ዝርርብ ዋላታ Vs ብርጌድ ንሓመዱ

  Рет қаралды 16,833

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Пікірлер: 159
@AdayHiwet
@AdayHiwet 9 ай бұрын
መንእሰያት ዛንታ ምትንታንኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ። ንኹሉ ነቲ ሓቂ ንምፍላጥ ካብ ናይክልቲኦም ኣብቲ እዋን ዝነበሩ መራሕቲ ንኽልቲኦም ኣምጽእዎም ነናቶም ይትንትኑ።
@LidyaLidyaLidya12
@LidyaLidyaLidya12 9 ай бұрын
ታሪኽ ብዘይ ሰራሕቱ ክትዕቅብ ምሕሳብ ጸገም የምጽእ 'ዩ። ደገፍቲ ህግደፍ ደፊሮም ክሓቱ ከምዘይክእሉ ንፈልጥ ኢና እቲ ምልካዊ ምሕደራ የረኻኽበሎም 'ዩ። ሜሪ ሓወይ ቀጽሎ ጎበዝ ❤❤❤❤❤
@mohammedaliheyabu9553
@mohammedaliheyabu9553 9 ай бұрын
ጀብሃ ዓረባዊ ስነሓሳብ ዝነበራ ኣይኮነትን, ጌጋ። እቲ ዘበነ ክፍልታት ክ ኣ ኣብ ኣልጀርያ ዘዓወተ ኣገባብ ቃልሲ ስለዝነበረ'ዮም ኣብ አርትራ ከተግብሩ ፈቲኖም።
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 9 ай бұрын
ዝተደረርኩሞ ዘይትዝክሩሲ ብዛዕባ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ክትንትኑ ደሊኹም: እንተኽኢልኩም ሓዳር ግበሩ ነብስኹም ምርሑ።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 9 ай бұрын
ሙልጌታ ሃዳሚ ፍቱሕ ስረ😂😂😂😂😂
@ወጊድይሁዳ
@ወጊድይሁዳ 9 ай бұрын
ሓብትኻ ዝምርዓዋ ሲኢና ዲያ ክእኩብልካ ደሊኻዮም???
@micealmiki4053
@micealmiki4053 9 ай бұрын
ታሪኽ ዘየኽብር ወለዶ ታሪኽ ክሰርሕ ኣይክእልን እዩ።
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
ኒቲ አሎታ ቲኒጼጎን ቲማሀሮሎን ነቲ አዊኒታ ካኢ ተግባር ቲዒቂቦ❤❤❤❤❤
@fitsumberhanghebremichael5654
@fitsumberhanghebremichael5654 9 ай бұрын
ታሪኽ ኣይ ይጓሓፍን እዩ። ስለ ምንታይሲ፥ መምሃሪን መወደኒ ሕጂን ጽባሕን ስለ ዝዀነ።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 9 ай бұрын
ኣብ ዓለም ከም ኤርትራዊ ኣብ ታሪክ ኣብ ምዉታት ዝነብር የለን ፣ ብህሉው ህላወን ዘይዛረብ ደንቆሮ ህዝቡ ፎእ😢😢😢
@micealmiki4053
@micealmiki4053 9 ай бұрын
ታሪኽ ሕማቕ ይኹን ጽቡቕ ክትፈልጦን ክትመሃረሉን እዩ ዝግባእ።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 9 ай бұрын
ናይ ኲናት ታሪክ እንበር ናይ ልምዓት ታሪክ ዘይብሎም ደናቁር ብሃማት
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 9 ай бұрын
Meron always delay fethi proud to be forever in your life
@BETESEB1972
@BETESEB1972 9 ай бұрын
ባርያ ኢሰያስ ናጽነት ትነብሮ ኢካ ደንቆሮ ዋሒድ😂😂😂😂
@Halamadr146
@Halamadr146 9 ай бұрын
ሙስጡፋ ኢዩ ድብሃል ኣማሓዳሪ ጋሽ ባርካ ስግረ ዶብ 50K ደክፍለና ነበረ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
That is good point ❤❤❤❤ meron
@tesfutekle9485
@tesfutekle9485 9 ай бұрын
Brawo wedi selye tkkl tarik nay hzbawi gnbar kab tekbo tghfo ybezh.kemza wedi selye znelo bhbeti melfi menla yemin enabelu ztfewo ziegatat key newborn mbals gieza iyu.
@rafihabte7310
@rafihabte7310 9 ай бұрын
Ezi fili tblwo kolae akmi yeblun fltet yeblun just tefebriku eyu mexyu Tarik eritrea zeyfelts bzaeba eritrawi ykatae wae kurub hasab discuss zgebru sebat amxie Meron nebsi Ezom G15 eko nay kulu gnbar merahtn aleytn eyom eko neziem ente aleka tarik natom alika aleka tarik natom kea tarik nay mulue tera tegadalay yu
@Selam47237Y
@Selam47237Y 9 ай бұрын
Meron you are the Elsa’s koroker we need to investigate you very well in my opinion
@micealmiki4053
@micealmiki4053 9 ай бұрын
ታሪኽ ወሳኒ ነጥቢ እዩ። ታሪኽ ስምዒት እዩ ዝፈጥር፡ ፊሊ ንፍዕ መንእሰይ፡ ባህሊ ንዓቅብ እናበልካስ ኣብ ታሪኽ ኣይነብርን እዩ። ባህሊ ብታሪኽ እዩ ዝምዕል፡ ባህሊ ኣካል ታሪኽ እዩ።
@tabawufuyat111
@tabawufuyat111 9 ай бұрын
እዚ ንሓመድ ደመይ ኣፍሊሕዎ ኣብ ታሪክ ኣይነብርን እየ ዝቦሎ ከዳዓት ዝብልዎ ዘለው እዩ ንሱ ድማ መትከላት ህዝባዊ ግንባር ካብ ስሩ ምጥፍእ ንቃለስ ኣለና ዝብሉ ከምዚ ዝጭድር ዘሎ። ሳሕል ስለ ዝከደ እዩ ተጋዳላይ ናኤረትራ ኣምጺእዋ ወዲ ሴሌ ኣቦታትካን ኣዝማድካ ንድያስፖራ ክውሕዙ ከለወ እቶም ረብሓ ዘየጥቅዖም ጀጋኑ ብሃገሮምን ህዝቦምን ሃልሃል ዝብል ሃገራውነት እዮ ንሳሕል ዝወረዱ። ስለዚ ታሪክና ነባሪ እዩ። እቶም ዘየለዉ ትብሎም ዘለካ ወዲ ሴሌ ሓንቲ ነገር ክትፈልጣ ኣላትካ ኤረትራ ሃገር ሰማእታት እያ እታ ቀያሕ መስመር ዝሰገራ ክኣ ይጎስማ እዩ ንስካእውን ክትጎስማ ኢካ ናይ ግዜ ሕቶ እዩ። ታሪክና ንዘላኣለም ነባሪ እዩ።
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 9 ай бұрын
Hager huluwat bel ata, suwue dea hiwetu halifu neaka gedifulka keydu.hgdef b hzbina eritrea enda texawete sgumti knwesd eyu zgbeana.b smiet mzrab ngdefo
@tadesetfesaheye5893
@tadesetfesaheye5893 9 ай бұрын
Yes Hgey Ey Ezey Tarek Gebha🫶👍🏼✌️💙💙💙💯👈🌻🌻🌻💙💙💙💙
@BETESEB1972
@BETESEB1972 9 ай бұрын
ህግደፍ ሸፋቱ ጀብሃ ሸፋቱ ወያነ ሸፋቱ መንእሰይ ናትካ ታሪክ ስራሕ❤
@adamteshome7063
@adamteshome7063 9 ай бұрын
Meron please 🙏 Ezi kola dfelto yeblun eba gdefo Nmntay eka ke adimkayo mara hazine
@AO-ee7fv
@AO-ee7fv 9 ай бұрын
He is a baby. He doesn't know he supports without any understanding
@michaelteklab8789
@michaelteklab8789 9 ай бұрын
ሜሪ ጅግና።
@-se9hk
@-se9hk 9 ай бұрын
ኣንቶም የሕዋተይ ንዓይ ኣዝማደይ ጀብሃ አዮኡም ነሮም ኣይትፈልጡን ekum በጃኹም 🇪🇷
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
ጸረ ሚጊዛአቲ ዚቲቃሎሶ❤❤❤❤
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn 9 ай бұрын
Nay hji giberu nizom dekey hager siwuat titefi ala ! Nizi tizarebiwo kulu gyga iyu! Nay hiliw vizie hizbi yitefi alo! Ab hatewtew giziehum àytetfiu🎉
@mehretwarsay9811
@mehretwarsay9811 9 ай бұрын
Interessant Meron 😂😂😂😂jetzt werden also Kommentare gelöscht 😂😂😂😂
@heidshop4103
@heidshop4103 9 ай бұрын
4ይ ግንባር ወይ 4ይ ጠምባር ማለት ቀይሕ መይሕ ተኸዲኖም ብትሕቲ ሃገራውነት ምጽራፍ ኢዩ ስርሖም ምኽንያቱ መኻን ክንደይ ትወልድ ኢልካዮም 5ተ ዝብሉ ኢዮም ስለዚ ምሕረት የውደሎም።
@abelgere601
@abelgere601 7 ай бұрын
💙💙💙
@adamteshome7063
@adamteshome7063 9 ай бұрын
Kaliay bzaeba siwuat atelielu mkinatu Eritrawi nsiwat yferhom ember ayekibron
@micealmiki4053
@micealmiki4053 9 ай бұрын
ንሓመዱ ብላሽ ሓሳብ ዘይብሉ ስምዒት ጥራይ፡ ብላሽ ስምዒት ጥራይ ጽልኢ ብጽልኢ ዝዓወረ ጥዑይ ሓሳብ ክሓስብ ኣይክእልን እዩ።
@asmerettesema604
@asmerettesema604 9 ай бұрын
አፍልጦ ዘይብሎም ሜሮን
@Zarafltet-e6u
@Zarafltet-e6u 9 ай бұрын
Wedi ayte Andebrhan
@ramlakazmarino609
@ramlakazmarino609 9 ай бұрын
Fili Wey mot🫡🇪🇷🇪🇷💪🏿
@merhawikahssai5092
@merhawikahssai5092 9 ай бұрын
ዛንታ ኣድግን ነብርን እንደያ እዚኣ ደኣ ።እቲ ዝበለጸ ካብ ምስ ኣድጊ ምክታዕ ትም ኢልካ ምስማዕን ሸለል ኢልካ ምሕላፍን ሱቕ ኢልካ ምስሓቕን ይሓይሽ።ንኤርትራዊ ድማ እዚ ምግባር ቀሊል ኢዩ።
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 9 ай бұрын
Suk elka eski temahar adgi ,do gele do aytbel.kemey geyrka shaebiya zixehafuwo tarik geyrka seb kiteamin aykealn.shaebiya serakit wudub elama n hzbi Eritrea mchifchaf neyru
@AdayHiwet
@AdayHiwet 9 ай бұрын
እዚ መንእሰይ ኣብታሪኽ ክነብር ኣይደልን ክትብል ልክዕ ኣይኮነን፡ ታሪኽ ነቲ ሕምቕን ጌጋትን ንኸይድገም ይሕግዘካ እዩ።
@habtiw4360
@habtiw4360 9 ай бұрын
Meron fithawi eka, lomi gn eti hasabom ketenbibo aykealkan. Nay beal Petros tarik sile zeytenegre, tarik naytom kaliot kixerif kemey kem migut xibiqti netbi elka tekriba? Filmon kimlselu yigbio neru, gn niska wn gideta aleka ketemezazin. Thanks
@NesredinyassinSheikh
@NesredinyassinSheikh 9 ай бұрын
አንታ ታረኽ እንድሕሪ ዘይትፈልጥ ኮንካ ስቅ በል
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
ጀበሀ ኡይቲሪሲዒ
@musaelteme-ob2sf
@musaelteme-ob2sf 9 ай бұрын
ሜሮን ብኣኻ ሓዚነ።ካብ ብዓል ጣፍ ኣፍ ክበሃል ሓቂዩ።እዚ ወዲ ህግደፋዊ ወላ 4 ግባርየ ዝብል ዘሎስ ወላ ሓደ ዝፈልጦ የብሉን ኣብ ፖሎቲካ።ብከመይ ኢኻ ኣምጺኻዮ ገሪምኒ?😢😢
@helenheli410
@helenheli410 8 ай бұрын
Filiey❤❤❤❤
@hermonrobel4451
@hermonrobel4451 9 ай бұрын
Filli jigna nebr keberrr❤❤❤
@መሰልሰብይተሓሎ
@መሰልሰብይተሓሎ 9 ай бұрын
ኣንታ እዚ ቆልዓ ታሪክ ክብል እኮ ተተሪትሩ ግደፍዎ ኣንታ ዝፈልጦ ታምራት የብሉን ብዘካ ቀይሕ ጨርቂ ገርካ ምስዕሳዕ
@lovelyfamily53
@lovelyfamily53 9 ай бұрын
Yger eyu afaf saesaet hmamu
@micealmiki4053
@micealmiki4053 9 ай бұрын
ንባንዴራ ይስውኡ ማለት ንክብሪ ሃገር ማለት እዩ፡ ክብሪ ባንዴራ ማለት ትርጉሙ ክብሪ ሃገር ማለት እዩ።
@NaomiAbebe-h9j
@NaomiAbebe-h9j 9 ай бұрын
ታሪክማ ክጠፍእ የብሉን መንእሰይ ተጠንቀቁ ኒሕ ንክትረክብ ይገብረካ
@መሰልሰብይተሓሎ
@መሰልሰብይተሓሎ 9 ай бұрын
እዚ ቆልዓ ሱቅ ኢሉ ዘይ ምሃር ርእሱ ዝንቅንቅ ከም፡ተመን
@miag1791
@miag1791 9 ай бұрын
እሞ ጀብሃ ፕሮግራም ኣይነበራን ኢሉ ኢልካ ኣሚንካዮ ማለት ዲዩ
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
ፋሓ አቢሊካያ ፊሊ
@sabandtean
@sabandtean 9 ай бұрын
Ayterakiswo, Kaliekum Halewlew belu.
@mhretkesetemichael6115
@mhretkesetemichael6115 9 ай бұрын
Ezi Hgdefs denqoro neta tmkihala Eritrea !!!!!!!!! etom Jeganu Eritrea 🇪🇷 thti Meret alewu denqoro lahasi Eseyas abzi gze jeganu eritra kab Brged nhamedu tray eyu kirkebu zkeal Amlak tray msom ykun 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@lovelyfamily53
@lovelyfamily53 9 ай бұрын
Yes tkkl alka
@Elli-n2u
@Elli-n2u 9 ай бұрын
Birged nihamedu fithi kemsu, wey gud 😂😂😂😂😂, trufatat. Isikatum natukum hasab yebilkumin, natukum Bandera yebilkumin, nay tigray hasab teketilmum tiked gufat ikum.
@MedhaneTsegay-lj9yq
@MedhaneTsegay-lj9yq 9 ай бұрын
ታሪክ ዘይብልካ ስነፍ ኢካ
@mihretshimay655
@mihretshimay655 9 ай бұрын
ጌጋታት ህግ ምኒን የብለኩም ብጽልኢ ኣዒንትኹም ይዓውር፡ ጌጋታት ናይቲ “ደምበ ፍትሒ “ ትብሉዎ ግን ከም ዘይተርፍ ክፋል ናይ ቃልስኹም ጌርኩም ትወስዱዎ! Double standard, it doesn’t work that way people!!
@EVENAmlesom
@EVENAmlesom 8 ай бұрын
Zeytenbb meron ede
@ኣለዳ
@ኣለዳ 9 ай бұрын
ነቲ ወዲ ሰልየ ትብልዎ ዘለኹም ቀለም ኣይ ወሰደን ኢለመንታሪ ጀምር በልዎ።
@AllIs878
@AllIs878 9 ай бұрын
Wedi Selfie👏👏👏👏👏👏👏
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 9 ай бұрын
Ezi kolia gn xebuk ab smiet zeyatu.kes elu yzareb.
@ftatekeste134
@ftatekeste134 9 ай бұрын
Aye
@YoditTewolde-y7n
@YoditTewolde-y7n 9 ай бұрын
Kondaf Agame
@hayletkle2197
@hayletkle2197 9 ай бұрын
ንፍዓት ዞም ደቀይ ተመራመሩ ፡የግዳስ ክትጥንቀቕሉ ዘለኩም ጉዳይ ፡ ከም ናጻ አርትራዊ ኮይኑ ንሓቂ ዝካታዕምበር ፡ እቲ መርዛም ( toxic ) ናይ ሻዕቢያ ናይ ማኦ ስነ-ሓሓሳብ ቅድሚ ሃገርን ህዝብን ፡ውድብ ቀዳምነት ዝህብ ፡ ከምቲ ኣብነት ዘቕረቦ ቲ ወዲ ፡ እታ ሕማቕ ኣደይ ን ፡ሕማቕ ውድብ ኢሳያስን ፡ዘቕረቦ ፡ኣብነት ተጠንቀቑ ፡ ነዚየ መርዛም ዝበልኩዎ ።ኣደ ኣደ ኢያ ፡ መርዛም ውድብ እንተፈረሰ በላሕቲ ፡ ገሰስቲ ሰባት ክትካእ ይኽእልዩ ።
@RobelAbrham-qx7uj
@RobelAbrham-qx7uj 9 ай бұрын
ኣታ ኡይ ታይ ኢዩ ኮይኑ ዘሎ እዚ ቦሎቲካ ስቅ በሎ በጃኩም ኣፍሉጦ የብልኩምን
@esuratna
@esuratna 9 ай бұрын
Fili tsemam hade derfu 😊
@goitompaulos6794
@goitompaulos6794 9 ай бұрын
Afluto zey Billum aytizareb mesilini elka mizirab gelé hadegave alewo
@ghebrhiwetdebesay922
@ghebrhiwetdebesay922 9 ай бұрын
ኣንታ ነዚ ባንዴራ ሃገሩ እቶም ኣያታቱ ታሪኾም ኣኽብረሎም ዝበልዎ እዩ ከኽብር ዝኽል እምበር ንኹሎም ታሪኽ ዝገበሩ ድኣ እንታይ ኢሉ ከኽብር ንጽባሒቱ ትግራዋይ እንተበልዎ ኸ
@Elli-n2u
@Elli-n2u 9 ай бұрын
Fili ni Tarik abotatnan yehwatna zenashu bikemey tizareb. Izi denkoro Tarik ziseruhu yele win zibilsy, Tarik ziserih ayneberun iyom. Nay kulom zeyeluw Tarik kentifi malet ni Hagerna nishta malet iyu::
@natiman1542
@natiman1542 9 ай бұрын
እዚ ደጋፊ እዬ ዝብል ቆልዓ ችቾሮ ዘይትህብዎ ሱቅ ኢሉ ይደግፍ ግደፍዎ ክመሃር እንተደልዩ ከኣ ማህርዎ እንተዘይኮይኑ ግና ክምልሶ አብዘይክእል ሸንኮለል አይተብሉና ወደሃንኩም
@Merike-ts5eo2nl4b
@Merike-ts5eo2nl4b 9 ай бұрын
ሜሪ ግን በሊሕ ኢካ❤
@whatabouttomorrow1990
@whatabouttomorrow1990 9 ай бұрын
ሜሪ ጉዳይ ጀብሃን ሻዕብያን ሰብ ዘይርደኦ ቅድሚ ናጽነት ናብ ዓወት ክትበጽሕ እንተ ደኣ ዘይተረዳዲእካ ግድን ሓደ ሰልፊ ክዕወት ኔርዎ ናጽነት ከኣ ኣምጺኡ ብዳሕሪ ናጽነት ግን ከም ፓርት መሰል ክወሃቦም ኔርዎ እዘን ኣብ ደገ ዘለዋ ውድባት እስከ ናብ ሜዳ ኣንዶ ይውረዳ ምተዋድኣ እወ ኔረን ሕጂ ዘይንሰን ክመስላ ክኸሳ ዝነብራ ፡ ናይ ሕብእቲ ሰልፊ ከኣ መሊስካዮ ኢኻ ኣብቲ ግዜ ሕቡእ ሰልፉ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ኔሩ እዩ ንናጽነት ክኣ እጃም ጌሩ እዩ
@tsehayegereyesus7565
@tsehayegereyesus7565 9 ай бұрын
ወዲ ሰሌ ሓስባትካ ገላጽን መሃርን ኣይኮነን ጽልእን ኣሉታዊ ስነ ሞገትን እዩ ዘንጽባርቅ ካብ ተዛራቢ ሰማዒ ኩን መታን ዘማዛዝን ሙሉእ ሰብ ክትከውን
@Freeworld-k8r
@Freeworld-k8r 9 ай бұрын
Bravo wedi selie
@mkbrom
@mkbrom 9 ай бұрын
ኩልኩም ታሪኽ አይተዛብዑ ትጋገዩ ኣለኩም።
@yordanosmekonen7747
@yordanosmekonen7747 9 ай бұрын
It was haleselase idea to destroy gebha. Essays was sent by Haleselse to destroy gebha.
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 9 ай бұрын
Ata.hsawi.hasawi
@smnag.5861
@smnag.5861 9 ай бұрын
Nay 2019 wekariya do wala hagerawi polotikegna ..... beal😢😢😅😮
@kidanegehbar1898
@kidanegehbar1898 9 ай бұрын
Aekmukum zeytfelut
@ደላይሰላም-ጀ7አ
@ደላይሰላም-ጀ7አ 9 ай бұрын
13 ዓመት ተጋዲለ ትብል ኣለኻ ንመዋእል ሂወቶም ሓሊፎም ኣለዉ ገና ኣብዚ 50 ዓመት ኣብዚ ተደርቢኻ ኪነብር ኢኻ
@tesfaybiniam6828
@tesfaybiniam6828 9 ай бұрын
ሕጂ ሓቲትካዮ አቲ ሓቂ ነዚ ድርባይ ህግደፍ አቶም ታሪኽ ዝሰርሑ ባዕሎም አናጥፍዎስ አዚ ምሽሙሽ አንታይ ይብል ኣሎ😂
@lovelyfamily53
@lovelyfamily53 9 ай бұрын
Btaemi eyu zhzn baelom eda atfewom tarik tarik yblna
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 9 ай бұрын
እዚ ህግደፍ በቃዕጥይጥይ ይብል:: ናይ ምስዕሳዕ እምበር ናይ ምስማዕ ክእለት የብሎምን::
@lovelyfamily53
@lovelyfamily53 9 ай бұрын
Yes xbuq alka
@yehdegokidane9376
@yehdegokidane9376 9 ай бұрын
በጃኻ ታረክ ዘፍለጥ ሰብ ኣይትክረብ እዚ ታረክ ኣይፍለጠንኡ ብዝዓባ ጃብሓ ዝስፍልጦ የብሉን ነስኻከማን ከምኡ ኢኻ
@YoditTewolde-y7n
@YoditTewolde-y7n 9 ай бұрын
Wedi sele gn Anjal eu zimrsil
@YohansGombolo
@YohansGombolo 9 ай бұрын
Mieron lekbat nfili edl habo.
@Habteabhabte
@Habteabhabte 9 ай бұрын
Wedi selye 2 sweat aykonun 2 ztegadelu keman yblkan
@amanbb
@amanbb 9 ай бұрын
Fili. 00 denkoro. Adgi kinedey kemzoom alewuna. Dedihri tenbeinay zkedu
@Sgahe-c2z
@Sgahe-c2z 9 ай бұрын
ከም መንእሰያት ክትካትዑ ጽቡቅዩ። ርዲኢትኩም በበይኑ ክኸውን ባህርያዊ እዩ። እዚ ህሉው ኩነታት ሳዕቤን ናይቲ ዶባዊ ኩናት ኤርትራን ኢትዮዽያን ሙኻኑ ስለምንታይ ከም ነጥቢ ከተልዕልዎ ዘይደለኹም። ብተወሳኺ እዞም ንኢትዮዽያ ከምድላዮም ዝዝውርዋ ዝነበሩ ትግራዎት ዘስዓብዎ በደል ከ ????
@NaomiAbebe-h9j
@NaomiAbebe-h9j 9 ай бұрын
ወዲ ሰሌ ግን እንታይ ኢካ አብ ሽግር ኩሉ ግዜ ዘላ ሀገር ንግልካ ምሕሳብ እያ
@adamteshome7063
@adamteshome7063 9 ай бұрын
Eti aristin eti medeb bebynu eyu Meron hawey mkinatu eti xegem eti degaf elkayo deleka qola eyu hasabu please kumneger delewo degafi amxie shigrna kiftah bshim degafi aytemxalna please please please 🙏
@kokob5310
@kokob5310 9 ай бұрын
Eway. Kan faleta nefata ey yeshaka
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
ቀተሊቲ ጂኒራላት ህገዱፌ አይዲኒቅሞን ኢየ
@As22611
@As22611 3 ай бұрын
Nitarik tebelexti aykonun zgelxwonn zikbiwon belexena melas kekonagou mikouhuhal tiray eyu akmiou .
@thabte100
@thabte100 9 ай бұрын
ኣድጊ ከዳዕ
@mahdereteklay4918
@mahdereteklay4918 9 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
ኢታ ጂቢሀ አይቲዜኪራን
@teshemehaylay718
@teshemehaylay718 9 ай бұрын
Mari aytegage wedi sela tankega ayneberen
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 9 ай бұрын
ጸረ ሚጊዛአቲ ነይሮ
@bereket9890
@bereket9890 9 ай бұрын
Azi fili zbehal rumus kolia zeyaqmu yzareb
@samsontewelde-y5b
@samsontewelde-y5b 9 ай бұрын
bahhhhhhhhhhwedi sele
@yodit1991
@yodit1991 9 ай бұрын
ነፋጥ ደንቆሮ
@desaleberhe5842
@desaleberhe5842 9 ай бұрын
ኣታ ስቒልካ ገፈጥ መፈጥ ዝኾኑ ሰባት ኣምጺኻ ታሪኽ ኤርትራ ኣይተባላሹ
@AwetHagos-kv4xe
@AwetHagos-kv4xe 9 ай бұрын
Nusom Kab sahl atoyom hizibi entezey zedimix Hager aymukonetin Hager budimixi hizibi eya tifiter
@Jerry-ly6gs
@Jerry-ly6gs 9 ай бұрын
Give Fili a tern, you are very unfair
ዝርርብ ምስ ኣባላት ብርጌድ-ንሓመዱ
1:03:21
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 7 М.
Jan 30/2025 ኣዲስ ማእሰርቲ በዚሕዎም ሕቶ ሰልፋዕ ረሃጽ ብ ረሃጽ
35:27
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН
መደብ ኣፍልጦን ምስገናን ሰልጠነ ግርማይ ኣብ መቐለ)
37:30
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 56 М.
ሜሮን ምስ መንእሰያት ይቅጽል
25:28
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 35 М.