እዋናዊ ዝርርብ ምስ ዘርእሰናይ ግርማይ (ተዛረብ)

  Рет қаралды 65,413

HAGEREY TV ሃገረይ TV

HAGEREY TV ሃገረይ TV

Күн бұрын

መን'ዩ ተቐይሩ፧ ግዜ'ዶ ዘርእሰናይ፧

Пікірлер: 1 500
@godblesseritrea6062
@godblesseritrea6062 2 жыл бұрын
ዘርእሰናይ ንሕውሓት ጹቡቕ ጌርካ ፈሊጥካዮም ኣለኻ ብራቮ
@amlesettekie8856
@amlesettekie8856 2 жыл бұрын
ጂግና ዘርኢት ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ መልሲ ትህቦ ኣለካ ነዚ ዕሱብ ናይ ወያነ.ኢግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@shabaymender9126
@shabaymender9126 2 жыл бұрын
ስለምንታይ ግን ስለዝተቓወመ ናብ ወያነ ተተሓሕዝዮ ? ንስኺ ትድግፊ ኣከኺ ፡ ንሱ ድማ ይቃወም ኣሎ .... ሰብ ንዘይኣምነሉ ፖለቲካዊ ኣካይዳ ክቃወም ኣብ ኤርትራ ነዉሪ ዝኾነሉ ምኽንያት'ከ እንታይ 'ዩ ?
@demmetgarza3618
@demmetgarza3618 2 жыл бұрын
ትቃዋማይ ማለት ኣብጽቡቃን ሕማቃን ሃገሩ ደው ኢዮም ዝብሉ ብፍላይ ሃገር ኣብ ዝጸባ ግዜ ብዘየገድስ ምቅዋም ኣብ ጎኒ ሃገሩ ኢዮ ደው ዝብል እዚኦም ናይ ሎሚ ትቃወምቲ ግን ኩሎም ኣባላት ትግራይ ትሰዕርን ኣጀንዳ ሕወሓት ዘራምዱን ሃገሮም ናብ ገሃነም እንዳኣተወት ዝጣቁዑን ፡ ሓውን ላምባን ዝኽስኩሱን ኢዮም ብዚ ምኽንያት እዚኢዮም ምስ ወያነ ዝተሓሓዝ ጉዳዮም ትረዲኡካ/ኪ ክኽውን ተስፋ ይገብር
@shabaymender9126
@shabaymender9126 2 жыл бұрын
@@demmetgarza3618 ጽቡቕ ኣለኺ ፡ ኣብ ሕማቕን ጽቡቕን ካብ ሃገርናን መራሕንናን ንላዕሊ ዝቐርብ ዓዲ ጓናን ወዲ ጓናን የብልናንን ። ግን ንኹሎም ተቓወምቲ ብጥቕልሉ ናብ ወያነ ምጽግጋዕ ድማ እንትርፎ ኣብ መንጎና ዝመቓቕለና ነቓዕ ምፍጣር ዝጠቕመና ኣይኮነን ። ብምጽራፍ ፡ ናትና ኣይኮንኩምን ኢልካ ብምስጓግ ድማ .... ዝመጽእ ለዉጢ የለን ዝሓብተይ !!!
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 2 жыл бұрын
@@shabaymender9126 abza gezie ezia ab goni hagerka dew mebal eya
@tirhastekiekiflom2805
@tirhastekiekiflom2805 Жыл бұрын
Gegna zresny btame sboke mhese
@weldemichaelbereketeab9121
@weldemichaelbereketeab9121 2 жыл бұрын
ወዲ ግርማይ ጅግና ናይባሓቂ ኤርትራዊ ኣድንቀካ
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 2 жыл бұрын
🇪🇷👍💋
@medhanem7588
@medhanem7588 2 жыл бұрын
ዘርእሰናይ ግርማይ ብጣዕሚ ናይዚ ግዜ ሓቀኛ ሰብ ናይ ኣቦታቱ ዝወሰደ
@bisratteclemariam3755
@bisratteclemariam3755 2 жыл бұрын
😢😢😢
@mms1750
@mms1750 2 жыл бұрын
Critical & timely questions. Great journalism.
@goitommebrahtom6434
@goitommebrahtom6434 2 жыл бұрын
ሃይ ዓይነታ ከመይ ኣብ ሂወትካ ሙሉኣ ሂወትካ።ሙሉእ ጥዕናን።ኣብ ስራሕካ።ድማወትን ኣሳልጦን
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 2 жыл бұрын
What journalism????
@feelhumanity3732
@feelhumanity3732 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ዓይነታ።ነዚ ሽለት ጽቡቕ ጌርካ በዲህካዩ ኣለኻ። እዚ ሽለት ግን ንጻዕዳ ጸሊም ዝብል ካሕዳም ፍጥረትዩ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 жыл бұрын
ሽለት ኣውሒድካሉ ሕሱር በላዕ ሓርኡ ካሕዳም ወሽላኽ ቅርሺ ክልተ ገጹ ወስኸሉ
@kiflezigta759
@kiflezigta759 2 жыл бұрын
ኣቤት ኣታ ኣምልክ ክደይ ጸርካ ትከይድ ፈጣሪ።ኣብ ከምዚ ኢና ወዲቅና ዘለናሙ ምሕረት ኣዉርደልና።
@Bazitjr
@Bazitjr 2 жыл бұрын
Bezi seb aytmzen arku seb mukan aynexehon alo ahhahah
@binyammehreteab8598
@binyammehreteab8598 2 жыл бұрын
ካብ ዘርእሰናይ ደንጎላ ክብልዎ ነርዎም።
@samueltsegay3092
@samueltsegay3092 2 жыл бұрын
Higawi mngstn hagern alena
@samueltsegay3092
@samueltsegay3092 2 жыл бұрын
Nska eka zey hgawi ayneta
@tsehayehabte3268
@tsehayehabte3268 2 жыл бұрын
ኣጆኻ ዘርእሰናይ ጽልእ ናይእስርያስ እምበር ሓልዮት ናይህዝብንሃገርን ዘይቡሉ እዩ ኩሉ ነገር ድሕሪ ሃገር ዘርኢት ከማኻ ይብዝሑ ቶም ዝነብሑ ይንብሑ ኣበይ ክይበጽሑ ዓወት ንሓፋስ
@ephremhailu2202
@ephremhailu2202 2 жыл бұрын
ሓሓሊፍካ (መመሪጽካ) ድምጺ ናይ ዘርእሰናይ ምዕፋንካ ኣይግድን።!!
@HT-vg5ws
@HT-vg5ws 2 жыл бұрын
ክክክክክክክ ስኣ ኣፉ አዩ
@hamassien323
@hamassien323 2 жыл бұрын
ከይተዓፈነ ዞፉን ክክክክክ
@temesgenamlak3339
@temesgenamlak3339 2 жыл бұрын
kkkkkkk
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 2 жыл бұрын
Anbesa 🇪🇷👍💋
@filamostech
@filamostech 2 жыл бұрын
gerimni ko felitu yiaxwo alo.
@rahelteages1303
@rahelteages1303 2 жыл бұрын
ዘርእሰናይ ጅግና🇪🇷🤞
@eritreasweet6864
@eritreasweet6864 2 жыл бұрын
ኣምበሳ ዘርእሰናይ ይበል መልሲ ኣባ ጥረግ ክእለት ኣዘራርባ ላዕሊ፡ ሓታታይ እውን ትድነቕ ኢኻ ካልእ ይትረፍ ምክብባር ኣርኢኻዮም ነዞም ባዞ ወያነ።
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 2 жыл бұрын
Ezi ayneta kyumyu zmesl sukilu hatewketew. Msweyane ( hwehat) zblusi ab hawi ytebesu. Emo yelen sebeut tekonkum netom hzbna ygfeewom ialewu tblwom kidu iab sdet konka iaykonen. Weyane nbaela mendeka feriswalo. Nbaela tsegei zkona tdellamo.
@robelfissum3567
@robelfissum3567 2 жыл бұрын
ኣንታ ሓወይ ዓይነታ ኤርትራዊ ሕቶ ሕተቶ መን እዩ ሃገር ዝዕቅብ ዘሎ
@jermaymillash8947
@jermaymillash8947 2 жыл бұрын
ኣየየዩየ ዘርእሰናይ ዕንሹ ባዶ ሙዃንካ ዘረጋገጸት interview
@almazgebresilassie8260
@almazgebresilassie8260 2 жыл бұрын
Bravvvvooo !!!!!!!! ዘርእሰናይ ሐወይ መልስታትካ ዘሐብን መልሲ ሂብካሲ በሽካዕላል ስሐቅ ሕቶ ቀይሩ።አምበሳ ዘርኢት ረቲዕካዮ👏👏👏👏👏❤❤❤❤💪💪💪
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 2 жыл бұрын
🇪🇷👍💋
@tsegayhaiysh9086
@tsegayhaiysh9086 2 жыл бұрын
ኣንታ ዓይነታ ሓወይ ሎሚ ተጋጊኻ ኩቡር ሓው ገዘጠኛ ዓይነታ ምሕረታኣብ ገጺ ትራሕ ነዚ ረሳሕ እዚ ተመጻልና
@melawit9956
@melawit9956 2 жыл бұрын
ንወያነዝኣመነ ማይዝሓቆነን ሓደ ምዃኑ ምእማን የድሊ.
@robrahk1432
@robrahk1432 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ሕቶ ኢኻ ሓቲትካዮ ዓይነታ። እዚ ዋላሓንቲ ዕላማ የብሉን።ምኽንያቱ ንጹር ዕላማ ዘይብሉ ሰብ ምስ ንፋስ እዩ ዝጉዓዝ።
@hilnaeyuminbar2125
@hilnaeyuminbar2125 2 жыл бұрын
I’m proud of you zersenay hawey ane wen misom eye neyre hji gin nisatom hiwhat koynom xenhom
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 2 жыл бұрын
Yes! Zerit is one of the best
@eriboy2204
@eriboy2204 2 жыл бұрын
Lili zersenay emo hwehat zeynebere
@kidanehagos7457
@kidanehagos7457 2 жыл бұрын
ባሓቂ ሰብ ኢልካ እንተምጺእካዮ ግዜኻን ግዜ ታዓዘብትኻን ኣጥፊእካ ..ክተቃለዖ እንተኮይኑ ዕላማኻ ግን ዕርቃኑ ኣውጺእካዮ
@tommygebar1930
@tommygebar1930 2 жыл бұрын
Grm belka hawey. Ezi jajawi ab gexu enteroekayo tedahilu eko
@gebrittewelde5183
@gebrittewelde5183 2 жыл бұрын
ካብቲ ዝሕጉስ ግን ብናጻ ሓሳብኩም መግላጽ ዘሕጉሰኒ ኢዩ ዓይነታ ሓውና በርትዕ ዘርእሰናይ ሓውና ድማ በርትዕ
@yonatanhaylu4906
@yonatanhaylu4906 2 жыл бұрын
ዘርኢተይ ጽቡቅ ጌርካ ተረደኦ ኣለካ ኣይርዳእን እበር።🇪🇷✔️💐🌷🌹🥀🌼ዘርኢተይ ጅግና።🇪🇷✔️💐🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🥀
@bereketmedhanie5983
@bereketmedhanie5983 2 жыл бұрын
ዘርኢት ኣንበሳ ብጣዕሚ ጂግና ጽቡቕ ጌርካ ቅርድድ ኣቢልካያ ብሃገር ዋዛ የለን።
@felfalithagos4388
@felfalithagos4388 2 жыл бұрын
ዓይነታ ንባዕልካ ጥዑይ ዲካ ንሑሙም ተምጻልና።
@sdet-id3oc
@sdet-id3oc 2 жыл бұрын
Baqa
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 2 жыл бұрын
ዓይነታ ናይ ባሓቂ በልሕ ጹፉፍ ሕቶ ሓቲትካዮ ከም ሽንቲ ገመል ንድሕት ዝተመልሰ ሰብ መጉሃይ ዘመዱ እዩ
@eliaswelde7494
@eliaswelde7494 2 жыл бұрын
Anebesa Zerit🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 2 жыл бұрын
ዓይነታ ጽቡቕ መደብ ኣለካ። ከም ሪኢቶን ለበዋን ሓቂ ንምርካብ ብፍላይ ኣብ መላኺ ስርዓት ደገፎም ዝገልጹ ፡ ንመላኺ ሕጋዊ ዝብሉ ፡ ሓንቲ ሃገር ሕጋዊት ትብሃል ኣብ ዓለም ታይን ታይን መሰረታውያን ኣገባባት ምስ ተካትት ኢዩ፡ ? መስርሕ ምርጫ ኣብ ሕጋዊት ሃገር ዝዝውተር ድዩ ወይስ? መግለጺ መላኺ ስርዓት እንታይ እንታይ ምበልካኒ ብርዲኢትካን & ብ መዕቀኒ Experter ናይ ዓለምለኸ ፖለቲካ ዝብሉን ካሎትን? ብድሕሪኡ እዞም ትብሎም ኮ ኣብ ሃገርና የለዉን ኢልካ ከተእምኖ ፡ሓቂ ብርእሳ ክትወጽእ ክትርእያ ኢኻ ይብል። እንተዘየሎ ግዜ ምቕታል ኢዩ ። ንክኽሕዱ ቀሊል ኢዩ ንዖኦም፡ ኣብ ሕጊ ምርኩስ ዝገበረ ሕቶ ኣንብበሎም!
@teyfahijbttmkl
@teyfahijbttmkl 2 жыл бұрын
Zeriesenay gigna you are so smart
@hannayebio8563
@hannayebio8563 Жыл бұрын
ዓይነታ ምሕረታብ ተባዕ ጛዘጠኛ ከማካ ኣይረኣኹን ምስ ኸምዚኣቶም ኮሎል ዝብሉ ዝተሓቶቱዎ ገዲፎም ዘይተሓቶቱዎ ዝሙሊሹ ፡ቡቅዕ ኣታሓታትታ እሞ ምስ ሙሉእ ኣክብሮቱን ትዕግስትን Respekt ንዓኻ ።
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 2 жыл бұрын
እዋይ ዘርእሰናይ ካብ ተዛረብ ኣይ ትዛረቡ በጽሑ እዋይ ክሓምቅ ሰብ ክብረት ይሃብለና ዓይነታይ ሰለ ሕቶካ
@טספוטספו-ג2נ
@טספוטספו-ג2נ 2 жыл бұрын
ዘርኢሰ ናይ ጅግና ኣባ ጥረ ብጣዕሚ ብሱል ሓሳብ ሸለል ኢልካ ሕለፎ ዕንኪሊል ዝኾነ ሰብ ድርባይ ካልሲ ወያነ
@okbazgiherhaile8174
@okbazgiherhaile8174 2 жыл бұрын
ዓይነታ ስለቲ ዘይዉዳእ ዓቅልኻ ክብሪ ይግበኣካ
@samuelhabtemariam9404
@samuelhabtemariam9404 2 жыл бұрын
እንጌራ እዝጊ ብላዕ ወዲ ግርማይ ጽቡቕ መልሲ ወዮ ዳአ ዕንክሊል ኮይኑ ሕቶ ናይ ጋዘጠኛ እንበር መልስካስ ንጹርን ርዱእን አዩ ተጽግበኒ ቕጫስ ኣብ መቕላአ ኮላ ይፈልጣ
@dawitseyoum7463
@dawitseyoum7463 2 жыл бұрын
ክቡር ብሉጽ ሓው ብዓይነታ፡ እዚ ጋሻኻ ናይ ኣተሓሳስባ ዕምቆት ዝንቡል ጥራሕ ዘይኮነስ፡ ልሙስ ኣእምሮ ዘለዎ ይመስል። እንተኺኢሉ ርእሰ ሕልና ምፍታሽ ብዕቱብ ከምዘድልዮ ዘማትእ ኣይኮነን።
@edenkidane8221
@edenkidane8221 2 жыл бұрын
Lmus nska eka junta.
@filamostech
@filamostech 2 жыл бұрын
wtf, why did you stop his mic when he talking?
@zowdikidane3760
@zowdikidane3760 2 жыл бұрын
Thank you zeresnay Germany 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🤣🤣😂😂🌷🌹🇪🇷you are right my harowe wledane erterawe edma yhbeka
@shumaibirhane5681
@shumaibirhane5681 2 жыл бұрын
ዘርእሰናይ ቁኑዕ ኤርትራዊ ኢኻ ዕሽሸ በሎም በዓል ገፈጥ መፈጥ።
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 2 жыл бұрын
🇪🇷👍💋
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 2 жыл бұрын
That’s true
@amlesettekie8856
@amlesettekie8856 2 жыл бұрын
ንጹር ዘረባ ኢዩ ዝዛረበካ ደሎ ዘይ ርድኣካ ዕሱብ ስለ ዝዛረበካ ስለዘሎ ኢዩ እቲ ጂና በዓል መትከል .
@Merebestifanos-xw9gf
@Merebestifanos-xw9gf 2 жыл бұрын
ዘርእሰናይ ጂግና ናይ በሓቂ
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 2 жыл бұрын
🇪🇷👍💋
@kiffwedikidane5571
@kiffwedikidane5571 2 жыл бұрын
እዋይ ተቦቖስ ኣንታ ኣፍ ዔላ
@asromtekie9934
@asromtekie9934 2 жыл бұрын
Ayneta dika tbehal cross eyes😵 eza melhaskas nabey nabey colel tebla aleka.Gigna zeresenay l’m proud of you 👏🏻
@sabakahsay5129
@sabakahsay5129 2 жыл бұрын
Ajka anbesey ertrwe haben🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yohansselomun6595
@yohansselomun6595 2 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ዓይነታ ጅግና ነዚ ጨምላቕ ድቃላ ቦሎ ዳኣ ኣዋጡሮ
@HT-vg5ws
@HT-vg5ws 2 жыл бұрын
ዓይነታ ሓውይ ኣጆካ ጽቡቅ ስራሕ ኩብር ሰብ ኢካ. ኣምጻዮ እስከ ወሰክ ክንሰምዖ ኢና ። እዚ ተረፍ ደርጊ መንፈሱ ሃዲሙ ዘሎ ሰብ በየን ኣምጺካ መጸ ።
@adhanetberhane9028
@adhanetberhane9028 2 жыл бұрын
ተረፍ ደርጊ ኣይኮነን። ኤሪትራዊ ቃልኪዳኑ ዘይጠልም ተባዕ ሓርበኛ እዩ። ወያነ ስለዘይበለ ድዩ። ህዝቢ ኤሪትራ ዘበት ምስ ወያነ ኮይኑ ንኢሳያስ ከጥፋኣልኩም ትሓልሙ ኣለኩም። ወያነ ቅዋም ከተምጻኣልኩም ሃሃሃ።
@HT-vg5ws
@HT-vg5ws 2 жыл бұрын
@@adhanetberhane9028 ኣየ ኣታ ደንኮሮ ሃሳዊ ኩሉ ሰብ ተቃዋማይ ወያነ አዩ
@akbirakberet358
@akbirakberet358 2 жыл бұрын
Hagerey sile zbele diu teref dergi tbilo zeleka? Emo yelen eritrea n eritrawiyan
@HT-vg5ws
@HT-vg5ws 2 жыл бұрын
@@akbirakberet358 kelbe shermuta
@ቸንትሮ
@ቸንትሮ 2 жыл бұрын
@@HT-vg5ws ሃገረይ ስለ ዝበለስ..ተረፍ ደርጊ ኢልካዮ በካ፥ ቁሩብ ከ ኣይትስከፍን ዲካ? ወይ ሲ ትግራዋይ ኢካ ?
@netsereteklay3643
@netsereteklay3643 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ዘርእሰናይ ጹብቅ ገሊጽካዮ።ዓይነታ ዓርከይ ማእከላይ ተቀዋማይ ኣሎ ዝበልካዮስ፡ትግራይ ትዕወት እንዳበልካ እሞ ወያነ ናይ ዓባይ ትግራይ ብዋጋ ልእላውነት ኤርትራ እንዳተሰርሐስ ከመይ ጌርካ ምስ ሕወሓት ልውላውነት ኤርትራ ብዘይትንክፍ ክንሰርሕ ንክእል ትብል እንታይ ሓይሊ ሒዝካ በቃ ወያነ እንኩም ስልጣንኩም ኢሉ ክወጸልካ ትጽበ።ፖሎቲካ ናይ ወያነ ኣይትፈልጥን ዲካ ኮይንካ።
@tecleabtewolde5766
@tecleabtewolde5766 2 жыл бұрын
ክቡር ሓው እዋናዊ ዛዕባታት ዝተፈላለዩ ሓሳባት ዘንጸባርቑ ሰባት ምቅራብካ ምስጋና ይብጻሕካ፡ ክትቅጽሎ እላበወካ። በዚ ኣጋጣሚ ተኻታተልቲ ኣባልነት ( Subscribe) ከተረጋጹ እላቦ። ሜድያታትና ክዓብያን ተወዳደርቲ ክኾናን ባዕልና ነተባብዓየን።
@Burh58
@Burh58 4 ай бұрын
ዘርኢ ሰናይ ጅገና ሞስመን ኢካ ትዛረብ ዘለካ ብጣዕሚ ዓቃል ኢካ!!!!! ክረዲት ይግበኣካ❤❤❤
@Burh58
@Burh58 4 ай бұрын
ኣየ ሚዶያ ብእፉሊ ጀላዓት ተናዊጽና@ኣየ
@estifanosmassias686
@estifanosmassias686 2 жыл бұрын
Zersenay becomes super,super hgdef
@mulughetatesfay4369
@mulughetatesfay4369 2 жыл бұрын
Thanks so much wedi grmay good job
@filmonamanuel7131
@filmonamanuel7131 2 жыл бұрын
ዘርእሰናይ ጅግና ኣቦ ሓቂ
@mielatesfu309
@mielatesfu309 2 жыл бұрын
ቃውቃው ኣቢልካያ ዘርእሰናይ ጅግና። ስግረዶብ ናብ ትግራይ እወ
@tigrignapost
@tigrignapost 2 жыл бұрын
ዋይ ዘርጊሰናይ ድኣ ኣይ ጥርሑ ጎሮወኛ እንድዪ ግዲ።
@tomorrowisgift7723
@tomorrowisgift7723 2 жыл бұрын
🤣🤣🤣👍
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
👍 ዓይነታ ብሐቂ ሐያል ሐታታይ እውን ሐቀኛ
@loveeri2026
@loveeri2026 2 жыл бұрын
አቱም comments ትጽሕፉ ዘለኩም እንድሕር ሓቂ ትዛረብ ኮንኩም ነዚ አቅራቢ ንምንታ met ትገብሮ በልዋ ምክናቲ ዝመሰሎ ክዛረብ እዩ መጽዩ ሓቂ አይትቅበርን እያ::
@demmetgarza3618
@demmetgarza3618 2 жыл бұрын
ኣንበሳ ዘሪት ሓወይ 🇪🇷♥️🇪🇷 💪💪💪 ቀዳምነት ሃገር ምውሓስ ዝብል ኣምር ብምዝማርካ እዚ ደንጎላ ርእሱ ዓይነታ ሓታቲኻ ኣባል ትግራይ ትስዕር ግን ካብኡ እንጽበዪ ሑቶ ኢዮ ዝሓተካ ዘሎ እቲ ምንታይ ኣጀንዳ ወያነ ስለዘራምድ ዝበልዓት ከብዲ ኸኣ ክትምጉት ኮለል ከብለካን ግድን ኢዮ ፡ ግን ኤርትራና ኣለዉዋ ጅግናን ንቁሕ ከም ዘርኢት ሓውና መሊኦም ኣለና ደቂባት 🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷 💪💪💪💪 ኤርትራና ሕጂውን ክትስዕር ኢያ ወትሩ ከምትማሊ 🇪🇷☪️🇪🇷✝️🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰
@eseyasmulugheta1342
@eseyasmulugheta1342 2 жыл бұрын
ድምጽ ዘይቡሊ ቃልመሕተት
@samuaelbrhane6808
@samuaelbrhane6808 2 жыл бұрын
ጽቡቕ መደብ እዩ እቲ ምቕላዕ ካብ ሎሚ ንድአሓር ጊን ከተምጽኦ ምክንያቱ ንትመሃረሉ እካ ነነግጽየ ትምጽእ እምበር ዘይ ትመሃረሉ ጊን ሓንሳብ ንምቕላዕ ትምጽኦ ስለዚ ቐጽሎ። ንበዓል ውይፉይ ከኣ ኣምጸኣዮም። ከም ጋዘጠኛ መልኩዕ ክድሚ ኩነት ኣይተንብር ከም በዓል አሪሳት። ቕጽሎ
@freedomfreedom1826
@freedomfreedom1826 2 жыл бұрын
Zerit jigna anbesa kulatna tekawomti ena b eriteran hizbi eritera gn non ena nibl 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒🕌🙏🙏
@robelfissum3567
@robelfissum3567 2 жыл бұрын
ዓይነታ እቲ ሓቂ መሊሱልካ ኣሎ
@elsamehari1388
@elsamehari1388 2 жыл бұрын
Aynetay sorry to say you are very emotional and very much inclined to only hear what you like to hear. And keep your hands off your keyboard too brother. But on this hands down for Zeresenay!
@eritiv4755
@eritiv4755 2 жыл бұрын
ፊሊፖስ ሃገር ከምጽእ ምስ ህዋሓት ተቃሊሱ ሃገር መጽያ ሕጂ ኸ ምስ ጻድቃን ናብ ሃገር ምእታው ሃገር ምጥፋእ ዩ በሎ ዘሪት ጅግና
@hannagebris9886
@hannagebris9886 2 жыл бұрын
Anbesa Jgna wedi Eritrea 🇪🇷 ❤🇪🇷🕌❤⛪👍
@askedoetesfayohannes3241
@askedoetesfayohannes3241 Жыл бұрын
ዓይነታ። ኣምበሳው። ቀጽሎ ኩሉ ስራሕካን ምንቅስቓስካን መመሊሱ ዓምቢቡ ኽቕልዩ ኣጆኻ። ኣጆኻ።
@israeleyob5712
@israeleyob5712 2 жыл бұрын
ዘርኢት ኣንበሳ በጣእሚ ኣድኒቀካ ከጽሎ።
@michaellove5482
@michaellove5482 2 жыл бұрын
ዓይነታ ሓወይ ብጣዕሚ ዓቅሊ ኣሎካ አዚ ትፉኡ ዚሊሕስ ሰብ ከም ይሁዳ ብገንዘብ ሂወቱ ዚሸይጥ ካሓዲ
@gomorra6875
@gomorra6875 2 жыл бұрын
ዘርኢመርገም ሓደ ዝዓበደን ማእዝኑ ዝሳሓተን ዕቡድ ስለ ዝኾነ ነዚ ምስማዕ ግዝየኻ ምጥፋእ እዪሞ ዓይነታ ንኸምዚኦም ዝበሉ ወፈፍየታት ካብ ምቕራብ ብማርያም ኢለካ እንተ ተረፈ ዝሓሸ ምኾነ::
@ወገነይክወግሕዩ
@ወገነይክወግሕዩ Жыл бұрын
እቲ ዝሓሰረ ጥሪት መርገጺ ኣልቦ ከዳዕ ዘርኢኣድጊ ግርማይ ከምዚ ዓይነት ፎሽካላት ኣብ ሕዝባዊ ግንባር ይርሽኑ ኢዮም ኔሮም
@filmonkibrom4874
@filmonkibrom4874 2 жыл бұрын
ቪቫ ዘርኢት ወድዛ ሓላል መሬየት 🥳🥳❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sabaamanuel8501
@sabaamanuel8501 2 жыл бұрын
አንታ ሓወይ እንታይ ኢኻ ትብል ዘካ hatiti
@gezaegrmay2963
@gezaegrmay2963 2 жыл бұрын
Kelbi
@abielashebr4963
@abielashebr4963 2 жыл бұрын
ዘርኢት ጅግና በሎ ነዚ ዓዊ ኢሉ ድሕሱ ሰብ ኣብድላዩ ንምኻድ እንታይ ዩ ዝሕሞ
@rebeccaml4839
@rebeccaml4839 2 жыл бұрын
Jegna Zerit 🇪🇷❤️🌹
@habtomd7829
@habtomd7829 2 жыл бұрын
Zeresenay Jigna nezi Eritreawi mesali nay weyanie shehani zelmetse hatatay slezehrerkalna tebarek, nezom kedeat sheyetti adomn hzbomn tsnat yehabkum telmtso dsti weyanie kahkah eilu hizato tekebira Malelit
@serenakubrom44
@serenakubrom44 2 жыл бұрын
Zarite jegna Good bless you
@mulugietaokubit4351
@mulugietaokubit4351 2 жыл бұрын
ኣምበሳ ዘርእሰናይ ጅግና ፈሊጥካዮም ኣለኻ ዞም ኣኽላባት ተምቤን
@tesfaitecle1705
@tesfaitecle1705 2 жыл бұрын
ዘርእሰናይ ሕንግድ ሰብ፡ ጸቢብ ርእሲ ኮይኑ ረኺበዮ። ዓይነታ ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርካ ሒዝካዮ ግን ዕንክሊል ኮይኑ።
@elsamehari1388
@elsamehari1388 2 жыл бұрын
Kit semeO sile zey delka wey tekerani hasab sle zelewo eyu emebr bitaemi zidinekn bold honest. Please lets embrace our differences and be honest to our selves
@tesfaitecle1705
@tesfaitecle1705 2 жыл бұрын
@@elsamehari1388 It is not a matter of difference. Because zeresenay is embracing a fascist and invader pfdj group which is working against the Eritrean interests.
@ghenetseyoum488
@ghenetseyoum488 2 жыл бұрын
ዓይነታእታልብኻ ጥዕይቲ ድያ ከመይ ጌርካ ትጾሮ
@tsegayteame729
@tsegayteame729 2 жыл бұрын
ናይ ኣኢሙሮ ዘለዎ ኣዛራርባ ናይ ዘሪኢሰናይ ኢዩ ምሳካ ኣለኩ ዘኢት ጅግና።
@habtomtesfay7433
@habtomtesfay7433 2 жыл бұрын
ዓይነታ ብጣዕሚ እየ ዘድንቐካ! ቀጽሎ!! ዑምቀትን ትሕዝቶ ሕቶታትካን ግን ንኣሻሓት ተመሳሳሊ ኣረኣእያን ኣካይድን ንዘለዎም ግን ዓቢ ትምህርቲ እዩ። እንተ ዘርእሰናይ ግን ኣይግድን ትንፈር ኣይትንፈር ጤል እያ ገርዋ ጉዳይ።
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሰነፍ ሰብ ኢዩ።
@aarontesfai1328
@aarontesfai1328 2 жыл бұрын
Eza wedi tetokisa ketmewt ila abe leba tonkol habia tehatete sel zela.
@daero2008
@daero2008 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዓቅላም ኢኻ ዓይነታ ሓወይ፥ ዋላ ሓንቲ እኳ ዩ ሓሳብ ዘይብሉ። እንታይ ተሰሚዕካ እተበልካዮስ እከለስ ጌርዎ እንድዩ እዋይ ጉዳም😚
@teresaenoughisenough512
@teresaenoughisenough512 Жыл бұрын
ኡፍፍፍ ኣሰልቻዊ መልሲ ዘረሰናይ ሓጺር መልሲ ተመሃር ኣይትሃውትት
@jermaymillash8947
@jermaymillash8947 2 жыл бұрын
ሰብ ጸውዕ እንተበልካስ በዓል በለስ እዚ ደኣ ሰብ ሙኻን ከይበጽሐ ዝኣረገ እንዲዩ
@adhanetberhane9028
@adhanetberhane9028 2 жыл бұрын
ባዓል በለስ ድኣ ንመን ድዩ ተባሂሉ? ተባዕ ኤሪትራዊ ተቃዋማይ ከም ዘርኢሰናይ የለን። Zeresenay 85% Eritrean people is with you all the way you are in the right direction, but you shouldn't defend Isaias that much. Don't open the doir for criticism. we have to win our youngsters those who dislike Eritrea b\c they dislike Isaias. ንህዝቢ ኤሪትራ ሰብ እባ ኣለዋ እዩ እዛ ሃገር ዘበለ መንእሰይ። ጸባ ስተ ኣምላኽ ይባርኮ ምስ ህዝቡን ሰራዊቱን ኮይኑ ንትግራይ ትዕወተ ካሓድቲ ሃገሮም ዘርዓደ። ኤሪትራውነቱ ዘመስከረ ንመጻኢ ዝሓስብ ለባም ሓው። ወያነኩም እሞ ሓመድ ኣዳም ድበዩ እቲ ሓቀኛ ቃልሲ ኤሪትራ ንዲሞክራሲ ክንጅምር። ወያነ ምስ ዕሱባታ ምስ ኣልገሱልና ቃልስና ቀሊል እዩ ምስ ህዝቢ ትግራይ/ ኢትየጵያ ድማ ዝሓሸ ጉርቡትና ክንምስርት። ዓወት ንሰራዊት ኤሪትራ ዓወት ንህዝቢ ኤሪትራ ሞት ንትግራይ ትግርኚ ንቡሩህ ጸልማት ንኣግኣዚያን። ኤሪትራ ሕዝባን መሬታን ባሕራን ሰማያን ትባረኽ።
@tekleweinihabtmriam9383
@tekleweinihabtmriam9383 2 жыл бұрын
ኣየ ሉቦና ናይዞም ክልተ ዓበይት ሰባት ደስ ይብሉካ ልዕልይ ኩሉ ምሪድዳዶኦም ባኣ ደስ ይብለካ
@yordanosgirmay569
@yordanosgirmay569 2 жыл бұрын
ቆልዓ ትህቲ እድመ ይመሰል
@amanuelgebrezgi3974
@amanuelgebrezgi3974 2 жыл бұрын
Kkkkkkkkk
@safetywmn7323
@safetywmn7323 2 жыл бұрын
Wow, ዓይነታ Professional ጋዜጠኛ
@jokerwedikubrom4797
@jokerwedikubrom4797 2 жыл бұрын
እዚ ጎሓፍ ዘርእሰናይ ከፈንፍነኒ ኮይኑ ደሎ ድርባይ ላሓሲ ትፍኡ
@m.y.g369
@m.y.g369 2 жыл бұрын
ዓይነታ፡ሎሚ'ባ ምስ'ዚ ትፍኡ ዝልሕስ ክትህውትት እባ ግዝየይ ሰረቅካለይ።
@erinatna4535
@erinatna4535 2 жыл бұрын
ዓይነታ ኑፉዑ ካባኻ ዝጽበዮ ዩ ን ምሕረታኣብ ሚኬኤል ካኣ ኣምጻልና ኢኻ ን ፋኣድ ኣላኣሚን ውን ኣምጻልና
@user-kv2hk1zq9f
@user-kv2hk1zq9f 2 жыл бұрын
ደንበ ሸንኮለል ወያነ ካቱ ዶብ ገዲፍኩ ዝህስደምኩም
@7ዓንሰባ-ቈ7ደ
@7ዓንሰባ-ቈ7ደ 2 жыл бұрын
ዘርኢት ጎይታ ጠባይ በዓል መትከል ኣጆካ ጥራሕ ኣብ ኣሰርካ
@sgrbietna374
@sgrbietna374 2 жыл бұрын
ዓሻ ዓንሰበታይ ኣየናይ ስረ ርኢኻሉ ነዚ ብቱኽ
@7ዓንሰባ-ቈ7ደ
@7ዓንሰባ-ቈ7ደ 2 жыл бұрын
@@sgrbietna374 ሰክቲ ንስካ ኮ ኣለኒ ትብል ኣለካ ለሓሲ ከዳዕ
@sgrbietna374
@sgrbietna374 2 жыл бұрын
@@7ዓንሰባ-ቈ7ደ ንዓኻ ምሓሸካ ልቢ እንተዝህልወካ ደንቆሮ። ከዳዕ ደኣ ንስኻ እምበር ከፊኡኒ ኢልካ ዑቕባ ሓቲትካ ንህዝቢ ኤርትራ ከዲዕካ ከኣ ሕጂ ህበይ ወዲ በራድ ኮይንካ ሃዳሚ
@7ዓንሰባ-ቈ7ደ
@7ዓንሰባ-ቈ7ደ 2 жыл бұрын
@@sgrbietna374 ኣነ ይሓይሽ ካባካ ኩሩኩር ወያነ ዘላሊ ጠላም
@sgrbietna374
@sgrbietna374 2 жыл бұрын
@@7ዓንሰባ-ቈ7ደ ሃላይ ንወያነን ንህግደፍን ንዓኻን ኣሕቢርና ክንጉሕፈኩም ኢና። ሃላይ ኣብ ጎቦታት ዓንሰባ ካብ ግፋ ክትሃድም ልብኻ ትሞሉቕ ነይርካስ ሕጂ ብዛዕባ ጥልመት ተረዲኡካ ድፉን ርእሲ።
@senuh5248
@senuh5248 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕፍር ሰብ ምካኑ ባዕሉ ገሊጺዎ ኢዩ መልሲ ሐቂ ይብሉን ዐነታ ንስካ ግን አምላክ ምሳካ ይኩን🙏🏾
@danielgebreyesus9027
@danielgebreyesus9027 2 жыл бұрын
Why you cut him if you really journalist’s?
@bereketkibrom9716
@bereketkibrom9716 2 жыл бұрын
ዘርእሰናይ ኣዚኻ ዕድለኛ ኢኻ ካብ መጻወድያ ወያነ ዝወጻኻ። ግና ሕጂ እውን እንተኾነ ኣዚኻ ክትጥንቀቕ ኣለካ። ናይ ኤርትራ ዋና ደመኛ ጸላኢ መን ድዩ? ሕዉሓት ዶ ኣይኮነን? ኤርትራ ብዙሓት ጸላእቲ ኣለውዋ። ምስ ኤርትራውያን ምዕሳልካ ግና ጽቡቕ ሕርያ ኢኻ ሓሪኻ። ምስ ኤርትራውያን ኢኻ ዓሲልካ እምበር ምስ ዝመጽእን ዝኸይድን መንግስቲ ኣይዓሰልካን። ኤርትራ ዓደይ እናበልካ ሙማት ካኣ ሓላል እዩ።
@amanieltedros5867
@amanieltedros5867 2 жыл бұрын
ኣይነታ ብጣሚ ኣቃል ሰብ ኢኻ እዚይ ሰብ ናይ ከረድእን ክርዳእን ጸገም ኣለዎ ። ኣሞላክ ምረት የውርደሉ
@nurdin3519
@nurdin3519 2 жыл бұрын
Behaki adnikeka zeriesenay habibi
@gezaegrmay2963
@gezaegrmay2963 2 жыл бұрын
Amshi ya ine shermuta
@kestedebenadekebat4062
@kestedebenadekebat4062 2 жыл бұрын
ነቲ ምንጪ ኩሉ ስቅያትን፡ መጭወይትን፡ሞትን ውርደትን ዝኾነ ንኢሰያስ ከም ማዘር ቴረዛ፡ ንህግደፍ ድማ ከም ማሕበር ቅዱሳት ክኾሓሕል ካብ ደፈረ፡ ምሕረት የውርደሉ ጥራሕ ኢልካ ኢዩ ዝሕለፍ። ሓውና ዓይነታ ግና፡ብቅዓትካን ትዕግስትኻን ዘርኣኻሉ ብምዃኑ የቀንየልና።
@eritreanbrightfuture2161
@eritreanbrightfuture2161 2 жыл бұрын
እዋይ ዘርእሰናይ ዘይተገምጠለ ቕጫ ብሱል ትመስለና ኔርካ ምስ ወግሐ ግን እንታይ መምትብል ክሰምዓካ ይደሊ ንዓኻን ንኣረጋይ ሓጎስን
@tefuberhe8120
@tefuberhe8120 2 жыл бұрын
መላሐሱ ኢዩ እንበር ሕልኑእ አይኮነን ፎኪስ ታንካ ባሕሪ ነጅስ ፎእ
@Michael-Tekle
@Michael-Tekle 2 жыл бұрын
ዘርኢሰናይ ግርማይ ብ ዘርኢግናይ ግርማይ ተተኪ ኣላ፤ እዛ ወኻርያ ምስ ህግደፍ ትውሸም ዘላ፤ ናይ ሩካን ኣወል ስዒድ ተረፍ፤ ዳካ ሓተላ፤ ይቕረ ዘይብሃሎ፤ ገበን ኢያ ትፍጽም ዘላ፤ መሬት ምስ ወግሐ፤ ኣብ ትኣትዎ እንዲዒላ፤ ሩዓ ጠቕሊላ ትኸይድ ናብ ዓደ’ምሓራ ጋምቤላ፤ ካብ ትፋኡ ልሒሱ፤ ናብ ህግደፍ ዚጽጋዕ፤ ዘርኢ ሰናይ ክጽዋዕ ዘይኮነስ፤ ይመረጽ ዘርኢ ክርዳድ ክጽዋዕ፤ ከም ኣፍዑት ክልተ መልሓሱ፤ ንምስክር ዘይበቅዕ፤ ንኽጥዕሞ ኢሉ ብዘይኮነ፤ ብሓሶት ንሓው ዘጥቅዕ፤ ነቲ ካብ ዓዱ ዘሳጎጎ ህግደፍ ገዲፉ፤ ንሓው ዚወቅዕ፤ ዘየናሕሲ ሓለንጊ ህግደፍ ኮይኑ፤ ንውጹዕ ዚውጽዕ፤ ህግደፋውያን ብዝበልዕዎ፤ ከም እንስሳ ዚመልስ ሞግስዕ፤ ሓው ሓመድ ድበ ሓሪሙዎ፤ ንሱ ግን ኣብ ዳስ ህግደፍ ይስዕስዕ፤ ዘይሓፍር ብሃም ዓሻ፤ ካብ ናይ ኣቦታቱ ሓሞት ወሲዱ ቁሩብከ ዘይተብዕ፤ ተዛረብ እናበለ ይግዕር ከምዘይነበረ፤ ከንፈሩ ክሳብ ዚነቅዕ፤ ብዙሕ ሰብ ስዒብዎ፤ ብሓባር ሰሚሩ፤ ንህግደፍ ከውድቅ፤ ዘርኢ መርገም ግን፤ ሓሳዊ መደናገሪ’ዩ ናይ ብሓቂ ከዳዕ፤ ኣየ ዘርኢ ክርዳድ ዓሻ ነዛ ሓጻር ዕምሩስ ክንድዚ ይስስዕ።
@semererezene9556
@semererezene9556 2 жыл бұрын
ዕላማ የብሉን
@sofiayohannes5996
@sofiayohannes5996 2 жыл бұрын
ዘርሰናይ ጅገና አሰመዓዮ ነዚ ከዳዕ ወይጦ።
@hamcheg4475
@hamcheg4475 2 жыл бұрын
ንምንታይ ትዕፍኖ ኣለካ ዓማጺ ትግራዋይ ወሓጦ ተዓወት ዘርእሰናይ መቅሰን ቁቡል ሓሳባት
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 76 МЛН
«Кім тапқыр?» бағдарламасы
00:16
Balapan TV
Рет қаралды 273 М.
Стойкость Фёдора поразила всех!
00:58
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 7 МЛН
REAL 3D brush can draw grass Life Hack #shorts #lifehacks
00:42
MrMaximus
Рет қаралды 7 МЛН
new eritrean,music gobochere(.ጎቦ'ጨረ )ብ ዘርእሰናይ ግርማይ2024
7:22
ዓንቃረቦ ሜድያ Anqarebo midia
Рет қаралды 80 М.
Dr Debretsion Gebremicheal's Interview on BBC
56:54
Axumawian Media Network
Рет қаралды 22 М.
ራህዋ ንምርካብ ተስፋ ገበርኩ ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:10:40
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 18 М.
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 76 МЛН