Wedi Vacaro in Smerrr room

  Рет қаралды 13,225

EritreanSimerrr

EritreanSimerrr

Күн бұрын

Dr. Tewelde Tesfamariam (Wedi Vacaro) and his message of unity. Smerrr paltalk room -November 22/2013

Пікірлер: 4
@sesnu2161
@sesnu2161 10 жыл бұрын
Wedi Tewelde yebleka selamen teanan yemneyelka ti tegebro zeleka may hizbi nehadnet ternafe xawieit may behaki xebuq tebegso ,neti hizbi dema hadnetu kexeneen neti nax harbar xelaee behade haylin demxi behabar kekaleso zehgez selezkone btaemi higusti eye Bea wegen.ab Frankfurt 16/02/14 nezgber Seminar dema aleku muss ahaten ahwatin....hadnenet xenuee hayli eyu
@aemas3942
@aemas3942 10 жыл бұрын
Wedi vacaro entay da kendezi ajewjew tefishkum dekum?
@simretmihretab1655
@simretmihretab1655 11 жыл бұрын
ወዲ ቫካሮ መን እዩ? ካበይ ተበጊሱ? ንምንታይከ ሕጂ? መን እዩ’ኸ ሕዝቢ? ዝኸበርኩም ኣንበብቲ እዚ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ቅዱስ ሚኬኤልነት ናይ ዶክተር ተወልደ ቫካሮ ምስ ሰማዕኩ እመበር ከምቶም ካለኦት ነኤርትራ ክንሞተላ፤ ከነተሰእ፤ ሲንጋፖር ክንገብራ ክንደይ ዘይስማዕና ሸለልታዩ ዝምረጽ ምበልኩ። ድሕሪ እዚ ኩሉ ምጽቃጥ ወዲ ቫካሮ ክዛረብዩ ምስ ሰመዕኩ፤ ሎምስ ብሱል ነገር ይመጸእ ይኸውን ኢለ ድማ ተጸብየ ምኽንያቱ መላውስቲ፤ መባኸዕቲ መጣጀቲ እከይን ጽቡቅን ዝነበረ ሰብ ብምንባሩ። ዋላካ ከምዛ ዝረኸበኒ ዘሎ ኮይኑ ተሰዑኒ ልበይ ወቂዓ ዕግርግር እንተበለኒ ጊዜይ ሰዊኤ ክሰመዖ መሪጸ፤ እንተኾነ ዝተጸበኽዎ ዘይኮነስ ፤ በጃ ዝኾነ ገንሸል፤ ኣብ ቀራንዮ መእንቲ ሕዝቢ ኤርትራ ዝተሰወእ፤ ካብ ሰማይ ዘረደ መሲህ ወዲ ቫካሮ ዛንታ ሰሚዐስ ገሪሙኒ ንሱ ድዩ ካእ ተጠራጢረ ብዙሕ ቀሪበ ዘይፈልጦካ እንተኾንኩ ከምቲ ብብዙሓት ዝንገረሉን ስሕት ኢለውን ንኽረእዮ ዕድል ዝረኸብኩልን እዋናት ፤ ብዙሕ ዘይዛረብ ምኻኑዩ። ንመበገሲ ደኣ ኣለዒለዮመበር እዚ ኣኮነን ኣገዲሱኒ፤ ገለ ገለ ካብ ዶክቶር ተዎልደ፤ ዘውከን ቃላት ክጠቅስ 1. ኤርትራውያን መእሰያት ፓስፖርት ተዋሂብዎም ንቪዛ ዕድሎም ዘይረዩ ኢለ ይካታዕ ኔረ ኢሉና ምናልባት ከምዚ ናተይ ናይ ዶክቶር እሙናት ምንጭታት እንትረኺብኩም ክሳብታ ምስ ኢሰያስ ክልቴኦም ጥራይ ዝፈልጥዋ ምስጢራዊት ናይ ባእሲ ሰነዶም ዝተገንጸለትላ መዓልቲ፤ ዶክቶር “ኩሉ መንሰይ ነዛ ዓዲ ሓዲግዋስ ምስ መን ክተርፍያ” ብምባል ዝካታዕ ሰብ ምንባሩ ዝተጻሕፈ መርተዖን ናይ ቤት ፍሪዲ ምስክርንካ ከቅርበሉ እንተዘይከኣልኩ ሕልነኡ ኣጥቢቁ ስለፈልጦስ ዝኽሕዶ ኣይመስለንን። ንሱ ከመኡ ክብል ከሎ ግን ዘርኢ ቫካሮን ኣንስቱን ኣበይ ኔሮም? ከም ሰብሞ ንሕሰብ፡ ዋላ ሕጂወን ንዋጋእ ክብል እንከሎ ። 2. ኩሎም ኣረቂ ሰትዮም እዮም ዝዛረቡ ኣነ ግን ማይ ሰትየ እየ … ናይቶም ዝጠቀሶም በደላት ኩሉ ሕዝቢ ስለፈልጦ ሓዲሽ ነገር ኣይነገረናን፤ ኣረቂ ሰትዩ ዝብድልሲ በደለኛ ኣይኮነን እካ እንተዘይተባህለ ሰትዩ ስለዝነበረ ተባሂሉ እቲ ፍርዲ ይቃለለሉ ማይ ሰትዩ ነቲ መጋብር ዝሓብሮኸ? 3. ብዛዕባ በዕልግና ናይ ኵሎም ሰበስልጣናት እውን ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚታቱ 4. ካብ በሃለኡስ ደጋሜኡ ስለዝኾነን ንውልቀ ሰባት ክትትንክፍ እትሃስዮ ጉዳይ ንሃገርን ሕዝብን ወን ዘጸይፍ ስለዝኾነ ከምቲ ናቱ ብዙሕ ዝርዝር እካ ከኣቱ እንተዘይመረጽኩ ኣነ ሓንቲ ካብተን ግዳያት ብምካነይ ርክቡ ምስኩሎም ቢዝነስ ምንባሩ ድሕሪ ሰዓት 6 ድማ ከምዘይፋለጡ ገሊጹ፡ ብርግጽ ነተን ብዘይድልየተን ተምሪጸን ዝመጻ ዝነበራ መሰኪን ደቂ ድሕሪ ሰዓት 6ዩ መፍትሕ ናይ ገዘኡን …. ዝልገሰሎም ኔሩ ነዚወን ሕልነኡ ይኽሕዶ ዩ ኣይብልን (እንተዘተዋሳእካ ክፉእ ሬኢኻውንኮ ዓገብ ይበሃልዩ እንተዘከኣልካ ድማ ነቲ እከይ ገዛካ ኣይተምጸኦን ግን እቲ ጥቅሚኸ???)። ንበዓል ሪታ ሓዲግካ ማለተየ። ንሱ’ኸ ናበይ ይኸይድ? ኣምላኽ ይሕተቶ። 5. ኤርትራ ናይ ህዝቢያ ፤ ሕጂ ድማ ኣጆኹም ናይ ኣባሓጎታትኩም እስትሕጋግ ኣሎሞ ….ክንማቀሎ ኢና ዛዓይነቱ ዘረባስ ዋላ ንባዕለይ ተቃዋሚት እንከለኹስ ኣስደሚሙኒ ኣልና እዛ ኤርትራስ ካን ኣኺሉዋዩ ክንግህጸኪ እምበር ክንሃንጸኪ ዚብል ዘየብላ።ትሩፍ ድሕሪ ደጊም፡ ንምኻኑ መንዩ እቲ እስትሕጋግ ዝወስድ? ወዲ ቫካሮ፡ ተቃወምቲ፡ ኢሰያስ፡ ስድራ ስወአት፤ ብሰንኪ ጥልያን ወለዶም ሰኢኖም ዘዓበዩ ኦርፋን ዋላስ መን?????????????????????????????????ንነብስና ንሕተት። ስለምንታዩ ኸ ዶክተር ሎሚ ምስ ከሰረን ኣንስቱን ደቁን ምስ ሰአነን እዚ ናይ ጥልያን ጽውጽዋይ ዘዕልለና ዘሎ? ሓንጎል ዘለዎ ሰብ ቅድሚ ምጥቀዑ ኣዝዊሩዩ ዝሓስብ ሞ ሓንጎልን ሕልናን ንግበር። 6. ምናልባት ኣንስቱ ክብል እንከለኹ ሓንቲ እንድያ ሰበይቱ ኢለ ካብ ዝካተዑ ዝነበሩ ሰባትየ ኔረ ቤላ ቤለው ሓዲግካ ማለተየ ብዙሕ ከየተዛረብኩ ግን በዛ ናይ እሙን ምንጪ ጥቅሲ ክሓድገኩም “ እዚ ኹሉ ዓመታት ምስ ወሽመኡ ኮይኑ ተኸኽ ኣቢልዋ ከያክልሲ ሕጂ ድማ እንቃዕ ደኣ ብሽጉጥ ከየጥፍኣ እንከሎ ተገላገለት ካብኡ መስክነይቲ ….፤ ዕድመ ንፖሊስ ኢታሊ ሕጂ ግን ቀዳመይቲ ሰበይቱ ነጻ ወጺአ ቤት ፍርዲ ኮለል ትብልን ናብራኣ ትገብር ኣላ። እንተ እታኻለአይኣቲሞ ብዙሕካ ወረ እንተዘየብለይ ንሳውን ብሽጉጥ ተጸጊዓ ትኸውን፤ ተጋግያ ናይ ክንድዚ ዓምታት ሓዳር ኣፍሪሳ ኣርባዕት ቆለዑት በታቲና ኣይግድን ….እቲ በደለኛ ባዕሉካ እንተኮነ…” ናይ እዚ ናይ ሓደ እሙን ቀረባኡ ምንጭዩ። ኣነ ዕላማይ ኣብቲ ምቅዋም ደአ እምበር ውልቀ ሰባት ምህራም ኣይነበረን ግን ናይ ዶክተር መለአኽነት ምስ ሰማዕኩ ዘይሓልፈላ ዓዲ ሕጂኸ ናበዩ??? ኣገዲሱኒ ኪጽሕፍ ተገዲደ። ሓደ እዋን መንግስቱ ንዙንባቤ ምስ ሃደመ ዝገበሮ ቃለ መጠይቅ ክጠቅስ ጋዜጠኛ፤ ክንደይ ሰብ ቀቲልካ? መንግስቱ ፤ ናይ ነዕቀትን ምግራምን ሰይጣናዊ ሰሓቅ ድሕሪ ምስሓቅ፡ ይትረፍዶ ሰብ ሃመማውን ቀቲለ ኣይፈልጥን ክብል መለሰ ሓቁዩ በኢዱ ክትኩስ ወይ ሓኒቁ ክቀትል ዝረዮ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን ስለዚ ድማዩ ነቶም ሰጣናዊ ስርሑ ከሳልጡሉ ዝመዘዞም ሃዋርያት እከይ ኣሕሊፉ ዝሃቦሞ ፤ዶክተር ድማ ኣብ ክንዲ ኩልና ንጋገ ኔርና ንህዝቢ ይቅሬታ ሓቲትና ግን ንኸሓሶ እስከ ንፈትን ኣብ ክንዲ ማለት የሱስ መጼ ኣልኹሞ ስገዱለይ፤ ገንዘብ ካብ ኦም ባዕዳውያን ከዝንበልኩሞ ፈርሙ፡ ዝወደቀ ሃብተይ ከለዕሎ ተሓበበሩኒ ኣነ ኩሉን ብኹሉንየ ምባልሲ ኣይዘርባን ከምቲ ዘንፈልጦ ወስ ዘበልካልና ሕጂከ ምስ ኣየናይ ማፍያ ኮን ኢካ ከተዋዓዕለና ወደይ!
@robelmeresi9394
@robelmeresi9394 7 жыл бұрын
Hasawi takalees wey suk bel seb kqalis.4 netbi. Seb aytenaes komu mo gber kidem dehar krideaka yu kalsi maeere kndey hayal mukhanu.
Dr Tewolde Tesfamariam (wedi vacaro) interview Dec 2013 Tv Demtsi Hezbi
1:16:16
Reality in Mai-nefhi and Sawa -  Smerrr paltalk room
55:57
EritreanSimerrr
Рет қаралды 6 М.
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 79 МЛН
这到底是怎么做到的 #路飞#海贼王
00:10
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 4,1 МЛН
Кәсіпқой бокс | Жәнібек Әлімханұлы - Андрей Михайлович
48:57
Mehari Tesfamichael
2:39:57
EritreanSimerrr
Рет қаралды 46 М.
Tv Eri adal v52 (2) N osman & Dr Tulde Tesfa Mariam  wedi baccro
58:52
Podcast with Dr Maria Sultan - 19 August 2024
30:30
ISSRA Official
Рет қаралды 697
Wedi Druf - W`indaawri Simir - New Eritrean Music 2022
4:51
Alena Walta Hager
Рет қаралды 347 М.
Leul Fissehaye: awliEy banderana
7:21
EritreanSimerrr
Рет қаралды 52 М.
Seminar with Herui Tedla Bairu 2000 Tigrina
2:14:43
Aida Kidane
Рет қаралды 9 М.
ሕቡእ ከሳሲ ብዘይ ተኸሳሲ ባዕሉ ከሲሱ እንክፈርድ !
2:17:24
ERI -SHOW -WEDI TABA - MEDIA NETWORK
Рет қаралды 15 М.
French Speaking Practice - Family and Daily Activities
14:27
CCube Academy
Рет қаралды 113 М.
Think Fast, Talk Smart: Communication Techniques
58:20
Stanford Graduate School of Business
Рет қаралды 41 МЛН
Dessale Berekhet-Shiftnet Gedli, sep. 24 2015
2:22:30
EritreanSimerrr
Рет қаралды 107 М.
Life hack 😂 Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:17
Leisi Crazy
Рет қаралды 79 МЛН