Wedi Nazu - Edilegna | ዕድለኛ - New Eritrean Music 2022 (Official Video) | SELEDA

  Рет қаралды 5,301,413

SELEDA ENTERTAINMENT

SELEDA ENTERTAINMENT

2 жыл бұрын

New Eritrean Music 2022 | Edilegna by Brhane Zemichael
#SeledaMusic #Edilegna #EritreanMusic
Lyrics and Melody by | Brhane Zemichael
Directed by | Sham
Produced by | Seleda Entertainment
Built For All Artists
Subscribe here:
/ seledaentertainment
Any unauthorized use or distribution or re-uploading of this video without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
℗©2022 SELEDA ENTERTAINMENT. All rights reserved.
**************************************************************
FOLLOW US ON:
Instagram | Seleda_Entertainment
Facebook | Seleda Entertainment

Пікірлер: 875
@user-ir7ql2pw8f
@user-ir7ql2pw8f Жыл бұрын
ደጋግመ ሰሚዕየ ምፅጋብ ዝሰኣንኩዋ ደስ ትብል ደርፊ ግን ድማ ኣብ ጢቅጦቅ ሰብ ዝፎትዋ ኣብ ዪቲብ ግን ከምኔይ ጢቅጦቅ ኣይኮንን ነተባበዕዮም እባ ስነ ጥብብና 💗
@SELEDAENTERTAINMENT
@SELEDAENTERTAINMENT Жыл бұрын
🙏🥰❤️❤️🙏
@teklitwelday1861
@teklitwelday1861 Жыл бұрын
Nay bhaki 😊
@beautybywintana4792
@beautybywintana4792 Жыл бұрын
Wela ane
@danielhabtegabr414
@danielhabtegabr414 Жыл бұрын
pppp
@danielhabtegabr414
@danielhabtegabr414 Жыл бұрын
P
@user-ir7ql2pw8f
@user-ir7ql2pw8f Жыл бұрын
ሮዳሰይ ጋል ዓደይ ፅቦቅቲ እቲ ወዲ ድማ ጡዑም ድምፂ ሰላም የወርደልና ንዚክልተ ህዝቢ firom tigiray 💖💛💖
@Ýâfùĺáý
@Ýâfùĺáý Жыл бұрын
Kemaki ybzhu delayt selamn fkrn 🙏💘🙏
@tigraway4669
@tigraway4669 Жыл бұрын
ድራዝ ላሕሚ ጋሽባርካ እረ ዘይትሓፍር ጋል 70 ኢልኪ ትፅሕፊ ደቂ መቀለይ ድኣ ከማኪ ዘይኮና ድራዝ😁😁😁
@samigunner2374
@samigunner2374 Жыл бұрын
ጋሕሸርሸር ኣይትበሊ ጋሕሻር
@user-ir7ql2pw8f
@user-ir7ql2pw8f Жыл бұрын
@@tigraway4669 ትግራዋይ ዶሞ ካንካይ ክፀክፈካ ኢለ ነይረ
@jemaljemal7494
@jemaljemal7494 2 жыл бұрын
ጋል ሚዛን ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኹልኹም ዞም ኣሓተይ ደለይቲ ሰላም ሓሳብ ልብኹም የስምሮ ሰላምና የውርደልና እቲ ልዑል ፈጣሪ አሜን
@user-qu9to8ei8x
@user-qu9to8ei8x Жыл бұрын
ወዲ ናዙ ነዝነዝ ኣቢልካያ ብጣዕሚ ፈተያ ኣጁኻ በርትዕ
@wediteages9391
@wediteages9391 2 жыл бұрын
!!!ዕድለኛ!!! ላላላ------ላሊሎ..ላሊሎ ኢሂሂሂሂ ከም ህጻን ቆልዓ እግሪ ዘይተኸለ ካብ ሑቅፊ ኣዲኡ ፈጺሙ ዘይፍለ ምውዓለይ ኣብዛ ሕቁፎኺ ምሕዳረይ ኣብዛ ጎንኺ ኣይመንዎን ኩሉ ነገርኪ ኣጸሊሉኒ እንድዩ ፍቅርኺ _________ ሙሉእ ኣካላትኪ ዝተቀብአ ፍቅሪ ንነብሰይ ከይበልኪ ንስለይ ትነብሪ ሪኤዮ ዘይፈልጥ ኣፍሊጥክኒ ሂወት የማነ ጸጋመይ ከቢብኒ ዓወት __________ ኣሰይ...ተዓዲለ ኣሰይ _______ ሳላኺ በቂዔ ክኸውን ሙሉእ ሰብ ሎሚ ሪኤ ዓለም ከምዘለዋ መኽሰብ ኣብገደና ልበይ ፍቅሪ ተተኺሉ ድሮ ዓንቢቡሲ ክፈሪ እኳ ኪኢሉ ንስኺ ንበሪ ባዕሉ ፈልጥ ኩሉ ባዕሉ ፈልጥ ኩሉ ________ ብዘይካ ሰናይ ዘይብልኪ ክፉእ ጥባይኪ ጥዑም ንኣደይ ትትክእ ፍቅርኺ ምሉእ ዘይብሉ ጎደል ዕድለኛ እየ ንዓኺ ክዕደል ዕድለኛ'የ ተዓዲለ ዕድለኛ'የ ንዓኺ ክዕደል _______ ተዓዲልዮ ሁይ ይ ሁይ ሁ እላላይሎ ----------- ድርብ!!! ----------------------------------- ተጸሊሉ ይውረ'ሎ እንዳልዓሉ ስመይ ሓፍተይ ብኣኺ ኣነ እሞ ዘይዓብድ ከመይ ሰብ ተጸሊሉ ተበለ ሽመይ ኣልዒሉ መዓስ እሞ ኮይኑ ዋዛ ሓቂ እንደኣሉ ብኣኺ ዘይዓበድኩሞ ብመን ክዓብድ ሓይሉኒ እንድዩ ፍቅርኺ ኣቤት ክኸብድ ------------ ኣቤት እወ ኣየይ ኣየይይ -------- ናተይ ከለኺ ናይ በይነይ ዘይትፍለዪ ካብ ጎነይ ከይ ምንጡልለይ እንዳበልኩ ሰለም እኮ ዘየበልኩ ኣብከውታ ለይቲ ይብህርር ክሕልወኪ ይሓድር ቀትሪ ብሓሳብ ይሽመም ትፍቅርኺ ዋዛ ኣይኮነን ትፍቅርኺ ዋዛ ኣይኮነን ቀትሪ ብሓሳብ ናትኪ ይሽመም ----------- ዎውውው እምምእምምም እህእህ ----------- ተዓዲለዮ ኡይይ ኡይይይ እላይሊላይላይ -------- ተጸሊሉ ይውረ'ሎ እንዳልዓሉ ስመይ ሓፍተይ ብኣኺ ኣነ እሞ ዘይዓብድ ከመይ ሰብ ተጸሊሉ ተበለ ሽመይ ኣልዒሉ መዓስ እሞ ኮይኑ ዋዛ ሓቂ እንደኣሉ ብኣኺ ዘይዓበድኩሞ ብመን ክዓብድ ሓይሉኒ እንድዩ ፍቅርኺ ኣቤት ክኸብድ -------------- ናተይ ከለኺ ናይ በይነይ ዘይትፍለዪ ካብ ጎነይ ከይ ምንጡልለይ እንዳበልኩ ሰለም እኮ ዘየበልኩ ኣብ ከውታ ለይቲ ይብህርር ክሕልወኪ ይሓድር ቀትሪ ብሓሳብ ይሽመም ትፍቅርኺ ዋዛ ኣይኮነን ትፍቅርኺ ዋዛ ኣይኮነን --------- ዎውውውውው እምእምእም እህ እህ ውህህ ------------ ተዓዲለዮ ሁይሁይ እላሊላ ዎሆ ዎ እላሊላየ ------------------------ ግጥሚ/ዜማ ብርሃነ ዘ/ምኪኤል (ወዲ ናዙ)
@arsamabn1699
@arsamabn1699 8 ай бұрын
ኩቡር ሓውና ፀሩይ እግዛብሔር ካብ ሕማቅ ነገር ይሓልካ ❤❤❤❤ ትግራይ ዓደይ እግዛብሔር ሰላምኪ ይመልሰልኪ❤❤❤❤
@makumaku1144
@makumaku1144 2 жыл бұрын
ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይመንዋ ሙዚቃ ሰናይ ዕድል 🙏 ግጥሚ 100 % ዜማ 100% ድምፂ 100%👌🥰 ይብል ግርማ ይሕዋተይ ደስ ብሃልቲ ጓል ዓደይ ሽኮር ብኣካዳድናኪ ኮሪዐልኪ💛❤
@senaytdaniel8265
@senaytdaniel8265 2 жыл бұрын
Me too akedadna ❤❤
@hsabutekle-xm6xf
@hsabutekle-xm6xf Жыл бұрын
Dfghhghiotugbjjkúhjlķģab⁸þffrdasedffdrrti
@merondebesay2123
@merondebesay2123 2 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ 10ግዜ ዝደጋገማ እሰኪ like ደስ በሃልቲ ትራወይቲ ምስ ኤርትራዊ ከሞኡ ገርኩም ፈቅሪ ስበኩልና ከማኩም የብዝሓዮ❤ ሰላሙ የውርደልነ ፈጣሪ 🙏
@user-ry7es8ny4u
@user-ry7es8ny4u 2 жыл бұрын
metoo❤❤❤
@mahlettadesse6444
@mahlettadesse6444 2 жыл бұрын
ሮዲየ ሽኮር ይበል ስርዓት ካብ አከዳድናኪ ጀሚሩ ኩሉ ነገርኪ ርግዕ ልበለ ቀፅልሉ ምቅርተይይይይ💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
@AaBb-uz2mr
@AaBb-uz2mr 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣላባበሳ ረጋዕታኣ ደስ እዩ ዝብል❤
@mahlettadesse6444
@mahlettadesse6444 2 жыл бұрын
@@AaBb-uz2mr ብጣዕሚ 🙏
@hanakfle3681
@hanakfle3681 Жыл бұрын
Ööplkköljhttf
@emteemte3985
@emteemte3985 Жыл бұрын
Tigraweyty dya weys eritrawit eya?
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- Жыл бұрын
@@emteemte3985 ትግራወይቲ እያ
@user-mh3ge8wo8y
@user-mh3ge8wo8y 2 жыл бұрын
ሮዲ ጓል ትግራይ ዝያዳ 🥰🥰🥰
@user-os9lm6ny6z
@user-os9lm6ny6z 2 жыл бұрын
ገለ ዓይነት ዘፈን ወዲ ናዙ ሓቢቢ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ
@merryhani7954
@merryhani7954 2 жыл бұрын
ጋል ሚዚን ሽኮር💗💗😍
@zakariamera3601
@zakariamera3601 2 жыл бұрын
ሞራል ንወዲ ናዙ ሽኮር ጥዑም ድምጺ ምስ ጽቡቕ. ህርመት ሙዚቃ ኣጆኻ በርትዕ ወገነይ 💐💐💐!!
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 Жыл бұрын
ወዲ ናዙ ጓል ሚዙ ስራሕኩም ሰብ ኣፍዚዙ ጽቡቕ ስራሕ
@princess4698
@princess4698 2 жыл бұрын
ጋል ሚዛን ኣከዳድና ገለ ዓይነት 😘 ፅብቅቲ ናዓኪ ክርኢ አየ መፅየ ብሓፈሻ ግን ፅቡቅ ስራሕ
@agame6058
@agame6058 Жыл бұрын
ትግራዋይ ድየ
@princess4698
@princess4698 Жыл бұрын
@@agame6058 ኤርትራዊ eba
@biniyamwolday2974
@biniyamwolday2974 Жыл бұрын
@@agame6058 nayna eyu 🤴😁🇪🇷 eta gal naykum 😁 tigrina qanqa nzelealem::
@biniyamwolday2974
@biniyamwolday2974 Жыл бұрын
@@princess4698 ane kea msaki kderif eye 😁👸❤️🤴
@princess4698
@princess4698 Жыл бұрын
@@biniyamwolday2974 ደርፊ ዳኣ ኖርማል ሓዳር ጥራሕ ኣይትበል አምበር 🤣
@dlietproduction7194
@dlietproduction7194 2 жыл бұрын
ከም ህጻን ቆልዓ እግሪ ዘይተከለ ካብ ሕቁፎ ዲኡ ፈጺሙ ዘይፍለ ምውዓለይ ኣብዛ ሕቁፎኪ ምሕዳረይ ኣብዛ ጎንኪ ኣይመንዎን ኩሉ ነግርኪ ኣጸሊሉኒ እንድዩ ፍቅርኪ ምሉእ ኣካላትኪ ዝተቅብአ ፍቅሪ ንነብሰይ ከይበልኪ ንስለይ ትነብሪ ሪኤዮ ዘይፈልት ኣፍሊጥክኒ ሂወት የማነ ጸጋመይ ከቢቡኒ ዓወት ኣሰይ ትዓዲለ ኣሰይ ሳላኪ በቂዐ ክኸውን ምሉእ ሰብ ሎሚ ርአ ዓለም ከምዘለዋ ሰብ ዋውውውው
@aselin7015
@aselin7015 Жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ፅቡቅ ድምፂ ሸገታት 💊💊💊💊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@AaBb-uz2mr
@AaBb-uz2mr 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ዩ ምስቲ ጥዕም ድምፂካ ሓወይ እስኪ ከም ዝይ እንዳ ገበርኩም ንሰለ ሰላም ን ፍቅርን ስበኩልና 🙏ኪናት ወዲ ኪናት ይኣኽለና ዳሃይ ስድራ ቤትና ካብ ዘይንረክብ ዓመታት ኣቁፂርና ብጣዕሚ ከቢድ😥💊🤝🇪🇷🙏
@Filipos610
@Filipos610 Жыл бұрын
Eritrea 🇪🇷 And Tigray ❤️💛 Selam yewrdelna 💕💕💕
@aygermekumdo4914
@aygermekumdo4914 Жыл бұрын
Amen yehwat selam yewredlena 🙏🏼❤
@lloveyoumami82
@lloveyoumami82 Жыл бұрын
😊😊
@user-uu3tj1lu1l
@user-uu3tj1lu1l Жыл бұрын
"ወዲ ናዙ እቲ ኣዝዩ ብሉጽ ስነ ጥበባዊ ሃገርና።
@SELEDAENTERTAINMENT
@SELEDAENTERTAINMENT 2 жыл бұрын
#WediNazu #Edilegna ሞራል እስከ ንሃቦ ን ወዲ_ናዙ ንእትህቡና ደገፍ ኩሉ ግዜ ካብ ልቢ ነመስግን Thank you for watching!!!
@shewitshewit3964
@shewitshewit3964 2 жыл бұрын
😍😍😍
@maryamaaqq2400
@maryamaaqq2400 2 жыл бұрын
ፁቡቅ ስራሕ እዩ ከመዚይ ናገበሩኩም ፍቂሪ ስበኩ ኣሕዋተይ ❤❤❤🌺🌺🌿🌿
@Debas97
@Debas97 Жыл бұрын
Yes 🕊
@ZafuTgraweyti
@ZafuTgraweyti 2 жыл бұрын
ሮዲ ጋል ትግራይ😘♥️💊
@mezenaywelodoy2670
@mezenaywelodoy2670 Жыл бұрын
ከምዚ ከማይ፣ ነዛ ደርፊ ኣብ ዝኸዶ ኣብ ርእሱ ትመጸሉ ዝዝክራ፡ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ዝሰምዓ ዘሎ like ይወቕጠኒ!
@scott945
@scott945 Жыл бұрын
Gud eko rekibna 😂
@egziabhereregnayenewtemesi7846
@egziabhereregnayenewtemesi7846 2 жыл бұрын
እሰይይይይ ሽኮርናታት እስኪ ከምዚ እናገበርኩም ፍቅሪ ስበኽልና አሪትራውያንን ትጋሩን👌👌👌👌💐💐💐💖💖💖💘💘💘
@haileslassiebrhane1902
@haileslassiebrhane1902 Жыл бұрын
ምስ መን እዩ እቲ ዝበፅሐ በደል ረሲዕኽዮ ድኺ ምስ እዞም ኣራዊት
@plal7101
@plal7101 Жыл бұрын
Eway nhnasi dem ahwatna keydeteke si mszom arawit kea fkri never ever fezaz
@siraksiku3091
@siraksiku3091 Жыл бұрын
@@haileslassiebrhane1902 emo men mexuna elkum ab gezana komal guhaf
@siraksiku3091
@siraksiku3091 Жыл бұрын
junta eza channel eko nay eritrea wexalna eska guhaf
@haileslassiebrhane1902
@haileslassiebrhane1902 Жыл бұрын
@@siraksiku3091 ሰብ መሰል ኣራዊት
@robielhabtom6789
@robielhabtom6789 2 жыл бұрын
ወዲ ናዙ ጡዑም ድምጺ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ኢንዳ በልኪ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ሰናይ ይምነየልኩም ኩሉኹም ምስ መሳርሕቱ።ደቂ ሓላል መሬት
@senaithagos82
@senaithagos82 Жыл бұрын
Qeryip
@yonastesfay1365
@yonastesfay1365 2 жыл бұрын
ደስ ትብል ግጥሚ ምስ ክሊፕ! ናይ ግዜና ደረፍቲ ጥራይ ነብሰን ከም መርወዪ ስምዒት ክቅርብወን ንሄዋናት'የ ዝዕዘብ ኣብዛ ክሊፕ ዘላ ሄዋን ግን ስርዓት ሄዋናት ዝለበስት ደስ ትብል ንፉዓት!
@gannatmehari9735
@gannatmehari9735 2 жыл бұрын
ትግረወይቲ ስለ ዝኮነት እያ ባህላን መንነነታን ኣሕሊፋ ዘይትህብ
@yonastesfay1365
@yonastesfay1365 2 жыл бұрын
@@gannatmehari9735 ሐራይ
@M.G.H..
@M.G.H.. 2 жыл бұрын
@@gannatmehari9735 ehi eritrawit ke bahlan mennetan aythlun elemuka hlkus
@bambelomlash1214
@bambelomlash1214 Жыл бұрын
@@M.G.H.. Tay felitna hafexta eyu ezis.
@lolamigos2381
@lolamigos2381 Жыл бұрын
@@gannatmehari9735 ኪዲ ሓኻኪት
@media2561
@media2561 Жыл бұрын
ወዲ ናዙ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ስነጥበባዊ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ንተዛረብቲ ትግሪና ተጋሩ ኤሬትራዎያን ከይበልካ ትሰርሖ ዘለኻ ክትምስገን ዝግብኣካ ኢኻ ጥበብካ ትሰስን ወዲ ናዙ
@maryamaaqq2400
@maryamaaqq2400 2 жыл бұрын
ወዲ ናዙ ብጣዓሚ ደስ ዘቡል ስራሕ እዩ ከብ ዝተፀበኩዎ ነላዓሊ ደለይ ሰላም ዕደምን ጥዕናን ይሃብኩም ጋል ማዛን ሽኮር 🌺🌺🌿🌿❤❤
@bigboy9099
@bigboy9099 2 жыл бұрын
ወዲ ናዙ ቡሉጽ ስራሕ ወዲ ናዙ ሓደ ካብ ቡሉጻት ስነ ጥበብ ናይ ሃገርና ብ ግጥሚ ዜማ ን ኣብረሃም ኣለም(ኣቢ) ወይነይ፣ጎነይ፣ሀሩ፣መቁንነይ ናሆም መስተ ጉያ ጉያ፥ኣይተምርሪ፣ሰላም ኩኑለይ፣ስገመይ ስራሕ ዝሰርሐ አዪ።so please lets support him.
@SELEDAENTERTAINMENT
@SELEDAENTERTAINMENT 2 жыл бұрын
🙏🥰🥰🥰🥰🥰🙏
@tmelles610
@tmelles610 2 жыл бұрын
Q
@abielandom9187
@abielandom9187 Жыл бұрын
እዚ ጽሑፍካዮ ዘለኻ ግጥምን ዜማን ናቱ ካብ ኮነ ባዕሉ ዘይደርፎ ዝነበረ ። እዚ ወዲ ይበልጽ ካብዞም ዝጠቐስካዮም
@emteemte3985
@emteemte3985 Жыл бұрын
Entay tbl ezen kulen ztekeskayen derftat mara eye zfetwen mara bluxat eyen Nwesi nazu kea ayfelton xenihe
@abulenatey683
@abulenatey683 2 жыл бұрын
መርሓባ ወዲ ናዙ ወናኒ ጡዑም ድምጺ እንቃዕ ብሰላም መጻኻና ኩሉ ጌዜ ምስ ቡሉጽ ስራሕ
@tigrignaculture1555
@tigrignaculture1555 2 жыл бұрын
ትጭነቅ ዘለኻ ኣይትጨነቕ like ሃቡኒ
@bibiagame9923
@bibiagame9923 2 жыл бұрын
ዋውውው ካብ ዝተጸበክዎ ንላዕሊ ረኪበያ ጽቡቅ ስራሕ ብሮ🥰ጓል ሚዛን ምጭውቲ
@helenukbe4886
@helenukbe4886 Жыл бұрын
አብ ትንሳኤ ሰነጥበብ ኤርትራ ብዜማ ግጥሚ ብምድራፍ ዓቢ አበረክቶ ዝገብር ዘሎ ሰነጥበባዊ
@SELEDAENTERTAINMENT
@SELEDAENTERTAINMENT Жыл бұрын
🙏❤️🙏
@bergvinetsegay1744
@bergvinetsegay1744 4 ай бұрын
ትግራይን ኤርትራን ምሉእ ዕርቂ ፈጢረን ካብ ምርኣይ ዝምነዮ ካሊእ ነገር የለን ሰላም ንክልተ ግን ከኣ ሓደ ዝኮነ ህዝቢ።
@user-ih3ks1iz4j
@user-ih3ks1iz4j 2 жыл бұрын
ጓል ሚዚን ቆንጆ ❤🥀
@hermonwedi7859
@hermonwedi7859 2 жыл бұрын
ካብቲ ዝተጸበክዋ ንላዕሊ ኾይነ ረኪበያ ወዲ ናዙ ሓወይ ጽብቅቲ ደርፊ😍🇪🇷 ከምኡ ቆጽሎ! ን ወዲ ናዙ ከአ share subscribe like እንዳ በልና ነታባብአዮ ወዲ ናዙ ንፉዕ ድምጻውን ገጣምን ዜያምን እዩ💪🇪🇷።
@rahwarahwa7436
@rahwarahwa7436 2 жыл бұрын
ዋዉ ሰናይ ዘበን ይግበረልና ደስ ዝብል ደርፊ 💙💙💙
@Erisunentertainment
@Erisunentertainment 2 жыл бұрын
ትጭነቅ ዘለካ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ
@fkriumengedey4242
@fkriumengedey4242 2 жыл бұрын
Kemzi natka yhaysh merika subscribe gberuley mbal wedy Ember nrieo lena bhayli u koynu kkkkkkkkkkk fetyeya ayxlaekuwan hasabka 😍😍
@amanuelfisshaye6597
@amanuelfisshaye6597 Жыл бұрын
Amen amen wedi halal
@selamtsegay6555
@selamtsegay6555 Жыл бұрын
Amen amen
@alainuae6192
@alainuae6192 Жыл бұрын
Amen amen amen
@welilaasefa9891
@welilaasefa9891 Жыл бұрын
አሜን 🙏ሳብስክራይብ ገይረ አለኩ ማዓረይ🥰
@LiliKing-ku6dt
@LiliKing-ku6dt 2 жыл бұрын
ፅብቅ ሰራሕ ክብርተይ ሮዲሰይ ምቅረት 😘
@tsegaykesete4056
@tsegaykesete4056 2 жыл бұрын
ብርሂን ዓርከይ ብዓል ብሩህ ራኢ ኣጆካ እስከ በርትዕ ቀጽሎ SO GBU you, you are smart man fantastiskt My best Friend.
@SamiraSamira-ke6ep
@SamiraSamira-ke6ep Жыл бұрын
አሳይይይይ ምቁረታይ ፍቅረም የብዝሕለይ 💊💊💪💪💪💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹💊💊💊
@ghirmaytewelde1299
@ghirmaytewelde1299 Жыл бұрын
ወዲ ናዙ ሓወይ ብታዕሚ ኢየ ብኣካሕጉስ ጸዓራም ኢካሞ ሂወት ብኩሉ ፈትና 👏👍🇪🇷
@najemsanyiioromo6688
@najemsanyiioromo6688 Жыл бұрын
from Ethiopia 🇪🇹 I love you all Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 Nice songs 👏 👍 👌
@Manjuse252
@Manjuse252 Жыл бұрын
The model girl is from Tigray May be the musician can be an Eritrean
@robelmukur8982
@robelmukur8982 Жыл бұрын
@@Manjuse252 by go to
@bekayealex7421
@bekayealex7421 8 ай бұрын
ናሁም
@user-bu8ce7cy1f
@user-bu8ce7cy1f 6 ай бұрын
🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑
@jemilayihdego4713
@jemilayihdego4713 6 ай бұрын
​@@Manjuse252 true she is from tigray
@meri6087
@meri6087 2 жыл бұрын
ሮዳሶይ ምቅርቲ ደስ ዝብል ስራሕ👸⛱
@user-co1hi6vq7h
@user-co1hi6vq7h Жыл бұрын
ጓል ሚዘን ሽኮር ❤💛 ብፍሉይ ኣከዳድናኪ ይድነቅ 'ዩ በርትዕልና... ፅቡቅ ስራሕ ከኣ ወዲ ናዙ 💙💚
@peaceyo7998
@peaceyo7998 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ግጥሚ ዜማ ኩሉ ብሉጽ ስራሕ ካብዚ ንላዕሊ ተውህቦ ከምዘለካ ይራኣየኒ !! Keep up the good work 🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷✅✅✅
@tesfalemyikalo6599
@tesfalemyikalo6599 Жыл бұрын
ኣብ 2022 ንመጀመርያ ግዜ ጥዕምቲ ደርፊ ናይ ፍቕሪ ደርፊ ምስምዐይ ደስኢልኒ ደስ ይበልኩም ብፍላይ ከኣ ባህላዊ ኣከዳድና ምዃና ብጥዓሚ ከየድነቕኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን ቀጽልዎ ብጥዓሚ ጽቡቕ ስራሕ👌።
@fanielhawihelen5707
@fanielhawihelen5707 2 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ንትጽቢት ከፊእዎ ዝከነየ ትራ like 👍 ይርገጸለይ So ጽቡክ ስራህ ሃቢቢ ኣና 👉👌
@tiktok07rnm
@tiktok07rnm Жыл бұрын
ኣነስ በዚ ዘሎ ደርፍታት ተስፋ ቆሪጸ ተኣልየ ጸኒሐ ሞ'ሕጂ ግን ተመሊሰ ኣለኹ በቓ ኩሉ 💯%ሂበካ ኣለኩ ❤️👌👌👌
@starking7144
@starking7144 2 жыл бұрын
ወዲ ናዙ ሕቡእ ወርቂ ❤❤❤❤
@chelseathebest3382
@chelseathebest3382 2 жыл бұрын
Bienvenue 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 selam abe zelekumo berukat yhwatna love you Natey ❣️❤️❣️❤️❣️❤️❣️❤️🙏🙏🙏🙏
@rahelalem5401
@rahelalem5401 Жыл бұрын
ወዲ ኤረይ ሽኮር ዜማካ መድሃኒት ዩ ብሉጽ ስራሕ 🎼💪
@kkesete
@kkesete 2 жыл бұрын
ወዲ ናዙ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ! ኣጆኻ በርትዕ ኣብ መጻኢ ከኣ ኣብ'ቲ ዚላዕለ ደረጃ በጽሕኻ ክረኤካ ተስፋ ይገብር። ♥️
@Debas97
@Debas97 Жыл бұрын
በጺሑ እንዲዩ።
@YusufAbdi2
@YusufAbdi2 3 күн бұрын
From somalia ilove eritrea
@mrmideahagagi445
@mrmideahagagi445 2 жыл бұрын
ናተይ ከለኺ ናይበይነይ ዘይትፍለይ ካብ ጎነይ ከይምጡሉለይ እንዳበልኩ ሰለም እኳ ዘየበልኩ ኣብ ከውታ ለይቲ ይብህርር ክሕልወኪ ይሓድር ቀትሪ ብሓሳብ ይሽመመም ትፍቅርኺ ዋዛ ኣይኮነን🎼⌚️
@adualem906
@adualem906 Жыл бұрын
Ybel blxti srah wedi nazu degagimkaya zeytmno derfi 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@eritreamusic2024
@eritreamusic2024 11 ай бұрын
ሰሚአ ዘይጸግባ ደርፍይ wedi nazu nicc music
@filmonandebrhan9633
@filmonandebrhan9633 2 жыл бұрын
Wedi Nazu blus getamay zeyamay &vocalist ✌✌
@tomyteame9909
@tomyteame9909 2 жыл бұрын
ኩሉ ጸጽቡቅ ኢሎሞ ኢዮም እዞም የሕዋት ናይ በሓቂ ቡሉጽ ስራሕ ኣብ ካልእ እዋን ቡሉጹን ጽቡቁን ስራሕ ሒዝካልና ክትመጽእ ብተስፋ ክንጽበ ኢና ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ሂወትካ ድማ ሙሉእ ጥዕና ይምነየላ
@user-hw5gr4rs8g
@user-hw5gr4rs8g 2 жыл бұрын
Rodasey mekeret @wedi nazu kelete shkorinatatt♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@astergebremedhin8161
@astergebremedhin8161 2 жыл бұрын
Wow beautiful songs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@luwamteklit6308
@luwamteklit6308 Жыл бұрын
ኣሰይ ወዲ ናዙ ጸብቅ ስራሕ ኩሉ ሙሉእ 👌👌👌👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐
@hiwets5815
@hiwets5815 7 ай бұрын
ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ደርፊ። 100%. ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@keyadema4025
@keyadema4025 2 жыл бұрын
ምን እንደሚል ባይገባኝም ዘፈኑን ግን ወድጄው ልሞት ነው በተለይ ልጁ🤦🥰❤️
@shidenkidane7566
@shidenkidane7566 Жыл бұрын
Nice
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 28 күн бұрын
ወድናዙ ጥዑም ድምፅ ሮዳሰይ ንግስት ኩለን ኣስል ❤❤
@Tglove--
@Tglove-- 2 ай бұрын
My loveay ዝጋበዘኒ ደርፊ ኩሉ ግዜ ይሰማዓ❤❤👑
@dareragirma-cx5gn
@dareragirma-cx5gn 9 ай бұрын
I am oromo, I love this song and also my brother tigraway.
@godisgood7456
@godisgood7456 8 ай бұрын
He is not tigray he eritrean
@Sol-vl8xq
@Sol-vl8xq 6 ай бұрын
We love you too ❤💛💪💚❤😘
@ruftatv2209
@ruftatv2209 4 ай бұрын
Take care this song is not from tigray this is from eritrea respect
@nurkahssay689
@nurkahssay689 12 күн бұрын
Eritrean not Tigraway
@musietemelso1215
@musietemelso1215 Жыл бұрын
🙏🇪🇷👍🏽👋👋ዘረባ ዘይብሉ ቡቕ ስራሕ ሐወይ ኤርትራ ንቕድሚት
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen 2 жыл бұрын
ተጋሩ ዓይነይ እዛ ሞዴል ኣበይ እየ ዝፈልጣ🙄
@user-kg7kt4er2e
@user-kg7kt4er2e Жыл бұрын
ጋል ሚዛን ተስፋይ እየ 🥰🥰🥰🥰♥️💋🤘
@meritigraweyti2778
@meritigraweyti2778 2 жыл бұрын
𝚛𝚘𝚍𝚊𝚜𝚎𝚢 𝚖𝚔𝚛𝚝𝚒 ፅቡቅ ስራሕ ክኣ❤
@user-gt7cv4oc6t
@user-gt7cv4oc6t 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ማዓረይ❤💎👑💥
@gibrhannegasi9428
@gibrhannegasi9428 2 жыл бұрын
Wedo nazu hawey biela srah . Qexlo ,,,,!!!!!!!. And seleda intertnment we love you!!
@selamyeabsira8286
@selamyeabsira8286 2 жыл бұрын
በጣም ጎበዝ ወዲ ናዙ ሸኮር
@albadralbadr933
@albadralbadr933 2 жыл бұрын
ሰሚዐ ምሙናይ ኣብየያ💙💘💘💘💘💐💝💊
@Erifunny333
@Erifunny333 2 жыл бұрын
ትጭነቅ ዘለካ ካኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓስብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ።ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ።የቀኒለይ
@fokirmua1035
@fokirmua1035 2 жыл бұрын
አሜን
@user-wo7ou3iw9d
@user-wo7ou3iw9d Жыл бұрын
ኣሜን
@merhawitkide7839
@merhawitkide7839 2 жыл бұрын
ባጣዕሚ ደስ ትብል ደርፍ
@akberetgormai2120
@akberetgormai2120 2 жыл бұрын
Redo sweet Kelpun asmershliet💊💊💊👑👑💘💘💘💘🥰🥰🥰🥰🥰
@leyimaabraham2497
@leyimaabraham2497 Жыл бұрын
Much love from Ethiopia 🇪🇹🔥
@user-pt6jt6su4k
@user-pt6jt6su4k 2 жыл бұрын
ሮዳስ ሚዛን💖💛💙
@YordSweet
@YordSweet 8 ай бұрын
ገለ ዓይነት ወዲ ኤሬ ዓይናይ ❤❤❤❤
@isseyerione2738
@isseyerione2738 Жыл бұрын
My wife and I love this song so much. Thank you for your hard work to entertaining us, loads of respect.
@SELEDAENTERTAINMENT
@SELEDAENTERTAINMENT Жыл бұрын
glad you enjoyed it. Thank you for watching 🙏!
@aidaestifanos5768
@aidaestifanos5768 6 ай бұрын
Love is priceless
@jdhh7610
@jdhh7610 2 жыл бұрын
አካዳድና 100%ሮዲ ሽኮር
@kidanezereabruk390
@kidanezereabruk390 7 ай бұрын
Best lyrics and melody ..... best singer for me!!!!!
@luckyboy7236
@luckyboy7236 2 жыл бұрын
I like wedi nazu betami bela srah qexelo 😘🥰🥰🥰💯💯💯👊
@user-df8rl4mw4c
@user-df8rl4mw4c 5 ай бұрын
ግጥሚ 100 ዜማ 100 ድምጺ 100 ኮታ ኩሉ ምሉእ ጎዶሎ ዘይብሉ ቀጽሎ ወዲ ናዙ
@user-lq2rs4sv7n
@user-lq2rs4sv7n 2 жыл бұрын
ጋል ሚዛን ምቅርቲ❤️❤️❤️
@ibrahimidris5914
@ibrahimidris5914 2 жыл бұрын
Nice song, well done. Love it❤🇪🇷
@user-hr7fl9pt7g
@user-hr7fl9pt7g Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ wedi nazu hawey eden tenan yhabeley fetari❤❤❤❤
@missyoumam1223
@missyoumam1223 2 жыл бұрын
ዋው ደስ ባሃልቲ ❤️❤️❤️👌
@akberetgormai2120
@akberetgormai2120 2 жыл бұрын
Gol mizen shkoier 💊👑💘💘💘💘
@gualhager9030
@gualhager9030 2 жыл бұрын
Wedi Nazu u never disappoints🥰🥰✌🏽
@tesfahiwettseghay2220
@tesfahiwettseghay2220 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ቡሉጽ ሰብ ባዓል ጡዑም ድምጺ ኣጆዃ በርትዕ ።
@zeromtadese8172
@zeromtadese8172 2 жыл бұрын
Oh hamime dye gele Beza derfi🥺❤️ Qexlo brhiney beal tuem dmxi 1000000000000%
@Eritrea2961
@Eritrea2961 6 ай бұрын
ወድ ኤረ ሽኮር ጽቡቅ ስራሕ 🇪🇷🥰🫶
@user-jf7ts5wv6n
@user-jf7ts5wv6n 2 жыл бұрын
ኩሉኩም ፅቡቃት♥♥♥♥
@selammhirtab9562
@selammhirtab9562 2 жыл бұрын
Ezi wedi mara eu tuam dmxu.ajoka ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ,👍👍👍⭐️
@darioabreha8745
@darioabreha8745 6 ай бұрын
Number one this song it s beautiful song
@ghfh1957
@ghfh1957 2 жыл бұрын
ሮዳስ ምቅርቲ እንድብቲ 🤲🤲🤲
@uealarudjd
@uealarudjd Жыл бұрын
Wedi erey shikor 🇪🇷🙏
@user-jo5ce8bs8m
@user-jo5ce8bs8m 2 жыл бұрын
ኣታ ወዲ ገለ ዓይነት ድምፅ% 🤗🤗 ሓብቢ ኣነ ደስ ክበል እዝ ወዲ ካብ ድምፅኻ እት ኣካዳድናካ ካብ ኣካዳድናካ እት እት ፍሽኽታካ ። ኦይ ኣይፀላእኩኻን 😥😌➳➳➳➳💝❤️ ጓል ሚዛን ሽኮረይ ኣስጥምክ ሓዝዮ ንዝወዲ ።ነጥብ ኣቕርበ እየ🙄🤷‍♀️👫
@user-my2xb7hh3c
@user-my2xb7hh3c 2 жыл бұрын
😳🤣🤣🤣
@samimebrahtu4175
@samimebrahtu4175 Жыл бұрын
Eritrawi werki sle zkone msh😆
@user-qf1vs3bn5u
@user-qf1vs3bn5u 7 ай бұрын
ግጥሚ 100 ዜማ 100 ዕድመን ትዕናን ይሃብካ
Wedi Nazu - Sdetenga | ስደተኛ  Live On Stage - New Eritrean Music 2023
6:50
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 13 МЛН
Gym belt !! 😂😂  @kauermtt
00:10
Tibo InShape
Рет қаралды 14 МЛН
Wedi Nazu - Diro | ድሮ - New Eritrean Music 2022 ( official Video) | SELEDA
4:24
SELEDA ENTERTAINMENT
Рет қаралды 1,5 МЛН
New Eritrean Song by Hanibal Alem "Men Kemaki"
4:56
SLIMAT
Рет қаралды 510 М.
😹😹😹
0:19
Татьяна Дука
Рет қаралды 18 МЛН
Батя в общественных местах 😇
0:46
Время горячей озвучки
Рет қаралды 2,4 МЛН
MrBeast Встретился С Сигмой😳 #shorts
0:48
a_ve_znali
Рет қаралды 3,2 МЛН
Никогда не убивай это существо! 😱
0:28