Weylka Kedae Tesfay Mehari Fihira ወይልኻ ከዳዕ ብ ተስፋይ መሓሪ ፍሒራ

  Рет қаралды 14,467

Tesfay Mehari Fihira

Tesfay Mehari Fihira

Күн бұрын

Eritrean Music Weylka Kedae Released in 1978 Tesfay Mehari Fihira ወይልኻ ከዳዕ ብ ተስፋይ መሓሪ ፍሒራ
ንዕብየት እዛ ቻነል subscribe share like ካባኹም እጽበ ኢየ፣ ፍርያተይ ናትኩም ስለዝኾነ
ንቐጻሊ ሓድሽ ደርፍታት ክሰርሕ ሰለ ዘተባባዓኒ.፣ ፣
Fihira Production Chanel
ከደዓት ደቂ ሃገር፣ ዉሑዳት መሳፍንቲ፣
ሓበላ ናይ ሓፋሽ፣ ኣርዑት ናይ ምግዛእቲ፣
ካብቲ ጹቑት ሓፋሽ፣ መንጢሎም ኮለስቲ፣
ይጸበይዋ ደኣ፣ ናይ ሓዘኖም መዓልቲ፣
ብዘየገድስ፡ ኣባይቲ ምግዳፍና፣
ኣብ ዝተናውሐን፡ መሪርን ቃልስና፣
ንሓይሊ ጸላኢ፡ ካብ ስሩ ሚሒና፣
ሓዳስ ኤርትራ ክንሃንጽ ብደምና፣
ወይልኻ ከዳዕ!!
ወይልኻ ኣታ ከዳዕ፡ ወይልኻ ኣድሓርሓሪ፣
ተማዕዱ እያ ዘላ ሰውራዊት ሓለንጊ
ሆይ ጩግራፍ ናይ ገስገስቲ፡
ሆይ ስትራተጂካዊ ምዝላቕና፣
ሆይ ንድሕነት ሰውራና፣
ሆይ ሓፋሽ ዝዓተሮ
ሆይ መንእዩ እሞ ዝሰብሮ!!
ጭፍራ መሳፍንቲ፣ ምስ ተሓባበርቶም፣
ህላዌና ምጥፋእ፣ ቀዳማይ ድሌቶም፣
ይዕንድሩ ኣለዉ፡ ይጻወቱ ብሓፍሽከርግኡ ግዝያዊት ሽመቶም።
ነዊሕ ኢዩ ኢድ ሰውራ፣ ተመጣጢ ኣብ ኩሉ፣
ብናይ ሓፋሽ ረብሓ፣ ኣይንቅይድን ዝብሉ፣
ኣብቲ ዘይተርፍ ጎሓፍ ኣድሓርሓርቲ ምድርባይ ምጉሓፍን እዩ መሰሉ
ኣታ ኣብ ልዕሊ ዉጹዕ ትዕንድር ዘለኻ፣
ኣብ እቶን ናይ ሰውራ፡ ክትቅሎ ባዕልኻ፡
ሆይ ወይልኻ ወይልኻ፣
ሆይ ሰውራ ተመጣጢ፣ ሆይ ደልሃመት ቀንጣጢ፣
ሆይ ግዝያዊት ሽመቶም ሆይ መሊሳ ክትሓቶም
ሓረስቶት ሃገርና በቲ ተሪር ቃልሶም፣
መሬቶም ካብ መሳፍንቲ፣ ዓቲሮም ኣብ ኢዶም፣
ንዕኦምን ንሰውሮኡም ኣለዉ ይሰርሑ የደንፍዑ እተቶም፣
መሬት ንሓራሲኡ፡ ዝብል ጭርሕኦም፣
ኩሉ ፖሎቲካዊ ስልጣን፣ ዓቲሮም ኣብ ኢዶም፣
ክሳብ መጨረሽታ፡ ስጋብ ርእሲ መስዋእቲ፡ ክዕቅብዎ ብደሞም፣
ወይልኻ፡ ወይልኻ ምድሕርሓር ዝኣመልካ
ወይልኹም ከደዓት፡ ወይልኹም ኣንጻር ሓፋሽ ዝዓጠቕኩም፣
ወይልኹም ከደዓት፡ ወይልኹም ኣንጻር ሓፋሽ ዝዓጠቕኩም፣
ወይልኻ ከዳዕ፡ ወይልኻ ኣንጻር ሓፋሽ ዝዓጠቕካ፣

Пікірлер: 70
@munirahaji8648
@munirahaji8648 3 күн бұрын
ፊሒራ ወዲ ሳሕል ጡዑም ድሚጺ ሓበን አሪትራ 🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷🕋⛪️❤️🇪🇷
@dana.j9062
@dana.j9062 15 күн бұрын
for all the heavy prices we have paid for our freedom, and for our identity, we are forever proud and forever grateful to be Eritreans !! 🙏✨️🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯✨️🙏
@nazarethghebreiwet4285
@nazarethghebreiwet4285 6 күн бұрын
Ayana Fehera My hero God bless you ❤🇪🇷❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 16 күн бұрын
ፋሒራ ሐወይ👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@فهدالدوسري-ذ2ث
@فهدالدوسري-ذ2ث 5 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AlayGere
@AlayGere 10 күн бұрын
ክብር ድምጻዊ ጅግና ኣያና ፊሒራ ኩርዓትና ንበረልና ወትሩ ዓወትና ሓፋሽ።እንተ ዕስባት ደቃሉ ማለሊት ምስ ነብሰን ይብኣሳ ሕጂ game over🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌼🌼🌼🌺🌼🌼🌺🌺
@bqse6142
@bqse6142 16 күн бұрын
ወይለኻ ኣታ ከዳዕ እወ ፊሒራ ኣባ ዳህሪ ኣርካን ገድሊ ወዲ ሳሕል ክቡር ንፈትወካ ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ🇪🇷💞🇪🇷👏🇪🇷✊🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷👏
@bltblt2473
@bltblt2473 11 күн бұрын
እታ ፊስቶ ረሲዕዋ ድዩ ፊሒራ.
@tinsakidane2023
@tinsakidane2023 12 күн бұрын
Zeymino Semiicamemelisu Zenibi Hagery ? ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@almasghebre6647
@almasghebre6647 16 күн бұрын
Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤
@blackstone07
@blackstone07 14 күн бұрын
ፍሒራ ደርፍታትካ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ብተወሳኺ ጽቡቕ መልእኽታት ስለዘለዎ ኩሉ ናይ ቀደም ደርፍታትካ ከምብሓድሽ ብምዕቡል ኣቃራረባ (DJ) ሰሪሕካ ነዚ ሓድሽ ትውልዲ ዘርግሓያ! ❤
@salamehager3770
@salamehager3770 5 күн бұрын
ድንቂ ኢዩ ስራሕ ህዝባዊ ግንባር ነባሪን ኢዩ ንዘልዓለምን ንውልድወሎዶ ዘኹርዕን ክብረት ዩ ንቶም ሓደ ሓደ ዝይረብሑ ከዳዓት ሽየጥቲ ዓዶምን መንግስቲን ከኣ እዛ ደርፊ ዓባይ መጠንቀቕታ ኢያ
@tekleabmeles2922
@tekleabmeles2922 16 күн бұрын
Ab seata. Nay bhaki mara mara zifetwa nay sewrana derfi❤
@teweldeabrha3470
@teweldeabrha3470 11 күн бұрын
Mshmush hadami Fisto
@AlayGere
@AlayGere 10 күн бұрын
ወዲ ሸርሙጣ ዓድዋ ደቃላ game over በኻዪ ፍቱሕ ስረ ወዲ ዕሱብ ማለሊት።
@trgames3117
@trgames3117 11 күн бұрын
ጸማም ሓደ ደርፉ።
@sititeklebrhan9264
@sititeklebrhan9264 2 күн бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️❤️❤️
@Tesfahiwetteklemariyam-ff9ok
@Tesfahiwetteklemariyam-ff9ok 15 күн бұрын
Fhira Hero💚💚💚💛💛♥️♥️💙💙😇
@wedseb4671
@wedseb4671 Күн бұрын
ክቡር ፍሒራ ኣያና በጃኻ’ባ "ሕጂኸ ናበይ ኣንበሳ" ትብል Album (1993) ዘርግሓልና ኣብዚ KZbin & Spotify. WE LOVE YOU SO MUCH🇪🇷❤️
@almazteckie2268
@almazteckie2268 12 күн бұрын
👌💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🥳😇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@HarenaTewolde
@HarenaTewolde 15 күн бұрын
E ❤ R 🇪🇷 I ♥️
@ksanethaile2624
@ksanethaile2624 15 күн бұрын
እዛ ደርፊ ደጊምካ ብዘመናዊ ዜማ የሕዲስካ ተትዝርግሓ ክንደይ ደስ ምበለና ፊሒራ ኣብዚ ግዜ ኣገዳሲት ደርፊያ ንከም ባዓል እዞም ከዳዓት ሰልጠነ ውፉይ የሽነሽ ፍናን ኣብ ደጀን ደሳለ ኪሮስ ኣስፍሃ ሚኪ ኣምቸ ጆን ብላሽ ይካኣሎ ዩቲበር ኣማኒኤል ኣሰና
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 4 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@HamidMohamed-ly3bb
@HamidMohamed-ly3bb 15 күн бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Footballyoutube12
@Footballyoutube12 6 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷
@elsawoldu5507
@elsawoldu5507 15 күн бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@dejenwolday5148
@dejenwolday5148 10 күн бұрын
✊💪🇪🇷
@zeresenaytecle9988
@zeresenaytecle9988 16 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@solomonwoldegerigs4870
@solomonwoldegerigs4870 14 күн бұрын
Gele kebti zebdeni sewrana derfi
@nugusearey3923
@nugusearey3923 15 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nighistisemere2901
@nighistisemere2901 16 күн бұрын
🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💪🇪🇷💪🇪🇷
@Weldezghi
@Weldezghi 16 күн бұрын
❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤
@Erisun291
@Erisun291 16 күн бұрын
ኣብ ግዚ ኣ ,.............ይጸበይዋ ደኣ፣ ናይ ሓዘኖም መዓልቲ፣ ድሕሪ ጆን ብላሽ
@wolduaraya1489
@wolduaraya1489 15 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍
@belitesfi1824
@belitesfi1824 16 күн бұрын
👍🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@almazteckie2268
@almazteckie2268 12 күн бұрын
🎊🥳😇🇪🇷❤️🇪🇷
@Amanuel-ty7ig
@Amanuel-ty7ig 15 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍
@DaniAndia-ck5kt
@DaniAndia-ck5kt 16 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤weyleka kedaa
@rigattesfamarim874
@rigattesfamarim874 15 күн бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🥰😍
@mihretyemane7301
@mihretyemane7301 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@brhanetesfamariam6682
@brhanetesfamariam6682 15 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@okbaynashih333
@okbaynashih333 12 күн бұрын
Ewe ab rsom alona ezom zemed kebdom
@elsateskay7060
@elsateskay7060 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@girmaytesfamariam8974
@girmaytesfamariam8974 3 күн бұрын
Fihira...natka kseme keloku sahl ab aemory tmlales rubatat sahl bflay ka anborbeb ...msti taemi zematatkan aemurey hawri tzta ehwuko
@mulugeta481
@mulugeta481 13 күн бұрын
Wedi bashai wedi Taba Marvel solo media gedida Monica it is for you😂
@mulugeta481
@mulugeta481 13 күн бұрын
Waw where the hell you got it bro?
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 16 күн бұрын
ልክዕ ኣብ ሰዓታ ብእልፊ ኣልገፊፍ ደቃሉ🐒ወያነ🇻🇳🐍 ሸየጢ ሃገር ማዳ ሃገር ብኸብዶም ዝሽየጡ ንሓዎም ኤረትራዊ!🇪🇷 ዝቐትሉ😭 ፉንፉናት ዓለት🤮🤮🤮
@mtslalewmichael707
@mtslalewmichael707 15 күн бұрын
Nefli kedat deki 40 ewe tesewiom ahwatna Dekebat yswuau deki 4o bet elom nerom hji bexbixom a
@ZerazgeGhebrzgher
@ZerazgeGhebrzgher 11 күн бұрын
ክዳን ዕርቃንካ መሸፈኒ እዩ ንኣፍካ ሕማቅ ከይዛረብ ምኽዳን ግን ብልሒ ይጥይቅ ክብሪ ወድ ሰብ ክትዝንጥል ጌጋኻ ክትሽፍን መን ክሓፍረልካ ዝንጉዕ ቅድሚ ንሰብ ምግልጋልካ ንነብስኻ ኣገልግል ክትቀብር እዚ ወድሓንካ ::
@ZerazgeGhebrzgher
@ZerazgeGhebrzgher 11 күн бұрын
ክትከብር ዝብል ቃል እዩ መኣረምታ
@adonairm2252
@adonairm2252 14 күн бұрын
መን ዩ ንህዝቢ ኤርትራ ከዲዕዎ ዘሎ ርዱእ ዩ። ኣቢ ኣሕመድ ዘይተርፍ ኲናት (ወራር) ከካይድ ኣብ ተጠንቀቕ ኣሎ። ኢሰያስ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ንብላሽ ጌሩ ህዝቢ ካብ ዓዱ ኣጽኒቱ ባዶ ኣትሪፉዋ። ነብሳ ክትካላኸል ኣብዘይትኽእለሉ ደረጃ ኣላ።
@kibromzeru671
@kibromzeru671 13 күн бұрын
ንዓይ ነንጭዋስ ኣብሎቖታ ዝበለት ኣንጭዋ ፡ኤርትራ ኤሪትራውያን ኣለዉዋ ብኤርትራ ኣይትጨነቕ ።ብኻልእካ ተጨነቕ እንታይ ክምዘጨንቕካ ክኣ ኤርትራዊ ዘይፈልጦ ኣይኮነን።
@adonairm2252
@adonairm2252 13 күн бұрын
@@kibromzeru671። ብረት ደርቢኻ ሃዲሞካስ ሰብ ኣለዋ? ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣኸባ ብልጽግና "ቃዛ ክቕይራ የ " ይብል ኣሎ። ኪድ ኤርትራዊ ምባል ኣይኮነን።
@jklmnk9596
@jklmnk9596 11 күн бұрын
Really, are you kidding, You must be a no brainer...
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 15 күн бұрын
❤❤❤
@ዘይጋዳእዕዋላ
@ዘይጋዳእዕዋላ 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@kiflayandemichael5982
@kiflayandemichael5982 15 күн бұрын
❤❤❤❤
@salembeyene6239
@salembeyene6239 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@biniamwolde5319
@biniamwolde5319 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Waadan - Othman Alibrahim | وعداً - عثمان الإبراهيم
3:35
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 23 МЛН
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 13 МЛН
B'smki
5:48
Tesfay Mehari Fihira
Рет қаралды 2,8 М.
Жандос ҚАРЖАУБАЙ - ҚАЛАУЫМ (official video) 2024
2:27
Жандос ҚАРЖАУБАЙ
Рет қаралды 81 М.
Mirjalol Nematov & Dilnoz - Ko’zoynak
3:22
Mirjalol Nematov
Рет қаралды 3,4 МЛН
Diana Ismail - Сені кездестіргелі (Mood Video)
2:51
Jaloliddin Ahmadaliyev - Shunday o'tib ketmasmiz (audio 2024)
2:51
Jaloliddin Ahmadaliyev
Рет қаралды 1,8 МЛН
Nursultan Nazirbaev - Қай қала? (премьера песни) 2024
2:33