ይቕሬታ ህወሓት ተረጋጊፁ| ጀ/ፃድቃን ጃዋርን ተሓፅዮም

  Рет қаралды 24,887

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

4 күн бұрын

#ጌታቸው #ሰማእታት #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው #ዊልያምሩቶ #ኬንያ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Пікірлер: 65
@Biniamgebrehiwot
@Biniamgebrehiwot 2 күн бұрын
ፈተውት ተግራይ ቀፅሉ
@FrehiwotAlelege
@FrehiwotAlelege 2 күн бұрын
ምንም ይኹን ምንም ናይ ትግራይ ሪፈረደም ግን ኣይተርፍን ምኽንያቱም ትግራይ ዛዋፅዓ ዓዲ ምዃን እዩ ንሐደ ሺ ኣርባዒተ ምዕቲ ካብ ዩዲት ጉዲት ዝጀመረ ክሳብ ሐጂ ብኦሮኣምሃራ ዝግበር ሺርሂ ጭፍጨፋን ጆኖሳይድን ምውፃ እንድሒ ደልይና ትግራይ ዓዲምዃን እዩ ዘድልይ እዚኣ እንድሒ ዘይኾነት ካብ ምጭፍጫፍ ኣይንወፅዕን።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 күн бұрын
ትክክል
@Micky3DCG
@Micky3DCG 2 күн бұрын
@abebeh.8145
@abebeh.8145 Күн бұрын
I couldn't agree more!!!
@klm9872
@klm9872 Күн бұрын
Selam❤❤❤❤❤❤
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 Күн бұрын
ዋይይይ ጉዳይ ጆኖሳይድ ትግራይ
@AwetHaileyesus
@AwetHaileyesus 2 күн бұрын
ሓቂ እንተኾይኑ ፅቡቅ፣
@hagosyohannes732
@hagosyohannes732 2 күн бұрын
ትግራይ ድሕር ሕጅ ሀገር እምበር አካል ኢ/ያ አይኮነትን ስለዝህ ብፃይ ጀ/ል ፃዲቃን ናብ ሀገሩ እምበር።
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 2 күн бұрын
💛❤️
@TekilayYeshaw
@TekilayYeshaw 2 күн бұрын
ፃድቃነይ
@mulugetarayaw2233
@mulugetarayaw2233 2 күн бұрын
አርከበ ኬዱ😢 ቴዎድሮስ አድሓኖም ኬዱ😢 ከዚ ለለ ፃድቃን ክወስዱልና😢😢😢 ትግራይ ከዋኒኣ ኣይብርክተላይ😢😢😢😢
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 2 күн бұрын
👍💐👌🌹💪🌷👌💓👍❤️💪💚💜
@user-ne7uu6zv4g
@user-ne7uu6zv4g 2 күн бұрын
zena aytenwhu
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 2 күн бұрын
"ሕውሓት ዓመፅ ከቋርፅ እየ ስለዝበለ ንክምዝገብ ትሓባበሩዋ" ማለት እኮ ሕውሓት ከምዝዓመፀ አሚኑ እዮ ማለት እዩ ህዝቢ ትግራይ ኾነ ሕውሓት አይንፀንትን ኢሉ ዓርሱ ተኸላኸለ እንበር አይዓመፀን: እዚ ናይ ሸፋጢ አዘራርባ ፍትሒ ንዝደሊ ህዝቢ ዕንቅፋት እዩ: ዘይዓመፅኻዶ ዓማፂ ነይሩ ትብሉኻ ስቕ ይብሀል እ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 күн бұрын
ጌታቸው ካብ ዝተዛረቦ ዝተወሰደ እዩ ናይ ዓመፅ መንግስቲ ኢና ንመርሕ ዘለና ኢሉ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 2 күн бұрын
Ethiopia chelema yalshiwn yehiwehat gize astawishi keyet wedeyet endehonish temelkechi. Lenegeru enquan yeanchi tigab asayen wisdom yekeshim hulie endesu beyezemenu madreg atakomim engi libam bitihogni nuro Hiwehatoch sew endayitefa bilew and tiyit enqua altekosum.
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 2 күн бұрын
👌👌👌👌🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv 2 күн бұрын
ኢትዮጵያ ሕጂ መራሕቲ ረኺባ
@RomhayBeyene-iq1vc
@RomhayBeyene-iq1vc 2 күн бұрын
ሰለስቲኦም ዋላ ብቑዓት ይኹኑ ኣሜሪካ ግን ንኢትዮጵያ ይኹን ንትግራይ መራሕቲ ኣይትሓርየላን፤ ተጌራቶ ድማ ጌጋ ብምዃኑ 3ቲኦም ክቕበልዎ ኣይግባእን። ኣብ ማእኸል ኣብይን ፃድቃንን ጥርጥር ብምፍጣር ሰላምና ንምዝራግ ዝተኣነበ እዩ ዝመስል።
@user-tt3py7nq2f
@user-tt3py7nq2f 2 күн бұрын
ኢትዮጵያ ብምስሌነ እትምራሕ ዘላ ምዃናን ፤ ተጋሩ ብኣመሪካውያን ዝተወቓዕና ምዃና ዘርእን ግሉፅ መረዳእታ ይብልኹም እዙይ እዩ !
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h 2 күн бұрын
Tigary....... Broadcast....... MedIa.....Tg......tg...... City....... Country
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 күн бұрын
ኣነ ግን ካብዚኦም ምንም ተስፋ የብለይን ምኽንያቱ ን ጀዋር ኣምሓሩ ኣዝዮም እዬም ዝፀልእዎ ዋላ ብቲዝነበሮ ናይ እስልምና ኣኽራሪ ምንባሩ ፅቡቕ ኣይኾነይ ብምቕፃል ልደቱ እውን ብ ብሄር ዝደራጀ ሓይሊ ክህሉ የብሉን ይብል ነይረ ኣምኃሩውን ን ልደቱ ኣይኣምኑለን ስለዚ ለውጢ ኣይመፅእን ፃድቃንውን ዝልውጦ ተኣምር ኣይክህሉን መፍትሕ ናይ ኢትዮፒያ ምብት ታን ጥራሕ እዩ
@tesfayewoldemihret1034
@tesfayewoldemihret1034 2 күн бұрын
We need to know the source of your information.
@tbstig
@tbstig 2 күн бұрын
kzbin.info9kESEwo04rE?si=VNDdlKtyp2X63mn5 ሓደ ካብቶም ብዙሓት ፍልፍላት
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 2 күн бұрын
ጀ ፃድቃንን ልደቱን ንኢትዮጵያ ናብዝሐሸ ብርኪ ከሰጋግርዋ ይኽእሉ እዮም። እንተ ጃዋ ግን………
@Horn-sc2hzgtdooonbbfd
@Horn-sc2hzgtdooonbbfd 2 күн бұрын
No worries Tigray people” Oromo people will be similar situation or worse of Tigray now. Any ethnic there politicians do wrong on power will hit the ground.
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 2 күн бұрын
ጀነራል ጻድቃን ይግቦኦ ዘይተጎጃሊ ነብሰምትእምማን ካብ ዘለዎም ሰብ ዘዚ ኢትዬጽያ
@selfreliance8999
@selfreliance8999 2 күн бұрын
😂🤣😆😂🤣😆
@naninani-wx5eo
@naninani-wx5eo 2 күн бұрын
አበይ ዘላ አያ መነዮ ዘሰመዕ አሮሞ አማሓራ ሰማሊ መነዮ በተግራዋይ ዘመራሕ አፈካ አተባላሸወ ባጫ የመሰል
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 2 күн бұрын
ትግራይ ከይቀየርካ ካሊእ ነምቅያር ምሕሳብ እንድዒ እዩ ትመልሱ ዉሃ ቢወቅጡት ኡምቡጭ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 2 күн бұрын
ብሙሁራት አይተመረፀን ፃድቃን ሰብ እትሰእኑ አብኡ ዝለዝነበረ ይኹን እዩ ተባሂሉ ድማ ናይ GSTS አባል አይኮነን።ሃለውለው እዩ
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 2 күн бұрын
If Tsadqan goes to aratkilo, he ends his life because he is not any better than Se'Are.
@letina_gualT
@letina_gualT 2 күн бұрын
Great and lovely media 🙏🥰
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 күн бұрын
እዚ ወዲ ይሐሽ ካብዛ ጓል እማ
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g 2 күн бұрын
#StopFascistTsadkan
@eyobyat
@eyobyat 2 күн бұрын
Cool it down sister.
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 2 күн бұрын
ሃሳዊ
@tesfamariamgerzgher5277
@tesfamariamgerzgher5277 2 күн бұрын
በጃኻ ዜይከውን ነገር ኣይትዛረብ
@Gabera2022
@Gabera2022 2 күн бұрын
ርእሰ ወረኹም ኣስተኻኽሉ። ይቕረታ ህወሓት ተረጋጊፁ ዝብል ርእሰ ወረ ፅሒፍካ ክተብቅዕ ጌጋ ምዃኑ ኣረጋጊፁ ዝብል ንምንታይ ይቐርብ?
@seidedris3325
@seidedris3325 2 күн бұрын
ፃድቃን ልዕሊ ሽዋውያን ጦጵያዊ እዩ ንትግራይ ኣይጠቅምን።
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 күн бұрын
ኣርእስትኹም ቕንዕና ይሃልዎ ተኣማንነት ከይትስእኑ።
@senayberaki4276
@senayberaki4276 2 күн бұрын
Aye hiwuhat riesi balika metkel zeybilu izis kab hzbi tigray wetsiue
@efremtewelde5052
@efremtewelde5052 2 күн бұрын
Mierabaweyan wesinomulna men kimerhana dikum zibelkum kkkk Ab kindikum hafire.
@user-fe4jl4jo4i
@user-fe4jl4jo4i 2 күн бұрын
አብቲ እተስሙዑና ዘለኹም መእተዊ ዜናኹም አብትግራይ ዝበፀሐ በደልን ዘርኢ ምጥፋእ ከይርሳዕን ከይድገምን ንክበሃል አለዎ።በሀላይ እየ ።
@abmo4956
@abmo4956 2 күн бұрын
ግን ንምንታይ'ዩ ዕንቋልካ ከይፀረግኻ ናብ ሓሶት ዓፋፍጥካ ትመፅእ?
@tbstig
@tbstig 2 күн бұрын
?????
@BerheDce
@BerheDce 2 күн бұрын
ኣብዚ ሚድያ ዚ ክልተ ነቐፌታታት ኣለዋኒ ሓደ ብዛዕባ ደመቀ ዘውደ ሃዲሙ ምዕራብ ትግራይ ሓራ ወፂኣ እናበልኩም ሰብ ከተደናግሩ ቀኒኹም፡፡ካልኣይ ካኣ ኣዘዝቲ ትግራይ መኺሮም ወፊሮም ትግራይን ኤርትራን ይዕረቓ ኣለዋ እንዳበልኩም ንጸላእቲ ትግራይ ዝጠቅም ምስጢር ተሙልቑን ናይ ፕሮፖጋንዳ በትሪ ተቐብሉን
@tbstig
@tbstig 2 күн бұрын
ሰላም ክቡር ተኸታታሊና፣ ደመቀ ዘውዱ ሃዲሙ ዘይኮነስ ካብኡ ዝተነፀሉ ሓይልታት ኣንጻር ሰራዊት ኢትዮጵያ ይዋግኡ ከም ዝነበሩ፣ ከምኡ ውን ኣብ መራሕቲ ህወሓትን ህግደፍን መረብ ተራኺቦም ዝብል ዝነበረ ሓበሬታ ጌጋ ምዃኑ ኢና ንፅብጽብ ዝነበርና
@BerheDce
@BerheDce 2 күн бұрын
@@tbstig ሕራይ እንድሕርተጋግየ ይእረም ጸገም የብሉን ይቕሬታውን ግን ርግጸኛታት ዲኹም ንምርኣይ ሕሉፋት ፈነወኹም ረኣዩ፡፡ብፍላይ ኣዘዝቲ ሰራዊት ትግራይ ዝዘተዩዎን ዝገብሩዎን ወተሃደራዊ ምንቅስቓሳት ንሶም ከይተዛረቡዎ ኣይትዛረቡ ሃሰይኡ
@BerheDce
@BerheDce 2 күн бұрын
ኣብ ልዕሊ ትግራይ እዩ
@tbstig
@tbstig 2 күн бұрын
​@@BerheDceየቐንየልና ፣ ንመዘኻኸሪ ዝኣክል ነዚኣ ፤ ደጊምኩም ክትርእዩዋ kzbin.info/www/bejne/oqimZWtubNZmerssi=GCJtoQKjxunxf0RT🙏
@mengisteabhaile3402
@mengisteabhaile3402 2 күн бұрын
ንይቅሬታ ትግራይ እቲ ንፉዕ ሰብ ወይ ሰብኣይ ሰበይቲ ጥራይ እዩ ዝኽእሎ! TDF እንተ ሓተተ ለባም ይብሎም! ትግራይ= ትዕወት!
@ddyy5110
@ddyy5110 2 күн бұрын
ውድብ ባዕሉ ይቅርታ ኣይጠየቅኩን እናበለ ንስካ ናይ ኣቢይ ተላላኪ ድኻ ይቅርታ፡ከምዝጠየቐ ክተረጋግፀልና ኣብ ኣርእስቲ ዝገለፅካዮ። ትግርኛ ሚድያ ናይ ኣቢይ ኣለዉ ክበሃል እሰምዕ እሞ ሀዚ ይርድኣኒ ኣሎ
@tbstig
@tbstig 2 күн бұрын
ከይሰማዕኩም ርእይቶ ተዘይትህቡ ይምረጽ
@ddyy5110
@ddyy5110 2 күн бұрын
@@tbstig ካብ ኣርእስቱ ንሪኦ ኣለና። ንምንታይ "ይቕሬታ ህወሓት ተረጋጊፁ" ይበሃል?
@tbstig
@tbstig 2 күн бұрын
@@ddyy5110 ይቕሬታ ኢሉ ዶ ኣይበለን ዝብል መረጋገጺ የድልዮ። ነዚ ከኣ መረጋገጺ ኣቕሪብና ኣለና
@ddyy5110
@ddyy5110 2 күн бұрын
@@tbstig ሀዚ ግልፂ ገይርካዮ!! ውድብ ዝሃቦ መግለፂ ሕሾት እዩ፡ ህወሓት ን ምርጫ ቦርድ ይቅርታ ጠይቑ እዩ ኢኻ ትብል ዘለኻ እሞ እዚ ሚድያኻ ናይ መን ደጋፊ እዩ ዝብል ባዕሉ መንበባይ ይወስኖ። ኣነን ንስኻን ዘከራኽር የብልናን።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 күн бұрын
ኪድ ፈስፋስ ህወሃት ይቅሬታ ይሕተት ይኸውም እንበር እንታይ ስለዝገበረ ይቅርታ ዘሓትት እስቲ መርቶኦ አብፅእ እተትባሃል ዜሮ።
@alemtesfamichael2121
@alemtesfamichael2121 2 күн бұрын
እቲ ዜና ህወሓት ይቕሬታ ኣይሓተተን እዩ ዝብል
@actttig9753
@actttig9753 2 күн бұрын
እንቱም ፈስፋሳት ሐሰውቲ መደናገርቲ ፀረ ሰላም አበይ እዩ ህወሐት ይቕሬታ ሐቲቱ? መዋቓዕቲ ህወሐት ይቕሬታ ይሕተት እምበር አይሐትትብ ሐሶት ዝድራርኩም ርኹሳት
@tbstig
@tbstig 2 күн бұрын
?????
"ብርሃኑ ነጋ አማራ ጠል ነው"፣ "የአገር ክህደትና የባርነት መንገድ ነው"
2:19:23
Addis Compass Media / ACM / አዲስ ኮምፓስ ሚዲያ
Рет қаралды 10 М.