Yonisosi -ቅድሚ ኩሉ New Gospel Song |Tigrinya (Official Video)2023

  Рет қаралды 606,977

Yonisosi Tube Official

Yonisosi Tube Official

Күн бұрын

#YonisosiTube #YonisosiMezmur #HosannaMezmur
#HosannaMezmur #YonisosiMezmur #YonisosiTube
YoniSosi-New Mezmur 2022 By YoniSosi
New Gospel Song |Tigrinya (Official Video)2021 / Check Out New Mezmur Video Clips for you blessed;- Official Video Subscribe today for latest gospel songs: now to get notification for new videos daily. Many Blessings! www.youtube.co....
Facebook: / yoni-sosi • Sosuna Samuel Part 2 ኣ... #YonisosiTube#YonisosiMezmur#HosannaMezmur#
© Copyright: Yonisosi.INC All rights reserved. Please do not

Пікірлер: 344
@dg4147
@dg4147 7 ай бұрын
ኣይጥምቶን`የ ንጎዳጒደይ ክብርኻ ርእዩ ዓሪፉ ልበይ ቅድሚ ኹሉ(2)ዓቢ ኢኻ ክብል ልበይ ኣንቂዱ ቅድሚ ልማኖይ፡ ቅድሚ ምህለላይ ከምልኸካ`ዩ ሓሊኑ ልበይ ኣነስ ኣይርእዮን ንነገራተይ መቕደስ ኣቲኻ ምዕጣን`ዩ ግደይ ኣነስ ኣይርእዮን ንዂነታተይ በገና ኣልዒልካ ምምላኽ`ዩ ስርሐይ ቅድሚ ኹሉ(2)ዓቢ ኢኻ ክብል ልበይ ኣንቂዱ ቅድሚ ሃበኒ እባ ግበረለይ ከምልኸካ`ዩ ጨኪኑ ልበይ ኢደይ ኣልዒለ ብዘምለኽክሉ ኣሎካ ክብሪ ዘረስዕ ኲሉ መልሲ`ዩ ንዓይ ህላውነትካ ሕቶይ ይጠፍእ ካብ ቅድሚ ገጽካ ኣምላኽ ከማኻ ብእንጽውዖ መን`ዩ ዚቐርብ ንዝደልይዎ ኣይርከብን`ዩ የለን ከማኻ ኣእላፍ መሥዋዕቲ ይሠውኣልካ እንተ ዘመርኩ መዓስ በዚሑ እንተ ኣምለኽኩኻ መዓስ በዚሑ መዘና ኣልቦ ኣዚኻ ዓቢ ቋንቋ ኣይርከብን ንዓኻ ገላጺ ኣቤት ክብርኻ የብሉን ስፍሪ እግዚኣብሔር ዓቢ ዘይተመርማሪ ክዛረብ`የ ከዘንቱ ዕቤትካ ክነግረሉ ከውሪ ስራሕካ ዓቢ`ኻ እግዚኣብሔር ኣይትምርመርን ዓቢ`ኻ እግዚኣብሔር ቅዱስ እግዚኣብሔር መንቅብ የብልካን ቅዱስ እግዚኣብሔር
@faresopendoorministry8386
@faresopendoorministry8386 Жыл бұрын
❤❤❤❤ ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ገለ መዝሙር እኮ ትንቢታዊ መዝሙር እዩ ንዓይ እዩ ተባረኹ ክብሪ ንስሙ ክብሪ ንስሙ
@michaelshumendi2034
@michaelshumendi2034 Жыл бұрын
ኣየ እንዳ ዮኒ ሶሲ❤🎉፡ኣቱም ብሩኻት በረኸትና ዝይንጽፍ ዓይኒ ማያት በረኸት ኣሎ ኣብ ቤትኩም ።ስብሓት ንጎይታ ነቲ ምንጪ ኩሉ በረኸትኩም ዝኾነ ጎይታ ይኹን።❤🎉😂😊🎉❤
@sarakidane7635
@sarakidane7635 Жыл бұрын
"ኢደይ ኣልዒለ ብዘምለኽሉ ኣሎዃ ክብሪ ዘረስዕ ኹሉ መልሲ እዩ ንዓይ ህላውነትካ ሕቶይ ይጠፍእ ኣብ ቅድሚ ገጽካ ኣምላኽ ከማኻ ብንጽውዖ መን እዩ ዝቀርብ ንዝደልይዎ ኣይርኸብን'ዩ የለን ከማኻ ኣእላፍ መስዋእቲ ይሰውኣልካ" Our precious ones we love you so much ❤❤❤❤Yoni Sosi😇😇😇❤❤❤
@negasitewoldemedhin83
@negasitewoldemedhin83 Жыл бұрын
Tebareki
@michaelyohannes4660
@michaelyohannes4660 Жыл бұрын
ወሓዚ ጸጋ በርኸት ህዝቢ ኣምላክ ዮኒ ሶሲ። ብመዝምርኩም ምድረበዳ ሰጊርና። ኣምልኽ ብምሉእ ጥዕና ተባረኹ ብዙሕ መታን ክትሰርሑ።❤
@filmonmehari8053
@filmonmehari8053 Жыл бұрын
This song will bring millions to Christ! I only know what it meant to me and never forget this day in my life. What a wonderful song. God Bless You more.
@xegakayubezihuley3476
@xegakayubezihuley3476 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@IsromBerhe-lu2rx
@IsromBerhe-lu2rx 8 ай бұрын
God bless you
@filmonmehari8053
@filmonmehari8053 2 ай бұрын
Amen Amen Amen🙏🙏🙏
@berhaneandeberhan1819
@berhaneandeberhan1819 Жыл бұрын
እዞም ጀጋኑ በረከት ህዝብናን ሃገርናን ዝኮኑ❤❤ ስሊኦም ንኣምላክ ከነመስግኖ❤❤ ይግብኣና ኢዩ፡፡ተባረኩ ንስኩም ብሉጻት ኣምላክ ዝሃበና ኣህዋት ኢኩም❤❤
@soluschristus396
@soluschristus396 Жыл бұрын
ዮኒ ሶሲ ሰብ ጽኑዕ ቃል ኪዳን ጣዕምን በረኸትን ናይ መዝሙርኩም ፍረ ቅድስናኹም ስለ ዝኮነ ኣብ ልቢ ብዙሕት ሰባት መዛሙራትኩም ተሰሪቱ ካብ ወለዶ ንወለዶ ይቅጽል ኣሎ፣ለምልሙ ተባረኹ !ክብሪ ነቲ ካብ ዘልኣለም ንዘልኣለም ብቅድስና ዝነብር እግዚኣብሄር ኣቦ ብጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ጌሩ ይኹን ኣሜንን!!❤
@fioriweldai0947
@fioriweldai0947 Жыл бұрын
ዋው ሃሌሉያ!!! ቅድሚ ኩሉ ንዑኡ ምምላኽ ይጨክን ልብና ሶሲ ብርኽቲ ነቲ ዓቢ ኣምላኽና ንምምላኽ መሊሱ መንፈስኩም ይቐባእ ቡዙሕ'የ ዘፍቕረኩም❤❤❤❤❤❤
@ከኸወቀሸረአሠነከከ
@ከኸወቀሸረአሠነከከ Жыл бұрын
ከም እቲ ናይ መዝሙር ሰማያትኩም ክፍቲ (ክፉት) ዝኾነ ከምኡ ድማ ናይ ኩሉ ይከፈተልኩም ብስም የሱስ ኣሜን ተባሪኽኩም ኢኹም ኤፌ1:3: እቲ ብመንፈሳዊ በረኸት ዘበለ ብክርስቶስ ገይሩ ኣብ ሰማያት ዝባረኸና ኣምላኽን ኣቦ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ብሩኽ ይኹን።
@Teme307
@Teme307 Жыл бұрын
Eza mezmur elet 15 april 2023 wetsya, ezi wugie ab sudan zelo kea 15 april 2023 jemiru. Sidray abu yom zelwu 😔 neza mezmur sedide atsenaniayom. Bi flay "Eidey alele bzemlkelu, aloka kibri zersie kulu" kitbli keleki Sosi haftey. Bless you❤ Pray for sudan
@saliemsolomon9364
@saliemsolomon9364 Жыл бұрын
Thank you sis me too ....ane wen Sudan eya nera hjie amielk yemsgn be selam wexia...eza mezmur endia semiku
@Teme307
@Teme307 Жыл бұрын
@@saliemsolomon9364 bless you🙂
@smret.6783
@smret.6783 9 ай бұрын
Yes. Sudan kulu gize ab lbey iya zela'mo i will always remember Sudan in my prayers. Nhzbi Sudan dma mxnanae Menfes Qdus ms'om ykun 🙏🏻 Bless you sister.
@milkiyasberihu7336
@milkiyasberihu7336 Жыл бұрын
እንተ ዘመርኩ ማዓስ በዚሑ እንተምለኩካ ማዓስ በዚሑ መዘና ኣልቦ ኣዚካ ዓቢ ቃንቃ ኣይርከቦን እቲ ናታካ ክብሪ ዋው ኣሜን ዘምንኩን ብሩክ የ ጀጋኑ
@hanabereket6028
@hanabereket6028 Жыл бұрын
ኣነስ ኣይርእዮን ንኩነታተይ : ንነገራተይ ንጎዳጉደይ : ክብርኻ ርእዩስ ዓሪፉ ልበይ ኣሜን ኣሜን ቅድሚ ኹሉ ንስኻ ክበር ኣብ ሂወተይ የሱሰይ 🙏🙏🙏 ንስኻትኩም በረኸትና ኢኹም ተባረኹ
@freweinitekie1385
@freweinitekie1385 Жыл бұрын
ዋውው ዬኒ ሶሲ በረኸት ኤርትራ ካብ ኣምላኽ ኢኩም ይብዛሓልኩም
@kibretbereketanchorchannel7364
@kibretbereketanchorchannel7364 Жыл бұрын
"ኣነስ ኣይርእዮን ንኹነታተይ፡ በገና ኣልዒልካ ምምላኽ'ዩ ስርሐይ" ከመይ ሓይሊ ዝመልኦ መዝሙር! ኣብ ጸጽባሕ ንብዙሕ በረኸት ትኾኑ ዘለኹም ብሩኻት ዘርኢ ኣምላኽ፡ ስለቲ ኣምላኽ ኣባኹም ዘቐመጦ ብሉጽ ጸጋ ስሙ ብሩኽ ይኹን። እንቋዕ ተወለድኩም።❤❤❤
@shwithaile3179
@shwithaile3179 Жыл бұрын
ኣሜን እግዚኣብሄር ዓቢ ዘይተመርማሪ።ተባረኪ ሶሲ ሐፍተይ
@TesfanaYesus
@TesfanaYesus Жыл бұрын
ንልዕሊ ርብዒ ዘመን ንብዙሓት ንበረኸትን ንምድሓንን ዝገበረኩም ጎይታ ይባረኽ ።ዘገልገልኩሞ ጎይታ ዓስብኹም የብዘሓዮ። ኣምላኽ ብመዝሙርኩም ጌሩ ኣብ መንግስቲ ጸልማት ብዙሕ ዕንወት ኢዩ ዝገብር ዘሎ እሞ ኣምላኽ መመሊሱ መዝሙር ይወስኹም። ተባረኹ ዮኒ & ሶሲ
@ናይነጻነትባይታ
@ናይነጻነትባይታ Жыл бұрын
ኣሜን ቡሩካት ዕድሜና ምሉ ምስተባረክና ኢና ብመዛሙራትኩምን ኣጎልግሎትኩምን ጎይታ መመሊሱ ጸጉኡ የብዝሓልኩም።
@faresopendoorministry8386
@faresopendoorministry8386 Жыл бұрын
መዝሙርሲ ዘምርዎ ድኣ ኩሉ ግዜ ቅብኣትኩም ሓድሽ የፍቅረኩም እየ
@bereketteklegebre9344
@bereketteklegebre9344 Жыл бұрын
ቡሩኻት ንስኹም ንምድሪና ብጎይታ የሱስ ዝተዋሃብኩሙና በረኸት ህዝብና ኢኹም፡ሓድርኩም ይባረኽ
@almazaregay7405
@almazaregay7405 Жыл бұрын
ኣሜን ሃሌልውያ ተባረኪ ሶሲ ቅድሚ ኩሉ ንሱ ይመላኽ ኣሜን❤ ብመዙሙሩኩም ቡዙሕ ተሳጊረ ኣነ ንሱኩም ቡሩካት ኢኩም ❤❤❤
@aziebtekie4932
@aziebtekie4932 Жыл бұрын
ዋዉ ብሓቂ መንፈስ ቅዱስ ዘልዎ ዝማሬ ካብ ኩነታትካ አውጺኡ ገጽ አምላኻ ክትጥምት ዝገብረካ ሶሲ ዝማሬኺ መመሊሱ ይውሓዝ ቤትኩም ናትኩም ዘበለ ኩሉ ይባረኽ❤❤❤
@asmehope7604
@asmehope7604 Жыл бұрын
ኣሜን ቅዱስ እግዚኣብሄር ቅዱስ እግዚኣብሄር ቅዱስ እግዚኣብሄር!!!
@rahwatesfay4908
@rahwatesfay4908 Жыл бұрын
ኣሜን ቁዱስ አ
@rahwatesfay4908
@rahwatesfay4908 Жыл бұрын
ኣሜን ቁድስ ኣግዚኣብሄር!!!❤
@danielweldu6399
@danielweldu6399 Жыл бұрын
ሙቁራት ሰስኑልና ወስኹልና መመሊስኩም ! ኣዚየ እየ ዘፍቅረኩም ❤❤❤❤❤
@shewitmengstab8727
@shewitmengstab8727 Жыл бұрын
ኣይጥምቶን ኢየ ንጎዳጉደይ ክብርኻ ርእዩ ዓጊቡ ልበይ ኣሜን እግዚኣብሄር ይባርኽኩም
@alemnegash8998
@alemnegash8998 Жыл бұрын
እይጥሙተን እየ ንኅዳጉደይ ክብርካ ራኡ ዓራፍ ልበይ ❤️❤️🙌🙏 Hallelujah God bless you more and more sosi blessed ❤️❤️❤️❤️❤️
@bisratyohannes6669
@bisratyohannes6669 Жыл бұрын
ሶሲ በረኸት ምድርና ከም ኩሉ እዋን ገላጺ መዝሙር "ቅድሚ ኹሉ ዓቢ ኢኻ ክብል" 🙌 ይብዝሓልኩም
@RoziGerie
@RoziGerie Жыл бұрын
ኣሜንንንንንንንንንን ዬኒሶሲ ዘመንኪም ይባረክ ሶሲ ሓብተይ ኣለባብሳኪ ልዕሊኩሉ ዝሰሕበኒ ተባረኪ
@zewdifessehaye5158
@zewdifessehaye5158 Жыл бұрын
This night of twilight this song sing it a voice came in my spirit lord all glory to you. I only sang it when it was new❤
@rozynayesus2003
@rozynayesus2003 Жыл бұрын
ንበረኽቲ ዘደይብ መንፈስ ቅዱስ ዝመልኦ መዝሙር ❤️ ዮኒ& ሶሲ ብሩኻት ኢኹም🙏
@fioriselihom6506
@fioriselihom6506 11 ай бұрын
Ayitimiton eye ewe Ningratey halleluja tbarekuley 💙🧡🙏📖🙏🙌🏻🙌🏻🙌🏻❤
@ranjitkujur3067
@ranjitkujur3067 Жыл бұрын
I don't understand but I follow yoni sosi and Samuel negussie sometimes
@tsigeweiniteklit334
@tsigeweiniteklit334 Жыл бұрын
ብርግጽ የዒንትና ናብቲ ካብ ዘየሎ ክገብር ዝኽእል ኣምላኽ ውዳሴን ምቕናይን ዝበለ ምልኣት ኩሉ ጽቡቕ ዝመስል የለን ... ሶሲ ብብዙሕ ቅብኣት መመሊስኪ ወስኺ
@merrygt1956
@merrygt1956 Жыл бұрын
ሶሲ ሓፍተይ ብርኽተይ ኣዴና እኺ ነዞም ሕጅ ዘለና ብኹሉ ነገርኺ ብርኽተይ ተባረኽለይ ምስ ቤትኺ።
@segenTesfay90
@segenTesfay90 Жыл бұрын
Reklam sile zeyebzahkum hasabna keytesereke kenemmlik kielna. aasbi yhabkum amlak
@tseganegasi3759
@tseganegasi3759 Жыл бұрын
ኣሜብ ኣሜን ኣሜን አልለልለለለለለለለልልልለልለለልልልል አልልልልልልልልልልልልለልለለለ
@rahwaneamen308
@rahwaneamen308 Жыл бұрын
ቅብእቲ ሶሲ ሐፍተይ ኣዚና ኢና ንወጽእን ንባረክን ብመዛሙራትኩም , መመሊሱ ጸግኡ የብዘሐልኩም ጎይታ የሱስ ቡሩካት ህያባትና , ድመቁ መመሊስኩም 🎉❤❤❤❤🎉❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@zaidrussom7802
@zaidrussom7802 Жыл бұрын
Neskatkum brkat ikum.
@sabatekle1992
@sabatekle1992 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ክብሪ ንአምላኽና ይኹን ብዕጽፍን ድርብን ተባረኹ ምስሙሉአት ስድራቤትኩም ክትዝምሩ ንበሩ ንበረኸትና ኢኹም በረኸት ንኤርትራ ኢኹም❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selammehari814
@selammehari814 Жыл бұрын
Anes ayrion nkunatatey ❤❤❤❤❤ kidimi kulu God bless you 🙏
@emanezgig9675
@emanezgig9675 Жыл бұрын
Egziabhier aezizu yibarkikum!!Kbri neti abi sultun qudus Egziabhier ykun!!!!!!!
@semretfesehaye7345
@semretfesehaye7345 10 ай бұрын
አታ አዚ አምላኽሲ ...... ከምዚ አይነት መዛሙር ንሕላውነቱ ዘናፍቅ አውይይይይይይይይይ 😂😂😂 ኽብሪ ነአኻ ንበይንኻ:: Love you guys.🙏❤
@allinall9305
@allinall9305 7 ай бұрын
ዕልልልል!!! ንስኻትኩም ብሩኻት ኢኹም።
@eliasbbiniam3740
@eliasbbiniam3740 6 ай бұрын
Thank you❤❤❤❤
@mekkykikky4426
@mekkykikky4426 Жыл бұрын
Sossiye briktiiii memeliski tebareki🙌❤️Semieka zeytsgheb mezmur🙌❤️Nsiki bereketna eki❤mezamuratki memelisu yiwhaz 🙌❤️We love u so much❤
@natsnetghirmayberhe4331
@natsnetghirmayberhe4331 Жыл бұрын
Amen amen. Abi eka zeytemermari. Kezentu eie kinegir smka.❤
@merrygebreyesus1929
@merrygebreyesus1929 Жыл бұрын
Amennn aytemtonye ne godagudey kebreka riu arifu lebey wawww kebri neamlak zemekum yebarek
@kraftnuggets2223
@kraftnuggets2223 Жыл бұрын
ንስኺ ብርኽቲ ኢኺ🙏🙏🙏
@et6964
@et6964 Жыл бұрын
Amazing! you guys have a lot to say about the ‘Almighty God’ Keep shining! We are glad to have you. Much respect and love. Blessings!
@myownoasis
@myownoasis Жыл бұрын
ዳዊት እቲ ቕቡእ ብኣምላኽ እቲ ናይ እስራኤል ጥዑም ዘማሪ፡2 Samuel 23:1 ሶሲ ሓፍተይ እታ ብርኽቲ ቅብእቲ: ጥዕምቲ ዘማሪት ናይ ኤርትራ! ኣምላኽ ብመዝሙርኪ ጌሩ ኩልሳዕ ምስ ባረኽና! "ክብሪ ንኣምላኽ ኣብ ሰማይ!ሰላም ከኣ ኣብ መንጎ እቶም ስምረት ኣምላኽ ዘለዎም ሰባት" ሉቃ 2:13-14
@salemabraha8657
@salemabraha8657 7 ай бұрын
Sosi blessed. Zemenki ybarek. Ztebarekula mezmur eya bhaki
@mihre1396
@mihre1396 Жыл бұрын
Goyta ybarkum yoni sosona waoo zgerm mezmur zebenkum ybarek
@universeuniverse902
@universeuniverse902 Жыл бұрын
Anes ayrion ninegeratey, mekdes atika metan eyu gidey…..Hallelujah
@efremtekleab488
@efremtekleab488 Жыл бұрын
Entayyyyyyyyyyyy kbileeeeee beziiiii kibrinnnn haylinnnn.zelewoo. gorebet semayinnn. Melaktinnn zukonuuu. Sosiye youniye. Melai zemenkum kbriii beka ktiblu. Edineke biakum bogoyitan. Elllllllllllllllllllllllllllllllllllllll. I am hilllinggg
@ktsion6657
@ktsion6657 Жыл бұрын
በረኸት መንግስቲ ኣምላኽ በረኸት ሃገረ ኤርትራ 🇪🇷🇮🇱
@mmfamily8455
@mmfamily8455 6 ай бұрын
Amen 🙏🏾 ❤
@danasmie
@danasmie Жыл бұрын
Kbri ne Egziabher ykun nezieom zemirom zeytsegbu Yehwat zhabena. All we see is just God’s greatness Kdmi Kulu!!
@Pkxdl
@Pkxdl Жыл бұрын
Amen amen aman amen aman ❤❤❤👑👑👑👑👑💛💛💜💜💜💜👑👑 Yoni sosi brukat sdra zeman bruk ykun tebareku memeliskim
@fiyorifishatsion1410
@fiyorifishatsion1410 Жыл бұрын
Yonisosi nskum bereketina ekum amlak memelisu ywesekelkum ❤❤❤❤
@elsatecle5822
@elsatecle5822 Жыл бұрын
Nay Goyta Goytot Jesus Christus, Zebenkum Zerukum Ybark.
@saraghebru2835
@saraghebru2835 10 ай бұрын
Amen amen Egziabeher abi zeytemrmari!❤
@yodityeman4790
@yodityeman4790 11 ай бұрын
Amen amen Egzabiher eda bareke ybarkum sisu haftey
@godislove1991
@godislove1991 Жыл бұрын
God is good all the time, you are our blessed family may God bless you again ❤️❤️❤️🌹🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amanuelkinfat5262
@amanuelkinfat5262 9 ай бұрын
መንፈስ ቁዱስ ልበይ ተመሊኡ ኣምላኽ ኣዚዙ ይባርኪ ሶሲ ሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrahamfiory8978
@abrahamfiory8978 Жыл бұрын
Goyta ybarkum sosi yoni brukat ❤
@ከኸወቀሸረአሠነከከ
@ከኸወቀሸረአሠነከከ Жыл бұрын
ኣይጥምቶን ኢየ ንጎዳጉደይ ክብርኻ ርእዩ ዓሪፉ ልበይ {4×} ቅድሚ ኩሉ /2/ዓቢ'ኻ ክብል ልበይ ኣንቂዱ ቅድሚ ልማኖይ ቅድሚ ምህለላይ ከምልኸካ 'ዩ ሓሊኑ ልበይ ኣነስ ኣይሪኦን ንነገራተይ መቅደስ ኣቲኻ ምዕጣን'ዩ ግደይ ኣነስ ኣይሪኦን ንኹነታተይ በገና ኣልዒልካ ምምላኽ 'ዩ ስርሐይ /2×/ ቅድሚ ኩሉ /2/ዓቢ'ኻ ክብል ልበይ ኣንቂዱ ቅድሚ ሃበኒ እባ ግበረለይ ከምልኸካ'ዩ ጨኪኑ ልበይ ኢደይ ኣልዒለ ብዘምለኽሉ: ኣሎዃ ክብሪ ዘረስዕ ኹሉ መልሲ እዩ ንዓይ ህላውነትካ: ሕቶይ ይጠፍእ ኣብ ቅድሚ ገጽካ ኣምላኽ ከማኻ ብንጽውዖ: መን እዩ ዝቀርብ ንዝደልይዎ ኣይርኸብን'ዩ የለን ከማኻ :ኣእላፍ መስዋእቲ ይሰውኣልካ እንተ ዘመርኩ ማዓስ በዚሑ /2× እንተምለኩካ ማዓስ በዚሑ /2× መዘና ኣልቦ ኣዚካ ዓቢ: ቃንቃ ኣይርከብን ንዓኻ ገላጺ ኣቤት ክብርኻ የብሉን ስፍሪ: [እግዚኣብሄር ዓቢ ዘይተመርማሪ]6×) ክ...ዛ ረ ብ የ ከዘንቱ ዕብየትካ : ክ...ነ ግ ረ ሉ ከውሪ ስራሕካ (2) ዓቢ ኢኻ እግዚኣብሄር ዓ..ቢ እግዚኣብሄር ኣት ም ር መ ር ን ዓቢ ኢኻ እግዚኣብሄር ቅዱስ እግዚኣብሄር /2/ መንቅብ የብልካን [ቅዱስ እግዚኣብሄር]6×
@RahelAsfaha-wj9qr
@RahelAsfaha-wj9qr 29 күн бұрын
@asterghirmai3292
@asterghirmai3292 Жыл бұрын
A Wonderfull messeage in songs with wrigth time just for me, May The Lord bless you abandontly for ever more, sosi and yoni, 💞✨🌸🌺
@mileyalemey3096
@mileyalemey3096 Жыл бұрын
Bmezmrkum ab goyta mexiena bmezmrkum dma Always nxenanaen nemlkn egziabiher aezizu zbarekom ❤❤❤
@elsaandebrhan8008
@elsaandebrhan8008 Жыл бұрын
Memelisu tega amlak yazezelkum brunt ahwatey ❤❤❤
@mhretabkiflemariam6076
@mhretabkiflemariam6076 Жыл бұрын
ኣሜን ሶሲ ዮኒ መመሊሱኩም ወስኩ በረኸትና ኢኩም
@almazgebrehiwot1444
@almazgebrehiwot1444 Жыл бұрын
Bzeymqurax eye zsemo mezamurkum, gn ayxegbon aymenwon dma. Kbri namlakna ykun
@habtsegy2663
@habtsegy2663 Жыл бұрын
Goita jesus memelisu ybarkum YoniSosi nsikatkum bereket Erirea ikum sesinu🌹💕
@rosekg938
@rosekg938 Жыл бұрын
ኣዚና ኢና ነፍቅረኩም ስሌኩም ንኣምላኽና ነመስግኖ ብኣኩም ጌሩ ይመክረናን ፡ የበርትዓናን ፡ የጸናንዓናን ስለ ዘሎ መመሊስኩም ተባረኩልና we love you so much ❤❤❤
@lemlemmisghana3772
@lemlemmisghana3772 11 ай бұрын
Goyta memelisu ybarekhkum Tebarekhu Burukhat
@ElsaSolomonTnsae
@ElsaSolomonTnsae Жыл бұрын
What a blessing song - you are a blessing to the body of Christ
@semharnegasi9163
@semharnegasi9163 Жыл бұрын
Amennn Sosu hafty gota tsega yebzahakiki 🙏🏼💐
@zewditesfatsion693
@zewditesfatsion693 Жыл бұрын
sleki emo kulu gize eye namlak zemesgno kemey kemzifetweki sosiye canada mexia msaki ab hade adarash kemlik btaemi kabten zinafken mealtittat eyen love you
@arsualem6685
@arsualem6685 Жыл бұрын
Amen!U r blessed sis I love you so much with God
@mussiegoytom8099
@mussiegoytom8099 Жыл бұрын
Amen 🙏 Love you guys Blessings.❤❤❤
@michaelkidane8173
@michaelkidane8173 Жыл бұрын
ካብ ኣምላክ ዝተዋቡና ውህበት ናይ ምጽንናዕ መዝሙር ዘለኩም ብሩካት ዮኒ &ሶሲ ብሓይሊ ተገለጽ ዘመንኩም ይባረክ ።
@sarakonjo434
@sarakonjo434 Жыл бұрын
Wow! I listened to it over and over. What an anointed song it is. Tebareku yehwatey ❤️
@goodislove534
@goodislove534 Жыл бұрын
Amennn yonisosi burukat mezamuratkum ana semaeku eye abye
@TrhasFili
@TrhasFili Ай бұрын
አሜንንንን❤❤❤❤❤❤❤❤
@fevigalyesus5545
@fevigalyesus5545 Жыл бұрын
Sosey❤❤❤ tesagrni zela mezmur eya yebzihalki berkity
@selamzeray5345
@selamzeray5345 Жыл бұрын
Amen amen tebareku yoni sosi n skum bereketna eikum❤
@kidistibeyene3343
@kidistibeyene3343 Жыл бұрын
Sosiye brkity memelisu tsega ybzahlki ❤
@fevenweldegbrial9376
@fevenweldegbrial9376 Жыл бұрын
Semeka zytimino mezmur... ኣይትምቶን እየ ን ጎዳግደይ :ኩነታተይ :ንንገራተይ ክብርኻ ርእዪ ዓሪፉ ልበይ 💞🙏ኣሜን ኣሜን 🙏🙌
@arsualem6685
@arsualem6685 Жыл бұрын
Ab Hiwetey neza Mezmur Ms semaeku zemarit kkewn temenye.u r anointed family.Egziabier memelisu ybarkum.
@mikalmiku5681
@mikalmiku5681 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@EdenTesfay-uo7ww
@EdenTesfay-uo7ww Жыл бұрын
wawww yoni sosi edmen tienan yhabkum❤❤❤
@yordanosabate7577
@yordanosabate7577 Жыл бұрын
ጎይታ ይባርኽኩም
@adyamabraha5325
@adyamabraha5325 Жыл бұрын
❤ Amennñnnn hallelujah aloka kebri zeriseh kulo tebareku
@wude1kumsa150
@wude1kumsa150 Жыл бұрын
What a blessing song! God bless you yoni sosi
@hannagebreselassie4281
@hannagebreselassie4281 Жыл бұрын
አሜን ክብራ ንአምላክና ይኩን ተባረኩ
@rodasweldeyesus6387
@rodasweldeyesus6387 Жыл бұрын
አግዚኣብሄር ዓቢ ዘይተመርማሪ ❤ ኣምላኸይ ዓቢ ዘይተመርማሪ❤
@wedingus1641
@wedingus1641 2 ай бұрын
God Bless you sosi haftey We're blessed by your song ❤️❤️🎉🎉🎉
@selamdawit2258
@selamdawit2258 Жыл бұрын
Amennn hallelujah 🙏May the lord bless Yoni Sosi!!
@wehazitmehari5972
@wehazitmehari5972 Жыл бұрын
Sosi brkti ktzmr ztefetret whbetna temti dehay ebarkeki aleku bsm yesus ❤
@mercyghebre7963
@mercyghebre7963 Жыл бұрын
Yes hnbs wielka abu ente haderka ayxgebni❤❤❤❤❤❤❤❤
@mlitefessehaie2311
@mlitefessehaie2311 Жыл бұрын
Amennnnnn Amen Tebareki Sosiy brkti mmlisku tekanylu berektna eikum❤❤❤❤
@KokobYasus
@KokobYasus Жыл бұрын
Amen Amen Elelelelele thank you Lord Jesus ssosi haftey beteketena eki ❤❤❤❤❤❤❤❤
@nobel777
@nobel777 Жыл бұрын
Just wow በቃ ዝብሎ ኩሉ ተባሂሉ እዩ 😮
@nimrodkidane4866
@nimrodkidane4866 Жыл бұрын
Sosi berkti zemenki yebarek
YoniSosi  ሓይለይ- New Gospel Song Tigrigna 2023 (official Video)
5:54
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1,1 МЛН
Yonisosi -እውከለካ- New Gospel Song |Tigrinya (Official Video)2023
5:52
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 937 М.
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,3 МЛН
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 42 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 128 МЛН
YoniSosi-ሕልፍ ኢለ- New Tigrinya Mezmur 2021 [Official Video]
5:32
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 3,7 МЛН
YoniSosi- ዘይትጽገብ- New Gospel Song |Tigrinya (Official Video)2023
6:42
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 549 М.
ዓልለሉ መጽዩኒ | ኣምልኾ | Worship Tesfay by MAHBER TENSAI HIYAW AMLAK ZÜRICH
21:21
YoniSosi -(WEGAHTA -ወጋሕታ)_ New Tigrinya Mezmur 2021 [Official Video] -
5:45
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 2 МЛН
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,3 МЛН