YoniSosi -ከቢብዋ New Tigrinya Mezmur 2020 [Official Video]

  Рет қаралды 795,500

Yonisosi Tube Official

Yonisosi Tube Official

4 жыл бұрын

Subscribe today for latest gospel songs: kzbin.info/door/Npp...
Facebook: / yoni-sosi
• Sosuna Samuel Part 2 ኣ... #YonisosiTube#YonisosiMezmur#HosannaMezmur#
© Copyright: Yonisosi.INC All rights reserved.

Пікірлер: 790
@edenedu3781
@edenedu3781 4 жыл бұрын
ኣብ የማነይ እልፊ ኣብ ቅድመይ ኣሻሕ ፍላጻ ጸላኢ ኣባይ ነይበጽሕ (2) ፍላጻ ጸላኢ ቤተይ ነይበጽሕ (2) ከቢብዋ(3) ከም ብዋልታ ብጸጋ ብሳህሊ ኸቢብዋ (2) ከም ብዋልታ ብጸጋ ብምሕረት ኸቢብዋ (2) ንሊዑልሲ መጸግዕየይ ስለዝበልክዎ (2) እከይ ካብ ዱኳነይ ገኒሕዋ (2) በትሪ ረሲእነት ኣብ ርስቲ ጻድቃን ብኣጋ ሴርዎ ከይቅጽል መታን (2) ብኣጋ ሴርዎ ከይነብር መታን (2) ግሩም መካር ብርቱዕ ኣምላኽ መስፍን ሰላም ስሙ ጽኑዕ ግምቢ ገዳም ኮይኑኒ'ሎ ሃዲመ ዘዕቁበሉ ጸግዒ ዝውከሎ ንሊዑልሲ መጸግዕየይ ስለዝበልክዎ (2) እከይ ካብ ዱኳነይ ገኒሕዋ (2) ኣዒንተይ ተኸፊተን ምስ ረኣኽዎ ፈሊጠ ቐጽሪ ሓዊ ኣብ ዙርያይ ከምዘሎ ሓላውየይ ኣይድቅስን'ዩ ኣይታኸስን'ዩ ከም ኣብ ዙርያ ዩርሳሌም ዘይንቕነቕ ኣኽራን ዘሎ ካብ ሕዲ ንዘልኣለም እግዝኣብሔር ምስይ ኣሎ እግዝኣብሔር ምሳይ ኣሎ (8)
@ky5428
@ky5428 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ መመሊሱ ዝባርኽ መዝሙር ተባረኹ ብሩኻት "በትሪ ረሲእነት ኣብ ርስቲ ጻድቃን" ብኣጋ ሰይርዎ ከይቅጽል መታን ብኣጋ ሰይርዎ ከይነብር መታን
@fitsumkelati7147
@fitsumkelati7147 3 жыл бұрын
ሻሎም ኤዱ! ብመጀርታ ብጣሚ እየ ዘምስግነኪ ነታ ግጥሚ ክደልያ ጸኒሐስ ብምርካበይ የመስግነኪ። ቀጺለ ግን ክልተ መኣረምታ ኣብታ ግጥሚ ክህበኪ 1፥ በትሪ ርእሲ እምነት ዘላ "በትሪ ረሲእነት" ክትቅይርያ ምክንያቱ ነቲ በትሪ ረሲእነት ኣብ ቤት ጻድቃን ከይነቢር እዩ ግንሒዎ 2፥ ድማ "ግንቢ" እያ ትብል ንሲኪ ብርክቲ ኢኩ። ከንጽንዖ ከለና ከይጋግየና እለ እየ
@yonasgufla8900
@yonasgufla8900 2 жыл бұрын
Edu beloved
@agapelove1891
@agapelove1891 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@edentadesse7332
@edentadesse7332 Жыл бұрын
2:33
@tsttk9165
@tsttk9165 4 жыл бұрын
I am Catholic but I love you mezmur yoni and sosuna God bless you jesus king of 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@yohanesmehari127
@yohanesmehari127 4 жыл бұрын
Me too
@lovelylovely8653
@lovelylovely8653 4 жыл бұрын
Me too
@simrethagos5027
@simrethagos5027 4 жыл бұрын
me too
@fanithegunners212
@fanithegunners212 4 жыл бұрын
Same 🤙🙏
@luwameseyas1119
@luwameseyas1119 4 жыл бұрын
Me too
@lulrbahri
@lulrbahri 4 жыл бұрын
ንእግዚኣቢሄር ዘመስግኖ ክርኢ ከለኩ ይሕጎስ። ስም እግዚኣቢሄር ካብ ወለዶ ንወለዶ ይባረክ። ጸጋ ኣምላኽ ይብዝሓልኩም ብሩኻት ንበረከት ኩኑ።
@yedidyaseifu4216
@yedidyaseifu4216 4 жыл бұрын
Grace, mercy and peace from God the Father and from Jesus Christ, will be with you in truth and love. 🇪🇹 🇪🇷 🇪🇹 🇪🇷
@belivingod.godislovegod4991
@belivingod.godislovegod4991 4 жыл бұрын
I'm catholic and proud to be Catholic but love Yoni And Sosi songs .I always blessed by your songs thank you God bless you.
@loveforeverjoyforever2937
@loveforeverjoyforever2937 4 жыл бұрын
Me also love it their songs
@akliluzerihun92
@akliluzerihun92 4 жыл бұрын
Eritrea red sea አይትሐንክስ
@belivingod.godislovegod4991
@belivingod.godislovegod4991 4 жыл бұрын
@@akliluzerihun92 Selame wesenay kbur hawey entay Maletka eyu? ኣይትሓንክስ?
@okbahagos6937
@okbahagos6937 4 жыл бұрын
God is love,እቲ ዝምካሕ ብ እግዚኣብሄር ይመካሕ፡am not proud to be anything,with much respect ግን ፡ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን
@akliluzerihun92
@akliluzerihun92 4 жыл бұрын
1ጴጥሮስ2:1_11 ግ.ሐ22:23 ፈሊጲ3:4_7
@rloveshaki
@rloveshaki 4 жыл бұрын
ንብዙሓትና ንፍሉይ ምጽንናዕንን ንእምነትን እትኾኖና መዝሙር። ፓስተር ዮኒ & ሶሲ ብሩኻት ኢኹም። መመሊሱ ጎይታ ንኽብሩ ይጠቐመልኩም!!! አብ የማነይ እልፊ አብ ቅድመይ እሻሕ ፍላጻ ጸላኢ ኣባይ ነይበጽሕ 2x ፍላጻ ጸላኢ ቤተይ ነይበጽሕ 2x ከቢብዋ 3x ከምብዋልታ ብጸጋ ብሳህሊ ከቢብዋ ከም ብዋልታ ብጸጋ ብምሕረት ከቢብዋ ንልዑልሲ መጸግዕየይ ስለዝበለክዎ እከይ ካብ ዱንኳነይ ገኒሕዎ በትሪ ርሲእነት ኣብ ርስቲ ጻድቃን ብኣጋ ሰይርዎ ከይቅጽል መታን 3x ብኣጋ ከይነብር መታን 3x ግሩም መካር ብርቱዕ ኣምላኽ መስፍን ሰላም ስሙ ጽኑዕ ግንቢ ገዳም ኮይኑኒ ዘሎ ሃዲመ ዘዑቑበሉ ጸግዒ ዝውከሎ ንልዑልሲ መጸግዕየይ ስለዝበለክዎ እከይ ካብ ድንኳነይ ገኒሕዎ ኣዒንተይ ተኸፊተን ምስ ሬኤኽዎ ፈሊጠ ቐጽሪ ሓዊ ዙሪያይ ከምዘሎ ሓላዊየይ አይድቅስን እዩ ኣይታኸስን እዩ ከምቲ ኣብ ዙሪያ ዮሩሳሌም ዘይንቕነቕ ኣኽራን ዘሎ ካብ ሕጂ ንዘለኣለም እግዚኣብሄር ምሳይ ኣሎ እግዚኣብሄር ምሳይ ኣሎ እግዚኣብሄር ምሳይ ኣሎ እግዚኣብሄር ምሳይ ኣሎ እግዚኣብሄር ምሳይ ኣሎ እግዚኣብሄር ምሳይ ኣሎ እግዚኣብሄር ምሳይ ኣሎ እግዚኣብሄር ምሳይ ኣሎ
@HelenWeldeslasie
@HelenWeldeslasie 4 жыл бұрын
Great! Thanks for the lyrics Robi
@lamikberuk7915
@lamikberuk7915 4 жыл бұрын
Amenne, ezi amni kulu, kem nayzom yehwat, kezmer enta zenber...
@rahelsamuel9414
@rahelsamuel9414 4 жыл бұрын
Aseyyyyyy Elelllllllllllllll keboiuewo kebibeuo aseyyyyyy
@ephremsonofking5264
@ephremsonofking5264 4 жыл бұрын
Robi blessed thank you bruk
@rahelsamuel9079
@rahelsamuel9079 4 жыл бұрын
Aseyyy anes dero eko texthnonie bezom berukt men eyu zengerom ezi kulu shgery bemzemreom gerom yedbsunie alewu love u yoni sosi, und robi GBU all
@abrahamtsegay6569
@abrahamtsegay6569 4 жыл бұрын
ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ አዩ፡ኢየሱስ ክርስቶስ ጎይታ አዩ፡ኢየሱስ ክርስቶስ ንጉስ አዩ፡ኢየሱስ ክርስቶስ ፍቕሪ አዩ፡ኢየሱስ ክርስቶስ መስፍን ሰላም አዩ ፡ኢየሱስ ክርስቶስ ፈዋሲ አዩ፡ኢየሱስ ክርስቶስ ተበጃዊ አዩ፡ኢየሱስ ክርስቶስ ናይ ዘልኣለም ሂወት አዩ፡ኢየሱስ ክርስቶስ ብርሃን ዓለም አዩ ፡ኢየሱስ ክርስቶስ ሕያዋይ ጓሳ አዩ ፡ኢየሱስ ክርስቶስ ማይ ሂወት አዩ ፡ኢየሱስ ክርስቶስ ኩሉ ሰናይ ነገር አዩ ፡ስለዚ ካብ ኩሉ ኣብሊጽካ ንመድሃኔ ኣለም ኢየሱስ ክርስቶስ ምምራጽ አቲ፡ዝበለጸን ዘየጣዕስን ምርጫ አዩ ።
@sabatekle1992
@sabatekle1992 4 жыл бұрын
አሜን ክብሪ ንአምላኽ ይኹን ተባረኽ
@AlexAlex-ud3su
@AlexAlex-ud3su 3 жыл бұрын
Amennnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnn......
@wentakesete5719
@wentakesete5719 3 жыл бұрын
Amen yes yasus gota eu elelllllllll
@luwamandit1947
@luwamandit1947 3 жыл бұрын
Amen 😇😁
@filmonkidane3085
@filmonkidane3085 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@Mehari.Tsegai
@Mehari.Tsegai 4 жыл бұрын
ንስኩም በረክትና እኩም ብሓቂ ነዚ ህዝቢ ብዙሕ ንምጽንናዕ ንምብርታዕ መክንያት ስለ ዝገብረኩም ንእግዝኣብሄር የመስግኖ ብሓቂ ኣምልክ ዘመን ህይወትኩም ይባርክ ንስኩም ብረክትና እኩም።
@godislove9487
@godislove9487 4 жыл бұрын
Amennnn goyta yebark
@asteryemane6718
@asteryemane6718 4 жыл бұрын
ንሉዑል መጸጊዒየይ ምስ በልክዎ እከይ ካብ ዱካነይ ገኒሕዎ# ኣሜን ዮኒ & ሶሲ እግዛቢሄር መመሊሱ ጸጋ ይወስኩም ንስኩም በረከትና ኢኩም ❤❤❤❤❤❤❤
@israelisrael3670
@israelisrael3670 4 жыл бұрын
ዋላ ኦርቶዶክስ ንኩን መዝሙርኩም ሓይለይ ኢዩ ነዓይ ተባረኩ🙏🙏🙏
@akliluzerihun92
@akliluzerihun92 4 жыл бұрын
Israel Israel አንዳተወላወለ ዝበልእ
@israelisrael3670
@israelisrael3670 4 жыл бұрын
@@akliluzerihun92 አ
@saramichael4481
@saramichael4481 4 жыл бұрын
😍😍🙏
@benji6005
@benji6005 4 жыл бұрын
I believe everyone who believe in jesus christ is Christian. Kbrei nagzabher amlak zhb, Msma eu .
@israelisrael3670
@israelisrael3670 4 жыл бұрын
🙏
@mamaafrika6145
@mamaafrika6145 4 жыл бұрын
I am Catholic but i Love you mezmur yoni and Susanna🙏🙏
@akliluzerihun92
@akliluzerihun92 4 жыл бұрын
wedi Mama ማክያቶ
@asmaramelody3153
@asmaramelody3153 4 жыл бұрын
ኣሰይ መጻኹሙና ኸኣ በረኸትና
@fissahahagos8090
@fissahahagos8090 4 жыл бұрын
be haqi eblekum alkhu ane abty tesfa zeqorxelu moraley ziwedqelu gizye mezmur nay yoni and sosi mis semaaku tesfan mexenanie kionini alo, amlakh yezizu yibarkhu kum,
@user-rk2zl4nu5t
@user-rk2zl4nu5t 4 жыл бұрын
ምቅራት፡ብርካት አሕዋተይ ዘመንኩም ኩሉ ንበረከት ኬኩምና ጎዶሎኩም ዘበለ ይምላእ ተባረኩ
@jossytm6814
@jossytm6814 4 жыл бұрын
Bless all my Eritrean worldwide may the blood of JESUS protects us all🙏
@mubarek09041985
@mubarek09041985 4 жыл бұрын
Jesus blood is not going to protect you and others like you, God couldn't even protect Juses. Matthew 26:39 , Luke 22:42 So if you want protection ask your one god to protect you. Ezekiel 18 The one who sins will die and the one who repents shalll live.
@jossytm6814
@jossytm6814 4 жыл бұрын
@@mubarek09041985 God bless you. Take your negativity somewhere else
@mubarek09041985
@mubarek09041985 4 жыл бұрын
@@jossytm6814 Amen, it's not negative, it's fact and positive.
@kebronnatey5987
@kebronnatey5987 4 жыл бұрын
@@mubarek09041985 you must be Mohammeds son you don't know Jesus kirstos
@mubarek09041985
@mubarek09041985 4 жыл бұрын
@@kebronnatey5987 are you jesus's son because he is still a vergin? Maybe you are the spirit or the father's son 😉😁 wedi za basted
@rutismurgeb8264
@rutismurgeb8264 4 жыл бұрын
ኣሜን፣ ፍላጻ ጸላኢ ቤተይ ኣይበጽሕን ዩ። ኣዝያ ጥዕምቲ መዝሙር፣ ንስኻትኩም በረኸትና ኢኹም ፓስተር ዮኒ ከምኡ ውን ሶሲ። ጎይታ የሱስ ብርኽኽኽኽ የብልኩም።
@numaelyonas3532
@numaelyonas3532 4 жыл бұрын
ኣሜን🙏 ተመስገን😇 ጎይታ ብኣኹም ብፉቁራት ደቁ ጌሩ መጻናንዒ ስለ ዝኾነና ።
@tewoldekahsai8056
@tewoldekahsai8056 8 ай бұрын
You know guys! You are the most anointed one in the body of christ. Especially for the people of Eritrea. May God bless you abandoned. I am proud of you. May God bless your generations. I love you.
@semeretsegaye921
@semeretsegaye921 4 жыл бұрын
ኣነ ኦርቶዶክስ ኢየ ግን ፒንተ መዝሙር ብኣጣዕሚ ኢየ ድፈቱው በሓቂ ሓደሰብ ድወስደኒ ተትረክብ ደስ ምበለኒ
@samijohn2920
@samijohn2920 4 жыл бұрын
ብሩኽ ሓወይ ኣበይ ኢኻ ትነብር ፍቃደኛ እንተኮይንካ ብረክብኩካ ኔረ ኣምላኽ ይባርካ
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h 4 жыл бұрын
ኣበይ ኢካ ዘሎካ ቡሩክ ኣነ ኪወስደካ ከንዲ ነገር ግን መጽሃፍ ኩዱስ ኣንብብ ቡሩክ ሃወይ ኣምላክ ይባርካ ኣብዚ ጊዘ ኢዚ ከኣ ናብ ኣምላክ ተጸጋእ ኣጅፕካ ተባረክ
@belaissak1951
@belaissak1951 4 жыл бұрын
Abey eika teneber hawey
@eritreanashkor7169
@eritreanashkor7169 4 жыл бұрын
Abey tkmet bruk hawey xhafelna amlak ybarek bzyada ab mnbab azika berte kulu kberhalka eyu
@yordirusom3031
@yordirusom3031 4 жыл бұрын
@semere tsegaye ,ብሩከይ ኣብ ዘለካዮ መንፈስ ቁዱስ ክትንክፈካ አዩ፡ ልብካ ትርይ ንጞይታ የሱስ ክፈት፡ መስሃፍ ቅዱስ ኣንቢብ ፡ ኣብ በይ ኣዲ ትነበር ፡ ከነታሃህዝካ፡
@aidabelay4749
@aidabelay4749 4 ай бұрын
wow powerful Amen እልእልልልልል አሜን thank you jesus Bless you too gearis shalom ❤❤
@selamgebru9157
@selamgebru9157 4 жыл бұрын
ዳዊት 91 (Psalms) 9፤ ጐይታይ፣ ንስኻ መዕቈብየይ ኢኻ፣ ኢልካ ኢኻ እሞ፣ ንልዑልሲ መጸግዒኻ ስለ ዝገበርካዮ፣ 10፤ እከይ ዘበለ ኣይኪረኽበካን፣ ስቓይውን ኣብ ድንኳንካ ኣይኪቐርብን እዩ። Amennn tebareku brukat
@nanna9497
@nanna9497 4 жыл бұрын
ፀጋ አምላኽ መመሊሱ ይብዛሕልኩም። በረኸት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mM-ui7cy
@mM-ui7cy 4 жыл бұрын
ቅቡአት ናይ የሱስ ጎይታ በረከት ናይ ኤሪትራ ሶሲ የኑ። ብመዝሙርኩም መን እሞ ዘይተባረከ መንከ አሎ መዝሙርኩ ሰሚዑ ናብ ጎይታ ዘይመጸ ጎይታ አብ ዘዝመደበሉ ሰዓት ዘይደሐነ የለን: አብ ዓለም ከለና ካብ ብስጭት ክንሀድእ አነን ከምዚ ከማይን ብመዝሙርኩም ዝድሐንና መሰካክር ኢና። እቲ ናትኩም ፍሉይ ዝገብሮ ተሀለወ ሰብአይን ሰበይትን ሐደ ልቢ ከም ሐደ ስለዝኮንኩም ዩሞ ስለ አገልግሎትኩ እግዝአብሄር ይባረክ ዓስብኩም አብ ላዕሊዩ ተባረኩ my beloved.
@diborabaheru5476
@diborabaheru5476 2 жыл бұрын
Amen egzabeher tsegu yibzahalkum tebareku btami des zbel mezmur iyu🙏🏽🙏🏽🙏🏽💚💚💚
@hannagebreselassie4281
@hannagebreselassie4281 Жыл бұрын
አሜን ክብርን ምስጋና ንአምላክና ንእዚያብሄር አብ እግዚያብሄር ወልድ እግዚያብሄር መንፈስ ቅድስ ይኩን ጌታ እንዳባረከ ይባኩም አሜን እግዚያብሄር ምሳይ አሎ
@merrygt1956
@merrygt1956 4 жыл бұрын
SHikornata Tsubuka KEDEM ENDASILASE ENDA MARIYAM NISUKUM BURUKAT EKUM tebareku
@Channel-xt4dy
@Channel-xt4dy 4 жыл бұрын
#. ኣምላክ ሰማይ ብኣኹም ስለ ዝባርከኒ ባህ ኢሉኒ ኣነ ኽኣ ክባርከኹም ኹሉንትናኹም ብሩኽ ይኹነልኹም ሙካን ብሩኻት ኢኹም እንበር😍😘 ምሳሌ 18 (Proverbs) 14፤ ሰብ እንተ ሐመመስ፡ መንፈሱ ይድግፎ። ንተሰብረ መንፈስ ግና መን ከበርትዖ ይኽእል፡♥
@gidublessed6513
@gidublessed6513 4 жыл бұрын
Endu wedy jgna bezi ka mexika
@godisgoodallthetime1124
@godisgoodallthetime1124 4 жыл бұрын
ኦ ጎይታ የሱስ ፍቕሪ ስለዚ መጸናንዒ መዝሙር ተምሰገን ኽብሪ ኩሉ ንዓኻ ይኹን!!! መመሊስኩም ተባረኹ ብርኻት።
@mussiekiflay8979
@mussiekiflay8979 2 жыл бұрын
እዋይ ኣንታ ኣነስ ኡይይይይይይ ዶ ክብል፡ ወላስ ዕልልልልልልል ክብል ዝብሎ ጠፊኡኒ፡ ንዓኹም ቡሩኻት ክርኢ ከለኹስ ንኣምላኽ እቲ ኣባኹም ዘቀመጦ ጸጋ ይርኢ እሞሞሞሞሞሞ በቃ ናዕና ንምጽንናዕ ዝሓስብ ገይታ። ሓለዋኡ ፍቅሩ ምሕረቱ ጉሱነቱ ሓላየቱ ከይ ኣኽለናስ፡ ከምዚ ከይሩ ብመዝሙር የጸናንዓና ፍለይ ኣምላኽ ኢና ነምልኽኽኽኽኽኽኽኽ። ኣነስ እንታይ ኢለ ክሰምዮ ፡ ነዚ ኣቢ ኣምላኽ። ቃላት ሓጉዙኒ ገለ እንተ በልኩዎ፡ ኣነስ ዓቢደ ኢንቲዒ፣ ዮኒን ሰሱን ቡሩኻት እናዘመርኩም ንበሩ። ከምቲ ንኣብርሃም ከሕልሞ ከሎ ብዛዕባ ዘርኡ፡ ኣብ ትሕቲ ፈርኦን ክግዝኡ ሙኻኖም ኣብኡ ግን ኣምላኽ ሙሴ ይርኢ ነይሩ። ብክብሪ ምርሒት ሒዙ ዘሳግር። ነዚ ዘበን ኣቀዲሙ ስለ ዝርኣዮ፡ ንዓኩም ቡሩኻት ስድራ ድማ ቅድሚ ምምስራት ዓለም ኣዳልዩኩም ነይሩ፡ ንህዝቡ ንምልዓልን ንምጽንናዕን። እቲ ዘለኹ እየ ዘለኹ ዝበለ ኣምላኽና ስሙ ይባረኽ። ቡሩኻት ኢኹም
@amanuelhaileofficialchannel
@amanuelhaileofficialchannel 4 жыл бұрын
WOW This is Amazing Brukat Yoni Sosi. YOU are our blessing. Many Are Saving with your Songs, ኣይትደንጉዩና ባሕቲ ባሕቲ ሓንቲ መዝሙር ልቐቑልና። Stay Blessed.
@dahab1812
@dahab1812 4 жыл бұрын
Amea hawey zkereme weyni eu tiem !! Bahti bahti aytbele bruk 😀
@ericanashera9583
@ericanashera9583 4 жыл бұрын
Show me your love for the great gospel singer Yoni and sosi I love you a lot ❤❤❤❤
@kisuyitbarek7122
@kisuyitbarek7122 4 жыл бұрын
Wonderful and blessing Song...🔥bless u # yonisosi❤️
@rehabothebtom1591
@rehabothebtom1591 4 жыл бұрын
That voice the gift of your lyrics reminds me of the environment of 1990's back in our beloved Eritrea. Thank God who sustains you.You guys are still singing. Please keep singing. May God continue to bless you.
@dawitom99
@dawitom99 4 жыл бұрын
I love you Yoni and Sosi! May God bless you more and grants you long life for His glory in Jesus name! Amen
@wintaberhe6314
@wintaberhe6314 2 жыл бұрын
Away teawitlkum memeliskum tiwsku dew zeytiblu, niskum bereketna ekum.
@solomontekle7411
@solomontekle7411 4 жыл бұрын
Nay Eritrea nay xelmat zemen nhzbi enaxenanaikum ketesagriwo GOYTA YESUS sle zkebakum temesgen bereketna ekum.
@alulajm2
@alulajm2 4 жыл бұрын
ከም ኩሉ እዋን አብ ጸጋ፡ ከም ኩሉ እዋን ኣብ ግዚኡ። ይሕበነልኩም በቲ ጐይታ ኣብ ልዕሌኹም ዝገብሮ
@tedroshaile5004
@tedroshaile5004 3 жыл бұрын
This is the right spirit from which to sing during the covid times when every one was singing of "mercy" for something God never authored. You follow the correct Spirit. Praise God. bereketna ikum! much love. lemlmu.
@thelegnds5855
@thelegnds5855 3 жыл бұрын
Nskatum bereketna ikum zemenkum ybarek gena gena ketegelglwo ikum nezi habi abona goytana jesus krstos kbri namlkna ykun glory to be God
@habenmengsteab8736
@habenmengsteab8736 4 жыл бұрын
ካብ ሕጂ ንዘልኣለም አግዛብሄር ምሳይ ኣሎ ኣሜን ተባረኹ በረኸትና ኢኹም
@awetbereket878
@awetbereket878 4 жыл бұрын
Yoni & Sosi ብሩኻት ኢኹም ንዓና ድማ በረኸትና ኢኩም:: በቲ ጎይታ ዝባረኸኩም መዛሙርትኩምን ህይወትኩምን ንምሉእ ህዝብና በረኸና ኢኩም:: We love you.
@emut3440
@emut3440 4 жыл бұрын
A blessing not only our generation, for 1000 coming generations.
@misghanatesfaldet7465
@misghanatesfaldet7465 4 жыл бұрын
ፓስተር ዮኒ & ሶሲ ውፉያት ኣገልገልቲ ኣምላኽ፡በረኸት ናይዚ ትውልዲ፡ ጎይታ ብመዛሙራትኩም ጌሩ ንህዝቡ የጸናንዕ ስለ ዘሎ፡ክብሪ ን ስሙ ይኹን፡we love u
@amlesomfarestesfom9994
@amlesomfarestesfom9994 4 жыл бұрын
ብሉጽ ትሕዝቶ ምሩጽ ቃላት ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ኣምላኽ ይባርኩም።
@imthebest4756
@imthebest4756 4 жыл бұрын
Waww Amennnn Ane tewahido einda gen i love it. Teawitelom tsga amlak zelom Tebareku mo Ab tslotekum zekiruna 🙏
@wezenetmihrteab7327
@wezenetmihrteab7327 4 жыл бұрын
😊😋🎂
@shalomshalom6076
@shalomshalom6076 4 жыл бұрын
Wawwwww yon&sosi memelisku tegeletsu wesuku ati bakum ztkem zlo Abi gota smu ybarek Amen
@mereedabel3992
@mereedabel3992 3 жыл бұрын
Amennnn Amennnnnn Amennnn Felaxa Xelai Betey Neyebexh Betri Resinet Beaga Serewo Keyeseleten Metan .Ellllllllllll- Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll
@gidublessed6513
@gidublessed6513 4 жыл бұрын
Natey bluxat natey ❤ kewakebtii semay WeLoveYouSoMach ❤
@benji6005
@benji6005 4 жыл бұрын
I love those who praise lord jesus christ , constantly.
@johnfeday1394
@johnfeday1394 2 жыл бұрын
ኣምልኾ ንጎይታ ዋውውው ተመስገን የሱስ
@fissahahagos8090
@fissahahagos8090 4 жыл бұрын
Yoni and Sozi both of you god bless you, ane amani Catholic ye,mezamur kum nay behaqi ni kristos be likie zegelix eyu,
@eliad745
@eliad745 4 жыл бұрын
ኣሜን ንልዑልሲ መጸግዕየይ ስለዝበልክዋ ኣሜን ጽኑዕ ግንብና አየሱስ ስሙ ብሩክ ይኩን ተባረኩ ዮኒ & ሶሲ ኣምላክ መመሊሱ ይባርኩም።
@hoop4283
@hoop4283 4 жыл бұрын
አቲ ሉዑል መጸጊዕየይ ስለ ዝበልኽዎ አከይ ካብ ዝፋነይ ገኒሕዎ ። Amen God bless you !!
@tedro713
@tedro713 4 жыл бұрын
መዝሙር ዳዊት 115 14፤ ንኣኹምን ንውሉድኩምን እግዚኣብሄር የብዝሕኩም። 15፤ በቲ ሰማይን ምድርን ዝገበረ እግዚኣብሄር እተባረኽኩም ኢኹም።
@yodittekleslasie9623
@yodittekleslasie9623 4 жыл бұрын
ዮኒ&ሶሲ መመሊሱ ጎይታ ይባርኽኩም ዘጽንዕ መዝሙር እዩ ሞ ጸኒዕና ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትዎ መዝሙር ኩም ኩሉ ዘመንኩም ብሩኽ ይኹን🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@user-bc1qn6qd7k
@user-bc1qn6qd7k 9 ай бұрын
ኣሜን GOD BLESSE YOU መዝሙር ዳዊት 125 : 3 ስለዚ ጻድቃን ኣእዳዎም ናብ ዓመጻ ኸይዝርግሑስ፣ በትሪ ረሲእነት ኣብ ርስቲ ጻድቃን ኣይነበርን እዩ።
@samriabebe4294
@samriabebe4294 4 жыл бұрын
ዮኒ ሶሲ ብሩኻት ናይ ኣምላኽ ሰባት ኩሉ መዝሙር ትዝምርዎ ናይ መንፈስ ቅዱስ ኢዩ። ሰይ ሰይ ሰይ ከቢብዋ
@senayt1737
@senayt1737 2 жыл бұрын
Abti Semain Mdrn zfetere hade AMLAK zwkel seb hanti aykewnn eu. EGZIABHER AMLAK nzelalem ybarek Amen.
@semarmatiwos3065
@semarmatiwos3065 4 жыл бұрын
bhqi hiwetn melektn zelewo mezmur kulu gzea bebhadsh mezmur tebareku zterefe edmekum bruk ykun halewa egzeabiher ab betkum yxnalkum
@jonathang3396
@jonathang3396 4 жыл бұрын
Yoni hawey Sosi haftey yesus goyta yibarkachu, betami new miwedew mezmur achun hulu newi makew, I know all your songs and love them all, God bless you both mightily💕💕
@ghenethabtezghi6231
@ghenethabtezghi6231 4 жыл бұрын
Amlak yebarkum Sosi and yoni eza mezmurkum behaki nay ab hiwety zegatemeny zelo fetena eye teglse beza mezmur yetsenana alku Goyta abezhu yebarkum tebarku
@yursaliemkflay8098
@yursaliemkflay8098 4 жыл бұрын
Ezi mezmurkum ksemie keleku des eyou zbleni jesus krstos nzelalem yimesgen
@amanueltesfayohannes5609
@amanueltesfayohannes5609 4 жыл бұрын
ኣሜን እወ እግዛብሄር ኣምላኽ ምድሓነይ ምሳና ኣሎ ስሙ ዪባረኽ ኣምላክ እስራኤል ተባረኹ የሕዋት በረኸትና ኢኹም
@Sabah2013
@Sabah2013 4 жыл бұрын
You can feel the anointing. Tebareku 🕊🔥🙌🏾 🇪🇹 💗 🇪🇷
@semayawitshikor9961
@semayawitshikor9961 4 жыл бұрын
Waw I am speechless 😶 I always admire you b/c all your Mezmurs are the word of GOD by it self. God bless you more more and more ❤️🙏🎈👍
@semhararadom1491
@semhararadom1491 4 жыл бұрын
ጎይታ የሱስ ይባርክኩም ቡሩካት ናይ ኣቦይ። ኣዚና ኢና ነፍቕረኩም።መመሊስኩም ንቡዙሓት ንበረከት ኩኑ።
@rahelgedyon5397
@rahelgedyon5397 4 жыл бұрын
Even though I don’t really understand it .... I can sense the spirit.... God bless you.
@liaBlessed
@liaBlessed 4 жыл бұрын
ኣሜን፡ ንልዑል ሲ መጸግዕየይ ስለ ዝበልክዎ፡ እከይ ካብ ዱካነይ ገኒሕዎ።
@meseretgorfe7004
@meseretgorfe7004 3 жыл бұрын
elelelelele halelujah...amen amen
@tsegeredadebessai6845
@tsegeredadebessai6845 4 жыл бұрын
Egziabhier melisu yebzahalkum bhaqi nezi gzie ezi zkewn mezmur bereketna ekum!
@delinaandhersisterschannel7759
@delinaandhersisterschannel7759 4 жыл бұрын
Halawyey aydksn aytakesn eyu hallelujah. Halawi yoni and Sosi aydksn aytakesn eyu burukat The seed of Abraham tebareku
@Teklia.T
@Teklia.T 4 жыл бұрын
Very timely song . ኣምላኽ ንህዝቡ ዘጸናንዕን ዘበርትዕን መዝሙር ስለዝሃበና ስሙ ብሩኽ እዩ። YoniSosi መመሊስኩም ብዝሑ ንብዙሓት'ውን ንበርኸት ኩኑ።Love❤
@semawitkidane8102
@semawitkidane8102 4 жыл бұрын
God Bless u ma Favorite Singers ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yordanostesfazgi4242
@yordanostesfazgi4242 2 жыл бұрын
AMEN 🙏 AMEN you two are really blessed 😇 family yoni sosi i pray for the lord to give you a life that never end I pray that god follow your steps
@winabereket2125
@winabereket2125 4 жыл бұрын
Asey birukat enka bidhan mexakum kulu gize nibereket kunu amenn tebareku
@Relaxingblog123
@Relaxingblog123 4 жыл бұрын
Yoni sosi brukat zeri brkkkkkkkkk belu Haki flaxa xelai abay neybexh Elelelelellllllllll Elelelelellllllllll hallelujah 😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@nsnsns-zm7po
@nsnsns-zm7po 4 жыл бұрын
ዮኒ & ሰሲ ብታአሚ አና ነድንኮኩም፡ ከጽልዎ።GOD Bless you
@betelhemsolomon7624
@betelhemsolomon7624 3 жыл бұрын
Berokati neskatkum nenachin zetsewakum tesfa Alme Ekum Behändig, Befeqeri ,Behqei ,tegulbanie Bizay Bzyblu feqre Amlak tegelgelu Mesla Eykum fetwait Berokati tebarku
@user-ip5gb2jx5i
@user-ip5gb2jx5i 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን እሰይ ነቲ ልዑል መጽጊዒየይ ሰለዝበልክዎ እከይ ካብ ድንካነይ ገኒሕዋ እወ ምሳይ ኣሎ ኣሎ ኣሎ
@luwamyetbarek1243
@luwamyetbarek1243 4 жыл бұрын
Amennnn ewe kem bwalata btsega kebibwa brukat yehwatna eti abakum tsegaau zebzehe amlak abo goytana yesus ybarek
@salina2503
@salina2503 3 жыл бұрын
Betami abnetawyan agelglti amlak wulod Nay aboy Blessed SEB hadar neskum brukat ekum 🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️we all love u guys zemnkum ybark🙏🙏🙏🙏🙏
@temertsateklay3648
@temertsateklay3648 4 жыл бұрын
Niskom si niberket nibuzhu hizbi u goyta serhikom more blessed family love u from orthdoxo me
@tesfalemtekle2894
@tesfalemtekle2894 4 жыл бұрын
ቡሩኻት ኣምላኽ ዝባረከኹም;ቕቡኣት!ብሓቂ ኹሉ መዛሙሩትኹም አዝዩ!ኣዝዩ!ዝባርኽ;ንመንፈስ ዘሐድስ;ምጽንናእ ዝህብ;ተስፋ ዘስንቕ ኾይኑ እየ ዝረኽቦ ብዘይካ ናትኹም ኸምዚ ጌሩ ዝባርኸንን ዝምስጠንን ኣብ መንፈስ ጸሎት ክኣቱን ከመስግንን ዘኽእለኒ የሎን።ኣዝየ እየ ዝፈትወኹም!ኣምላኽ አእዚዙ ይባርኽኩም ዝማሬኹም ይባረኽ ዘበንኹም ይባረኽ!!!GBU Yoni &Sosi!
@ElsaSolomonTnsae
@ElsaSolomonTnsae 4 жыл бұрын
Amen amen!!!! ሰባት ከይላሕልሑን ከይሰልከዩን ብኣጋ ይሰበር!
@godislove5578
@godislove5578 2 жыл бұрын
Our blessing God bless u we love u #yonisosi🥰
@nebyatzemichael4427
@nebyatzemichael4427 3 жыл бұрын
Wonderfull muzmer God bless you yoni and sosi tebareku
@zebibdegol7842
@zebibdegol7842 3 жыл бұрын
Nay libey mezmur. Sem Eti hayal Egziaber yemsgen. Fetwat yehwat Egziaber memliskum yebarkekum. We love you. ❤️❤️❤️
@senayt1737
@senayt1737 2 жыл бұрын
Egziabher msaki alo 100%.N hmamn ,shigrn
@senayt1737
@senayt1737 2 жыл бұрын
Kabai yerhko.Kbri n Amlak.
@israel8104
@israel8104 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen Egzabiher kudus kudus kudus goyta serawit amlak amalkti Jesus christ king of the kings Lord of the Lords forever Alpha and Omega powerful wonderful mighty Amlak abotatna amlak abraham amlak ysehaq Amlak jacob Ata abi enba ab qdmi zerbabiel golgol ktkewn eka Jesus christ i don't have words for you Lord 👑👑👑👑👑👑👑
@asmeromyemane6348
@asmeromyemane6348 4 жыл бұрын
ዬኒ & ሳሲ ሃዋርያ (ሉኡክ) ክከውን ኮሎ ደቂ መዛሙርትና ክኣ ንመምህርና ንመስል ተማሃሮ ክብሪ ንመድሓኒናን ኣምላክናን እየሱስ ይኩን ኣሜን(3)
@fevennegussie7733
@fevennegussie7733 5 ай бұрын
GOD LOVES US!
@astergebretsadk2946
@astergebretsadk2946 4 жыл бұрын
egziabher ybarkum bereketey ikum bgoyta yesus hbret menfes kudusn msakum ykunamen.
@wintagebremariam6754
@wintagebremariam6754 8 ай бұрын
God Bless you,Sosi and Yoni
@desalefessahaye1454
@desalefessahaye1454 4 жыл бұрын
Wetru gzie bmezmurku tebarikna ena memeliskum belxgu brukat
@senaittesfamariaem806
@senaittesfamariaem806 4 жыл бұрын
I love you burkatey🙌🏼🙌🏼🔥🔥
@meleye5577
@meleye5577 4 жыл бұрын
I am free from religion but i love your mezmur yoni&sosi
@altenpflegeisteineberuf4368
@altenpflegeisteineberuf4368 4 жыл бұрын
Natika eba Zikefiye ...Bizey eminet dea kemey tinebirr
@aloniabjesus6442
@aloniabjesus6442 4 жыл бұрын
ኣሜንንንን ኣሜንንንን ኣሜንን ኣቱም ብሉጻት በረኽትና ንልዑል ሲ መጸጊዕየይ ስለ ዝበልክዎ እከይ ካብ ድንኳነይ ገኒሕዎ ። ኣሜንንንን ኣሜንንን ኣሜንንንን ። ንምጽናናዕ ህዝብኩም ዝኾንኩም በረኸትና ።
@yonihawey8591
@yonihawey8591 4 жыл бұрын
ዮኒ ሶሲ ቡሩኻት ቅቡኣት ናይ ኣምላኽ ሰባት።
@sarond9940
@sarond9940 4 жыл бұрын
As always perfect timing, may the lord continue to bless you. We ❤️ guys!!
@tedrosnegash2851
@tedrosnegash2851 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen eziom sebet gele bota alewon ab lbey
@channeltesfa7841
@channeltesfa7841 4 жыл бұрын
Yoni & Sosi Bereketna ikum. Egziabiher kabzi nilaely memelisu yibarikkumn Getsiu yebrihalkumn.
YoniSosi -(ዘብዘብ)_ New Tigrinya Mezmur 2020 [Official Video]
6:52
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1,9 МЛН
የሱስ ጥዒሙኒ ፍቕርኻ | ሃመልማል ሃ/ሚካኤል | New Live worship (2023)
7:39
HAMELMAL HAILEMICHAEL PHARES GOSPEL CHANNEL
Рет қаралды 303 М.
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 79 МЛН
|Kibret & Helen ኣምልኸካ||  RIMEX Tigrigna Mezmur 2019
14:15
RuthMezmurWengel channel
Рет қаралды 537 М.
Kab Solomon
8:34
Yonisosi & YONISOSI - Topic
Рет қаралды 273 М.
Yonisosi -እውከለካ- New Gospel Song |Tigrinya (Official Video)2023
5:52
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 865 М.
ናይ ኣምልኾን መዝሙርን ግዜን ብፓስተር ዮናታንን ዘማሪት ሰሱናን Conference Day 3 (08/18/2019)
59:11
Maranatha Church Chicago ማራናታ ቤት ክርስትያን ሽካጎ
Рет қаралды 90 М.
YoniSosi -ኣነን ቤተይን-_ New Tigrinya Mezmur 2020 [Official Video]
7:22
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1,6 МЛН
YoniSosi  ሓይለይ- New Gospel Song Tigrigna 2023 (official Video)
5:54
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1 МЛН
Nurmuhammed Jaqyp  - Nasini el donya (cover)
2:57
Nurmuhammed Jaqyp
Рет қаралды 516 М.
IL’HAN - Pai-pai (lyric video) 2024
3:24
Ilhan Ihsanov
Рет қаралды 695 М.
Serik Ibragimov ft IL'HAN - Жарығым (official video) 2024
3:08
Serik Ibragimov
Рет қаралды 55 М.
akimmmich (feat. Turar) - UMYTTYŃ BA?| official lyric video
2:54
akimmmich
Рет қаралды 4,5 МЛН
Alisher Konysbaev - Suie ala ma? | Official Music Video
2:24
Alisher Konysbaev
Рет қаралды 1,1 МЛН
Duman - мен болмасам кім? (Mood Video)
2:35
Duman Marat
Рет қаралды 104 М.