የማነ ተኽለገርጊሽ ኣሪጉ እምበር ገና ኣይለበመን I በየነ ዉፉይ I ጥልመት ናይ መጀመርታ ኣይኮነንI Yemane Teklegergish & Beyene Wufuy

  Рет қаралды 58,286

Erimedrek org

Erimedrek org

Күн бұрын

======================================================
For more videos and to stay tuned support us through clicking the subscribe button.
Check our:
Website: www.erimedrek....
Facebook: / erimedrek
____________________________________________________________
ኣብዚ ቪድዮ ቀሪቡ ዘሎ ሓሳባትን ርኢቶታትን ናይ 'ዞም ኣብ'ዚ መደብ ቀሪቦም ዘለው ውልቀሰባት ጥራሕ 'ዩ እምበር ናይታ ኣብ 2019 ምስ ክልት ውድባት ተጸምቢራ ነብሳ ዝፈርተኸት በርጌሳዊት ማሕበር ኣይኮነን። ያቆባ ኣብርሃም ኣባል ሽማግለ መድረኽ ኮይኑ ኣገልጊሉ 'ዩ።
The views, thoughts and opinions expressed in this video belong solely to the individuals on this program, and not to the former organization, Medrekh, to which the video producer, Jacob Abraham, served as a board member. Medrekh was dissolved when it merged with two other organizations in 2019.
CNN, BBC, VOA tigrinya, VOA amharic, bUFE TV, russia today, radio erena, neshnesh, ubuntu,

Пікірлер: 128
@tigrignapost
@tigrignapost Жыл бұрын
የማነ ቀታሊ ህዝቢ ኤርትራ።ግድን'ዪ ምስቲ ዓማጺ ስርዓት ክኸዉን ንጽበዮ ዝነበርና'ዪ እዉን። ምኽንያቱ እዚ ቀታሊ ንኽንደይ ኤርትራዉያ ዝቅንጽል ዝነበረ'ዪ።ከምኡ ድማ ናይ ሻዕብያ ጥፍኣት፣ ንየማነ ተኽለገርግሽ እዉን ናብ ሕጊ ዘቅርብ ብምኻኑ። ሻዕብያ ገለ እንጸንሐትሉ'ዪ ናብቲ ናይ ቀደም ስርሑ፣ ንኤርትራዉያን የሕሊፍካ ብሓሶት ምቅንጻል ተመሊሱ ይርከብ። ኣየ ሸፋቱ ናይ ሳሕል። ጽሓይ ናይ ሻዕብያስ እባ ንዘንትእለት ትዓርብ ኢያ ዘላ።ክሓዊ'ዪ እቲ ህዝቢ! ክትሓዊ'ያ ድማ እታ ሃገር። ሽዑ የራኽበና!
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
የማነ ጅግና ሃገራዊ ወዲ ህዝቢ ወዲ ሃገር ኢዩ ዘይከማኻ ሕልና አልቦ ብላሽ
@tigrignapost
@tigrignapost Жыл бұрын
@@wintahabtom9894 ኣምሺ ዓባቅ ባርያ! ኪድ ኣብ ማዓኮርካ ወትፎ ጅግንነቱ ንሕነ ገበነኛታት ናይ ሳሕል ሸፋቱ ክሳድ ኤርትራዊ ክቅንጥቡ ዝዉዕሉ በጋሚንዶታት ክንማቀል ግዜ የብልናን!
@PeterKlein-vk7vo
@PeterKlein-vk7vo Жыл бұрын
የማነ ባዕሉ ሳሕል ከይደ ዘምጻአኵዎ የለን ኢሉካ ኣሎ። ብክሕደት ዝሓቶ አቲ ድማ ስርዓት ኣሎ። አዚ ድማ ንጥፍ አት ___ ተጋደልቲ ኣብ ከባቢ ድሬዳዋ ግዳይ ጊርዎም ኢሉ ኘማነ ብሓላፍነት ይሓቶ ኣሎ። ኣብ ትግራይ ንስርዓት ኢሳያስ ክቃለሱ ዝዓስከሩ መንእሰያት አሞ Kአኣ ብየማ ዝሕገዙ ዝነበሩ ብየማነ ተኸዲዖም። አዚ ውን ካለኣይ ክድዓት ብየማነ አዩ። ሳልሳይ ክድዓት ድማ ንሳሚአል ወልዳይ ናቤርትራ ኣውፊሩ ዝKአሓደዩ። ሕጂ አዚ ሰብ ምስ መንግስተይ ምስ ሰራዊተይ ይብል ኣሎ። ከዳዕ ሰላይ እቲ ልክዕ መግለጺኡዩ። ኤዚ ሰብዚ ድማ ኣብ ንዓበይቲ መራሕቲ ሃይማኖት ዝልፍን ዥጻረፍን ዘሎዩ። ናይ ጥዕና ኣይኮነን። የማነ ጥዑያት ሓካይም እንተተረኺቦም ናይ ኣእምሮ ሓገዝ እንተዝልገሱሉ ምሓሸ ምበሉ።
@ሕልናዩሚንባር
@ሕልናዩሚንባር Жыл бұрын
መጻኢና ብሩህ ዩ። king of king ዉፉይ።
@otcanful
@otcanful Жыл бұрын
President Beyene
@Moriahasmie
@Moriahasmie Жыл бұрын
ዉሑሉል መልሲ ቡዩን
@th-ef6me
@th-ef6me Жыл бұрын
በዓል የማነ መሕፈሪ ዘይብሎም ገና ዕድል እንተረኺቦም ንስርዓት ሸፍታ ሻዕቢያ ከገልግል ድሕር አይምበለን
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
አታ ዓጋመ የማነ ጅግና ኢዩ
@yordanosmeles1506
@yordanosmeles1506 Жыл бұрын
Yes wufuy jegna you are absolutely right
@johannesbeyene641
@johannesbeyene641 Жыл бұрын
Thanks Wufuy and Yacob nuxur Hiton melsin
@dandanny5331
@dandanny5331 Жыл бұрын
Well done Wfuy
@arealco7565
@arealco7565 Жыл бұрын
good point!
@mypresidentwufuy4219
@mypresidentwufuy4219 Жыл бұрын
Good job
@muluemeles7487
@muluemeles7487 Жыл бұрын
ጀግና ወፈይ
@selehaile3895
@selehaile3895 Жыл бұрын
ኤርትራዊየ ዝብል ነዚ ርእዩ ደም ዘይነብዕ ኤርትራዊ የለን' ነዚ ዝርስዕ ኤርትራዊ የለን" "መዘካከሪ" "እዞም ሎሚ ብዑሉል ክድዓት ሃገርን ህዝብን ኣብ ሓደጋ ከውዱቁ ንከንቱ ዘንቀላውጡ ዘለው ርካሻት ውን ጽባሕ ዋጋ ዓስቦም ክረክቡ ሙኳኖም ሓደ ኤርትራዊ ውን ክጠራጠር የብሉን" እዚ ኩሉ ግፊዒ ብወያነ ትግራይ ክፍጸም ሓደ ትግራዋይ ኣብ ትግራይ ይኩን ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዓገብ ዝበለ ንጨና ውን ደሊካ ኣይርከብን'ዩ። "ሕቶ" ንተጋሩ ሓሶት ግደፍዎ ንሓደ ትግራዋይ ብኤርትራዊያን እዚ ግፊዒ ተፈጺሙ ኢልኩም ከምዚ ብኣኩም ዝተፈጸመ ግፊዒ ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ብጭብጢ ኣሰኒኩም ኣቅርብዎ ኣይትክእሉን ኢኩም። "ናብ ኣርእስትና ንመለስ" እዚ ግፊዒ ኣብ ልዕሊ 90 ሽሕ ፥ ኑጹሃት ኤርትራዊያን ካብ ሕጻን ሓደ መዓልቲ ስጋብ - 90 ዓመት ኣቅሽሽቲ ፈለስቲ - ኣቦታት ኣዴታት -ህጻናት -መንእሰያት ምራሕቲ ሃይማኖት ክወርድ ከሎ - ህጻናት ብዘይ ጻባን ክዳንን ሕሙማት ብዘይ መድሃኒት ብብጃማ ንብረቶም ተራሲዩ ክስጎጉ ከለው - ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፥ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጉዳይ ስደተኛታት "UNCR" ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፥ ወዘተ ኣበይ ነይሮም ? ድሕሪ እዚ ኹሉ ግፊዒ ሕጂ ውን ብስውርን ጋሕድን ተጻብኦም ኣየቋረጹን። ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ግን ኣብቲ እዋን ላም ቀርና ኣይከብዳን'ዩ ብማለት ብዘይ ዝኮነ ይኹን ዓለማዊ ደገፍ ዜጋታቱ ተቀቢሉ። ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ተሳሓብቱ ናይ ግፊዒ ኣካላቱ ንህዝቢ ኤርትራን ፥ ብዛዕባ ሰብኣዊ መሰልን ካልእ ማልእን ኣይምህርዎን'ዮም። ኹሉ እቲ ውዲት ድማ ፥ ኣብ ትሕቲ ዓለማዊ ከበባ ናጽነትና ንምምንጣል ምንባሩ ፥ ህዝብን መሪሒነትን ኤርትራ ኣይሰሓቶን። ንልዕሊ 30 ዓመት ብኹናት ንዝመጸ ብኹናት ፥ ብፖለቲካ ንዝመጸ ብፖለቲካ ፥ ብቁጠባዊ ማሕንቆ ንዝመጸ ብጽንዓት ብእገዳንዝመጸ ብህዝባዊ መከተ ፥ ብፍልሰት ንዝመጸ ብትብዓትንማእለያ ዘይብሉ ሕብሩ ዝቀያየር ውዲት መኪቱ ተዓዊቱዩ። እንሆ ድማ ከዳሚ ጃንዳ ወያነ ናይ ኢዱ ረኪቡ ፥ ብሰፍ ዘይብል ውርደትን ሕስረትን ሓመድ ድበ ተደቢ'ዩ። ቁንጣሮ ብከብዶም ዝተዓስቡ ከድዓት ደቂ ሃገር ድማ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ፥ ካብ ደመኛ ህዝቢ ኤርትራ ጃንዳ ወያነን ፥ ዓለማዊ ውዲትን ሰይንእስ ከቢድ ገበን ፈጺሞም'ዮም። ጌና ውን ካብ መቃብር ወያነ መሬት ፊሒሮም ሓመዱ ክነግፉልና ክቁዝሙ ንሰምዕ ኣሎና ኣብ ዝበጽሕዎ ተብሎምን ጥራይ ዘይኮነ ፥ ናይ ግዜ ሕቶ እንተ ዘይኮነ ናይ ኢዶም ክረክቡ ሙኳኖም ፍጹም ጥርጥር የለን። ሎሚ ዝኮነ ኤርትራዊ ዝገብራ ጽባሕ ከቢድ ዋጋ ክከፍለላ'ዩ። ብፍላይ መንእስያት ሎሚ ብድሕሪ ሓመድ ድበ ወያነ ብቁንጣሮ ዑሉላት ከድዓት ካብ ሃገርኹም ህዝብኹም ወለድኹም ነጺሎም ኣብ ሕሱም ናብራ ስደት - ኣጢፊኦም መናብርቲ ሰፍ ዘይብል ገበናቶምን ሕሰሞም ከርተቶምን ገበናቶምን ከይገብርኹም ወትሩ ኑቁሓት ቡሉጻት ኹኑ። ሎሚ ኤርትራን ህዝባን መሪሒነታን ንኹሉ ሲዕሩ ዝቕበር ቀባቢሩ ኣብ ዝልዓለ ሓበን ጸገነት ክብሪ ተሰቂሉ'ዩ - ንድሕሪት መላሲ የብሉን። ንሎሚ እዚ ወድሓ
@meqaleh21centuryeritrea86
@meqaleh21centuryeritrea86 Жыл бұрын
የማነ ጠላም ጸግዒ ናይ ጉጅለ ዝሓዘ ፍንፉን ሰላዪ እዩ ማለት ድዩ። ደጋፊ ስርዓት ምኳን ጥልመትዩ።
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
የማነ ጅግና ሃገራዊ ኤርትራዊ ወናኒ ሕልና ኢዩ አታ ዓጋመ
@kulbrfess631
@kulbrfess631 Жыл бұрын
የማነ ሕማቅ ኣርኣያ ነዚ መንእሰይ። ለኽባጥ!!
@PaittrocHiallae
@PaittrocHiallae 9 ай бұрын
Second world war fight Sivel war,,,, in Germany ,, Japanese,,, chain,,, vitnam English and French,, and Italian with English,,,, And American with English etc Like that but 1945,,,,warld war fight Winn,,,, they stop,,,,, and teacher beyne With job black and mr selten man Came to land ice,,, become refuge And wark now,,,, gungster and maffiai And kgb in land English
@eritreainfo710
@eritreainfo710 Жыл бұрын
ሊላይ በልካ❤
@PaittrocHiallae
@PaittrocHiallae 9 ай бұрын
ናይ ሐብራት መግስታት 171/more በይ ሓብሽ ሐዝብይ ሰድትናይ,,,, ኣብ ዘንብርይ ብይ ሐብይ ዛቶም 171 ሐልዎ ከምዘልዎምይ,,, በይ ፍላይ eritrea ዜጋታት /ከባበንይ ሓልዋያ ዓለም ከሕዎን ከኽብርዎ ከምዝልዎም ናይ ኣለምይ መንግስታት ፈርሞም,,, ኣዝደቆም ነይ ባደራይ eritrea 1991,,, ኣብ ሰውዘር ላንድ ኣጀንንዳ ኣዝድኩም ዓለም :: ነምታይ ሐጅይ,,, የካልሱናይ ኣልዎ,,,,?
@tediambes3908
@tediambes3908 5 ай бұрын
Sahil kedna hager amxina,hiji kea netom cheweyti nikalesom alen ,wishtawi gudeyatna,kidim gin naydege hager yebilkum ziboluna hager amxina,harinetna terifuna alo hiji......1temelisu alo 2ti terifuna alo.
@solomontsegaybariayohannes4178
@solomontsegaybariayohannes4178 Жыл бұрын
መማህራን በለጽ ? መማህራን በለጽ? ዒራ ዒሮ ሪኢናክን ጽጻዕዳ ክሪስትያን ወዲ መምህር ፡ እቶ ተዳሎ ባቢኤል መንደብ፡ ሓርሽ ደንከል ሽንቱ ይግደብ ኣዝንበለንቦምባ ወርቂ። ኒዓሰብ ዝደሊ ከም ጨው ሓቓቔ። እምቢ ትብላ ትማረኻ ኣፍዓበት ፡ ግዜ ሃቡና ንኽንዕወት። ከም ጀነራል/ቢትወደድ ኣብርሃ ዓዲ ሞንጎቲ ብቐትሪ ዘብርህ ወዲ መካንንቲ። !!!!!!!
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 4 ай бұрын
Smu, b tgraway ktglets kela eritrea, newramat, erittra nay eritreawyan eya, fo kedat, mesakb. Shanfot adigi smuwo.
@berheweldemichael9472
@berheweldemichael9472 Жыл бұрын
ሻዕቢያ ይኹን ኤርትራ ናይ ህዝቢ ኤርትራ እምበር ናይ ኢሰያስ ከምኡ’ውን ናይ መራሕቲ ሻዔቢያ አይኮኑን። ከምኡ ስለዝኾነ ከአ ሻዔቢያን ስውአቱን ሸፋቱ ኢዮም ምባል ነቲ መብጽዐ ስውአትን ህዝቢን ዝጠለመ ጃንዳ ህግደፍን ከምኡ’ውን ነቲ 27 ዐመታት አብ ኢትዮጵያ ስልጣን ዐቲሩ ነቲ መብጽዐ ስውአትና ንኸይትግበር ከይደቀሰ ዝነብር ጃንዳ ወያነ መሳርሒ ኢዩ።
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሰ9ፈ
@ፍቅሪዩመንገደይ-ሰ9ፈ Жыл бұрын
ውፉይ ተባዕ!!
@PaittrocHiallae
@PaittrocHiallae 9 ай бұрын
Have to repect international low 1940/45/6
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
የማነ ተኽለገርጊሽ ዋላ ብአካል ንወያነ ይኹን ንዝኾነ ጸረ ኤርትራ ወይ ንኤርትራ ዝደፍር ብሞራልን ብዘረባን ብጾለትን ክድግፍ ይኽእል ኢዩ። ሎሚ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ጀጋኑ ህዝባዊ ሰዊት ኢዩ ደው ኢሉ አንጻር ወያነ።
@Robeltk
@Robeltk Жыл бұрын
እንታይ ሓዱሽ ዝተፈጠረ ኣሎ ዲዩ? የሕዋት!
@chrismaryo8494
@chrismaryo8494 Жыл бұрын
Beqa tigray tiwet tezeylu kopyana aykonen eyu negeru?
@yemanetesfai6119
@yemanetesfai6119 Жыл бұрын
Niselam ilna badme kefilna .niselam ilna kuwam kefilna hihi nabey Neid?????????
@welesharegay6326
@welesharegay6326 6 ай бұрын
Whlul mels wufuy tebai 👍👌👍👌👍👌👍🫅💙💙💙💙💙💙💙
@rttr3992
@rttr3992 Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏Wefey. 😍😍😍😍😍😍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚
@yemanetesfai6119
@yemanetesfai6119 Жыл бұрын
Kulu Seb Seb yimesl Sebat Ina nisebat amina tegagina?aytegagenan !!!!
@tesfahanes1235
@tesfahanes1235 Жыл бұрын
ውፉይ አርዓዶም እካ በሊሕ ዝሕግዘካ አይተረክበን
@MTO2024
@MTO2024 8 ай бұрын
Suqu bel donkoro Ata nskaa eza xlei hamasan zey wexalka w.rshunu eko elka tesfatsion gohaf
@abnbhhjk
@abnbhhjk 5 ай бұрын
ዕቩድ ጀቭሃ ዶግ ይርዳእኻ
@ermiasabidara1757
@ermiasabidara1757 Жыл бұрын
Kabakum zmete lewty yeterfena melskum ketdenkurna ata begakum hezb nakum yefenfnkum eyu
@TesfayTesfagabr-gb1pn
@TesfayTesfagabr-gb1pn 7 ай бұрын
ሓሳዊ ሞዴስ ወያነ ዘረባ ጥዕናን ኮንካ ተደንግጽ
@yemanetesfai6119
@yemanetesfai6119 Жыл бұрын
Jakob men ika kemaka selam Zimne tethlu selam mihalewe
@bdbhsyeh6246
@bdbhsyeh6246 Жыл бұрын
Nice meglxe
@haftomkeshi8566
@haftomkeshi8566 Жыл бұрын
Thanks Wufuy & Jakob
@russomtewelde692
@russomtewelde692 Жыл бұрын
ዱኩማት ሕልና 👻 አበይ አሎኩም ዘይበልኩም አብዚ አለና 👻 🇪🇷🙏🏽ሻዕቢያ 🙏🏽🇪🇷💪🏾ዋርሳይ
@kulbrfess631
@kulbrfess631 Жыл бұрын
ካባካ ንልዓሊ ምውት ሕልና ኣሎ ድዩ?
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 Жыл бұрын
ኩዳ ዓረዛ ሐሸዉየ ናይ ዉልቀ ሰባት ታሪኽ ዝእመንን ዘይእመንን ትዛረቡ ህዝቢ ኤርትራ ንቑሕ ኢዩ አብአ ኸአ ይነብሩ አሎ ምሕረት የዉርደለኩም
@bluerevolutionists
@bluerevolutionists Жыл бұрын
He is always the best 👑👑👑
@solomontsegaybariayohannes4178
@solomontsegaybariayohannes4178 Жыл бұрын
ቅልጡፍ ስጉምቲ ተዳሎ !!!!!!!
@yemanetesfai6119
@yemanetesfai6119 Жыл бұрын
Higi mabey nkid nabey?????melsula n erimedrek....
@yeibotewelde7896
@yeibotewelde7896 Жыл бұрын
wufuy hawey ajeka an bhaka hbnti eye kidane mhret msana eya kdmi hji hager zebleta hji wn ab hagerna knneb kthgzenan hager wn ktebla eya
@tediambes3908
@tediambes3908 5 ай бұрын
nisikatkum himam tigray zelekum eyu, xere hizbi Eritrea kem issias zigebero ekum....bizaaba tigray himam telekum kidu shantakum hizkum tigray.......ni Eritrea kitwikilu aytikilun ekum kem issias gebenengatat ekum
@grmeso6369
@grmeso6369 Жыл бұрын
Night future
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 Жыл бұрын
ዝዎጾ ዘይብሉ ትኽክል መልሲ ውፉይ ጅግና ዋልታ ህዝቢ
@Denbefethiapp
@Denbefethiapp Жыл бұрын
Wufuy the great 🦁
@PaittrocHiallae
@PaittrocHiallae 9 ай бұрын
Why?
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 Жыл бұрын
ውሕሉል መልሲ ውፋይ !!።
@ሰብዩሃገር
@ሰብዩሃገር Жыл бұрын
ዋው መምህረይ ልዕልዚ ዘረባ የለን በርቂ ዝኾነ ካላም :: እዞም ናይ ቀደም ገድሊ ገደል ከይ ኣተዉ ፍታሕ የለን
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
አታ ዓጋመ ትም በል
@medhanemesfun6871
@medhanemesfun6871 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@chernetgetachew9897
@chernetgetachew9897 Жыл бұрын
Bright future እኩላት ኣይኮኑን ድዮም ከማርሩ ጥራሕ።
@tesfomiyob382
@tesfomiyob382 Жыл бұрын
👏👏👏👏👏👏👏🌹🌹🌹👏🌹🌹💪💪💪💪💪
@ghirmayyemane1979
@ghirmayyemane1979 Жыл бұрын
Wufuy jigna
@yohanesteweldebrhan6140
@yohanesteweldebrhan6140 Жыл бұрын
ወልማጥ ሰራቒ ብዛዕባ ሻዕብያ ክትዛረብ ዓቕሚ የብልካን። ኪድ ማዓኮር ጃንዳ ማለዲት ላሓስ።
@essayashaile9733
@essayashaile9733 Жыл бұрын
21 ኮማንዶ ፤ ንጸላኢ ምስጢር አሕሊፉ ብምሃብ አብ ሓደጋ አውዲቁ ከምዝርሸኑ ጌሩ ኢዩ ከዳዕ የማነ
@DaniAfro-c3n
@DaniAfro-c3n Жыл бұрын
Haxiratna qedamay kfal diya welas koynwa ya
@bluerevolutionists
@bluerevolutionists Жыл бұрын
Abowenber Memhr wufuy resikayo hatati,😪
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy Жыл бұрын
Bring wufey back to your channel. Thanks
@tumzghiahaza8656
@tumzghiahaza8656 Жыл бұрын
Nay bhaki memhr beyene
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. Жыл бұрын
የማነ ለኽባጥን ሎቅማጽን😂 መምህር በየነ ዉፉይ ጅግና ጽቡቅ በልካ።
@agdonanetwork4275
@agdonanetwork4275 Жыл бұрын
Dukum seb nay dukumat eu zgebr, ktxaref trah gzeka thlf aloka ,ane entay ymekreka kemty nsatom zeberketwo tarik ktgebr ktftn neruka ,ente nska gna nay KZbin jgna konka
@mohammedabubkere445
@mohammedabubkere445 Жыл бұрын
هذاوحدعقامه جونتاويانا كازاب ياروح بلدوتقراي وبس
@chernetgetachew9897
@chernetgetachew9897 Жыл бұрын
ኩለን ውድባትን፥የማነን፥ ኩሎም ሃደ እዮም።
@samSam-de8ss
@samSam-de8ss Жыл бұрын
እቲ ዝገልጾ ደሎ ዉፉይ ግን ትቅበሎ ኣለካ ዲኪ ቅድም
@pascaltonya7885
@pascaltonya7885 Жыл бұрын
Wufuy the best 😍😍😍
@mwufuybright1188
@mwufuybright1188 Жыл бұрын
King wufuy ❤️
@tirhashagos6666
@tirhashagos6666 Жыл бұрын
I think Yeman wrote the book for a money
@mulegetalgam2319
@mulegetalgam2319 Жыл бұрын
When the book has written in deffer times We are known in deffer time
@titilewaha6438
@titilewaha6438 Жыл бұрын
Wufuy 👑👑👑👑
@ghirmayyemane1979
@ghirmayyemane1979 Жыл бұрын
Nay metsai President Eritrea.
@samSam-de8ss
@samSam-de8ss Жыл бұрын
Wufuy king of king no more
@futsumgful
@futsumgful Жыл бұрын
Yemane did good thing , he should be with his military
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
❤👍
@dazenawi
@dazenawi Жыл бұрын
Well done wefay
@millimalle
@millimalle Жыл бұрын
*wufuy king king*
@muluemeles7487
@muluemeles7487 Жыл бұрын
አአንተዝህሉ ህዝቢ
@sirakaraya9659
@sirakaraya9659 Жыл бұрын
Tegaru hhhhhhhh
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy Жыл бұрын
Wake up
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. Жыл бұрын
የማነ ከዛብ😂 ዉፉይ ጅግና ጽቡቅ በልካ።
@zeresenaygrmay3333
@zeresenaygrmay3333 Жыл бұрын
ኣብ ውልቀ ሰብ ምትንታን ጥራሕ
@mwufuybright1188
@mwufuybright1188 Жыл бұрын
Zersenay ata kedai Kid dea seyti keshi gibra 🖕🏿😂
@SaRa-ku3ch
@SaRa-ku3ch Жыл бұрын
ብሓቂ በየነ ያቆብን ደለይቲ ፍትሕን ሕግን ሓበን ህዝብና ኢኹም ውፉይ ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ/ም ኣለና
@mussieweldemicael3325
@mussieweldemicael3325 Жыл бұрын
ዉፉይ ዶስ ጡልቁይ?
@saymonmicheal3842
@saymonmicheal3842 Жыл бұрын
Wufuy my king
@yonasandemariam7163
@yonasandemariam7163 Жыл бұрын
You are always smart wufuy. Nay bhaqi des zebln muqululn amelalsa.🙏🙏🙏
@futsumgful
@futsumgful Жыл бұрын
ንስካ እኮ ወያነ እየ እንዳበልካ ዘይ ሓፈርክካስ , ሰራዊተይ ተበለስ እንታይ ዝሕፍር አለዎ, ,,, ፋራስ ክንዲ ዝስተር ይግተር
@saidabdelhay9977
@saidabdelhay9977 Жыл бұрын
ንመን ክተደናግሩ ደሊኹም ? የማነ ገርጊሽ'ኳ ነቲ ስርዓት ኢዩ ዝቃወም ኢምበር ንሃገር ዝከደዐ ኣይኮነን።ባስታ ፡ ኩሉ ንውልቂ መላኺ ኢስያስ ዝቃለዐ ኤርትራዊ ምሳኹም መስርዕ ጥልመት ዑሱብ ወያነ ክኸውን ቁሩብ ዝኾነ መሲልኩም ዲዩ?።
@በረድቀዊዒ
@በረድቀዊዒ Жыл бұрын
አታ ወዲ ዓቅምኻ ፍለጥ አብ ዘይዓቅምኻ አትሞግት የማነ ተቃልሱ ዘቃለሰ እበር ባሕሪ ክሰግር ሰለፉ ዘባላሸወ አኮነን ፡ከምኡ እርጋን ከም ነውሪ ካብ እትርኦ ነቶም ዝአረጉ ግን ግርማን ክብርን እዩ ፡ከማኻ ዉራይካ ከገበርካ ብዉራይ ጎረበታት እትግደስ ዑሱብ ባሃም እኻ ፡እወ እዞም መንእሰያት አብ ሳዋ አሳያስ ስለዘደንቆሮም እስኻ ሓቀኛ ተቃላሳይ ይመስሎም ይኸውን ፡እስኻ እቲ ጉሎ ኮንካ ዘገልካዮ ስለዝሓቅየካ እኻ እዚ ትብል ዘለኻ ፡የማነ አብ ተፈታዊ ንገረ ገለአባላት ታኒኪ ወያኔ ተሰቅሎም አስመራ ክአትዉ ዝሓስቡ አለዉ ምስ በለ ሰልጠነ ድሕሪ ደቂቅ እታ ኦሞሮዶዩኡ ተገምጢላቶ መጽሓፍ የማነ ክቀድድ ጀምሩ፡አታ እዞም ዑሱባት ዘይትሓፍሩ ሕጂ ድማ እስኻ ክትጸርፎ ጀምርካ ወያኔ ስለዘደገፈ እሱ ድአ ወዲ ስደተኛ ማዓስ ኮኑ ወዲ ሃገር እዩ ዕላሙኡ ድማ አሪትራ ብአሪትራዊያን ንአሪትራዊያን እኮ እዩ እበር ዘብሮቅሮቅ አብልን ከማ
@jacobabraham7875
@jacobabraham7875 Жыл бұрын
የቐኘለይ ስለቲ ሓሳባትካ ክቡር ሓው። አቲ ብዛዕባ የማነ ዝበልካዮ ከምቲ አትብሎ ክኸውን ተስፋ ይገብር። Äንተኾነ ግን ብዙሕ ክፍተታት ዝሓደገ ውልቀሰብ ምዃኑ ኣይትግንዘቦን ኣይብልን። ሓደ ናይ ስለያ ሰብ ድማ ብዙሕ መልክዕ ከምዘለዎ ትግንዘቦ ኢኻ ይብል። ፡ ክሳብ ውግእ ትግራይ ምውልዑ የማነ ናይቶም ኣንጻርቲ ስርዓት ዓዲ ሃሎ ዝመከቱ ተሓታታይ ምዃኑ ይፍለጥ። እዚኦም ድማ ብሓገዝ ናይ የማነ ዝዓጠቑን ከም የማነ መሰል የሕሊፎም ዣብዎ እዮም። አቲ ታሪኽ ኣብ ቀረባ ክግለጽ ድማ ተስፋ ንገብር። ሕጂ ምስ መንግስትናዶ ምስ ሰራዊትና ኢልካ ምውጣይ ኣይግድኙ ዘብል።
@petrosandemariam500
@petrosandemariam500 Жыл бұрын
ተቓሊሱ ዘምጽኦ ከምዘየለ ኮ ባዕሉ የማነ መጽሓፍ ጽሒፍልካ ኣሎ፡ካብ ናይ የማነ ቃልሲ የድሕንካ፡ ጽን ኢልካ ምስማዕ ጥራሕ ዘይኮነ ጸገምጋ፡ናይ ሰሚዕካ ምግንዛብ ጸገም ጌርካ ዘለኻ ኢኻ ትመስል።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Жыл бұрын
ክላ ስቕ በል፣ ኣረጊት ኣቕሓ።
@edenmahary4096
@edenmahary4096 Жыл бұрын
Miss Calculation!!!!!🤣🤣🤣🤣
@zetamful
@zetamful Жыл бұрын
Wufuy dreamer Eritrea mes Tigray kethwesa . Tigray Asseb zelwa .👎👎👎👎👎
@dantag5195
@dantag5195 Жыл бұрын
God bless Shabia.
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy Жыл бұрын
Why did you leave eritrea then?
@dantag5195
@dantag5195 Жыл бұрын
@@hello-nz4hy who said I left Eritrea??
@edenmahary4096
@edenmahary4096 Жыл бұрын
በጃ ኢሰያስ ጋሕ በሉ። ህዝቢ ኤርትራ ምስ መንግስቱን ህዝቡን ኢዩ። ኣይትሰከፉ።የማነ ከዳዕ ጀጋኑ ብጾቱ ንደርጊ ኣሕሊፉ ዝሃበ ኢዩ።
@ghebre1993
@ghebre1993 Жыл бұрын
"ህዝቢ ኤርትራ ምስ መንግስቱን ህዝቡን ኢዩ"። ኣዐሪኻ ጸሓፋ። የማነ ሕጂ "ኣብ ጎኒ መንግስተይ እየ" ይብል ኣሎ።ክሳብ ሕጂ ድዩ ከዳዕ ክበሃል። እንበር ሰውራ ኤርትራ ከመይ ከም ዝነበረ እኳ፡ብመጽሓፉ ጌሩ ጽሕፉልና ኣሎ እዩ።
@medhanietekle4040
@medhanietekle4040 Жыл бұрын
ሊስትረሮ ዓዲ ቀይሕ "ትግራይ ትስዕር" ዝበለ ጥራሕ ኢዩ ተቓዋማይ ንዓኻ: ኣዳዕዲዕካ ትግራ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ
@ሓኔታ-ጸረህግደፍ Жыл бұрын
እወ ትግራይ ትስዕር ዘይበለ ክሳዱ ክብተኽ ኣለዎ ፣ ምኽንያቱ ክርዳድ ስለዝኾነ ።
@Wedi_Shabiya
@Wedi_Shabiya Жыл бұрын
@@ሓኔታ-ጸረህግደፍ ከማኻ ዝኣመሰሉ ሰባት ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኺስቀሉን ነቲ ኤርትራት ከም ዝዀነ ኣምሲሉ ዚቐርብ ኣሻዅ 🐍🐕🦮🐖ኮማል ኣጋም ኣብነት ኪዀኑን ኣለዎም
@Wedi_Shabiya
@Wedi_Shabiya Жыл бұрын
@@ሓኔታ-ጸረህግደፍ ኣስናንካ 🦷 ሰቢረ ልሳንካ ብጥራየይ ኣእዳወይ ምቘረጽኩ
@Asmera-1
@Asmera-1 Жыл бұрын
እዚ ውፉይ ዝብልዎ ዑዉር ድዩ ዋላስ ዓይኒ ኣንጭዋ እዩ ዓይኑ።
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 Жыл бұрын
የዒንቱ ድዩ የሕሚሙካ ዋላ እቶም ዝነግረካ ዘሎ ሓቅታት እዮም😂ወይስ ናይ ዓይኒ ሓኪም(Optometrist)ኢኻ??ካብ ብደዐ ወጺእካ ብስልጡን ኣገባብ ስነሓሳብካ ወይ ተቓውሞኻ ክትገልጽ ጸዓር:እመነኒ ክጠቕመካ እዩ!!!ኣነ ከምዚ ከማኻ እየ ኔረ ቅድሚ 7 ዓመታት::
@Asmera-1
@Asmera-1 Жыл бұрын
@@Brave-Is_Mine1 ብዛዕባ ምንታይ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ንምኻኑ ኣይተረድኣንን። እታ ዝዛረብላ ዘላ ኤርትራ ኣብ ዓዲ Facebook ድያ ዋላስ ኣብ ገለ ፕላነት ትርከብ ኽትከውን ኣለዋ። እምበር ብዛዕባ እታ ንፈልጣ ኤርትራ እንተኾይና ዝዛረቡ ዘለው ዳንጋን ሓሙትን ይሓትት። ንምኻኑ ይትኩስ ድዩ። ናይ መን ካላሽን ጸባ ትሕለብ ናይ መን ካላሽን ደም ትሕለብ ኣብ እቲ ጎበታት ኤርትራ ምረኣናዮ። እንተኸነ እዚ ዓይኒ ጭዋን ሰዓብቱን ብልብያ ክሓልፉ ኸለው ኹሎም ናይ ጉንቢሒት ተጌሮም ብራሻሂዳ ይዮም ዝሓልፉ እዩ እቲ መጽናዕቲ ናይ UN 🇺🇳. እስኻ ኸ ሰዓቢ ናይ እዚ ዓይኒ ኣንጭዋ ኻብ ኾንካ ራሻሂዳ ማዓኮርካ ኣግፍሔሙልካ ዶ ፧
@FlyingYemaneMonkey
@FlyingYemaneMonkey Жыл бұрын
አይትብከ ሽጣራራትኩም ኩሉ ተፈሊጡ እዩ ንስኻ ሓደ ካብቶም ቀተልቲ ብጾቶም ኢኻ ንገረኒ አይብለካን እየ ንስኻትኩም ጥራይ አይኮነን ሓሰብትን ሽጣራጥልተኛታት ሎሚ ዓሚ አይኮነን ግም ንህዝቢ ኢርትራ ነጻ ከተውጹኡ ዲኹም ተቃልሲኩም ዋላ ኢርትራውያን ክትቀትሉ የሕዝን እዩ ትስማዓኒ ዶ አለኻ አታ ሑሱር ካድር ።መልስ እሞ ዝብሎ ክህልወኒ እዩ ።አይትብከ ድካ ጸርፊ ናይ ግበናኛታት እትይ
@Asmera-1
@Asmera-1 Жыл бұрын
@@FlyingYemaneMonkey ካብ ኣዛራርባኻ ሕጻን ሳዋ ሃገራዊ ኣገልጉለት ኣሽኪዕካ ናብ ትጋሩ ጎይቶትካ ሃዲምካ ኣብኡ ድማ ነታ ጻዕዳ ሓንጎልካ ብድንቁርና ማለት ብዓቐን I.Q 63 ሓንጎልካ በሪዞም ኣይትብላዕ ኣይትስተ ጌሮም መዓኮርካ ንራሻሂዳ ኣረኪብካ ብልብያ ጌርካ ኣብ ዓዲ ጸዓዱ ኣቲኻ። ሕጅ ድማ ስቕ ኢልካ ካብ Facebook ~ KZbin- Tik tok ግዜኻ ተሕልፎ ንዓናይ ናብ ኤርትራ May 24 በዓል መበል 33 ዓመት ናጽነት ኸነኽብር። ንእግሪ መገድኻ ድማ ዓዲ ራእሲ ማይ ጮሎት 2 ሸውዓተ ትሕጸብ ኤርትራዊ እንተኼንካ። ኣነ እሞ ዓመት ዓመት ምስ ስድራይ እቲ ኾንብሽታቶ ኢደይ ኣብ ጁባይ የእትየ ኾዳዕ እየ ዝብለሉ። በዓል ሕልኩስ ምልኩስ ኣብ Facebook ኾለል ኽትብሉ ንሕና ተማሂርና ገዛ ኣብ ዘለናዮ፣ ገዛ ኣብ ኣስመራ ጌርና ኾሪዕና ንነብር። ሕጂ ተስፋ ኣይትቑረጽ ዝወደይ ፣ ካብ ኩሉ እዛ ገመድ ሸቐቕ ካብ ፓላሶ ህትፍ ግደፍዋ።
@mypresidentwufuy4219
@mypresidentwufuy4219 Жыл бұрын
@@Asmera-1barayu hgdef kea xerfi ember hasb yeblemun
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 26 МЛН
Incredible: Teacher builds airplane to teach kids behavior! #shorts
00:32
Fabiosa Stories
Рет қаралды 11 МЛН
Will A Guitar Boat Hold My Weight?
00:20
MrBeast
Рет қаралды 261 МЛН
Inside Out 2: ENVY & DISGUST STOLE JOY's DRINKS!!
00:32
AnythingAlexia
Рет қаралды 13 МЛН
规则,在门里生存,出来~死亡
00:33
落魄的王子
Рет қаралды 26 МЛН