እዋናዊ፡ቅጥዑ ዝጠፍኦ ፖለቲካ ትግራይ እንታይ ይኹን? || ርኢቶ ተሳተፍቲ ሙሁራን ኣብ መድረኽ GSTS (2ይ ክፋል) 16/08/2024

  Рет қаралды 8,250

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

Күн бұрын

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
እዋናዊ፡ቅጥዑ ዝጠፍኦ ፖለቲካ ትግራይ እንታይ ይኹን? || ርኢቶ ተሳተፍቲ ሙሁራን ኣብ መድረኽ GSTS (2ይ ክፋል) 16/08/2024
• እዋናዊ፡ቅጥዑ ዝጠፍኦ ፖለቲካ ትግራ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion
#ashenda

Пікірлер: 33
@HadushMeresa
@HadushMeresa 22 күн бұрын
ሓቅኹምዩሞለውጢእዩዘድልዮህዝቢትግራይብውልቀንግሎምገፈፍቲዓሳታትህዝብናናብጥሜትንሓዘንንአይነንብሮ።ለውጢማለትወያኔነትመንነትተጋሩእኳእንተኾነግንሕዋሕትጉጅለአዊስለዝኾነይቅረሓንቲትግራይዝብልጭርሖይፈጠርመፍቶጸላእቲአይትግበሩና።ግዚያዊምምሕዳርማለትሸርሒእዩሕያዋይሸምጋላይስየእቱናብቃላይእዩናይፕሪተሮያዝወሎዶመደንጎይመርዚእዩበዚድማህዝብናብጥሜትይሳቀአሎሞሕሰቡሉ።❤❤❤
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 26 күн бұрын
ብናይ ሳወት ኣመራርሓ ውን ግልፅን ትኽክለኛን ተገሊፁ👍👍👍👍👍
@thestarman669
@thestarman669 26 күн бұрын
ባይቶና ጆሲ ንፊዕ መንኢስይ 👍👍
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 26 күн бұрын
ካርታ ዘይብላ ትግራይ ሒዙኩም ብዝሃበኩም ትልፍልፉ። ዶብና ሓንሳብ ኣልውሃምላሽ-ባድመ ትብሉና ሓደ ምሁር እየ ባሃሊ መጺኡ ኸኣ ራያ- ኢሮብ ይብለና ካልእ ምጺኡ ከምኡ። ብመሰረቱ መስመር ዶባታ ዘየነጸረት ትግራይ ሒዝካስ ሽግር ህዝቢ ክንፈትሕ ኢልኩም ዓሰርተ ጊዜ ትእከቡ። ብዓል ሻዕብያ ሰሪሖም እንበር ተእኪቦም እይኮኑን ሃገር መስሪቶም። ዶባትና ከየነጸርና ሽግርና ክንፈትሕ ኢልካ ምሕሳብ ዕሽነት እዩ።
@t.b4065
@t.b4065 25 күн бұрын
ክመርሑን ክምሩሁን ዘይክእሉ ምሁራን ትግራይ። ይርባሕ ኣይርባሕ ተዛሪብ ንክበሃሉ ክልፍልፉ ዝዉዕሉ ምሁራን ኢና በሃልቲ
@negagetachew974
@negagetachew974 26 күн бұрын
እዚ ነፃ ትግራይ ዝብል ሐሳብ ጽቡቕ ኮይኑ ግና ብዕጽው ምይይጥ ተንገብሮ ስለ ምንታይ እንዛረቦን ንሕቅኖን ኩሎም ይሰሙዕና እዬም ዘለዉ። እዚ ከኣ ንቅድሚት ንገሮ ፕሮግራም ከየሰናክለልና ምጥቃቅ የድሊ እዩ።
@user-wv3ms4sj7z
@user-wv3ms4sj7z 25 күн бұрын
እዝኹሉ ዘረባ ግምት አብተግባር የውእሎ።
@user-gi5cv5xx4b
@user-gi5cv5xx4b 25 күн бұрын
We Nigerians need immediate action. Daily we are loosing many people due to hunger and lack of medicine. Action is remedy for our existing problem.
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 25 күн бұрын
ንምንታይ እዩ ክንሓርስ ብሰላም ዘይድለሎ?
@welday232
@welday232 25 күн бұрын
ኣቱም ሙሁራት ኢና እትብሉ ተጋሩና ናብ ዝነፈሰ ትዝምብሉ ቅድም ትግራይ ከም ክልል ንክትቀውም ተመያየጡ ኣይትሰስዑ እናሰሳዕና እንዲና ኣብዚ ወዲቕና ዘለና
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 26 күн бұрын
ይቅርታ ሽሙ ጠፊኡኒ እዚ ናይ ባይቶና ዝገለፃ ቁልፊ ሓሳብ ተመቺያትኒ👍👍👍👍👍
@shalom5798
@shalom5798 25 күн бұрын
ብትግርኛ ይቕሬታ'ዪ ዝብሃል ክብርቲ ሐፍቲ!!
@girkitata1
@girkitata1 25 күн бұрын
በትግራይ ጠፍቶ የነበረ እውነታን የመጋፈጥ ውይይት ያውም ሂደትን በሚገባ ያየ የበሳል ምሁር ስብስብ ስልሆነ ይቀጥል ይመንደግ ብለናል
@ShshayWelegerima
@ShshayWelegerima 26 күн бұрын
ሓተየ ካብ ኣኼባን ዘረባን ወፂኹም ብተግባር ንክትሰርሑን ክተስርሑን እንዶፈትኑ።
@TEEK4039
@TEEK4039 26 күн бұрын
እዚ ኹሉ ዘረባታት፣ ሕቶታት፣ ርእዮታት፣ ቁጥዐታት፣ ወዘተ ብዘይ ልዕልና ሕጊን (rule of law) ዲሞክራሲ ዋጋ ኣልቦ እዩ። ቅድም ቀዳድም ነዘን ክልተ ጉዳያት ኣብ ባይታ ነቐምጠን እሞ እቲ ኻሊእ ኣይመሸገረን።
@GwahdSahlu
@GwahdSahlu 26 күн бұрын
TPM ኩሎም መደባትኹም ይክታትሎም እየ በርቱዑ
@zeraihagoshailemariam5496
@zeraihagoshailemariam5496 26 күн бұрын
I think Yosef
@Yedi-u9g
@Yedi-u9g 25 күн бұрын
ኡነት ንምዝራብ መራሕቲ ሊሂቃን ትግራይ ካብ መረቶም ንናይ ህዝቢ ድልየት መሰረት ገይሮም መሪሕነቶም ኣማእዚነሞ ኣይፈልጡን ።ንድልየታት ገዛእቲ ደርብታት ካብ ኩሎም ብሄራት ዝተውተውፃፅኡ ሊሂቃን ብዝጥዕም ከቓንዩዎ ፀኒሖምን ኣለውን ።እቲ ዝገርም ንዘበናት ንህልውንኡ ብተደጋጋሚ ክተጥፍኦ ዝፀዓረት ኢትዮጵያ ንክፈትዋን ንክሞተላን ገይሮም ምህናፆም ኢዩ ።ብፍላይ ድማ እቲ መሰረቱን መበቆሉን ካብ ትግራይ ዝኾነ ግንድማ ካብ ኩሎም ብሄራት ዝተሓዋወሰ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብምዝርጋሕ ተጋሩ ክንሶም ፀረ ትግራይ ኮይኑ ሓዱሽ መንነት ዝሃነፀ ንኣምሓራነት ብአማራነት ብምምሕያሽ አማራነት ኢትዮጵያውነት ብምባል ከምፋሽን እንኮላይ ትግራዋይ ዘዓስሎ ብምግባር ቋንቋ አማርኛ ኣብ መላእ እዛሃገር ብምዝጋሕ እቲ ትግራዋይ ብመውሰቦን ብቋንቋን እነተዋሕጠ ቀስብቐስ እናማህመነ ዒም ዝበለ እናቀተሉ እቲ መስራቲ ምድረሓበሻ ዝኸነን መጀሪቲ ዝበረ ማሕበረሰብ ትግራይ እቲ መንግስትነት ዝመስረተ ትግራይ እቲ ክርስትናን እስልምናን ዝተቐበለ ትግራይ ቋንቋን ፊደልን ዝፈጠረ ትግራይ ዘይማን ቅኔን ዝፈጠረ ትግራይ እቲ ዓመተ ዓለምን ዓመተ ምሕረትን ዝፈጠረ ትግራይ እቲ ዓውደ ኣዋርሕን ሰሙናትን መዓልትታትን ስዓታትን ጋትን ፃትን ዝቐመረ ትግራይ እቲ እስካዕ ሕዚ ዓለምና ክርደኣ ዘይካኣለ ስነጥበብ ህንፃታት ላዕልን ታሕትን እቲ ብተደጋጋሚ ንድረሓበሻ ከወሩን መንነቱ ከብሩሱን ዝመፁ ናይ ደገ ሓይልታት በይኑ ንኣሽሓት ዓመታት ዝመከተ ትግራይ ካብ ውሽጡ ብዝተፈጥሩ በለፀኛታትን ንመንነቱ ወረሶም መንነቱ ካጥፍኡን ምስናይ ወፃኢ ሓይልታት ቀናኣትን ጠበናትን ብዝገበርዎ ሽርሒ መራሕቱ ውን ኣገሪሀምዎ ናብ ማኖሪቲ ኣውሪዶሞ ።ሰለዚ እዚ ሓዱሽ ወለዶ ህልውንኡ ቀፃልነት ንክህልዎ ቅድሚ ኩሉን ልዕሊ ኩሉን ቋንቋ ትግርኛ ክፈትዎን ከስፍሖን ኣለዎ ።ኩሉ እቲ ሚሽጥር ኣብ ቋንቋ ስለዘሎ ።ቋንቋ ትግርኛ ተሃራፊ ንክኸውን ምሽጥራቱን ጥልቀቱን እንተፈሊጥናዮ ትግራውነትና ክዕንብብ ኢዩ ።ቋንቋ ጥንታዊ ዩ።ቋንቋ ትግርኛ መሃዛይ ዩ ።ቋንቋ ትግርኛ ጥበብ የ ።ቢሂላት ቋንቋ ትግርኛ መወዳእታ ዘይብሉ ባሕሪ ውቅያኖስ ዩ።ቋንቋ ምስፈሕ ናብ ኩሉ መኣዝናት ምዝርጋሕ ንቐፃሊ ህልውና ወለዶታት ዋሕስ ኢዩ ።ትንሳኤ ትግራይ ንዝነበረን ዝቓሃመን ምብርባርን ምሕዳስን ዩ።ቋንቋ ትግርኛ ንዝፈለጦ ቋንቋ ዓለም ነይሩ ኢልካ በዓርሰ እምነት ንክትሙጉት የኽእል ዩ።ንኣብነት (ሀሐዐአ) (መበፐጰ) (ዘደፀረለሰ ነ) (ገቀከኸቑ ) (ሸዠጨቸኘጀ) (ፈቨ) (ተጠ) (ወ) (የ) እዘን ኣብ ሓደ እኩበ ደንበ ተሓፂረን ዘለዋ ኣብ ወሽጢ ህዋሳት ናይ ምዝራብ ቅኒት ቐለስቲ እየን ካብ ጉርዒ እስካብ ከንፈር ኣብ ንናይ ባዕለን ድምፂ ዝተፈላለየ ቃና ዝቕልሳ ብዘይካ ትግርኛ ዝዛረብ ዝኾነይኹን ሰብ ኣማሊኡ ክቕልሰን ዝኽእል ዐለማዊ ወድሰብ የለን ብዘይተግራዋይ ማለትዩ ።
@zeraihagoshailemariam5496
@zeraihagoshailemariam5496 26 күн бұрын
We are living with arrogance,ignorance, corrupted, networked and toxic leadership that becomes gangrine, if these happens it must avoid all from any corner of Tigrigna.
@meskeremberhanu6307
@meskeremberhanu6307 25 күн бұрын
ኣንቱም ኣሕዋት ትግራይ ብግዝያዊ ምምሕዳር ክትመሕደር ይምጥና ድዩ? ብህፁፅ ህዝባዊ መንግስት ይመስረት ዝብል ንምንታይ ቆላሕታ ዘይተወሃቦ?
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 26 күн бұрын
ናይ ትግራይ ባንዴራ ዘይብሉ ዋዕላ መንዩ?
@Kbri965
@Kbri965 25 күн бұрын
ስምዑታ ባ ብሱሩማ ክሻብ ምዓዝ ኡና ንግዝያዊ መንግስቲ መላገጺ ኣብይ እና ኮና ክንቅጽል። ድሕሪ ጉባኤ ህወሓት ግመት ኸብቅዕ ድዩ? ቅድምን ቅድምን መንግስትና ኾይኑ ንጉዳይና ዝምልከት ሓይሊ እዙይ ኸይተነጸረ ካልእ ወግዒ እንታይ ኡ ትርጉሙ? በይዛኹም እዛ ሕቶ ንመልሽ?
@kiflemokonnen4850
@kiflemokonnen4850 26 күн бұрын
ንኻልእ ክትመቃቕላ ዝፈተንክንኦ ፈሺሉ ሕጂ ግን ንስኽን ኢኽን ትመቃቐላ ቆማላት😂😂😂😂😂
@HayleGebrihans
@HayleGebrihans 25 күн бұрын
ተረፍ ዓሳ ዕረፍ ባርያ
@Bri-i4r
@Bri-i4r 26 күн бұрын
ትግራይ ኣካል ኢትዮጵያ የኾነትይ? ትግራይ ሃገር'ያ? ኣየን ዶብ እኒኦዋ? ላይ ምዓዘ? ምስ ኣምሓራ ለባእስ ዶብ፡ ምስ ዓፋር ለባእስ፡ ምስ ሃገረ ኤርትራ ለባእስ ዶብ ሒዝኻስ ሃገር ክትኮን? መን ስኽ ኢሉ ኽርእየካ?
@Bri-i4r
@Bri-i4r 26 күн бұрын
ኣቱማ ልምንታይ ትግርኛ ለይትናገሩ? ምሁራት ምዃንኩም ንፈልጥ ኮ እና
@kiflemokonnen4850
@kiflemokonnen4850 26 күн бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣
@shalom5798
@shalom5798 25 күн бұрын
ኩሉም ሓሳባት ጽቡቋት ሃነጽቲ'ዩም። ሓደ ዝተዓዘክዎ ነገር ግን 100%ትግርኛ ጸይዛርርብ ትግራዋይ ኣበይ ቦቕለ? እሞ ከዓ ሙሁራትኮይንኩም ዓገብ ዓገብ ። እንትን-? ጥቃቄ-? ናጋ-? ወዲያውን-? እንዲያውም-? .....ክንደይ ክንብሎም ወረርቲ ቃላት ሰለምንታይ ንቛንቛ ትግርኛ ንኸጽንቱ ምእንታን ኣብ ኣእምሮና (ኣፍና) ባይታ እንህቦም? ዋይ ወራር...። መሊእና ንክንውረር ብኩለመዳይ ተዳሊና ኣለና ንመስል። ዓገብ ይኣክል መራር ብኩለመዳይ!!
@kiflemokonnen4850
@kiflemokonnen4850 26 күн бұрын
ተጋሩ ጸገም ኣፍሪቃ😂😂😂😂😂😂😂😂
@andayaman4097
@andayaman4097 26 күн бұрын
ኣዳናች ኣበበኮ እንተደሊኹም ኪዱ ተገንጸሉ ኢላትኩም። ዓቅሚ ግን የቡልኩሙን።
@user-lj2bm7gz7b
@user-lj2bm7gz7b 25 күн бұрын
ሰላም እንታይ ድኣ ካብ ብቛንቋ ትግርኛ በቲ ቛንቋ ህዝቢ ትግራይ ብቛንቋ እኖኹም ገርኩም ትዛረቡስ ብቛንቋ ባዕዳውያን ጎይተትኩም ጌርኩም ትዛረቡ ፧ ንዕቐት ድዩ ምስሉይነት ፧
እዋናዊ:ዝቐፀለ ሪኢቶ ተሳተፍቲ ኣብ ኣብ መድረኽ ሙሁራን ትግራይ (GSTS) 17/08/2024
55:30
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 3,1 М.
Underwater Challenge 😱
00:37
Topper Guild
Рет қаралды 48 МЛН
1ОШБ Да Вінчі навчання
00:14
AIRSOFT BALAN
Рет қаралды 6 МЛН
SCHOOLBOY. Мама флексит 🫣👩🏻
00:41
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 6 МЛН
እዋናዊ: ፅሑፍ ጀነራል ፃድቃን ኣብ ዓብዪ መድረኽ ሙሁራን ትግራይ (GSTS) 17/08/2024
51:28
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 19 М.
ተረርቲን ነቐፍትን ሕቶታትን ሓሳባትን ዋዕላ GSTS
34:51
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 22 М.
እዋናዊ:  መልሲ መቕረብቲ ፅሑፍ ንተሳተፍቲ GSTS18/08/2024
23:31
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 4 М.
DW International  ብሓመድ ሬድዮ ዝሰርሐ መሃዛይ መንእሰይ
29:46
"ሽም የብልናን" ሓዳሽ ትግርኛ ተዋሳኦ ካብ ግንባር
12:04
ብራኸ ትግራይ Berakhe Tigrai
Рет қаралды 36 М.
ምስጢር ዋዕላ ህግደፍ - ብኣስመሮም ሃይለ
25:04
Underwater Challenge 😱
00:37
Topper Guild
Рет қаралды 48 МЛН