የሻል ኣቢሉዎም ተጋዳላይ ድምፃዊ ብርሃኑ ማቸ (ወዲ ማቸ) - Yeshal Abiluwom-New Tigrigna Music-Berhanu Mache (Wedi Mache)

  Рет қаралды 256,382

ላዛ ኢንተርናሽናል Laza International

ላዛ ኢንተርናሽናል Laza International

Күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 520
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ዕልልልልልል ኣብኹሉ ጡዑማት ተጋሩዋይ ኣነስ ኾርዐ በኣኹም
@Medi-m3u
@Medi-m3u Жыл бұрын
ቅድመኻ ስጥሕ ያብለን ወዲ ማቸ በረሀ ጅግና ብረየ ሓወይ ፈጣሪ ይጠብቅህ❤❤
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ 2 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ኣብ ኣማሓሩን ይቱብ ናዋዕልክን ኣብ ናይ ተጋሩ ግን ድኹማት እና ንምንታይ ግን
@ፍረኃልትግራይ
@ፍረኃልትግራይ 2 жыл бұрын
ተባዕ ትግራዋይ ብጣዕሚ ልገርም ስራሕ ተጋሩ ላይክ በጃኩም እንታይ ኢኩም ትልመኑ እባ በጃኩም👍ግበሩኒ👊💊
@eiyorsalemhaylemaryam5038
@eiyorsalemhaylemaryam5038 2 жыл бұрын
ኣቱም ጀጋኑ በይዛ ህዝቦም ብምንታይ ቃላት እየ እሞ ክገልፀኩም😥እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኹን ቅድመኹም ይስጠሓኒ ተጋሩዋይ 💛❤😥👈
@ጓልቶምሰብታሪኽተጋሩ
@ጓልቶምሰብታሪኽተጋሩ 2 жыл бұрын
ወዲ ራያ ጅግና ፅቡቅ ስራሕ እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርና🙏♥🔥
@gif2359
@gif2359 2 жыл бұрын
Å9ølll jl 0
@Mebrat7834
@Mebrat7834 2 жыл бұрын
ኣልሓምድሊላህ ያረብ ትግራይ ዝገበርካኒ🕌❤️💒ነንስመር ንሕበር ደቂ ትግራይይይ💪💪💪💪💪
@alemat3602
@alemat3602 2 жыл бұрын
ተጋዲለ ካባኩም ምፍጣረይ ጀጋኑ ህዝበይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም የኩን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤🙏🙏
@adeyaddisuabay9435
@adeyaddisuabay9435 2 жыл бұрын
ወዲ ማቸዋይ ጀግና አዮኹም ጀጋኑና ትግራይ ብጀጋኑ ደቓን ብታወተ ፅዮን ሓይሊን ክትዕወት እያ። ትግራይ ትስዕር
@fshktaameley2224
@fshktaameley2224 2 жыл бұрын
ሰለል ተርአዩኒ እኳ ባሕልን ፍቅርን ዓደይ ትግራይ ወዲ ማቸ ጀግና ተሓቢነልካ ትግራይ ስዒራ
@saragubry5920
@saragubry5920 Жыл бұрын
ማቸ ጀግና ተሓቢነልካ ትግራይ ሰዒራ
@መሲሙሴላምሳኤል
@መሲሙሴላምሳኤል 2 жыл бұрын
ፍተውቲ ወዲ ማች ሕፍሰ ዝበል ሰላምታ በሰም ህዝቢ ትግራይን ስራዊት ትግራይን ሃበሉይ ፅኑዕ ርግፁ
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 2 жыл бұрын
ጀጋኑ መን ከማኹም ተጋሩ እንካዕ ናትና ኾንኩም እንካዕ ካባኹም ተፈጠርና። ወዲ ማቸ ጀግና ወዲ ጀጋኑ ትግራዋይ ኢኻ እወ ዘይትድነ።ትግራይ ትስዕር ብቕልጵምኩም ቅልጵምና።❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@jerryhabeshawit6276
@jerryhabeshawit6276 2 жыл бұрын
ስይይይ ወዲ ትግራይ ዓደይ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ❤️💛❤️💛✊ ትግራይ ትስዕር ❤️💛✊
@alexanderkehase3891
@alexanderkehase3891 2 жыл бұрын
ትግራይ ትዕወት 💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤💛💪❤
@djjfjrnnr6004
@djjfjrnnr6004 2 жыл бұрын
ወዲ ራያ ጅግና ፅቡቅ ስራሕ🥰🥰🥰🥰💛❤️
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
@ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ 2 жыл бұрын
ኣንበሳ ራያታይ ኩራዕ ትግራይ ሃገሬ
@shewitamanuel9860
@shewitamanuel9860 2 жыл бұрын
ዋውውው ክትዕም ሙዝቃ ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ ላይክ ገበሩ ተጋርዋይ ካኣ 👍👍👍👍👍👍👍❤️❤️
@shewitamanuel8928
@shewitamanuel8928 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍
@saxshsdt2039
@saxshsdt2039 2 жыл бұрын
እሰይ ወዲ ማቹ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዋውውው ፅቡቅ ስራሕ እዩ ክብሪ ንዓኩም ተጋድልቲ TDFይ✊✊💪💪💪💪❤💛❤💛❤💛❤💛❤💊💊💊💊💊💊👈
@SaraSara-xm2ne
@SaraSara-xm2ne 2 жыл бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ያሀብኻ
@semerrewelqaitey4473
@semerrewelqaitey4473 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ደቅ ትግራይ እልልልል ዝንብለላ ግዜ ቀሪባ እያ ሳላ እግዚአብሔርን ሣላ ጀጋኑና
@tigrayfirest1340
@tigrayfirest1340 2 жыл бұрын
ወዲር ራያ ጅግና ዓዲ ♥♥♥♥አነስ ካባኩም ምፍጣረይ ቃላት እዩ ዝሓፅረኒ♥♥♥♥♥
@ጋልሽረአንዳስላሴ
@ጋልሽረአንዳስላሴ 2 жыл бұрын
ወዲ ራያ ጅግና ከመይ ከም ዘፈትወካ ሰብኣይ ማለት ከማኻ ክኸውን አለው ቆራጽ ተባዕ ኡፍፍፍ መህነን ዕድመን ጥዕና ን ያሃብካ ንበረልና 💛🇻🇳💪
@FhgbXggyj
@FhgbXggyj 5 ай бұрын
ወዲ ማቸ ብጣዕሚ ፅቡቅ ሰራሕ ❤❤❤ ትግራይ ትስዕር❤
@amanithupia1201
@amanithupia1201 2 жыл бұрын
እሰይ ፁቡቅ ስራሕ ወዲ ትግራይ ጅግና እንካዕ ናትና ኮንካ ትግራዋይ ሙካን ሚስጥር እዩ
@salamslaam9573
@salamslaam9573 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ራያ ፅብቅ ስራሕ እንኳዕ ደሒን መፀእኳ ትግርይ ዓደይ ሰላምክ ይመለስ
@ዕባይመይዳሽምጣ
@ዕባይመይዳሽምጣ 2 жыл бұрын
ወዲ ማቸ ሕንግድ ወዲ ዓባይ ትግራይ 💛❤️💛❤️✊✊✊ኹርዓት ማይጨውና 🥰🥰🥰
@saraalain3621
@saraalain3621 2 жыл бұрын
ኣሰይ ደቅርመይ ትግራይ ትሰዕር እንኳዕ ካብኹም ተፈጠርኩ ሃገረ ትግራይ ብደቃ ተኸርዕ 💊❤💛🙏💊💛❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል 💛❤🙏💊💛❤
@abrham601
@abrham601 2 жыл бұрын
ኣታ ኩርዓት ዘኾንካ ህዝቢ ተሓቢነ እየ ባኣኻ❤❤❤ ቃላት የብለይን እነካዕ ካባኹም ተፈጠርኩ ❤ ወዲ ማቼ ዓርከይ ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ ❤
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen 2 жыл бұрын
ፅብቅ ስራሕ ወዲ ዓደይ❤🥰 ትግራይ ትስዕር ብደቃ❤💛✊
@hafteyigzaw1243
@hafteyigzaw1243 2 жыл бұрын
አንቱም ጀጋኑ ትግራይ በአኻትኩም ተሐብና🐅🐅🐅🐅🐅🐅
@ክወግሕእዩትግራይዓደይ
@ክወግሕእዩትግራይዓደይ 2 жыл бұрын
ትግራይ ትስዕር ብደቃ ጀግኑና ትግራይ ንዘልኣለም ትኑበር 💪💪💪💪💪💪💛❤️😘😘😘😘😘😘🤲እንክዕ ካባኩም ተፈጠርና ተጋሩዋኒ 💪💪💪💪💪
@negste2212
@negste2212 2 жыл бұрын
ዋውውውውውው እንቋዕ ብሰላም መፃካ ጀግና ወዲ ሃገረይ💛💛❤❤❤💝
@فانا-ف2خ
@فانا-ف2خ 2 жыл бұрын
ጀጋኑ ዓዲ ጀግና ፅናዓተን ሓቦን ዝስንቁም አምለክ ብረሃንኪ ይመልስለኺ ዓደይ ❤️🥰😘💊💊👈ደመይ
@ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ
@ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ 2 жыл бұрын
ጀግና ወዲ ራያ እንኳዕ ዳሓን መፃእካ ፅቡቅ ስራሕ ደስ ዝብል❤❤💊💊💛💛
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
@ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 жыл бұрын
ኣሰይይይ ወዲ ማቻ ዓይነይ ፅቡቁ ስራሕ ኣጆካ ጅግናና ኣምላክ ትንሳኤኩም የርእየና ተጋሩዋይ💓💓💛💛💓💊💊💊💙💙💪💪💪👌👌👌👌👊👈💓💓💛💛💊
@betimodel6712
@betimodel6712 2 жыл бұрын
ወዲ ማቻ 💛❤️💛❤️💛❤️💛 ✊🏽✊🏽✊🏽✊🏽✊🏽ብከመይ ክገልፀካ
@ጓልትግራይ-ቐ1ሠ
@ጓልትግራይ-ቐ1ሠ 2 жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መፃኻ ወዲ ማቸ ጅግና❤💛❤
@seyumhaile4711
@seyumhaile4711 2 жыл бұрын
ኣታ ግዜ ተመለስ እንዶ ዋይ ትግራይ ኣጆኪ ብጸላእትኪ ከምትፍርሒ ገይርና ክንሰርሐኪ ኢና
@majedcmeel2121
@majedcmeel2121 2 жыл бұрын
ኣቲ ጅግና ወድ ማቸ ብዓወት ተመልስ
@rozar227
@rozar227 9 ай бұрын
ወዲ ማቸ ጅግና ትግራዋይ ጅግና ኣነ ትግራወቲ ኩሉሻኀ ሕጉስቲ ❤❤❤❤❤ፈደይቲ ሕነ ❤❤❤❤❤
@mhabeshawi6407
@mhabeshawi6407 2 жыл бұрын
ሕንግ ባዓል ወነ ባዓል ወነ ትግራዋይ ኢኻ እሞ ዘይትዳየ (ወዳ ማቻ)❤❤❤❤❤
@ruftatesgay3225
@ruftatesgay3225 2 жыл бұрын
ይበል ወዲ ማቻዋ ወዲ ትግራይ💛❤
@rutahaile2171
@rutahaile2171 2 жыл бұрын
ሕንግድ ባዓል ወነ ትግራዋይ ኢኻሞ ለይትዳነ ❤️❤️❤️ ወድ ራያ ጀግና ከመይ ድየ ዝፈትወካ ❤️
@Danait-h4c
@Danait-h4c 2 жыл бұрын
ብሬ ወድ ጀጋኑ እንኳዓ ብዳሕን መፃእካ ብዓወት ተመለሱ ጀጋኑና
@salmaasfa7282
@salmaasfa7282 2 жыл бұрын
ወዲ ማቸ ጅግና እንኳዕ ብዳሓን መፃእኻ እወ የሻል ኣብልዎም 💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊❤❤❤❤💛💛💛💛💛
@qweryyytrewqq2173
@qweryyytrewqq2173 2 жыл бұрын
እእልልልል ትግራይ ትስዕት የሻል አብልዎም ጀጋና ውዲ ህዝብ♥️💛💪
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 2 жыл бұрын
ወዲ ማቸ ጅግና ጽቡቅ ስራሕ እንካዕ ሰላም መጻኻ 😍😍💪✊️
@semecyanuguc4751
@semecyanuguc4751 Жыл бұрын
ወድ ማቸ ጅግን ወድ ራያ አምበሳ በረኻ❤💛
@tsgagurum5677
@tsgagurum5677 2 жыл бұрын
ወዲ ራያ ጅግና አበሳ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ዓወትና ቀርቢና ኢና😘😘😘😘💖💖💖💖💛💛💛💛💛💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪💪💘💘💘💘💘💘💘
@haftu4061
@haftu4061 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ማቸ እንኻዕ ዳሕና መፃካ❤
@ብዕድላጓልትግራይ
@ብዕድላጓልትግራይ 2 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ዓደይ ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበለለይ ደቂ ሃገረይ ብምክንያት እየ እኮ ዝፈትዎም ዲቂ ራያ ራዩማ ደቂ ሪመይ🇻🇳💋💖💖💖💖💖💖💊💉💊❤️❤️❤️
@negash2689
@negash2689 2 жыл бұрын
ማቸ ጥዑም ድምፁ ኩሉኹም ከየንቲ ተጋሩና ኽብሪ የሓብኩም !!!!
@meseretbrhane2378
@meseretbrhane2378 2 жыл бұрын
ወዲ ራያ ጅግና ❣️❣️❣️❣️❣️❣️✊🙏
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 2 жыл бұрын
ወድ ማቸዋ ውድ ዓድይ እስይ ጅግና ናይ ብሓቂ የሻል እው እዞም ሓሳዳት
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 2 жыл бұрын
ወዲ ማቸዋይይይ የቀንየልና ጀጋኑና ሓየታይ
@sg.g2725
@sg.g2725 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ !! የቕንየልና 🙏🙏👍👍
@abaynirie7153
@abaynirie7153 2 жыл бұрын
ወዲ ማቸ ከም ቀደምኻ ፍሉይ ሰራሕ እዩ ። ድነሀኻ ወነ ኾሪእና።
@eyobnuguse1783
@eyobnuguse1783 2 жыл бұрын
ኣገንዕ ተጋዳላይ ወዲ ማቸ ተባዕ ወዲ ህዝቢ 😍😍😍😍
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤ኣጆኻታ ጅግና ወድዞም ጀጋኑ ጂግንነት ብተግባር እሰይ እካዕ ካባኹም ተፈጠርኹ እሰይ❤❤❤❤❤❤
@seyfuteame4411
@seyfuteame4411 2 жыл бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ ኮርዕዳ ወድ ትግራይ ብዓወት ይምለስክም ጀጋኑ ❤️❤️❤️
@tsegaisemere4225
@tsegaisemere4225 Жыл бұрын
ኣገናዕ ወዲ ማጀ፡ ኣላሽ ኣቢሉውም ነዞም ጁማጁ ጅ መንነቶም ዘይፍለጥ።
@hxbnx6847
@hxbnx6847 2 жыл бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ 🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@wediweyenti7586
@wediweyenti7586 2 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃካ ወዲ ማቸ ጅግና
@Faith-ml3ms
@Faith-ml3ms 2 жыл бұрын
Tigray forever and forever 🙏💛❤️✌🏽✊🏽✊🏽
@ashuabadi6362
@ashuabadi6362 2 жыл бұрын
ወዲ ማቸ ጅግና መሰል ኣቦታቱ 🥰🥰🥰💪💪💪💪💪💪
@tsigegeberhiwat5855
@tsigegeberhiwat5855 2 жыл бұрын
ዋውውው ደስ በሃሊ ጀጋኑና ✊
@deqiqehadush424
@deqiqehadush424 2 жыл бұрын
እሰይ እሰይ እሰይ ጅግና ኣምበሳ ወዲ ትግራይ 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 2 жыл бұрын
ዋውውው ፅቡቅ ሰራሕ ወዲ ማቸ ❤💛❤💛
@rayarayuma9683
@rayarayuma9683 2 жыл бұрын
ኣሰይይ ወዲ ማቸዋይ ጅግና ወዲ ህዝቢ
@rahelgidey5199
@rahelgidey5199 2 жыл бұрын
Agokum Geganu Tgray Tiser 🇻🇳✊💪👏👏👏💖
@lieltwerkalem9868
@lieltwerkalem9868 2 жыл бұрын
በሎም ወዲ ማቸ ኩርዓት ትግraይና
@uaeue5569
@uaeue5569 2 жыл бұрын
እስይይይይ እንካዕ ብስላም መፅእኻ ጅግነ ውዲ ትግራይ በዓወት ትመለሱ ጅግኑና ❤💛❤💪
@weditembentigeray7594
@weditembentigeray7594 2 жыл бұрын
ቀፅለሉ ጅግና ወዲ ሓራስ ነብሪ ብሰላኹም ትግራይ መሊኣ ሓራ ክትወፅእ እያ እና ኮሪዕናልካ ❤💛✊
@amooaqw2310
@amooaqw2310 2 жыл бұрын
❤️💛❤️💛😍😍😍ትግራዋይ ።ራያ✊✊✊✊✊✊✊✊✊😍😍😍😍
@newuaq1125
@newuaq1125 2 жыл бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ጀግናና🙏🙏🙏❤❤❤❤💛💛💛💛💪💪💪💪💊💊💊እህህህ ትግራይ ዓደይ💔💔
@سالمالدوسري-غ9ق
@سالمالدوسري-غ9ق 2 жыл бұрын
እሰይ ወዲ ማቻ ከመይ ዲካ ሑቡን ትግራዋይ ኣየኹም ናትና ጀጋኑና ብኣኻትኹም ንሕበን ወዲ ማቻ ዓይነይ ንጉስ ትግርኛ ከመይ ዲካ መቅሰን ልወዲ ማቻ ዝፎቱ ትግራዋይ ላይክ ይወቅጥ
@aebyaeby0061
@aebyaeby0061 2 жыл бұрын
ጅግና ትግራዋይ ኣንበሳ በረኻ ❤️💊✊🦁🦁🥰😘😘😘😘😘😘👌👌👌👌 ታዓለለየ እንካዕ ታዓለለየ ደቂ ትግራይ ዓደይ ሓላላት ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ❤️💛 👸🤴❤️💋💕🥰
@shewaneshusamual7475
@shewaneshusamual7475 2 жыл бұрын
እስይ ወዲ ማቻ የኔጅግና ወጂ ትግራይ ጀጋናኑ 💊💊💊💊
@ጓልትግራይጽንዓት
@ጓልትግራይጽንዓት 2 жыл бұрын
ጅግና ናይና💪💪💪💪💓💓💓
@dgycefhvfdcyfecycf7122
@dgycefhvfdcyfecycf7122 2 жыл бұрын
አሰይ ትግራይ ዓደይ እልልልልልልል 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💪💪💪💪💪💔💔💔💔🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖😥😥😥🏖🏖🏖🏖🏖🏖❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛✊✊✊✊✊✊🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛👏👏👏👏👏✊✊✊✊
@Adamtgtse27
@Adamtgtse27 2 жыл бұрын
ማቻ ወዲ ራያ ጅግና ካማያታቱ ፀባ ፀገብ ተጋዳላይ
@tsiyongebreanenya6771
@tsiyongebreanenya6771 2 жыл бұрын
ጀግና ወድ ማቸ ወድ ትግራይ ክሕሎ !!!
@samirawitsamirawit8815
@samirawitsamirawit8815 2 жыл бұрын
ዋዉዉዉዉዉዉዉ ተጋሩዋኒ ጀጋኑ እግዚአብሔር ይሓልኩም
@memamema3493
@memamema3493 2 жыл бұрын
ወድ ማቻ ጅግና ዝፈትወካ💊
@ቲቲጋልሃገርትግራይ
@ቲቲጋልሃገርትግራይ 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ራያ እንካዕ ብስላም መፃኩም ተጋሩዋይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን💪💪💊
@ጋልትግራይ-ለ4ለ
@ጋልትግራይ-ለ4ለ 2 жыл бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ♥️
@aidaghidey8132
@aidaghidey8132 2 жыл бұрын
Wedi machaye jigna , wedi ezom tokisom zeysihtuuuu , ab awet ab Mekelena yerakibena
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 2 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ጀጋኑ ትሕቲ ፈጣሪ መድሕን ህዝቢ ትግራይ TDF
@እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
@እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 2 жыл бұрын
ተጋሩዋይ ከርዐልኩም ደቆ ዓደይ መዓረይ !!
@htuoi7506
@htuoi7506 2 жыл бұрын
ጽብቅ ስራሕ❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳😘😘😘😘😘
@ittaqullahandfearallah4263
@ittaqullahandfearallah4263 2 жыл бұрын
ወዲ ማቸ ብጣዕሚ ኢና ልንፎተካ ኮርዕና ብአኻ
@AaSs-kl7ht
@AaSs-kl7ht 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ፈንቅል ወዲ ማቸ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ክሕርን እምበር ኣይምብርከኽን ቦሉም ወዲ ማቸ
@mebrhitgermay9651
@mebrhitgermay9651 2 жыл бұрын
ወዲ ራያ ጅግና የዒስ👍👍👍👌👌✊✊✊💪💪💪💖💖💖💖
@ኣሱጋልትግራይ
@ኣሱጋልትግራይ 2 жыл бұрын
ወዲ ማቸ ጀግና ልፈትየካ 💊💘
@yirgafissehag.6586
@yirgafissehag.6586 2 жыл бұрын
ወትሩ ጅግና ወዲ ማቸ።
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 жыл бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ ወዲ ሓራስ ነብሪ💋💋💋💋💋💖💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@ውቕሮዓደይናፊቐኪ
@ውቕሮዓደይናፊቐኪ 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ህዝበይ 🙏😘
@hagostkue5146
@hagostkue5146 2 ай бұрын
ጀግና ወዲ ትግራይ
@johnwick7208
@johnwick7208 2 жыл бұрын
Good job guys congratulations 💝🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@fathr2711
@fathr2711 Жыл бұрын
አሰይ እንኳዕ ትግራዋይቲ ኮን ኩ ተመሰገን🙏🙏🙏ፈጣሪ
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
ነባር ተጋዳላይ - ሕሉፍ ኣለሙ - ሓዱሽ ሙዚቃ  ቪድዮ - New Tigrigna Music Video - Hiluf Alemu
6:53
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН