማንም ኣንውግን ኢና ንሕዝቢ ኢና ንውግን ማለት ማለት ፊትንፊት ዝታኾሰና ኢና ንገጥም ማለት ድዩ እዙማ እቲ ድዛይን ተቀይሩ ምኻኑ ዘይፈልጡ ኢልካ ስነ-ሞጎት ምሓብ ትርጉም የቡሉን እሞ ንሕዝቢ ጠጠው ተይሎም ሕዝቢ ሙሉእን ሙሉእ እካብ ዝፅንት ደው ኢሎም ምርዐይ ታይዐብስ፡፡ ሓደ ነገር ከልዕል እቶም ካሓድቲ ተጋሩ መንሰያት ንክላዐል ጎንፂ ንኸዐሉ ወግሐ ፀብሐ እናሰርሑ እቶም ሕዝቢ ዝኣምነም ጀጋኑ ጀነራላት ፀግዒ ሒዞም ይርኡ ኣለው እዙይ ነእቢ እንተጀሚሩ መምለሲ የብሉን እም ብሓዊ ዝፀወቱ ስሳዐት ተጋሩ ሰጉምቲ ክወስዱ ኣለዎም፡፡ ሓደ ጨጭቡጥ ኣብነት ከልዕል ናይ ቻና መራሒ ማኦ 1966 ዘላኣሎ cultural revolution መናሰያ ዝወደቦም Red gaurds ኣርባተ ኣረጊት( ሰብ፣ ሓሳብ፣ ልምድታት፡ ባህልን ) ከውድሙ ኣዎም ኢሊ መምሪሒ ሒቡ ከምድላዮም ከዕንዉ ምእታ ሰራዊት ቻና ጣልቃ ከየኣትው ኣዚዙ በዚ ምክንያት እቲ ጥፍኣት ናይዞም Red gaurds ድሕሪ ሓዳ ዓመት ካብ ቁፅፅሮም ወፅኡ ማኦ ዝገበሮ ነገር ታሓለው መሊሱ ንቲ ጠጠው ዘበሎ ሠራዊት ቻና ስጉምቲ ወሲዱ ንቶም መናእሰይ ትምህቲ ክማሓሩ ንገፀር ሊኾመሞ እሞ ኣብ ትግራይ ይኻል ዶ ኹሉ ዝሕምዙቃ ፡፡ ካብዙይ እቶም ሕዝቢ ቅደሚት ሰሪዖም ዝቃለሱ ዘለው ጀነራላት ትግራይ ከምእውን በብእር ገረጅኡ ዘለው መራሕቲ ሰራዊት ተመዐራርዮም ሕዚ እዞም ትግራይ ሕዝቢ ካብ ዘይዛሪ ፅንተት ከይወፅ ኣብ መኸራ ዝነኸሩናን ሃፍተገነት ትግራይ ክምዝበር፣ ክበርስ ፣ክምረዝ ለይቲ ንቀተርን ውልቀ ረብሓ ንምርካብ ብድዛይን ምስቶም ኣፅነቲ ዝሰርሑ ሰለው ካሓድቲ ኢታት ጠጠው ክብሉ ሕዚ ኽገብሩ ግድን እዩ፡፡ እዚ ለወስወስ ዝበለ ምስባብ ብ ኹቡር ጀነራል ወዲ ወረደ ዝቀረበ ከም ማኦ ዝገበሮ ትእዛዝ ሓደ እዩ፡፡
@ahmedberhan1401
@ahmedberhan1401 21 сағат бұрын
Bisrat why don't you accept equality of religion, it is not fair.
@KokobNguse4321
@KokobNguse4321 21 сағат бұрын
አያና መለስ አብ ዝኾነ ጊዜ ኮኹርዩኹም እዮም ኢሊ ነይሩ ሕዚ ድማ ከየኹርዩኻ ብስራት ሓውና እዙይ ኢለ እታ አ, አበባ ኸ ? መን እያ ክተርፍ ኢልዋ ድሕሪ ትግራይ አ,አ እውን ክትፈርስ ምኻና እትክቡር አያና ነጊሩና ነይሩ ዘይቀሪ ኻአ እዩ ንሶም ዝፈረሰ እምንን ዝተበላሸወ ታሪክ ሒዞም ክቐርዩ እዮም አየኻ ሓውና ብስራት
@tamutafu528
@tamutafu528 16 сағат бұрын
AYEKALUNE. ZEKONESE. TECHEWEYOUME. EYOUME. ZELWO. NEHENA. TEGARU. GENE. ETE. SEKE. MEBALENA. DEMEXE. ZEYEMUKANA. MEWEDAETEUO. HADEGA. YEMESELENE. !!!!
@YibraTesema
@YibraTesema 21 сағат бұрын
ብፍላይ ድማ ብ እነ ፃድቃን ገብረ ተንሰይ ( ይሁዳ ) ምስ ጌታቸው ረዳ ኮይኖም ዘዕቅፍዎ ዘለው ዕንቅፋታት ብጣዕሚ ኣብዚሔሞ እዮም ። ተፋናቐልትና ብጥሜት እናተወድኡ ደንታ ዘይ ሀብዎ ናብ መረበቶም ክምለሱ ዝግበኦም እናሃለው እውን ናይ ግሎም ስልጣን ከደላድሉ ቀትርን ሌትን ን ህ.ወ.ሓ.ት. ከም ውድብ ክትፈርስ ካብ ክልል ክሳብ ወረዳ ዘለው ውዳበታት ወይከዓ ናይ ምኽሪ ቤት ኣባላት ናይ ምፍራስ ስራሕቶም ኣጠናኺሮም ሕንኽ ከይበሉ ይቕፅሉሉ ኣለው ።
@mekonendesta9531
@mekonendesta9531 15 сағат бұрын
ና ብሐቂ ናይ ትግራይ ሽግር ቀሊል ዩ ን ባንዳ ጌታቸው ረዳ ንባንዳ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ን ባንዳ በየነ መክሩ ምቅታል ታይ እዩ ልኸብድ ንዚኦም ብምቅታል ና ትግራየሰ 80%ሽግር ይፍታሕ ዩ። ንምንታይ እዩ ዝኹሉ እሽሩሩ ብባንዳነት ልጥርጠር ክቅተል አለዎ እዚኣ ተግባራዊ እንድሕር ለይትግበር ወረ ዋጋ የብሉይ።አይኾነይ ዞም ደናቁር እዚኦምስ መለስ ሞይቱ ሰዓረ መይቱ እ/ር ስመኞው እዃ መይቶም ቶም ጭራ ዕግርግር ልፈጥሩ ል 2ተ መዓልቲ ዩ ልሳቶሞ ለለ 2ተ መዓልቲ ጥራይ በቂ እየ።
@sbcd123
@sbcd123 Күн бұрын
Men Eyu hizbi Tigray malet? Think broadly. People of Tigray is all people in Tigray. Don’t be narrow
@AM-hf7he
@AM-hf7he 16 сағат бұрын
Tsadqan gebre EKEY is responsible for cutting TDF’s victory short.He is responsible for the one million loss of life.
@RahwaAdane
@RahwaAdane 15 сағат бұрын
ሐሌት እዩ ዘድልየና ግን አነ ዝገርመኒ መራሕትና ዝኹሉ መንእሰይ እገለ ከይስዋእእናተባህለ ድራር ጥይት ኮይኑ ዘድሐነኩም ሕዝቢ ብዕራይሰ ከምዝሐረሶ ድቋ ንሰተየ አነ ዝብለኩም ነዝህዝቢ እዙይ ታይ ንግበረሉ ኢልኩም ተስማምዒኩም እገለ ምርሐና አብትሕተኻ ኮና ክንሕዘካ ኢና ተባሀ ህልም ዓዲ ክዲ ምምራሕ በሊ ነባዐሉኹም የሕዝን ሕጂ አሠፈደን በጃኹተስማምዑ ምእንተ ህዝቢ
@Kidanemariamyihdego
@Kidanemariamyihdego 21 сағат бұрын
እዚ ኣጀንዳ ነቲ ዝንሄ ሕመቕ ከም ድኹዒ ክጥቀሙሉ ዝደልዩ ኣካላት ካብ ክልቲኡ ሃይማኖት ዘጓሃህርዎ እምበር ንማንም ኣይጠቅምን ኣይግዚኡን'ውን። ካብ እሂን ምሂን ወጻኢ ካሊእ መማረጺ የለን!!!
@samsonm2011
@samsonm2011 Күн бұрын
Tigrai press I like your program but i hate the box guitar beat, you play at intervals,it is dull and disturbing Can you pleas stop it!
@tamutafu528
@tamutafu528 16 сағат бұрын
Busrat. Haweye. Tegaru. Dea. Meaze. Hije. Kyena. Dekemna. Betaeme. Tsenehu. Eyu.Fetewete. Nebesome. Sereket. Musegatate. Bezehome. Eko. Eyu. Eze. Eyu. Ete. Beleshete. Kabe. Zegeremekase. Zetsegebe. Sibe. Eko. Zetemeye. Sube. Zelo. Ayemeselone.Hije. Dema. Tegaru. Banedatate. Kabe. Chafe. Nabe. Chafe. Enedabezehu. Eyoume.Sad !!!!!!!!
@workehagos4663
@workehagos4663 Күн бұрын
No bailina aynifethon! Don't try to undermine our intelligence! At this time, yes nikhullu yimilketo eyyu! No, alem kisemio allewwo! Etu hizbi yiakhlo! Begezza addu kiqhibber ayikhielin! This has to stop now! Alem yeitiwo eyyu!
@mikeyfutbol3561
@mikeyfutbol3561 21 сағат бұрын
It seems to me they are all working in cahoots just like Issayas Afeweki systematically dismantled the Tigray Tigriñi community in Eritrea now they are working in Tigray. I was watching this video on KZbin this Israeli guy went to Tigray and all the cities he visited are starting to look like a ghost town, people are fleeing Tigray just like they did in Eritrea. We’re being wiped out they are destroying us systematically so sad.
@samsonm2011
@samsonm2011 Күн бұрын
igrai press I like your program but i hate the box guitar beat, you play at intervals,it is dull and disturbing Can you pleas stop it!face-green-smiling
@samsonm2011
@samsonm2011 23 сағат бұрын
Please stop this dull and feeble box guitar music you are playing at interval! oh it is really disgusting!
@AlaxMahammed
@AlaxMahammed 16 сағат бұрын
ወዲ ማኣምን ኣቡኡ ዘይፈልጥ ኣፍካ ዕፆ ሓሳዊ ለኹመኛ
@ghiwot908
@ghiwot908 22 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
@YibraTesema
@YibraTesema 21 сағат бұрын
ብፍላይ ድማ ብ እነ ፃድቃን ገብረ ተንሰይ ( ይሁዳ ) ምስ ጌታቸው ረዳ ኮይኖም ዘዕቅፍዎ ዘለው ዕንቅፋታት ብጣዕሚ ኣብዚሔሞ እዮም ። ተፋናቐልትና ብጥሜት እናተወድኡ ደንታ ዘይ ሀብዎ ናብ መረበቶም ክምለሱ ዝግበኦም እናሃለው እውን ናይ ግሎም ስልጣን ከደላድሉ ቀትርን ሌትን ን ህ.ወ.ሓ.ት. ከም ውድብ ክትፈርስ ካብ ክልል ክሳብ ወረዳ ዘለው ውዳበታት ወይከዓ ናይ ምኽሪ ቤት ኣባላት ናይ ምፍራስ ስራሕቶም ኣጠናኺሮም ሕንኽ ከይበሉ ይቕፅሉሉ ኣለው ።
@samsonm2011
@samsonm2011 Күн бұрын
igrai press I like your program but i hate the box guitar beat, you play at intervals,it is dull and disturbing Can you pleas stop it!face-green-smiling
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 20 сағат бұрын
❤❤❤❤
@berhan5743
@berhan5743 17 сағат бұрын
❤❤
@צגהדומוזה
@צגהדומוזה 16 сағат бұрын
❤❤❤❤
24 Часа в БОУЛИНГЕ !
27:03
A4
Рет қаралды 7 МЛН
УНО Реверс в Амонг Ас : игра на выбывание
0:19
Фани Хани
Рет қаралды 1,3 МЛН
❄️አላዛርና ስደሬላዋ በገና በዓል 💝💗
5:16
Astu tube /አስቱ ቲዩብ
Рет қаралды 1,2 М.
"ኣይተወከልናን" - ማሕበር መናእሰይ ትግራይ
1:09:28
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 2,3 М.