ዋይ በለስ ...ዓዲ ግራት ዝነበረኒ ውዕሎ

  Рет қаралды 55,792

Titi Tube

Titi Tube

Күн бұрын

Пікірлер: 360
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 ай бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ ተንብቡ ዘለኹም ኣጋዕዝቲ ዓለም ስላሴ ኻብ ኽፍእ ዝበለ ይሓልኹም🙏🙏🤲 ሳብስኽራይብ ታሓባበሩኒ ሽኾራተይ❤❤❤❤
@HayatHa-d9z
@HayatHa-d9z 2 ай бұрын
ኣዋይ ስደት😢😢😢
@Football-e6f
@Football-e6f 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ተዋሳኢት አብድራሚ ወይ አብታ ብረይ ትብል ብዙሕ ሪአያለኩ ንቅድሚት ዐብይ ተስፋ ዘለኪ ጥዐናን ሰላምን የብዘሐልኪ ባህላዊ ክዳንውን ባጣዕሚ የምሕረልኪዩ ሞ ብባዐላት ጥሪሕ ዘይኮነስ ኩሉግ ክክደን ዘለዎ ዘየሕፍር ባህላዊ አላባብሳ እዩ ዘለናሞ ባህልኪ አብምፍላጥን በርትዒ
@BrhekingLegess
@BrhekingLegess 2 ай бұрын
በለስ መዓርይ እየ
@hoa-u1k
@hoa-u1k 2 ай бұрын
በለሰይ ተናፋቂ ዓጋመና ብተፈጥራዊ ዝተዓደለት ናይ ክረምቲ ሽሻይ ❤❤❤
@HiwiGaltigray
@HiwiGaltigray 2 ай бұрын
ዊይ ስደት ሕሱም ማርያምን ከመይ ከምዝፎቲ ❤❤❤❤❤❤
@TyyYvh
@TyyYvh 2 ай бұрын
ኣሰይ ዓጋመ ዓደይ ተናፋቂት ዓደይ ነፊቀ😍😍😍❤❤❤
@GalTigray-r2w
@GalTigray-r2w 2 ай бұрын
እፍፍፍፍፍ ጥንሰት እየ ደሰ ክብል አየ ሰደት 😢😢😢😢
@FiriHadad
@FiriHadad 2 ай бұрын
አሎ ኮ አብ ስደት እውን ዝያዳይ
@GalTigray-r2w
@GalTigray-r2w 2 ай бұрын
@@FiriHadad ጅዳ አሎዶ ይኾን ማዓረይ
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg 2 ай бұрын
​@@GalTigray-r2wኣሎ እዩ
@FiriHadad
@FiriHadad 2 ай бұрын
@@GalTigray-r2w አብ ትክቶክ ቑፅር ስልክ ሼር ናበሉ ነይሮም ከምፅኡልኽ ይኾኑ እዩም አብ ርያድ ዘለኽ መስሉን ብሰዋግ ክሕብረክ እለ ነይረ
@GalTigray-r2w
@GalTigray-r2w 2 ай бұрын
@@FiriHadad እሺ ጓልነይ ያኽብረለይ 😍😍😍😍
@tirhasBrhan
@tirhasBrhan 2 ай бұрын
መን ፀግባ ሹኮርና ቃፅሉሉ የኔ ማር 🙏🙏💋
@abitvtube6823
@abitvtube6823 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ቲቲ ሓብትና በለስ ሙቁር ፍረ ዩ ምስ ዓይነት ፍረታት ድማ ይጽንበር ምስ ኣሕምልቲ ኣይኮነንን😂😂ሰም ካብ ሓውኪ ኤርትራዊ
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጵቢቕ ስራሕ እዩ በርትዒ ዛሓፍተይ።ዋላ እካ እንተዘይ በላዕና ዓይኒ እንታይ ድራራ ብጣዕሚ ድስ ይብል የጎምጅየካ👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤😂😂
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 2 ай бұрын
በሰማአብ ዕሸክ ከፍረሐካ ናይ ጭዓ ድዩ 😢ናፍቆት በለሰጰ
@teklezghifessehaie6997
@teklezghifessehaie6997 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ናይ በለስ ዝገበርክዬ ምልላይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DanielNegusse-dz6yy
@DanielNegusse-dz6yy 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ሓፍትና ኘሮግራምኪ ተከታቲለዮ ደስ ከአ ይብለኻ ። ብዝኾነ ነቲ ዝሓተትክዮ ብዛዕባ በለስ አመጻጽአ ከአ ካብ ካቶሊካዊ አቦና አቡነ ያዕቆብ ዘመን ዝመጸ ኾይኑ አብቲ ንሶም ዝመሓርሉ ዝተቀሳቀስሉ ከባቢታት እዩ ብዝያዳ ዝርከብ ።
@FsSd-jd1ym
@FsSd-jd1ym 2 ай бұрын
መን ፀገባ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@غليتست
@غليتست 2 ай бұрын
ዋይ ናፍቆት ዓደና😢😢😢😢😢😢
@hadgtrdfgddff3477
@hadgtrdfgddff3477 2 ай бұрын
ገዛና ተራኣዩኒ ናፊቆዮ 😭 ይቀኒይልና ኣሕዋተይ ኣሰተዋስኩምና 🥰🙏
@MahderMahder-j6g
@MahderMahder-j6g 2 ай бұрын
በለሴይ መዕበይየይ🎉🎉🎉🎉🎉
@filmontsegay297
@filmontsegay297 2 ай бұрын
ቲቲ ሽኮር በለስ ኣናፍቅክና ዓጋመ ዓደይ ❤❤❤❤
@fhh5953
@fhh5953 2 ай бұрын
ዋይኣነ ወጀራት ዓደይ እፍፍፍፍ😭😭
@suge2370
@suge2370 2 ай бұрын
ኣታ ናፍቆት መትና ዛዓደይ ማዓረይ ቀሪበ መፃኩኪ😢😢
@ድንግለይዋሕስህይወተይ
@ድንግለይዋሕስህይወተይ 2 ай бұрын
ኣየ ግዜየ ትዝታ ምስ ማሓዙተይ😢
@TsegaTsega2119
@TsegaTsega2119 2 ай бұрын
እፍፍፍ ኩሉ ግዜ ስደት😢😢 በለስዋይ😞
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 2 ай бұрын
ቲቲ ሓፍትና በለሰ ኣናፊቅክና እካ❤❤❤❤❤❤😥😥😥😥😥
@FgFgg-x6w
@FgFgg-x6w 2 ай бұрын
ዋውውውው ቡሩክ ምቅርተይ❤እና ሕጂ ኣብ ዓድግራ ተልኪ ንጓለይ ጋብዝለይ🙏
@TlahunTeklay
@TlahunTeklay 2 ай бұрын
❤❤❤ ኣይተኽኣልክን ቲቲ
@SwSw-gs9jc
@SwSw-gs9jc 2 ай бұрын
መንፀገባ በለስ ኣናፊቅክና እካ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn 2 ай бұрын
እፍ ደስ ክብል😢 አይ ስደት❤❤❤
@ተቲየጋልተዋህዶ
@ተቲየጋልተዋህዶ 2 ай бұрын
ዋይይ በስመአብ ትዝታ ዓድና ❤❤❤🎉
@tirhasagw5728
@tirhasagw5728 2 ай бұрын
Thanks!
@TiTi-ll8sv
@TiTi-ll8sv 4 күн бұрын
@@tirhasagw5728 yekbreley fetewtey🙏🙏🙏🙏
@sabai12167
@sabai12167 2 ай бұрын
በለሰይ ማዓረይ ነፊቅና እምበር ሎምስ ድሕሪ ስደት ክንራከብ ኢና hope one day❤❤❤❤
@Ksa-zg3tw
@Ksa-zg3tw 2 ай бұрын
ዋይ ዓደይ ማዓረይ😢😢😢😢 ዋይ ኣይ ስደት ናዓድና ምለሰና ጎይታ ማዓረይ😢😢😢
@ZanoZanoba
@ZanoZanoba 2 ай бұрын
መንፀገባ ሸኮሪና ኣናፊቅኪና ያዓኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wedigere1549
@wedigere1549 2 ай бұрын
ጽቡቕ ኣርኢኽና ጽብቕቲ ብዙሕ ናፍቖት ኣለና
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 ай бұрын
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@bregebre
@bregebre 2 ай бұрын
መንፀገባ ሾኾር 💗በለስ ዓድና ኣናፊቅክና እኾ😢💞💞💞
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 ай бұрын
ደምርነ ማዓረይ💙
@ytub8615
@ytub8615 2 ай бұрын
እፍፍፍ መንጸገባየ ታይ ገበርናኪ ኣነስ ቃሕታ የለኹን😢😢😢
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 ай бұрын
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 2 ай бұрын
ኣረ ገጠረይ ,l love you ናፍቆት ሓያል😘😘😘💛❤
@rhstifqr7724
@rhstifqr7724 2 ай бұрын
Titey nty azekirkna eiko ❤❤❤❤
@Hhd-ep8zf
@Hhd-ep8zf 2 ай бұрын
እረ ኣናፊቅክና ኣየ ስደት ረሳሕ 😢😢😢😢😢😢😢😢
@teameneguse9717
@teameneguse9717 2 ай бұрын
Beza dehri beles do kwegreki
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 2 ай бұрын
ፈትየኪ ክመውት❤፡ ደስ ዝብል ኣቀራርባ ኣጆኪ ቀጽልዮ።
@thishabraha4976
@thishabraha4976 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@FgFgg-x6w
@FgFgg-x6w 2 ай бұрын
ብበዝሕ ምብላዕ ዘይኮነ እቲ ፀገም ሲ ምሸት ን ንጎሆ ቅድሚ በለስ ምብላዕካ ዝኾነ ይኹን ምግቢ ክትበልዕ ኣለካ::
@medhin8187
@medhin8187 2 ай бұрын
ዓጋመ ዓደይ❤ ቲቲ ሓፍትና❤❤ ቲቲ ሓፍትና በሊ ጥንቅቕ በሊ መቐነይኺ ሕንሹሽ ከይትወስዲ😂 ቆልቋል ባሕሪ ባማርኛ ኢና ተማሂርናዮ #በለስ ዩ ብትግራይና ። ቅድሚ እኽሊ ዘይምብላዕ ይምረፅ ወይ ዉን ናይ ጎንኻ ትፀግብ
@berye_nanawi_nani_17
@berye_nanawi_nani_17 2 ай бұрын
Gal tigray shikor 😘 anes kfetweki meat😘
@ክብራየገብሪኤልልጅነኝ
@ክብራየገብሪኤልልጅነኝ 2 ай бұрын
ዝዓድና ደሰ ክብለካ ኣይይይይ ናፈቆት😥
@mehariokbagebriel3955
@mehariokbagebriel3955 2 ай бұрын
Xubuk medeb eza haftey kab fetawi Tegaru hawkum Eritreawi Mehari ab denbna zibleo zinbetku Beles azkakiruni ahh sedet elmo
@genetGeidey-cy4gx
@genetGeidey-cy4gx 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@ሳሌም
@ሳሌም 2 ай бұрын
መንጸግባ ሽኾር ኣብ ዓዲግራት ዲኺ ተወሊድኺ ዓቢኪ
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 2 ай бұрын
Wowww ❤❤❤❤😊😊😊😊😊🙏🙏🙏🙏
@MIZANTSEGAY-nv3lb
@MIZANTSEGAY-nv3lb 2 ай бұрын
እንታይ ድራራ ዓይኒ ትምኒት ኮ ወዲኣቶ❤ዝተባረኸ ይኹን መንፀገባይ ልምዲ ዘለኪ ኢኺ ትመስሊ ኣነ በዚ ኩባያ ምውራድ ኣይክእልን ስልኪ ኢና ንጥቀም❤😍😍😍
@ገነትወለተጊዮርጊስየቅዱስ
@ገነትወለተጊዮርጊስየቅዱስ 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh 2 ай бұрын
❤❤❤ኣብ ራያ ቡዙሕ በለስ ነይሩ መዳሓንት ገይሮም ኣጥፈኦሞ 😢😢😢😢😢
@medhin8187
@medhin8187 2 ай бұрын
ትኸሉ ሱቕ ኣይትበሉ ባይታ ቀይሩሉ ዱኽዒ ነስንስሉ❤
@sabiyasook782
@sabiyasook782 2 ай бұрын
መንፀገቫይ መዓረይ❤❤❤❤
@hiwetdesta9048
@hiwetdesta9048 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢
@MayTsedo
@MayTsedo 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ዓደይ
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 ай бұрын
ደምሪኒወለላይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@Mhalt-m7h
@Mhalt-m7h 2 ай бұрын
❤❤❤❤😢😢
@gjhffhh9112
@gjhffhh9112 2 ай бұрын
መፀገባ በለስ ኣፍቅኽና 😢😢😢😢❤❤
@ድንግለይዋሕስህይወተይ
@ድንግለይዋሕስህይወተይ 2 ай бұрын
በልዕና እና ከምዘይ ሓልፍ ብፍላይ ኣብ አሸንዳ ኣብ ዘግነካዮ ናዘለልካ እዩ ዝብላዕ ዓድና ከዝለ ስደት ኮንና ናፍቅና😢
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉
@hiyabTubehiyab
@hiyabTubehiyab 2 ай бұрын
ኣነ ግን ክችነ ዝበሃል ሕማም ብዝወረሮ ማርያም ብጣዕሚ ጸልአዮ ልብላዕ መስሉ ኣይስመዓንን ሸዉሃተይ እዩ ዝዓጽወኒ😢ቀደም ግን ክፈትዎ ነበርኩ በስመአብ🥰🥰❤❤🥰
@RobialYehdego
@RobialYehdego 2 ай бұрын
Wawwwwww ahhhhhhh ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@slamhm759
@slamhm759 2 ай бұрын
ኡፍፍ ኣየስደት😢😢😢😢😢💔💔💔💔
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 2 ай бұрын
ዙምሳኺ እንዮ መንእስይ ስውእ ተጋዳላይ ሓወይ ይመስል ምስረእኽዎ ከመይ ከብደይ ሓፍ ከምልበለኒ
@msli_dave_Ent4347
@msli_dave_Ent4347 2 ай бұрын
Titi jegna❤❤❤❤🎉🎉🎉
@kiros123
@kiros123 2 ай бұрын
ክክክ ደስ ክትብል ዋላ ኣዛራርባኪ በለስ ኣትክልቲ ዱ😂 ኣነ ውን ሓሲበላ ዘይፈልጥ እያ
@samsongebreslassie957
@samsongebreslassie957 2 ай бұрын
Wow ናፋቆተይ ወሲክለይ ብካልእውን ተመለስና ሽኮሪናና GBU.
@rencevarghese2910
@rencevarghese2910 11 күн бұрын
Where is it
@ፍሩት-ሰ8ኸ
@ፍሩት-ሰ8ኸ 2 ай бұрын
ቲቲየ❤❤❤❤
@mitikuamanumesele3975
@mitikuamanumesele3975 2 ай бұрын
Gobez mentsegeba haftey..shege sirahhhh
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 2 ай бұрын
መንፀገባዋይ ሸኮር❤❤❤❤
@salamM-d7z
@salamM-d7z 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ
@ተስፋእዩስንቀይ-ወ7ኸ 2 ай бұрын
መንፀገባ ፅቡቕት🥰
@ዕባይገጠርወጀረተይቲ
@ዕባይገጠርወጀረተይቲ 2 ай бұрын
እህህህ ሃፍቲ ገነት በለሰ ራያይ ወጀራትይ ብመድሓንቲ ኣጥፍኦሞ እህህህህ 😢😢😢
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ
@ሁሉበርሱሆነፀኑቃልየድንግ 2 ай бұрын
እወ ይነቀሉ 😢😢
@RawhaMohMmd
@RawhaMohMmd 2 ай бұрын
ዋ ታኽረኽቡ😢😢😢
@alemtsehaytewelde3804
@alemtsehaytewelde3804 2 ай бұрын
መንፀግባ ሽኮር ብጣዕሚ የ ዘድንቀኪ ♥️
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@selammebrhatom1669
@selammebrhatom1669 2 ай бұрын
ኤረ መንጸግባ በለስ ሃብና ውይይይይ 😢❤
@Aluchannel-q2b
@Aluchannel-q2b 2 ай бұрын
ሰብሰክራይብ ገበርለይ ሓፍተዋ
@titisabawit3510
@titisabawit3510 2 ай бұрын
በለስ ሓቢቢቢቢ❤❤❤❤
@tirhasagw5728
@tirhasagw5728 2 ай бұрын
😮😮wow 😮😮😊😊
@ahmedarebu9992
@ahmedarebu9992 2 ай бұрын
ዋው አቅምሱኝ እስኪ
@galmhrey
@galmhrey 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@abebagebreegziabher4048
@abebagebreegziabher4048 2 ай бұрын
ቆልቆል ባሓሪ ኣማሓሪኛ ኣይኮንን ኣብ ብትንቤን አክባቢ ቆልቆል ባሓሪ ኢና ንብሎ 😀
@Alemaz-vi7on
@Alemaz-vi7on 2 ай бұрын
አቲ ሐፍተይ ከፈር ገርካ እዩ በለስ ዝውረድ
@GhjkMmbv
@GhjkMmbv 2 ай бұрын
በለሰሸካር,,,,የኔቆንጀ ❤❤😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ💙
@sabagebru6850
@sabagebru6850 2 ай бұрын
በጣም የምወደው 😋ፍሩት ነው አሜሪካ ውድ ነው የትግራይ በለስ በጣም ነው የሚጣፍጠው ቅጠሉ እራሱ ተጠብሶ ይበላል ለጤና ቆንጆ ነው 💛❤️🥰
@AbsSba-h4d
@AbsSba-h4d 2 ай бұрын
ወውውውው🎉🎉🎉
@MmGg-hr8lw
@MmGg-hr8lw 2 ай бұрын
መዚቃ ኣይተበዝሕ መንፀገቦ ሽኮሪሪሩ
@klm9872
@klm9872 2 ай бұрын
Wawwww❤❤❤❤❤❤❤
@temesgentekle2314
@temesgentekle2314 2 ай бұрын
መንፀግባ ዓይነይ ናትኪ ድዩ እዚ ቻናል? ናትኪ ተኮኑ ቤላ ተዘይኮነ ናትኪ ግበ😮ሪ ማራ እና ንፈትወኪ ብጉሩብ ኮይና ኢና ፊልምኪ ንከታተሎ አጆኪ ሓፍተይ ናተይ
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 2 ай бұрын
ናታ ዩ😊
@FjDh-ri4ik
@FjDh-ri4ik 2 ай бұрын
በለስ ኣናፊቅክና መንፀገባይ😢 😢
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 2 ай бұрын
ቀደማኩም ዞም ቆልዑ ሃገረ ሰብ ምጣዓሙ ናፍቅ ግን 😔
@betimodel6712
@betimodel6712 2 ай бұрын
ዓጋመ ተናፋቂት
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 ай бұрын
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤
@VgggVvv-n2q
@VgggVvv-n2q 2 ай бұрын
መንፀገባዋይ በለስ ኣነፊቅክና ኣይ ስደት😢
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
@ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 2 ай бұрын
በለሰ መተዓበቲ ናፈቀኒካ
@adearoShire
@adearoShire 2 ай бұрын
Hey gorgeous Great job full respect I love watching your episode and I like all your team members
@MahiMahi-xn6qm
@MahiMahi-xn6qm 2 ай бұрын
ካበይ ኢና ክነውርድ በሊ ዝያዳይ
@ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ
@ፍረጓልተዋህዶ-ዘ9ጰ 2 ай бұрын
❤❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 ай бұрын
ኣነስ ከም ለብዘበን በለስ ደስይይይይይይይ ይበለኑ ሰደት ሕሱም እወነት ኣነ በለሰን ብጣዓሚ እን ፍቅሪ😢
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 2 ай бұрын
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤🎉🎉
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 ай бұрын
@@ትዕግስቲዩቱብCanal እሸኒ ዝያዳይ ገይረልኪ አለኩ
@مناهل-ج1ق
@مناهل-ج1ق 2 ай бұрын
መንገባየ ሸገ ኣብ ቀፃል ዉዑሎኽ ኣብ ራያ ሞኾኒ ከይድኽ ባ ስርሕልና ናይ ባህል ብጣዕሚ ከዓ ዝፈትወክ ቲቲየ❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ💙
@Aluchannel-q2b
@Aluchannel-q2b 2 ай бұрын
​@@tsegatsega238 ንሰኪ ካኣ ናኣይ ደምርኒ ክገብረልኪ እየ ምዓረይ😊
@Tesfa-14
@Tesfa-14 2 ай бұрын
ኣርእስቲ ደርፊ እባ 😢❤
@AmaerYasin
@AmaerYasin 2 ай бұрын
❤️
@AmareNadaw
@AmareNadaw 2 ай бұрын
በለስ ክንናፍቆ ጌርክና መንፀግባ ሽኮር❤❤❤
ЛУЧШИЙ ФОКУС + секрет! #shorts
00:12
Роман Magic
Рет қаралды 22 МЛН
1, 2, 3, 4, 5, 6, 7, 8, 9 🙈⚽️
00:46
Celine Dept
Рет қаралды 30 МЛН
When u fight over the armrest
00:41
Adam W
Рет қаралды 12 МЛН
New Eritrea traditional music 2023#ወግዒ ምቕንጣጥ
33:41
TEKLI Entertainment
Рет қаралды 273 М.
እሱ ኮ ነው ድምቀቴ ፡ አሁን ግን ከጎኔ የለም 🥹
19:55
መዳኔ ቲዩብ / MEDANE TUBE
Рет қаралды 39 М.
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 32 ( BY BRUNO )
44:12
Awra Tube
Рет қаралды 205 М.