Рет қаралды 23,785
DerHo Media
ከም-ዓለመይ ሓንቲ ካብተን ኣብታ 'ፈውሲ ልቢ' ዝተሰምየት ብልጽቲ ኣልበም ዝለዋ ደርፍታት ኢያ። እቲ ብ'ኣዝዩ ብሉጽን ዝተሓላለኸን ግጥምታት ዝፍለጥ ወዲ-ትካቦ ኣብዛ ከም-ዓለምይ እትብል ደርፊ ተጠቂምሉ ዘሎ ቃላት፥ ኣሰዃኹዓን፥ ኣገላልጻ ሓሳባትን ኣዝዩ ብሉጽን ነቲ ኣቦ-ግጥሚ ዝብል ቅጽሉ እተራጉድ ብልጽቲ ስራሕ ኢያ።