ህይወት እናኸፈለ ውን ፃምኡ ከርዊ ዘይተዓደለ ህዝቢ!! (1ይ ክፋል)

  Рет қаралды 41,519

Wushatena Media - ውሻጠና

Wushatena Media - ውሻጠና

Күн бұрын

Пікірлер: 308
@sooqusabya5631
@sooqusabya5631 4 жыл бұрын
ኣየ መንግስቲ ትግራይ ብተግባር ዘየለ መልሓስ ጥራይ ሰብ ስኣን ማይ ሂወቱ ክሓልፍ ኣምላኽ ባዕሉ ፍትሒ ይሃብኩም መ ር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሕማቕ ኣይርከብካ
@SaSa-ui2ud
@SaSa-ui2ud 4 жыл бұрын
ውይ ህዝበይ ደም ከፊልካ ዶ ንጎሮረካ ዝከውን ፅሩይ ማይ ሰአንካ ነኒ ካብዶም ዘመዶም መስቃ እዙ ህዝቢ ይውረድኩም መምህር ይ ናዓካ ዝከውን ቃላት የብለይን ትግራይስ ናዓካ ወሊዳ ምምካን ምሐሻ
@FihbHhjj
@FihbHhjj 7 ай бұрын
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ ካጂግና ወዲ ህዝቢ
@علحمد-خ2ث
@علحمد-خ2ث 4 жыл бұрын
ኣየ ህዋሓት ኣሕ ንፍትሒ ታቃሊስና ይባሃል እዩ መምህር ሙሉ ዕድመ ይሃብካ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 жыл бұрын
ሀዝስ ከናዱድና እዩም ወለድና ዳኣ እወ ተጋዲሎም ሂወቶም ገቢሮም እንታይ እማ ይገበር ወገነይ
@rozinagebrehiwot1783
@rozinagebrehiwot1783 4 жыл бұрын
አዬ ንሕና ከምዚ ዓይነት ፀገም እናሃለወና እዩ ብካልኦት ንዛረብ ውሽጥና ከየፅሬና ህዝበይ ናይበሓቂ ዝሕዝን መ/ር ሙሉ ብዝከድካዯ እመብርሃን ትሓልውካ
@hasawitmaletnskiekime6955
@hasawitmaletnskiekime6955 2 жыл бұрын
ወይ ህዝበይ ፍትሒ እትረኽብሉ ማዓልቲ ፈጣሪ የምፀአልኩም መምህር ሙሉ ንዓኻ ዝገልፅ ቃላት የብለይን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@mmn108
@mmn108 8 ай бұрын
መምህር ሙሊየ ዕድመንጥዕናን ይምነየልኹም ማይ ተዝሓልፈላ ትግራይስ ፀገም ዝብሃል ኣበይ ይረኽበና ነይሩ ጥልቕይልና ተሓስብናዮ
@ፍትሒኣብስዑድንየመንንዝሳ
@ፍትሒኣብስዑድንየመንንዝሳ 4 жыл бұрын
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዞም ናይ መራሕቲ ወረዳ ዝበሃሉ ጠሪዕካ ኣይስምዑን ሓሳዳት እዮም ብግቦ ጥራሕ እዮም ዝበልዑ ናብ ክልል ኣይጠርዑን
@ኣሉጎልትግራይ
@ኣሉጎልትግራይ 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ዛይድሓፍቲቲጂ
@ዛይድሓፍቲቲጂ 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ብጣዕሚ የሕዚን መምህር ሙሉ የቀንየለና 😢😢😢
@amleshamuruts6714
@amleshamuruts6714 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ህዝብይ እግዚአብሔር አምላክ መዋፅእ ይፍጥረልኩም መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ
@ሚሪጋልተስፋይ
@ሚሪጋልተስፋይ 6 ай бұрын
መምህርይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦ ውፃዓት🙏😥
@masiberhane6895
@masiberhane6895 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መፍትሕ ፍጠርለም
@stigheghebreyesus
@stigheghebreyesus 4 жыл бұрын
ኣምላኽ የብራሃልኩም መምህር ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@እግዚአብሄርእረኛነዉ
@እግዚአብሄርእረኛነዉ 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህረይ
@brhananatey2780
@brhananatey2780 4 жыл бұрын
Eway medehin alem aboy belka btbebka gele mefthi sdedlom ember eziz nabra aykonen eawy sdray rahwa yfterelkum 🙏🇪🇷
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 4 жыл бұрын
መምህርይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@gdfd5905
@gdfd5905 4 жыл бұрын
አሜን አሜን. አሜን. ይንበረልና
@sabiyahavg4985
@sabiyahavg4985 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር የብርሃልኩም ንመምህር ሙሉ እውን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@zttgy7054
@zttgy7054 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ብጣዕሚ የሕዝን ህዝብና ተገዲኡ ባሓቂ ብንባዓት ዓይነይ ክዓውር ኡፍፍፍ ተዓዲልካ መምህር ሙሉ ሃይልስላሴ አባ ህዝቢ አጃካ አብ ጎንካ አለና ዘሓወይ
@ነፃነት-ቈ7ነ
@ነፃነት-ቈ7ነ 4 жыл бұрын
ንእትገብሮ ዘለኻ ጻጵሪ እግዚኣንሄር ይሓግዝካ ! ካልኣይ ድማ ዘመን ዘምጾ ተክኖሎጂ ኣብ ሰናይ ስለ ዘውዓልካዮ ብዙሕ ኣድናቖት ኣለኒ ።
@wedieri7570
@wedieri7570 4 жыл бұрын
wellcomeመምህር ሙሉየ ከም ኩሉ ግዝየ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ እንታይ ሞ ይገበር ናይ ዛ ዓለም ጎደሎ ኣብ ኤር ውን ተማሳሳሊ ናይ ማይ ጸገም ኣሎ ህዝቢ ኤር ህዝቢ ትግራይ ከምቲ ደቁ ዝከፈሎ ንጅቡኦም እበር ንህዝቦም ዘይብሉ መራሕቲ መጽየሞ ኩሉ ግዝየ ኣብ ጎድንኩም ኣለና ብዝክኣለና ዓቅሚ ትሓጋጊዝና ንሕለፋ ኣጆኩም ክሓልፍ ዩ ሓውኩም ኤርትራዊ።
@musey5651
@musey5651 4 жыл бұрын
ኣለም ጎዶሎ ገለ ቢማይ ገለ ሳን ማይ ኣምላክ ሚሶኦም ዪኩን
@ሰምሃልሰምሃልጋልወየንቲተ
@ሰምሃልሰምሃልጋልወየንቲተ 4 жыл бұрын
አህህህ ህዝቢ ትግራይዶ ምተሸገረ መምህረ ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ዙኩላይ መስዋእቲ ከፍሉ እሞ ማይ ፃምእ
@monumonyo6370
@monumonyo6370 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን መንግስቲ እንታይ ድዩ ስርሑ ልምንታይ ኢዩ ፀገም ህዝቢ ዘይፈትሕ ህዝቦም ሓዲጎምስ ፈቀዶ ሽዋ እፍፍፍፍ😭😭😭😭መምህር ሙሉ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ለምለም ርገፅ🙏🙏🙏❤❤❤
@mrim222
@mrim222 4 жыл бұрын
እውይ ህዝበይ ከምዚከ አሎ ድዩ እግዚ ኣብሄር ምሳኩም ይኩን ሙሉየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@አፀደጎደፍ
@አፀደጎደፍ 4 жыл бұрын
ኣይዞኹም እዚ ጅግና ኣምላኽ ኣምፅእእልኹም ዕድመ ይሃብኻ ኣቦ ድኻኣ እንታይ ክብል ቃላት ይሓፅረን
@negatuamay7965
@negatuamay7965 4 жыл бұрын
ዋይ መምህር ሙሉ እድመን ጥዕናን ይሃብካ
@adamia3883
@adamia3883 4 жыл бұрын
Thanks for Mr mulu stay healthy 🙏
@jcfug3355
@jcfug3355 4 жыл бұрын
አምላክ mwaxti ይፍጠረልኩም ኣሕዋተይ ማይ በረኻ ዝተባረኸ ይዩ ዝብሃል ይቱ ገደላት ግን ዋይ ወልድና አምላክ ኣቦይ አፍፍፍፍፍፍ
@queentsgab5117
@queentsgab5117 4 жыл бұрын
እዋይይይይይይ መምህር ሙሉ ሓወይ ዕዱመን ጥዕናን ይሃብካ እዚ ቦታ ብኣካል ይፈልጦ ብጣዕሚ ዘስካሕክሕን ንህይወትካ ዘስግእ ዋይ ዋይ ብመስኮት TV ክትሪኦ እማ ቀሊል ይመስል
@ሓሳበልበይተዝሰምረለይይና
@ሓሳበልበይተዝሰምረለይይና 4 жыл бұрын
ውይ ሓመድ ትብለዕኒ ዝሰተ ማይ ውንዶ ይሳኣን እዩ መጀመርታ ተመሰገንካ ቁድሰ ሚካኤል ባርካ ፁሩይ ዝሰተ ማይ ሂብካ ዝዕበካና ካምዚ እውን ዶ ኣሎ እዩ በኡነት ካብ ልበይ ሓዚነ ኣባና ውን ብበዝሒ ዔላታት ኣሕዎትና ተውዲኤኡም ኣብዚ ቦታ ግን ዎላ ሓንቲ ዔላ ምስራሕ ስኢኑ መንግሰቲ ውይ ኣምላክ ኣቦይ ባዓልካ መዎፆኦ ፈጠረሎሞ ኣሜን።
@ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
@ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ 3 жыл бұрын
ኣህህህ ዋይ ህዝበይ ሓመድ ትብለዐኒ😭😭😭 ኣታ መድሃኒ ኣለም ኣቦይ ምሕረትካዶ ላኣከናይ👏
@ማሚየዓለመይሰመረሓወይሂወ
@ማሚየዓለመይሰመረሓወይሂወ 4 жыл бұрын
መ/ር ሙለይ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እፍፍፍ እንታይ ክንብል ወይ ፈጣሪ ኣቦይ
@AsSa-hp9zg
@AsSa-hp9zg 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ናይ ህዝቢ ፅገም ደኺሙኒይ ተይብልካ ትቃልሖ ዝልኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@frefer7772
@frefer7772 4 жыл бұрын
አዋይይ ህዝበይ 😭😭😭😭
@asterasmelash7317
@asterasmelash7317 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ህዝብኻ ማይ ሕክምና ዘይብሉ ውግእ ምእዋጅ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ደይስንኻ ሑጻ ቆርጥመሉ ውግእ ንትግራይ ጎይላ እዩ ኢልካ ምዝራብ ዘሕፍር እዩ መምህር ሙሉ አግዚኣብሄር ይሓግዝካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ቅሳነት ጥዕናን ይፍጠረልካ.
@ushshshzyshshah2229
@ushshshzyshshah2229 4 жыл бұрын
እውይይይ ህዝበይ ማዓረይ , ኣይዘኹም ናይቶም ኣመሓደርቲ እሞ ግደፍዎም ወንበር ንሙማቕ ስልጣን ንምሓዝ እዩ ድሌቶም እምበር ናይ ህዝቦም ችግር ኣይርድኡንን. ኾይኑ ግን ካብ ፈጣሪ ብታሕቲ ልኡኽ ናይ ፈጣሪ መፂእልኹም ኣሎ መምህር ሙሉዋይ ኣቦ ድኻታት ኽቡር ሰብ እንታይ እሞ ክብለካ መግለፂ የብለይን ካባኻ ብዙሕ ተስፋ ኣለና ኣይትትዓንቀፍ ፈጣሪ ይከተልኻ
@ggbbbb5481
@ggbbbb5481 4 жыл бұрын
እዋይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከምዚ ዝበለ እውን ኣሎ ድዩ ኣነ ብዝኮነ ብጣዕሚ እዮም ከብደይ በሊዖምኒ እስኪ ፍጣሪ ፍትሒ ይፍጠረሎም
@orthodoxtewahedoyoutube4629
@orthodoxtewahedoyoutube4629 4 жыл бұрын
ዋይ ዋይ አሕዋተይ እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን አቤት አመሓደርቲ ትግራይ ንስልጣን ጉያ ጥራሕ Long Live To Mulu H/sellasie
@ምንባርማለትብዙሕትርጉሙ
@ምንባርማለትብዙሕትርጉሙ 4 жыл бұрын
እዋይ ቃደማኹ ከምዚ ዝፀገሞ ህዝቢ ኸአ አለና ብጣዕሚ የሕዝን አነ ብሓቂ ዝውሎ ጠፊእኒ 💓💓💓
@ngstngstaby6173
@ngstngstaby6173 4 жыл бұрын
ዋይ እግዚኣብሄር መወፀእቲ ይሃብኩም ኣጆኩም ኩቡራተይ
@bereketafewerki3252
@bereketafewerki3252 4 жыл бұрын
አዋይ ምስኪን ህዝቢ በል ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ።
@ተዋህዶንዘልኣለምትንበር
@ተዋህዶንዘልኣለምትንበር 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@konjokonjo8565
@konjokonjo8565 4 жыл бұрын
eway eway abotatna msakin
@gualasmara1803
@gualasmara1803 2 жыл бұрын
amen amen amen
@mdainahasssiii3885
@mdainahasssiii3885 4 жыл бұрын
እፍፍፍ ማዓርያት ብጣዕሚ እዮ ዝስማዓካ
@Gureza4460
@Gureza4460 4 жыл бұрын
Egzabiher yibarkih Mulubirhan our hero go-ahead
@Yeha-r7k
@Yeha-r7k 4 жыл бұрын
ደቁ ዝሃበ ህዝቢ ፳፱ተን ዓመት ሙሉእ ነዛ ጎሮሮ ጽሩይ ዝስተ ማይ ክስእን ዘሐዝን
@t-gg-t360
@t-gg-t360 4 жыл бұрын
Btami kebdi zbelie gn edme tina yhabka zhawna bsru mengsti bhaki tkuret ygberelu
@zeresenaymengstab5144
@zeresenaymengstab5144 4 жыл бұрын
ፍትሒ የውጸኣልኩም እግዚኣብሄር
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ 4 жыл бұрын
አሕኪ እዋይ ህዚበይ አምላኪ ባዒሉ ጺላሉ የምብረልካ
@ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ
@ጋልንጉሥእየናይደሙፍሬእየ 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ታይ ይሳኣኖ ኮይኑ ተምስገን ንሙሉ ሓዉና ዝሃብካና ዕድመይ ጥዕናን ይሃብካ ሙሉየ በጃኩም 50 ሎሚን ንሓደ ከቢድ እዩ ንብዝሕ ቀሊል እዩ እሞ ሓቦ ንበል ኣፍቅር ብፃየከ ከመ ነብስከ ዝብል ፅሑፍ አሎ ናይ ሠብ ሂወት ሂወትና እዩ
@degneshtades9752
@degneshtades9752 4 жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ችግር ዘሎ ኣይመስለንን ነይሩ ብጣዕሚ እዩ ግን ዝገርም ኣምላክ ኣቦይ መምህር ሙሉ ሓወይ መግለፂ ቃላት የብለይን ኩፍእ ኣይንከኣካ ዝሓወይ ብሩከይ
@aronchanel127
@aronchanel127 4 жыл бұрын
Huwuhat bsm hzbi tigray atalaet texawet ab mekelle Huwuhat Foo hasewti mulu ka edme yahabka ♥️♥️♥️
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 жыл бұрын
ዋይ ህዝበይ 😢😢😢😢😢😢 ኣመሓደርቲ ሓመድ ድኣ ክበልዖም ይኾን ፃውዒት ህዝቦም ዘይሰምዑ እንታይ ዓይነት ደንጎላታት እዮም እህ መዓንጣ ካብድኻ ይቖርፅ እንተ መምህረይ እግዚኣብሔር ይሃብካ ጣሻን ገደልን ፀዲፍካ ዘቃላሕኻዮም ሼር ገይርና ይኹን ብዝተፋላለየ ገንዘባዊ ሓገዝ ዓቅመይ ክሕግዝ እየ ኣነ።
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 4 жыл бұрын
በጣዓሚ ዝሕዝን እዩ ዝምልከቶም አካላት መፈትሒ ይውሃቦም
@letush16
@letush16 4 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍ በሓቂ የሐዝን እዩ ግን እግዚአብሔር አምላክ ምሳካትኩም ይኩን መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድሜ እና ጢዒና ያሃብካ ኣታ ሓቦኛ ትግራዋይ አይዘኩም ህዝበይ ኣብ ጎንኩም አለና ንፅብቅ ተግባር ኩላትና ንዋፈር ንዙ ምስኪን ህዝቢ
@AliAli-cc7kt
@AliAli-cc7kt 4 жыл бұрын
እፉፉፉፉ በሓቂ 😭😭😭😭😭
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ Жыл бұрын
ኦይይይይይ ኢልካ ረዳኢ ዘይብሉ ኦፍፍፍ እውይ 😢😢 እግዚአብሔር ኣምላክ ፍትሒ የውርደሎም
@OneMediaTV
@OneMediaTV 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ አንጀትካ ዝበልዑ ህዝቢ
@heritube3508
@heritube3508 4 жыл бұрын
Way hzbey 😢😢hwehat melhas bcha tgbar zero (0) mulu hawey edmen tienan yhabka fetari!!!!!
@axum5878
@axum5878 4 жыл бұрын
Memhir milu edmen tiena yhabka 🙏
@hopesgualtigray4333
@hopesgualtigray4333 4 жыл бұрын
Emhem ezi dyu edu Tigraway 😭😭😭🙏🏼. Mulu Haileslassie💚🙏🏼 igzieabhear yebarka letsegumat zetefetserka edme tseana yehabka neberelna zehawey ab gonka alena.
@ህንጻማርያምተስፋይ
@ህንጻማርያምተስፋይ 4 жыл бұрын
ኣቦይ ሙሉ ተፈጥሮካ ሰብ ስራሕካ ግን ከም እግዛብሔር እዩ ግን መግለጺ የብለይ ቸሩ መድሃኒ ኣለም ምሳካ ይኩን ንድኩማትን ሕሙማትን ጹጉማትን ችግራትን ምሕረት ን ረድኤት በረከት ይምላኣሎም ብጣኣሚ የሕዝን ✍️👏
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 жыл бұрын
መምህርይ ስላምካ ይብዛሕ ሓወይ ናተይ
@ፍነኝየእናቷናፊቂፍነኝየእ
@ፍነኝየእናቷናፊቂፍነኝየእ 4 жыл бұрын
ዋይ ኣደታተይ ትረክበኦ ፈጣሪ ይሓግዝክን
@gualasmara1803
@gualasmara1803 2 жыл бұрын
ajoki marey egizabher alo mewaxo yfterlom
@zufanweldu9543
@zufanweldu9543 4 жыл бұрын
እዋይ ብጣዕሚ ዘሕዝን ህዝቢ
@hagosmeressa3874
@hagosmeressa3874 4 жыл бұрын
ፖኦ ኣታ ኪንደይ ያሕዝኑ ኢዮም ማሓረና ካዝይ ፡ኢማ ማይ
@merimeri8268
@merimeri8268 4 жыл бұрын
ሙሉሓውና ንስኻወርድካምራይካ አግዛብሕርይሃብካ
@dhery3171
@dhery3171 4 жыл бұрын
ትግራይ መችው እላ ይብሉ አብ ዝዝሕሾም ተቀምጦም ህዝበይ ፅሩይ ማይ ዘይስትሉ
@ascalaacal2481
@ascalaacal2481 4 жыл бұрын
ኣሕ ወለደይ ኣሕዋተይ ንብዓትኩ ይሓብሰልኩም ፈጣሪ ይኣክል ይበልኩም ግን ብጣዕሚ የሕዝን በዚ ጊዜ እዚ ከምዚ ክትሰምዕስ ይትረፍ ክትሪኦስ ክትሓስቦም መሕፈሪእዩ። እቶም ናይ ወረዳ መመሓደርቲ እቲህዝቢ ክውክሎም ከሎ ህዝቢ ከገልግሉ ዶ ኣይኮነን ነቲ ወንበ ከገልግሉድዮም ተቀሚጦም እዋይ እንተሰማዕካስ ክደይ ጉድዩ ፈጣሪ ልቢ ይሃበና
@ርፍታልበይእኪድንግለይ
@ርፍታልበይእኪድንግለይ 2 жыл бұрын
ኣነ ልበይ ይስበር እዩ ይበኪ እየ ግን ኣይከምለማዓትን ልበይ ተሰይሩ ኣይፈልጥን እዋይይ ህዝበይ ትረክቦ ዘለካ እስኪ ኣጆካ ካሓልፍ እየ ባሓይሊ ፈጣሪ እሕሕ😢😢ዋይ ከምዚ እልካስ ክሳብ ማዓዛ እዩ እባ ዋይ ኣዳዋይ እናስ እማ ከብደይ ቀልዓ ይጭፍር ኣለኩ እጅምልእ እክሊ ንበልዕ እለና ዋይይ ኣደዋይ ኣጅኪ ኣደዋይ ካሓልፍ እዩ መምህር ሙሉ ሓው ኣቦይ ዓስብካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይክፈልካ
@danielzaid3870
@danielzaid3870 2 жыл бұрын
It's very sad, I feel sorry for the poor people of the region. Memhir We really admire for being the voice of these poor people. For Mengsti Tigray been on power for 27 years can't build one dam shame on them. I hope with Grace of God Memhir you can solve the problem. God Bless You Edmen tienan yihabki fetari.
@mulumulu3921
@mulumulu3921 4 жыл бұрын
እፍፍፍ ኣምላክ ፍትሒ የውርደሊኩም
@ሰላምናፊቀ
@ሰላምናፊቀ 4 жыл бұрын
ህዝብኻ ዘየኽበርካ መን ከኽብረካ ኣምሓሩ ወይስ ኦሮሞ ህግደፍ በጃኹም ተጋሩ አዚኦም ኢዮም ኣሕዋትኩም ኣምሪርኩም ተዛረብሎም
@ዩዳሄንበል
@ዩዳሄንበል 4 жыл бұрын
😭😭😭😭😭ሠአሊ ለነ ቅድስት ኣቤቱ ኣምላኬ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ እፍፍፍፍፍፍእፍፍፍፍፍፍ
@rozagebrhwet9780
@rozagebrhwet9780 4 жыл бұрын
Eway mesike kaum argaeyn zebhla ewn alo nay maey xegam alo mleuo hawen
@ቅድሳንቅድሳን
@ቅድሳንቅድሳን 4 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍ ንኽትርኦ ንኽሰምዖን ዘኸብድ ማይ እዩ አምላኽ መፍትሒ ይፍጠረልኩም እግዚአብሔር ይሓልኹም
@alemyoubube
@alemyoubube 4 жыл бұрын
እዚ ኣብ መብዛሕቲአን ገጠራት ተኾሊዑ ዝረአ እዩ ፍሉይ ጠመተ ልድልዮ እዩ መምህር ሙሉን ካልኦትትኩም ዕድሜንም ጥዕናን ይሃብካ
@zayddeasta2229
@zayddeasta2229 4 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭 ewayyy mesakin kebdka ybelu fetari tsegemkum ykenttelkum
@zd6493
@zd6493 4 жыл бұрын
ኣብትግራይ፣ቡዙሕ፣ፀገም፣ኣሎ፣በጃካ፣ኢለካ፣ሙሉየ፣እንተንስካግን፣ክብረት፣ይሃብካ፣ሙሉየ፣ፁሩይ፣ካብኣምለክ፣ርኮቦ፣እትገብሮ፣ዘለካ።
@magemicy5695
@magemicy5695 2 жыл бұрын
E-way misakin weldy amlke yhaguzkum🇪🇷🇪🇷
@ትግራይዓለመይናፈቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ 4 жыл бұрын
አዋይይ ህዘብ ትግራይ እዛ ከሉወ ቃሊሰና ንዘ ደዬ እፍፍፍፍ መንግሰት ትግራይ ሕወሓት ናይ ህዝበ ትግራይ መሰዋትነት እዛ ደዬ ፍትሒ ፍትሒ 😭😭😭😭😭
@hopesgualtigray4333
@hopesgualtigray4333 4 жыл бұрын
Ewe gualey bethamie yehezen Ezi dyu edom😭😭😭😭
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 жыл бұрын
እፍፍፍፍ የሓዝን ማኣዝ ኣብዙይ ጥራሕ ኣብ መላእ ትግራይ ብማይ ዝሳቀ እንበር ብማይ ዝፀገበ የለን
@birhanueyasu5579
@birhanueyasu5579 4 жыл бұрын
Ayyy hiwehat mehzenit
@ትግራይዓለመይናፈቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ 4 жыл бұрын
ፊሊሞን ኣባዲ የናቱ ወዳጅ መንግሰት ትግራይ መፍትሔ ክሀህም አሉወ
@albadr2531
@albadr2531 4 жыл бұрын
@@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ beheki.bazehe.eLa.zayetiraeye.
@aar13ss28
@aar13ss28 4 жыл бұрын
ሙሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕሰሪሕካ
@ghirmayaraya3158
@ghirmayaraya3158 4 жыл бұрын
በሓቂ ነቢዐ
@mozapogbagalwukromozapogba7039
@mozapogbagalwukromozapogba7039 4 жыл бұрын
Ay ah ah ah😭😭😭 Ay hwahats hamed blau kebdamat telamat ayyyyy
@amenweldemariam8951
@amenweldemariam8951 4 жыл бұрын
N ab dege zelo seb genzeb sdedu motna tekeberna ekum tblu sdrana gen bmay xmei bxelmat mebrahti zeyblom ymotu zgerm🙏🏾
@destakonjo6192
@destakonjo6192 3 жыл бұрын
መሕዘን ማይ ይሳኣን ዕዱሉ እዩ
@gdhgfu3295
@gdhgfu3295 4 жыл бұрын
አይ ማረኒ ታይአነት እዩ አሕዋተይ😭😭😭😭😭
@amenweldemariam8951
@amenweldemariam8951 4 жыл бұрын
Egziabher yrdaekum adna koynu eber hgi kemzeybulu nfelt ena
@gunnersawi9391
@gunnersawi9391 4 жыл бұрын
Btami yehzin
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ
@ሰላምንሀገረይ-ቀ5ለ 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍ እግዚኦ እግዚኦ አንታ አምላኪ ዚዛሮቦ የብለይ አታ ነዙይ ዲዮም አቦታትና ተሰውኦም
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
@ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 жыл бұрын
አየ መምህር ሙሉ ዓድና አሕሊፍና ምሃብ አይፎትይ ዓድና ፅጉሙቲ እያ ህዝብና ውፁዕ እዩ ኢልና መሖጎሲ ፀላኢ አንዛረብን ኢልና እምበ ብማይ ዳአ ካባና ዝፅገም መንሎ አነ ተወሊደ ዝዓበኹሉ ማይ ሙዙሕ አይኮነን ጣብያ ደርጋዓጀን ዝተወሰና ቁሸት ዘለዋ ብማይ ውፃዓትየን ብሚድያ ተቓሊዐን ነይረን ግንኸ ዝሰምዐን ረኺበንዶ አይረኸባን ቲህዝቢ ይፈልጥዩ አሕና ትምህርቲ ውዒልና አብ ማይ ምእታይ ይምሽየና ነይሩ ካብኡ ከዓ ስደትና አምሪሕና እነሀናልካ
@goitomabay2211
@goitomabay2211 4 жыл бұрын
Emo merehahitu eyom eko zey qaurits hiwet kikefilu zigebruwo zelewi
@toumzghidesta8076
@toumzghidesta8076 4 жыл бұрын
ብተግባር ዘየለ ሓሳዊ መንግስቲ
@ትግራይትዓንብብ
@ትግራይትዓንብብ 4 жыл бұрын
ማራ የሕዝን
@samuelteklayrn.k4598
@samuelteklayrn.k4598 4 жыл бұрын
ሃየ ሙሉ ሓወይ ከመይ ኣለኻ? ኣነ ኩሉ ፕሮግራምካ ይከታተሎ እየ ኣጆኻ በርትዕ::
@ሸዊትኣክሱም
@ሸዊትኣክሱም 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍ ኣሕዋሓተይ ማርያም ኣክሱም ልበይ ጠጠው ኢሉኒ እንታይ ማዓቱ እቶም ተወኪሎም ዝከዱ ዝነበሩ ግን ናብ መንግስቲ ኣብፅሖም ዶ ይኮኑ ኣነ ኣይመንኩን
@76gasstation53
@76gasstation53 4 жыл бұрын
Tank you so much teacher this’s were the government what’s he doing sorry for the people
@76gasstation53
@76gasstation53 4 жыл бұрын
This’s very sad
@amenweldemariam8951
@amenweldemariam8951 4 жыл бұрын
Mulu hawey enkey amsgenkuka ayhalfn
@teweldegebremarim9748
@teweldegebremarim9748 4 жыл бұрын
Btaemi eyou zehzn
@fitwighebrehiwet1195
@fitwighebrehiwet1195 4 жыл бұрын
እዋይ ኣብ ውሽጢ ትግራይ መዘና ዘይብሉ ደረት ኣልቦ ዝኮነ ሽግር እንዳ ሃለዋ ኣብ ገጻት ማስ ሜድያ ኮይንካ ንሕና ንሕና እንዳ በልካ መዘና ዝይብሉ ዘረባ ኣይጽቡቅን ። እንተ መ/ር ሙሉ ትገብሮ ዘለኻ ተወፋይነት ግን መግለጺ የብለይን ።
@arayatareke3887
@arayatareke3887 4 жыл бұрын
Way! way! way! Kebdka zbele!
@ትግራይዓለመይናፈቅ
@ትግራይዓለመይናፈቅ 4 жыл бұрын
መሉ ሓወና የቀንየልና
@ሂወትታደሰ0531
@ሂወትታደሰ0531 4 жыл бұрын
ወይ ወለደይ ማዓርይ መፍትሒ ይፍጠርልኩሞ እንተ ሙሉዋይ ከይመሲገንኩካ ክሓልፍ እያደለን፡፡፡፡፡
GERE EMUN PART 216 | ገሬ እሙን ክፋል 216
48:43
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 78 М.
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН
ፃውዒት ህፁፅ ሓገዝ ንህፃን ሄኖስ ገ/ስላሴ!!
10:11
Wushatena Media - ውሻጠና
Рет қаралды 10 М.
ካብ ትጽቢት ናብ ትጽቢት
29:00
Mosaic Bahli
Рет қаралды 30 М.
Tuna 🍣 ​⁠@patrickzeinali ​⁠@ChefRush
00:48
albert_cancook
Рет қаралды 148 МЛН