ወያነ ካርታ ኣይብላን"/ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም/ፕረዚዳንት ኣይወርድን ወዲ ኣሸብር/11 ጥሪ 2017 ዓም

  Рет қаралды 2,266

Tigray Stream Media

Tigray Stream Media

Күн бұрын

Пікірлер: 4
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 14 күн бұрын
ኣየ ኣፍን ተግበርንሲ ነንበይኖም መዓስዮም ማብ ግብሪ ክውዕሉ ? ልዕሊ 2 ዓመት ኮይኑ
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 14 күн бұрын
ሐሶት ንገሰሉ ዓለም በፂሕና ፈጣሪ ይቅር በለልና
@BerihuBerihu-nk3do
@BerihuBerihu-nk3do 13 күн бұрын
ወዲ ኣሸብር ናይ ህዝቢ ትግራይ ደሌትን ውሳነን ብሓይሊ ጎቢጡ ክሕዝ ዘለዎ ድሌት እዩ ዝገልፅ ዘሎ ።እዚ ናይ ህዝቢ ልዕልነትን ወሳናይነት ምጥሓስን መረጋገፂ ሓሳብን ዘረባን እዩ። እዚ ጀነራል ብመስዋእቲ ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ በፂሑ። ሕዚ ድማ ኣብ ስልጣን ጊዚያዊ መንግስቲ ኣሎ።ስለዚ ናይ ህዝቢ ትግራይ ድሌትን ካብ ዘለዎ ናይ ህልውና ሓደጋ ክወፅእን ዝተመዛበሉን ዝተሰደደን ህዝቢ ትግራይ ናብ መረበቱን ገዝ ኡን ክኣቱ ክገብር ኣስተዋፅ ኦ ክገብር ይግባእ ኔሩ።እንተኾነ ግና ዝሰርሖ ዘሎ ነዚ ክልተ ዓመት ሙሉእ ምንም ዘይሰረሐ ፕረዚዳንት ጊዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ካብ ስልጣን ኣይውር ድን ምባሉ ነቲ ናይ ህዝብና ፅንተት ይቀፅል ማለት እዩ።እዚ ድማ ህዝቢ ይፍረዶ።
@NaodSyum
@NaodSyum 14 күн бұрын
ሓሶት መላኽዒ ግዝያዊ ምምሕዳር ክንደይ ማዓልቲ'ሞ ከምኡ ዘይበለ ሳክታም ኩርኩር ናይ ኣብይ ካብ ሰራዊት ትግራይ💪💪💪💪💪💪💪💪ትግራይ ትስዕር
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН