KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
መንፈሳዊ ፊልም ትግርኛ ንጉስህዝቅያስ እግዚአብሔርነቶም ዘኣምንዎ ፈጺሙ ኣየሕፍሮምንእዩናሃገርና ከምንጉስ ህዝቅያስ ዝበለ መራሒ የተሰአልና✝️#Subscriber
50:47
kulu woyo - ኩሉ ወዮ - Best Eritrean Movie By Mekonen Tesfamariam
1:23:11
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
00:38
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
乔的审判,精灵应该上天堂还是下地狱?#shorts #Fairy#fairytales
00:58
How Strong Is Tape?
00:24
ኣዛርያ ፈላሚ መንፈሳዊ ፊልም ትግርኛ - AZARIA Tigrigna Full Movie 2023
Рет қаралды 102,858
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 33 М.
Aba Gebremedhn zeselama
Күн бұрын
Пікірлер: 722
@eteneshyosef1052
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ናይ ሳራወለተራጉኤል ዝቀየርካ ቅዱስ ሩፋኤል ታሪከ ቀይሮ ክቡራት ወለድና እዙ ካብ ስነ ፁሁፍ ናብ ድራማ ዝቀየርኩም ፀጋ እግዚአብሔር የብዛሓልኩም
@hreithret9989
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና❤❤❤
@brhanugebre9344
Жыл бұрын
ብሓቂ ኣዚና ኢና ነመስግን ምክንያቱ መንፈሳው ኮይኑበቲ ምቁር ላዛና ላዛ ብትግርኛ ምቅራቡ ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥረልካ እዩ እሞ ኣምላክ ፀጋኡ ኣብዚሑ ይሃብኩም።
@mebratgeberelasie9876
10 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@rutamehari7991
Ай бұрын
Amen amen amen 🙏🙏🙏❤❤❤❤
@Samuelgebreyohannes-ks4ot
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓና ኣቦና ኣዝያ መሃሪት መንፈሳዊት ፍሊም ኣምላኽ ፍልተትኩም ይባርኽ
@fuch9239
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
@Mm-ov7id
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@selamselam7608
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ሃረር ኢልና ክንጽበያ ዝጸናሕና መንፈሳዊ ፊልሚ እግዚአብሔር ጸጋኡ የብብሐልኹም ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ዘመንኹም ይባርኽ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ፊልሚ!!!
@ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@mebrhitfutsum7997
Жыл бұрын
ብሓቂ ደስስስ ዝብል❤❤
@mebrhitfutsum7997
Жыл бұрын
ቀቃል ህይወት የስመዐና
@ኤፍታህበለኝጌታሆይ-ኈ9ዐ
Жыл бұрын
ናይ መላእክቲ ሓለቃ ቅዱስ ሩፋኤል አቦይ ክብርን ምስጋናን ንዓካ ይኩን 🙏🙏🙏
@አንተዉአቱተስፋሁለአዳምሰ
Жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰመዕልና አባና
@ጥዕናጸጋእዩ2126
Жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ' ብሓቂ ደስ ዝብል ቅዱስ ስራሕ ኣቦና ፡ ኣብዝሒኹም ክትሰርሕሉ እግዚአብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኹም ፡ በረከትኹም ይሕደረና
@ጓልዓጋመእየ
Жыл бұрын
መሃሪ ዝኮነ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ፊልሚ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ ቃለሂወት የስመዓልና አምላክ ጸጋ በረከቱ የብዛሓልኩም ንኩልና መወዳእታና የጸብቆ
@ሰላምንትግራይ
Жыл бұрын
እንካዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና ህዝበ ክርስትያን ኣቦታትና ብሓቂ ንናኣድ ስራሕ እዩ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክትቅፅልዎ ደማ ኣምላክ ይሓግዝኩም😍😍😍❤
@tigraweyti7855
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ክቡራት አቦታትና ወአሕዋትና ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ማሃሪ ፊልሚ እዩ
@ጓልሃገረትግራይ-ሠ3ጰ
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ከምኡ ድማ ኩልኹም ኣብዚ ፍልሚ ዝተሳተፍኹም የቀንየልና ኣዝና ነመስግን ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ቀፅልሉ ደቂ ዓባይ ትግራይ ቀደሞት ነይርና ቀደሞት ክንኸውን ኢና ❤❤❤
@smerhSs-n3v
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፈልሚ ቀፅሉሉ እና ድካምኩ ፃዕርኩም እግዚአብሔር አምላክ ይረኣልኩም ::በርከትኩም የካፍልና ናዓናለ አሜን አሜን አሜን
@ffty8019
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና ከምኡ ድም ኩልኹም አብዘ ፍልም ዝተሳተፍኩም የቀንየልናአዝና ናመሰግን በጣዐሚ ድሰ ዝበል ፅቡቅ ጅማሮ እየ ቁፅልለ 🙏🙏🙏
@divorahaftey708
Жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna ,rediat qudus Rufael, bereket nay qudu Tobit yhderena ❤❤❤
@hdbd2172
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታተይ ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
@አኽሱምትግራይ
Жыл бұрын
አሰይይይ ተመስገን ተመስገን ተመስገን አቦታትና አብዚ ደረጃ በፂሕኹም ምርኣየይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን💙💙💙
@mebrhittadese4160
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ደሰ ዝብል መንፈሳዊ ፍልሚ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@ምስኩሉፍቅሪየዓዲለናፈጣሪ
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ በረከቱን የብዘልኩም ኢሜን ኣሜን ኣሜን
@saas3555
Жыл бұрын
amen amen amen kale hiwet yesmealna tselot kdusan ayfeleyena abotatna amlak zeben agelgletkum ybark 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ስላምጋልትግራይ
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሃንቀውታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ድራማ እያ ❤እግዚአብሔር አምላክ ምስጢሩን ጥበቡን ኣብዘሑ ይግለፀልኩም ቀፅልዎ ❤❤❤❤❤
@GdhTru
Жыл бұрын
ተወሳእትና ብሓቅ ቃል ህይወት ያሰመዐልና በዙሕ ት/ት ወስድና ያቀንየልና 💞💞💞👏👏👏
@SaritSearet
Жыл бұрын
Amen Amen Amen Nay bahaqi des zibil menfesawi film qale-hiywet yesmealna 🙏🙏🙏💕💕💕💕💕💕💕💕
@sadddhaxft9819
Жыл бұрын
ብሐቂ ከምዚያት ዝበለ አበረቲዕኩም ተትቅፅሉልና ክቡራት አቦታትና ወሸጦም ፈትሸና ዘይንፈልጦም ነገራት ክንፈልጥን ክንባረክን ይሕግዘና ።ክብረን ምሰጋናን ንልዑል ፈጣሪ ይኩን ።ነዚ ክፈልጥ ዝገበረኒ ተመሰገን ❤❤❤
@GdhTru
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቅድስ ሩፋኤል ታረክ ስራ ወለተ ራጉኤል ዝቀየርኻ ታርክነ ቀይረልና 🤲🤲🤲🕯🕊👏👏👏
@Nateyhayeb
Жыл бұрын
Amen Amen Amen egzabher Amelak zakbern zat masgenn yaken
@ibrahimalsharif9013
Жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN 🙏KALEHIWET YESMEANA KUBURAT ABOTATNA
@mairyleb9245
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@AaAa-vq2sg
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዕልና
@yohanneslelissa4340
Жыл бұрын
አባቶቼ እህት ወንድሞቼ እድሜ ከጤና ይስጣችሁ።ቃለ ህይወት ያሰማልን
@Fqriyudlietey
5 ай бұрын
Qal hywet yesmalna xegu yebzhalkum🥰🥰btami nufuat qexlwo👏👏😘😘
@MesiCherecher
3 ай бұрын
አሜን❤❤❤❤አሜን❤❤❤ቅዱስሩፋኤልታሪከ❤አሜን❤❤
@ዝፋን
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና
@sofyaaesufyflyheky9613
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ኣባና በርከት ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@መቅዲyouTube-t5o
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እሰይ ብጣዕም ደስ ባሃል እዩ ቃለ ህያወት ያስመዕልና ተመስገን አምላከይ አተንስእካ ዳጀመርካን አጀመርካ ዳፈፀምካን ክብርን ሞጎስን ናዓካ ይክን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tdfhoney9161
Жыл бұрын
_ብሓቂ አብዚ ቅዱስ መንፈሳዊ ፍልሚ ዝተሳተፍኩም አቦታትና የሕዋተይ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሐልኩም ቃለ ሂወት የሥመዐልና ብጣዕሚ ደስስስ ትብል መሳጢት መሃሪት መንፈሳዊ ፍልሚ እያ ቅዱስ ሩፋኤል ሰዳዴ አጋንንት ረዳኢ ምንዱባን ዝኮነ ንጦቢትን ንጦቢያን ንሳራን ዝተራደእ ንዓናውን አብ ሂወትና ይራድእና ይባርከን ብሓቂ ትሕትና መላእክቲ ወሰን የብሉን አቦዋና ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎምን ንክብሮምን_
@ተመስጌንፈጣሪአስፉመስረት
Жыл бұрын
ኩብሩ አቦና ነውሕ ዕድመን ፀገና ዓድሉ የብረልና ፈጣሪ ንሳሪ ታርካ ዝቀየረላ ቅዱስ ርፋኤል ሂወት ጋሃንብ ዝኮነቶ ፈጣሪ ዝፈልጦ እኮ ሓወይ ህወቱ ክቅይረለይ ኩቡር አቦይን ሓተይን አብ ፀለትኩሙ ሕሰቡለይ😢😢😢😢😢😢😢😢👏👏👏👏
@ሳምሪ-ጐ5የ
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኽንደይ ደስ ዝብል ድራማ ቀፅልሉ እግዚአብሔር አምላኽ ብዕድመ ብጥዕና ይሓልወልና አቦና🤲
@pj6930
Жыл бұрын
ተመስገን አቦና አብዚ አብፅሕኽምወ ቐፅልወ ❤
@ማህበርቅድስትኪዳንምህረት
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አሰይይይይይይ ብሓቂ ንኪላትኩን ቃል ህይወት የሰመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ ክብርት አሕዋትና ኣቦታትና ❤❤❤
@hdhdhxhhdhd6670
Жыл бұрын
ናይ መላእክቲ ሓለቃ ቅዱሰ ሩፋኤል ኣቦይ ክብርን ምሰጋናን ንዓካ ይኩን❤❤❤❤❤
@tube-de8eq
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሃረርታ ንፅበያ ዝነበርና ናይ መጀመርያ መንፈሳዊ ፊልሚ ብቋንቋ ትግርኛ እግዚአብሔር ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም✝️
@ትግራይመበቆልስልጣነእያ
Жыл бұрын
አሰይይ ደስ ትብል መሃሪት መንፈሳዊት ፍልሚ ታሪክ ሳራ ወልተራጉኤል ዝቀየረ ቅዱስ ሩፋኤል ናዓና ውን ዓይነልቦናና ኣብሪሁ ናብ መንገዲ እግዚአብሔር ይመልሰና🙏❤
@smerhsoso7490
Жыл бұрын
ኣሰይይ ቃል ሂወት የስመዐልና ተመስገን ኣምላክ ፅጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚኣብሔረ ኣምላክ
@SalmaBobo-ei7nq
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ናይ ብሓቂ መሳጢት 👏👏👏
@bcffybcccxc9054
Жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ት/ቲ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ❤❤❤🙏
@berihudagnhoy844
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ትምህርቲ ዋሃቢ ፊልሚ እዪ:: እግዚኣብሄር ይሃበልና ክቡር ኣቦና ኣዳሊዮም. ስለዘቕረቡልና::
@yordanostesfay3100
Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@abuneymaateyotub6589
Жыл бұрын
ብሓቂ ክንደይ ይጥዕም ይምቅር ቃለ ሂወት የስመዐልና ብሩክ አቦዋና አሕዋትና ብሓቂ ክቅፅለሉ አለዎ ከምዚ ዓይነት ብተጋሩ እስከ አበይ አለና ተጋሩ ኩላትናባ ላይክ ሼር፣ ኮመንት ፣ሳብስክራይብ ንግበር ንሳቶምካ ክንደይ ውረድ ደይብ ኢሎም ነዚ ታሪካዊ ዝኮነ ሰሪሖምልና ጊን ንሕና ሓንቲ ሰከንድ ዜትወስድ ላይክ ኤንገብርን እስከ አበይ አለና
@fsedxaer3421
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤ ኣሜን መሳጢ ዝኾነ ስራሕ እግዚኣብሄር ልቦናን መስተውዓልን ሃበና ❤
@meri.tigraweti
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዕልና ኩቡራት ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ያሃበልና ሰለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ሰላም ንህዝብና❤💛
@tsige26kahsay9
Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏 እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም።
@ተመስገንእምላክይ-ወ9ከ
Жыл бұрын
ኣሜን፫ ቃልህይወት ይስምዓልን ክብርን ምሰግን ይብጸሕይ ንቅዱሰ ሩፍኤል መልአክ 😍😍😍😍
@ንሴብሕንእግዚአብሔር
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ፅጉኡን ብረከቱን ይብዝሕልኩም ክብር አቦና ክብራት ስድራ እግዚአብሔር
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
Жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያስምዐልና ናይ ሳራ ህይወት ዘቀየረ መልኣክ ናትና ህይወት ውን ይቀይረልና ኣሜን❤😢
@msgnatesfatsion1631
Жыл бұрын
Aseyyyy Aboye mareyy heweteyy keyrelye Kabe zuryana Aytefelyena Aboye yhewatna kea naye Agelgulotkum B Ybarke Egzabher
@ዕድልቲ
Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቃለ በረከት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ብሩካት ኣቦታትና ደስስስስ ዝብል መንፈሳዊ ፈልሚ::
@روزاروز-ح3و
Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ስራሕ እግዚኣብሔር ድንቂ እዩ በረከት ቅዱስ ሩፋኤል በረከት ኩሎም ቅዱሳን ይሕደረና አሜን አሜን አሜን
@norahabashi6554
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡራት አቦታትና ❤❤❤
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
Жыл бұрын
ተመሰገን ኣምላኬይ መንፈሰዊ ፊልሚ ብጣዓሚ ደሰሰሰ ዘበለ እዩ ቀጽልዎ ክቡራት አቦታት ቃል ህይወት የሰመዐልና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክልኩም ፍቁራተይ
@ammorning.5984
Жыл бұрын
Amen xega yebzhalkum. Behaki rebha abey alwo memfesawi film. Kibret yehbelna ab betu yenberlna. Redet kudus rufael mes kulatna❤
@fuuffgfdfufyhdd
Жыл бұрын
እሰይ ተመስገን ፈጣሪ እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልኩም መምህረይ❤❤❤
@xbakemnbarfkrieyu-x7v
Жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna kbrn msganan nliuln kburn egziabihier amlak ykun bereketn amaladnetn nay kdus rufael melak ms kulna hzbe krstyan ykun amen 👏
@ይርጋለምአባይ
Жыл бұрын
ተመሰገን ናዓይ ባርኡለ ከመናይ ሳራ ታሪከይ ይቀይረለይ😥 አብፀለትኩም ሕሰቡኒ አቦታተይ ቀፀሉሉካአ
@ፀጋጋልኣባሰላማ
Жыл бұрын
በስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን! እንኳዕ ንብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም አብፀሐና🙏 ብሓቂ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፊልሚ እዩ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብራት ኣቦታትናን ክብራት ኣሕዋትናን እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ኣሜን፫❤🙏❤
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
Жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይ ብሃንቀውታ ዝፅበያ ዝነበረኪ ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት የሰመዐልና አግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም አግዚአብሔር አምላክ ቀፅሉሉ ክቡራት ኣቦታትናን አሕዋተይናን
@galltigray4548
Жыл бұрын
ኣሰይይ መሃሪት ፊልሚ ናይ፣ቅዱስ ሩፋኤል ውዕለታኡ ብዙሕ እዩ። ኣብ ዙርያና ይኩን❤❤❤❤
@ፍኖተረድኤትዩቱብ
Жыл бұрын
ቃለ ህይወት የሥመዐልና ብሓቂ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልኩም ብጣዕሚ ደስስ ይብል❤
@Wahsey21dngley
Жыл бұрын
ኣሰይ ቃል ህይወት የስመዐና ኩቡራት ኣቦታትና ❤❤❤❤
@shishaykidanemaryam616
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራት አቦታትናን አሕዋትና ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤
@asutgraweyti4477
Жыл бұрын
Btaemi des tbl meharit tarik kale hiwet yesmalna n sara welete raguel lterade yradeana amen🙏💜☦️💐💐🥀
@زهراءزز-ك2ث
Жыл бұрын
ብሓቂ ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና ብጣዕሚ ማሃሪት ፊልሚ
@deradubai1754
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስስስስ ዝብል መንፈሳዊ ፊልሚ ክቡራት ኣቦታትናን እሕዋትን ቃለ ሕይወት የስመዐልና❤❤❤❤
@fhydjdg6692
Жыл бұрын
አሰይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ክቡር አቦና ቀፅልሉ ደስ ክትብል❤ ኦ አምላከይ ናትና ታሪክውን ቀይረልና አምላከይ ብዓለማዊ ፍትወት ዝደከመ ሂወት ለውጠልና ብልብና ክንቀርበካ😢
@ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ኈ3ቐ
Жыл бұрын
ብሓቂ ሃረር ኢለ ዝፅበያ ዝነበርኩ መንፈሳዊት ፊልሚ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ💒⛪️💒🙏🙏🙏በጃኹም ንዑ ነተባባዓዮም ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@BirrrFinancialContents
Жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና : ብዕድመን ፀጋን የንብረልና :: ቅዱስ ሩፋኤል ረድኤት በረኸቱ ንዓና'ውን ይብፅሓና። ኣሜን (፫)
@azebTsegay172
Жыл бұрын
ባሓቂ ደስ ዝብል መፈሳዊ ፊልም ቃል ህወት የስመዕልና ❤❤❤
@AberhetRedae
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ቅዱስ ሩፋኤል አቦይ በረከተ ረዲአቱ ምስ ኩሉና ይኩን
@danielmichael9221
Жыл бұрын
Qal hiwet yesmana betami xubuq sraha eyou ajokum qexlwo ❤🇪🇷 Ruhus beal tinsae ygberelna enqa xome lugam fetehalna
@vxnn4818
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እናሓዘንኩን ብሃንቀውታን ዝሰማዕክዋ መሃሪት መንፈሳዊት ፊልሚ ብሓቂ አምላክና እንታይ ይሳአኖ ከምኡ ታሪክና ይለውጠልና ቅዱሳን መላእክት አይፈለዩና ክብራት አቦታትና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ብርዕኩም ይብዛሕ
@LMesMsMe
Ай бұрын
ቃለ❤❤ህወት❤❤ያስመዐልና❤❤❤❤❤❤❤
@ዮዳሄሳራ
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን በረከት ናይ ቅዱስ ሩፋኤል አቦና በረከትካ አማላድነትካ ይሕደረልና አሜን አሜን አሜን
@mediwukro6662
Жыл бұрын
ኣሰይይይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ በረከቱ ኣብዚሑ ይሃብኩም ክቡር ኣቦይ ህይወት ሳራን ጦቢትን ዝቀየረ ኣምላክና ንህዝብና 'ውን ይቀይር
@mesy9335
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደሰ ዝበለ ቃል ህይወት ይሰመዐና🙏🙏❤
@sebhatzeray329
Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ኣምላክ ቅዱሳን ይባርከናን ይቀድሰናን ንዓካትኩም ክኣ ኣቦታት ይሕዋትን ፍረጻማኩም ኣምላክ ይሃብኩም
@አልጋጓልትግራይ
Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ክቡራት ወለድና እንኳዕ ንባዓል ትንሳኤ ብሰላም አብፀሐኩም አብፀሐና ፅቡቅ መንፈሳዊ ትምህርት እዩ ቀፅልሉ በረከቱ ይሕደረና❤❤
@ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስምዐልና ፀጋኡ የብዝሐልኩም ብርኳተይ ናይ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ፀሎትን በረከቱ አማላድነቱን ኣይፈለየና አሜን ፫
@Th-si7zn
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና ረዲአቱ በረከቱን ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ምስ ኩላትና ይኩን
@samhalmy4240
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ማሃሪት እየ ፀግኢ የብዘሐልኩም ኩሉኩም አብዘይ ቅዱስ ሰራሕ ዝተሳተፍኩም❤❤❤❤
@ነይልኝእመቤትግብልኝከሃጥ
Жыл бұрын
አሰይ ማርያምን ክንደይ ደስ ይብል ፀጉኡ የብዘሐልኹም እግዚአብሔር አምላኽ 🌿🙏🌱🌿🙏🌱🌿🙏
@tezekereniyoutube
11 ай бұрын
ብሓቂ ኣዝዩ ዝገርም ኣሰራርሓ እዩ ፀግኡ የብዝሐልኩም ክቡር ኣቦና ከምኡ እውን ተዋሳእቲ ኣሕዋተይ ካብዙይ ንላዕሊ ንክተገልግሉ ፀግኡ ጥበቡ ይግለፀልኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤
@lemlemlili7110
Жыл бұрын
ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ታሪክ🙏🙏🙏
@gdt6wt317
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ኣቦና ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሃልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ .አዘይ ድስ ዝበል መንፈሳዊ ድራማ ብጣዕሚ ማሃሪት አያ ናይ ቅዱሳ ሩፋኤል በረከቱ ይሕደረና .አብዘ ድራማ ዝተሳተፉኩም ድማ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ያዓደሉኩም ኣሕዋተይ ❤❤❤
@Haea-kk2zi
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ባሓቂ ቃል ህይዉት ያሰመዐልና ዝሰመዐናዮ አበ ለቦንና ያሕደረልና ፀልቱን አማላድንቱን ናይ ቅድስ ሩፋኤል አይፈልይና አሜን፫❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@newuaq1125
Жыл бұрын
አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና ክቡራት አሕዋትናን አቦታትናን ፀግኡ የብዘሐልኹ ክቡር አቦና አባ ገረመድህን ናይ ብሓቂ ደስ ልብል ደራማ እዩ ቀፅሉልና ተመስገን እዚ ላርእኻና አምለኽ ትንሳኤ ሀገርና ትግራይ አርእየና🙏🙏🙏💛💛❤❤🤲🤲🤲🕊🕊🕊🌹🌹🌹
@michaelmiki9016
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ኣምላከይ ንሳራወለተራጊኤል ዝቀየርካ ቅዱስ ኣምላክ ታሪከይ ቀይሮ ኣማልክ ጸጊኡ የብዝሓልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zfanchanal7206
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ኣቦታትና ኣሕዋትና ፀግኡ የብዘሐልኩም ብጣዕሚ ደሰ ዝብል መንፈሳዊ ፊልሚ
@ኤፍታህህሪተስላሴ
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይቀድሰልኩሙን ይባርከልኩሙን ፈታሂ ማህፀን ቅዱስ እሩፋኤል ናይ ኣቦና ጦብያን ናይ ኣዴና ሳራን ናብራን ሓዳርን ዝባረኸ ንዓና ደቁ እውን ይባርከና ኣሜን ብድጋሜ ቃለ ሂወት የስመዐልና ንኹሉኩም ከም ፍቃድ ኣምላክ ብካልእ ፍልም ክትመፁና እውን ብተስፋ ንፅበ ኣቦታትና ቀፅሉሉ
@hanahana4246
Жыл бұрын
Amen kebur abona 🙏🙏🙏
@ሰደተይኮይኑንፅቡቀይ
Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡራት ኣሕዋትና ኣቦታትና እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዘሃልኩም በረከት ረዲኤት ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ኣይፈለየና ❤
@wabo6374
Жыл бұрын
ብጢዕሚ ደስ ዝብል ጅማሮ ቃለ ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏♥♥♥
@SaraSara-q1k
Жыл бұрын
ብሓቂ ቂለ ህይውት የስመዐልና ክብር ኣቦና ድማ ኩልኹም ኣንዙ ፍልም ዝተሳተፍኹም የቀንየልና ኣዝና እና ነመስግን ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ረኢና ፍ❤❤❤
50:47
መንፈሳዊ ፊልም ትግርኛ ንጉስህዝቅያስ እግዚአብሔርነቶም ዘኣምንዎ ፈጺሙ ኣየሕፍሮምንእዩናሃገርና ከምንጉስ ህዝቅያስ ዝበለ መራሒ የተሰአልና✝️#Subscriber
MADHENIT🕊CHANNEL🕊
Рет қаралды 2,3 М.
1:23:11
kulu woyo - ኩሉ ወዮ - Best Eritrean Movie By Mekonen Tesfamariam
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 136 М.
00:38
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
ГЛЕНТ
Рет қаралды 2,4 МЛН
00:28
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
00:58
乔的审判,精灵应该上天堂还是下地狱?#shorts #Fairy#fairytales
精灵少女
Рет қаралды 9 МЛН
00:24
How Strong Is Tape?
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
17:38
ዐቢይ በትግሪኛ ስለትግራይ፣ የዛዲግ አብርሃ አነጋጋሪ ድርጊት፣ ኮማንዶው በሰሜን ሸዋ፣ የተያዙ የመከላከያ ተሽከርካሪዎች፣ ግብፅ በጂቡቲ| EF
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 88 М.
1:00:37
ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማ /እምነት ወስኸልና / Aba Gebremedhn Zeselama
Aba Gebremedhn zeselama
Рет қаралды 8 М.
1:30:38
ወንጌል የውሃንስ፡ ፊልም ብትግርኛ 1ይ ክፋል (John Gospel Tigringna Film Part One)
SEMAY TV
Рет қаралды 123 М.
2:01:44
Jesus Christ Film in Tigrigna Language ናይ የሱስ ፊልም ብትዓርኛ
Z essence of life / Z Entourage
Рет қаралды 604 М.
22:04
🔴 ጉድ ጉድ ኣብ እዋን ቀረፃ ዘሕፍር ተግባር ማጊ ሾዉ ን ብረይ ፆታዊ ትንኮሳ፥ ሓሪቓ ወቒዓቶ
JD Vlogs
Рет қаралды 118 М.
1:38:51
New Eritrean Full Movie_ "እሾኽ"_By Natnael Fitsum_ምሉእ ፊልም ብ ናትናኤል ፍጹም_2024
Mahderna Entertainment
Рет қаралды 243 М.
1:14:06
Orthodox menfesawi film tigrigna ( ኣባ ቡሾይ) #church #eritrea #ethiopia #orthodox #amharic #mezmur
FRE HAYMANOT tube
Рет қаралды 19 М.
1:45:22
ቅድስት ኢላርያ መንፈሳዊ ፊልም New Eritrean Orthodox Tewahdo Church film 2023
Mahberemariam Israel
Рет қаралды 561 М.
48:04
ኣባ ገብረመድህን ዘሰላማ /መንፈስ ቅዱስ መልኦም / በዓለ ሓምሳ Aba GebremDHN Zeselama
Aba Gebremedhn zeselama
Рет қаралды 4,1 М.
2:28:48
New Eritrean Full Movie 2024 - Beja Betey | በጃ ቤተይ
Armana Entertainment
Рет қаралды 142 М.
00:38
ЧТО ОПАСНЕЕ? ОТВЕТЫ ВАС ШОКИРУЮТ... (1% ОТВЕЧАЮТ ПРАВИЛЬНО) #Shorts #Глент
ГЛЕНТ
Рет қаралды 2,4 МЛН