Рет қаралды 21,888
✅ ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
/ @wushatenamedia
✅ ኣስኳልን ፀጋዘኣብን ዕትብቶም ኣብታ ንመዋእሎም ዝተቐመጡላ ኣስመራ እዩ ተቐቢሩ። ቅድሚ 12 ዓመት ናብ ኢትዮጵያ ምስ መፁ በዓል ቤታ ብዝነበሮ ሕማም ሽኮር ኣብ ዓራት ካብ ዝውዕል ዓመታት ኣቑፂሩ። ኣብ ርእሲ ድኽነተን ይሞተን ምራኸን ከምዝበሃል ኣስኳል እውን ሕማም ካንሰር ኣጋጢሙዋ መዋዕልቲ ዓራት ኮይና። ልዕሊ ኩሉ ካብ ኣብራኾም ዝተረኸቡ ዕድል እዞም ክልተ ዕሸላት ሚሒር ስለዘጨንቖም ከምቲ ልሙድ ተስፋ ንኹኖም።