No video

ዮዳሄ | Yodahe ዘማሪ ዲ/ን ክብሮም መሓሪ ቁ-፩ ሙሉእ ኣልበም (full album) new orthodox tewahdo mezmur

  Рет қаралды 41,441

Sibhat Media  ስብሃት ሚድያ

Sibhat Media ስብሃት ሚድያ

Күн бұрын

✝️ ዮዳሄ ቁ-፩ ኣልበም ✝️
ብዘማሪ ዲ/ን ክብሮም መሓሪ
🔸subscribe 🔸 like 🔸 share 🔸
ብምግባር ዘመርትና ነበረታትዕ
#new_orthodx_album_mezmur #tigrigna_mezmur
#zemaru_kibrom_mehari #eritrea_orthodox_mezmur

Пікірлер: 158
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 6 ай бұрын
ዲያቆነይ ፍፃሜኹም የስምረልኹም ክቡረይ ዝማሬ መላእት የስመዐልና መዝሙርኹም ሂወት እዩ ዝዘርአለይ መዝሙርኹም ብፍላይ ናይ ንስሓ መዝሙርኹም ክኣሞ ሰራውር ውሽጥኻ ሰርሲሩ እዩ ዘንብዕ😢 በርትዑልና ንዓኹምን ከማኹምን ዝሃበና ንአምላኽና ምስገና ይኹኖ
@mariyamey555
@mariyamey555 6 ай бұрын
አሜን ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
@shewittesfastion3276
@shewittesfastion3276 6 ай бұрын
Amen Amen Amen zemare melaekt yesmealina dyakon Kibrom hawey be mezmurateka libena eyom zeresrisu emo egzeabiher amlak xegu aezezu yebarekika nay agoligulet zemneka yebareklika edmen tenan dema yehabeka fetari 🙏🙏🙏💒💒💒❤️❤️❤️💐🌺💐
@helenfisehaye2476
@helenfisehaye2476 12 күн бұрын
😊😊😊
@robelbereket9406
@robelbereket9406 6 ай бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡር ዲ/ን ክብሮም ሓውና። ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚኣብሔር ይባርኸልካ❤።
@meri.Tgraweyti
@meri.Tgraweyti 6 ай бұрын
elllllllllllllllllllllll elllllllllllllllllllllllllll ellllllllllllllllllll ዝማሬ መላእኽቲ የስመዕልና ዘማሬ ዲያቆን ክብሮም ሓዉና😊ናዘመረኻ ኣቤቱ የንብርኻ መዝሙርኻ ሂወት'ዩ ዝሰረዓለይ ኣምላኻይ ሓጥያተይ😢ሓዲኻ ብመንግስኻ ዘክረኒ መኸራ ህዝብና ኣብቒዑ ትንሳኤ ሃገረ ትግራይና💛❤የረእየና ኣምላኽ
@user-xu2kt5od3k
@user-xu2kt5od3k 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ ይስመዓልና እናዘመርካ እናወደስካ ይንብርካ ድያቆን ሐውና 👏👏👏
@user-gb9gw9up6p
@user-gb9gw9up6p 6 ай бұрын
ኣሜንንን//፫// ዝማሬ መላእክት ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክቡር ሓውና ዲያቆን ክብሮም✝️♥️♥️
@Ethiopiamezmur477
@Ethiopiamezmur477 6 ай бұрын
ነዐሕመ ወድዖ መጺድነ
@Ethiopiamezmur477
@Ethiopiamezmur477 6 ай бұрын
ነዐሕመ ወድዖ መጺድ
@Ethiopiamezmur477
@Ethiopiamezmur477 6 ай бұрын
መጽሐፈይ
@Ethiopiamezmur477
@Ethiopiamezmur477 6 ай бұрын
ሂይወተቅ መጽሐፈይ
@user-tb9cp6om5m
@user-tb9cp6om5m 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐና ክብሮም ሓወይ አምላክ ናይኣገልግሎትካ ዘበን ይባርከልካ ድያቆን ሓወይ
@user-ms5yj7kl2h
@user-ms5yj7kl2h 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
@user-xh5mj4lv5r
@user-xh5mj4lv5r 4 ай бұрын
Zmare melakti yesmaalna, Amen Egziabihar ybarka brukey , nkndey mexanane & ksmo des zebl mezmur 🎉❤
@abebakahsay8277
@abebakahsay8277 6 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏. Proud of you My Brother. Stay blessed. You always have our support! Stay blessed 🙏 # ጓል ማርያም ጉግሳ
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 6 ай бұрын
ዲያቆነይ ዝማሬ መላእክት ያስመዓልና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያህብኻ🙏💗
@alefumekele3184
@alefumekele3184 6 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማርየ መላአክቲ የስማዓልና 🤲🤲🤲💒💒💒እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረከልካ ክቡር ሓውና 🤲💒
@ንግዜ
@ንግዜ 5 ай бұрын
እግዚኣብሔር ብርሃነይ ብቃልካ ምርሓኒ ዝፍትዎ ዘማሪ ዳያቆን ክብሮም ❤❤👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-zi3uf2te3m
@user-zi3uf2te3m 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Zmarie melaekt yesmealna
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 5 ай бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@dnglmaryamadey
@dnglmaryamadey 6 ай бұрын
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ዲያቆን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ሚስጢሩን ጥበቡን ወሲኩ ይግለፀልካ🎉❤አነ ከም ናትካ ሙዝሙር ልፎትዮ የብለይይ ኩሉ መዝሙርካ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ናብ ዓብይ ማዓርግ የብፅሕካ ዝወድነይ 🥰
@HduRre
@HduRre 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘማሪ ዲያቆን ሓውና 🎉🎉🎉
@gebreselassiealemseged3250
@gebreselassiealemseged3250 3 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ሓዉና ዲ/ን ክብሮም መሓሪ!!!
@user-xh5mj4lv5r
@user-xh5mj4lv5r 3 ай бұрын
እልልልልልል፡ ዝማሬ መላክቲ ይስማዓልና ብሩከይ እግዚኣቢሔር ጸጉኡ ይብዛሐልኩም ኣመን🎉 ናካትኩም እንተዘይገድፈልና ክሳብ ዝመጻና ጎይታናን መድሐኒናን እየሥስ ክርስቶስ፡ እቶም ኣፍቀርቲ ጎይታ ህዝበ ክርስትያን እንታይኮን ምኮና? ክብሪ ናምላክና ኣብዛ ምድሪ ክሳብ ምጻቱ ናካትኩም ክርካብናስ ክንደይ ስናይ እዩ ደጊመ ክብሪ ናምላክና ኣመን፡❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 6 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana kbur dyakon hawuna egzabiher tsegueu yebzehelka ❤
@user-ol4yw5sx6l
@user-ol4yw5sx6l 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዕልና ባዓል ጥዑም ልሳንኹቡር ሓውና ድያቆን ክብሮም አብ ቁዱስ ቤቱ የፅንኻ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️♥️
@hagosatesfamariam5061
@hagosatesfamariam5061 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ✝️ ቃል መልአኽት የስማዓና ኩቡር ድያቆን ጸጉኡ የብዛሐልካ ፈጣር ✝️⛪♥️🕊️👏🏽
@user-rn6mi7pm1t
@user-rn6mi7pm1t 6 ай бұрын
ኣሜንንንን❤❤❤💛💛💛💛
@zeabyakikidanu9176
@zeabyakikidanu9176 4 ай бұрын
ዋው ቃለ ህይወት የስመዓልና ዲያቆን...ከራድዮን
@saxdsaddt103
@saxdsaddt103 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬየ መላእኽቲ የሰመዐና
@mariyamey555
@mariyamey555 6 ай бұрын
አሜን ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ❤
@ezgabheryemasegen6009
@ezgabheryemasegen6009 5 ай бұрын
በርጌድ ንሐመድ እንጀራ ተስንኪቱልና go blue 💙👍🏽😘
@user-tz1yv3ds6j
@user-tz1yv3ds6j 3 күн бұрын
ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓውና🙏🙏🙏
@GeweMuiu
@GeweMuiu 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜንኣሜን ቡሓቃ ዝማሬ መላእኸቲ ያሰመዓልና ኣምላክ ናይኣገልግሎትካ ዘበን ይባርከልካ ድያቆን ሓወይ
@user-sd7cu6ks4w
@user-sd7cu6ks4w 15 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኢኽቲ የስምዐልና እግዚአቢሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሐልካ 😍😍😍😍😍😍
@user-xl5tb2dq6c
@user-xl5tb2dq6c 6 ай бұрын
ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡር ሓውና ♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@zafuzafu3673
@zafuzafu3673 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓወይ 👑❤
@user-ei8ne9je1i
@user-ei8ne9je1i 29 күн бұрын
አሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስመእልና ክቡር ድያቅን❤❤❤❤
@RjjJdjdjd
@RjjJdjdjd 2 ай бұрын
ዘመረ መላእኽቲ የሰመዐልና ክብር ሓዉና ደሰባሃል መዚሙር ቀፀለሉ ወደነይ ❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልል
@saraalshky4357
@saraalshky4357 6 ай бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ዝማሬ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና❤️❤️🌿🙏🌿🙏🙏
@yohanesaskale894
@yohanesaskale894 4 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤ God bless
@HewiHaylu
@HewiHaylu 2 ай бұрын
Kal hiwet yesmealna kulu gze ksemo wshtka erefti zhb mezmur
@user-jk3dt7nf6d
@user-jk3dt7nf6d 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማራ መላእክቲ የስመዐልና ክብር ድያቆን ዘማሪ ክብረም ማሓሪ ቡሉፅ ዘማሪ ክብሪ ይግበአካ ኣምላክ አብ ቤቱ የፅንዕካ❤❤❤❤
@RooogdJLooon
@RooogdJLooon 5 күн бұрын
ዝማሬመላእክትየስመዐል❤❤🎉🎉❤❤🎉
@suhhd
@suhhd 5 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዝሐልኻ ክይደይ ደስ ይብል መንፈስኻ ዘረጋግእ መዝሙር እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓልዊኹም ይሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-zq7nf7zs8s
@user-zq7nf7zs8s 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤zimwre meleikiti yesimana kuber hawey xegeu yebzihalka
@user-dv9kg2ru6d
@user-dv9kg2ru6d 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐና ክቡር ሓዉና ድያቆን ክብሮም ፀጉኡ የብዘሐልካ⛪️⛪️⛪️💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙💚💙 ተመስገን ኣምላኬ ተመስገን ኣምላክ⛪️🌾⛪️
@mariyamey555
@mariyamey555 6 ай бұрын
አሜን ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
@AdSf-xf9vn
@AdSf-xf9vn 6 ай бұрын
ኣሜነ ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኻ እግዛኣብሄር ኣምላኽ ይባርኸልኻ ድያቆን ክብሮም ♥️👏✝️🌿
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 2 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልል🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹እልልልልልልልልልልል☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️☘️እልልልልልልልልልልል☘️☘️☘️☘️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ቀፅለሉ ድያቆን ሓወይ ናትካ መዝሙር ብሉፅን ፍቱውን እዩ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤👏👏👏☘️☘️☘️☘️
@sbegge7121
@sbegge7121 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐለና ❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሪ ምላእክት የሰመዐለና ❤❤❤❤❤❤
@user-rz3jh6cc1h
@user-rz3jh6cc1h 4 ай бұрын
ናይብሓቂ ክብር ሓውና ዝማርዮ ማላእኽት ያስምዐልና ፀጋው ያብዘሐልካ አምላኽ
@SmerhM-uz1he
@SmerhM-uz1he Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አሜን አሜን አ🌺🌺🍃👏ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዲያቆን ክብሮመይ አብ ቤቱ የፅንዕካ ልብካ ለረሰርሰ መዝምር ብዓል ጥም ልሳን🌸🌹🌿🌺🌸🍃👏👏☘️☘️☘️🕊️🕊️🕊️ እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 5 ай бұрын
God Bless You Amen Amen Amen.
@godislove9370
@godislove9370 4 ай бұрын
Zmare melaekiti yesmealna dyakon hawuna amlak abzih abilu ybarika 🙏 🙏 🙏 ❤❤
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z 11 күн бұрын
zmare melaekit yesmaelina Amen🙏🙏🙏
@atakltighebremichael6517
@atakltighebremichael6517 4 ай бұрын
God. Blles. You. For. Enny. Thing
@lichuyoutub63
@lichuyoutub63 Ай бұрын
ዝማሬ መልእክት ይስመዐልና 👏❤❤❤
@WgshyWhfgh
@WgshyWhfgh Ай бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐና🧡🧡🙏🙏🙏
@atsmumehari2937
@atsmumehari2937 2 ай бұрын
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna ,kbur diyaqon hawna tsegeu yebzhalkum nkulatkum mezamran neana ktemena.
@user-km3yl8ho5l
@user-km3yl8ho5l Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መላእክቲ ኣሜንኣሜንኣሜንዝማርየመላእክቲየስምዕና
@user-lh2xd4gf8u
@user-lh2xd4gf8u 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኩብር ሓዉና ድ/ን ክብሮም 👏❤👏
@manutd4685
@manutd4685 Ай бұрын
Zmare melaekti yesmealna kbur diakon hawey
@azemeraberhe9228
@azemeraberhe9228 6 ай бұрын
ዝማሬመላእት የስምዓልና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰ልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏
@abbeyene
@abbeyene 6 ай бұрын
ኣመን❤ኣመን❤ኣመን❤🎉🎉🎉🎉
@sndayokidugebreazher4597
@sndayokidugebreazher4597 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓወይ ❤❤❤🙏🙏🙏
@user-hb8yl2cl7f
@user-hb8yl2cl7f 5 ай бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna ezgabiher xegu ybzhalna
@samriyoutubu4724
@samriyoutubu4724 6 ай бұрын
ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ኩቡርሓውና
@eritreamalet9867
@eritreamalet9867 3 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏zimare melaket yesmiolna 🙏🙏🙏
@angesomaraya5785
@angesomaraya5785 Ай бұрын
እግዛኣቢሄር ዝከበረን ዝተመስገንን ይኩን
@user-zq7nf7zs8s
@user-zq7nf7zs8s 2 ай бұрын
Zimera melakiti yesimana ney behaki teume mezimer xegeu yebizihalka fetari
@aksmawitamde
@aksmawitamde 3 ай бұрын
Amen amen amen zmare melaekt yesmelna🙏🙏🙏🙏
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 6 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤😊😊😊😊❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊❤❤❤❤😊😊😊😊❤❤❤😊😊😊ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤😊
@kibranabrha5257
@kibranabrha5257 10 күн бұрын
zmara melaekt yasmealna
@temesagenamalaka4511
@temesagenamalaka4511 6 ай бұрын
ዝማሬ መልኣክት ያሰማልን ወንድማችን በርታ❤
@user-nd6pk5gn6h
@user-nd6pk5gn6h 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ድያቆን ሓወይ ፀጉኡ የብዝሐልካ ❤❤❤ንዓና ከኣ ንሂወት ንትሕትና ይግበረልና 😢
@JjJj-qh2wd
@JjJj-qh2wd 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤
@solomongidey9298
@solomongidey9298 5 ай бұрын
Zimare melaekti yesmealna kibur hawna
@user-mm6yt3ub1r
@user-mm6yt3ub1r 2 ай бұрын
Zmare melaekt yesmealna🙏🙏🙏🙏🙏
@lemlemnegashwelu7952
@lemlemnegashwelu7952 4 ай бұрын
zemariya melaektiy yesmealna berukiy..
@regbeadhanomkidane8003
@regbeadhanomkidane8003 Ай бұрын
❤qal hiwet yesmalna
@mxlala868
@mxlala868 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-nf1dl2nf8p
@user-nf1dl2nf8p 4 ай бұрын
Zmare,melaektiyesmealnaegziabheramlak,amenamenamen❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@jejrjjrjfjf2376
@jejrjjrjfjf2376 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን🤲🤲🙏
@user-su6ff7xs4s
@user-su6ff7xs4s 5 ай бұрын
Zmarie melaikt yesmealna
@user-vo9kz2ft8u
@user-vo9kz2ft8u Ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@user-gx8qd4ln9c
@user-gx8qd4ln9c 2 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ኩሎም መዝሙራት ናይ ዘማሪ ዲ/ን ክብሮም መሓሪ ልቢ እዮም ዘረስርሱ ማርያምን❤ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡረይ🙏💚
@Freedom-h5n
@Freedom-h5n Ай бұрын
Amen amen amen
@WgshyWhfgh
@WgshyWhfgh 2 ай бұрын
እልልልልልልልልል❤❤❤🎉🎉🎉
@Hani-jy6cg
@Hani-jy6cg 6 ай бұрын
26 ኣባ ሰላማ ኣቦይ ለምንልና 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@Hani-jy6cg
@Hani-jy6cg 6 ай бұрын
ኣሜን ዘማረ መልኣኽቲ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@TrhasBrhane-bv2zp
@TrhasBrhane-bv2zp 3 ай бұрын
Zmara melakt yesmeka
@titigaltigray
@titigaltigray 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 6 ай бұрын
Zmare melaekt yesmalna Amen 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@user-bu8ce7cy1f
@user-bu8ce7cy1f 6 ай бұрын
ኦሜንኦሜንኦሜ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ሰብኢሎም
@ሰብኢሎም 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 6 ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልል አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት የሰመዐልና ክብር ዲያቆን ክብር ሓዉና ናይ አገልግሎት ዘመንኻ እግዚአብሔር አምላክ ይባሪኽ አንሕና ዉን ዝሰማዕናዮ ንነብሲና በረክት ይግበረልና ፈጣሪ ኩሉ አለም አሜን አሜን አሜን 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏❤❤❤
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 6 ай бұрын
Zimare melaekti yesmaalna ❤❤❤❤
@senyitabraha7539
@senyitabraha7539 4 ай бұрын
Amennn
@user-ws7pk2sz2y
@user-ws7pk2sz2y 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ዳይቆነይ
@ሰብኢሎም
@ሰብኢሎም 4 ай бұрын
ዕልልልልል❤❤❤❤
@T8Gz-rq9st
@T8Gz-rq9st 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ድያቆን ሓውና🙏
@user-ec8dv9ex8v
@user-ec8dv9ex8v 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-hiwen
@user-hiwen 6 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃኣካ ቡሉፅ ዘማሬና ዝማሬ መላኣክት የሰመዐልና💝💝💝💝💝💝
@hvdh1413
@hvdh1413 6 ай бұрын
❤ፈ
ዘይዓርብ ፀሓይ / ZEYAREB TSEHAY New full Album Vo.2 Tigrigna Orthodox mezmur ብዘማሪ ዲ/ን ክብሮም መሓሪ 2024 #eotc
1:21:31
ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም መሓሪ Kibrom Mahari official tube
Рет қаралды 17 М.
ስምኻ ተደጊፈ/Semka Tedegife New Orthodox Tigrigna Neseha Mezmur vol.1 ዘማሪ ዲ/ን ክብሮም መሓሪ Kibrom Mahari2023
1:35:03
ዘማሪ ዲያቆን ክብሮም መሓሪ Kibrom Mahari official tube
Рет қаралды 391 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 38 МЛН
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 18 МЛН
ፅቡቕ ግደ - ሙሉእ መዝሙር አልበም ቁ.2 - ዘማሪት ብሩክታዊት ገብረመድህን - mTsibuk Gide vol.2 Zemarit Biruktawit Gebremedhin
1:22:50
ዘማሪት ብሩክታዊት ገብረመድህን _ zemarit Biruktawit G/medhin
Рет қаралды 145 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 38 МЛН