ሓያል ክትዕ ተስፍኦም Vs ሲዒድ ካልኦትን

  Рет қаралды 5,948

ዩቱብ ብዘይ ዶብ

ዩቱብ ብዘይ ዶብ

Күн бұрын

Пікірлер: 26
@mohammedaliheyabu9553
@mohammedaliheyabu9553 6 күн бұрын
እዚ ስዒድ ተወከልስ ብዕድመ ንኡስ በተሓሳስብ ኡ ግን ዓቢ, ብራቮ። እዞም ንስዒድ ተወከል ብእምነቱ ጥራሕ ኣብ ዘይቦትኡ ከተቐምጥዎ ትፍትኑ ኣብ ውሽጥኹም ዘሎ ስግኣት ኢኹም ተንጸባርቑ ዘለኹም። ሽግር አርትራውያን ክኣ እሂን-ምሂን ኢልና ረብሓይ ኣብ ረብሓ ናይ ሃገር መሻርኽተይ'ዩ ዝረጋገጽ ኢልና ምስ እን ኣምን'ዩ ክፍታሕ።
@andeghergiseyasu9036
@andeghergiseyasu9036 6 күн бұрын
ማሕበሮሙ ለእኩያን መሓረነ ✝️✝️✝️
@Wediharestay
@Wediharestay 5 күн бұрын
ስዒድ ተወከል ነታ ናይ ጀዋር ማሓመድ ኮፒ ጌሩ ናቱ ኣምሲሉ ይዛረብ ኣሎ፡ እቶም ኣብኡ ዘለዉ ሎኽሳሳት ከኣ ፍርያት ኣግኣዝያን ጸረ ሙስሊም ኢዮም። ኩሎም ዜሮ😅😅
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 6 күн бұрын
Thank you tesfeom haw na
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 6 күн бұрын
Wela wun ezy ziserait b'Tigreygna zitablele enda belelna netekono meknyiat etom lailowt haleftey wosenty Tigrygna slezokonu ember etom tetekemty Tigreygna betamey bexabeoty eyiom zokoxere ; slezy wela netom mebzahtom tegregna tetekemty wun ayetekomen nemelat eye .
@paulosselassie3220
@paulosselassie3220 6 күн бұрын
ኡንድነት ናይ አድካ ግበር ቆንዳፍ ፈሊጥናካ ንፅበየካ አለና።
@SEritrea
@SEritrea 6 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ባዓል ተሰፎም ትግራይ ትግርኚ ከብሉ ሓላል በዓል ሰዒድ ድማ ሓራም ንሰዒድ ብኤርትራ ዝሓሰብ ከንቅፎ ሸግር የብሉን ግን እልፊ ኣንድነት ትግራይትግርኚ ከነቅፍዎ ዝሰሕቅ ዩ😅😅
@faligali6690
@faligali6690 6 күн бұрын
ሲዒድ ተወከል እዛ ተስፎም ምሓሪ ዝብላ ዘሎ እያ እታ ቅንዕቲ ሓሳብ።ናትካ ሓሳብ ግን ኣስላም ትኣከቡ ግን ጽብቕቲ ኣይመስለንን።አርትራውያን ትኣከቡ ሓቢርኩም ሽግርኩም ፍትሑ ንበል።
@ኩሩዕኤረትራዊ
@ኩሩዕኤረትራዊ 6 күн бұрын
😂😂😂😂😂 ኣየ ሪእሲ 😂😂😂😂
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 6 күн бұрын
Owaye Saeed sne hassab azarareba bezey kelalem terr tebell tederbe yebelan niska betamey netem aimextey weydma gohelatat besheym hade kebey amer keimxoxu zdelyou tesgom ekha .
@MohamedSied-lq2ki
@MohamedSied-lq2ki 6 күн бұрын
ተወከል ጨሪሙ ድዩ ዘሎ ወላ ተደርቢሸ
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 6 күн бұрын
Eta bahansab nukulu Eritreawey wonenet tesemeyato ketenbro tekel eta nay Sinet bezbahalo meglexy zewxowa baal Abrahim Siraj bemeseret keneber nay 57 kemown Dr. Bereket ztexahfa kowam mis ztegbera tray eyou
@BerihuMehari-e4u
@BerihuMehari-e4u 7 күн бұрын
Seid wedi resah
@hadastesfazghi7774
@hadastesfazghi7774 2 күн бұрын
Allul reshe agmey kewerrey keserqey mexu nesu zezerom kerrdaty deqyi arba kesb hejey waga nekfel alna bezom qondafat
@KhalifaAhmed-i5h
@KhalifaAhmed-i5h 5 күн бұрын
Hi
@samraawatta2484
@samraawatta2484 7 күн бұрын
ኢቲ ቀንዲ አርትራዊ ኣስላማይ ጥራይ ኢዩ ፈቲኹም ፀልእኩም ዋሓጡዋ ካሎኦት ካብ ክልል ኢዩም መፂኦም ኢቲ ናይባሓቂ እዚ እዩ
@hadastesfazghi7774
@hadastesfazghi7774 2 күн бұрын
Ezyi Jimmy zbhal xelyi ney kerstyan zelwo jeljal seb zegmey mujunnu lezyi affafe kid ab aksum ryisa ney muslim yghafey alo lekaty kesmoklku temlasy hunqu enty ywexe afra lezyi fooooo
@hiwetgirmasion6009
@hiwetgirmasion6009 7 күн бұрын
ኣብ ኤርትራ ድኾነ ሃይማኖት ይኹን ቤሄር ሓለፋ ይሎን ብዝያዳ እካደኣ ነቶም ተወጽም ድባሃላ እዩ ኣተኩሮ ድገብር መንግስቲ ኣይተ ዛራቡና ብሄራትና ከም ጸጋና ደኣምበር ከም ጸግም ተርኣዩ ኣይፈልጥ ን እዚ ብሄረ ትግርኛ ትብሎ ምእንቲ ሃገር ይደክም ድኣምበር ሓላፋ ዮሎን ስዒድ ተውከል ኣነ ኣብ ኩሉ ድሰማኻ ሓሌት ምስልምና ድይኾን ኩቱር ጽልኢ መንግስቲ እዩ ደሎኻ ኣብ ልዕሊ መንገስቲ ዶሎኻ ትቃው ሞ ጸግም የብለይን እዚ ሃይማኖት እዩ ተወዑ ክትብል ግን ጌጋ ዩ
@MussieAtoshm
@MussieAtoshm 6 күн бұрын
Kulatkum bjeka zereba kale phumneger yeblkumn trash khum
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 7 күн бұрын
Way telefon lomi s melsi tefieka nhna kbluka kelewsi men ekum zeytblom knekfuka kelewu ka nska yibluka ba ndhrit temeliska
@hiwetgirmasion6009
@hiwetgirmasion6009 7 күн бұрын
ልዮን ክምዚ ናትካ ብኣፍልጦ ንሩሕቅ ዝጥምት ንኹሉ ትሓቁፍ ክሉ ብሰላም ድነብረላ ኤርትራ ጠፈትራ ኣላ ሃገር ካብ ሃማኖት ትዓቢ ብዛዕባ ሃገር ክንሓስብ ኣሎና ::
@ኩሩዕኤረትራዊ
@ኩሩዕኤረትራዊ 6 күн бұрын
😂😂😂😂😂 ለዩን ዱ ኣይኩነን ቅንዲ መፊላለየ ለመጭ እዩ ፋትኻ ጽለኻ ።
@nalemna
@nalemna 7 күн бұрын
Nay eritera wehesenet aselamay eyu ezi haki fetun medehanit eyu nesikhum da nay botatkum degemkum tegray tegergna kesina ena beritera sala aselam
@samraawatta2484
@samraawatta2484 7 күн бұрын
ደቂ ኩማንዶስ እንታይ ኣሎኩም ኣብ አርትራ
@qaxaniyarde1380
@qaxaniyarde1380 7 күн бұрын
ሙስሊም ኣሕዋት ደቂስና ምአንቲ ፍቅርን ስላምን ክንብል ብሓደ ብሄር ትግርኛ ንዝወር ኣሎና ኩሉ ገዲፍና ብሓንሳብ ንስለፍ ወነንቲ ሓለፋ ዘለዎም ኢዩ ዝመስሎም ስቅታ ናይ ዚ 8 ብሄር ኣብልዕሌና ስይስይ ክብሉ ጀሚሮም ኣተሓሳስበኦም ልክዕ ክም ኣሕዋቶም ተጋሩ ኢዩ ድሕሪ ደጊም ሓደ ኮይና ኣንጻር ዞም ቲግሪስታን ክንቃለስ ግዚኡ ኣኪሉ ኢዩ
@eriblood803
@eriblood803 3 күн бұрын
😂😂😂😂 alghis cenawi kondaf agame
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
እታ እዚ ሰብ ሕማቕ ኣሎ ሰብ የብሉን ዲዩ
1:01:52
ዩቱብ ብዘይ ዶብ
Рет қаралды 239
ኣገብ ኣገብ ኣብ ልዕሊ ብርጌድ ንሓመዱ ዝግበር ዘሎ ጸለመ
1:57:30
geleaynet hkya Tiktok
44:49
mnbar bmela
Рет қаралды 2,4 М.
ኣይካብ ባይታን ካብ ባይቶ፦
2:06:21
Zelenayo Show
Рет қаралды 8 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3,2 МЛН