ፍልይ ዝበለ መደብ ነጽር ስፋሕ፡ተዓወት ኣብ ኣሜሪካ፡ኣብ tiktok ዘጋጥም ዘሎ ሞትን ጭንቀትን መንእሰያት ኤርትራ

  Рет қаралды 11,960

YEMANE INFO MEDIA

YEMANE INFO MEDIA

Күн бұрын

#eritreanmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #eritreanfilm #eritreantiktok2023 #ethiopianews #eritreannews #tigray #tigrignamusic #eritrea Bearbeitet von YouCut:app.youcut.net...

Пікірлер: 95
@MeraMaku
@MeraMaku 3 ай бұрын
ነጽር ስፋሕ ተበገስ ተዓወት ንሕርን እምበር ኣይንብርከኽን
@danielteclehaimanot2538
@danielteclehaimanot2538 3 ай бұрын
Keep it up appreciate yemane viva brged nhamedu thanks.
@selamnealmena5407
@selamnealmena5407 3 ай бұрын
Anabsena 🦁 ajokum 💪🏽 berged nehmedu yewet 💙 💪🏽 💙 💪🏽 💙 💪🏽
@heidshop4103
@heidshop4103 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tiktokvideo-yq8ty
@tiktokvideo-yq8ty 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ይጠብቃቹ በቲክቶክ ፣ተቀምጣቹ ፣ በሴቶች እንዳትታለሉ በውንዶች ፣እንዳትታለሉ ፣በተለይ ሴቶች በአርቴፍሻል ፀጉር በሜካፕ ተኳኩላ ወንድን እያማለለች ገንዘብ የሚበሉ በተለይ ወንዶች ኤርትራውያን ፣ አሁን ብርጌድ ንሀመዱ ብዙ ስራ ይጠብቃቸዋል ሴቶች ወንዶች ግዜያችሁን ሚድያችሁን ስአታችሁን ለቁም ነገር ተጠቀሙበት ፣ለፍቅር በውስጣቹ የግል በሚስጥር ፣ ይሁን ፣ እናንተ ይበልጥ ከህግደፎች አሽከሮች በልጣቹ እኛም ኢትዮጵያ ከጎናቹ ነን
@samiyemane4024
@samiyemane4024 3 ай бұрын
😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@elsajefter5596
@elsajefter5596 3 ай бұрын
እጂግ እናመሰግናለን🙏🙏
@sleepless1.0
@sleepless1.0 3 ай бұрын
*"ደቀንስትዮና ኣኽሊል ዓወትና"!!* *"ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ መስመር ዕላማ ንቅድሚት፡ሰማያዊ ማዕበል ሬጂም ቼንጅ"!!*
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 3 ай бұрын
💙🌿💙🌿💙🌿
@haneber7369
@haneber7369 3 ай бұрын
💙🆓ብርጌድ (የማነ☝️) ንሓመዱዱዱ!!💙💙
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 3 ай бұрын
💙💚💙
@eilateilat9892
@eilateilat9892 3 ай бұрын
መሊኡ ዝፈሰሰን መጠኑ ዝሓለፈ ድንቅርናን !! ምሕረት የውርደልኩም ድማ
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 3 ай бұрын
Bhaqi!!
@asternegasi7594
@asternegasi7594 3 ай бұрын
💙💙💙
@Brihu.2024.
@Brihu.2024. 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@ጓልዓተላ
@ጓልዓተላ 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 ай бұрын
Yumun ❤❤
@bettygebru2975
@bettygebru2975 3 ай бұрын
Thank you so much Yumun hawna!
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙🙏🙏💙💙💙💙💙
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 3 ай бұрын
Welcome Yemane information media
@amantesfama6702
@amantesfama6702 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AsmaraEritrea-z6u
@AsmaraEritrea-z6u 3 ай бұрын
እዋይ እዋይ እዋይ! ህዝበይ ( ሐፊረልካ)
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 3 ай бұрын
ሓቃቶም እንድዮም ዳኣ ደገፍቲ እዚ ኣጽናቲ ስርዓት ክድግፍዎ እቲ ዝቐለለት ሕቶ ቀሪባትልም ክምልሹ ዘይክእሉ ብጣዕሚ የሕዝኑ😢😢😢
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 3 ай бұрын
ግንባርኪ ትሰበር። ትርጉም ሓርነትን ናጽነትን ዘይትፈልጡ ደናቑር በራዩ ትገርሙ
@shishaygebremedhin5703
@shishaygebremedhin5703 3 ай бұрын
Nic good thanks you so much eformshin and baregad Nhamadu love you more than ever days
@meronkiflu2825
@meronkiflu2825 3 ай бұрын
💙🩵🩵💙💙🩵💙🩵
@freedompeace3359
@freedompeace3359 3 ай бұрын
ሰላም መንእሰያት ሰላም ንኩሉኩም መንእሰያት ጽቡቅ ናይ ሒልና መንፈስ ዘለዎ ሙዚቃ ስምዑ። ታሪካዊ ከም ናይ space documentary ናይ አትክልታት ፍዬሪ ዝመሳሰል ንሐንጎልኩም ጽቡቅ መንፈስ ይህበኩም። ቆየቃን ጸርፍታት ብዘይከውን ሳአን ዘይምፍላጥ ናይ ሰብ ሂወት ጠፊኡ አሎ። ንነብስኩም ፍተውዋ ሐጎስ ዘለዎ ደስ ዝበለኩም ዘይጎድእ ነገራት ሂወቱኩም ምርሑ። ---------- ናይ ሐርነትን ናጽነት ሕቶታት😮 መልሳ ቀላል ኔራ😮 ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ። ሰላም የማነ አጆኩም ሰብ ሒልና
@fthawitsium9864
@fthawitsium9864 3 ай бұрын
ኣሕ ህዝበይ ብዘይ ፍላጥ ይድግፍ ሓዚነ😂😂😂😂😂
@yordag9538
@yordag9538 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@user-yc7on4do5p
@user-yc7on4do5p 3 ай бұрын
Tegadlo Harnet Ertria malet iyu Bahamat
@letebrhantesfasillase576
@letebrhantesfasillase576 3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@adbt3565
@adbt3565 3 ай бұрын
ያ ማዞጉላ ደገፍቲ ፡ ዘይ ትስተሩ ሓርነት ኣብ ውሽጢ ናጽነት እዩ ዘሎ በሓርነት ከይንነብ ሓስዳት ጎሮባብቲ ወይ ጉድ ፡ ወፉይ ። ዕድል ኣይገበርናን ለባማት ደግፍቲ ኣይረከብናን ኢሉ 100% ሓቂ፡ እንተቀተልካዮም ጸገም እንተ ቀቶሉካ ጸገም ምሳኩም ሓደ ዓደይ ኣይይይ ይትረፈኒ፡ትግራዋይ ሙካን ይሕሸኒ
@seamghebru4802
@seamghebru4802 3 ай бұрын
good job❤❤❤
@anderberhantesfaledet5671
@anderberhantesfaledet5671 3 ай бұрын
Btami iziatom Eritrawyan mquanom yhznu
@fretaabraha1268
@fretaabraha1268 3 ай бұрын
Welcome ❤
@andomteklab-tm9gd
@andomteklab-tm9gd 3 ай бұрын
ፎኦኦኦ ካበይ ኢይን መጼን ከ
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 3 ай бұрын
What is the expected result of ነጽር ስፋሕ so that they get more participants & engage them
@belaberhe3177
@belaberhe3177 3 ай бұрын
😮😊🎉🎉🎉
@HenSamedia8480
@HenSamedia8480 3 ай бұрын
ሕጂ ግርም ጌርኩም፡ ንባዓል ፍላስፋ ዮሴፍ ገብረሂወት፡ ምስታፎም፡ ከምኡ ውን ባዓል በረከት ተስፋሚካኤል፡ ካልኦትን ክሳተፍዎ ተስፋ ንገብር። ሕጂ ኢያ እታ ሳዓት ንሓብረላን ንዝትየላን። Well done Blue revolution.
@mai-maele29
@mai-maele29 3 ай бұрын
እዚ ነፍሰ ቅትለት ዝገበረ ወዲ ብሰንኪ እታ ጓል ኣይኮነን ኩሉ ኩነታቱ ብስነ-ኣእምሮ ዝሳቐ ዝነበረ ይመስል ቀጺሉ ውን ኣብ ሕርቃኑ ባንዴራ ስለዘቃጸለ ብዙሕ ጸቅጥን ምፍርራሕ ን በጺሕዎ ኢዩ ስለዝስ ናብዘን በኣካል ዘይረኸበን ናይ ነጀመርያኡ ዘይኮና ነኣሽቱ ቆልዑ እንተዘየጸጋዕናዮ ጽቡቅቅ ነተን ቆልዑ ውን ኣብ ዘይተደልየ ጸቕጢ ከይወድቃ
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 3 ай бұрын
ኡዋይ ኣኢዱግ
@BizenAbrha
@BizenAbrha 3 ай бұрын
Asyyyy ❤❤❤
@miletebeletse443
@miletebeletse443 3 ай бұрын
መ. መልሲ የለን
@samsomgrmay4858
@samsomgrmay4858 3 ай бұрын
እዋይ ሞሲባ ግምጥሊሽ እዚ ሰባይ ደኣ ዕዉት እንድዩ ከምዚኦም ዝበሉ እንስሳታት ሒዙ ይበል ድንቁርና
@konjithagos7591
@konjithagos7591 3 ай бұрын
Naybiheki yemane hewey bitaemi zihifiraka nimewati hewuna mengisite semayat yewarso nukulom AB cinket zelewu yhwatina adey mariym baeila tekisnikum
@ftwihaile8146
@ftwihaile8146 3 ай бұрын
Yala
@adbt3565
@adbt3565 3 ай бұрын
ዘሓዝን ብርገድ ንከብዱ ክብሉ ከለዉ እይ፡ ንምንታይ የብዕሉ ንምንታይ ይስዕሱዑ ከማን ኣይፈጡን እዮም
@teresaaraiaberhe2842
@teresaaraiaberhe2842 3 ай бұрын
ናጽነት እንዳበልኩም ሓርነት ሲኢንኩም በራያዩ ክኮይንኩም ንበሩ በራዩ
@fretatesfay343
@fretatesfay343 3 ай бұрын
እሰይይይ ኩቡራት የህዋት አጁና ጥራይ 🌹🌹🌹🌹🌹👏👏👏👏👏👏
@amanuelteame-pr3bm
@amanuelteame-pr3bm 3 ай бұрын
ብሰብኪ እታ ጋል ኣይኮነን ብሰንኪ እታ ባንደራ ኣቃጾልካ ኢሎም ደገፍቲ ህግደፍ ካብ መጠን ንላዕሊ ጸቅጢ ገረምሉ ኢዮም።ስለዚ ኣብ ናይ ሰልጠነ ከይድካ ስምዓዮ። ጌጋኻ ክእርመካ ይፈቱ ቅድም ናይ እቲ ደገፍቲ እቲ ስርዓት ኢንታይ ዝብል ልሳኖም ኣብ ልዕሊ እቲ ወዲ ቅድም ስምዓዮ
@michaelh599
@michaelh599 3 ай бұрын
ክክክክክ ኣየ ህግደፍ መንደፍ፣ ናጽነትን ሓርነትን ክፈልያ ዘይክእላ ደናቁር ።
@kesete767
@kesete767 3 ай бұрын
Yumun,hji,eseyasn,keltifu,kiereku,mkuanu,flet
@peacelover5890
@peacelover5890 3 ай бұрын
ብዛዕባ ናጽነት ባሮት እንታይ ክብሉ መንግስተሰማይ የዋርሶም 👌🏿 ድለይቲ ለውጢ ኢና ዝብሉ ኣብ Tiktalk 24 ነኽብር ኢና ናጽነት ኣለና ፡ ናጻ እና ክብሉ እንዴም ዝሓድሩ ።
@misginaabraha9834
@misginaabraha9834 3 ай бұрын
እዋይ ህዝበይ ብዘይ ፍልጠት ይድግፍ አሎ 🦍🦍🦍
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 3 ай бұрын
Yemuen hawey አብ ስዊዝላንድ ምሽ እይትኽውንን እያ ተባሂሉ ኔሩ ?
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 3 ай бұрын
ዋይ እንታይ ዝበለ ድንቑርና እዩ ዋይ ባራዩ
@tesgeredagezahy2118
@tesgeredagezahy2118 3 ай бұрын
ህግድፍ ህግድፍ ግደፉ ናጽነትን ሓርነት እንታይ ማለት እዩ ዘይትፈልጡ😂😂😂😂😂😂
@DawitGerezgiher-g8g
@DawitGerezgiher-g8g 3 ай бұрын
Nblo eko tefana ata ymun entayena ngbro ,haferna wotesekefna
@simonafewerki1323
@simonafewerki1323 3 ай бұрын
በዚ ትገብሮ ኩሉ ብሚዲያ እትህበና ሓበረታ ከየድነቁኻ ክሓልፍ አይደልን
@Kabu1886
@Kabu1886 3 ай бұрын
ጊደፍ Yemane ቆሲልና ንብዕልኻ ተሓታቲ ኢኻ
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 3 ай бұрын
Tik tok kxo tray eu zelewo
@teweldetesfay3596
@teweldetesfay3596 3 ай бұрын
Telling me we're is freedom tell me?
@abrehetbeyenewoldu2869
@abrehetbeyenewoldu2869 3 ай бұрын
Ezey nay Addis bergede nehamedu elkum ab hadega ketetwowom ezome menasey abey ement zyeblu seb eyu hji semeyawi kedkum ab hdega eyu pasport nay aweropa zlkum sheger etetrkebu ketwxu tekelu ekum nisatom gen hadega eyu dero yehana Eritera elu nay yehana melekty sededu abey nab Eritera
@rttr3992
@rttr3992 3 ай бұрын
Efffff Hegedef. Ayknaka.
@nikkidesta9289
@nikkidesta9289 3 ай бұрын
አዲስ አበባ ኣብ ትሕቲ ሕግደፍ ቁጽጽር አይነበረትን :: ሕዺ እውን አብ ቁጽጽር ብርገድ ንሓመዱ አይኮነትን:: ብርጌድ ንሓመዱ ኣብ'ዚ ግዜ 'ዚ ብናጽነት ይንቀሳቅስ ኣሎ እንተ ዝበሃል ይሓይሽ ይመስለኒ::
@zufanfissahaye5414
@zufanfissahaye5414 3 ай бұрын
No ኢሂን ሚሂን; RESOLUTIONS!!!
@Mebrye-i8e
@Mebrye-i8e 3 ай бұрын
Hgdef mendef😅🤣😁
@አነ.የ
@አነ.የ 3 ай бұрын
😂😂😂ህግደፈ
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂 ezeom hasematat nay HGDF, harenet and natsenet kefelyewo zaykealu bandera hezom zecheferu way gud...mekalesteka muhurat felatat kekonulka tselot geberu Blue Revolution.
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa 3 ай бұрын
በስም አብ ወወልድ በመንፈስ ቁዱስ ። ነፃነትን / ሓርነትን ክፈላልዩ ክገልፁ ዘይክእሉ ፥ ፆሎት ምግባር ጥራይ ኢዩ ። አቦታትና ክምስሉ ፀላእካ ሙሁር ይግበረልካ ይቡሉ ። አምሓራ ክአ * የተማረ - ይግደለኝ ይቡሉ ። [ እምብአር ዘሸግሩና ዘለዉ " ሃመማን + አእዱጉን " ኢዮም ። ካብቲ ዝገርመኩም [ ብመራሕትን / ሓለፍትን ሻዕብያ ዝዋሃብ አብ አገልግሎት ሰራውት * ኤርትራ * ሙሁሩን / ሃፍታምን አይድልዩን ኢዮም ይብሉዎም ] ። ልክዕ አብ 33/ ዓመት - መእለያ ዘይብሎም አእዱግ / ባራዩ ፈሪዮም ።
@zashoshoza367
@zashoshoza367 3 ай бұрын
እታቀንዲ ጸገም ከምዞም ሃመማ ስለዝበዝሑዋያ ሻዕብያ ኣብስልጣና ኣጽኒዓ ብህዝብና ተላግጽ ዘላ
@zera1464
@zera1464 3 ай бұрын
ata kulm izom degefti iway hakom indyom dea kiros dgifu riesi zeybilom,
@semharweldu5965
@semharweldu5965 3 ай бұрын
ኣንቶም ህግደፍ ግደፎ መልሲ መልሶ 😂😂
@zewditesfaldet1838
@zewditesfaldet1838 3 ай бұрын
Bitaemi yehzna harnten nasinetn Kugellager zeykela denakur egdef mesakin bitaemi tehznu
@asliruessom3573
@asliruessom3573 3 ай бұрын
ሰላም፡ናዐኻ፡የማነ፡ኢዚይ፡ካብ፡አሚላኽ፡ሚሪሐቅ፡ኢዩ፡መጀመሪያ፡ኒአምላኽ፡ኒፊለጥ፡ኒፋሪህ፡ሒሊናና፡ኖይበል፡፡ሻዒቢያ፡ሒማቅቲማሂርቲ፡፡ኢዩ፡ኢኒደገና፡ከሚሐሺሽን፡ካኒኢን፡፡፡ኢዚ፡አኢሚሮኻ፡፡ቡሩህ፡ሚሚማይ፡አበይ፡አለኻ፡ሚፍላጥ፡፡ብሪገዲኒሐመዱ፡ኒፍታሒ፡ይዒወት፡ኢጊዚአቢሄር፡፡ከሙሴ፡ኪምሪሖ፡ያአምን፡ቀቂዲሚኦም፡ኪኸይዲ፡ኢዩ፡፡፡ሰላም፡ሰላም፡፡፡ኒኹሉኺም፡፡ካባሪነት፡ኒወጸሉ፡፡እዩ፡፡❤😂😢
@EMH91
@EMH91 3 ай бұрын
ለከ አዞም ህግደፍ ብደገኦም ጥራይ አዮም ሙሁራት ዝመስሉ 😂😂😂😂
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 ай бұрын
እንታይ ዳኣ ፍርቆም ኩሉ እንዳፈለጡ ሕሱም ነፍሰ ፍትወት ዘለዎም ጨካናትን ተበለጽትን ዋላ ይማሃሩ ድንቁርና ኣይትተርፍን እያ ምስኣ እቶም ዝተረፍ ከተረደኦም ተስፋ ዘይብሎም ዝቁረኑ ኣቡዑር እዮም።
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 3 ай бұрын
ኣንታ የማነ ነዚ ወዲ ፈጊኦሞ አልካስ ሃሚምካ አዚ ዳአ ቢሂወት ሰባት ባዶ ፍልተት ዘለዎ ሰብ መይቱ ኣወት ኒሃፋስዚቢል ሰብ መሰለ አንዲዩ
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 3 ай бұрын
Yemane they really need a great deal of education because they have no ideas what they are talking about poor guys
@user-yc7on4do5p
@user-yc7on4do5p 3 ай бұрын
Nbiteweded keytsemowo sle zbahalu iyom entezsemwo neyrom kemzi aymtechenqu neyrom.
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa 3 ай бұрын
አይኮነን ፍቅሪ ናይታ ጋል ሳዕቤን ኢዩ ። ኢቲ " ጠንቂ " ግን ባንደራ ኤርትራ አቃፅልካ " ተባህሉ ኢዩ ። ነብሱ ክቀትል ገሮሞ ። አብ ሚድያ ማሰልጠን ተፈታዊ አለኩም ምስ ( ጭብጥታቱ ) ። ጨርቂ አቃፅሉ ( ነብስካ - አቅፅል - ኢሎሞ - ደገፍቲ) ። እዞም ፀማማት / ዶናቅር / አእዱግ " ባራዩ " ።
@zera1464
@zera1464 3 ай бұрын
its good but talking discustins in usa or other abroads brngs nothng so the only soluton is to go to ethiopia make deal with abiy and cooporate with thise already in adfiss unless meeting in usa or whatelse what dictator needs. The only fear for dictator and his folliwers is to go to bear the country.
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 3 ай бұрын
ክክክክክክ ኣቱም ኤርትራዊያን ሓደመዓልቲ ባ ሓርነትኩም (ናጽነትኩም ) አዊጁ ዶ ,ኢሉ ወዲ ራያ ሓቐይ ክክክክክ 😂😂😂😂😂 አየ ኤርትራውነትትትትትት
@yohannesnegassi174
@yohannesnegassi174 3 ай бұрын
ነጽር፡ስፋሕ፡ተዓወት እዳ በልኹም መንእሰያት ኣንፈቶም ኣይተጥፉእሎም ፡ዘመነ ፍለ ፍለ እዳኣከለ ይኸይድ ኣሎ ብኣኹም ዝመጽእ ፍትሒ የለን ።ኣብ ኤውሮጳ ፡ኣዲስ ፡ኣሜሪኻ፡እዳ በልኹም መንእሰያት ተጥፍኡ ኣለኩም።ንስኹም ናይ ኤርትራ ተቃለስቲ ኣይኾንኹምን ፡ኹሉ ኤርትራዊ መንእሰይ ነቂሒልኹም እዩ።መምስ ዝመጸ ናይ ኢትዮጲያ መንግስታት ሕልክልክ ኽትብሉ ግዜ ናይ መንእሰያት ተባኽኑ ኣለኹም፡ግን እቲ ግዜ ግን ኣኺሉ እዩ ናይ ምፍልላይ እዋን።ናጽነት ከኣ ናይ ማንም ዘይኾነ ናይ ህዝቢ ኤርትራ እዩ።ኤርትራ ኣብ ዓለም ከም ሃገር ዝተፈለጠትሉ ማዓልቲ እዩ።ሓርነት ከኣ ናይ ህዝቢ መሰል ዝኽበረሉ ፍትሕን ዲሞክራስን ኽነግስን ምቅላስ እዩ እቲ ናትና መፍትሒ።ኤርትራውያን መንነት ኣይጠፋኣናን።ብዝኾነ ማዓልቱ እዳ ኣኸለ እዩ መን እዩ ናይ ብሓቂ ንፍትሕን ደሞኽራስን ዝቃለስ ዘሎ።
@FusumGermay-uk5we
@FusumGermay-uk5we 3 ай бұрын
ናይ ግድን ስኽፍታት ክህሉ ኣለዎ ኣቢይ ዝእመን ሰብ ኣይኮንን ጽብሓ ንጉሆ ኢሰያስ ንኣቢይ ድለቱ ምስ ዝህቦ ኣቢይ እንታይ ከምዝቕየር ኣይትፈልጥን ኢኻ። ንኣብነት ኣብ ቲቪ ፋና ቕድሚ ውግእ ትግራይ ዝገበሮ ቓል መጠየቕ ሰሚዕናዮ ኢና ኣን ምስ ኢሰያስ ኮይነ ዓደይ ከጥቕዕ እዚ ጣቓ ዘይብሉ ዘረባ እዩ ክብል ብናሸናል ተለቫይስ ሰሚዕናዮ ኢና ብድሕሪኡ ነዊሕ ኣይጸንሐን ምስ ኢሰያስ ኮይኑ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝፈጸሞ ሪኢናዮ ኢና። ስለዚ ኣቢይ ትኣማንነት ስለ ዘይብሉ ሰብ ስኽፍታታት ክሕድር ሓቑ እዩ።
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@zebibmedhanye4912
@zebibmedhanye4912 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@zera1464
@zera1464 3 ай бұрын
its good but talking discustins in usa or other abroads brngs nothng so the only soluton is to go to ethiopia make deal with abiy and cooporate with thise already in adfiss unless meeting in usa or whatelse what dictator needs. The only fear for dictator and his folliwers is to go to bear the country.
@Uuuu-o1x
@Uuuu-o1x 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@tamesweden123
@tamesweden123 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@tesgeredagezahy2118
@tesgeredagezahy2118 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
He bought this so I can drive too🥹😭 #tiktok #elsarca
00:22
Elsa Arca
Рет қаралды 55 МЛН
大家都拉出了什么#小丑 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 91 МЛН
sep 17/2024 ሓዊ ተወሊዑ ሎምስ ተወዲእወን
22:31
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 15 М.
ምእላይ ኣቦታትን ንጽል ኣዴታትን 1ይ ክፋል 1
1:43:20
Ariam Berhane Channel
Рет қаралды 2,2 М.
He bought this so I can drive too🥹😭 #tiktok #elsarca
00:22
Elsa Arca
Рет қаралды 55 МЛН