YoniSosi (ኣቐዲመ ኤመስግነካ) Dec 24, 2024

  Рет қаралды 527,418

Yonisosi Tube Official

Yonisosi Tube Official

Күн бұрын

Пікірлер: 1 100
@siemdaniel7422
@siemdaniel7422 Ай бұрын
ኣቀዲመ ኤመስግነካ ከይኮነ ከሎ ኤመስግነካ'ለኹ ምስኮነ ምምስጋን'ሲ ይኽእሎዩ ኩሉ{2×} ከይኮነ ከሎ የምስግነካ{4×} (ኣቀዲመ የምስግነካ ደምና ከይለ ንፋስ'ውን ከየለ ኣቀዲመ የምስግነካ ዝርአ ከየለ){2×} ኩሉ ከም ትኽእል ክእለትካ (ተኣማሚነ)2× ኩሉ ከም ትገብር ሓይልኻ (ተኣማሚነ)2× ዝሃብካኒ ቃል ተስፋ ሒዘ ከይተወላወልኩ ኣብ መቅደስካ ኣትየ አምልኸካለኹ ዝሃብካኒ ቃል ተስፋ ሒዘ ከይተጠራጠርኩ ኣብ መቅደስካ ኣትየ አምልኸካለኹ አምልኸካ{4×} ብኸበሮ ብበገና " ብምሉ ልበይ አምልኸካ አምልኸካ{2×} ብምሉእ ሓይለይ አምልኸካ " ብኹሉንትናይ አምልኸካ ከይኮነ ከሎ ኤመስግነካ'ለኹ ምስኮነ ምምስጋን'ሲ ይኽእሎዩ ኩሉ{2×} ከይኮነ ከሎ የምስግነካ'የ{2×} ርኤካ'የ ትማሊ{8×} (ስለዚ'የ ምስጋናይ ዘብዝሕ ሎሚ ስለዚ'የ ምስጋናይ ዘቀድም ሎሚ){2×} አምልኸካ{4×} ብሳዕስዒት ብእልልታ " ብምሉ ልበይ አምልኸካ አምልኸካ{2×} ብምሉእ ሓይለይ አምልኸካ " ብኹሉንትናይ አምልኸካ
@merrytsegezab232
@merrytsegezab232 Ай бұрын
BLESS U SISTER
@merrytsegezab232
@merrytsegezab232 Ай бұрын
KIXBE XENIHE BLESS U
@edenasgodom1299
@edenasgodom1299 Ай бұрын
ኣሜን አመልኸካ ብምሉእ ልበይ የምልኽካ .... እግዚአብሔር ይባርክኹም
@alemghirmay7430
@alemghirmay7430 Ай бұрын
Esay kbri namlak tebareku🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️
@eden6094
@eden6094 Ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏👉❤️❤️❤️ybzhalkum brukat
@WegahtaIsaac-g6d
@WegahtaIsaac-g6d Ай бұрын
ዎ እግዚኣቢሔር ምስ በረኸትና ምስ ሓይልና ምስ ኩሉ ውህበትና ብሰላም ናብ ኤርትራ ስለ ትመልሰና ኣቐዲምና ነመስግነካ ኣለና።
@HighlyFavored
@HighlyFavored Ай бұрын
Amen
@sarontame
@sarontame Ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏🙏🇪🇷❤
@NiyatMussie-lq2bz
@NiyatMussie-lq2bz Ай бұрын
Amen Amen Amen
@tsU-b5p
@tsU-b5p Ай бұрын
ኣሰይይይይ እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜንንንንን❤❤❤❤❤❤
@semharhaile2431
@semharhaile2431 Ай бұрын
Amennn❤
@RutaAmanuel-i3b
@RutaAmanuel-i3b Ай бұрын
እዋይ ኣነ ዝገርመኒ መዝምርኩም ኩሉ መንፈስ ቁዱስ ኣለው ካብ ግዜ ንእስነትና ኣጸናኒዑና ኣሳጊሩና ዘመን ሂወትኩም ይለምልም
@freedom320
@freedom320 Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን እዚአ መዝሙር አብ 2025 ሐቢርና አብ አስመራ ምስ ህዝብና ንእግዚኣብሄር ከመስግኖ ኢና! ❤
@fiorihaile7988
@fiorihaile7988 Ай бұрын
ዮኒን ሶሲን ማለት ንዓይ ከምታ ኣብ ዓይኒ ማይ ዝተተኽለት ፍሪኣ ዘየቋርጽ ኦም እዮም Thank you ስለቲ ናብ የሱሰይ ዘጠምት መዛሙራትኩም 😇😇🙏🙏🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😇😇😇😇😇😇
@AbebaYbalih-n8j
@AbebaYbalih-n8j Ай бұрын
Yoni and sosi tabareku jegna kudsani ahwatey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤ ❤tabareku 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🤲🙌🙌🙌🙌🙌🙌🤲🤲🤲
@YuelSamuel-sy5mt
@YuelSamuel-sy5mt Ай бұрын
እግዚኣብሄር ንእስነቶምን ፡ግዜኦምን ዝተጠቐመሉ ህይወቶምን ፡ናብርኦምን ንእግዚኣብሄር ዝሃቡ ብሩኻት ኣሕዋትና ንክርስትያናት ኣርኣያ ዝኾኑ ምጽንናዕናን ኢኹም ዘመን ህይወትኩም ክሳብ መወዳእታ ንእግዚኣብሄር ይኹነልኩም ሞጎስ እግዚኣብሄር ምሳኹም ምስ ዕዮኹምን እዩ እሞ ብእግዚኣብሄር ደስ ይበልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
@alexygzaw7780
@alexygzaw7780 Ай бұрын
( በረኸት ወለዶ ) ንብለኩም እኮ ጠፊኡና ሕጅስ ❤❤❤
@ServingTheTruth
@ServingTheTruth Ай бұрын
ከም ውልቀ ሰብ ፡ከም ማሕበር ኣምላኽ፡ከም ህዝብን ሃገርን ፡እዚ ግዚኡ ዝሓለወ ትንቢታዊ መልእኽትን ኣዋጅን እዩ፡ብዜማን ሙዚቃን ዝተወሃሃደ ድምጺ ናይ ኣቦና እግዚኣብሄር ጌረ ተቐቢለዮ ኣለኹ፡ንስኻትኩም ብሓቂ ክቡራት ዕንቁታትና ኢኹም!!
@ermiasberhane6270
@ermiasberhane6270 Ай бұрын
A song of the believer thanks beloved yoni and sosi
@kingdomstatesimon678
@kingdomstatesimon678 Ай бұрын
ቅድሚ ሓደ ዓመት 2023 ሓይለይ፡ ኤልሮኢ፡ ቅድሚ ኹሉ፡ ኣሎ ምሳይ፡ አዉከለካ፡ ዘይትጽገብ፡ ብምንታይ ከመስግነካ . .ወዘተ። 2024 ተጠንቒቕካላ፡ ኩሉ ድሓን፡ ንሰላም ኮነለይን ሕጂ ድማ ኣቀዲመ አመስግነካ ..። ብዓሰርተታት መዛምራትኩም ንብዙሕ ዓመታት ብኹሉ ኩርናዕ ናይ ህይወት ተገልጊለ ኣምላኽ ይባርኽኩም። 2025 ጽሓይኩም ንምድሪ ዘጎልበበ ሓይሊ መንግስቲ ጽልማት ክሳዕ ዘጥፍኦ ብሓይሊ ትድመቕ። ቀጽሉ አ/ር ምሳኹኹም ይዓዪ ኣሎ። ስምኦን የማነ።
@nazarethteklezgi4245
@nazarethteklezgi4245 Ай бұрын
Amen❤
@MerhawitBihon
@MerhawitBihon Ай бұрын
Amen nezi kale
@fevenghebrehiwotberhe
@fevenghebrehiwotberhe Ай бұрын
@@kingdomstatesimon678 tebarek
@afomiatekie2159
@afomiatekie2159 Ай бұрын
Amennnn hallelujah 🙏 🎉🎉🎉🎉🎉zamnkum yabark🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MartaJorjo-p5t
@MartaJorjo-p5t Ай бұрын
ኣርሒቐን ዝርእያ ኣዒንቲ ትከፍት መዝሙር እያ። This is how to live in your future now.. Praise Lord Jesus Son of God..
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 Ай бұрын
ናይ ሓጎስ ንብዓተይ ምቁራጽ ኣብዩኒ ብሓቂ ሓቂ! እቲ ምስ ዘልኣለማዊ ንጉሰይ ተበጃውየይ ወትሩ ዝዛረቦ ኩሉ ስለዝተዘመረለይ ብቅቡኣተይ። ሓጎሰይ ወሰን የብሉን። የምልኮወ ኣነውን ብምሉእ ሓይለይ ልበይ ብኩልንትናይ ንዘልኣለም ኣለም። ሕያውይ ፈቃር ምሕረተኛ ኣቦ ናተይ።❤
@almazzeray7037
@almazzeray7037 Ай бұрын
እቶም ኣዝየ ዝፈትዎም ❤ ፍትዋትተይ ስለ እቲ ኣባኹም ዘሎ ጸጋ ኣምላኽ ክብሪ ንኣምላክ ይኹን ።
@Zaid-xt9eg
@Zaid-xt9eg Ай бұрын
ናይ ሓዲሽ ዓመተይ ጊፍት እያ ንዓይ ካብ ዮኒ ሶሲ።❤❤❤ተባረኹ
@yordawelde5814
@yordawelde5814 Ай бұрын
Eseeeey Eseeeey Amen Amen haleluahja Bereketna ekum ነስኹም memeliskum😮 ወስኹ ❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@natnaeltewelde431
@natnaeltewelde431 22 сағат бұрын
ኣሜን ብሩካት ዘርኢ ኣምላክ። ስሌኩም ኩሉ ግዜ ንጎይታ የሱስ የመስግኖ ብሓቂ በረኽትና ኢኩም ሰላም ኣምላክ ንልብኩም ሓሳብኩምን ብየሱስ ክርስቶስ ይሓልዎ ሰላምኩም ብዙሕ ኢዩ ኣምላክ ይመስገን ብጣዕሚ ኢየ ዘፍቅረኩም ።
@biniamgunta776
@biniamgunta776 Ай бұрын
❤❤🎉ዮኒ ና ሲሲ እግዚአብሔር ይባርካችሁ;እናንተ የቤተክርስቲያን በረከት ናችሁ;ሕይወታችሁ አገልግሎታችሁ ትዳራችሁ ይለምልም።
@Yonasyoans
@Yonasyoans Ай бұрын
ናይ መዝሙር ሃዋርያት እንቋዕ ብደሓን መጻኹም❤❤❤
@merrygt1956
@merrygt1956 Ай бұрын
❤እዋይ ከመይ ኣምላኽ ጸጋ ይብዛሓልኩም መመልሱ ቡሩኻት ጎይታ ባኣኩም ገሩ ይዛረበና ኣሎ ባሓቅ❤ ዝሕዘኹም ኣይሃሉ ብርሃንኩም ንዓለምን ንሰይጣንን ይናውጾም ኣሎ ❤❤❤
@YrgalemBelay-bt4ue
@YrgalemBelay-bt4ue 14 сағат бұрын
🎉❤Bruka kab gzye nsnetkum nGoyta agelgilglkumn tegegluwn alekum emo zemenkum kulu nGoyta enagelgelkum wedwo. NGoyta mglgal Kbri eyu . Bmezamuratkum tebarikna ena. Bereketna ekum tebarekuley!
@jesusismylord732
@jesusismylord732 Ай бұрын
ብሩዃት ናይ ኣምላኽ ሰባት ዮኒ &ሶሲ ሓይሊ ናይ መዛሙራትኩም የገርመና ኣሎ፡መመሊስኩም ወስኹልና፡ክብሪ ኩሉ ነቲ ጎይታ ኩሉ ዝኾነ ኣምላኽ ክብሪ የሱስ ክርስቶስ ይኹን፡ተባረኹ ፡ርሑስ ሓድሽ ዓመት 2025 ንኹሉ ሰብ💌💌💌
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 Ай бұрын
YoniSosi Our Blessings እግዚኣብሄር ስሌኹም ኩሉ ግዜ ይባረኽ ይመስገን 🙌🙌🙌 ቅብኣትኩም መመሊሱ የንጀርብብ ይውሓዝ 😇😇😇Much Love💓💕❤️💓💕❤️💓💕❤️💓💕❤️
@Exodustv7589
@Exodustv7589 Ай бұрын
amen amen ብምስጋና ብዙሕ ነገር ክወርስ ርእየያ እይ ንሂውተይ ኣምላኽና እሙን እዩ ኣብ ቃሉ ንኩንታትና ኣይንርእን ነቲ ኣምላኽ ዝበለና ከም ዝወረስናዮ ኣሚንና ግን ብምስጋና ንኣምላኽና ንውድሶን ነዕብዮን
@SabaE-ow7me
@SabaE-ow7me Ай бұрын
❤መመሊስኩም ወስኩ ዶባትኩም መመሊሱ ይስፋሕ❤❤
@apostlesaymonteweldebrhan7026
@apostlesaymonteweldebrhan7026 Ай бұрын
ናይ ዎሎዶ በረኸት ኣምላኽ ይባርኩም❤❤❤።
@rahwaneamen308
@rahwaneamen308 Ай бұрын
Glory Glory to our God , more & more grace & shining pastor Yoni hawey & Sosi haftey , 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@FkaduAbraheley
@FkaduAbraheley Ай бұрын
AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN ❤❤❤❤❤ your blessings Hallelujah Elllllllle Elllllllle AMEN 🙏
@rehoboth1515
@rehoboth1515 Ай бұрын
ኣሜንንን ሃሌሉያ ❤❤❤❤ ድምጽኹም ክሰምዕ ከለኩ ልበይ ብምሒር ምምሳጥ ክትሞሉቅ እያ ትደሊ መዛሙራትኩም ሂወተይ ተዎጻጺርዎ እዩ ካብ ቁልዕነተይ ዘፍቅረኩም ሶሲ እና ዮኒ
@tesfaliweldemicael
@tesfaliweldemicael Ай бұрын
Amen !!! kulu zekeal zeyehifer Amlak semu nzelalem yebarek.
@azieb6996
@azieb6996 Ай бұрын
Amenn amenn amennn Psalms 1 ትግ - ዳዊት 3: ንሱ ኸምታ ፍሬአ በብጊዜኣ እትህብ፣ ቈጽላ ኸኣ ዘይረግፍ፣ ኣብ ወሰን ወሓዚ ማይ እተተኽለት ኦም ይኸውን።... 🎉🎉🎉🎉
@simretfisahaye7169
@simretfisahaye7169 Ай бұрын
Can’t stop listening to this song ewe haqi yemesgnea aleku keykone kolo it lifts my faith bihaqi ❤❤❤❤❤❤ kemzi zbarekumuna Tebareku ❤much love ❤❤
@asmirjohn1683
@asmirjohn1683 Ай бұрын
We love you brukat ❤❤zemen hiwetkum hadarkum ybarek❤ betrkum kem betri Aron tlemlm❤
@ateg1993
@ateg1993 Ай бұрын
አቱም ቡሩካት የሕዎተይ በረከትኩም መመሊሱ የንጀርብብ ንስኩም በረከትና ኢኩም🎉🎉🎉።
@TheGoatsfc
@TheGoatsfc Ай бұрын
Ms hadish Amet Hadish mezmur bitaemi keykone kone kenemesgin melekti beza mezmur sle zhabeni goyta ykber niskum bereketna ekum egziabher ybarkumn yhalkumn ❤❤❤
@ZerayA-wr7es
@ZerayA-wr7es Ай бұрын
ብኩሉ መዝምርኩም ተባሪክና እግ/ሔር ዘመንኩም ይባርክ🙏
@makiblessed8565
@makiblessed8565 Ай бұрын
God bless yonisosi bereketina ekum...Zigerim mezmur merih mezmur nay 2025....🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 Ай бұрын
ጥዑም መዝሙር ተባረኹ፡ ብዉዕይታ ረኺበያ ሓዳሽ መዝሙር❤🎉
@salemhaile1785
@salemhaile1785 24 күн бұрын
ናይ ህዝብና በረከት ❤❤ እወ ከይኮነ ከሎ የመስግነካ ንዐካ እወ ጎይታ ርእየካየ ትማሊ ህይወተይ ክትቅይራ: ካብ ድነ ሞት ክትባልሃ : ብኩሉ ጎደናታተይ ክትሳልያ 🔥🔥🔥🙌 ክብሪ ኩሉ ንዐካ ይኩን ጎይታ ጎይቶት🙇‍♀️
@samigerie2107
@samigerie2107 Ай бұрын
ዘበንኩም ብሓይሊ ንቅድሚት ገስጉሱ ዮኒን ሶሲ🎉🎉🎉🎉🎉
@fevenweldegbrial9376
@fevenweldegbrial9376 3 күн бұрын
Amen slezi eye misgnay zkadim lomi yesusey 💚🙏🏻🙌🏻🙌🏻🙌🏻
@Shalom-TV2024
@Shalom-TV2024 Ай бұрын
ከይኮነ እንከሎ የመስግነካ ኣሎኹ ምስ ኮነ ምምስጋን ሲ ይኽእሎ እዩ ኩሉ !!!!!! ንስኻትኩም በረኸት ምድርና ኢኹም ፡ መመሊስኩም ድመቑን ስፍሑን ። ኣዝየ እየ ዘፍቅረኩም ❤❤❤❤❤❤
@hiwethabte1610
@hiwethabte1610 14 сағат бұрын
Thank you, Yoni and Sosi. You are blessed ❤❤❤❤❤❤❤❤
@nebiyatteklay5021
@nebiyatteklay5021 Ай бұрын
Wawww Amennnnnn hallujaha Glory to almight God God bless u Yonisosi blessing of Generation
@AzebSereqe
@AzebSereqe Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኢየሱስ ጎይታ እዩ ተባረኩ ጥዕምቲ መዝሙር ህላውነት ኣምላክ ዘለዋ ገና ብሂወትኩም ጸጋ ኣምላክ ክግለጽ እዩ በርትዑ❤❤❤❤❤❤❤
@semharzerai5479
@semharzerai5479 Ай бұрын
Yoni sosi burukat sdrana bereketna ❤ Eikum nskum..tebareku.
@desalegngudeta801
@desalegngudeta801 Ай бұрын
Hulu gize yenanten mezmur tabikalo holiy spirit❤❤❤❤❤
@filmonmehari8053
@filmonmehari8053 Ай бұрын
ከይኮነ ኾሎ የመስግነካ ኣለኹ😭😭😭Amen Amen Amen 🙏
@rahelsimon1440
@rahelsimon1440 Ай бұрын
ክብሪ ኩሉ ነቲ ወሓዚ መዛሙር ዘውሕዘልኩም መንፈስ ቅዱስ ይኹን። በረኸትና ኢኹም❤❤❤❤
@maryameyawahesnayhiwetey9422
@maryameyawahesnayhiwetey9422 Ай бұрын
Koykone kelo emsgneka aleku sele kelu eyesusey 🙏💓✝️!!! Zhabkani qal tesfa hize tamamine aleku goytay
@filmonmehari8053
@filmonmehari8053 Ай бұрын
ብስጋ ኣቦይ ዝብሎ የብለይን ስለ ዘይብለይ። እስኻ ግን ኣቦይ ኢኻ ጎይታ። ብዘይ ልክዕ እየ ዘፍቅረካ። ከይኮነ ከሎ አመስግነካ ኣለኹ።❤️❤️❤️❤️🥰😭😭😭
@JoyGraceKahsay
@JoyGraceKahsay Ай бұрын
ዮናታን ሶሱና ናይ ብሓቂ በረኸትና❤❤❤
@sarakidane7635
@sarakidane7635 Ай бұрын
"ኩሉ ከም ትኽእል ክእለትካ ተኣማሚነ ኩሉ ከም ትገብር ሓይልኻ ተኣማሚነ ዝሃብካኒ ቃል ተስፋ ሒዘ ከይተወላወልኩ ኣብ መቅደስካ ኣትየ የምልኸካ ኣለኹ ዝሃብካኒ ቃል ተስፋ ሒዘ ከይተጠራጠርኩ ኣብ መቅደካ ኣትየ አምለኸካ ኣለኹ" Amennnnnnnnn🙏🙌😇 May the blessing of The Lord be upon you. YONI SOSi our blessing❤🙏🙌❤😇
@Habutm
@Habutm Ай бұрын
Amennnn " መስዋእቲ ምስጋና ዚስውአለይ የኽብረኒ፣ ነቲ ብመገዱ ዚጥንቀቕ ከኣ ምድሓን ኣምላኽ ከርእዮ እየ።" (መዝሙር ዳዊት 50: 23) tebareku YoniSosi ❤
@wuhbetnatey8325
@wuhbetnatey8325 Ай бұрын
ኣሜንንንን ዕልልልልልልልልልታን ምስጋና ስግደት ንልዑለይ ኣቦይ ናተይ ዉሻጠይ፡ ዓርኪ ልበይ በይኑ ንሱ እቲ ልዑል ኣቦ።
@hanny8831
@hanny8831 13 күн бұрын
Temesgen amlak aboy 🙏lomi fetena aleni emo akedime yemesgneka sle zhalefku🎉🎉🎉🎉mogeska feltetka msteweal sle zhabkani
@Eritrea1991-i8z
@Eritrea1991-i8z Ай бұрын
Psalms 149 ትግ - ዳዊት 1: ንእግዚኣብሄር ሓድሽ መዝሙር፣ ምስጋናኡ ኸኣ ኣብ ማሕበር ቅዱሳን ዘምሩ።እልልልልልልልልልልል አሰይ በረከት ናይ ህዝቡኹ መመልሰኩ ሞዙሙርኩ ዓመት ዓመት ንዝደኹ ምጽናዕ ጎይታናን ኑጉስናን የሱስ ይባርኹም ።❤❤❤❤❤❤
@sabaselomon489
@sabaselomon489 Ай бұрын
Berkat Yon ind Sossn felfale ila amelak ybarkom Berketen ikom 🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉 gen mezemeran mayk ktgeberlom alekom mesako edazemer eyom delew abeti demeket melis medmek niro❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Ts-iz2uh
@Ts-iz2uh Ай бұрын
Amen Amen Hallelujah 🙏 🙌 👏 Tebareku Tebareku, kitzimru niberu❤❤❤❤
@SelamFitsum-f7j
@SelamFitsum-f7j 28 күн бұрын
ዮኒ ሶሲ ኣምላኽ ዘመንኩም ይባረኽ ፡ንዓና በረኸትና ኢኹም።
@godisgood8139
@godisgood8139 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መመልሰ ሰሚዓያ ክዓግብ ኣይከኣልኩ ❤❤🎉🎉🎉 ግሩም በረኽት ህያብ ሓዲሽ ዓመት መመሊስኩም እቲ ኣባኩም ዘሎ ናይ መንፈስ ቅዱስ ዋሕዚ ኣይተዓገት በረኽትና ኢኩም፡ ንኩሉ ሓሊፊኩም ነቲ ሓይልኩም ዝኮነ ናይ ነገስታት ንጉስ የሱስ ምጥማትኩም ቅጽሉ ብሩኻተይ love you blessed famiy ❤❤❤😂
@tsegafishastion3085
@tsegafishastion3085 Ай бұрын
የሱሰይ የሱሰይ እልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meazakrstos3209
@meazakrstos3209 Ай бұрын
ELELELE ELELELE ELELELE ELELELE ELELELE ELELELE ❤️❤🎉 Amennnn Hallaluyaaaa brukat enda Yoni brukat😘❤️
@tsegahizkias4114
@tsegahizkias4114 Ай бұрын
Blessing son. Egzabeher zemenkum kulu yebark brukat blessed ❤❤❤❤
@PeterAsgedom
@PeterAsgedom Ай бұрын
Amen amen amen thank you GOD for everything . i know this two chosen one for last 33 years . i am witnessed on the have of Eritrean evangelist churches GODS promise 30 years a go and messages we see almost all prophetic messages happening on the ground they are not just regulars they are anointing chosen and special GODS favor much respect blessings
@romatesfaghzi6628
@romatesfaghzi6628 Ай бұрын
Amen zemenkim ybarek mezamrkim kulu gzie msqbatu zesagr Goyta Yesus ybarkum ❤❤❤❤❤❤
@milshunabute4839
@milshunabute4839 Ай бұрын
50 ዳዊት 23: መስዋእቲ ምስጋና ዚስውአለይ የኽብረኒ፣ ነቲ ብመገዱ ዚጥንቀቕ ከኣ ምድሓን ኣምላኽ ከርእዮ እየ።
@7777382
@7777382 Ай бұрын
ኣቀዲመ የመስግነካ❤💐💐❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መመሊስኩም ንበረኸት ኹኑ💐💐
@iamblessed9213
@iamblessed9213 Ай бұрын
🙏🙏🙏 Tebareku memeliskum jeganu, fluy eu mezamuratkum gex amlak zetemet ❤
@ghenetyosief2244
@ghenetyosief2244 Ай бұрын
Yoni sosi egziabher goyta serawit b kulu ybarkkum b mezmur nay mdhaney beri zkefetkum ekum emo love you so much memeliskum lemlmu aytkelkelu brukat zeri brrr ktblu tehagosu love you
@hanatt86
@hanatt86 20 күн бұрын
Sebat msrekebna ena nemesgn gn keyrekebna ewn kenemesgn alena
@MogosKebede
@MogosKebede Ай бұрын
በጣም ደስ ይላል። ከመጀመሪያው አልበማችሁ ጀምሮ መዝሙራችሁን አዳምጥ ነበር። መንፈሱ ገብቶኛል። ተባረኩ።
@dawit1088
@dawit1088 Ай бұрын
ዋው ኣቱም ሰባት ናመልኣክቲ መዝሙር ክንደይ ይጥዕም ዩ ወደ መንፈስካ ዝባርኽ ኣብየት ኣታ ኣምላኸይ
@JudiJesus
@JudiJesus Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ከይኮነ ኮሎ የመስግነካ ለኩ፡ምስኮነ ምምስጋንሲ ይክእሎዩ ኩሉ❤
@yorsalemSolomon-u8k
@yorsalemSolomon-u8k Ай бұрын
Waw kibri niamlak Ab misgana bereket Amlak Alo tebareku yeni& sosi bereketna ekum memeliskum tegelexu❤❤❤
@selemawitmehari4909
@selemawitmehari4909 Ай бұрын
Amenn❤❤❤❤❤ Aqedime emesgneka bkultnay yemesgneka🎉
@rahelyemane2999
@rahelyemane2999 Ай бұрын
Egzabher abo Goitana yesus kurstos bmenfesu geru ybarkum hwetkum kulu bkbri bhayli bkulu tbeb tsega meliu endaweseke yenbrkum brukat ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Jesusistderherr-y7u
@Jesusistderherr-y7u Ай бұрын
AMEN kaykonekalo yalcheka ❤
@edentekle3130
@edentekle3130 Ай бұрын
Amen Amen Amen Amen Amen Asey Kebri namlak Tebareku Yoni hawey and Sosi haftey ❤❤❤❤
@mihretaron864
@mihretaron864 Ай бұрын
Yoni & Sosi nskatkum buluxat whbetna ekum amlak zebenkum ybark❤❤❤❤ Wishing happy new year with all family
@fyorisoumsium7162
@fyorisoumsium7162 7 күн бұрын
Bereketna ekum yoni sosibeti nay menfes amlak znefeso kalatkum bmezamuratkum mfwas mxninae mihdas koynulna alo keytekelkelkum zemenkum kulu niwdase sim amlakna zemru brukat ekum
@ilovejesus8696
@ilovejesus8696 Ай бұрын
ኣቀዲመ አመግነኻ ከይኾነ ከሎ አመስግነኻ ምስ ኮነ ምምስጋንሲ ይክእሎ እዩ ኹሉ ኸይኮነ ኸሎ አመስግነኻ አሜንንንን🙏❤🔥❤🙏🔥❤🔥🙏
@Godislove798
@Godislove798 Ай бұрын
Neakum endareaku bmezmuratkum endatebareku n amlak semay yemesgno.❤❤❤ nskum neana nmdrna bereket eikum.
@arkenhabte6154
@arkenhabte6154 Ай бұрын
ኣምላኽ ይባርኽኩም ብጣዕሚ ጥዑም መዝሙር
@senaitaraya7306
@senaitaraya7306 Ай бұрын
ኣዕዚዙ ይባርኽኩም ብሩኻት
@sebhatteklehaimanot
@sebhatteklehaimanot Ай бұрын
ተባሪኸላ ❤ ኤርምያስ 17:14፤ ዎ እግዚኣብሄር፡ ውዳሰይ ንስኻ ኢኻ Jer 17:14. . . you are my praise. ስሌኹም ንእግዚኣብሄር ክብሪ ይኹኖ
@freselambokre-xl4yx
@freselambokre-xl4yx Ай бұрын
Amennn tebareku ❤❤❤ aseyyy...
@Meng430
@Meng430 Ай бұрын
Amen God is trusted all the time, you guys are christan's great blessing ❤❤❤.
@fevenweldegbrial9376
@fevenweldegbrial9376 Ай бұрын
Semeka zytmino mezmur key kone kole ymesgneka aloku🙏🏻 mdihan Abtey 💚
@feventeferi9207
@feventeferi9207 Ай бұрын
Aseyy elll elll nskum bereket hizbi eritra ekum ❤❤❤
@Rahwa_34
@Rahwa_34 Ай бұрын
Wow glory to God. halleluja elelelelelele .God bless you Yoni and Sosi. 🙏❤️⚘️🎆🔥🍇⚘️👍💯💯💯💯⚘️🎆❤️🙏🔥🍇🎄🎄🎄
@adhanomtewelde2106
@adhanomtewelde2106 Ай бұрын
Amenn amlko ygbo bgoyta bzey mknyat Gbu 2 Kings 3 ትግ - 2ይ ነገስት 17: እግዚኣብሄር ከምዚ ይብል ኣሎ፡ ንፋስ ኣይትርእዩን፡ ዝናምውን ኣይትርእዩን፡ እዚ ርባ ደኣ ባዕሉ ማይ ይመልእ እሞ፡ ንስኻትኩምን እንስሳኹምን ከብትኹምን ክትሰትዩ ኢኹም።
@zeweditekie310
@zeweditekie310 Ай бұрын
Yoni & Sosi tezmerwo mezmoeratkum kulo be menfeskudes zetmreh ab helawent Amlak zeto hijiwen zemnkum nay berkt nay methas ykunlkum tebareku
@dghProduction1678
@dghProduction1678 Ай бұрын
Wow! Amazing mezmur as usuall, you are blessed YoniSosi.
@judifessahaye2144
@judifessahaye2144 15 күн бұрын
Teamamine zhabkani kal tesfa hize keyteteraterku ab mkdeska atye Amen Amen haleluya kibri amlak ykun tebareku yoni sosi bereketina ekum
@natnaeltekie8494
@natnaeltekie8494 Ай бұрын
ኣምላክ ይባርኩም።
@Samrusolomon-o9n
@Samrusolomon-o9n Ай бұрын
Amen amen amen tebark burkat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@smretinajesus9450
@smretinajesus9450 Ай бұрын
Amen mm ezi bereket ezi Ab mdrna😇😇 hiznayo nmles elu amet ykunelna😢😢 brukat yoni sosi yehwatna Nay mdrna bereketna memelisu wesku aygudel amlkokum ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤.😍🥰🥰😍😍😍♥️♥️♥️😇😇😇.
@TesfuHagezom
@TesfuHagezom 4 күн бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልል ሃሌሉያ እልልልልልልልልልልል🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️ አሜን አሜሜሜሜሜሜንንንንንን
@MbrakAbraha
@MbrakAbraha Ай бұрын
አሜን አቀድሜ የመስግነካ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@shimendiberhe2154
@shimendiberhe2154 17 күн бұрын
ደሰ የላል ተባረኩ!!!!!!!❤❤❤❤
YoniSosi-New Tigrigna Mezmur   by Yoni&Sosi  (Rediuni)
8:04
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1,9 МЛН
ዓልለሉ መጽዩኒ | ኣምልኾ | Worship Tesfay by MAHBER TENSAI HIYAW AMLAK ZÜRICH
21:21
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
Agerimuni
8:43
Yonisosi & YONISOSI - Topic
Рет қаралды 621 М.
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 5 МЛН
July 4, 2024
12:34
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 53 М.
YoniSosi  ሓይለይ- New Gospel Song Tigrigna 2023 (official Video)
5:54
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1,2 МЛН
YoniSosi-New Mezmur 2019 By Yonathan Abrham (ምሕረትካ ኣይውዳእንዩ)
6:57
ረዳእየይ By Kiflu Dagnew & Almaz new Eritrean mezmur 2024
6:49
Kiflu Dagnew Official
Рет қаралды 525 М.