♦️ትራፊክ ኮይነ ብ ግዲ ሳዕስዑ ወይ ጉቦ ሃቡኒ ፕራንክ | መዘንግዕ ካሜራ

  Рет қаралды 49,869

Yada Tube

Yada Tube

Күн бұрын

Пікірлер: 544
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
ናብ ኩሉ ክበፅሕ share & like ብምግባር ሓግዙኒ 🙏
@hiwetgrimy7857
@hiwetgrimy7857 8 ай бұрын
Prank Amehaysh ena belnakas like tbl prank Amehaysh bejaka hzbi aytechenk
@TsritGoytom-ro8nm
@TsritGoytom-ro8nm 8 ай бұрын
❤❤
@yonastesfay9705
@yonastesfay9705 8 ай бұрын
@Yada bitame yehizineka niska satim kitlekim binayisebi binay mesakin gizen biyewahinetom tisawet aleka yehezin😭😭😭😭 Filey zibele neger tekirbo shinika dika ezuy enitay ke yemehir enitay ke eu kindey sebi hazinulika mehizeni eu😢😢😢😢😢😢
@elaSeifu
@elaSeifu 8 ай бұрын
stuf
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 8 ай бұрын
ዝባዓል አድጊ ማራ አሕዝንኒ 😢ምስክናይ ያዳ ፖልስ ንዚ ባዓል አድጊ ሓደ ነገር ግበረሉ ክትፀድቅ እካ😢
@ጎልራያኩኩፉቶ
@ጎልራያኩኩፉቶ 8 ай бұрын
😢😢😢ዋይ ኣታ ወድ ስነ ስራዓትይዶ ህዝብና መንከራኡ ይኾኖ😅😅😅😮😮😮😂 ፅናሕ ካግንየካ እየ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 8 ай бұрын
ዛም ዓብይ ሰብኣ ታይ ገበርካ ዋይ 😢ንመናእሰይ ኢኩም ትገብሩ እንበይ ካብደይ ከም ገለ ኢሉኒ 😢❤
@banategray
@banategray 8 ай бұрын
Yes
@luyu-s4x
@luyu-s4x 8 ай бұрын
yes
@GoGo-hn3bj
@GoGo-hn3bj 8 ай бұрын
ዋእ በስማኣ ዞምሰባኣይ ኣሕዚነሙኒ ኣበዋይ ንዓበይቲ ብራክ ኣይትግበር 😢😊
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ 2 ай бұрын
_ኣታ ሓወይ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ መሰተወዓሊ ልቢ ይሃብካ ሰባት ሰራሕም ከይቦለዕሰ መዕንቀፈ ኣይተኾኖ 😢😢😢_
@HahaHshs-u2h
@HahaHshs-u2h 8 ай бұрын
እሞሲ ንዓበይቲ ግደፍ ማዓረይ በጃኻ😢ንመናእሰይ ከም ድልየትካ
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 8 ай бұрын
ያዳየ ከብደይ ቆሲለ 😂😂 ገሊኦም ድማ ከሕዝኑካ ንዓበይቲ ፕራንክ ኣይትግበር እዞም በዓል ጋሪ ኣሕዝኖምኒ 😁
@HyatHyat-kv4jz
@HyatHyat-kv4jz 8 ай бұрын
ዋላ ኣነ ኣሒዚኖምኔ😢😢
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 8 ай бұрын
@@HyatHyat-kv4jz ብጣዕሚ 😔
@Almi_Alm
@Almi_Alm 8 ай бұрын
ኣረ ደስ ኣይብልን ሰረሑ ዝበልዕ ሰብ ኣይተጋላትዕ ታይ ገበሩ😢
@mullerm9648
@mullerm9648 Ай бұрын
ያ ብራቮ
@meazamehari109
@meazamehari109 8 ай бұрын
ካብ ስራሕ ደው ኣቢልካስ ቀልዲ ደስ ኣይብልን ኣስተኻኽል
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 8 ай бұрын
ኣየ ህዝብና ግን ትዕግስቱ ሰላምኻ ይመልሰልኻ ኣምላክ ❤️🙏
@Ggg-pw2oe
@Ggg-pw2oe 8 ай бұрын
ኣግባብ ናገበርኻ ዝሓወይ ከሚዙይ ዓይነት ብራንክ ደስ ኣይብልይ 😢😢❤❤❤🎉🎉🎉
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 8 ай бұрын
አብ ዓለም ከም ህዝቢ ትግራይ ለዋህ የለን 🙏🙏🙏 ሰላም ንህዝቢ ትግራይ 😍😍😍😍😍💛❤️💛❤️❤️💛❤️❤️
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
@HrSg-zm1uz
@HrSg-zm1uz 8 ай бұрын
ሰራሕካ ብጣዕሚ እዩ ፅቡቅ ግን ኣብ ልዕሊ ሰብ ግፍዒ ግን ፅቡቅ ኣይኾነን😢🎉
@ምቅናይጥዑም
@ምቅናይጥዑም 8 ай бұрын
ዋይ ያዳ ንዓበይቲ ግደፍ እና ግዜ ወርቂ እዩ ንስኪ ስራሕካ ናሰራሕካ ገትርካዮም ኣይትዋዓል ቅልጥፍ እልካ ስደዶም እና ዋላ ካርዲ ሸልሞም ዋይ
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
Eshini🙏
@ኣቢቲ
@ኣቢቲ 8 ай бұрын
ነቶም ወለድና ብዕድመ ዓበይቲ ዝኾኑ ኣይትግበሮም😢ደሞኣብ ኣስቸኳይ ስራሕ እናሃለዉ ጠጠዉ ኣይተብሎም ምስ ይቅርታ እምበር የድንቐካ እየ ያዳ መሕረር🥰
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏😊
@BreFekr
@BreFekr 8 ай бұрын
አድነቅቲ ያዳ መሕረር👉👍👍👍👍😘💊💊😘
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 2 ай бұрын
ዋይ ወዲኡዎም በኡውነት😂😂😂 አረ ይመችካ ሕጊ መግረሪ መምሀሪ ሕ/ተሰብ እዩ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ንፈትወካ ❤❤❤🎉🎉🎉
@hdghff8349
@hdghff8349 8 ай бұрын
አረ ብሰሩ ደሰ አይብልን ታይ ዝገበሩ እዮም 😢😢😢😢
@Yes-of7rf
@Yes-of7rf 8 ай бұрын
ዋይ ታይ ማለት እዩ ካብ ስራሕ ጠጠው ናበልካከ ናቆልዑ ስርሖም ኮኢኻ ተብድልዮም እለኻ ገራሚ😢😢
@መሪ-የ7ቸ
@መሪ-የ7ቸ 6 ай бұрын
በትክክል ❤❤
@RoshanAm-b3d
@RoshanAm-b3d 8 ай бұрын
ያዳየ ንፈትወካ ኢና ግን ንዓበይቲ ፕራክ አይትግበር ኢካብዝተረፈ ቀፅለሉ❤
@SaraHailu-x5z
@SaraHailu-x5z 8 ай бұрын
ያዳ ሓወይ ንዓበይቲ ሰባት ግድፍ pls እዚ ህዝቢ ግን ክንደይ ይግራህ ዩ
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
😂❤
@Ngsti518
@Ngsti518 8 ай бұрын
ያዳዋይ ብሳሓቅ ቆሲለዋይ😂😂😂ዙባዓል ጋሪ ኣሕዝንኒ😢😢ክዳን ካዓ ይበልያዳ ዓይነይ❤
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏
@SNDUMirry
@SNDUMirry 3 ай бұрын
ዋእ በስማኣ ዞምሰባኣይ ኣሕዚነሙኒ ኣበዋይ ንዓበይቲ ብራክ ኣይትግበር❤❤❤❤
@ABEYAbey-s3b
@ABEYAbey-s3b 7 ай бұрын
ኡፍፍ ትግራዋይ ማለት ዓቅላም ናይ ስራሕ ሰብ😊❤🎉
@ሓፍቲንጉስ
@ሓፍቲንጉስ 8 ай бұрын
ኣረ ስራሕ ኣይተማናግዮም ኣብርእሲ ፀገሞምሲ😢ሕደግ ያዳዋይ ከሙዙይ ደስ ኣይብልይዋ
@ትግራይደመይ-ቈ1ሠ
@ትግራይደመይ-ቈ1ሠ Ай бұрын
አረ እዞም ዓበቲ ኣሕዘነመኒ 😢😢ብዘኾነ ይሞችኻ🎉❤❤❤
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 8 ай бұрын
ያዳዋይ መሕረር ምንጪ ስሓቅ ❤❤❤❤ ቀደማኩም ከ ተገሩዋኒ ሓላላት ❤❤❤ እግዚአብሔር አምላኽ ብሩኽ ሕማማት ይግበረልና ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኤኡ የብጸሐና ❤❤❤❤
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏 amen
@gghhh7682
@gghhh7682 8 ай бұрын
ሰሪሑ ንዝበልዕ ግዚኡ ኣይተጥፈአሉ ሓወይ ነዞም ስራሕ ዘይብሎም ይሐሽ
@FilmonMhreteab
@FilmonMhreteab 24 күн бұрын
በእውነት ይመችኻ ያዱ ወድኖ ቀፅለሉ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ስራሕኹ ኹሉ ኣዝዮ ደስ በሃሊ እዮ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@brijap5171
@brijap5171 8 ай бұрын
ሓዚነለ ስሒቀለ ሕዉስዋ ስሚዒት ዩ ያዳ መሕረረ😂😂😂😂😂
@shalom5798
@shalom5798 8 ай бұрын
እዋይ ትሕትናን ደቂ ትግራይን❤❤!!
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 8 ай бұрын
ብሓቂ
@HanaResom
@HanaResom Ай бұрын
አረ ይመች ብሮየ ብጣዕሚ ኢካ ትፍለ ወድ ኖ ቀፅለሉ💪💪💪💪👌👌👌👌👌👌👌
@HyatHyat-kv4jz
@HyatHyat-kv4jz 8 ай бұрын
ያዳ ዓይነይ ፅቡቅ እንደዮ ስራሕካ ግን ንዓበይቲ በራንክ ኣይትግበር 2/ነገር ለ ዝኮነ ሸልሞም እካ ዋላ ከርዲ ምሳይ ትስማምዑ ላይክ ሃቡኒ❤
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
😊
@user-uc6yf3dh4n
@user-uc6yf3dh4n 8 ай бұрын
ብትክክል ኮሞት ክርኢ ፀኒሐ በዛሓ ስራሕካ ኣተባለሺ ነዚኣ ይቅሬታ ሓቲትካ ኣማሓይሽ ክቡሮይ ❤
@SamriSamri-wk7eu
@SamriSamri-wk7eu 8 ай бұрын
ያዳ መሕረር ይመቸካ ወድኖ😂 ብስም ያዳ ለይክ ግጨውኒ😮
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
😊
@merrymim2583
@merrymim2583 7 ай бұрын
ያዓኪ መንእሰያት አይትረብሽ ያዳ😂😂
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 8 ай бұрын
ያዳ ሓወይ የድንቐካ እንድየ ኔረ ሎሚ ግን ኣሕሪቃኒ ነቲ ባዓል ኣድጊ ዶው ኣቢልካ ግዙኡ ክተቃጽለሉ ኣይነበረካን እንታይ ገበረ ጽብቕቲ ኣይገበርካን ንመን ፕራንክ ትገብር ምፍላጥ ጹቡቕ እዩ
@ጁጁ-ጸ6ከ
@ጁጁ-ጸ6ከ 8 ай бұрын
ዋ ግን ደስ ኣይብልን ክንዳካን ልዕለካን ስቅል ጥብስ ተብሎም ትምስነገርካዮምከ ዘይውቅጥኳ ዋ
@LmlemleLmlemle
@LmlemleLmlemle 8 ай бұрын
ያዳ ዓበይቲ ሰባት ፕራንክ ኣይትግበሮም ነውሪ ኣቦዋይ😭
@titinotitino2910
@titinotitino2910 8 ай бұрын
መንእሰይና ልፖሊስ ዘለዎ ክብረት ይፍለ ብሐቂ 🥰 ያዳ መሕረር 😊 ስርሖም አይተብኩሮም ግደፍ 😂😂😂 ጉቦ ዝበሃል ክጠፍእ አለዎ
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏😍
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 8 ай бұрын
ያዳ ናዓበይቲ ብራክ😢ኣይትገበር ህዝብና ጎይታ ዓቅሊ
@solomonguosh6081
@solomonguosh6081 8 ай бұрын
ያዳ ፕሮግራምካ ብጣእሚ ፅቡቕ እዩ ቐፅለሉ። 😂
@Mko-ol5gp
@Mko-ol5gp 8 ай бұрын
ኣይ ቂዲሚኩም ይሕዝነሙኒ😢😢 ኣይ ያዳ መሕረር😂
@Alukahsu
@Alukahsu 8 ай бұрын
መበል23 እየ ኮሜንት likeስኪ❤ ያዳለ ምንጪ ሰሓቕና 😂welcome❤
@titg7829
@titg7829 8 ай бұрын
ኣብየት ትሕትና ❤ደቂዓደይ ፍቅርታትትት❤🎉
@saymon6579
@saymon6579 8 ай бұрын
ኣነ አዚ ወዲ ማራ ኢየ ዝፈትዎ መዘናጋዒ iyu🥰 from ኣስመራ 🇪🇷
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏❤
@mlyen-wu4yx
@mlyen-wu4yx 8 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ደስ አይብሊ በምስኪን ህዝብና ዝፈልጦ ዘይብሉ አይትቃልድ ንከመይ ዓይነት ሰብ ፕራንክ ትገብር አስተዉዕል
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 8 ай бұрын
ናእድኻ ኣይትሳኣን ወደይ 😂😂❤❤❤
@Samiafro362
@Samiafro362 8 ай бұрын
ቀፅለሉ ብትዕሚ መምሃሪ እዩ
@edltiabrha7716
@edltiabrha7716 8 ай бұрын
ያዳ መሕረር ናይ ሳሓቅ ምንጭና😂ዝህዝብና ግን ምይዋሁ❤
@Tedihawi
@Tedihawi 8 ай бұрын
22:44 እተን ኣዋልድ ስለ ዝነበራ ዮ ጓል ኮ ኣብ ገለ ያ ተእትወካ
@ummebitigray
@ummebitigray 8 ай бұрын
ያዳ ኩሉ መዛናጊዒ ትለቆ ብጣዓሚ እዩ ምጪ ሳሓቅና ኢካ ያዳ ሓወይ ግን ንዓበይቲ ኣይትግበር ብጣዕሚ የሕዙንካ ንቲ መንእሰይ ይሐሽ ምክንያቱ ኩሉ ይርደኦ እዩ ምስ ይቅርታ🙏🙏❤
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏eshini
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 8 ай бұрын
ኣስረሐዮ ም ዋይ ❤❤😂😂😂
@DegiYouTube
@DegiYouTube 8 ай бұрын
ያዳ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ደስስ ዝብል ስራሕ🙏❤💛
@KirosAtsbha-hx3nm
@KirosAtsbha-hx3nm 6 ай бұрын
ጎይታይ መዓረይ ኣነስ ታ ክብል ዋ ካብ ያዳ ይምሓረኒ ይምሓርኩም.😂😂😂
@FuFg-me2eo
@FuFg-me2eo 2 ай бұрын
ዋይ ናትካ ብራክስ ዝገርም እዩዩዩዩዩ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤
@selamburuk
@selamburuk 8 ай бұрын
ስራሕ ጠጠዉ አቢልካስ ቀልዲ ንድሕሪ ሐዚ ብስራሕ ቀልዲ ኣይትግበር ምክንያቱ ሞራል ሰባት ክትሕሉ አለካ በተለይ ነዞም አድጊ ዝሓዙ ክቡር ኣያና/ወላዲና ብራንክ ክትገብሮም ኣይምነበረካን ማራ ከሕዝኑካ😢ያዳ ሓወይ!
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 8 ай бұрын
ያዳየ ህዝብና ከሕዝነና ግን ሕሙሞ መሰልካ ሳዕሰዑ ምሳይ እንዳበልካ አዛናጋዓልና 🎉🎉🎉
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
eshini kdmi hzi zserehkwa ala atiki ktrieyo gabizeki aleku
@fhfgtyyyurt8958
@fhfgtyyyurt8958 8 ай бұрын
100 ሽሕ እባ ንምላኣያ ተጋሩዋይ በይዛኩም ኣሕዋትና ነዕቢ ሓደ ትግራዋይ ዓብዩ ማለት ትግራይ ዓብያ ማለት እዩ❤❤
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏❤
@GigHf-yo9kh
@GigHf-yo9kh 8 ай бұрын
አረ ቆስለ ያዳ መሕርር ዋይ ባሕት ይእዋ ማሓረን ያ😂😂😂😂😂 አረ ሞይተ 😂😂😂😢🙄
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
😂
@Nardos-g2i
@Nardos-g2i 8 ай бұрын
ህዝበይ የዋህ❤
@angeup
@angeup 8 ай бұрын
😂😂❤❤
@kinglio8947
@kinglio8947 8 ай бұрын
ዓበይቲ ግደፍ Respect plss
@አሚሚናኣሚሚና
@አሚሚናኣሚሚና Ай бұрын
❤❤❤😮😮ሰራሕ ገዝይ ወይላ
@MulualemTadese-h7p
@MulualemTadese-h7p 8 күн бұрын
ይምችክ ቀፅለሉ
@KasahunTeshale-f8e
@KasahunTeshale-f8e 8 ай бұрын
እንኳዕ ንበዓልሆሳእና ኣብፅሐና ያዳይ❤❤❤🎉🎉🎉
@NegsteAme
@NegsteAme 8 ай бұрын
ልዙ ባዓል ኣድጊ. ልኳኖ ግበረሉ ብጣዕሚ ኣሕዚኑኒ 😢 ማርያምን ሓጢካ😂
@ddbehs9421
@ddbehs9421 8 ай бұрын
ያዳየ ዓበይቲ ሰቡት ኣይተጨንቅ ንመንእሰያት እምበር ብባባየ ኣየኽእለንን ንብዓት ቀዲሙኒ ነዞም ሰብኣይ ክትዛረቦም ከልካ
@mghsw3508
@mghsw3508 7 ай бұрын
ዋይ መሕረር ዝኮንካ ወዲ😂😂😂😂😂😂ዙ ኣዲ ልሓዘ ግን ማራ ኣሕዚንኒ😢
@akilove3701
@akilove3701 8 ай бұрын
ያዳ አነለ ፕራንክ ከገብረካ እየ ዓደይ ምሰ አተኩ😂😂😂😂😂😂
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
😂😋
@Mebratselemun
@Mebratselemun 8 ай бұрын
ቀፅለሉ ኣብ መሬት ዘሎ ግቦታት ክቀሪ ኣለዎ መዳየ ጅግና🎉🎉🎉🎉👍👍👍
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏
@asmerashikor9254
@asmerashikor9254 8 ай бұрын
Nayza wedi mara eyu zesihkeni
@ሰብኩን-ሰ3ኸ
@ሰብኩን-ሰ3ኸ 8 ай бұрын
ንዓበይቲ ኣይተደናግር ያዳ😥😥🙏 ብዝተረፈ ቀፅል😍🙏
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏
@wuwjusdjdjdhh7176
@wuwjusdjdjdhh7176 8 ай бұрын
ኣታ ወድ ህዝብና መርርዎ እዩ ዘሎ ግደፍ
@EdomYeshegerua
@EdomYeshegerua 8 ай бұрын
Bejakum kulatkum tegaru ni hawna yada neberetatio yada meksen seb❤❤❤
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏🙏❤
@HlftiGrazihar
@HlftiGrazihar 8 ай бұрын
ኣየ ህዝበይ ዝኩሊተቃሊስካስ መን መራሒኣ ዘይፍለጥ ትራፊክ መን ፓሊስ መን ዘይፍለጥ ኩሉ ይመርሓ 😢😢
@Gezawutna
@Gezawutna 3 ай бұрын
Yada mehrer😂😂😂😂
@DegiYouTube
@DegiYouTube 8 ай бұрын
ንያዳ ከምዚ ኸማይ ብሃንቀውታ ዝፅበዮ ደሎ😁😁
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏🙏
@WezamMamu
@WezamMamu 3 ай бұрын
አረ ይመችካ❤❤❤❤❤❤
@smumd
@smumd 8 ай бұрын
💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁👍👍👍👍👍👍👍ፁሩያተ ይመቸኩም
@BebBdb-yd8ui
@BebBdb-yd8ui 6 ай бұрын
ዋ ዲንቅ great Mane
@Lwam.21
@Lwam.21 8 ай бұрын
ዋውውው ብጣሚ ቆጆ ስራሕ ያዳዋይ❤❤❤❤❤
@JdjGdh-q7s
@JdjGdh-q7s 4 ай бұрын
ኣይግበርይ ዎቅዕኻ እዮም ተሓቢኦም ጃና ጨናዊ😢
@britgraweyti
@britgraweyti 8 ай бұрын
ያዳ ናይ ሰሓቅ ምንጪ እካ ብሰሩ 😂🥰
@NegsteAme
@NegsteAme 8 ай бұрын
ሕግና ይባላሸዉ ኣሎ. ብግቦ ሎሚዶም.
@KibromGebremariyam
@KibromGebremariyam 8 ай бұрын
Prank astekakil bro respect yihaliweka
@samueltadese3834
@samueltadese3834 8 ай бұрын
ጽቡቅ ኣይኮነን ብሮ ኣደንቅጸሙኒ ናዓይስ 😢😢
@KidaneTesfay-d8n
@KidaneTesfay-d8n 8 ай бұрын
ያድዳ ትግርኛ ተጠቀም ፦ መግንሒ ፍቓድ....... 😂😂😂👍💖
@amam5408
@amam5408 8 ай бұрын
ህዝበይ ምስኪን ይኣኽ😢❤
@kibromSemere-gh6wz
@kibromSemere-gh6wz 8 ай бұрын
Yada Yada meshaq ata mhrer qexlo eske netebabayo ajoka yada hawey
@TedKashi
@TedKashi 8 ай бұрын
ገልኦም ፈርሓት ይኦም ገልኦም ምሃብ ዝለመዱ ይኦ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@ግሬስ-ሠ5ለ
@ግሬስ-ሠ5ለ 8 ай бұрын
ብሃቂ መሕረሪ እኻ ጫማ ዝይትግብረሉ 'ያ 😂😂😂😂😂😂😂ኣድናቅትኻ እዬ ካብ ደቡብ ትግራይ ❤❤❤❤
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
🙏
@RdF-r4r
@RdF-r4r 6 ай бұрын
😂😂😂😂ይሞችኻ ኣረ ንስኻ ኣይት ድገሚ ቡሱሩ ዋይ😂😂😂😂😂😂😂
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 8 ай бұрын
ቤተሰብ ኣለካ ድዩ ትራፊክ ያ በለ 😂😂😂😂 ሳሓቕ ሞይተ ኣብ ትረይን እየ ኔረ ኣብ ከባብየይ ዝነበሩ ሰባት ኩሎም ናባይ ክሳብ ዝጥምቱ😂😂😂
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
😂😂😂❤
@حسنينخالد-ت3ع
@حسنينخالد-ت3ع 11 күн бұрын
ያዲዋ መቁሰንይ❤❤❤❤
@shewithabteab3370
@shewithabteab3370 8 ай бұрын
ኢታይ ጌሮምካ ወደይ ካልኦም ዘይኣክሎም ኢቲ ባዓል ኣድጊ ከብደይ በሊዕኒ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ሰላም የዉርደልና ንኩልና ካብ ሓፍትኩም ኤርትራዊት
@hiwetgrimy7857
@hiwetgrimy7857 8 ай бұрын
Ata bejaka eba nseb kbri hab nseb zekashsh prank hdego bejaka zeshk zemhr zezange srah hzbi ab leli xegemu xegem aytkuno welahanti tmhrti yeblun
@AaAa-n6o8q
@AaAa-n6o8q 8 ай бұрын
ቀፅለሉ
@EphuG-v2w
@EphuG-v2w 15 күн бұрын
ኣረ ብሳሓቅ ቀይትቀትለና😂😂😂😂😂😂😂
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН
BAYGUYSTAN | 1 СЕРИЯ | bayGUYS
36:55
bayGUYS
Рет қаралды 1,9 МЛН
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
ናይዚ ሰሙን መስሓቅቲ ቀልድታት
21:08
እንዳ ሰሓቕ
Рет қаралды 2 М.
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН