KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Yonas Maynas - Wedi Shuqey - New Eritrean Music 2018 (Official Music Video)
6:02
Mhrie Gebru Live On Stage 2020 / Eid Al Adha Program By Eritrean Artists In Sweden/
12:32
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
We Attempted The Impossible 😱
00:54
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
Yonas Maynas ft Dawit Eyob, Natnael (Boti), Sleé, Eritrean Music Video 2022
Рет қаралды 3,025,537
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 293 М.
Yonas Maynas
Күн бұрын
Пікірлер: 2 000
@eriloveforever5723
2 жыл бұрын
ዮኒ መቅሰን ርሑስ ባሕቲ ንኣፍቀርቲ ድንግል ማርያም ❤❤❤
@tsehayeberhe4449
2 жыл бұрын
Amen
@sesenau.ndglmaryam6011
2 жыл бұрын
Amen amen amen 🙏
@JackJack-lu9sj
2 жыл бұрын
Amen amen
@DrBin-em5hv
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🏽⛪✝️🙏🏽
@kokobteklit156
2 жыл бұрын
Namenti dngl maryam aerya hawey natey komu aybhaln iyu msh amenities krstna
@MulueMedia
2 жыл бұрын
መሐጎሲትና ባሕቲ ይግበረልና! ብ'ስሓቕ ዝጀመርካ ኣበይ ኣለኻ? ፈተውቲ ማይናስ ዳዊት ቦቲ ኣበይ ኣለኹም? like ርገጽ !
@asmaithagos1167
2 жыл бұрын
abzi alekuu🖐️
@eilayseilays1077
2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂 ባሕቲ ምድሪ እባ ብሳሓቅ ቀተልካና ሃየ ኩልካ ዝሳሓቅካ ላይክ ርገጽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😂😂😂😂
@khalidawel3831tg
Жыл бұрын
tg❤
@RobelMukur
2 ай бұрын
@@khalidawel3831tg😮
@RobelMukur
26 күн бұрын
😅😅@@khalidawel3831tg
@haraeye
2 жыл бұрын
ሂወትሲ ምስ ደቒ ኤረ ጥራይ፣ ዘመንኩም ይባረኽ! Keep the good work🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽
@faithhopelove8795
2 жыл бұрын
ብሓቂ❤❤
@alexotk5011
2 жыл бұрын
ተካን😂
@lyonmiki2470
Жыл бұрын
@@alexotk5011 ለማኒ ወዲ ለመንቲ
@bereketteklit6836
Жыл бұрын
ዮኒየ ዴቭየ ቴኖ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኩም ካብ ሓውኩም በረኸት ወዲ ትግራይ✅
@MeronGrmay-rv5zm
2 ай бұрын
I love you bereket wediiii tegray ❤❤❤
@RobelMukur
Ай бұрын
@@MeronGrmay-rv5zm2025
@football_channel
2 жыл бұрын
ፖው ጸሚቅኩም ጸማሚቑም ቃንቃና ናብ ላቲን ተጽርይዋ ኣለኹም፥ ጽቡቅ ስራሕ ኬፍ ዘለዋ ጋይላ 100% ።
@Ayla-Gundet
2 жыл бұрын
ኣታ ነፋጥ ክክክ
@f07keren
2 жыл бұрын
Ata comedy aytisrhu dikhum tiblu zelekhum..yakhe selam habuna foehhh..QUANQANA XEMIQU 😒chid
@f07keren
2 жыл бұрын
Ata comedy aytisrhu dikhum tiblu zelekhum..yakhe selam habuna foehhh..QUANQANA XEMIQU 😒chid
@Nimrod_azmarino
2 жыл бұрын
Enjoy gebro ya uyy aytbel
@RobelMukur
4 ай бұрын
@@Nimrod_azmarino😢
@robelmajor5256
2 жыл бұрын
ስለዖ ዝኾነ ግዜ ደቂ ኤረይ መሐጎላት😂👍👍🇪🇷🇪🇷💯💯 ለይኽ ደቂ ኤረይ
@liya6030
2 жыл бұрын
Kkkkkk
@Eyuna4230
2 жыл бұрын
😂
@sabashamsabeto8642
2 жыл бұрын
ክክክክክክ
@selamzaid8539
2 жыл бұрын
Kkkkk ygermu🤔
@RobelMukur
5 ай бұрын
😢😮😅@@selamzaid8539
@Erimeyas123
2 жыл бұрын
ከመይ ንዓካ ዝወለደት ኣደ ማህጸና ይባረኽ ኩሉ ግዚ ፍሽክ ምሰበልካና ኢካ ንበረልና
@Volvo-FH-Aero
2 жыл бұрын
ማይናስ ን ስነ ጥበብ ዝተፈጠርካ ሰብ ኢኻ፡ ሓድሽ ፈጠራ ጽሩይ ስራሕ🥰❤️👌👏
@mera243
2 жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂
@sirakabraha8789
2 жыл бұрын
Beyenay mengedi wedey snetbeb fetiruwo ezi dea fentihwo ember chemlaq
@saliholove101
2 жыл бұрын
ewae Anta Kkk
@sirakabraha8789
2 жыл бұрын
@@saliholove101 ehi entay konka dea
@Volvo-FH-Aero
2 жыл бұрын
@@sirakabraha8789 ኣነሲ ዝገርመኒ ናይ ግድን ንዓኹም ዝሰማማዕ ክሰርሓልኩም ኣይትጸበዩ ባ፡ ናይ ገጠር ፊልምታት ተሰሪሑ ካብ 100 ሽሕ ዘይሓልፍ ተዓዘብቱ** ሓድሽ ፈጠራ ተሰርሑ 1 ሚልዮን ይርአ እንተኾይኑስ እንታይ ክሰርሑልኩም ትጽበዩ ጎዶቦ፡ ሑጋ ዝብል ፊልምታት ዝሞተ ቐደም።
@muhurieemanuel3385
2 жыл бұрын
ተስፋ ይገብር ናይ ሓማውቲ ክትደግመልና 🙂🙂🙂
@samrawitemaha4642
2 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk
@asmeraeri4805
2 жыл бұрын
😂😂🙆
@dawitasmerom2483
2 жыл бұрын
Beal guday tmesl kkkk
@yordanoszeriay5028
2 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@ንዝጸባቦይርሃዎ
2 жыл бұрын
Kkkk yegdi hamawuti zeyblu mera dya kkkk
@yuelsamson
2 жыл бұрын
ሓንሳብ'ሞ ☝🏽 ኣብዚኣ ያ ጀምዓ፡ኩሉ ከምቲ ዝበልክሞዩ ዝወጻ የብላን ግንሲ ማይናስስ ርኢኹሞዶ ክዳን ናይ ሓበሻ ከጸብቐሉ 🥺
@selamzaid8539
2 жыл бұрын
Mara eske ❤️
@ንዝጸባቦይርሃዎ
2 жыл бұрын
ቀመና ኣሎ ከብዲ የለን ዝግበሮ መራ የጸብቐሉ
@milliasli1635
2 жыл бұрын
Kulu eyu zxbkelu tgrmeni eya neay wela forma alo kkkk
@asmarah3174
2 жыл бұрын
ማይናስኮ ቶፕ ሞደሊስት እዩ
@kefalikeshi1062
2 жыл бұрын
ባህሉ ዶ ኣይኮነን ዘየጸብቐሉስ ጉድ ረኺብና።
@yenetube6139
2 жыл бұрын
I m really yearning in Eritrean ppls😪😭 i can't understand your language but i love you !! long live 🇪🇷 from amhara Ethiopia !!
@betielzekarias3993
Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🙏
@Hope4Tomorrow-l8o
Жыл бұрын
Lemme teach u Tigrinya then.
@khalidawel3831tg
Жыл бұрын
tg❤
@MillionGirmay
Жыл бұрын
❤❤❤
@natanb9877
2 жыл бұрын
👉we love You all from Ethiopia 🇪🇹🇪🇷🇪🇹🇪🇷
@fikerabebe7267
Жыл бұрын
What a beautiful love you guys from 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Asmarino1225
Жыл бұрын
ERITREA 🇪🇷 FOR EVER PROUD OF YOU MINUS HAWEY.
@Mulue844
2 жыл бұрын
ፈተውቲ ማይናስ ❤️
@fyorishimendi201
2 жыл бұрын
ኣምላክ ዘበንኩም ሰሓቅ ይግበረልኩም ካብ ልብና ሲሒቅናን ተዛናጊዒናን የቀኒየልና ደቂ ዓደይ መዓረይ
@yoditsahle2046
2 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ መቅሰናት ከመይ ዲኹም ይበል አይነአባይኩም ይደፈን ።ጽብቅቲ ስራሕ ምስ ጽቡቃት ደቂ ኤረይ ሰዶ ሰዶ ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍ደቂ ኤረይ በርቂ አይትሰአኑ
@aklilumasho2446
2 жыл бұрын
Deqi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤xebqat edmen tenan yhabkum fetari 🙏
@tedroszegherghish9062
2 жыл бұрын
ሃየ ደቂ ሹቐይ መሕጎላት ፍጥረት፡ እግበረልኩም ርሑስ ሓድሽ ዓመት!
@ወዲኤረይዕባይቃዛ-ኸ6ነ
2 жыл бұрын
ሳሓቕ ሞይተ ዲየ ገለ 🤣🤣🤣🤣 ቡሩኽ ባሕቲ እስከ ናይ ሳሓቅ ማዓልቲ ይግበረልና❤
@rigatermias4539
6 ай бұрын
Hary
@arsutesfaldet3399
2 жыл бұрын
😂😂😂😂እዚኣ ንጥሪ ካብ 2023 ዝምርዓው ጥራሕ እያ ትምልከት ጽቡቕቲ ዮኒ ሽኮር ❤😅
@arsutesfaldet3399
2 жыл бұрын
እዚ ቀሊል ንኺድ ጥራሕ ደቂ አሩ ማዓረይ❤️❤️❤️
@Ämieke-s5f
2 жыл бұрын
በጃኹም ኣይትጥፍኡና ወላ ኣብ ሰሙን ሰሙን ሓድሽ መደብ ዘርግሑልና ካብዚ ጭንቀት ናይ ስደት ቤላ ኢኹም ተገላግሉና
@samiteylucky5575
2 жыл бұрын
ጸሎት ግበር፡፡
@eyobaaaaaa7336
2 жыл бұрын
ሓቅኻ እዝጊ ኣፍለጠካ
@RobelMukur
Ай бұрын
@😢samiteylucky5575
@mekseb1106
Жыл бұрын
I MISS YOU 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ማይናስ ዳዊት ቴኖ
@tgraweyti-g2r
2 жыл бұрын
ሰደት ከወፃእኩ ከለኩ ይዝከረኒ ከምቲ ማይናስ ገልቢጡ ዝደርፈሎ ኣንሕናለ ገልቢጢና ንናገር ነይርና ኣይይይ ግዜ ብተዘክሮ ሓሚምና 😥
@amore033
2 жыл бұрын
ሕጂ ተሲኤ አብ ዐራት ከለዉ ሰቀጥቀጥ አቢልኩሙኒ ደቂ ኤረ ብሩካት.
@merateyjohn7209
2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ይሃብክን እዞም ይሕዋተይ ካብ ኩፍእ ነገር ይሰውርኩም ትምነይዎ ጸጽቡቁ ይሃብኩም ፡ደቂ 9 ብሄራት ደቂ ሓደ ❤ልቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@chakurTube
2 жыл бұрын
አሜን 🇪🇷😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷
@mtnahier7338
2 жыл бұрын
ኣሜን
@betrihaki3884
2 жыл бұрын
MAYNAS +DAWIT +NATNAEL MARA MARA KEF ALEKUM, i hope to see more clips of you all three. BRAWATATTTTTTT ++++++++++
@biniambinimicheal3353
2 жыл бұрын
መረጋጋቲ መን ከማኹም 100%, 💕💕❤️😍😘
@Oneofthemember22
2 жыл бұрын
በዚኣ ክምርዖ እየ፡ ሞይተ ስሓቕ፡ ላይክ እስከ ላይክ ሃቡለይ፡ ማይናስ ናይ ሕማም
@Money-o7l
2 жыл бұрын
ይበል ስራሕ ንኩልኩም ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@abyssinia1569
2 жыл бұрын
ዮኒ የምትመቸኝኮ ቆይታም ቢሆን ፅድት ያለ ስራ ነው ይዛ የምመጣው 😍
@yuelsamson
2 жыл бұрын
ትክክል! ማታውቂው ቋንቋ ያስቅሻል ማለት ነው ግን 😅
@goitomkuflom7391
2 жыл бұрын
@@yuelsamson ,...,.,,
@erinabella5455
2 жыл бұрын
Please, do share and like 😂😂😂
@parahalefom2857
2 жыл бұрын
@@yuelsamson 🤣🤣
@samigunner2374
2 жыл бұрын
Yuel ንሳ ኣይኮነን ንሕና ከማን ኣይሰማዕናዮን ኣለና
@fatmabakri6321
2 жыл бұрын
Nice Job brothers I am proud to be 🇪🇷🇪🇷
@tedrosnguse2316
2 жыл бұрын
ፉልያት ኤርትራውያን ካብ ፖለቲካ ነፃ ዝኾንኹም ።ብጣዕሚእየዝፈትወኩም።ቀፅልሉ🥰🥰🥰🥰
@Azeb4Eritrea
Жыл бұрын
እዋይ ደስ ክትብሉ ኣይትታዓንቀፉ ኣስሒኩሙና ታዓዲልኩም ነዚ ኩሉ ከርተት ካይራኣኹም ሰላም ኮይኑ 👏❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@rahelhaile8655
2 жыл бұрын
So proud to see u all together we love it.
@senaitsenait5666
2 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ማዓረይ ሎምሰ እንታይ ዓይነት ኢኩም አቅሪብኩምልና በሉ አይትሳአኑ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰላምን ቅሳነት ንሃገርና 🇪🇷👍👍👍🙏💪💪💪🇪🇷 🇪🇷♥️♥️♥️🙏♥️♥️♥️🇪🇷 🇪🇷🌹🌹🌹🙏🌹🌹🌹🇪🇷
@mhre5754
2 жыл бұрын
Good job guys 2 ውርያት ኮሜድያን ደቭ&ማይናስ ብሓደ ምስራሕኩም ንተኻታተልትኹም ኣዝዩ ዘሕጉስ ጥራይ ዘይኮነስ ብዙሕ ዕዉት ስራሕ ከምትሰርሑ ውን ተስፋና ዕዙዝ ኢዩ ሞ ኣጀኹም ቀጽልዎ👌🇪🇷👏
@JackJack-lu9sj
2 жыл бұрын
ቴኒኒ ከኣ ረሲዕካዮ
@aurora45403
2 жыл бұрын
Nice piece of artistic work my dear Eritreans-----keep up the good work!!!🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏
@ERI_FAMILY_
2 жыл бұрын
ፈተዉቲ ማይናስ ደዊትን ኣበይ ኣለኹም 500k like ክትረግጽ ኣለዋ ❤
@ማሩ
2 жыл бұрын
ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ኣብ ዝለኽሞ ኣደይ ማርያም ትሓልኩም ስደትና ኣሕጽሩ ምስ ውለድና ንታሓቓቀፈሉ ግዚ ይፈጠረልና ጽልእን ባእስን ኪናት ደው ኢሉ ሰላምን ፍቅርን ዝሰፈኖ ዓመት ትኩነልና 2023። ¶ ሳብስክራይብ ካኣ ግበሩለይ ምቑራተይ
@eritrea3560
2 жыл бұрын
ዝሕልወና እቲ ንሞት ሲዒሩ ናዓይን ንዓኽን ዝሞተልና ኣምላኽናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ኢዩ እምበር ሞይቱ ዝትረፈ ሰብ ኣይሕልወክን ኢዩ ህዝበይ ንቃሕ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቡ ጊዜ ተወዲኡ ኢዩ ናብ ፈጣሪኹም ጥራይ ኣምልኹን ስገዱን ንፍጡራት ኣይትስገዱ
@robelmebrahtom1859
2 жыл бұрын
@@eritrea3560 ንስካ ኣንብብ መጽሓፍ ተረደድኣዮ ድንግል ማርያም ትንእስ ካብ መላእክት ትብል ኣለካ ምክንያቱ መላእክት ይራድኡ ኢዮም መን ይዓቢ፣ ካልኣይ ዝሞተ ኣይራዳእን ዝብል ጹሑፍ ጥቅሲ ኣምጽእ፣ ናይ ምድሪ ነገር ነጊረኩም ካብ ዘይኣመንኩምስ ናይ ሰማይ ነገር ነጊረኩም ከመይ ጌርኩም ክትኣምኑ ናይ ሰማይ ትፈልጦ የብልካን ሙሴ ሞይቱ እዩ እንታይ ኣለዎ ድኣ ናብ ኢየሱስ መጺኡ ፣፣
@hena3128
Жыл бұрын
@@eritrea3560 netom amenti eya texahifa abzey etweka men xhaf eilka, abdeymlketekum deytgedfu
@RobelMukur
Ай бұрын
😢@@hena3128
@yonassemere4416
2 жыл бұрын
ይበል ጋይላ ኣብ መራይ ንስካ ኢካ ትሓድር ዋውውውውውውው መን ዝቡሉካ ዋጢስታ ኢካ ኣድራሻካ ስደድ ክንጨራጭረልካ ከይንቅደም ጽቡቅ ስራሕ ጀምዓ
@lovepeace1314
2 жыл бұрын
ሰፊሕ ምዕጉርታ ናይ ስዑዲ ዓራት ኣይትስኣኑ ደቂ ዓበይቲ
@Ilovemom170
2 жыл бұрын
Menamen sees the clip in 2023I love you, an Eritrean who is in Libya🇱🇾🇪🇷
@shary_ta
2 жыл бұрын
This made my day🤌😂😂... All our love ND gratitude for you maynas🥀🥀🥀🥀❤️❤️❤️
@semharmussie7431
2 жыл бұрын
ኣታ ግደፍ ኣታ ግደፍ 😂😂ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ኤረይ ሲሒቅና መቸም❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍
@mehari4521
2 жыл бұрын
ኬፍ አለኩም ደቂ ኤረይ ❤😋👏🇪🇷
@MaslaxMaxamed-m5x
23 күн бұрын
From somalia 🇸🇴 military Thanks Eritrea 🇪🇷
@berekettsegay1558
2 жыл бұрын
ካካካካካካካካካካካ እውይ ስሓቅ ሞይተ ማይናስ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ
@eriwood6056
2 жыл бұрын
ሕጂ ክአ እዞም ረሳሓት ኣርተፍሻል ተጋሩ ባህልና ዶ ክብሉ እዮም 😄😄😄😄😄😄😄😄😄 yoni we are all love u
@zenatesfay4979
2 жыл бұрын
Haqka Eka Eko
@dawithadush2595
2 ай бұрын
Wdzu menati fahshaw
@RobelMukur
Ай бұрын
😢@@dawithadush2595
@fthawitftwi4217
2 жыл бұрын
😂ስሓቅ ሞይተ ድየ ገለ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ስሓቅኩም ይብዛሕ 😍🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fthawitftwi4217
2 жыл бұрын
@@d.p.5822 okay🙏
@yordaethan652
2 жыл бұрын
Yoni I love ❤ it Very funny 😄 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 May God Bless you my Eritrean brothers and sisters 🙏
@yohannescarlo254
2 жыл бұрын
20 ግዜ ዝኸውን ሰምዓያ ኣለኹ ብጣዓሚ ኬፍ ዘለዋ ደርፊ ✌️❤🇪🇷
@yhwh77712
2 жыл бұрын
ደቂ ዓደይ ደቂ ኤርትራ ደቂ ሓደ ልቢ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habtomtsehaye3518
2 жыл бұрын
ሰሓቅ ቀቲልኩመና እኮ ኣይተሳኣኑ ደቂ ኤረ ናተይ❤
@robelgerensae4854
2 жыл бұрын
The most creative comedian , director , producer , musician , well done 🎉
@yoditgebreselassie7671
2 жыл бұрын
ማይናስ ናይ ብሐቂ አርቲስት ማለት 👏🏻👏🏻👏🏻👏🏻
@x_asid
2 жыл бұрын
ማይናስ ዘይ ዛሮቦን ጤል ዘይ ትጣምሞን የለን።💔💯💯🤠😍😘
@abebaderar8298
2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም መቅሰናት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺
@avataralaska5154
2 жыл бұрын
ይለበ ይለበ ራስሕ ጽቀሎ ቦኣየ 💯👌
@relpek-v
Жыл бұрын
It deserves standing ovation 👏
@lovepeace4370
2 жыл бұрын
I can not stop laughing this is the best Eritrean comedy ever. thank you Maynas
@millib.m4306
11 ай бұрын
😂😅🎉 happy new eritrean gus 😉👂 1/1/2024🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kibreabwoldemichael6863
2 жыл бұрын
Great job ! you guys never cease to amaze me, keep it up.
@mebrahtomgebremeskel5307
2 жыл бұрын
Something different. impressive👌 🇪🇷❤️❤️❤️
@Yodit_mhretab.
2 жыл бұрын
ነዚኣ ድሕሪ ምስምዐይ ኣብ ክላስ ኮይነ ሃንደበት ቀስ ኢለ ነቲ ዘዝዘከርኩዎ ዘበለ ግጥማ ናደጋገምኩ ምኒን ምባል ጀሚረልኩም... .. . ሓብተየ መብራት ሓብተየ መብራት ሰፊሕ ሙዕጉርታ ናይ ሱዕዲ ዓራት😂 We love you yoni with all your colleagues ❤ ኤርትራውያን ስነ ጥበበኛታትና በ በቲ ዝተዋህቦም ተውህቦን ክእለትን ከዘናግዑናን ክምህሩናን ከለው ከምቲ ንዝኾነ ፍጡር ክንገብሮ ዝግብኣና ሞራልን ኣድናቆትን ከምኡ ውን ፍቅሪ ከለውን ከለናን ከነርእዮም ይግባእ ። ስለምንታይ ንዝብል ሕቶ? ኣብ ዓይኒ ህዝቦም ኣብ ዓይኒ ሰማዕቲ ቋንቁኦም ኩሉ ግዜ እቱዋት ብሙዃኖም ናይቲ ዝሰርሕዎ ስራሕ ይዕበ ይንኣስ ጽቡቅ ተቀባልነት ካብ ህዝቦም ክረኽቡ ናይ ኩሉ ግዜ ተስፍኦም'ዩ።ኖ ካብ ኢንግሊዛውያን ኖ ካብ ንቋንቁኦም ዘይፈልጥ ካብ መን ድኣ ካብ ሰማዕቲ ቋንቁኦም ካባይን ካባኹምን ።ምንቃፍ መካይድቲ ምድናቅ ኡካ ተኮነ ደረቱ ዝሓለፈ ምስዝኸውን ከምቲ ኣብ ዝኮነ ፍጡር ዝጋጥም ጸቅጢ ይፈጥረሎም'ዩ። ስለምንታይ ከምኡ ይኾኑ? ኣብ ዓይኒ ህዝቢ ስለ ዝኣትዉ ።ሽሕ ሰባት ጽልኦም ኣርእዮምካ ኣይኮነን መካይድካ ተጸዊጉለይ ኢልካ ከማን ትሓምም ።ድሓር ፍቅርና ምርኣይ ንዕኦም ጥራይ ዘይኮነ ንዓና'ውን ደስታ እንድዩ ተዘይኮይኑ ከምዛ ናይ ዮናታን ዱላ ተቀንዚናያ ዝቀናና እንዲና😢 ስለምንታይ ከምኡ ኮይና? ኣብ ዓይንና እቱው ስነጥበበኛ ሰለ ዝነበረ።ልዕሊ ዝኮነ ፍጡር ድማ ኤርትራዊ ዜጋ ሓዚኑሉ ።ስለምንታይ ሓዚንሉ? ምድግጋም ኣይጽቡቅን ድሓር ክፍለዩና ስለ ዝክእሉ ኢልና ሓሲብና ጥራይ ኣይኮናን ፍቅርናን ኣድናቆትናን ንግለጸሎም ጽሑፈይ... ብዘይምግናን ኣብ ስርሓቶም ንፉዓት'ዮም ስነጥበበኛታትና ።ኩሎም ድዮም እሞ ዲኻ/ኺ ዝበልካ/ኪ? ኣንቱም ሰባት ከማኻትኩም'ዩም ናይ ምድናቅ ልምዲ ይሃልኹም። ሰላምን ፍቅርን ንዓኹም። ይቅሬታ ማይናስ ሓወይ ዘይጸሓፍ ተጺሒፈ Love you ብድጋሜ❤ ❤ዮዲት ምሕረትኣብ
@Alazar247
2 жыл бұрын
የቐንየለይ ዮዲት ካብታ ፈይስቡክ ዘካፈልክያ ጽሕፍቲ ርእየ መጺአ። ስሒቕና ዋእ 😆😆😅
@samueltedros4222
2 жыл бұрын
Tsbkti haftna eza nay hji srhus tay ddnek sle zelewa eya kenedenko? Nmukanu semiekyas terediatki diya? Maynas nsne tbeb nay adma hade kabtom zketlwo delewo zey halafnetawi seb eu wn, Kndey kalat diu weledna kridewa zey kelu amtsie delo? Kab akadadna ksab akshnat kalat bftsum ms hbretesebna zeykeyd kemue wn nkankana zebrs zserho ybezh slezi keremele alewo wedehanki haftey❤
@yuelsamson
2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓፍተይ ናተይ፡ ከለዉ ጻምኦም ነርእዮም እምበር እንታይዶ ኸ ይረብሕሉ ኮይኖም'ዮም መሳኪን፡ ሰብ ሓቦ ኮይኖም እምበር።
@becool4344
2 жыл бұрын
Ati zeytmahariiii ab mongo class ke dea!
@eilayseilays1077
2 жыл бұрын
ኣነ ከድኣ ኣብ በክርሰትያን ክደግማ ዊዒለ
@relpek-v
Жыл бұрын
ሰሪሕካያ ማይናስ ሽኮር ❤💯
@berhhebayene8568
2 жыл бұрын
ዮናስ ምይናስ ባህለናን ቃንቃን የባላሽዎ ዘሎ ኩሉ ሰብ ዓገብ ከብሎ የግባአ
@efremhabtemariam3296
2 жыл бұрын
Endie beka 18 degimeya beka maynas the best of best bihaki kesilo wedi rimey we love u so much🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@haileabkidane6426
2 жыл бұрын
ደስ በሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@eritreanlove6425
2 жыл бұрын
ብዝኮነ ጉዳይ ከመይ ሓሪቀ ጸኒሐ ይመስለኩም ንደቂ ኤረይ ምስ ራእኩ ግን ብሳሓ ሞይተ 😂😂😂
@ruthweldu5862
2 жыл бұрын
Let's give z credit to teno and dawit too .....great jobs guys
@febifebi7544
2 жыл бұрын
ክክክክ ከምሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን ማይናስ ዴቪ ቦቲ ደስ በሃልቲ ኩልኩም ድምጺ ናይ ማይናስ ኬፍ ዘለዎ 2023 ናይ ሰሓቅ ናይ ሓጎስ ናይ ሰላም ሓዘንን ብክያትን ጓህን ኣጥፊኣ ወይ ውዳእ ሓጎስን ሰሓቅን ተምጽኣልና ኣሜን 🙏
@samribrahim8246
2 жыл бұрын
ኣታ ኣነ አዛ መርዓት ብጣዕሚ ፈቴያ ክምርዓዋ የ በቃ
@WarsaYYikealo1249
2 жыл бұрын
@ yonas maynas,Thank you for making the hair color of each as it's .Best comedic, traditional & modern music ever🇪🇷 🙏👏👍👌
@Hzbawit
2 жыл бұрын
That was a good blanding🌻🌻🇪🇷🇪🇷🤝🤝📚📚🐪
@mariyamawitgualadisogot1389
2 жыл бұрын
I can ‘nt get enough thank you Yonas !!❤🎉I call it my therapy song 🥰🥰
@HiyabHi
Жыл бұрын
I didn't mean what you doing
@yonasfishaye8530
2 жыл бұрын
Yonas great work as usual bless u !!!!
@yonasgrhmay
2 жыл бұрын
ሕጂ MSN ኬንኩም ናይ ሓባር ስራሕ ኩሉ ግዜ ዕውት ኢዩ ምኽንያቱ ሓደ ርእስን ቡዙሕ ራእስን ሓደ ስለ ዘይኮነ ።
@tigistisemere3319
2 жыл бұрын
Ewayyyy motku kkkkkk nay Saudi aratt maynas mehgoll blessed habybiii 🙏🙏🙏🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
@Noor-Mohamed
2 жыл бұрын
Much love youni jegna. I can’t stop listening to this song . ❤
@abelrestom5560
2 жыл бұрын
ማይናስ ተንን ድዊት ኤርትራ ከፍ ዜሎክም 😻😻😻😻ፊሊም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@yoyo93633
2 жыл бұрын
ኪያሮ ሓክየኒ ትግርኛ ብናይ ስፖርት መምህር ኢኻ ተማሂርካ ናነጠርካ ናተገማጠልካ 😂😂😂
@biniluwyz4981
2 жыл бұрын
እዛ ስራሕ ረሳሕ እንድያ ከተድንቅ እንዲኻ ሓሲብካ፡ ቕድሚ ንሓሳባትካ ምጽሓፍካ ከመይ ትጽሕፍ ምፍላጥ ከኣ ኣገዳሲ እዩ፡ ሓደራ መጥቃዕቲ ኣይትሕሰቦ ኢኻ ግን ትግርኛ ተመሃር።
@Abii7159
2 жыл бұрын
I'm really Enjoyed This video So brilliant job with brilliant people God bless you all stars joined in this video
@akberettesfai-sium7341
2 жыл бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏾Asmarinotat malet
@Helen-p7v
2 ай бұрын
Thanks
@edenfashion48
2 жыл бұрын
ናይ ሎምዘመን መርዓ 🤣🤣🤣ማይናስ very clever message, አንተ ተረድዎም አዮ 🥰thank you to all our comdyan Artists we love you 🥰🇪🇷🥰
@rumanamussa6767
2 жыл бұрын
😂🤣😂🤣 Wow 😍wow😍 wow 😍 ገለኣይነት👌👌👌 ስራሕ!!! ኣይትሰኣኑ ደቂ ኤረይ ሺኮሪናታት ክበሩለይ ንበሩለይ🙏🙏🙏 I'm proud of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ቀንዴልሓርነት
2 жыл бұрын
ስልዖ ዝኮነ ግዜ 😂 ብጣዕሚ ጽቡቅቲ ስራሕ
@lulu-bt1nq
2 жыл бұрын
Mukurat as always..deki rimey love you so much...😘😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawithabtemariam442
2 жыл бұрын
Kulom nifuat ❤ meriat adnikeya nifieti tewasaet. Misia sirah abzimexe sirahka yonas ❤
@SelamErey
2 жыл бұрын
ኣሰይ ሽኮሪናታት ደቂ ኤረይ ተፋቀሩ ተኸባበሩ ተጣመሩ ዮናስ ማይናስ ንፉዕ ምሃዚ።
@SelamErey
2 жыл бұрын
@@d.p.5822 ጌረልካ ሓወይ ምዓር ኣፉ መባልዕትኻ መሐጎሲትካ ትኹን።
@wedieri4827
2 жыл бұрын
Lost it 😂😂😅 when the bride 👰♀️ start to fight 😅 nice job maynas nebsi.
@rahelberhane3585
2 жыл бұрын
Minas mekusel great job keep it up 💖🇪🇷💖🇪🇷
@eriboy62833
2 жыл бұрын
Maynas you are so talented and creative we love u keep it up ❣️
@aaronrichawet5396
Жыл бұрын
Minas hard worker and real comedian.He knows how to make viwers and followers.I appreciate the innovation ablity.Go again wonderful.Thanks enbless.
@wadisanaa
2 жыл бұрын
the great Yonas strikes again.
@loveeri2026
2 жыл бұрын
Oh my gosh 🎉❤❤❤❤ Amazing song keep going yoni shkor❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿
@edengebreselasie5291
2 жыл бұрын
Younas you are very talented and gifted I like your style so different and funny you never disappoint me . 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹🌹🌹
@asumi6333
2 жыл бұрын
Great work deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Keep going forward
@d.mickle3640
Жыл бұрын
Zoba Kazaa azekirkani wedi shuk, hadish addi, Abashawl, udaga Arbi , akrya, gezabanda habesha,. Kullom deki Asmera shikorat men kemakum ❤❤❤
@lulaamanuel3457
2 жыл бұрын
ቤላ ብጣዕሚ ጽብቅቲ👏🏻👏🏻👏🏻❤️❤️😍
6:02
Yonas Maynas - Wedi Shuqey - New Eritrean Music 2018 (Official Music Video)
Yonas Maynas
Рет қаралды 7 МЛН
12:32
Mhrie Gebru Live On Stage 2020 / Eid Al Adha Program By Eritrean Artists In Sweden/
ARARAT Entertainment
Рет қаралды 7 МЛН
00:24
99.9% IMPOSSIBLE
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН
00:54
We Attempted The Impossible 😱
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
00:55
My scorpion was taken away from me 😢
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
01:01
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
32:03
Dec 21,2024-ቻይናዊ ኩባኒያ ኤርትራ | ኣብ ኤርትራ ዓቢ ነገር ተረኺቡ | ታሓኒቁ ሞይቱ ዝሕዝን |
Solo Media
Рет қаралды 10 М.
5:40
HDMONA - ገረብ የ ገረብ ብ ዳዊት እዮብ Gereb Ye Gereb by Dawit Eyob - New Eritrean Music 2019
HDMONA NEBARIT
Рет қаралды 1 МЛН
4:52
Aybelnan Do - Biniam Girmay - Song by Yonas Maynas & Wedi Shawl - Eritrean Music / ኣይበልናን'ዶ
Yonas Maynas
Рет қаралды 506 М.
16:55
Sify Sify | ስፍይ ስፍይ - Teklehaymanot Kinfe - New Tigrigna music - New Tigrigna music 2024
Shro Entertainment
Рет қаралды 3,4 МЛН
5:21
ተሓምበለ - Amanuel Goitom _Tehambele _ New Eritrean music 2023 (Official video)
BAHGNA TV
Рет қаралды 6 МЛН
4:28
Yonas Maynas - Seicento - Eritrean Music
Yonas Maynas
Рет қаралды 1,3 МЛН
5:08
Yonas Maynas - Hamida (حميدة) - Eritrean Music
Yonas Maynas
Рет қаралды 4,2 МЛН
25:15
New Eritrean comedy by yonas maynas 2021 ዘይሙኖው ጋሻ-t
26 Tv
Рет қаралды 458 М.
5:17
PlusX - Dina Tekleberhan - New Eritrean Music 2024 -Keytgage (ከይትጋገ)
PlusX
Рет қаралды 3,3 МЛН
8:19
ela tv - Nguse Abadi - Taga | ታጋ - New Ethiopian Music 2019 - (Official Music Video)
ELLA RECORDS
Рет қаралды 7 МЛН
00:24
99.9% IMPOSSIBLE
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН