ዘገርም

  Рет қаралды 1,569,874

ABRAR OSMAN

ABRAR OSMAN

Күн бұрын

Пікірлер: 2 100
@dawitkesete7369
@dawitkesete7369 6 жыл бұрын
Well come abrarey ኣብራር ዑስማን ዘይብለል ወርቂ ። ኣብራር ዑስማን ዘይብለል ወርቂ መንገዱ ዘይቅይር ኣብቲ ምረት ጭንቂ ብማዕዶ ዝልለ ዘብለጭልጭ ከም በርቂ ኣብ ዕላምኡ ዝጸንዕ ኣትሪሩ ብጥብቂ ኣቦ ፍትሒ ኣብራረይ ኣንታ ኣቦ ሓቂ ። ከምቶም ቀዳሞት ዓማጺ ዝኾነኑ ምስ ህዝበይ ዝበልካ ጌና ብእዋኑ ፍጽም ዘይትድቅስ መንእሰይ ተበቲኑ ቀደም ዝወጻእካ ህዝቢ ንምድሓኑ ። ሓንቲ መንገድኻ መለሳ ዘይብላ ኣብ ዘይ ውራይካ ዘይተድምቕ ጓይላ ፈላጥ መምህር ወረጃ ኪኢላ የማን ጸጋም ትብል ፍትሒ ከተልዕላ ። ነዊሕ ተጸሚምካ ኣይረኸብካን ዕድል ዓገብ እንዳበልካ ዝዕምጽ ዝብድል ራህዋ ኣምጺኢካ ባርነት ኪትቀትል ኩቡር ኣቦ ንህዝብኻ ተገልግል። ደላዪ ጽቡቕ ኣበር ዘይብልካ ንኣሽቱ ዓበይቲ ትኸይድ ጠርኒፍካ ተስፋ ትህበና ኣጆኹም እንዳበልካ ኣብራረይ ብሃር ብምንታይ ክገልጸካ ግዝየ ኣሎ ንኹሉ ክትረክብ ናይ ኢድካ ። ኣብ ከቢድ እዋን ንህዝቢ ዝሕግዝዎ ንረብሓ ዘይኮነ ሂወቶም ዝህብዎ ከም ብዓል ኣብራረይ ዋልታ ዝኾንዎ ከቢሮም ይነብሩ ኣብ ዘዝኸድዎ ። ኣብራር ዑስማን ኣቦይ ዓቢ መምህር ጥዑም ዝድምጽኻ ንፍትሒ ትዝምር መን ሞ ከይህሉ ንዓኻ ዜፍቅር ድልየትናን ባህግናን ዩ ዘልኣለም ኪትነብር። ክትከብር ኢኻ ኩሉ ግዝየ ኣብ ልብና ሓልዮትካን ዜማኻን እቲ ጥዑም ቃና ክንድቅስ ክንትንስእ ወትሩ እናሰማዕና በቑባቕ ከብድኻ ክቡር ወላዲና በል እስከ ይሃብካ ዕድመ ምስ ጥዕና ። ዳዊት ከሰተ ገብረሊባኖስ (ቢሓት )
@abdasd629
@abdasd629 6 жыл бұрын
Kkkkkkk wattista teqeyirka Emo ka ni aslamay Aslamay adi yeblu Semay andi yeblu Niska gin zeykemabotatu Emberkes hzbi tigrinaga eu kibalalaa ziwiel zolo ember ayenay aslamay ab masmiedaa zizareb wey fiwexe alo gin mihferat ekum Qurub nimeselkum dow kitblu aytukulun
@dawitkesete7369
@dawitkesete7369 6 жыл бұрын
Thanks more aweley
@waseemasenay1974
@waseemasenay1974 6 жыл бұрын
@@abdasd629 ata wedi shermute wedi deqla wedi gafah wedi 7 weledio deqla wedi seabay adiyu fuck u we'd terwata
@dawitkesete7369
@dawitkesete7369 6 жыл бұрын
@@abdasd629 ካብ ሰባት ርሓቕ ሰባት ኣጸልም ዝብል ክብርን መንነትን ባህልን የብልናን ወለድና ውን ቀይሕን ጸሊምን ዝፈላልዩ ኣይወለዱናን ኣነ ዝሰርሖ ክኣ ወዲ ሰብ ተፋቒሩ ክርኢ ኣዝዩ ደስ ይብለኒ እዚ ጽሑፍ እዚ ክኣ ነቶም ቦታ ዝህቡኻ ጽሓፈሎም ኣነ ንጽልኢ ግዝየ የብለይን ኣስተውዕል ድማ ይብለካ ክርድኣካ ኢለ እምበር ምስልኻን ስእልኻን ዘይፍለጥ ብዙሕ ኣይግድሰንን ።
@tsegezeababreham4607
@tsegezeababreham4607 6 жыл бұрын
dawit kesete Thanks a lot bro I proud of you god bless you bro keep going 💕
@berhenaizghi4652
@berhenaizghi4652 2 жыл бұрын
ብሓቂ ናትካ እዩ ዝገርም!ዕድሜካ ሙሉእ ንርስትካን ንህዝብካን ደው ዝበልካ።ዓንዲ ሕቆ ሓድነ ህዝቢ እካ ኩቡር ኣብራር።
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 4 жыл бұрын
ኩቡራትን ፉቑራትን ፡ ንዘይይሕለል ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ብልቢ እመስግን ፡ባህታኹም ዝመልእ ክሰርሕ ዘኽእለኒ ፍቕርኹ አዩ"ሞ አይይፈለየኒ አንዳበልኩ ፡ ሓጎስን ቅሳነትን አምነየልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️
@lulrbahri
@lulrbahri 4 жыл бұрын
Thanks legend Abrar Osman long live
@selamnaybzih1373
@selamnaybzih1373 4 жыл бұрын
ክሳብ መኣስ አካ ዘይ ሃገርካ ሃገረይ ክትብል ክትነብር
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 4 жыл бұрын
ሕማምካ ጽልኢ እዩ ንዘይበደለካን ንዘይጎዳኣካን ትጎድእ ምስ ነብስኻ ጽልኣት ፡ኣብ ዕላማኻ ድማ ነብሰ -ምትእምምን ስለዝጎድለካ እዩ'ሞ ፥" ልቢ♥️ " ሂበካ ኣለኹ ኣይተስተውሕዳ ። ዝኾንካ ኹን ሰናይ እምነየልካ ኤርትራና ንዘልኣለም
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 жыл бұрын
@@selamnaybzih1373 gohaf eka
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 4 жыл бұрын
@@AbrarOsmanArt abona abrar aytgedeselom ab godnka alena
@meronking3761
@meronking3761 4 жыл бұрын
ድሕር 2 ዓመት ዝስምዓ #like ከይሓልፍ ።
@fevengirmay5910
@fevengirmay5910 Жыл бұрын
Still now ❤
@dina4473
@dina4473 Жыл бұрын
መዓልታዊ የ ዝሰምዓ ❤❤❤❤
@fevengirmay5910
@fevengirmay5910 Жыл бұрын
@@dina4473 Wela ane
@dawitmebrahtu
@dawitmebrahtu Жыл бұрын
ባባ ኣብራር ወትሩ እትደምቅ ኮኾብ ስራሕካ ወትሩ ዝሕደስ ዘይወድቅ ስራሕ'ዩ።ሕጂ ድማ ዝበለጸ plot ዝሓዘት ሒዝካ መጺኻ❤❤❤ ንብሕጂ ድማ ድምጽኻ ዝለመዳ ኣእዛንና ከይጽምወን ኣብ ጽባሕ ጽባሕ ሓድህድ ዝበላለጽ ስራሓት ሒዝካ ክትመጸና ፈጣሪ ጥዕና ዘለዎ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ንበረልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ብልቢ ኣመስግነካ ዳዊተይ ፡ኩሉ ሳላኻን ሳላ ከማኻ ክቡራት ኣፍቀርቲ ስነጥበብን'ምበር ባዕሉ ደው ዝበለ ኣይኮነን 'ሞ ዓይኒ ስነ-ጥበበይ ኢኹም ድው በሉለይ ኣንዳበልኩ ሰሰናዩ እምነየልኩም ። ክቡር ዳዊት ሰላም ናዓኻን ምሳኻን ይኹን 💗💗💗💗
@eritreanchannel8646
@eritreanchannel8646 6 жыл бұрын
*ባባ ኣብራር ናትካ ኢዩ ዘገርም ጽኑዕ በዓል መትከል ሃገረይ በሃሊ ወላ ንሓደ መዓልቲ እኳ ኢየ ዓይኑ ትደፈን ዝብል ኤርትራዊ ዘይሰማዕኩ ! WE LOVE YOU ABRAREY ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እታ ንምሉእ ዕድመካ ዝተቃከስካላ ኤርትራ ድማ ብርግጽ ሓደ መዓልቲ ክወግሕ ኢዩ ከቢርካ ድማ ክትምለሳ ኢካ*
@berie6325
@berie6325 6 жыл бұрын
'4' Like Like Like Like ነዚ ኣቦ ስነ -ጥበብ ሃገርና እስከ ሃቡለይ ፕሊስ ብማርያም ሓንቲ ናዓይ ሓንቲ ንኣብራረይይይ Well Came Abrarino we Love you so so much
@cr7ronaldounited783
@cr7ronaldounited783 6 жыл бұрын
*ኣብራር ዶ ክብለካ ኣባ ዳህሪ ከም ዑፍ ነፋሪ ከም ተመን ተወርዋሪ* ሃገርካ ክትርኢ ወደብ ቀይሕ ባሕሪ ቀሪባ እያ ናይ ወዲ መድህን ዕምሪ ኣብራር ዶ ኽብለካ ኣብራር ጅግና ደው ዝበልካ ኣንጻር ዓመጸኛ ካባኻ እዩ እቲ ተስፋና* ንስለ ሓቂ ደው ዝበልካ ንንኡስ ወለዶ ተስፋ እንዳሃብካ ኣጆኩም የሕዋተይ ዞም ደቅይ ዳበልካ ኣጆካ ተሓበን ብሩህ ዩ ቅድሜካ እስካስ ደው ደኣ በል ንሕና ክንህሉ እምበር መጋድልትካስ እዝም ጎሓላሉ ጠሊሞም ኣለና ዳበሉ ግዚኦም ቀሪባ ያ ሸላ ዝኣትውሉ ኣምላክ ድካምካ ይርኣዮ ካብ ገድሊ ክሳብ ሕጂ ዝደከምካዮ ሕማቅን ጽቡቅን ባዕሉ ይመምዮ ንሕማቅ ዝገብር ባዕሉ ዩ ዝፈድዮ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ኣብቲ ዘለካዮ*
@kidanesemerabe2273
@kidanesemerabe2273 6 жыл бұрын
ኣብራር ኦስማን ኣቦ ሐቂ ኢንቓዓ ብሰላም መፀኣካ
@tsegezeababreham4607
@tsegezeababreham4607 6 жыл бұрын
Until you baby well done bro nice poem keep going
@selemunbeyene7151
@selemunbeyene7151 6 жыл бұрын
Really ezi hawey marey
@alekugena596
@alekugena596 6 жыл бұрын
Wowwwww adnikeya gtmka Welhanti hmak zeybla kexlo zarkey aleka tesfa
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 6 жыл бұрын
Until you baby AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN mska jykuene selam amlak jhagzena and selam selam selam selam selam selam selam selam selam Selam jygbrlena aman.
@hduduysyxyx9245
@hduduysyxyx9245 5 жыл бұрын
ነብራርን ንኤርትራን ዝፍቱ ላይክ ይግበርለይ ሕጂ
@abeltadesse631
@abeltadesse631 5 ай бұрын
ኸምዚ ዓይነት ሙዚቃ ኣብ ትግራይ ፡ ኤርትራ ክበዝሕ ኣለዎ። የቐንየልና ኣብራር ነቲ ዝገርም መልአኽቲ ዘለዎ ዜማኻ። ሰላም ንትግራይ ፡ ሰላም ንኤርትራ ፡ ሰላም ንዓለም!!
@thanksgod5311
@thanksgod5311 6 жыл бұрын
ን ክቡር ስነጥበባዊ #ባባ ኣብራር ዝፈቱ #ላይክ # ያሃበኒ
@gudoraahmed6917
@gudoraahmed6917 5 жыл бұрын
ksab mas iye ab sdet knebr men adikha elika nab sidet kid
@sinitentertainment9430
@sinitentertainment9430 4 жыл бұрын
@@gudoraahmed6917 ata anjal zesdid mexwo hgdef wahdi
@thanksgod5311
@thanksgod5311 4 жыл бұрын
@@sinitentertainment9430 kbretey ayrdon iyu kem belo danke dma
@tbtv7943
@tbtv7943 6 жыл бұрын
ኣቦ ትዕግስቲ ኣቦ ፍትሒ እንቃዕ ብደሓን መጻካና ንጽበ ጸኒሕና ብሃር ኣቦና ኣብራር ዑስማን ንሃቦ ተዓዘብቲ ንሃቦ ደገፍቲ ደርፊ ሓቂ'ዩ ንህላዌና ዝገልጽ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 6 жыл бұрын
ንስለ ዘገርም ህዝቢ ዘገርም ሃገር ዘገርም ታሪኽ ዘገርም ቂያ ንሕና ናታ ንሳ ናትና ንሕና ምእንታኣ ንሳ ምእንታና ዘልኣለማዊት ኣደ ትንበር ኤርትራና ኩቡራትን ፍቑራት ኣሓትን ኣሕዋትን ክብረት ያሃበለይ ዘገረም ፍቕርኹምን ደገፍኩምን ኣይይፈለየኒ። ውዕለትኩም ፍትሒ ስላምን ሕውነትን ምክብባርን ዝዓሰሎ ንወለዶታት ዘታኣምምን ባይታ ምፍጣር ስለ ዝኾነ እንሆ ድማ ዘገርም ካባኹም ናባኹም እያ'ሞ ብልቦና ክትቋደስዋ ንቐደም በሉ ብልቢ ወትሩ ናትኩምን ካባኹምን ኣብራር ናሓድሕድና ክንህሉው እኣምን ኩሉና ብዘይ ኣፋላላይ ምእንታኣ ኢና
@AI-jw9fk
@AI-jw9fk 6 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ባባ ኣብራር ዑስማን ፤ ኣብቲ ጽንኩር እዋን ኢኻ ሓድነትና ተትርሮ ። ብሓቂ ካብ ልብኻ ናብ ልብና ዝኣቱው ቃላት ኢዩ ፤ መልእኽቲ ሓድነትና ሕውነትና ንሓንቲ ኤርትራና ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@alleistvorbeimekseb2794
@alleistvorbeimekseb2794 6 жыл бұрын
Wellcam abrar
@merihtom7278
@merihtom7278 6 жыл бұрын
Abo haki papa Abrar 😍
@jonigirmaygrmesofikriumeng9034
@jonigirmaygrmesofikriumeng9034 6 жыл бұрын
ኣጆካ አቦና ኣብራር ዑስማን
@aaronahaile7447
@aaronahaile7447 6 жыл бұрын
Much love and respect father of Eritrean music ብሙያካ ሐርበኛ ኢካ!!!
@kibromkahsay1014
@kibromkahsay1014 4 жыл бұрын
am from tigray but i love eri i wish all good things for all eri peoples and abrar what a great artist omg love u so much
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@onedayathome6342
@onedayathome6342 6 жыл бұрын
ብኤርትራዊ ሃገራውነት ንዝሕበን፡ኤርትራ ከም ሃገር ንኽትነብር ንዝደልን ካብዚ ዝዓቢ መልእኽቲ የለን። ምስጋና ንኣብራር ኣቦ ጥበብ !!!
@crazyboy-wl8mo
@crazyboy-wl8mo 6 жыл бұрын
*ኣቤት ተባዓታይ ግጥም ምስ ስሑል ጎሮሮ ንበረልናስከ ወድ ሃገር ።*
@ኣሚ04
@ኣሚ04 6 жыл бұрын
* ዘገርም'ዩ ኣብራር ናትካስ ዘገርም ሕድርታት ሃገርካ ፍጹም ዘይትጠልም ብደቂ ዜጋኻ ንዓመታት ትሓምም ዘገርም'ዩ ናትካ'ስ ዘገርም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣጆና ኩላትና ንሓድነትን ሰላምን ንዘምር ኣብ ሂወትና ሕጉሳት ኾይና ንኽንነብር ፍቕሪ ፍቕሪ ፍቕሪ ኢልና ንዘምር ዝነበረን ዘሎን ታሪኽና ሰነድ ኮይኑ ንኽሰፍር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ንፍቕርስ መን'ዩ ኸ ዝስዕቦ ፍጡር ንምንታይ'ከ ምስ'ኡ ሓቢርና ዘይንነብር ዘደናግር ከይመስለና ከም ሰብ ዝጥብር ጠላም ዉን ኣይኮነን ቃሉ ዘዕብር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ለዋህ'ዩ ካብቲ ንፈልጦ ንላዕሊ ጸሊም ቐይሕ ኢሉ ፍጡራት ዘይፈሊ ሃይማኖት ወገንነት ብጥበቡ ዘኣሊ ዝፈልጦ ግን ኣይረከበን ንዕ'ኡ ዘለሊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ከም ፍረ ኣይኮነን መቐረቱ መጺካዮ ዝዉድእ ከም ሕብሪ ዉን ኣይኮነን ድምቀቱ ዘጥፍእ ኣሚነሉ ወላ ሓደ ከም ዘይወዳደሮ ካልእ ምሳና ኣሎ ኩሉ ግዜ ንምፍልላይና ከህድእ * Ema candy
@senaynkulusemeyawi3564
@senaynkulusemeyawi3564 6 жыл бұрын
Abara lsan hzib edimen tienan yhabika fre hlinaka hzibi eritrea thagisu ktirie. I love you more
@jesusislordsamenamenamen8312
@jesusislordsamenamenamen8312 6 жыл бұрын
Abrar osman sebay sebut jgna jeganu nber
@selamabrham9758
@selamabrham9758 6 жыл бұрын
ኣብራር ኣቦ ሓቂ
@gualtigrina5944
@gualtigrina5944 6 жыл бұрын
Zegrim yo ewe ah adina tesheyta Oyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyyy
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 6 жыл бұрын
Ema Candy AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN YESUS KRUSCIS TEMESGEN AMEN TEBARK Abje Abera.😃😃😃😃😃🙋🙋🙋🙋🙋🙇🙇🙇🙇🙇🙌🙌🙌🙌🙌👪👪👪👪👪💪💪💪💪💪☝☝☝☝☝✋✋✋✋✋👊👊👊👊👊👏👏👏👏👏:
@mohammedsalihismael9407
@mohammedsalihismael9407 6 жыл бұрын
ልብኻ ዝትንክፍ ዓቢ መልእኽቲ ዘለዎ ደርፊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብራረይ ንበረልና♥
@nisri1567
@nisri1567 Жыл бұрын
... ቶባእ ድሕሪ እዚ ሓያልን ረቂቕን ፍጥረት! ብሓቂ ኩሉ'ዩ ዘገርም፡ እቲ ናትካ ውህበትን ረቂቕ ሜላን'ውን ብሓቂ ዘገርም'ዩ ! ዕድመን ጥዕናን ከም ሙሴን ሎጥን ነዊሕ መዋእል።
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ክቡርን ፍቑርን ንስሪ የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ንሰለ'ቲ ምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግን ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@osmaensalem6999
@osmaensalem6999 4 жыл бұрын
😭😭❤ ربنا ما يحرمنا منك ابونا أبرار عثمان ان شاء الله ربنا يديك العافية قريبا ان شاء لله نعود إلى ارتريا من كل أنحاء العالم ونعيش في بلدنا الحبيبة ارتريا جميعنا مسلم ومسيحي في سلام ومحبة ❤❤❤❤❤
@FAMENTERTAINMENT
@FAMENTERTAINMENT 6 жыл бұрын
ኤረይ ናትክስ ዘገርም"ዩ😢 ኣብራረይ ውቅያኖስ ጥበብ ብሕልና ዝነብር ዘይተጠባሪ ብስጋ ታሪኽ ዝምስክሮ"ዩ ካብ ዕሸልካ ህዝበይ ምስ በልካ ታኣምራዊ ጥበባዊ… እዛ ሃገር ሰላም ሰፊንዋ ከም ትምነዮ ትርእየሉ ግዜ የምጻልና።
@ሙኩሕይሕሰሞ
@ሙኩሕይሕሰሞ 6 жыл бұрын
ኣብራር ተፈታዊ ሃገራዊ ኤርትራዊ ቁኑዕ ሰብ ፍትሓዊ
@gobezay1able
@gobezay1able 6 жыл бұрын
አብራር ይትረፍ ደርፍታትካ ዘረባኻ እውን መግቢ ህሊና እዩ፣ ጥበብን ሓቅን መንታ ተፈጥራዊ ሃብቲ ዝዓደለካ ኮኾብ ስነጥበባዊ *****ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ወሲኹ ይሃብካ ኣሜን! ሙዚቀኛ ማሙሽ ሓየሎም እውን ን"ዘገርም" ብስለት ደርፊ ዝምጥን ዝገርም ሙዚቃ ስለ ዘዋደድካ ንበር ክበር ኣሜን!
@ወድድርፎባህጊ
@ወድድርፎባህጊ 6 жыл бұрын
Amien hbibi Tsegazeab
@fekaryulebey1843
@fekaryulebey1843 6 жыл бұрын
Habibi
@SalehAhmad-z2b
@SalehAhmad-z2b 8 ай бұрын
ዝገርም ኡወ😢 መን ኣሎ 2024 ዝሰምዕ
@gueshweldegerima1485
@gueshweldegerima1485 5 ай бұрын
listening and enjoying 26 years of your sweet melodies.Like never before those old days.እቶም ከርፋሓት ጭካነን በደልን ህግደፍ ምስከማኻ ዝበሉ ግን ድማ ብጣዕሚ ሒደት ለባማት ኤርትራውያን- ምእንተ ነፃነት ህዝቦምን ዓዶምን ምስዝቃለሱ ውቁባት ኤርትራዊያን ቂም ኣይብልናን።ንሕና ተጋሩ ልዕሊ እቲ ግፍዒ ብሓባር ዝሓለፍናዮም ፅቡቓት ግዝያት ኣይንርስዖምን።ነቶም ዝበደሉና ድማ ዘንተ-እለት ኣይንርስዖምን።
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 5 ай бұрын
ጥዕና ይሃበለይ ክቡር ጉዑሽ ፡ሰላምን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይዂን ፡ክቡር የኽብረካ ከም ነብሱ ዝባሃል እዚ'ዩ እንምነዮን እንብህጎን' ውን እዚ'ዩ ከማኻ ክበዝሑልና ልዑል ምንዮተይ እዩ ። ይትረፍስ ኣብ ውግእን ጸገም ህልኽን ተሸሚምካ ፡ተኸባቢርካን ተረዱዲእካን ኣብ እብትኸደሉ ሰላም ክትረክብ ንጋዶ ኣብ ዝኾነሉ ዘመን ምስ ዘመኑ ዘይምህላውና ዘሕዝን' ዩ ።የቐንየለይ ጉዑሽ በወረጃን ዓቃልን ብሱል መልእኽትኻ ኣብ ጸልማት ብርሃን ኣበሲርካኒ' ሞ ልዑል ምስግናይ ናዓኻ ይዂን ሰናይ መልእኽትኻ ወትሩ ኣብ ልብይ 'ዩ ሰሰናዩ ♥️♥️♥️ ኣብራር ዑስማን
@Youser-pn1vr
@Youser-pn1vr 6 жыл бұрын
Love to all deki Eritrea both Muslim and Kristian God bless all of us.😍😍😍
@rahwahulu890hulu9
@rahwahulu890hulu9 6 жыл бұрын
ኣብራር ዑስማን ጥበብ ኣባኻ ያ ሰፈራ ትግራወይት የ ማራ ዘድንቐካ.ዓቕሊ ጥራሕ እምበር ክወግሕ ዩ ኣጆኻ ንሕና ተጋሩ ከዓ ኣብ ጎኒ ህዝቢ እሬ ኣለና.ፈጣሪ ብዝርኦ 99%ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎንኹም ኣሎ ሕማምኩም ይሕሞ ከምቲ ሕማምና ዝሕመኩም
@Sam_uel28
@Sam_uel28 6 жыл бұрын
Abrah hulu890. Entay asekifuka 🤣Dehan baelina alenayo natna. natkum trah giber
@ukengland974
@ukengland974 6 жыл бұрын
Entay yetika riekayo'do zbeleka
@lumuashaka4986
@lumuashaka4986 6 жыл бұрын
Azi kulu nakan kemakan eyu derifwo. Ketelya temen, kuslna ayttenakfena
@kibrombob9657
@kibrombob9657 6 жыл бұрын
ቖንዳፍ ትግራዋይ ሒጁ ብኦሮሞን ኣምሓሩን ምስ ተክብክን የሕዋት ትብል ።ኣበይ ኔርካ ክትስጉና ከለኩም
@abdallaosman6788
@abdallaosman6788 6 жыл бұрын
Abrar Ambesasa wadi anabis qaxilo
@HabtitOklib
@HabtitOklib 6 жыл бұрын
Abrar is one of the top, I mean the top, not only Eritrea but the world creates in all accurate artistc field. I'm glad he is an Eritrean !!! I'm glad he is looking good & young !!!
@asmerabellabella7519
@asmerabellabella7519 Жыл бұрын
ታሪኽ ምራል ትዕግስቱ ፍቅሪ ልቦና ሃብታም በዓል ጻጋ አብራር ዕስማን ።
@africalove442
@africalove442 6 жыл бұрын
Abrar is hero Africa he always stand for our people never betrayed them that’s why I really like him wish u all the best 👍👍
@pleasesubscribe5629
@pleasesubscribe5629 6 жыл бұрын
ብስም ኣብራሪኖ ንኩላትኩም #like ክህበኩም የ ንስኩም ካኣ ዕዳኹም ትኸፍሉ። ኣብራረይ ኣቦ ህዝብን ሙዝቃን ብዙሕ ኣድኒቀካ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@hRnhKY
@hRnhKY 6 жыл бұрын
Like neaka
@ibrahimmahmoud1755
@ibrahimmahmoud1755 6 жыл бұрын
ኣብራር ናይ ሜዳ ደርፍኻ ዘኪረ ሂወቱ ዉፉይ ዩ ብምሉእ ዕግበት ክሳብ ጊዜ ዓወት ህንደታ ዘይብሉ ቅዲ ኩናቱ ይጭብጥ ኣሎ ዓወቱ መቃልስትኻ ነበር ኢብራሂም ማሕሙድ
@alganeshgoitom9405
@alganeshgoitom9405 6 жыл бұрын
ኣፍሪቃዊ ዘይሕጋዊ Yes amen amlak meska jyhbena selam jygbrlena nikulhna alem amen tebarku.
@efremambesa1544
@efremambesa1544 5 жыл бұрын
Wala naaka like
@anonotv3113
@anonotv3113 6 жыл бұрын
Abrar labhat labha Niwadag rigishe Ni geyto warishe Xaqiqa waanishe Rummah yiwecishe
@eritreamusic3045
@eritreamusic3045 6 жыл бұрын
ክምዚ ናተይ ንኣብራር ዝፈቱ like ይሃበኒ ኣብራረይ ናተይ ሞደል
@henokkiross7402
@henokkiross7402 6 жыл бұрын
Abrar Osman, I am Tigraway I alsways listen and enjoy your music .I have a great respect for you Sir! I really enjoy your music, you are one of the best singer from the world. I have great respect for you. You are gifted singer with lovable voice . Much Much Respect . You are one of king of Tigrigna Music which you sing your own unique style
@Immanuel302
@Immanuel302 5 жыл бұрын
Henok u r right he is gifted. Thank u for ur respect form ur Eritrean brother.
@waqteyabish4592
@waqteyabish4592 5 жыл бұрын
Henok kiros, you are really so thanks more
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 5 жыл бұрын
Kibret yihabelna Henok hawna
@hevenabraha1
@hevenabraha1 5 жыл бұрын
thanks henok , you are right bro he is gifted and unique , he owns his own style , and thaks again for respecting the legend .
@hevenabraha1
@hevenabraha1 5 жыл бұрын
@Dan G 😂 what is wrong here?
@alleyesonme303
@alleyesonme303 Жыл бұрын
ክቡር ኣቦናን ስነ ጥበባዊ ኣብራር፣ሓዉናን ዓቢ ኣብነት ኢኻ ነዓና ንመንእሰያት ኤርትራ❤ ቃላት ዩ ዝሓጽረኒ ስረሓትካ ኩሉ፧ ምስ ጥዕናኻ ንበረልና💚✅💙
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ንሰለ'ቲ ኣኹብሮትካን ፍቕርኻን ብልቢ የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@samuelsamisami1784
@samuelsamisami1784 6 жыл бұрын
ኣብራር ጅግና ዘይብለል ወርቂ ኤርትራዊ ቅኑዕ ብዓል ሓቂ ኣቦ ወሎዶታት። ኣቦ ፍቅሪ። ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ።
@ከምዓለምኪሃገረይግንካኣክ
@ከምዓለምኪሃገረይግንካኣክ 4 жыл бұрын
ኣቦ ሓቂ ኣቦ ሓንቲ ማኣዲ ኣቦ እምነት ኣቦ መትከል ኣቦ ታሪኽ ኣቦ ሂወት ኣቦ ምንባር ኣቦ ቃያሕ ኤርትራ ኣቦ ባሓሪ ኣቦ መሬት ኣቦ ልቢ ኣቦ ኣብራር ኣቦ ልሳን እንተ በልኩኻ ኸ ይዉሕደካ ዶ ኣቦይ ማዓረይ።
@amanuellamek5657
@amanuellamek5657 6 жыл бұрын
ቁሩብ ምስ ተጸላኣኒ ናብ ሕኽምና ኽይደልኹም ፣ኹሉ መርሚሩ ሐኺም ኽምዚ በለኒ፣ካበይ ሀገር መጺካ በለኒ ካብ አርትራ ምስ በልኽዎ፣ፍሽኽ በለኒ ፣ፈውሲ ኩሉ መድሀኒት ኣዘዘልይ ኣብራር ዝበሀል ኸኒና ወሲደ ። ሕጂ ጽቡቅ ኣለኹ በሉ ኣብራር ዝበሀል ታብልት ውሰዱ ኽትዐግቡ ፍስሀ ወሰላም ኽትረኽቡ።ፈውሲ ልቢ ኣብራር ናይ ብሐቒ።
@omerstaromerstar9330
@omerstaromerstar9330 6 жыл бұрын
👍
@whatwhat9625
@whatwhat9625 6 жыл бұрын
Kkkkkkkkk Emo kamy takimka do Akly Ala eska Maxex Shak uka katelkana
@haliebyemane7479
@haliebyemane7479 6 жыл бұрын
natka win ygrimu abrarary abo haki
@miryamhabibetuma5823
@miryamhabibetuma5823 5 жыл бұрын
Deki ery shikorinatat ayni hasad ydfenelna kab ayni agamen amharun ysewrena balu yhalwena deki ery
@selihmohamed9928
@selihmohamed9928 5 жыл бұрын
Abrar nay hagrna bulux derafay eika neka men emo ymTneka
@shewitTesfazghi-l5x
@shewitTesfazghi-l5x 11 ай бұрын
ኣቦና ኣብራር ❤❤❤ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ፈውሲ ልቢ
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 11 ай бұрын
ኣሰይ ሸዊተይ " ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ብሓቂ ሸዊት :ኣነ'ባ ዝያዳ (ሓለፋ )እፈቱ ጢጥዑሙ ክሰምዕ ኣይየሳኣእነና :: ኩሉ ሰናይ ...........❤️❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@ismailsaleh7884
@ismailsaleh7884 6 жыл бұрын
I love Errrrey I love my People No diffrence we are One My love for ever hizbi Erey mearey😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@hevenabraha1
@hevenabraha1 5 жыл бұрын
❤🇪🇷 ismaelo habibi
@hevenabraha1
@hevenabraha1 5 жыл бұрын
@@efremamine131 አብዚ ከአ ተራኪብና በቃ ደጊም ዘመዳት ኮና ማለትዩ
@lucainlondon2398
@lucainlondon2398 5 жыл бұрын
Muslims are different. We hate Jeberti.
@joyshepherd7011
@joyshepherd7011 5 жыл бұрын
Luca Vigano Wrong You need lesson no one will listen to you , we Eritrean Christian, Muslim and all tribes respect and love each other
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 3 жыл бұрын
ክብርቲ ሉቺያ ፡ኣብ'ዚ " ገዛ-ፍቕሪ (ማኣዲ ፍቕሪ) " ክትሕወስና ብምኽኣልኪ ብልቢ አመስግነኪ ። ጽልኢ ዋንኑኡ ዘዕኑ ዝላዓለ ሕማም እዩ 'ሞ በ'ቲ ኣብ ልብኺ ክንሱ ዘይረኸብክዮ " ፍቕሪ❤" ዝብሃል መድሃኒት ክትፍወሲ እላበወኪ ። ኩሉ ሰናይ ክሳብ ዝመጽእ
@salihosman5542
@salihosman5542 6 жыл бұрын
Ni abrar zefetu lik yehibeni
@robelmuhur875
@robelmuhur875 6 жыл бұрын
ኣብራሪኖ ዘገርም አዩ ናትካ ዉን ን ሓሶት ዝበልካ ኢደይ ኣይህብን ኣበይ አሞ አንተዝኮኑ ኩሎም ከማካ ወደባት ኣይመተከተረን ኣብ ዘይፈልጦ በረካ ኣብራር አንዲካ ኣንታ በዓል ሕልና ብፉጹም ዘይሕለል ናይ ፍትሒ ፈረስና ብጣኦሚ ገላጺት ደርፊ አስታዝ ኣብራር
@ኣምበሳጅርዕባይገጠር
@ኣምበሳጅርዕባይገጠር 6 жыл бұрын
መርሓባ ክቡር ኣቦና ኣብራር ዑስማን እንካዕ ብሰላም መጽእካና ኣቦ ሓቂ ንበረልና !!!!!።
@andomabreham8342
@andomabreham8342 2 жыл бұрын
ራብራር ዑስማን እንታይ እሞ ይገበር ናይ ብሓቂ ዘገርም እዩ። ተስፋኻ ተስፋና እዩ። ጽንዓትካን ሓቦኻን ዕላማኻን ድማ ዘገርም እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@abdallahmahmoud45
@abdallahmahmoud45 6 жыл бұрын
Nice bro Eritrea saho 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎤🎧🎷🎸🎹🎻🎺
@os7134
@os7134 2 жыл бұрын
Wede Gabarit aswertea ambesa 👉💪💪💪
@osmansaleh4479
@osmansaleh4479 6 жыл бұрын
ኣብራር ዑስማን ኢሎሙካስ ከመይ ዲካ ናይ ውሽጠይ ትፈልጦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@AhmedSaid-kj5ze
@AhmedSaid-kj5ze 6 жыл бұрын
Osman Saleh , The great Abrar Osman.
@afiealexissanchez9436
@afiealexissanchez9436 6 жыл бұрын
ኣብራረይ ለዋህ ሰብ ኩሉ ግዜ ካብ ክብር ሰብ ብሉጽ ስራሕ ይወጽእ። #ገለ እንተኾነሎም ካብ ሕሳብ ከዕርፉ #እቲ ዘሎ ዓመጽ ኣባኺ የርግፉ!! #ብድድ ኢልኪ ድማ እከዮም ትገጥዮም #ኩሉ ፈተንኦም ከንቱ ትገብርዮም……
@hevenabraha1
@hevenabraha1 6 жыл бұрын
ኣፌ ከመይ
@abdallhamahammed7901
@abdallhamahammed7901 6 жыл бұрын
كم انت كبير ايها الشعب الصامد ✌✊💪 وتحياتي لي الإمبراطور .ابرار عثمان و مزيد من التقدم والازدهار 💪💞💞💞💞💞✌✊
@hassanadem7365
@hassanadem7365 3 жыл бұрын
💔💔💔💔💔💕💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💕💕💕💕💕💕💕
@Yasinibo2315
@Yasinibo2315 Жыл бұрын
A Golden massage from Golden Artist Abrar to wards his beloved ♥ Eritreans and 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.💒❤🕌 forever 💪💪💪💪
@metkel100
@metkel100 6 жыл бұрын
ዓቢይ ሓዉና ኣብራር ዑስማን ሰላም፡ነዓኻ ይኹን። ጽቡቕ ስራሕ! ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።፡ንስኻ ምስሊ መንነትና ኢኻ። በዓል መትከል ግልብጥብጥ ዘይትብል።
@messiproduction9843
@messiproduction9843 6 жыл бұрын
ብታሚ ጽብቅ ስራሕ ባባ ኣብራር ክንጽበየካ አና ቀኒና ናትካ ኩሉ ደርፊካ መልአኽቲ ኣሎዎ Like ኩሉና ንሓግዞም ደርፊቲ ሃገርና
@yonasteame1016
@yonasteame1016 6 жыл бұрын
ኣብራረይ ጎይታ ጥበብ ይበል ስራሕ ብሉጽ ናይ ብሉጻት
@rayan-vy1sd
@rayan-vy1sd 6 жыл бұрын
Ni sle ezi abu haki eski 👍like habuni deki eza halal maret 🇪🇷❤ Praud to be wedi eri
@ሓኾተወዲገርየ
@ሓኾተወዲገርየ 6 жыл бұрын
ዋውውው ኣብራር በዓል ኣሕልና ጽቡቕ ስራሕ
@kidmangrmaykidanegirmay4400
@kidmangrmaykidanegirmay4400 6 жыл бұрын
Ni sle ezi abu haki eski like eza jaial maret♥️🇪🇷
@MidoMido-gh6mz
@MidoMido-gh6mz 6 жыл бұрын
كم أنت رائع يا عملاق..ربنا يديك الصحة والعافية
@simdela4785
@simdela4785 Жыл бұрын
ኣበይ ኔሬ 5 ዓመት ካብ ትዝርጋሕ! ናዚ ቅጭን ደርፍታት እናሰማዕኩ እየ ዓብየ !❤ ኣበይ ኣለካ ነዚ ናይ ኣብራር እናሰማዕካ ዝዓበካ❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
የቐንየለይ "ሲም" ከብረት ይሃበለይ ❤️❤️❤️
@sarigoble
@sarigoble 6 жыл бұрын
ابرار عثمان اليوم كما امس يعطيك الصحة والعمر والعطاءـ ኣብራር ዑስማን ሎሚ ክምትማሊ ረቢ ጥዕናን ዕድመን ቀጻልነትን ይሃብካ
@ጆኒኣፍቓሪስነጥበብእየኣድ
@ጆኒኣፍቓሪስነጥበብእየኣድ 6 жыл бұрын
*Well come abrarey ብሃንቐውታ ክጽበያ ዝጸናሕኩ ደርፊ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ሃገራዊት ደርፊ ኣብራረይ እንቓዕ ደሓን መጻኻ*
@abdukelifa2531
@abdukelifa2531 6 жыл бұрын
Another great hit from the living legend. Keep up the good work brother Abrar. Aydikum erih mietih tanito.
@edenasefaw7957
@edenasefaw7957 4 жыл бұрын
አውይ ኣብራረይ መለከት ናይ ልበይ ኦፍፍፍፍ ፈትወተው ይብልካ ውሽጠይ ዩ ሰፍርካ ዕድመን ጥዕናን ይብዝሓልካ ሉዕል ፈጣሪ ንጉስ ሙዚክ
@wedihager5466
@wedihager5466 2 жыл бұрын
ኣቦ ሓቂ ባዓል ሙሉእ ሕልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ King of kinig 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@jamalosman5604
@jamalosman5604 6 жыл бұрын
اجمل فنان في العالم ماهذه الحنجره الذهبيه
@kaledmahamed3627
@kaledmahamed3627 6 жыл бұрын
jamal osman ايو والله فنان ما فيها كلام الي معي لايك
@idrisabrarwedisahos8160
@idrisabrarwedisahos8160 6 жыл бұрын
Abrar ahbibi Ana wawww asil shikorrr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✍✍✍✍✍👍👍👍👍👌👌👌🏅🏅🏅🏅👊👊👊👊👊👊
@ykealomichael5342
@ykealomichael5342 6 жыл бұрын
ባባ ኣብራር ብልጽቲ ስራሕ ንባባ ኣብራር ዝፈቱ Like eski abia
@eriboy2421
@eriboy2421 4 жыл бұрын
❤️👌
@habenmhretab5811
@habenmhretab5811 4 жыл бұрын
ንሕና ኻኣ ናትካ እዩ ዘገርም ንብለካ ኣለና ኣቦ ዉጹዕ ህዝቢ ትብዓት ተስንቅ ንዝተሰደደ ህዝብካ ኣቦ ሓቂ ኣብሃገርና ገጽንገጽ የራኽበና ኣምላኽ ኣብራሪኖ ኣቦ ስነጥበብ!!!
@tekleababera1965
@tekleababera1965 Жыл бұрын
Waw በጣም በጣም ደስ የ ሚ ል ሙ ዚ ቃ ❤❤ Cheers from ኢትዮጵያ 👍👍👍
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
Thank you ❤️❤️❤️
@weditewelday1309
@weditewelday1309 6 жыл бұрын
መርሓባ ኣብራር ዑስማን ምቁር ዜምኡን ላዝኡን ኣቦ ሓቂ ኣጆካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ። ላክ እስከ ንሃቦ ደቂ ኤረይ።
@fatumaabdu2540
@fatumaabdu2540 6 жыл бұрын
wawww abrar shikorrr
@yohannesabrahambru2958
@yohannesabrahambru2958 6 жыл бұрын
Abrar Osman ሰላምታ ኣይረሳዕኩን ኩቡራት/ትን ሰላም ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ፡ ነዚ ኣቦ ውጹዕ ህዝቢ % ገንሸል % ምትብባዕ ኣይተውሕድሉ ኣጆካ ንበሎ። Abrar ich bin stolz auf dich 🌷🌷🌷🏅🏅🏅 der König
@meriwedierimeriwedieri5097
@meriwedierimeriwedieri5097 6 жыл бұрын
ኣብራር ኣቦ ሓቂ እንቃዕ ድሓን መጻኻ ክጽበያ ዝቐነኹ ደርፊ, #Like ኣይነውሕደሉ ዲቂ ኤሬይ ሽኮር !!!!!ናይ ወጋሓታ ምስዳትኩም ከኣ የቐነለይ ክክክክክክክክ ደቂሶም ከለው እቲኦም ወናታት Comente ቀዲመዮ😂😂😂😂
@tesfealemkiflu5942
@tesfealemkiflu5942 6 жыл бұрын
NErmi love momona kedimkayo
@meriwedierimeriwedieri5097
@meriwedierimeriwedieri5097 6 жыл бұрын
@@tesfealemkiflu5942 kkkkkkkkkkk awaridna endu kab you tube denber ywexe eu 😂😂😂😂
@tesfealemkiflu5942
@tesfealemkiflu5942 6 жыл бұрын
@@meriwedierimeriwedieri5097 kkkkkk telefoney bateri slezwedet eye bezia zxhf zeleku Hji wn ane Ermi love momona eye 🤣🤣🤣
@meriwedierimeriwedieri5097
@meriwedierimeriwedieri5097 6 жыл бұрын
@@tesfealemkiflu5942 adey merey emo rekibkani ane da kale mesilni ende awaridna zbl zeleku😂😂😂 bzkone btami lebam eka aytxarefn eka kexlo
@tesfealemkiflu5942
@tesfealemkiflu5942 6 жыл бұрын
@@meriwedierimeriwedieri5097 😂😂 Merci friendey
@noneme-jj3rq
@noneme-jj3rq Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ዝገርም ናትኪ ኣሕሕ ኣብራሪኖ ኣብ ዓዲና አረትራ ይራኸበና ❤❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ሰላም ናዓኻ ይኹን ፡ ብረግጽ ክንራኸብ ኢና ፡ንመን ኢሉዎ ።ኩሉ ብማዓልቱ ከም ዝኸውን ጥርጥር የይብለይን ።ክሳብ ሹዑ ፡ንልቢ ዘረስርስ ምኒዮትካ እንዳኣመስገንኩ ። ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ።. ❤️❤️❤️ ኣብራር
@fnankidane-tm7yi
@fnankidane-tm7yi Жыл бұрын
Edmen tenan yhabka fetari ሓጎስ ናይቲ ትፈትዎ ህዝብኻ ክትሪኢ ❤❤❤❤❤❤❤❤ ሰሚዒካ ዘይትምኖ ደርፊ ❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኣሜን ፍናነይ ፡ ወዲ ሓላል ኢኻ ኣምላኽና ካብ ልሳንካ ይቀበሎ ። ንስለ'ቲ ሓልዮትን ኣኽብሮትን ፍቕርን ምስጋናይ ልዑል'ዩ ኣይየሰኣእነና ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@dcdcbcd7180
@dcdcbcd7180 6 жыл бұрын
ኣብሪረይ ኢባየ ኣቦየ ታንክስ for evreything ኣኸይፍካኒ ስga ኤረይ
@Malaay-cu8li
@Malaay-cu8li 4 жыл бұрын
Greeting from Somali brother uncle ABRAR OSMAN we love his songs
@Ak-offcial_media
@Ak-offcial_media 6 жыл бұрын
Abrar abo hzbi Eritrea 🇪🇷 nberelna nzlalem nskas zegerm eyu bhaki Blxti srah kem kulu gize .👍👍👍
@eyasutesfa9138
@eyasutesfa9138 6 жыл бұрын
ኣብራር መምህር ቃልሲን ሃገራውነትን ንበርርርርርርርርርርር
@whytwo2199
@whytwo2199 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ ናይ ኤረና ደኣ እንታይ እሞ ሕጂ ዶሞ ኮይኑ ዘይደምም! እስከ ንብሪ ኤረና ላይክ ንሓቦ
@سعيدحزوت
@سعيدحزوت 6 жыл бұрын
الجميل والمتألق دوما صاحب الحنجرة الذهبية ابرار عثمان ابرهتنا كما تفعل دوما متحعك الله بالصحية ي استاذنا
@fisiha17
@fisiha17 6 жыл бұрын
ኣብራሪኖ ጎይታ ፍትሒ ፡ሓቂ፡ሃገራውነት ኣጆኻ ተገሪምና ሱቕ ሚባል የልቦን፡ኣንተ ቲ ናትካ ቡሉጹን ፉሉይን ሲርሓት ሒዝካ ናብ ህዝቢ ምቕራብካ ጊን ጻማኣኻ ይፍጠረልካ ኣግዛኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 6 жыл бұрын
.wwwww abrar abi seb
@hannibal9916
@hannibal9916 6 жыл бұрын
لك التحية والتقدير من #لآجئ وليس متسلل لأسطورة الفن ألارتريه ابرار عثمان كل (الحب) ارتريا لكي يوم نسر قريبا ان شاء الله على الدكتاتوري
@እስመኣልቦነገርዘይስኣኖለ
@እስመኣልቦነገርዘይስኣኖለ 6 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ኣቦ ጥበብ ኣቦ ሓቂ ኮታስ ኩሉ ነገር ኢኻ ።
@imthewin7057
@imthewin7057 3 жыл бұрын
ኣብራር ዝፍውትወካ ስነጥበባዊ ኣኻ እዛ ደርፊ ወላ ሙሉእ ማዓልቲ ሰሚዐ ኣይመንዋን እየ. ካብዘይ የሎ ትህልዊ መሰስ ተብልዮ ዝተቐብረ ሓቂ. ብልክዕ ታዝፈትዋ ሃግረይ ሓንቲ ማዓልቲ ክሪኣ እየ😍 I just can't stop listing to this music I have listened to it more than 10 times a day.i just gonna say u are stupor amazing guy and one day u will see ur love,it's Eritrea.
@fasel20
@fasel20 6 жыл бұрын
ኣብራር ብጣዕሚ ልቢ ዉጽዓት እትትንክፍ ብጥበብ ወቂባ ብ ውሕሉል ስነ ጥበባዊ ስራሕ ናብ የእዛን ሰማዕቲ እያ ቀሪባ። ንዓካ ዚሃበና ሉዑል ፈጣሪ ከኣ ምስጋና ዪኩኖ። ኣብራር ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ኣብ ቃልሲ ን ራህዋ ኤርትራ ካኣ ቀደምን ሎምን ወትሩ ከይተሓለልካ ትቃለስ ዘሎካ መምህር ኩሉ እካ እሞ ሉዑል ምስጋናይ ይብጻሕካ። ዝገርምዩ።
@ምንባርንመንይግቦኦ-ቈ2ሰ
@ምንባርንመንይግቦኦ-ቈ2ሰ 6 жыл бұрын
ዘገርም ዩ ኣብራር ኣቦ ውጺዓት ኣቦ ትኮነና ኣሎካ ሞ ደቂካ ክንኮዊን ድሉዋት ኢና ዕድመ ንደላዪ ፊትሒ
@erim9175
@erim9175 6 жыл бұрын
My favourite song right now. I listen to it over and over again. Thank you for such a wonderful song @Abrar Osman
@rabababamrabababam5500
@rabababamrabababam5500 6 жыл бұрын
ኣብራር ሽኮርርር ይኣክል ንበል ክሉና ብቅዋም ክንግዛእ ኩሉና ይበል 10000% ዘገርም ኢዩ ወሪዱና ኢዩ ዘሎ ።
@serinaserina-x8w
@serinaserina-x8w Жыл бұрын
አብራር ሽኮር ❤❤❤❤❤ እስካም ተገርም ኢካ ኩሉ ሽአ ደርፍካ አትሳአን ሙልእ ጥእና ምስእድሜ ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ........... የቐንየለይ ሰሪና ከብረት ይሃበለይ ብልቢ አመስግን ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@fiqreytsegay667
@fiqreytsegay667 8 ай бұрын
ናትካ አዩ ዘገርም ባባ ኣብራር ጽኑዕ ባዓል መትከል ዘገርም አዩ ክሳብ ሕጅ ይሰማዓ ኣለኩ 2024❤❤❤
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt 8 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ካብ ፍቕረይ ክሰምዖ ዝግባእ ወረጃ መልእኽቲ ገሪሙንን ደስ ኢሉንን 'ሞ ብልቢ የቐንየለይ ክቡራን ፍቁርን ፍቕረይ ❤️❤️❤️ ኣብራር
@somaer792
@somaer792 6 жыл бұрын
W.come.ብጣዕሚ ጽብቅቲ ስራሕ፡ ባባ ኣብራር ፡ኣቦ ሓቂ ።ካባካ ብዙሕ ኢና ንጽበ። ግጥሚ ፡ዜማ -100% ካሜራ--100% ኤዲት--100% ኣዝማሪኖ ፡ባባ ተስፋልደት ከኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ። Lets share,like,comment
@brukasefa7593
@brukasefa7593 6 жыл бұрын
Very good job Abrara
@tesfatv4676
@tesfatv4676 6 жыл бұрын
ኣብራ ኣቦ ሓዊ ንስለ ሓቂ ትደርፍ ናይ ብሓቂ ዘገርም መፍተት ተዃሉ ምዃና
@zemhretfsha4581
@zemhretfsha4581 5 жыл бұрын
ኣቦና ኣቶ ኣብራር ዖስማን ታይ እሞ ክንገብሮ ታሪክና ተሰሪቁ ፡ ኣጆካ ኣለኩ ኣብ ኣሰርካ ፡ ኣለና ወረስቲ ክንሰማማዕ ኢና ነያታትና ፡ኣቦታትና ከነከብር ኢና ከምቲ ዘረከብኩምና ንሕና ከኣ ከሙ
@awethadishtsegay4814
@awethadishtsegay4814 6 жыл бұрын
Wowwwwww, kemti kulu gizye nxbeyo mhari azenagae nay hlna derfi btaemmi xbuk Baba Abrar❤️❤️👍👍👍,!!!!!!!!!!
@gaulabdula4993
@gaulabdula4993 6 жыл бұрын
ساهاوي يااصيل ابو الوحده الوطنيه عمل جميل يديك العافيه نتمنى لك دوام الصحة والتقدم
@os7134
@os7134 2 жыл бұрын
اشاورتوي وأدى قباريت
@fikriuamlak6699
@fikriuamlak6699 6 жыл бұрын
ኩቡር ኣቦ ኩሉ፡ ኣቦ ትበብ፡ ፍቅርካ ኣብ ልበይ ኣሎ ካብ ንእስነተይ ፡ ኣዝዩ እንበር ዘገርም ብህዋትካ ከምዚ ግፍኢ። ኮይኑ ግን ግዜ ይነውህ እንበር ሩፍ ንብለላስ ሃንቲ መኣልቲ ላ። ኣጆኩም ኣጆና ኩቡራት ኣቦታት ኣደታት ኣህዋት ኣሃት።
@wedisiraj5605
@wedisiraj5605 6 жыл бұрын
Baba Abrar king of Eritrean music we love you 😍
@honorscore629
@honorscore629 5 жыл бұрын
Kiros freselam abrar ynberu kings of deleyti fthi of course and king of eritrean 😉🤴🏾💪🏾🔥🔥🔥😎
@iamafricain5329
@iamafricain5329 6 жыл бұрын
هلاء بل أسطورة. أبرار عثمان الله يخليك ما اجمل أغانيك كل ما قدمت شئ احلي من التني أغانيك تأطي أمل لي كبير وصغير 🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤🎤 ❤️❤️❤️💓💓💓💓💓💓🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sheba03
@sheba03 Жыл бұрын
ኣብራር ኣንበሳ ጫካ ኣንታ እግሪ ሊሎ ንጉስ ነገስታት ንሓቂ ትቃለስ ኣብ ዘይጉዳይካ ኢድካ ኳ ዘይትሕውስ ሉኡም ጥበብካ ምስ ሱሑል ጎሮረኻ ፍቅሪ ሓቂ ሓድነት ሓርነት ዝነገርካና ንዓና ንናኣሽቱ ደቅኻ ንበር ክበር ኣንታ ኣላዪ ደቁ ኩቡር ወርቂ መሰታ ቀዳሞት🥺♥️💚💚 2023
@AbrarOsmanArt
@AbrarOsmanArt Жыл бұрын
የቐንየለይ ከብረት ይሃበለይ ንምኡዝ መልእክትኻ ብልቢ አመስግን ኩሉ ሰናይ ድማ እምነየልካ ❤️❤️❤️❤️ ኣብራር
@arbasbeshir1288
@arbasbeshir1288 5 жыл бұрын
Abrar soker akli tray kewageh iyuo 👍👍👍
@rimmeder2341
@rimmeder2341 6 жыл бұрын
Abrarrr jegna wedi halal maret helmka ksemir iyu henti meailti ..abshirka habibi and I appreciate u for posting amazing music 💓☪️✝️
@harnetentertainment4790
@harnetentertainment4790 6 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ወትሩ ዓወት ይምነየልካ። ውድቀት ንሸፋቱና ምሕረት ንህዝብና። ባባ ኣብራር ዓርኪ ባባ ዩ subscribe and like gberuley. ፍርቱና የ።
@harenasemhar4978
@harenasemhar4978 6 жыл бұрын
Tsiniati hizibi. I grew up with his song since 1990 . Good job legend Abrar
@brhaneangosom5883
@brhaneangosom5883 6 жыл бұрын
ኣብራር ዶ ቦሉካ ኣብራር ጥራይ ካሊኢ ኢምብር ይግባካ ንሰለ ሓቅ ዶዉ ዝበልካ ንፍትሕ ዶዉ ዝበልካ ኣብ ጎዱን ዉጻዓት ዶዉ ዝበልካ ሓደ ማዓልት ኣብ ቲ ክብራት ዓዶቦካ ተታሓሕዝና ምስ ተመለስና ኢየዝብለካ እምላክ /ራብ / ክህበካ ፍረጻማካ እጆካ ቀርባ ኢያ ክትበትካ ኢቲ ማሕለካ ኩሉ ሕዝቢ ኣሎ ኣብ ጎድንካ ።
@tsegabeyena953
@tsegabeyena953 4 жыл бұрын
Kem beal abrars ywled do ykewn bhji. Our hero👍👍👍👍
@fikruaraya3026
@fikruaraya3026 2 жыл бұрын
Thank you for your seevice Abrar Osman!
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 33 ( BY BRUNO )
44:28
Awra Tube
Рет қаралды 91 М.
ሽኰር ፡ SHIQUER ኣብራር ዑስማን : ABRAR OSMAN
8:54
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 68 МЛН
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
INNA SERG
Рет қаралды 2,9 МЛН
Human vs Jet Engine
00:19
MrBeast
Рет қаралды 191 МЛН
MAGIC TIME ​⁠@Whoispelagheya
00:28
MasomkaMagic
Рет қаралды 38 МЛН
ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ዓስራይ ክፋል
16:31
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 46 М.
Eritrean Song Gebrelul afewerki For Biniam girmay  Scandinavian festival
13:21
Alenalki Dimtzi Eritrawian
Рет қаралды 259 М.
AYIWRED Abrar Osman   ኣይውረድ  ኣብራር ዑስማን
8:43
Exile Guayla // Abrar Osman -  Sdet ( plus comment )
7:31
Exile Guayla
Рет қаралды 542 М.
SHIQUER
9:46
Abrar Osman - Topic
Рет қаралды 101 М.
Perfect Pitch Challenge? Easy! 🎤😎| Free Fire Official
00:13
Garena Free Fire Global
Рет қаралды 68 МЛН