YoniSosi-New Mezmur 2019 By Yonathan Abrham ,ንኹሉ ነገረይ.

  Рет қаралды 3,360,195

Yonisosi Tube Official

Yonisosi Tube Official

Күн бұрын

Пікірлер: 1 500
@YonisosiTubeOfficial
@YonisosiTubeOfficial 6 жыл бұрын
ኩልኹም ብሩኻት ኣሕዋት ስለቲ ትህቡና ዘለኹም ሃናጽን፣ ወሲኽና ብናህሪ ክንዝምር ዝገብረና ኮመንትታትኹምን ኣዚና ነመስግን ኣምላኽ ይባርክኹም ። ዮኒሶሲ
@fetaritumsebweyal1009
@fetaritumsebweyal1009 6 жыл бұрын
ዮኒ ብኣኩም ማራ እየ ኩርዕቲ ኣጆኩም ቀጽልዎ ካብ ሓፍትኩም ካተሊካዊት
@JesusChristismylife-w8r
@JesusChristismylife-w8r 6 жыл бұрын
ኣምላክ ይባርኩም
@Elilta694
@Elilta694 5 жыл бұрын
Hiii Sosi & Yoni selam nakum.............. plS hanti mezmur ala abti hmaq zkone gize tesfa thbeni zneberet ..... bwshtn bdegen ahh aykalkun ane ya tbil tegediskum eba ngruni abey krekba ykal 👃
@zelalemamare3650
@zelalemamare3650 5 жыл бұрын
amen tebarikum nbuzuhat bereket koynkum ekum emo gena kabzi nlaeli ysrah beakum goyta
@zelalemamare3650
@zelalemamare3650 5 жыл бұрын
@@b32738 ኣታ ሓሲብካ ዘይትዛረብ ከምዚ ከማኻ ብሃውሪ ዝኸዱ መሲልካ ደምስሶ ኮመንትኻ ሪኢናልካ ኣለና ዘይ ሓፍር ድሙ ገረማርያም ሽሙ
@sosna4182
@sosna4182 7 ай бұрын
Still listening 2024❤🥰
@mubarek09041985
@mubarek09041985 6 жыл бұрын
I'm Muslim but yonatan and Sosuna song reminds me the happiest time in my life. Love them both❤️❤️
@jesusislord6861
@jesusislord6861 6 жыл бұрын
Jesus loves you
@segentesfay8787
@segentesfay8787 6 жыл бұрын
Panino mulue hiwetki nihagosin kibirin eiki temedibki mo nab yesus yefkreki ye.
@theakoudsi8550
@theakoudsi8550 6 жыл бұрын
panino berger Jesuse is a great LORED for every 📖🙌📖🙌📖🙌📖🙌📖📖📖😘😘😘😘😘
@tesegahabte4329
@tesegahabte4329 5 жыл бұрын
Thanks so much everybody for it was song best1
@Mussie.Berhane_Official
@Mussie.Berhane_Official 5 жыл бұрын
panino berger Jesus Loves u Brother
@bt2617
@bt2617 2 жыл бұрын
ኣዝ:- ንኹሉ ነገረይ ጽቡቅ ጌርካዮ እንታይ'ሎ ጎዲሉኒ ዝብሎ/2 እንታይ'ሎ የብለይን ዝብሎ/2 X2 ምድረበዳ ናብ ገነት ለዊጥካዮ ደረቅ ምድሪ ዓይኒ-ማያት ኣፈልፊልካዮ /2 ትልውጦ ንኹሉ ንስኻ ንህይወተይ ትገበረሉ መቐጸልታ/2 ቓንቋይ ለዊጥካዮ ዘረባይ ቐይርካዮ ምረተይ ወሲድካ ምስጋና መሊእካዮ ኣድራሽይ ቐይርካዮ ናብራይ ለዊጥካዮ ምረተይ ወሲድኻ ምስጋና መሊእካዮ ኣዝ:- ንኩሉ ነገረይ… እንደገና ሰሊምካዯ ንዕማመይ ጣዕሚ ሂቡ ኣወቂብካዩ ኩሉ ነገረይ /2 ከምታ ብዙሕ ማይ ዝሰተየት ኣታክልቲ ኣጸቢቅካዩ ለዊጥካዮ ነገራተይ'ሲ/2 ቓንቋይ ለዊጥካዮ.... ምስጋና መሊካዮ/x12 ተባረኹ
@tesfialemgebregziabhier453
@tesfialemgebregziabhier453 11 ай бұрын
❤❤❤❤
@zewditesfatsin7114
@zewditesfatsin7114 Ай бұрын
etom txhfwo nezi mezamur amlak ybarkum
@ot7bangtan751
@ot7bangtan751 2 жыл бұрын
Am catholic...yoni and sosi.. መዝሙራትኩም ኣዕብዩኒ አዩ አሞ ... GOD BLESS YOU GUYS.. Keep it up ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ናይ ሃይማኖት ጉዳይ ኣይኮነን እቲ ዘገድስ ስም አግዚኣብሄር ዘመስጉኑ ኣህዛብ ንበዝሕ ምህላውና አዩ ... Love ኦርቶዶክስ , ፕሮቴስታንት , ከንሻ from your fellow christean catholic ❤️❤️
@samuelAngosom
@samuelAngosom Ай бұрын
Ezi zareba xebok u hewat knrkeb b madhania eyasos Kenamen bayeno kanemlko ygeba❤
@yonasghebre9363
@yonasghebre9363 5 жыл бұрын
ኣነ ተዋህዶ የ ። ግን ናይ ዮናታን ሶስና መዝሙር ካብቶም ኣብ ሂወተይ ፉሉይ ዕግበት ዝህቡኒን መገዲ ምስጋና ንእግዚኣቢሄር ዩ ።
@nebiatkjandebirhan611
@nebiatkjandebirhan611 4 жыл бұрын
Ujuyyhhhju
@nebiatkjandebirhan611
@nebiatkjandebirhan611 4 жыл бұрын
.nzn,(&£@£@££××££×£
@feruzshow4177
@feruzshow4177 4 жыл бұрын
Anewan kemaka ey hade aynet hasabat
@naeminaemi2317
@naeminaemi2317 4 жыл бұрын
Nay behaki wala ane natom mezemur kesmea keleku eya d hages zesmeane
@amnatesfamical5552
@amnatesfamical5552 3 жыл бұрын
I really love this song
@zelalemamare3650
@zelalemamare3650 6 жыл бұрын
ኣብ ዓለም ከለና ብመዝሙርኩም ነሰሓብ ኔርና ናብ ጎይታ ምስ መጻና ከኣ ብመዛሙርኩም ንባረክን ንጸናናዕን ኣለና ጎይታ ኩሉ ነገርኩም ይሕለፎ
@isseyasmehari5448
@isseyasmehari5448 6 жыл бұрын
ይገርም' ዩ እቲ ንዘመናት ጥሒሳ ናባከ ዝመጸት ውልድነት እምነት ብመዝሙር ናይ መናፍቃን እምነትካ ኽትክሕድ ኣየገርምን 'ዶ ንምታይ እምነትካ ትሓድግ ምስ ትባሃል' ሲ ብመዝሙር ናይ መናፍቃን ዲካ ክትብል ኣይግድን ሃወይ እሞ ከኣ ብማርቲን ልቶር ብሽሕን ሽዱሽተ ሚኢትን ዝተምስረተት ካብ ኮተሊካዊት ዝተፈንጨለት ነዚ'ዩ ቆርበት በጊዕ ተከዲኒም ካብ ዝመጹኩም ተኻሉ ተሃለው (ማቴ 7፡15) ዝብል ቃል፡ንመን ድዩ ተጻሒፉ መሰረት ናይ እምነት እኮ መዝሙር ኣይኮነን ኣምልኮ'እዩ በዚን ካልእን ኢና ከኣ ንፈላለ ስለዚ ሃወይ( ሓደ'ኻ ከይስሕተኩም ተጠንቀቁ ማቴ 24፡4 )ዝብል ሃየለ ቃል ኣሎ'ሞ ካብቲ ውሽጡ ከይ መርመርካ ዝኣተካዮ እምነት መዋጽኦ ይፍጠረልካ ኣደ ኣምላክ እና ጸረካ ዝግበር ኣምልኮ ኣምልኮና ኣይግበሮ ፡፡ደሓር ከኣ ሰብህዎ ልእግዚኣብሄር ብጸናጽል ወብ ይባቤ በውታራት ወበ መስንቆ (መዝ150፡5-6 )እዩ ዝብል ብጊራት ሳክስፎን ኦርጋን እንተዝብል ኔሩ ቕድስቲ ቤት ክርስትያን ኣቦታት ሊቃውንቲ ቀደም መፍቀዱ ነሮም ፡፡
@zelalemamare3650
@zelalemamare3650 6 жыл бұрын
@@isseyasmehari5448 ብሩኽ ናየቦይ ናየደይ ዳበልካ ምጽኣት እየሱስ ከየርክበካ ተበራበር ግዜ ድቃስ ኣይኮነን::1ይ ጴጥሮስ 2 (1 Peter) 6፤ ስለዚ ኸኣ፡ እንሆ፡ ኣብ ጽዮን ሕሩይን ክቡርን እምኒ መኣዝን አንብር አሎኹ፡ ብእኡ ዚኣምን ከኣ ኣይኪሐፍርን እዩ፡ ዚብል ኣብቲ ጽሑፍ አሎ። 7፤ ስለዚ ንኣኻትኩም እትአምኑ፡ ክቡር እዩ፡ ነቶም ዘይኣምኑ ግና፡ ነደቕቲ ዝነዐቕዎ እምኒ፡ ንሱ ርእሲ መኣዝን ኰነ፡ 8፤ እምኒ መዓንቀፍን ከውሒ ምንስታትን ድማ እዩ። ብዘይ ምእዛዞም በቲ ቓል ይዕንቀፉ፡ ነዚ ድማ ምዱባት እዮም።ስለዚ እዚ ቃል ይሓድገልካ ነብስካ ፈትሽ
@isseyasmehari5448
@isseyasmehari5448 6 жыл бұрын
ይገርም 'ዩ እስከ ብሩክ ሓወይ ከሓተካ ካልእጎይታ ኣሎድዩ ንሕና ንኣምናኖ ነቲ ጎይታ ጎይቶት ንኣምላከ ኣምልክት ዝኮነ ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ ቅዱስ መጽሃፍ ውን ሓደ ጎይታ ሓንቲ እምነት ሓንቲ ጥምቀት ከም ዘላ ኤፌ 4፡5 ይምስር ንስካትብሎ ዘለካ ብመዝሙሮም ከም ተሳሕብካ እምነትካ ወን ከም ዝከሓድካ በዕልካ መሊስካዮ ኣለኻ ግን ክነግረካ ሃወይ ኣብ ኦርተዶክስ እንከለካ ንመን ድካ ተኣምን ኔርካ ወላስ እምነትካ ብዝግባእ ከይ ፈለጥካ ኢካ ወጺካ ብዝኮነ ኣምላክ ሕጂ ውን መዋጽኦ ይፍጠረልካ ነዛ ሓንቲ ጥቅሰ እሞ ኣንብባ ባዓላ ክትምልሰካ እያ (ነቶም ቃል ኣምላክ ዝነግሩኩም መራሕትኩም ዘክርዎም ከመይ ኢሎም ከም ዝነብሩ እና ኣቆሞትኩም ኣሰር ኣሰር እምነቶም ሰዓቡ እብራ 13፡7) ቃል ኣምላክ ዝነግሩና ነብያት ሃዋርያት ሰማእታት 318 ሊቃውንቲ ኣቦትት እዮም እሞ መን ከም ዝመሃረካ ውን ዘክር ንስኻ ደግምካ ውን ፍለጦ ንእምነትካ መርምሮ እንታይ ከም ዝኮነ ናብኦም ዘበለካ?????
@zelalemamare3650
@zelalemamare3650 6 жыл бұрын
@@isseyasmehari5448 እብራውያን 13 (Hebrews) 7፤ ነቶም ቃል ኣምላኽ ዝነገሩኹም መራሕቲኹም ዘክርዎም፡ መወዳእታ ንብረቶም እናተቛመትኩም፡ ኣሰኣሰር እምነቶም ስዓቡ።ንመን እየ ክስዕብ ንበዓል ገርግስ ኣረጋዊ ማርያም ::ኣነ እዚኦም ኣይፈልጦምን እየ ::1ይ ቆረንቶስ 2 (1 Corinthians) 1-2፤ ኣሕዋተየ፡ ኣነ ድማ ኣብ ማእከልኩም ከሎኹ፡ ብዘይ የሱስ ክርስቶስ፡ ንሱ ኸኣ እቲ እተሰቕለ፡ ሓደ ነገር እኳ ኸም ዘይፈልጥ መደብኩ እሞ፡ ናባኻትኩም ክመጽእ ከሎኹ፡ ምስክር ኣምላኽ ብብሉጽ ዘረባ ወይስ ብጥበብ ክነግረኩም ኣይመጻእኩን።ስለዚ ጉዙጋዝ ጌሩ ዝመጽእ ኣየድልየካን እዩ ነኩርስቶስ በይኑ መስዓብ እኹል እዩ ነዓይ ይውሕደኒ እዩ በይኑ ቴልካ ኸኣ ኪድ በዓል ዶ ኣውድኣመት ዳበልካ ንዘይ ትፈልጦም ጣኦታት ኣረጋዊ ጋብር ጨሓም ማርያም ተኽለ ጨርቖስ ኣርሴማ ክነደይ ክንብሎም ወዘተ......ኣምልኮም ቆሎሴ 2 (Colossians) 18፤ ሓደ እኳ፡ ትሕትና ብዚመስልን ብስግደት ንመላእኽትን ገይሩ፡ ንሱ ኣብ ዘይረኣዮ ነገር እናተሐወሰ በእምሮ ስጋኡ ብኸምኡ ዚንፋሕ፡ ነቲ ዓስቢ ዓወት ኣይዘርፍኩም።ስለዚ ንባዕልኻ ሃጺጽካ ሰብ ከይትልክም ኣብዘይ ትፈልጦ ኢድካ ኣይተአቱ::2ይ ጴጥሮስ 2 (2 Peter) 18፤ ከንቱ ዝዀነ ዘረባ ትዕቢት እናተዛረቡ ብፍትወት ስጋን ብርኽሰትን ነቶም ካብቶም ብስሕተት ዚነብሩ ሕጂ ቕሩብ ዘምለጡ ይሐባብሉ፡ስለዚ ኮንቱ ዝኾነ ሓሳብካ ነዓኻ ተጠቀመሉ ክትድሕን ተደሊኻ ግን ነዓ ጎይታ ተቀበል ካብ ፍርዲ ኣምልጥ ብሩኽ
@isseyasmehari5448
@isseyasmehari5448 6 жыл бұрын
ቢጊዛውያን ፓስተራት ኣእምሮካ ተበሪዙ ከመ ጌርካ ኽትፈልጦም ኣይግረምካ ኣጋንንቲ ውን ይኣምኑ እዮም ከምዚ ናትካ ፡እቲ ኣቦካ ኔዴካ ኣክብር ዝበለ ጎይታ ኔዲኡ ከይክበርካ ከመ ኢልካ ካፋሊ መንግስቱ ኽገብረካ ሕስብ እስከ ኣብል መጽሓፍ ቅዱስ - ዓለም ነዓታቶም ዘይ ትብቅዕ ኮይናስ ኣብ በረካታትን በዓትን ጎላጉል ምድርን ኮለል ቡሉ ዝብል ቃል እብ 11፡38 ንመን ድዩ ዝውክል በጃካ ሓወይ ካብ ምቅላል ቅዱሳን ተቆጠብ ከይ ትቅዘፍ ደሓር ከኣ መን ፓስትር እዩ ኣብ በዓትታት ኣብ ግዳጉዲ ኮይ' ኑ ንእግዚኣብሄር ዝልምን እንትርፎ ቅድሳን ኣቦትት ስለዚ ጥቅሲ ናይ ዝፈለጥካ ኣልኮነን እምነት ምስ ተግባር ተሃልዮ ጥራይ እዩ፡
@tmijeerylove7800
@tmijeerylove7800 6 жыл бұрын
ንኹሉ ነገረይ ፅብቅ ገርካዮ እንታይ አሎ ጎዲሉኒ ዝብሎ(2) እንታይ አሎ የበለይን ዝብሎ(2) ንኹሉ ነገረይ ፅብቅ ገርካዮ እንታይ አሎ ጎዲሉኒ ዝብሎ(2) የብለይን የብለይን ዝብሎ የብለይን ጎዲሉኒ ዝብሎ ምድረበዳ ናብ ገነት ለውጥካዮ ደረቅ ምድሪ ዓይኒ ማያት አፈልፍልካዮ(2) ትልውጦ ኩሉ ንስካ ንሂወተይ ዝገብረሉ መቀጸልታ(2) ቋንቋይ ለዊጥካዮ ዘረባይ ቀይርካዮ መደረተየ ወሲድካዮ ምስጋና መሊኢካዮ ኣድራሻይ ቀይርካዮ ናብራይ ለዊጥካዮ ጉደለተይ ወሲድካ ምስጋና መሊኢካዮ ንኩሉ ነገረይ ፅቡቅ ገርካዮ እንታይ አሎ ጎዲሉኒ ዝብሎ(2) እንታይ አሎ የበለይን ዝብሎ(2) ንኩሉ ነገረይ ፅቡቅ ገርካዮ እንታይ አሎ ጎዲሉኒ ዝብሎ(2) የበለይን የበለይን ዝብሎ የበለይን ጎዲሉኒ ዝብሎ እንደገና ሰሊምካዮ ንእማነይ ጣዓመይ ወቂብካዮ ኩሉ ነገረይ(2) ከምዛ ቡዙሕ ማይ ዝሰተይ ኣታኽልቲ አፀብቅካዮ ለዊጥካዮ ነገራት እቲ(2) ቋንቋይ ለዊጥካዮ ዘረባይ ቀይርካዮ መድረተይ ወሲድካ ምሰጋና መሊኢካዮ ታሪከይ ቀይርካዮ ሂወተይ ለዊጥካዮ ጉድለተይ ወሲድካ ምሰጋና መሊኢካዮ ምሰጋና መሊኢካዮ(13) 😍😍❤❤❤😘😘
@yosiefghebru4332
@yosiefghebru4332 6 жыл бұрын
Pls continue to write the lyrics
@JesusChristismylife-w8r
@JesusChristismylife-w8r 6 жыл бұрын
Pleas countenu
@tmijeerylove7800
@tmijeerylove7800 5 жыл бұрын
@@yosiefghebru4332 appreciate it this comment am full for u help🙏🙏🙏👈
@tmijeerylove7800
@tmijeerylove7800 5 жыл бұрын
@@JesusChristismylife-w8r appreciate it this comment am full for u help🙏🙏🙏👈
@salemasalema4649
@salemasalema4649 5 жыл бұрын
Bless you for writing the lyrics.
@samigebre3833
@samigebre3833 2 жыл бұрын
I am Orthodox but i love to listen to yonathan`s song.
@AronEriPress
@AronEriPress Жыл бұрын
እዚ መዝሙር ናይ ጴንጠ መዝሙር ዱ ወይሲ ናይ ካቶሊክ መዝሙር ዩ እንዳተደናገርኩ? ዮናስ ናይ ካቶሊክ ዘማራይ ዱ ወይሲ ናይ ጴንጠ?
@Sanirey777
@Sanirey777 11 ай бұрын
@@AronEriPressyoni pente u ezi mezmur wn natu u gn Katholik ka ysemawo yom
@yohanagebreslassie5869
@yohanagebreslassie5869 11 ай бұрын
Me too orthodox but i love yoni & sosi worship
@eritreanoldsongs1985
@eritreanoldsongs1985 11 ай бұрын
@@AronEriPressezi nay zikone aykonen nay eyesus eyu 🙏🏼
@hiyabnatey6240
@hiyabnatey6240 2 ай бұрын
ዘዕበዩና መዛሙራን 🥰🥰🥰🥰
@kiyayegetaliji7876
@kiyayegetaliji7876 5 жыл бұрын
ኢትዮጵያዊ ነኝ ጌታ ዘመናቹን ይባርክ ያባቴ ብሩካን መዝሙራቹ የተኛን ሕዝብ ያነቃል ፀጋ ይብዛላችሁ ዮናታ እና ሱስና
@KbromMuruts-rj5ho
@KbromMuruts-rj5ho Жыл бұрын
🎉🎉🎉
@temesgenmengsteab410
@temesgenmengsteab410 6 жыл бұрын
I'm ortodoxo tewahdo ezia mezmur gina barikatni goyta ybarka yoni hawey❤🙏🙏
@saratesfay4225
@saratesfay4225 6 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@merhazionagazi5195
@merhazionagazi5195 6 жыл бұрын
እግ/ር ናይ ኩላትና እዩ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ትዋህዶ ዋላ ጵንጠ ዝበሃል የለን እመን ብክርስቶስ ህይወት ትረክብ።እዚ ማሕበራት ዝመስረተ ንዓና መቃቂሉ ንክገዝእ ዝተገብረ እዮ ጎይታ ህይወት እምበር ሃይማኖት ኣይሃበናን፡ብክርስቶስ ባህ የበልካ
@floridasolo3612
@floridasolo3612 6 жыл бұрын
Me too
@fnantesfamariam1195
@fnantesfamariam1195 6 жыл бұрын
Bless u
@tsionsolomon9043
@tsionsolomon9043 6 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN Yonni blessed
@Meronzed
@Meronzed 6 жыл бұрын
As an orthodox to start the new year with this mezmur is a blessing
@habtomgebremariam3970
@habtomgebremariam3970 3 жыл бұрын
እዛ መዝሙር ብጣዕሚ ኢየ ሰምዓ ከፈትዋ ማዓት ኢየ i am orthodox mezmuer ናይ በንጠ ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ ውቱሩ ክሰምዕ ይወል ክብሪ ንእግዛቤህር ኣምላ ኣመን
@AzeebMotafy
@AzeebMotafy 7 ай бұрын
,
@nardoskassahun292
@nardoskassahun292 4 жыл бұрын
I can't speak Tigrigna but I understand what he says. When I listen Tigrigna mezmu I'm crying all time God bless you more and more brother.🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏.ንኹሉ ነገርይ ፅብቅ ገርካዮ እንታይ ኣሎ ጎዲሉኒ ዝብሌ (2)
@elizabethdebebe8388
@elizabethdebebe8388 3 жыл бұрын
Me toooo!
@shewitfisum5881
@shewitfisum5881 5 жыл бұрын
I am a cotholic and i love you all the followers of Jesus christ! Goyta Jesus nesu eyu beyinu medhani redai ellllllllllllllll kiber beleley fequr goytay . King of king and lord of lords. Than you God. Yonatan memelisu Goya yebaka mesi sedrabetika ❤❤ There is power in the name of Jesus christ. I am feeling happy .this song touched me
@syomaygebremeskel4321
@syomaygebremeskel4321 5 жыл бұрын
I m orthodox but i love this mezmur for ever
@hadassherif2693
@hadassherif2693 3 жыл бұрын
ንኹሉ ነገረይ ፅቡቅ ጌርካዮ እንታይ አሎ ጐዲልኒ ዝብሎ (3) እንታይ አሎ የብለይን የብለይን ዝብሎ(2) እንታይ አሎ ጐዲልኑ ዝብሎ(2) የብለይን የብለይን ዝብሎ... የብለይን ጐዲሉኒ ዝብሎ( 2) ምድረበዳ ናብ ገነት ለውጥካዩ ድርቅ ምድሪ አይን ማያት አፈልፊልካዮ (2) ዝልውጦ ንሁሉ ንስካ(2) በህይወተይ ዝገብረሎ ባለፀጋ (2) ቋንቋይ ለዊጥካዮ ፣ ዘረባይ ቀይርካዮ ንኩሉ ነገረይ ፅቡቅ ጌርካዮ እንታይ አሎ ጐዱልኒ ዝብሎ(2) የብለይን ጐዲሉኒ ዝብሎ (2) እንደገና ሰሊምካዮ ...ንዕማነይ (2) ጣምዕይሂቡ አፅቢካዮ ለዊጢካዮ ነገራተይሲ(2) ........... ቌንቋይ ፣ ዘረባይ ( ቀይርካዮ) ውርደተይ ወሲድካዮ ምስጋናይ መልኢካዮ እንደገና .... ቋንቋይ ለዊጥካዮ ዘረባይ ቀይካዮ፣ታሪከይ ቀይካዮ ውርደተይ ወስድካዮም ምስጋና መልኢካዮ (2) ምስጋና መልኢካዮ (4) ምስጋና መልኢካዮ(2)
@bt2617
@bt2617 2 жыл бұрын
Tebarek/Tebareki kurub kurub gegatat alewo
@zewditesfatsin7114
@zewditesfatsin7114 Жыл бұрын
xubuk mftan gn bzuh godolo wey gega alewo abzi xhfet nay tigrgna shgr eu mesleni yeriya ba brkti
@mihretberhanu9630
@mihretberhanu9630 4 ай бұрын
Thank you so sooooo much for posting the lyrics!!
@siemmesfun4148
@siemmesfun4148 6 жыл бұрын
ኣነ ኦርቶደክስ ኢየ ግን ነዛ መዝሙር ብታሚ አየ ዝፈትዋ ንኩሉ ነገረይ ንጹቡቕ ገርካዮ እንታይ ኣሎ ጎዲልኒ ዝብሎ ዘመንካ ይባረክ ሓወይ ናተይ
@roveltv7594
@roveltv7594 5 жыл бұрын
heyy tewahdo misel zihawey ezi derfi derfi mezmur entedelika eritrean tewahdo mezmur elka eto beu amesgin dima zihawey
@sidetenamekerna2247
@sidetenamekerna2247 5 жыл бұрын
@@roveltv7594 nay behaki entay eyou ezi mezmur bderfi kabzi adhneni fetari kulu alem
@roveltv7594
@roveltv7594 5 жыл бұрын
@@sidetenamekerna2247 hakika aleka wedey
@siemmesfun4148
@siemmesfun4148 5 жыл бұрын
Hi burukat ezi kemey elu derfi ykewn namlaku yemeshnalo abona dawit kemey elu namlaku yemesgn kemznebere ab mexhaf kdus alekum abbwo
@hareguyemane2398
@hareguyemane2398 5 жыл бұрын
አዚ mezmur አዚ ንዓይ አዩ ታዝመሩለይ ኣብቲ መድርባዳ ዘይግድፍ ኣምልኽ አዩ ዘልና
@simonnabtan6635
@simonnabtan6635 6 жыл бұрын
እዋይ ንስኩምስ ፍጢሩልኩም ቃል እግዚኣብሄር ድራርኩም ኩሉ ግዜ 🥰 ኣነ ካቶሊኽ የ ግና ናትኩም ውዳሴን ምልኮን ብጥዕሚ ዩ ድስ ዝብለኒ ተመስገን ጌታ ዘመስግኖ ይብዛሕ🙏😍
@abrhamfisehatsion9651
@abrhamfisehatsion9651 6 жыл бұрын
ናብ ሰብ ሮሜ 1 16፤ ወንጌል ቅድም ንኣይሁዳዊ ኸምኡውን ንጽርኣዊ፡ ንዚኣምን ዘበለ ዂሉ ሓይሊ ኣምላኽ ንምድሓን እዩ እሞ፡ ብወንጌል ኣይሐፍርን እየ።
@merhawierena1268
@merhawierena1268 6 жыл бұрын
Brother sleti senay kalat afka kemu kea natka drar kalu ykun
@lalmiaknan9195
@lalmiaknan9195 6 жыл бұрын
Amen Sim egziabher amlakna goytanan medhaninan eyes krstos ymesgen ykber zgodelena yelen🎷🎺🎻🎹🎶🎵🎤🎸
@helensyum6259
@helensyum6259 6 жыл бұрын
SIMON nabtan really blessed
@kibreabmihreteab2377
@kibreabmihreteab2377 6 жыл бұрын
Come To juses my brother
@selamendrias8366
@selamendrias8366 4 жыл бұрын
I am Eritrean born and raised in Ethiopia so my Tigrena is sheaky but love this song, he has changed my everything praise to the Almighty. Misganaye lewiskayo .....
@shallomabraham8996
@shallomabraham8996 3 жыл бұрын
me too
@dianahaile7825
@dianahaile7825 5 жыл бұрын
Even i'm Orthodox ab wishtey bahta yifetreley mezmurkum kiseme keleku ♥️🙏🏽gbu
@alek2022
@alek2022 6 жыл бұрын
I’m orthodox but i can’t stop listing to this blessed mezmur. God bless u yoni.
@arsenallchelsea7066
@arsenallchelsea7066 4 жыл бұрын
Amen
@blaya7699
@blaya7699 2 жыл бұрын
እግ/ርን እንዳገለገላቹ እናንተን ደደሞ በሚያስፈልጋችሁ ሁሉ ያገልግላችሁ። more love from 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 to brothers 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@blaya7699
@blaya7699 2 жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/q3Stq2msmtBpias
@saradawit1345
@saradawit1345 Ай бұрын
I’m cristian and I always listen to yoni and so so song it’s the best
@lionjudah5981
@lionjudah5981 6 жыл бұрын
Bejakum eza mezmur lomanti tray 20 times semieya...amen amen amen ms amlak welhanti aygdelnn ksab higi selamey bezihu eyu 😇😇😇😇😇
@Ruthmulugeta-J1H
@Ruthmulugeta-J1H 2 жыл бұрын
ንኩሉ ነገራተይ ጽቡቕ እትገብር የሱስ ጥራይ ኢካ ኣሜን
@ghirmawim5863
@ghirmawim5863 6 жыл бұрын
So true ንኹሉ ነገረይ ጽቡቕ ጌርካዮ እንታይ ኣሎ ጎዲሉኒ ዝብሎ ቋንቃይ ለዊጥካዮ ዘረባይ ቀይርካዮ ምረተይ ወሲድካ ምስጋና መሊእካዮ Amen
@nuguseegn5087
@nuguseegn5087 6 жыл бұрын
በቲ ዝፈላልየና ዘይኮነ በቲ ዘሕብረና ጥራይ ንርአ። ኣምላኽ ይባርኽኩም ጸግኡ የብዘሓልኩም። ካቶሊካዊ ሓውኹም
@kidanweldemariam9223
@kidanweldemariam9223 6 жыл бұрын
ጎይታ ይብርካ ዮኒ ኩሉ ግዜ ብሩኽ መንፈስ ዝዓዘዘካ ሓው ተባረኽ ናይ ምድርና በረኸት ዘበንካ ይባረኽ ሃለ-ሃለሉያ
@ji8m012
@ji8m012 10 ай бұрын
ኣምላክ ይባርካ ካቶሊክ ቡሮካት
@finanamore1111
@finanamore1111 6 жыл бұрын
Love from Orthodox
@keseteabraha1083
@keseteabraha1083 6 жыл бұрын
Stay blessed brother
@hager39
@hager39 6 жыл бұрын
Kulatna Kristian Ina tenberkeka xelot geber amlk megedu kethzena Yu !
@habtegebrielkifle2453
@habtegebrielkifle2453 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ትባርኽ መዝሙር ዮኒ ሓውና፣ አማርኛ ብቻ ለምትሰሙ እህት ወንድሞች፣ የNew Year ስጦታ ፣ ነገሮቼን ሁሉ መልካም አደረግክ ምንስ አለ ጎደለብኛ የምለው፣(2) ምንስ አለ የለኛም የምለው፣(2) ቋንቋየን ለወጥከው፣ አወራሬን ቀየርከው(2) ምረቴንም ወስደህ፣ ምስጋናን ሞላሃው(2) አድራሻየን ለወጥከው፣ ኑሮየንም ቀይየርከው(2) ምረቴንም ወስደህ፣ ምስጋናን ሞላሃው(2 ምድረ በርሀን ወደ ገነት የለወጥክ(2) ደረቅ ምድርን የውሃ ምንጭ ያስፈለፈልክ(2) ምትለዋውጥ ነገሮችን አንተብቻ(2) ሂወቴንም ምታስቀጥል የኔ ጌታ(2) ቋንቋየን ለወጥከው፣ አወራሬን ቀየርከው(2) ምረቴንም ወስደህ፣ ምስጋናን ሞላሃው(2) አድራሻየን ለወጥከው፣ ኑሮየንም ቀይየርከው(2) ምረቴንም ወስደህ፣ ምስጋናን ሞላሃው(2) ሁሉ ነገሬን መልካም አደረግክልኛ ምንስ አለ ጎደለብኛ ምለው፣(2) ምንስ አለ የለኛም ምለው፣(2) እንደገና ያስዋብክ ስራዎቼን(2) ጣዕም ሰጥተህ ያሳመርኽ ነገሮቼን(2) እንደዛች ውሃ እንደጠጣች አታክልትስ(2) አሳምረህ ቀያየረህ ለወጥከው ነገሮቼንስ(2) ቋንቋየን ለወጥከው፣ አወራሬን ቀየርከው(2) ምረቴንም ወስደህ፣ ምስጋናን ሞላሃው(2) አድራሻየን ለወጥከው፣ ኑሮየንም ቀይየርከው(2) ምረቴንም ወስደህ፣ ምስጋናን ሞላሃው(2)
@rozynayesus2003
@rozynayesus2003 6 жыл бұрын
God bless ዚሓወይ!
@mammyme2754
@mammyme2754 6 жыл бұрын
Thank you so much for translation. Such nice of you. God bless you and your family.
@shalomgalegoyta8721
@shalomgalegoyta8721 6 жыл бұрын
Gbu bro.
@jerrylegesse1141
@jerrylegesse1141 6 жыл бұрын
እናመሰግናለን ጌታ ኢየሱስ ይባርክሽ
@freweinikidane8847
@freweinikidane8847 5 жыл бұрын
Tebareku
@febum5099
@febum5099 5 жыл бұрын
Ane ortodoks ye gn aza mezmur btami ye zfetwa guley gol 1 amet ya gna nzea mezmur ktsma kela hgostiya tkewn .😘😍😍 amlak ybarkum sosiy& yoni.
@yirgalemtesfaldet3333
@yirgalemtesfaldet3333 3 жыл бұрын
ኣሜን ዮኒ ጸጉኡ የብዝሓልካ ጎይታ ኣነ ኦርቶዶክስ እየ ብ መዝሙርኩም ኩሉ ገዜ እየ ዝባረኽ ዝባርኽ መዝሙር እዩ
@zemenali4309
@zemenali4309 4 жыл бұрын
ትግረኛ አልችልም ግን በጣም ነወ የምሰማው የእናንተ መዝሙር። በእዉነት እና በመንፈስ የምናመልከው እግዚአብሔር ይመስገን ።እንዲህ በእዉነት ስታመሰግኑ ብዙዎች ይባርካቸዋል። እግዚአብሔር ይባርክ።
@zewditugebremedhin7233
@zewditugebremedhin7233 3 ай бұрын
አሜን አሜን እወ ንኩሉ ነገረይ ጽቡቅ ጌርካዮ
@asterdaniel882
@asterdaniel882 3 жыл бұрын
ዳዊት 31 (Psalms) 24፤ ኣቱም ብእግዚኣብሄር ተስፋ እትገብሩ ዅሉኹም፣ በርትዑ፣ ልብኹምውን ይጽናዕ።
@melakegebremedhin8433
@melakegebremedhin8433 6 жыл бұрын
Ane orthodoxe ye gin mezmur ntkum mara u des zbleni God bless you bro !
@theakoudsi8550
@theakoudsi8550 6 жыл бұрын
Melake Gebremedhin me to Jesuse is a good
@titibrhane7479
@titibrhane7479 6 жыл бұрын
ኣነስ ብመዝሙርኩም ጎይታ ተከቢለ መመሊስኩም ተባረኩ ብሩካት ❤
@lidia.t5703
@lidia.t5703 5 жыл бұрын
አምላክ ፍቅር አዩ goyta zeytekebele Seb yelen . Nnebska kem zigebeekayo eyu
@wintem
@wintem 5 жыл бұрын
Mezmurrr tegedifomo,ke goytaki ktgedfi diki????
@habendaniel6302
@habendaniel6302 4 жыл бұрын
Ollkkkkkkmmmmmmmqwwee
@ወደቦይከ
@ወደቦይከ 2 жыл бұрын
የለን ዝጎደለ ሙሉእ ኣምላኸይ ። ኢየሱስ ኩሩስቶስ ወትሪ መድሓኒ
@addisuberhe9148
@addisuberhe9148 5 жыл бұрын
ብፅሎትካ ሐስበኒ ጎይታ እየሱስ ጥራይ እዩ. No Other GOD.
@keyrakuayferidin3417
@keyrakuayferidin3417 3 жыл бұрын
Am orthodox Christian but I love this mezmur so much
@robeldebretion156
@robeldebretion156 6 жыл бұрын
I am ortodex but 24 hours I hear yoni mez i lov him nay tesfa mezmur. I love you yoni sosi
@b32738
@b32738 6 жыл бұрын
Robel Debretion yesus nhiwet enber nhaymanot aymexen tesfa ygebr hzbna nezi terediu bmenfes amlak kirtae we love u bro gbu ❤️❤️.
@robeldebretion156
@robeldebretion156 5 жыл бұрын
@@b32738 bfkrkum lbey meliu msakum mukhan eu tumm
@Dankemile403
@Dankemile403 5 жыл бұрын
Robi aytgage zhawey ab ortodox u zelo eti menfes mezmurom kshbeka ykel u gin bpiano b kirar sle zkane u mber nsu kea beegziabher bmexhaf kidus ayfkedn u b piano nai ortodox smae keyetalluka
@Explorenz4
@Explorenz4 3 жыл бұрын
እዚህ ኮሜንት ስር:- እኔ ኦርቶዶክስ፣ ጴንጤ፣ ካቶሊክ ነኝ የሚሉ ሰዎችን አየሁ። መፅሀፍ ቅዱስ ግን በሀዋርያት ስራ 11:26 ላይ:- ሀዋርያት በአንፆኪያ ክርስትያን ተባሉ ይላል። ወዳጆች እያስተዋልንን! ከመፅሀፍ ቅዱስ ውጭ የሌለ ሀይማኖት እየፈጠርን አንከፋፈል!!
@alexandermengstu2285
@alexandermengstu2285 5 жыл бұрын
When I hear dis song always crying ,but I’m orthodox
@hanamesfun7410
@hanamesfun7410 4 жыл бұрын
ነቲ ኣብ ውሽጥካ ዝትንክፍ ኣስተውዕሎ ነቲ ዝረትዓካ ስዓቦ የሱስ የፍቅረካ እዩ። ሮሜ 10፥9-11
@PrincessAfrica3
@PrincessAfrica3 4 жыл бұрын
Thats the Holy spirit making you cry. God is personal. He wants personal relationship with you through Jesus Christ. Read the bible my brother
@sportne.9496
@sportne.9496 5 жыл бұрын
Ane orthodoxe eye nay Yonatan gn eti zfetwon zedinkon zemari eyu mezmuratu wn wishtey eyu ztnkifeni eski xeluyuley kubrat yehwatey kemti amilak zdeiyo seb kikewun
@zionbrhane8378
@zionbrhane8378 3 жыл бұрын
Wenchifu aytitehazu,misakum zelo lili kulu iyu.Yimelek Haleleya,God bless u abundantly.
@Immanuel302
@Immanuel302 3 жыл бұрын
ኣጆኻ እግዚኣብሄር የፍቅረካ እዩ።ጥራይ ልብኻ ሃቦ።
@emnetgebru1894
@emnetgebru1894 4 ай бұрын
Ufff I can't stop listening ❤❤❤❤ Amen!!!!!
@tsegitnaykrstos2388
@tsegitnaykrstos2388 5 жыл бұрын
ኣንታ ኣነስ ግርም ዝብለኒ ፡ ምስቲ ዘለኽዎ ሂወት ትታኣሳሰር ብምዃና እዛ መዝሙር ደጋጊመ ክሰምዓ ይባረኽ ኣለኹ። ዮኒ ሶሲ ብሩኻት ብ መዝሙርኩም ተባሪኽና ኢና😍😍😍።
@eritreaforchrist956
@eritreaforchrist956 6 жыл бұрын
ኢሳይያስ 38 (Isaiah) 17፤ እንሆ፡ እዚ ዓብዪ ምረት ንሰላመይ ኰነ፡ ንስኻ ንዂሉ ሓጢኣተይ ናብ ድሕሪ ዝባንካ ደርቢኻዮ ኢኻ እሞ፡ ንነፍሰይ ኣፍቂርካ ኻብ ጒድጓድ ጥፍኣት ኣናገፍካያ። 19፤ እቲ ህያው፡ እቲ ህያው፡ ከምዚ ኣነ ሎሚ ዝገብሮ ዘሎኹ፡ የመስግነካ፡ ኣቦ ንውሉዱ ሓቅኻ ኼፍልጦም እዩ። 20፤ እግዚኣብሄር እዩ ዘድሐነኒ፡ ስለዚ ብመዓልትታት ህይወትና ዂሉ ኣብ ቤት እግዚኣብሄር ንመዛሙረይ ብመሰንቆ ኽንዝምሮ ኢና። Tebareku YONI-SOSSI bebuzuh.
@amanuelhaileofficialchannel
@amanuelhaileofficialchannel 6 жыл бұрын
Keytezerhget kisema koleku nbzuh seb kemtbarik wushtey negiruni ab churchna azemireyom. Bhaki kea komu koynu. U r awesome yoni.
@Eri-9n6
@Eri-9n6 5 жыл бұрын
Bless you brother
@senugaljeganu
@senugaljeganu 5 жыл бұрын
Beza teksi btaemi tehadise goyta yesus yebareka erirea 4 Christ amen
@sarayasin7426
@sarayasin7426 2 ай бұрын
Blessed 🙌 Every day kulu senay gerkaley Simka ybarek 🙏🏽
@maryalli5582
@maryalli5582 6 жыл бұрын
ኡፍ ኦጎይታ ክብሪ ንዓካ ይኩን ፓስተር ዮኒ ሶሲ ናይ ኤርትራ በረከትና ኢኩም ስለኩም ንእግዛቢሄር የመስግኖ ስብሓት ንኣምላክ
@ghenetberhane9826
@ghenetberhane9826 5 жыл бұрын
❤❤❤❤
@fevenokbaymichael2707
@fevenokbaymichael2707 11 ай бұрын
When I was first time in Canada struggling new life I listened this lovely song , now thanks God everything plan by God ezegabher Yemsgen I’m in good situations 🎉❤
@berhetemesgen3179
@berhetemesgen3179 5 жыл бұрын
If you want go heaven after you die, say LORD JESUS I ACCEPT YOU AS MY PERSONAL SAVIOR AND LORD, JESUS I'M A SINNER, WASH ALL MY SINS BY YOUR BLOOD, JESUS WRITE MY NAME IN THE BOOK OF LIFE AMEN. NOW YOU GOT SAVE. Read the bible everyday begin from gospel John chapter one, pray everyday and go to christian church. God bless you richly abundently amen.
@PrincessAfrica3
@PrincessAfrica3 4 жыл бұрын
Amen Jesus is the only way
@ruth2653
@ruth2653 4 жыл бұрын
ኣሜን!Gbu brother.
@gezenatips
@gezenatips 5 ай бұрын
I always feel something when I hear Yonisosi Mezemur, God bless you 🙏🙏🙏 ❤❤❤
@christcentergenerationmini6961
@christcentergenerationmini6961 6 жыл бұрын
ዮኒ ሓወይ ንስኻ ንክብሩ ብመዝሙር ክትገልጽ፡ ዝደኸሙ ከተትስእ፡ እቲ ደራሲ መንፈስቅዱስ ኣባኻ ይዓዩ ስለ ዘሎ ስሙ ብሩኽ ይኹን። we love you
@rutahabte692
@rutahabte692 6 жыл бұрын
Abeil Zak äää
@nardosocbmicheal8244
@nardosocbmicheal8244 5 жыл бұрын
Amen
@astersolomon8870
@astersolomon8870 5 жыл бұрын
ፓስተር ዮኒ መመሊስካ ብጸጋ ዕበ ንብዙሓት ንምድሓን፡ ንዝወደቁ ንምትንሳእ፡ ንዝደኸሙ ምብርታዕ ክትከውን እግዚኣብሂር ይጠቀመልካ።
@tsegaberhe3884
@tsegaberhe3884 9 ай бұрын
Amennnnn blessed❤❤❤❤🎉🎉🎉
@melesaraya404
@melesaraya404 5 жыл бұрын
ዬኒ ሶሲ ንስኹም ብመንፈስ ቅዱስ ተመሊእኩም ክትዝምሩ እንከለኹም ብዙሕ ሰብ ናብ ኣምላኽ ይመጽእ ( ይምለስ ) እዪ እሞ በርትዑ
@danielo.michael9459
@danielo.michael9459 6 жыл бұрын
ንስኻ ንባዕልኻ ብሩኽ ኢኻ በጃኻ ኢለልክ ዮኒ!
@bereketbelachew7087
@bereketbelachew7087 6 жыл бұрын
Nay amlak seb. Xegaka yibzah.besem yesus.....
@tsegayteshome5267
@tsegayteshome5267 5 жыл бұрын
Antay aynet nebat Ayom aziom namlak mlua zebenom zwdsu . Tegerime! anes. yonatan sosunan kabzbehal zeben aqxiru.
@azebmehari355
@azebmehari355 6 жыл бұрын
ብሓቂ ንዝማሬ ዝተውሃብኩም ኢኩም ዮኒ & ሶሲ ብኩሉ ዝማሬኩም እንዳተባረክና ሎሚ በጺሕና ሕጂውን ዘመንኩም ብዝማሬ ይወዳእ።
@adiammohammed9192
@adiammohammed9192 3 жыл бұрын
የብለይን የብለይን ዝብሎ የብለይን ጎዲልኒ ዝብሎ !! ኣሜንንን...❤️🙏🙏🙏
@nahomalazar4932
@nahomalazar4932 4 жыл бұрын
መመሊስካ ዘይምኖ መዝሙር ዘበንኩም ይባረኸ ንብዙሓት መድሓን ጎይታ ብኣኹም ይጥቀም ኣሎ እሞ ክብርን ምስጋናን ይኹን ንጎይታ ኣሜን
@semhartekle3642
@semhartekle3642 6 жыл бұрын
ኣሰይ የሱሰይ የብለይን አወ ጎዲልኒ ዝብሎ... ምሳኻ ምንባር ጥዑም እዩ... ተባረክ ዮኒ ሓወይ ርሑስ ሓድሽ ዓመት
@naxigirmay7483
@naxigirmay7483 4 жыл бұрын
I am orthodox but I love to hear this mezmur, especially early in the morning and sometimes when I feel depression and I feel happy inside of me. Thank you yoni and sosi for making me happy and for the glory of the Gud.🥰
@TheHero-zy3lt
@TheHero-zy3lt 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen Amen Amen አንታይ ኣሎ ጎዲሉኒ ዝብሎ ፡ንኹሉ ነገረይ ጽቡቅ ጌርካዮ ኣሰይ ሃሌሉያ ፡ምድረበዳ ናብ ገነት ቀይርካዮ ደርቅ ምድሪ ዓይኒ ማያት ኣፈልፊልካዮ ሰይ ኣሰይ ሃሌሉያ ተባረኹ ብሩኻት ገላትያ 1 (Galatians) 5፤ ንእኡ ካብ ዘለኣለም ንዘለኣለም ክብሪ ይኹን ኣሜን።
@yemanetesfaldet853
@yemanetesfaldet853 6 жыл бұрын
Amen Amen ንኩሉ ነገረይ ጽብቅ ገርካዬ እንታይ ኣሎ ዝጎድሉኒ ዝብሎ፨።
@HabeshaMeksebaraya
@HabeshaMeksebaraya 4 жыл бұрын
Am orthodox but I really love listening to this mezmur as long every Christian worship the holy spirit it doesn't matter May the Almighty God bless all of you
@nuninuni4869
@nuninuni4869 3 жыл бұрын
Temesgn fetari sele kulu neger...
@asmeret14tesfu63
@asmeret14tesfu63 3 жыл бұрын
ንኹሉ ነገረይ ጽቡቅ ጌርካዮ እንታይ ኣሎ ጎዲሉኒ ዝብሎ የብለይን ጎዲሉኒ ዝብሎ thanks yoni
@divoraolive722
@divoraolive722 6 жыл бұрын
Israel mesranaka tebarkiena yonie sosie hzkaya mexae Edmonten please Blessed famliy.
@ቲቲናይየሱስ
@ቲቲናይየሱስ 5 жыл бұрын
እቲ ንነጋራተይ ዝለወጠ እ/ሄ ስሙ ይባረክ ንዘላኣለም፣ንስኩም በረክትና ኢኩም መመልስኩም ተባረክልና።
@elisabeth1856
@elisabeth1856 3 жыл бұрын
Yzkerni Eza mezumr abti mdrebeda (may Ayni masker ) ktzmer kela kulu seb mdrebeda nab Genet lewitkayo n kulu negerey xubuq grkayo enda bele kzmer kolo kulu seb hayli yrekib tesfa ygbr .egziabiher b mezamuratkum geru n buzhat haylin mxnna yhb alo mo Amlak brekiiii ybulukum yonisosi💞🎶💞💕💓💓
@amenmusic7984
@amenmusic7984 6 ай бұрын
ትግሬኛ አልችልም ነገር ግን ነፍስ አይቀርልኝም ይህን መዝሙር ስሰማ
@yemaneselemun1191
@yemaneselemun1191 5 жыл бұрын
መዝሙርኩም ንህዝብና ንበረኸት ይኾነና ኣሎ በረኸትኩም ይብዛሕ
@asterasmelash4895
@asterasmelash4895 5 ай бұрын
ንኹሉ ነገርይ ጽቡቕ ጌርካዮ እንታያሎ ጎዲሉኒ ዝብሎ እንታያሎ ጎዲሉኒ ዝብሎ ምድረበዳይ ናብ ገነት ቀይርካዮ ደረቅምድሪ ዓይኒማያት ኣፈልፊልካዮ ብሓቂ እንታይሞ ምድራዊ ቃላት እንዶ ኣግደዓና ፍጹም ክገልጾ ዝክእል ኣይኮነን ጉስነቱን ፍቅሩን we just continue praiseing u all our days our lord & saviour ስለዚ ጸጋ ክብሪ ናምላኽ❤❤
@nahomadal
@nahomadal 2 жыл бұрын
Your mezmur has become a daily basis rythm for me, I can't believe you get to be present in my life time, God works in mysterious ways, you are a gift to us all.... bless you guy's
@ዳኒኤልገረመድህን
@ዳኒኤልገረመድህን 5 жыл бұрын
ባኣኹም ቡዙሕ ተባሪኸ ሰለኹም ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ጸጋ ኣምላኽ ይብዛሕልኩም
@fevenokbaymichael2707
@fevenokbaymichael2707 4 жыл бұрын
I am orthodox but i liked this mazmure gutea yebreka yoni hawey
@meseretgorfe7004
@meseretgorfe7004 3 жыл бұрын
ቋንቋይ ለዊጥካዮ ዘረባይ ቀይርካዮ መደረተየ ወሲድካዮ ምስጋና መሊኢካዮ ኣድራሻይ ቀይርካዮ ናብራይ ለዊጥካዮ ጉደለተይ ወሲድካ ምስጋና መሊኢካዮ ELELELLELE HALELUJAH
@እቲተመሃራይ
@እቲተመሃራይ 5 жыл бұрын
We are one, and we serve one GOD, its only a different way to one place. Just be happy wiz what you believe and have!
@salina2503
@salina2503 4 жыл бұрын
Jesus ab zelwo sefra selam alo erfti alo lewti alo yoni &sossna blessed family neskatkum nana berktna ekum and b kelo xebuk abnet ekum dess yeblni fere natkum keryo kelko Wengel b mezmurkum ketngro kelkum 🌹🌹🌹🌹🌹🔥🔥🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖
@jesuslovesyou.4714
@jesuslovesyou.4714 5 жыл бұрын
ዮኒ ብሩኽ መዛሙኩም ምድሪ ከዲኑ። ኣቦ ብዙሓት። You are blessing of nations. We love you and we respect your grace. All glory to God.
@PrincessAfrica3
@PrincessAfrica3 4 жыл бұрын
Amen praise Jesus Christ
@negodatatselam443
@negodatatselam443 3 жыл бұрын
Ane Tewahdo Eye gn Mezmur nay Pente kab Zisemie Lieli 16 Amet koinu alo nay orthodokis mezmur buzuh Aysemien Eye .Yonathann Sosinan Kea Amlak Xegeun Bereketun Yebzihalikum .Nezi Zeyhilel Aberkitokum .
@habenmengsteab8736
@habenmengsteab8736 6 жыл бұрын
ደስ ትብል መዝሙር ተባረኽ ኣነ ክርስትያን አየ ዶብ ገደብ የብለይን ኮተሊክ ኦርትዶክስ ቤንጠ ኩሉ አየ ክብሪ ንኢየሱስ ክርስቶስ
@azebmehari355
@azebmehari355 6 жыл бұрын
ብሓቂ እቲ ሂወት ዝህብ የሱስ ጥራሕ እዪ ዘለኣለማዊ ሂወት ዝርከብ ተባረክ
@ermijesus4493
@ermijesus4493 6 жыл бұрын
ዮሃንስ 3 (John) 3፤ የሱስ ድማ፥ ካብ ላዕሊ እንተ ዘይተወልደ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኪርእያ ዚኽእል ከም ዜልቦ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ኢሉ መለሰሉ። 4፤ ኒቆዲሞስ ከኣ፥ ንሰብከ ምስ ኣረገ፡ ኪውለድ ከመይ ኢሉ ይከአሎ፧ መሊሱ ናብ ከርሲ ኣዲኡ ኣትዩስ ኪውለድ ይከአሎ እዩ፧ በሎ። 5፤ የሱስ መለሰ፡ ብሓቂ እብለካ አሎኹ፡ ካብ ማይን መንፈስን እንተ ዘይተወልደ፡ ኣብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣቱ ዚኽእል የልቦን።
@alemabrhan364
@alemabrhan364 5 жыл бұрын
God blessde you mor youn haweu❤🌹
@Asmara87529
@Asmara87529 Жыл бұрын
I'm orthodox but I loved this mezmur I'm still hearing ❤❤❤❤
@sosunatesfai3394
@sosunatesfai3394 6 жыл бұрын
ኩሉ ነገረይ ለዊጥዎ ስሙ ዪባረኽ ንዘልኣለም
@mhrethabte1780
@mhrethabte1780 4 жыл бұрын
Yeni hawey nskhum nberkhetn nbuzuht beket ekum
@kokobtadese3523
@kokobtadese3523 9 ай бұрын
Love you Jesus ❤
@fekarwediu5161
@fekarwediu5161 5 жыл бұрын
I’m Orthodox nay Msgana mezmurkum ybzah nay bhaki lbka titnkf💓mezmur God bless you
@yordatesfa2411
@yordatesfa2411 2 жыл бұрын
I love this song it makes me feel closer to God and brings joy my to my eyes bless you yoni and sosi ❤
@hirityesak1229
@hirityesak1229 Жыл бұрын
ኣጸቢካዮ ለዊትካዮ ነገራተይሲ ኣሜንን❤❤
@ghirmayaraya3158
@ghirmayaraya3158 5 жыл бұрын
ዮኒን ሶሲን ንህዝቢ ትግርኛ ድሕነት ምስክር ዝተለኣኽኩም ኢኹም ብመዝሙራትኩም ናፍቲ ሓቀኛ መንገዲ መፂና ክብሪ ንየሱስ ዋጋ ዝኸፈለልና።
@girmawitteklit6239
@girmawitteklit6239 5 жыл бұрын
ሰሚዕኻ ዘይጽገብ 😢😢 ኣምላኽ ሰናይ እዩ. በረኽትና ኢኹም
@samiboy297
@samiboy297 5 жыл бұрын
Nikulu negerey xubuk gerkayo Entay Alo godiluni ziblo Quanquay keyrkayo Adrashay lewitkayo Adrashay kab bar nab church koynu gotta yibarek Hara koyna leku. Nexa koyna leku 🌻
@prosperty4785
@prosperty4785 8 ай бұрын
Wow Gott segnet dich in Jesus Christus Name Amennn!!! ጌታ ኢየሱሰ ክርሰቶሰ አሁንም አብዝቶ ፀጋውን ያብዛልክ ወንድሜ!!!
@ጓልኣስመራሺኮርደላይትፍት
@ጓልኣስመራሺኮርደላይትፍት 5 жыл бұрын
ዮናታን ሺኮር ብጣዕሚ ጥዕምቲ መዝሙር ዘሚርካ ኣዝየ ፈትየያ ሃይማኖተይ ኦርቶዶክስይ ክሳብ ጊዜ ሞተይ ውን ክቅይር ኣይደልይንየ ግን መዝሙርኩም ደስዪ ዝብለኒ እዚኣሞ ከተጸልለኒያ ደልያ ዕድመ ይሃብካ
@semharghebrengus9766
@semharghebrengus9766 5 жыл бұрын
ኣሜን ብየሱስ ክርስቶስ ኩሉ ጽቡቕ ኮይንለይ! የብለይን ጎዲልኒ ዝብሎ! ዘላለማዊ ክብሪ ንጎይታ የሱስ !!! መመሊስካ ተባረኽ ዮኒ ሓወይ
@isaiasberhane6245
@isaiasberhane6245 5 жыл бұрын
Thanks yoni and sosu,እግዚኣብሂር ዓቢ ኢዩ ን ክብሩ ጽቡቅ መዝሙር ክንዝመር ደማ ድስ ደብል ኢዩ።ዮኒ ካኣ ኣምላክ ይባርካ ከጽሎ ኢካ ማራ ቱኡም መዝሙር ኢካ ስሪህካ thanks God bless you bro
@media5161
@media5161 3 жыл бұрын
ኣኽሊልኩም ዓቢ እዩ ብሩኻት፡እግዚኣብሄር ብዝሃበኩም ጸጋ ብዙሕ ተጸናኒዕና፡ብዙሕ ተባሪኽና፡ዘመን ሰጊርናዮ ብርኽኽኽኽኽኽኽክኽኽኽክኽኽኽ በሉለይ ዮኒ&ሶሲ
@natuambasajer1783
@natuambasajer1783 4 жыл бұрын
I listen this song again and again I so happy because of God GBT ❤️❤️🙏🏼🙏🏼
@ellenbahta7560
@ellenbahta7560 6 ай бұрын
Yoni, Sosi bmezmurkum Tebarigen,texagiren eye Emo goyta abzihu ybargkum Memeliskum Tegelexu🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@theworldbreath620
@theworldbreath620 6 жыл бұрын
ፓስተር ዮናታን ተባረከለይ ጣዕሚ እዛ ምድሪ ኢኩም ኖስካን ምጭዉቲ በዓልቲ ቤትካ ሶሱና።በረከትና ኢኩም መመሊሱ ሓይልኩም የሕድሶ ጎይታ የሱስ።ኣፍኩም ክትከፍቱ ንመዝሙር ፈዉሲ ኢኩም ትተፍኡ።ዝፍዉስ ዘጸናንዕ መዛሙርኩም ዝዝሓመመ ፈዉሲ
YoniSosi-New Tigrigna Mezmur   by Yoni&Sosi  (Rediuni)
8:04
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1,9 МЛН
YoniSosi-New Mezmur 2019 By Yonathan Abrham (ምሕረትካ ኣይውዳእንዩ)
6:57
Support each other🤝
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 81 МЛН
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 62 МЛН
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 4,5 МЛН
ኣሰራርሓኻ ፍሉይ by Yonathan & Sosuna/AserarhaKa Fuli EYU/
6:47
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1,1 МЛН
YOSEF KASSA NEW MUSIC 2019 (OFFICIAL MUSIC VIDEO )ይሄ ነው የገባኝ_Yihe Nen Yegebagn
5:57
Yosef kassa/ jossy kassa /official
Рет қаралды 11 МЛН
Senait Selfu yemanew
6:30
Gemoraw Habesha
Рет қаралды 100 М.
Agerimuni
8:43
Yonisosi & YONISOSI - Topic
Рет қаралды 599 М.
Hallelujah |ሃሌሉያ | Aster Abebe Vol 2 Full Album
2:52:56
Aster Abebe Official
Рет қаралды 1,4 МЛН
Mezmur Tigrigna by Hamelmal
6:37
Selam Shalom
Рет қаралды 2,2 МЛН
Support each other🤝
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 81 МЛН