ዋዛ ምስ ቁም ነገር !! Logbiba Tv #15

  Рет қаралды 37,639

Logbiba Tv

Logbiba Tv

Күн бұрын

Пікірлер: 314
@logbiba2500
@logbiba2500 7 ай бұрын
ሎሚ Arsenal ትስዕራ ንጨርቂ !! (Sorry Chelsea ዝብል ኣፍ'ዩ 😂) Respect ኣለኒ ንደገፍቲ ቸልሲ Just ዋዛ'ያ እዛ ጨርቂ ዝበልክዋ 🙏 Enjoy Guys.
@AfiEfrem
@AfiEfrem 7 ай бұрын
ሓመድካ ዕደ ቁስሊ ሳሓካ ሕከኸክ ዓርኩ😂😂😂😂3-2ቸልሲ ትስዕር
@Merkebna841
@Merkebna841 7 ай бұрын
ኣይትሕሰቦ 😅
@Lullyhabtom
@Lullyhabtom 7 ай бұрын
ane utd ile mesmae abikani ikaa ..top fan❤
@nahomwedieri7231
@nahomwedieri7231 7 ай бұрын
Hahhhhhhh respect we ne city zhagezuna yom
@ydidyasz6696
@ydidyasz6696 7 ай бұрын
Tidelyeo emo yzingakn u negeru kemza nayta derfi kigebruka eyom Chelsea 😂😂😂
@HenokTesfalem-gc8nu
@HenokTesfalem-gc8nu 7 ай бұрын
Thank you bro . ❤ ካብ ነሽነሽ ቲቪ ዘውጻካና ። 😂😂😂
@luwamtsehaye6291
@luwamtsehaye6291 7 ай бұрын
ልኡል ሓውና መደብካ ዘረባ የብሉን ብጣዕሚ ኢዩ መሳጢ ግን ክትጅምራን ክትውድኣን ሓንቲ ኮይንካና ቁሩብ በጃኻ ኣንውሓያ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ሓወይ መዓረይ ❤❤❤
@Maedny
@Maedny 7 ай бұрын
ሉኡለይ ያኣኽ ወላ ኣብ ሰዓት ሰዓት ዶ ምጸና ቅልጥፍ ኢልና ክንነቅሕ😳❤❤🎉🎉
@DAWit-jm6jr
@DAWit-jm6jr 7 ай бұрын
ሉኡለ ሓወይ ብጣዕሚ ቡሉጽ ስራሕ ኣብ መደብካ ቡዙሕ ነገር ንማሃርን ናዝናጋዕን ኣለና ልዕሊ ኩሉ እቲ መደብ ብኑጹር ክርዳኣካ ይክእል ባታላልያካ ሩጡብ ዝኮነ ቅላት እትጥቀም በሊሕ መንእሰይ ኢካ ኣጆካ ቀጽሎ ንቀደም ከኣ ይድረር ኣሎኩ ግን ከይትጸልኣ ሽሮ ያ ❤
@milatadam196
@milatadam196 7 ай бұрын
Harifey abey nerka 7 years b eznina endatetsawetu bizikone buzuh talent aleka daily kitserh nitsibeyeka. Thank you again
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 7 ай бұрын
ልኡለ ኣንበሳ ጎብለለ እለካ ኣለኩ ብጣዕሚ ንፋዕ ዋዛ ምስ ቁምነገር ኢካ ተክርብ ቀጽሎ ኣጆካ 🤣🤣
@henokhabtu4391
@henokhabtu4391 7 ай бұрын
ልኡል ኣስሊ ፥ ብመጀመርታ የቀንየልና ስለቲ እሩምን ቅርጡውን ዋዛ ምስ ቁምነገርካ ፥ ካብኡ ቀጺለ ኸኣ ነዞም ቆጺሮሙኻ ዝድቅሱ 'ሞ ኣብ ኣፍደገ ኣለኹ ምስ በልካዮም መጺኻ ዲኻ ዚብሉኻስ እንታይ ምበልካዮም፧ ካብ መልሲ ዘይብሎም ሕቶታት ከኣ ገለ በለና ወድሓንካ። ካብ ኔዘርላንድ❤
@phili8384
@phili8384 7 ай бұрын
በቓ ንስካ ኣሞክሲሊን ኢኻ ነዚ Generation...❤
@seidmohamedali7837
@seidmohamedali7837 7 ай бұрын
Logbiba yiak eza elal nayti esur feteya kimewit meharitin kumnegerin. Im proud of you 💪💪💪❤️❤️ keep going and don't be late bro
@samrawitmengsteab3570
@samrawitmengsteab3570 7 ай бұрын
Ata ayney sebat si kemue elomka yfeltu do nska baelka eko eka "shewhat lbi" adey mearey ❤❤❤❤❤❤ mnchi sehaqey eka buenet
@danielrussom2814
@danielrussom2814 7 ай бұрын
መርሐባ ሉኡል ሐወይ ብጣዕሚ ንፍዕ መደብካ ኩል ግዜ እየ ዝከታተሎ ቅጽሎ ❤❤
@AfiEfrem
@AfiEfrem 7 ай бұрын
ክንድ ሽሕ ኣንብበለይ ኣፍሮ ኢየ ካብ ኢትዮ ኣዲስ ኣራብሳ ❤ ዝፈትዋ ግጥሚ እቲ ዓሚ ሰነ ሓጋይ ሓሊፉ ክረምቲ ምስ ኮነ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ዝተሰናበትናላ ክረምቲ ቁጭው ጭው ይብለኒ ነይሩ ንፈላለ መሲሉኒ ንሓዋሩ!!! ምቁረይ ወዲ ኣብ ምዕጻው ትምህርቲ ዝተገጥመት ያ ፡ ምንጪ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ምስ ሰበይተይ ብጣዕሚ ንፈትወካን ነክብረካን ወትሩ ንከታተለካን ኢና ባይ ባይ
@TeameTeweldeBerhe-wd2om
@TeameTeweldeBerhe-wd2om 7 ай бұрын
ኣጆኻ❤❤❤❤❤❤
@yoniyoni3325
@yoniyoni3325 7 ай бұрын
ኣታ መጺኢጺ ናይ በሃቂ ኢዮም ኣበይ ነሪካ ቢዚኮነ ቀጺሎ ዘኣርከይ ካብ Bristol Uk my friend 🎉
@Gasazsaene
@Gasazsaene 7 ай бұрын
ብጣዓሚ ማሃርን ኣዛናግዕን ሉኡል ዓቢ ሰብ በርትዕ ቀጽሎ።
@HelenTeshome-zv4uq
@HelenTeshome-zv4uq 7 ай бұрын
Nay bhaki shwhat lbi nska baelka eka lul hawey ❤Good job GBU kexlo btaemi ena tehantina nxbeyeka aytdenguyena 👍kab metaabitka .❤
@TitiFrezghi
@TitiFrezghi 5 ай бұрын
I'm so proud of you dear brother,,great job!keep on
@johnteklay5087
@johnteklay5087 7 ай бұрын
ሉኡሌ ሉኡሌ ኣታ ጂግና መደብካ ጣዕሙ ከም ፍሩታ ባናና እሞ ከኣ ነዊሕ ከይከድና ግን እኮ ሕቶ ኣለና ንሱ ከኣ ግዜ እንዳሓጸረና ስለዚ ውስኽ እነዶ ኣብለና😜
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 7 ай бұрын
ልኡል ሓወይ ደስ ኢዩ ዝብል መደብኻ ዋዛ ምስ ቁም ነገር ቀጽለሉ ሓፍትካ ቆልዓ ትግራይ ሓቆም ኢዮም አበይ ነይርኻ ዝብሉ ዋላ አነ አበይ ኢየ ነይረ ዘይፈልጠኻ ❤🙏💙ልኡል ሓውለለይ 😂ዋላ አነ ምሳኻ ይስማዕማዕ ብዘይ ደቂ አንስትዮ ካብ ብዓል ኪዳነን ወጻኢ ብዘይ ሓደጋን ዓመጽን ብኣጋጣሚ ዝብሃል የለን ኾነ ኢለን እምበር😅
@merhawiaradoum9098
@merhawiaradoum9098 7 ай бұрын
Lomi qedamay rekibeya hubushey zeyqdemu kkk bzkone luul habibi mara aye zednqeka abika krayeka ymne 👍😍😍❤😍
@logbiba2500
@logbiba2500 7 ай бұрын
Thanks 🙏❤️🙏
@yonas7887
@yonas7887 7 ай бұрын
እዋይ ሎግቢባ ዓርከይ ኽትቆምጥ ካብ ምሒር ሙቕማጥ ቑምጣ ስረ ጌርና ክንከታተለካ ጀሚርና ❤❤😂😂
@semharasefaw1076
@semharasefaw1076 7 ай бұрын
Wela ane mnbar ab sedat eya faliteyo 10q bro kulu geza be hasabatka dagfena❤❤
@wintakidane8527
@wintakidane8527 7 ай бұрын
Shwehat lebi eka nesaka wela wedey ata shkor ❤️
@logbiba2500
@logbiba2500 7 ай бұрын
🙏❤️🙏
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 7 ай бұрын
5:14 😂😂😂😂 ልኡል ሓወይ. , , ልኡል ሓውለለይ
@rahelraki4740
@rahelraki4740 7 ай бұрын
Logbiba smart…one of the source of my laughter currently, much love❤️😍
@Dreyacr7
@Dreyacr7 7 ай бұрын
ኣታ ወድ ደቂቅ ኣይተውህድ ኣነስ ወረገ ክዶግሞ ዋላ ኢኩኣ ደይጸልኢ
@aloniabfares1991
@aloniabfares1991 7 ай бұрын
ገርምኒ ናይ ብሓቂ ክሳብ ሕጂ ኣበይ ኢካ ኔርካ ❤❤ካብተን ግጥምታትካ በል ኣይተውሕደልና ❤❤❤
@EritreaAa-mc8tj
@EritreaAa-mc8tj 5 ай бұрын
Waww aziye eye zednqeka bxeeni qumeneger bewaza enadebrka ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@TitiFrezghi
@TitiFrezghi 5 ай бұрын
Btami ya tenkifatni ETA gtmi❤❤❤❤❤❤❤❤luul hawey God bless you. I'm from ERI,
@meramg1650
@meramg1650 7 ай бұрын
ሐራይ ኣቀበሎም ዓርከይ ኣቀብለናስከ ተቀቢሎምናዮም። ቀጽለሉ ዝዓርከይ ❤❤❤
@Natsnet96
@Natsnet96 7 ай бұрын
Btami zfetweka❤lueuley shikor ❤mchi sehaqey🥰
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 7 ай бұрын
ቡሉጽ ሓወይ ኣበይ ደኣ ኔረ ክሳብ ሎሚ 😅ማለት ዘይተካታተልኩካ ቁርጽራጽ የ ዝሰምዓ ናትካ ብዝኮነ ቀጽሎ ❤
@solomunmussie-rn4ns
@solomunmussie-rn4ns 3 ай бұрын
ሃቢቢ ኣነስ ናትካ ክርኢ ከለኩ ማራ አየ ሞራል ዝገብር ቀጽሎ ፡ from 🇱🇾 🥰🥰🥰
@mahmudnasir8689
@mahmudnasir8689 7 ай бұрын
ጋነራዊ ያ ሆ ሰዋስው ኣሰራርዓን ኣዛራርባ ትግርኛኻን ብሓይሊ ልቢ ወዲ ኣዳም እዩ ዝፍንቅ enjoy ትገብሮ ቕልል ብዝበለ መንገዲ . ክሳብ ሎሚ ትሓቢኤ ሸይፈ ጥራይ መሊቆ ዝወጽእ ኛረ . እዛ ንመጥሎም ኣርእሰትኻ ግን ናብ ምቅይያም ብወግዒ ምፍራም ከም ሃዛርድ ናብ ማድሪድ እየ ዝወስዳ . all the best
@NATI-b9b
@NATI-b9b 7 ай бұрын
Hji dea kedka abika nkolom KZbinrs belxikayom congraa
@AsmaitaAblel
@AsmaitaAblel Ай бұрын
luul hawey anes tesfa qorixe gele ilka eba aragageni kab adnaqitka I love you so much❤❤❤❤
@ghenettekie6597
@ghenettekie6597 7 ай бұрын
Xerui kem aqua fresh hawey kabye eka ❤❤❤❤
@ክግሃድዩሕልምኺኤረይ
@ክግሃድዩሕልምኺኤረይ 7 ай бұрын
Enqae hagosena arsenalawyan ❤❤🎉🎉
@nebil4429
@nebil4429 7 ай бұрын
Lomi nay lbey rekhibkani ma bro. Keep up z good work
@RobelMichaele-uw4bl
@RobelMichaele-uw4bl 7 ай бұрын
Bro neay bteami hayli thbeni beal tesfa eka neay bzeygeds ajoka kexlo ❤❤❤
@Bondawi
@Bondawi 7 ай бұрын
🙈🙃ኣባካ ሎ ሕልሚ ኣባካ ሎ ጋህድ ኣባካ ሎ ጸጋ ዋሓይዝ ናይ ፍቅሪ ኣባካ ሎ ሰማይ ምስ ኸዋኽብቲ ኣባካ ሎ ሂወት ንካልእ ዝዕልሞ ።ልኡለይ ከምዚ ከማካ ኣዝማሪና እኮ ተፊኦም ደሃይ እባ ግበረሎም ።ተገዲስካ መልእክተይ ይሕልፈለይ ።
@Ganers-z2v
@Ganers-z2v 7 ай бұрын
ሉኡል ከይትሰግረኒ ሎሚ ጉዳይ ኣርሰናል ገለ በለና
@logbiba2500
@logbiba2500 7 ай бұрын
🙏❤️🙏
@aziebzekarias2629
@aziebzekarias2629 7 ай бұрын
Kezilo agoka nifui hanti kab tekatatelitka ❤🎉
@eliaskibreab3183
@eliaskibreab3183 7 ай бұрын
Bhandebet hilif kibil eye riaka emo ayselaekukan. You are very funny and smart. Keep up the good work.
@milena-im7em
@milena-im7em 3 ай бұрын
ነዛ ግጥሞካ 😢🥺🙏👌❤
@Mera.wedi.Redie.62
@Mera.wedi.Redie.62 7 ай бұрын
ሉኡል ጽቡቅ ወዲ ኢንዳ ኣምስገና ኢና❤
@luwamberhane6178
@luwamberhane6178 5 ай бұрын
Ya Exactly ❤❤❤❤
@HenokBrhane-w9k
@HenokBrhane-w9k 7 ай бұрын
Logbiba nebsi enqae selam mexaka medbka betaemi ጹሩይ kem may ኣኳፈረሽ eyu bmihr natka qlat metqamey jamay logbiba eyom zebluni hji kea bezaeba tergum logbiba gele belna mnalbat b ዒራቅ ገምበር ዱዑል keytkewn mo yxerfuni keyhelwu terguma thababerni
@fqrieyenzefqeni
@fqrieyenzefqeni 7 ай бұрын
ስጋደይ ሰበይትካ መግቢ ኣየድልያን ኢዩ ድምጽካ ድምጺ ሄለን መለስ ሓይልካ ሓይሊ ፈረስ ብይማናይ ኢድካ ማይክሬፎን ኣብ እዝንካ ፎን ንዓካ ደይርኣየ ይጭነቅ ንዓካ ድርኣየ ይድነቅ ሰኒ ሽንግርዋ ሓሊፍካ ኣለካ...ኪያሮ ስሕበት ድምጽካ የዕዋፍ ሰማይ ኢዩ ድዕስል....ብጣዕሚ ንፍዕ መደብካ ኩል ግዜ እየ ዝከታተሎ ቅጽሎ.....ሚስዩ ብሩረይ ጻዕዳ🫀🫂🥹😇🫢
@girmayhabtemichael4029
@girmayhabtemichael4029 7 ай бұрын
Wawwww nay mudey dhri newih gze rekibeka👍👍
@binyamgerezgiher6047
@binyamgerezgiher6047 7 ай бұрын
Jgna bxay nberelna eske 🎉🎉🎉🎉
@Sidona487
@Sidona487 7 ай бұрын
Thanks for making us fun 😁🤣and entertaining keep it up!❤
@NatnaelHenok-nm7qi
@NatnaelHenok-nm7qi 7 ай бұрын
ፍቅሪ ብፍቅሪ እምበር ብሕነ ኣይድምሰስንዩ ቂምታ ተሰኪምካ ቀሲንካ ኣይንበርንዩ መጻኢና ንፍለጥ ብሕሉፍ ኣይንገዛእ ደምስሶ ይደፍሰስ ስቃዩ ይደፋእ ❤❤ ነዛ ናይ ግድን ክምንጥለኩም እየ ዝበልካያ እየ ምክንያቱ ነዘን ብሊብያ ሒዝናየን ንኣቱ ከይትምትለና እየ። ሉኡል ሓቢቢ ቀጽሎ ጽቡቅ መደብ ንሕና ካኣ like 👍 ኣይንበቀልካን
@robelhadishhagos9813
@robelhadishhagos9813 7 ай бұрын
Bhaqi btaemi tedeniqelka , ynafqeka eko ye post nktbl ❤❤
@Huruy-oq5pb
@Huruy-oq5pb 7 ай бұрын
መርሓባ ጻዕዳ ሽጉርቲ ቀመም መማቕርቲ ተሃራፊ ከም ሽሮ ጻሕሊ ንጭንቀትና ብዋዛ ቀታሊ
@ፍረሞሮር
@ፍረሞሮር 7 ай бұрын
ሉኡል ሓቢቢ ስሕት ስሕት ኢልካ ግጥሚ ኣቅረበልና ምኽንያቱ ጽቡቅ ሓሳባት ኢኻ እተመንጩ ኣመና ዝደነቅ ስራሕ ዩ።
@filelyanchannel4504
@filelyanchannel4504 7 ай бұрын
You are smart keep it up logbabi
@Sqteum
@Sqteum 7 ай бұрын
ስቅ ጥዑም ሳላ ሰማፎሮ ዝኮነት ቸልሲ ክትስዕርን ክትሳዓርን ጦቅታይ በሊዐ ርስዕ ከብሎ ካብ ኩሉ ተሓቢኤ ኣባካ ክዛናጋዕ መጽየ ግን ደጋፊ ኣርሴማ (ሕንኡ ዘይመልስ ኮይናትኒ'የ ) ምኳንካ ምስ ዘከርክዎ ተመሊሰ ኣለኩ ኣጸጊዕካ ቑምጥ ቑምጥ ከይተብለኒ 😂😂😂 ብጣዕሚ ንፉዕ ኢካ ኣዝየ የድንቐካ ክቡር ሓወይ
@akliluberihu5482
@akliluberihu5482 7 ай бұрын
ልኡል ሓወይ፡ኣነ ጽቡቅ ገይረ እየ ዝፈልጠካ ኣብ ጥበብ ዘለካ ተውህቦ፡ኩሉ ግዜ ዕብየት ኣብ ስራሕ እንተ ኣለኻ እዩ ዝመጽእ እሞ፡ኣጆኻ ዘዓርከይ ቀጽሎ❤
@teklitweldat7003
@teklitweldat7003 7 ай бұрын
Qexilo kemem Media 😊❤😊
@أمسكلسانك-ص5ج
@أمسكلسانك-ص5ج 7 ай бұрын
ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ከማኻ ዝኣመሰሉ ንቑሓት ሰባት እንተዝበዝሑ ኣብ መንጎና ከም ኤርትራውያን 🇪🇷 ጸገም ኣይምሃለወን.
@EsromGebar
@EsromGebar 7 ай бұрын
Bela gtmi rekibkani habibi qexlo eika nezi gtmi Logbiba Asli wedi Asmera ዕlal ms qumneger feximu zey mno Ajoka wededey kab hawuka kokodie ❤❤❤❤
@alum2786
@alum2786 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MogosBrhane-xn7oi
@MogosBrhane-xn7oi 7 ай бұрын
ሰላም ብራዘለይ ሉኡል ብጣዓሚ ኢየ ናሃትካ ግጥሚ ክሰምዕ ከለኩ ብጣሚ ኢየ ናሃትካ ግጥሚ ክጽበየ ዝቅኒ ብራዘለይ ቀጽል ብሮ🤙🤙🤙
@nahuunahom3652
@nahuunahom3652 7 ай бұрын
ኣታ ሎሚ እየ ክጽሕፈልካ መጽኤ ዘለኹ 🤣🤣🤣 ናተይ comment እኮ ጉዳይ ኣርሰናል እዩ መዓስ ደኣ ኢኹም ክትምንጥሉ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣 ጽኑዓት ኢኹም ኣበይ እሞ ኣብ ኣምላኽ ከምኡ ተትኾኑ ኩላትና ን ዓድና ምስ ተመልሰና ኔርና ደገፍቲ arsenal 🤣🤣🤣
@misgunokbay3500
@misgunokbay3500 7 ай бұрын
Logbiba habiby selamka yebzahayo fetari abzi weledona kab zrakwom azyom whudat gn kea bluxat sebat eka.memhr eyo klas khbeka kelo neti eyo msaka koynu kserho kelo kemey dess ybleka mesleka natka dma kemu koynu yu zsmaanii🎉
@firubiniam1099
@firubiniam1099 7 ай бұрын
Logbiba habibi ana ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ጋሻኢየንጽባሕ
@ጋሻኢየንጽባሕ 7 ай бұрын
Welcome bro❤❤❤
@ArsemaMedhane-k5p
@ArsemaMedhane-k5p 7 ай бұрын
Luliy marey edemen tenan yhabka eza getmkas betami eya des eltni edemen tenan teray yhabka enber nekulu geze alo ezi nay tesfa kaltka ka ples key tekarxo kendey ala bezi natka tesfa tetese befely ab leby zelwu yhewatni kab fetawetka ❤❤❤❤❤
@adhanettewelde8902
@adhanettewelde8902 7 ай бұрын
welcome luuley hawey ❤❤❤
@tiegistiateshem-hj2xd
@tiegistiateshem-hj2xd 7 ай бұрын
Pow aytekealkan hikiya dea keep it up bro
@BabaNatey-sb6xf
@BabaNatey-sb6xf 7 ай бұрын
Yake mara kef aleka bflay nay tesfa astemhro kthb keleka awa keleka qeshi andom ika ❤❤❤
@Eden-u4o
@Eden-u4o 7 ай бұрын
Logbiba shkore an b laptop b mobile eye subscribe gerekia wla ab nay mehazutey gn at list 20 min gberea eta medeb
@DanielkbromDanielkbrom
@DanielkbromDanielkbrom 7 ай бұрын
Logbiba ❤❤❤❤❤❤❤
@lwamberhane9432
@lwamberhane9432 7 ай бұрын
መጢሎምና ክንምጢሎም እና እትብ መጢለናና ክንምጥለል እና እልካ ነዓይ ስርሓለ ብሓንሳብ ከይድና ክንምንጥል እና ዝተዓጸፈ ገንዘብ ዝሕዝ ዝነበር ዝርጉሕ ገንዘብ ረኪቡ ፍቅረይ ኣጻጽፍወ ብሓንሳብ ከይድና ሕነና ንፍደ
@michaelhaile6257
@michaelhaile6257 7 ай бұрын
Luluey habibi keeping going bro
@mhriewedi6023
@mhriewedi6023 7 ай бұрын
ጽቡቕ ስራሕ ቀጽሎ ብሮ ❤❤
@evenmuller141
@evenmuller141 7 ай бұрын
ሉኡለይ ዘይኮነስ ንዉነይ ኢዩ ቢባ ዓርከይ።ዘድልየካ ጥራይ ኢካ ትሰምዕ ዘየድልየካ ኣይትሰምዕን ኢካ😂
@WediAbrham-sv3gq
@WediAbrham-sv3gq 7 ай бұрын
ሉል ሓወይ ሞራልካ ናይ Abrham afewerki ኮይኑ ኢዩ ዝስምዓኒ ኣነ ክኣ ኣብ Libya ስለ ዘለኩ ንሃትካ ናሰምዓኩ ኢየ ዝነብር ብዝኮነ ቀጽሎ ኣበይ ኢካ ትሓቢኢካ ኔርካ ክሳብ ሕጂ እንድዒ❤❤❤
@Samri800
@Samri800 7 ай бұрын
ምንም ዘይልወጥ ከም ቁጽሪ ክልተ፡ ረቢሑ ተደሚሩ ኩሉ ግዜ ኣርባዕተ። ( 2 )+ ( 2 )=4 ( ዋዛ)+(ቁም ነገር)= Logbiba king 👑 ( 2 ) ×( 2)=4 (ቁምነገር)×(ዋዛ)=logbiba king 👑 ....…. 2 . ዕዋላ ትብል ደርፊ ኣላትካ፡ትርጉም ዕዋላ ጽሙቅ ኣቢልካ ኢስከ ግለጸለይ። መግልጺ + ve ድዩ ወላስ መግለጺ - ve ዕዋላ ማለት። እዛ ሕቶይ ከይትሰግራ ሓደራኻ።
@MelatTkue
@MelatTkue 7 ай бұрын
ንዕባ ዘይጋጣጠም ኣይተጋጥሚ የበለይ ኣየ ቶሚ ሽኮር😂😂ዘረባካ ብቻ😂
@SnithaftialexSnithaftialex
@SnithaftialexSnithaftialex 7 ай бұрын
Luuley shikor btami eye dfetweka kexlo❤❤❤❤
@SmilingBackgammon-mz2vo
@SmilingBackgammon-mz2vo 7 ай бұрын
Anbesea senay dyu. 1 kehateka bzeba sdetenatat kb UK 🇬🇧 nab Rwanda 🇷🇼 kemey kemey eyu.......
@ThoAma-gd1pf
@ThoAma-gd1pf 7 ай бұрын
Welcome Bro🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️🕊️🕊️🕊️🫶🫶 Funny really.Nezia ktwexia kndey eye zxbeyeka
@kejushifa8237
@kejushifa8237 4 ай бұрын
Lueley asli ane kea bkltiu yreyeka b tv 📺 and b phone 📱 .Medebatka btaemi eyom zmesutuni gen ab comment mexhaf nfeti aykonkun❤
@Mekelle_shkor
@Mekelle_shkor 7 ай бұрын
ኣጀኻ እዝንኻ ደጊፍካ ስምዐዮ ልኡለይ እዩ🎉😅❤
@Asmera-ot3gd1ij7o
@Asmera-ot3gd1ij7o 7 ай бұрын
ኣታ ብራዳየ ኣነስ ናይ ዩከይ ዜና ከተምጻለይ ክጽበ ጸኒሐ ያ ተሸርሽርና እኮ ኣታ ብሩከይ
@logbiba2500
@logbiba2500 7 ай бұрын
ኣብ Next ግድን ብዛዕብኡ ሒዘ ክመጽእ'የ ።
@Asmera-ot3gd1ij7o
@Asmera-ot3gd1ij7o 7 ай бұрын
@@logbiba2500 ኣብሽርካ ዝዓርከይ ብሃንቀወታ ክጽበ እየ 🙏🏻
@LidyaHabtemicael
@LidyaHabtemicael 7 ай бұрын
Nardos shimey yerdos tbleni nera abayey😂😂
@selam8357
@selam8357 7 ай бұрын
Luul hawey lenkne eye eza channelka rekibeya...abey eye neyre endie. Medebatka fluy sle zkone des elkani ktmewt. UK aleku msah kedmeka eye 1 day.
@EsseyFisseha-m4r
@EsseyFisseha-m4r 7 ай бұрын
Welcome back ❤❤❤❤❤❤❤ bro
@RobiHabtu-ce2vn
@RobiHabtu-ce2vn 3 ай бұрын
Logbaiba Habib I kexelo ajoka
@اعع-ز4ز
@اعع-ز4ز 3 ай бұрын
Liloy anes kfetweka bai ♥️
@MussieHaile-ji4dn
@MussieHaile-ji4dn 7 ай бұрын
Lulwai shikor eza mentilomuna si ab Africa si meninaya bi Japan ba gel belena ❤❤
@senig2140
@senig2140 7 ай бұрын
Selam niaka abi seb hadash tekatatalit eye but I saw all the videos you made it’s interesting and funny as well specially gitmtatka wow ! yehxir abilna kinhateka, bijeka xehay kulu seb ab zey botue eu zelo tibil bihil ni kulu seb diu ziwkil weys nitezarabi tigrna eu?
@simoneyolo2781
@simoneyolo2781 7 ай бұрын
Logbiba habibi natka medeb mara eye zfetwo mealti mealti kikewin aymselakun ❤
@darkj-kh7bm
@darkj-kh7bm 7 ай бұрын
ልኡል ዶ ክብለካ ገጽ ምጹጽላይ ኣነስ ተመንየካ ክትከውን ናይ በይነይ ኣፍቃሪት ኣላትካ ዶ ፕሊስ መልሰለይ እንተዘይብልካ ክበልዓካ ባዕለይ ልኡል ሽኮር ኣነስ ክፈትወካ ብጣዕሚ ዩ ደስ ዝብለኒ ዕላልካ ቀጽሎ ኣዘናጋዕን መሃሪን መደብካ ኣድናቒትካ ሰላም ካብ ስዑዲ ዓረብ
@WahabbIbrahim
@WahabbIbrahim Ай бұрын
Enshallah
@BiniamGebreokbabtesfgergs
@BiniamGebreokbabtesfgergs 7 ай бұрын
ይመችአካ ዝዓርከይ
@Arulove141
@Arulove141 7 ай бұрын
Welcome bro❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@logbiba2500
@logbiba2500 7 ай бұрын
🙏❤️🙏
@tomasnebay6298
@tomasnebay6298 7 ай бұрын
Lul asli qexlo kab tele nqurub gizie rhiqe qenye hji gn neti zhalefeni kri dqasey qexie ybleka 10q sleti thbena wazan ❤qum negern❤
@NazretMedhanie
@NazretMedhanie 7 ай бұрын
Luul natey ❤❤❤❤
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #16
19:40
Logbiba Tv
Рет қаралды 42 М.
One day.. 🙌
00:33
Celine Dept
Рет қаралды 75 МЛН
Deadpool family by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 7 МЛН
黑天使只对C罗有感觉#short #angel #clown
00:39
Super Beauty team
Рет қаралды 31 МЛН
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #25
21:17
Logbiba Tv
Рет қаралды 40 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #17
21:29
Logbiba Tv
Рет қаралды 59 М.
ዋዛ ምስ ቁም ነገር !! Logbiba Tv #14
15:12
Logbiba Tv
Рет қаралды 38 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #24
22:09
Logbiba Tv
Рет қаралды 55 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #7
16:00
Logbiba Tv
Рет қаралды 53 М.