ዘማሪት ትርሓስ መልሲ ሂባ - ቀዛሕታ Kezahta

  Рет қаралды 31,663

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 376
@zefrTude
@zefrTude 9 ай бұрын
ትራሓሰይ ምቅርቲ ዕድመኺ ይብዛሕ ብማርያም ለትርሓሰይ ለፈቲ ላይኪ❤
@apsaramobile7888
@apsaramobile7888 9 ай бұрын
Tsibuk srah ziserhi kulu geze mekega ayiseanin ajoke berite hafty naty meteabitey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 9 ай бұрын
Egziabher. mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿🕊️
@mkinay843
@mkinay843 9 ай бұрын
ዘማሪት ትርሓስ ዕደመኺ ኣብ ቤተክርስትያን የምብርኽይ ። ነዞምድኹማን እይትስምዕዮም ።
@MEARIFSHA
@MEARIFSHA 7 ай бұрын
Ezgabiher edmen tsenan yhabki kbrti haftna❤❤❤❤
@titiaregawi3795
@titiaregawi3795 9 ай бұрын
kbrti haftna edmen tenan yahabki fetari zamarit trhas haftna bahaki kalay yhaxreni marey🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏
@asterKflay-o4k
@asterKflay-o4k 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤terhasey enka beslame mexaki betami eya zifetiweki amlke edmen tenane yehabeki
@solomonabraha756
@solomonabraha756 9 ай бұрын
ዝገርም ኣገላለፃ ክብርቲ ሓፍተይ ''.... ከይተዛረብኩስ ..ይርድኡኒ እዮም...''
@senaittadesse579
@senaittadesse579 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይርዳሽ እህቴ የልብሽን መሻት ይፈፅምልሽ።
@AwetResom-ui8gc
@AwetResom-ui8gc 9 ай бұрын
amlak msaki ykun nay agelgulet edmeki ybarek
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 9 ай бұрын
ትራሓስይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ 🙏💗
@rozaoppo828
@rozaoppo828 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ማዓረይ❤ እንተኪእለም ቅርሽ ይሃብን ዝሓፍተይ ቀፅሊሉ ❤❤
@hgf6568
@hgf6568 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያት ዘማሪት ትርሓስ ሓፍተይ ዝፍትወኪ ንበረለይ ብርክቲ
@imissmama3978
@imissmama3978 9 ай бұрын
ኮኾብ ዘማሪት ትርሓስ❤ ናይ ህዝቢ ትግራይ ደባሲት ኢኺ ንስኺ መዝሙራትኪ ኣዝዮም ጥሙማት ዘይምነዉ ቅዱሳት ስራሓት ,ዮም ቀጽልዮ ኣጆኺ።
@Mama-nu7it
@Mama-nu7it 9 ай бұрын
God bless 🙏 you darling Thank you for your help A massive thank you Bereket
@herangetachew-dh5ip
@herangetachew-dh5ip 9 ай бұрын
ኦዞም ናይ እኩይ ስራሕ ዝሰርሑ ንሰርሕ ፈጣሪ ልቢ ይሀቦም ይሀበና
@fitsumgyohannes1134
@fitsumgyohannes1134 9 ай бұрын
ጠንክሪ ዝሓፋተይ ድንግል ማርያም ምሳኺ ትኹን
@Brhin-c4d
@Brhin-c4d 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ትርሓስ ሓፍተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@برهانمحمد-ن1ح
@برهانمحمد-ن1ح 9 ай бұрын
እልስክ ምስ በዘሓክን እግዚአብሄር እው ምዕራቅ አብይና ወአይ 😢😢
@محمد-ث2ك7ت
@محمد-ث2ك7ت 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ይሃግዝኪ ፅጋበይ
@solomonabraha756
@solomonabraha756 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 'ዞም ኣሓተይ። ምልክት ክብሪ ትግራዋይነት ስለዝኮንኩም።
@MuLuDesta-dw3iy
@MuLuDesta-dw3iy 9 ай бұрын
ኮኾብ ተውህዶ ዕድመን ጥዕናን ያሃበኪ ኣጀኪ እመ ብርሃን ምስኪ ትኩን ቡሉፀይ
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 9 ай бұрын
ዘማሪት ትርሀሲና መአር ብርክቲ ሀፍትና ንፍእቲ ጅግና ኢኺ ልህዝቢ ትሀልዪ ርህርህቲ ፍጥረት አልፋ ኦሜጋ ብእድመ ብጥእና አብዚሁ ይባርኸኪ አሜን!!!!❤❤❤
@Desta12829
@Desta12829 9 ай бұрын
ትርሓፍተይ እግዚአብሔር ዓስብኪ ይክፈልኪ ምስ ኩሎም መሳርሕትኪ አምለከ ቅድሳን ነዘም ጠምዮም ዘለው ወገናትና ህዝብና ከኣ ኣምላክ ብምሕረቱ የዐንግሎም አሜን ብምቅፃል መን እዩ እቲ ማሕበር ኣይፈቀድን ዝበለ ኣብ ሰደት ዘለና እኮ ከምቲ ንዓኪ መዝሙር ህወትኪ ዝኮነ ንዓና እውን ማሕበርና ህወትና እዩ ንኣብነት ማሕበር ቅድስት ማርያም ድቦ ማሕበር ቅዱስ ያሬድ ማሕበር ቅዱስ ሚካኤል ወዘተ አምለክና ዘይንፈልጥ ዝነበርና ብኣተን ምክንያት አምለክና ፈሊጥና ኣብነ ዘበሰማያት ዘይንፈልጥ ብማሕበርና ተለዊጥና ንስሃ፣ምፅዋት ፣ዝተቸገሩ ምርዳ ኣውን ማሕበረትና ብዙሕ ኣስተዋፅኦ ገይረን እየን ካፍቲ ንስካቱም ትሰርሖ ንዕቅብ አምለክ ብዝፈልጥ ማሕበራትና ይሰርሓ እየን ስለዚ ማሕበርናስ ኣይትንኩእልና ናይ ስደት መምህርና እዩ ንዓና ስለዚ ማሕበር ከበራተዕ ደኣ አሎዎ እንበር ክውቀስ ወይ ክግለል የቡሉን ።
@ናትናሰላም
@ናትናሰላም 9 ай бұрын
Enkae bselam mexaki brktey
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 9 ай бұрын
Tirhas Haftena kebrete yehablna ketselelu yekenyelna🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@Desta12829
@Desta12829 9 ай бұрын
እግዚአብሔር አምለክ ዓስቢ ይክፈልኪ ትርሓስ ሓፈተይ እና መን እዩ ማሕበራት ይተዓፀዋ ዝብል ዘሎ ከምቲ ንዓኪ መዝሙር ህወትኪ ንዓና እውን ማሕበርና ህወትና እዩ ከምእ እውን ካፍቲ ናትካቱም ንዕቅብ ማሕበር ሰናይ ስራሕ እንበር ካልእ እይሰርሕን ንአብነት ማሕበር ቅድስት ማርያም ዲቦ ፣ማሕበር ቅዱስ ያሬድ ፣ ማሕበር ቅዱስ ሚካኤል ወዘተ ኣዚዮም ብርትዓት ሰባት ኣለው ሰናይ ስራሕ ዝሰርሑ አብነ ዘበሰማያት እና አምለክና ዘይንፈልጥ ዝነበርና ብማሕበርና እንበር ብማንም አይፈለጥናን ስለዚ ናይ ማሕበርና ነገርስ ኣቡ ውሽጡ ስለዘይ አቱው እንበር እግዚአብሔር አመይ ዝበሉ ሓጥአን ብማሕበር እና ናብ መንገዲ ቅድስና ንምርሕ ዘለና ስለዚ ማሕበርናስ ኣይትንኩእልና😢
@fathingeber2669
@fathingeber2669 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤Edmen teniay yehbeky hafetey
@robelasgodo7262
@robelasgodo7262 9 ай бұрын
Ane Eritrean ey betaema ey zefatewak zemen hawetak yebarek hafety God bless you
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 9 ай бұрын
ናይባሓቂ ክብርቲ ሓፍትና ኣዝና ኢና ንፈትወኪ ኣብ ቁድስ መንገዲ ዝኸይድ ሰብ ፀላኤ ርኹስ መንፈስ ንኸውድቖ ብቡዝሕ መንገዲ እዩ ዝፍተን እሞ ነዚ ፈተና ስዒርኪ መዛምራን ከተብዝሕልና ናዓኺ ርኢዮም ሰብ ጡዑም ድምፂ ክበዝሑ ኣብነት ኢኺ እሞ በርትዒ ኣብጎንኺ ኣለና የሕዋትኪ
@Phrsfora_Media
@Phrsfora_Media 9 ай бұрын
ኣብክንዲ መዝሙርና ትሪእዎን ትድግፉዎን ዕንቅፋት እትኾኑ ሰባት ኣምላኽ ልቦና ይሃብኹም ቲቲ ሓፍተይ ኣጆኺ ኹሉ ንሰናይ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤
@kahsaytsadik1094
@kahsaytsadik1094 9 ай бұрын
ሆቴል ናይ ደርፊ ቦታ እዩ ናይ መዝሙር ቦታ አይኮነን ክብርቲ ዘማሪት ሓፍተይ
@DenytTeam
@DenytTeam 9 ай бұрын
ጠፊእዋ ድዩ ኮይኑ እባ 😢
@ሰውነኝ-ቀ8ሐ
@ሰውነኝ-ቀ8ሐ 9 ай бұрын
ጎበዝ ነሽ እድሜ ከጤና ይስጥሽ እግዝአብሔርም ያፅናሽ እህቴ
@ናትናሰላም
@ናትናሰላም 9 ай бұрын
Amlak ms tgrina ykun
@aishaais8070
@aishaais8070 9 ай бұрын
ሰናይ ስራሕ እዩ ሂወት ሰብ ምድሐን ንፅባሕ ዘይበሃ ውራይ እዩ ህዝብና ንምድሓን አይዞኹም ቀፅልሉ።
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 9 ай бұрын
ብሓቂ " ኣዚዩ ዘሐዝን ፡ ናይ ህዝቢ ትግራይ ስቓይ ፡ ደረት ዘየብሉ 🙏
@HagosAbadi-kl2vl
@HagosAbadi-kl2vl 9 ай бұрын
,እንኳዕ ሰላም መፃኺ ትርሓስ ሓፍተይ
@helenbrham934
@helenbrham934 9 ай бұрын
ክብርቲ ሓፍትና እዛ ማሕበር የለን አይፈቀድን ዘብልክያስ አይተረደእናን ብዓብዩ እኳ ማሕበር ቅዱስ ያረድ አሎ
@meashobelay-zj4kq
@meashobelay-zj4kq 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ምሳኺ ዝኾነ መሪፁኪ ስለ ዝኾነ ብፈጠሪ ኽእለት ኩሉጊዜ አብ ልቢ ትግራዋይ ተቐሪፅኪ እኺ ነኽብረኪ እና
@dmmksa3370
@dmmksa3370 9 ай бұрын
ቲሪሓስ ለባም❤
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 9 ай бұрын
ትኽክል መልሲ አብ አዳራሽ ስልገበረቶ ሕቶ!! ንአብነት አን ፕሮቲስታንት እየ ከም ናይ ብዓል ትርሓስ መዝሙር ይሰምዕ እየ ግን ድማ አብ ቤተክርስቲያን ናይ ኦርቶዶክስ ምናልባት ክመጽእ አይክእልን ይኸውን!! ስለዝጸልኦ አይኮንኩን ገለገለ ሰባት ናብኡ ምምጽኣና ሰባት ከነጋጊ ዝመጻእና ስለዝመስሎም!!
@MuLuDesta-dw3iy
@MuLuDesta-dw3iy 9 ай бұрын
የኔ ልእልት ኣነስ ክፍተወኪ መቅርተይ እሽኒ ኣነስ ማሕበር ምግበረና ስ ፅገም ዘለዉ ኣይመስለነን ነሩ ብዘክነ ብስረዓት ክንከዶ ኣምላክ ይደግፈና ንክይንበተተን ግን እንተመሃረና እንተፅንሐናስ ፅገም ደዩ ኣለዉ ክኑ ❤❤❤
@temesgenbisrat1094
@temesgenbisrat1094 9 ай бұрын
ዘማሪት ትርሓስ ሓፍተይ እግዚአቢሔር ፀግኡ በረከቱ ይዓድልኪ 🙏🙏🙏
@shewetabrah8475
@shewetabrah8475 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@rigattuem2342
@rigattuem2342 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@ssafua8682
@ssafua8682 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@SwSwi-m9l
@SwSwi-m9l 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@EyerusTsegay-yz7wt
@EyerusTsegay-yz7wt 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ❤❤❤
@HadguWediTgrayjp5ye
@HadguWediTgrayjp5ye 9 ай бұрын
ትርሓስ የቅንየልና ፅቡቅ ስራሕ እዩ....💚💚💚💚🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ብካሊእ ስለ ንርደኦ እዩ።
@BihanHayelom-lz5fx
@BihanHayelom-lz5fx 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegaygebremikaelweditigra7699
@tsegaygebremikaelweditigra7699 9 ай бұрын
እመብርሃን ምስ ፍቁር ወዳ እየሱስ ኩርስቶስ ወሓስን ጠበቃን ትኩንኪ ደሞ ንኩልና ህዝቢ ትግራይ ራህዋን ሓጎስን ይግበረሉ ኣሜን❤❤❤
@MesiTube648
@MesiTube648 9 ай бұрын
ነዛ ኮሜንት ተንብቡ ኩሉኹም እግዚአብሔር አምላክ ይባርኽኹም 🙏🙏🥰🥰 ክቡራት ናይ ቀዛሕታን ዘማሪት ትርሓስን ፈተውቲ ዝኾንኩም ተጋሩዋኒ ብቅንዕና ቤተሰብ ግበሩኒ 😍😍😍
@ዕባይአፅቢወንበርታmili
@ዕባይአፅቢወንበርታmili 9 ай бұрын
ወለላይ
@MesiTube648
@MesiTube648 9 ай бұрын
@youTubechanel481 😍😍😍💗
@semeregebrehiwot825
@semeregebrehiwot825 9 ай бұрын
Ajeku tirhas hafitey kudus egzabher segu yebzhalki!!!
@iflm9910
@iflm9910 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ በረከትና ትርሓስ ሓፍትና❤❤❤❤
@selamabrha7127
@selamabrha7127 9 ай бұрын
ዘማርት ትርሓስ ብጣዕሚ እየ ልፈትያ ለለዋ ትሕትና ብጣዕሚ እየ ለድንቃ 😍😍❤❤
@aronmersa4879
@aronmersa4879 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@maryammas1796
@maryammas1796 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@tsegshTube5kk3g
@tsegshTube5kk3g 9 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዒናን ይብኪይ ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና ኩሉ እትገብርዮ ስናይ ተግባር እግዚአብሔር አምላክ ይሃብኪይ ዘመንኪይ ይባረክ አሜን
@HaderaKide
@HaderaKide 9 ай бұрын
Thanks so much my sis
@metsihetgebregziabher3318
@metsihetgebregziabher3318 9 ай бұрын
Edemen tena yahabki
@berndadesta9679
@berndadesta9679 9 ай бұрын
አይዞኺ ንህዝቦም ክረድኡ ዘይደልዩ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኢዬም:: ካፍቶም ብጥሜት ህዝቢ ትግራይ ክጠፍእ ዘደልዩ ግለስባት ኢም ህዝባም ክረድኡ ዘይደሉ ሱሱዓት ክብዶም ዝፈቱ ኢዬም አይዞኺ ሐፍትና ቀፅልሉ ህዝብኺ ብኽእሎቲ ሐግዚ:: ናትኪ ስም ዛጥፍኡ ምህበረ ቅርሱሳን ፀረ ኦርቶዶክስ አመንቲ ኢዩ:: ክብርቲ ሐፍትና አምላክ ዕድመኺ ይባርኸልኪ🙏❤️
@adiamasgedom1729
@adiamasgedom1729 9 ай бұрын
Blessed u
@tekakassa2823
@tekakassa2823 9 ай бұрын
ትራሓስ ንፍዕቲ ዘማሪት እያ እዝጋብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ፡ ሓሳብ ልብኺ ይውስምረልኪ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HiwatFsha-ij9xb
@HiwatFsha-ij9xb 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤Yene konjo berche
@zenebugebremaria7087
@zenebugebremaria7087 9 ай бұрын
የቀኒየልና ትርሐስ እግዚአብሔር ይሐግዝኺ🙏🙏🙏💕
@rutabelay3774
@rutabelay3774 9 ай бұрын
😍❤❤❤❤❤ ezabher msKUM YIKUN YIhagzkummm ❤❤❤
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 9 ай бұрын
Edmen tienan yihabki amlak yihagizki.
@NFQRIMNBAR
@NFQRIMNBAR 9 ай бұрын
Egzabhier amlak meliun asfihun yhabki zemarit trhas habtey ajoki abertieki qexli kweghi eu dma ❤
@BsiratAbsadi
@BsiratAbsadi 9 ай бұрын
ጎበዝ በአልቲ ህልና ምእንቲ ህዝብክን ሃገርክን ቡዙህ ዋጋ ክፍልኪ እኪ እሞ አብ ስማይ ቡዙህ አስቢ አለኪ አጆኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እግዚአብሄር ምሳኪ ይኩን❤
@tesfalem78
@tesfalem78 9 ай бұрын
ፀገም ናህና ተጋሩ እዚኣ እያ። እዛ ሓፍትና በርኸት ኣምላኽ ይዕሰላ ስለዝዓሰላ እያ እውን ኣብ ከምዚ ቡሩኽ መንፈሳዊ ስራሕቲ ተዋፊራ ዘላ። እታ ኣልበም ዝስራሓታ መዝሙር መንፈሳዊ ስራሕቲ ኣብ ትነብረሉ ዓዲ ብስርዓት ኣመሪቓ ወዲኣ ከምዝኾነት ብሓፈሻ ዲያስፖራ ብፍላይ ካኣ ኣብ ኣመሪካ ዘለዉ ተጋሩ እንዳዕዲዖም ይፈልጡ እዮም። ሕዚ ድማ ኣብ ትግራይ ብዝብፅሐ ሰብ ንዝሰርሖ ዓፀቦ ህዝብና ኣብ ሽግር ጥምየት ሕማም ወዲቑ ኣሎ ። እዚ ንምሕጋዝ ድማ ዓዳ ኣትያ ሓጉዝኒ ህዝበይ ከድሕን ኢላ ንህዝቢ ትግራይ እንድሕር ክትሓትት ደልያ ንህዝበ ኦርቶዶክስ ጥራይ ድያ ትዕድም ኣብ ቤተክርስትያን ዘይትገብርዮ ኢልካ ሓዙኒ ስደዱኒ ትብሉ ዘለኹም? ካብ ኦርቶዶክስ እምነት ወፃኢ ዘሎ ህዝብና ንህዝቡ ክሕግዝ የብሉን ድዩ? እሞማ ኩሉግዜ ንፀጋም ኣይንኺድ ነገናዝብ ቅድሚ ምዝራብና ኣምላኽ ልቦናና ይኽፍተልና። ሓፍትና ድማ በዚ ሰናይ ስራሕኪ በርቲዕኺ ቀፅሊ ፀገም ኣጠንኪሩ እዩ ዘውፀካ። በረኸት እውን ጎይታ ይባርኽካ ሽምካ ባዕሉ በረኸት እዩ።
@samiaha6007
@samiaha6007 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢አየ ስብ
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 9 ай бұрын
በረኸት ሎሚ ዘቕረብካያ ፅርይቲ ሙሉእ ብኹሉ ከም ትግራወይቲ ሕርይቲ ኣብ እምነታ ሕልፍቲ ኣብ ኩሉ አቀራርባኣን ዕግበት ዝህብ ልሳናን ታሓቢነላ ዕድመን ጥዕናን ይምነየላ ንኣኻ እውን ከምኡ የቐንየልና ቀፅለሉ።
@berektigiorgis9959
@berektigiorgis9959 9 ай бұрын
TTirhas ❤aenm ❤aenm ❤
@nanutasew42
@nanutasew42 9 ай бұрын
Our sister we love you God bless beautiful 🙏❤️
@merytigraweyti
@merytigraweyti 9 ай бұрын
Zemarit trhas edmen tenan yhabki kbrti haftey💛❤️💛❤️💛❤️🙏🙏🙏🙏
@ፍሩት-ሰ8ኸ
@ፍሩት-ሰ8ኸ 9 ай бұрын
ዘማሪት ትርሓስ ለባመይ አደ ውፅዓት የቀንየልና ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤
@Aጓልክልተኣዉላዕሎ
@Aጓልክልተኣዉላዕሎ 9 ай бұрын
ብጣዓሚ ደሰ ዝብል መልሲ ትራሓሰ ሓፍትና ❤እወ ኣንሕና በተለይ አብ ሰደት ዘለናሰ ናብ ምንሻው ኢና ንጎየይ😢እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና
@GalaxyJ-cn1uj
@GalaxyJ-cn1uj 9 ай бұрын
ትርሓስ ማዓረይ ማርያም ከም መብራህቲ ትኩንኪ
@samisolomon8470
@samisolomon8470 9 ай бұрын
ታዝተዛረብክያ ምሰላ ትኣክል መልሲ ሓደ ለማኒ ናብ ክረክበሉ ዝክእል እዩ ከይዱ ዝልምን ሓቂ ተወዲኡ ዘረባ👍🙏
@yenekonjo2314
@yenekonjo2314 9 ай бұрын
ሌላ አብይ አሕመድ ለምኜ ይሆንልኛል😂 በርች አምላክ ይርዳሽ❤
@birebirhane9
@birebirhane9 9 ай бұрын
Trihas ❤❤❤❤
@HdhdhShhshs-k8u
@HdhdhShhshs-k8u 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ትግራይዓደይዓይነይ
@ትግራይዓደይዓይነይ 9 ай бұрын
ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና ናትኪ መዝሙራት መፅናዕንዕየይ መጠንከርየይ እዩ ፀጉኡ የብዘሐልኪ በረከት ሓዉናዉን ስለ ለቅረብካልና የቀንየልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ልተባረከ ይኩን ❤❤❤❤❤
@BrhaneWeldy
@BrhaneWeldy 9 ай бұрын
አጆኪ ዘማሪት ትርሓሰ ቀፅልሎ እኪ ጂግና ጎል ትግራይና
@fryattsegay
@fryattsegay 9 ай бұрын
ትርሓሰይ ፅሪቲ ክበርልና🙏🙏🙏
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 9 ай бұрын
ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና የቀንየልና እትሰርሕዮ ዘለኪ ዝናኣድ ስራሕ እዩ በኡነት ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏 ❤ ቀፅልሉ ከምኡውን በረከት ሓውና ክብረት ይሃበልና ዝሓውና እትገብሮ ሰናይ ስራሕካ🙏❤ ኣቱም ለይፃረኩም እትፃረፉ ሰባት ግን ልቦና ይሃብኩ መጀመርያ ቀስ ኢልኩም ኣፃርዩ ቅድሚ ምውቃስኩም ፀርፊ እንታይ ኣምፆኦ ምስትዋዓል ይሃልወና ኣሕዋት👌
@TrhasGebretsadik
@TrhasGebretsadik 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኪ ቲቲ ሓፍተይ ኾኾብ ዘማሪት ኢኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ብዙይ አጋጣሚ ንቀዛሕታም ክብረት ይሃበለይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@TsegayAraya-o3t
@TsegayAraya-o3t 9 ай бұрын
መምህረይ ትርሓስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ዘማሪት ሓፍትና
@ድንግለይምክንያትምድሓነይ
@ድንግለይምክንያትምድሓነይ 9 ай бұрын
ዝማሪት ትርሓሰ ሓፍተይ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል መልሲ እዩ ትክክል ኢኪ ቤተ ክርስቲያን ናይ ባዓላ ቀኖና አለዋ እዩ።እግዚአብሔር ብዕድመይ ጥዕናይ ይሓልዉኪ በርትዒ ዛሓፍተይ ግን መንፈሳዊ መዝሙር አብ ሆቴል ንምንታይ ይምረቅ አብ ቤተ ክርስቲያን ዘይኮወን ዝብል ሕቶ ትክክል እዩ ሓዱሸ ሰለ ዝመሰለና እዩ መሉኡ መልሲ ድማ ረኪበና አለና የቀንየለና ቃዛሕታ መድያ ጽርፈ ግን ናይ ክርስቲያን መግለጺ አይኮነን ጌጋ እዩ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ዝይተረዳአካ ከም ክርስቲያን ብትሕትና ምሕታት እዩ ዝግባእ ንታአረምሉ።
@raheelrahee9494
@raheelrahee9494 9 ай бұрын
ክብርቲ ሓፍትና ትርሓሰይ በርትዕልና ንፈትውኪ ኢና❤
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 9 ай бұрын
🥰🥰🙏🙏🙏🙏
@herangetachew-dh5ip
@herangetachew-dh5ip 9 ай бұрын
መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ህዝብና ኸዓ ካብዚ መዓት እዙይ ቶሎ ኢሉ ፈጣሪ የውፀአልና
@xsvfr147
@xsvfr147 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብርቲ ሓፍትና❤❤❤❤❤❤
@liyaweldeslasse8751
@liyaweldeslasse8751 9 ай бұрын
ትርሓሰይ ለባም ፍታዊት ህዝባን ዓዳን ❤❤❤❤❤❤
@WedimhreyDire
@WedimhreyDire 9 ай бұрын
አንቱም ንምንታይ አብ ሆቴል ይኸውን እትብሉ ሰባት እኮ ህዝብና አብ መከራን ጥምየትን እንከሎ አብ ሆቴል እናተልሀኩም እትሐድሩ ሰባት ኢኩም ስለዝኮነ ንስኩም ሰነፋት ኢኩም እዛ ሐፍትና ግን ኩሉ ሻእ አብ ጎኒ ህዝባ ጠጠው ዝበለት ፋይናንሳዊ ሐገዝ ጥራይ እንተይኮነስ መንፈሳዊ ሐገዝ እውን ብዘይምስልቻው እተወፊ ሐፍትና እያ ፈጣሪ እድመን ጥዕናን ይሀብኪ ❤❤❤ ።
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 9 ай бұрын
ትርሓስ ምቅርቲ ኣንደበት ብሂወትኪ ኹሉ እናተሐጎስኪ ንበርልና
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 9 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ፅንዓት ይሀብኪ ንደናለ መንግሰተ ሰማይ የዋርሰን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ናይ አጎልግሎት ዘመንኪ ይባርከልኪ
@selam801
@selam801 9 ай бұрын
ትርሓሰይ ዝፎትወኺ ሓፍተይ ነዞም ሱቅ ኢሎም ዝፈርዱ ሰነፋት ሰባት አይትሓዝሎም ንሰኺ ብቻ በርትዒ❤😊
@rahelra865
@rahelra865 9 ай бұрын
ዘማሪት ትርሓስ እንካዕ ብስላም መፃኪ ምቅርተይ❤❤❤❤❤
@ፍረትግራይ
@ፍረትግራይ 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@tesgeg6055
@tesgeg6055 9 ай бұрын
❤❤❤መርአያኢኪትርሓሰይ ቀፅልዮ
@AziAzi-hs2yt
@AziAzi-hs2yt 9 ай бұрын
ketslyo jgna eiki nfetyeki eina ajoki ❤❤❤
Tom TDF  - ተጋዳላይ ጠዓመ ኣብ ቀዛሕታ Kezahta
31:10
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 21 М.
ДЕНЬ УЧИТЕЛЯ В ШКОЛЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,1 МЛН
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 120 МЛН
ድንግል ማርያም በድንጋይ ላይ ትገለጥልኝ ነበር (ሰዐሊ ቅዱስ/
39:25
Antsokiya Media አንጾኪያ ሚዲያ
Рет қаралды 109
ሂወት ድሕሪ ፍትሕ
1:20:31
Dahlak London
Рет қаралды 10 М.
ዳኒ ዛሬም ለሷ ቦታ አለኝ አለ.እውነታው ወጣ😱😭😭
26:22
AB Tube አብርሽ ቱዪብ
Рет қаралды 197 М.
የዘማሪ ዲያቆን አቤል መክብብ መዝሙሮች
1:04:37
ተዋሕዶ ሃይማኖቴ
Рет қаралды 7 МЛН
oct 3/2024 ይቅሬታ ሓቲቱ ንመን ? እንቋዕ ሓጎሰና ኤርትራውያን
25:25
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 15 М.
ДЕНЬ УЧИТЕЛЯ В ШКОЛЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,1 МЛН