"ወድና ናብ ኣውሮጳ ከነሳግረካ ኢሎም ኣብ ሊብያ ኣትሒዞሙዎ!!" - ተመዛበልቲ ወለዲ

  Рет қаралды 5,846

Wushatena Media

Wushatena Media

Күн бұрын

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
"ወድና ናብ ኣውሮጳ ከነሳግረካ ኢሎም ኣብ ሊብያ ኣትሒዞሙዎ!!" - ተመዛበልቲ ወለዲ
ሽም ኣዶ:- ኪሮስ ኣባዲ ወ/ኣበዝጊ ጓል መቐለ)
ኣካውንት:- 1000233049305
ቴሌፎን:- 0938600862
ሽም:- ኣቦ ገ/ሚካኤል ገ/ሄር (ኣይነኩሉ)
ኣካውንት:- 1000103539971
ቴሌፎን:- 0939028063
ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።

Пікірлер: 20
@frweyankelaey4525
@frweyankelaey4525 3 ай бұрын
እግዚብሔር መዋፆኦ ይፍጠረሉ
@Skjs-hj7cj
@Skjs-hj7cj 3 ай бұрын
Mewate yfterelu zhawey
@abrhamaregawi7599
@abrhamaregawi7599 3 ай бұрын
ፈጣሪ ይሓግዝኩም ኩቡራት ወለድና
@user-lm8pk9um9c
@user-lm8pk9um9c 3 ай бұрын
መዋፂኢ ይፈጠረልኪ ሓወይ
@wxzlli
@wxzlli 3 ай бұрын
💔💔💔💔💔💔😢😢😢
@mezagebrefe4604
@mezagebrefe4604 3 ай бұрын
💔💔💔💔💔💔💔💔
@kbriselam478
@kbriselam478 3 ай бұрын
Amlak mewatso yfterelu eti kabina Amlak selam yewrid. Nhna Eritreawian ewin lieli 20 amet koynu alo kemzi shigir teshekimna kab nkeyid.btaemi kab zeguhuyeni kea btegaru the same nay libya 🇱🇾 ab Eritreawian sidetegnatat mijimaru eyu kulu Tigraway ageb kbil alewo.
@ጓልተምቤንሃገረሰላም
@ጓልተምቤንሃገረሰላም 3 ай бұрын
ፈጣሪ ሆይ መዋፅኦ ፍጠረሉ😢
@hhh9007
@hhh9007 3 ай бұрын
ዞም ደለልቲ እዚኦም ካብ ፀላኢ ገዱደምዎ ዝህዝቢ
@abrehetatsbeha3858
@abrehetatsbeha3858 3 ай бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️
@zeriezerie6069
@zeriezerie6069 3 ай бұрын
እዚ ጉዳይ ናባኹም ጥራይ ዝተፈፀመ አይኮነን ፅንዓት ይሃብኩ ።
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 3 ай бұрын
👍👍👍👌
@MebartMehari
@MebartMehari 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-pw6ii4cb9p
@user-pw6ii4cb9p 3 ай бұрын
😢😢😢
@user-lm8pk9um9c
@user-lm8pk9um9c 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 3 ай бұрын
Egziabher Amlak wuladkum yehkufkum kuburat weledi
@hiwotkidanu7662
@hiwotkidanu7662 3 ай бұрын
ውሉድ ጨካን ዝብሃል ሓቂ እዩ። ንኣኩም ክብል ኣዋፅኦ ይፍጠረሉ
@JohnAsmara7410
@JohnAsmara7410 3 ай бұрын
Amelak yihagizekum? ተጋሩ ብህዝቢ ኤርትራ ትላገጹ ነይርኩም ኣምላክ ኩሉ ይርኢ ኢዩ። 27 ዓመት ክንብደል ሓንቲ ማዓልቲ ተዛሪብኩም ኣይትፈልጡን። ህዝብና ንብረቱ ክትራስይዋ ከለኩም ?
@abadithagos
@abadithagos 3 ай бұрын
😢😢😢
ሓሳዊ ነቢይ ከምዝኾነ ባዕሉ ገሊጹ። // ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ
20:46
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 54 М.
Je peux le faire
00:13
Daniil le Russe
Рет қаралды 19 МЛН
ሞኒካ ተኣሲራ ዲያ ?
18:42
Dawit TV ዳዊት
Рет қаралды 3 М.
ዝፈልጦ ሰብ እንተሎ ምስቶም 90 ሰባት ዩ ኔሩ
8:05
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 39 М.